Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convertir en PDF
  • Liste de lecture
  • Abrégé
  • Livre audio
  • Chercher
  • Télécharger
  • myzon
  • S'identifier
  • registre
English  አማርኛ  Français  العربية
Livre du jour

ገድለ ሰማዕት ቅዱስ ፊቅጦር ትግርኛ.pdf


  • word cloud

ገድለ ሰማዕት ቅዱስ ፊቅጦር ትግርኛ.pdf
  • Extraction Summary

እዛ ንግስቲ ንዚ ህፃን ዝተገበረ እዚ ባርኮት ምስጋናን ከብርን ምስ ሰምዐት ቅንኣት ሓዛ ፈዩማ ድማ ተናደደት። እዚ ህፃን ንትምህርቲ ምምሃር እንትበፅሕ ንከምሃር ናብ መምህር ወሰድዎ ናይ ነብያትን ናይ ሓዋርያትን መፅሓፍቲ ምስ ትርጉሞም ጥበብን ተግሳፅን ኩሉ ተመሃረ። ካብዚ ንደሓር ንጉሥ ዲዮቅልጥያኖስ ወዳ ፊቅጦር ንከመፅእ ከትልእኮ ናብ ማርታ ሰአከ። ካብ ሕዊቂር ዕለታት ንደሓር ንጉስ ዲዮቅልጥያኖስ ንህርማኖስ ፊቅጦር ከመይ ካባና ርሒቁ ለማዓንቲ ግን ከሪኦ አደሊየ በሎ ኣብዚ ግዜ ልጓም ኣብ ኣፉ ከም ዝገበርሉ ኣስታዊሳ በከየት ማርታ ድማ ናይ ቅዱስ ፊቅጦር ስጋ ናብ ቤተ ከርስትያን ኣእተወት።

  • Cosine Similarity

ናይዚ ህፃን እኖ ማርታ ድማ መልኣከ ካብ ሰማይ ንዘውረደሱ ናይ ወርቂ ከዳን ኣከዲና ተሸኪሞም ናብዚ ንጉስ ከብፅሕዎ ለኣከቶ እዚ ንጉስ ናይዚ ህፃን ናይ ሰብነቱ ዝፍቶ መልከዕን ናይ ገፁ ብርሃን ኣብ ልዕሊኡ ዝሓደሮ ናይ ክርስቶስ ፀጋ ኣብዝረኣየ ግዜ ፈዩሙ ኣደኒቁ ብዙሕ ገንዘብ ድማ ሂቡ ስዒሙ ንከትሪኦ ናብ ሰበይቱ ንግስቲ ለኣኮ። አእዚ ንጉሥ ድማ ፊቅጦር ወደይ እንታይ ኮይንካ ኢካ እዚ ዝኣከል ግዜ ናባይ ዘይመፃእካ በሉ ፊቅጦር ንዲዮቅልጥያኖስ ንክርስቶስ ኣብተፍቅሮ ግዜ ኣፍቂረካ ናባካ እውን መአ ንክርስቶስ አብዝፀላእካዮ ግዜ ኣነውን ፀሊአካ ገዛካ ውን ፀሊኣዮ በሉ ህርማኖስ ድማ ብወዱ ተበሳጨወ ንጉሥ ግን ንህርማኖስ ህፃን እዩ ምስትውዓል እውን የብሉንሞ ሕደጎ በሎ ማርታ ግን ስለ ወዳ ፈርሐት። ወላዲኡ ህርማኖስ እዚ ኣብዝሰመዐ ግዜ ልጓም ኣልዒሉ ናይ ፊቅጦር ኣፍ ለጎሞንንጉስ ዲዮቅልጥያኖስ ደብዳቤ ፅሒፍካ እዚ ቆልዓ ናብ እስከንድርያ ገዛኢ ናብ ሄርሜልዎስ ልኣኮ። ንሳቶም ድማ ናይ ህርማኖስ ቆልዓ ፊቅጦር እዩ በልዎ አግሩ ዝተሰበረ ሽማግሌ ንፊቅጦር ሒዙ ብከርስቶስ ስም ኣሚነ ኣለኩብቅዱስ ፊቅጦር ሰማዕት ኣማላድነት ይኣምንየ እናበለ ናይ ቅዱስ ፊቅጦር ደሙ ድማ ጌሩ ድማ ናግሩ ቀበኦ። ፊቅጦር ድማ ናይ እግዚአብሔር ፈቃድ ይኩን በላ። ፊቅጦር ድማ ካብ ሕጊ መፅሓፍቲ ውሽጢ ዝተረከበ ናይ ክርስቶስ ነገር እንትሰምዕ ደስ በሎ ፊቅጦር ናይ ወርቂ መዕጠቂ ነይርዎክርስቶስ ድማ ወርቂ ትፈቱ ዲካ ምሳካ ናይ ወርቂ መዕጠቂ ይርኢ ኣለኩ በሎ ፊቅጦር ድማ ካብዛ መዕጠቂ ካሊእ ምንም ካብ ኣቦይ ቤት ዝወሰድክዖ የለን ንሳ እንተኮነት እውን ወርቂ ብምፍታው እንተይኮነ ጋሻ ብዝመፀኒ ግዜ ዝቅበለላ ስለዝኮነት እምበር በሎ። ናብ ንጉሥ ዲዮቅልጥያኖስውን ኣተወ ንጉሥ ዲዮቅልጥያኖስ ድማ ንስካ መን ኢካ ካበይስ መዊአኦካ ሃገርካከከ አበይዩ በሎ ሰይጣን ድማ ሃገረይ ምስር እያኣነውን ናይ ግብዩ ወገን ዝኮን ጋሻ እየ ንዓካ ንምርኣይን ንጣአትካ ከሰግድ መዊአ ኣለኩ በሎ ንጉሥ ድማ ናይ ግብ ዝናዋ ከመይ ዩ ኣብ ውሽጣ ዝነብሩከ በሉ ኩሎም ፅቡቃት ዝተፈተዉ እዮም ንዓካ ይፈትውካ ንጣኦትካውን ይስግዱካብ ወዲ ህርማኖስ ስሙ ፊቅጦር ዝበሃል ሓደ ሰብ ብቻ ኩሎም ንዓካ ዘይእዘዝ ሰብ የለን በሎ። ፊቅጦር ንጣኦት ተሰጊዱ ኣከብርዎ ንከንሕጉሶውን ኣምፅኣዮ ለጣኦት ምስጋድ እምቢ ተይሉ ግን ብከፉእ ሞት ቅተልዎብከርስቶስ ንዝኣምኑ ኩሎም ግደልዎምምስ ደብዳቤኡ ሠራዊት ናብ እስከንድርያ ሰኣከ እስከንድርያ በዒሖም ንሄርሜልዎስ ነዚ ደብዳቤ ሃብዎ ሄርሜልዎስ ድማ ተቀቢሱ ኣንበባ ምስ ደብዳበኡ ተለኣኣከቲ ናብ እንዴናው ገዛኢ ናብ ኣርያኖስ ለኣኮም ኣርያኖስ ድማ ኣብ ደብድቤ ውሽጢ ዘሎ ምስ ሰምዐ ምስ ብዙሕ ሠራዊትን ተለኣኣከቲ ከደ። ኣርያኖስን ናይ ንጉሥ ተለኣኣከቲን ካብ ሰማይ ብርሃን ኣብ ልዕሲ ቅዱስ ፊቅጦር ምስ ወረደ ፍርሓት ሓዞም ናብ ሃገሮም ድማ ተመለሱ ናይ ቅስጥሮን ሃገር ሰባት መቂኦም ኣቡኡ ብምፍርሓን ኣብ ልዕሊኡ ስለ ዘሎ ብርሃን ስግኡ ኣልዒሎም ብፅቡቅ ከዳን ገነዝዖ ከሓዲ ንጉሥ ዲዮቅልጥያኖስ ናብ ዘፍረሶ ቤተ ከርስትያን አእትዮም ብሳፅን አቀመጥዎ። ኣገልገልቱ ድማ እንሆ ወሲዶም ብዓብይ ናይ ሓዊን ድስቲ ናብ ዘፍለሕዎ እርሳስ አአተውዎ ኣዲኡ ማርታ ወዳ ፊቅጦር ከምዝሞተ ኣብ ዝሰምዐት ግዜ መሪር ንብዓት በከየት ብዙሕ ግዜ ድማ ሓዘነት ምዕራፍ እግዚአብሔር ንዲዮቅልጥያኖስ ፈዒሙ ምስ ኣጥፈኦ ንደሓር ንቆስጠንጢኖስ ኣንገሶ። ብዲዮቅልጥያኖስ ዘመን ሰማዕት ዝኮነ ናይ ቅዱስ ፊቅጦርን ናይ ኣንዖኪያ ሰማዕታት ፀሎቶም ተረዳኢነቶም ምስ ኩልና ከርስትያን ወገን ንዘልዓለም ዓለም ይንበር ኣሜን ተኣምር ናይ ክርስቶስ ምስክር ናይ ቅዱስ ፊቅጦር ፀሎትትን በረከቱን ምስ ኩልና ይኩንሞ ዝገበሮ ተኣምር እዚ እዩ። ካብ ተለኣኣከቲ ንማርታ ሓደ ገዛኢ ምስ ሠራዊቱ መዊኡን ነዞም ኣረማውያን ኣብ ቤተ ክርስትያን ውሽጢ ብዙሕ ግርፋት ገሪፎምዎም ኢሎምዋ ማርታ ድማ በጃኩም ስለ ክርስቶስ ኢልኩም ሕደግዎም ክትብል ናብ ገዛኢኡ ለኣከት እዚ ገዛኢውን ኃጢኣቶም ብዙሕ እዩ ኢሉ ናብ ማርታ ለኣከእዚ ገዛኢ ድማ ህዝቢ ከሰምዕ ዓው ኢልኩም ኃጢኣትኩም ተዛረቡ በሎም እዞም ኣረማውያን ንዚ ህዝቢ ከምዚ ከብሉ ተዛረቡ። ናብ ውሓዚ ማይ ምስበፅሐ ንሕና ድማ ሓዝናዮ በኣሚን ድማ ናይ ቅዱስ ፊቅጦር ኣምላከ ከርስቶስ ካብዚኦም ኣረማውያን ኢድ ኣድሕነኒ በለ ንሕና ድማ ናይ ህርማኖስ ውላድ ፊቅጦር ከድሕነካ ይከእል ተኮይኑ ሎሚ ከንርኢ ኢና በልናዮ። ገዛኢኡ ቅዱስ ፊቅጦር ንዚ ህዝቢ ኣነ ናይ ማርታ ውላድ ፊቅጦር እየ እዚኦም ድማ ምሳይ ዘለዉ ቴዎድሮስን ገላውዴዎስን ናይ ኣንፆኪያ ሰማዕታትውን ኩሎም እዮም ክብል ነገሮም ኩሎም ሰማዕታት ንዚ ሕዝቢ ኦ ማርታ ሰላም ንዓኪ ይኩን ናይ ኢየሱስ ከርስቶስ ሓይሊ ምሳኪ ይኩን በልዋ በሉ። ህዝቢ ኩሉ ኣደነቁ ንማርታ እዚ ኩሱ ነገር ነገርዋማርታውን ኣአደነቀት ደስ ኢልዋ ድማ ንእግዚአብሔር ኣመስገነትንበኣሚን ከቀትልዎ ዝደለዩ ኣረማውያን ኣደነቁብከርስቶስ ኣሚኖም ብኣብ ብወልድ ብመንፈስ ቅዱስ ስም ድማ ተጠመቁናይ ከርስቶስ ስጋና ደም ውን ተቀበሉ ማርታ ድማ ናይ ቤተ ክርስትያን ስራሕ ምስ ፈፀመት ናይ እስክንድርያ ሊቃ ጳጳሳት ቀደሰናይ ሰማዕቱ ፊቅጦር በዓል ድማ ገበሩ። እዚ ኣንባቢ ድማ ልጓም ብኣፉ ውሽጢ ገይሮም ናብ ኣዲኡ ናብባንዖኪያ ሃገር መለስዎ ዝብል ንባብ ምስ በፅሐ ኣዲኡ ኣብዚ ግዜ ልጓም ኣብ ኣፉ ከም ዝገበርሉ ኣስታዊሳ በከየት ማርታ ድማ ናይ ቅዱስ ፊቅጦር በዓል ምስ ወድኣት ናይ ወዳ ናይ ቅዱስ ፊቅጦር ስጋ ሒዛ ናብ አንዖኪያ ተመለሰትብወዳ ድውዱስ ፊቅጦር ስም ዓብይ ቤተ ከርስትያን ሰርሐት ብወርቅን ብብሩርን ኣጌፀቶ ደመድርዮስ ዝተባሃለ ሊቀ ጳጳሳት ድማ ቀደሳ ናይ ሰማዕቱ ናይ ቅዱስ ፊቅጦር ስጋ ናብ ቤተ ከርስትያን ኣእተወት።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Commentaires:


memezon

Options de téléchargement | Convertir en PDF | Livre du jour

© dirzon | Conditions d'utilisation | Intimité | Sur | Services | Contact