Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ንጽባሒታ ንግሆ መኪናኣ ንኸትወስድ ናብቲ ጋራጅ ምስ ተመልሰት ትማሊ ዝረኣየታ ጸሓፊት መኪና ናብ ኮምፒተር ቀስ ብቀስ ዘመናዊ ጋራጅ ከገብሮየ ዳፇቭ ጋደ ጋሃያ ምጎ ሪጃቭያካ ደዳ ያፖፇሪሮ ሦጃ ዲሻ በለት ካንደል ብውሽጣ። ሰብኣየይ ንዝገዝኣለይ ህያብ ከርእየኪ እየ።
ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ምዕራፍ ዳኛ ቴይለር ስታንፎርድ ካብ ዝሰምዖም ገበናዊ ጉዳያት ናይ ሃል ቤከር ኣዝዩ ፍሉይ እዩ። ሃጆቻ ሃነ ሮሮ ሦማዳ ፈያ ያፖፇጋረር ድታው ዳደ ቴይለር ሓደ መዓልቲ ኣብ ጥቅሚ ከውዕሎ ዝኸእል ሰብ ኣብ ቅድሚኡ ደው ኢሉ ከም ዘሎ ተገንዘበ ካብ ፍጹም ግምት ሰባት ወጻኢ ከኣ ዳኛ ቴይለር ኣብ ጉዳይ ሃል ቤከር ፍርዲ ሃበ። ናብ ቤትጽሕፈተይ ምጻእ እቲ ዓይነት ስራሕ እንታይ ምኺኑ ከሕበረካ እዩ ሃል ቤከር ናብ ቤትጽሕፈት ቴይለር ኣተወ ዉንዙፍ ፍርዲ ስለ ዘለካ ገና ንነዊሕ ዓመታት ከፈርደካ ከም ዝኸእል ትፈልጥ እንዲኻ ሃል ሰንበደ። ሕጂ ጥራይ እንታይ ከገብረልካ እኻ ትደሊ ዘለኻ ገገረኒ ደሓን ናቱ ግዚኡ ምስ ኣኸለ ከነግረካ እየ ሓደ ነገር ከትፈልጦ ዝግብኣካ ግን እዚ ሎሚ ዝተዘራረብናሉ ጉዳይ ኣብ ሞንጎና ዝተርፍ ዓቢ ምስጢር እዩ ሕራይዶ ሃል ፍሽኸ ብምባል የማነይቲ ኢዱ ኣብ ጸጋማይ ኣፍልቡ ኣንቢሩ ዚ ምስጢር ካብ ዘውጽእ ሞት ይሕሸኒ። ኣብ ማእከል ባሕሪ ኢኻ ዘለኻ ይመስለኒ ኣብ ባሕሪ ከኣ ብዙሓት ነገራት ከጋጥሙ ይኽእሉ እዮም ሕራይ ደሓን ነዚ ነገር ምስ ፈጸምክዎ ግን ግንዘብካን ናብ ኣውስትራልያ ዘእትወካ ናይ ኣየር ትኬትን ተዳልዩልካ ከጸንሕ እዩ ድሕሪ ቁሩብ ሰዓታት እታ ሳልሰይቲን ኣበሳሪትን ናይ ቴሌፎን ደወል ካብ ዲሚትሪ ካሚኒስኪ ተቐበለ። ሲድኒ ሸልደን ስምዓኒ እሞ ኩሉ እቲ ዘጋጠመ ከየትረፍካ በብሓደ ብዝርዝር ንገረኒ ቴይሰር ንኣገባብ አቀታትላ ኣቡኡ ክሰምዕ ምስ ጀመረ ልክዕ ኣብቲ ቦታ ዘሎ ኮይኑ ተራኣዮ መንገድና ናብ ኮርሲካ እዩ ነይሩ ናይ ዕድል ነገር ከኣ ሕማቅ ማዕበል እዩ ኣጋጢሙና። ቅድሚ ሕጂ ተኸሳሲት ካብ ድኳናትን ውልቀ ሰባትን ብምስራቅ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትያ ነይራ እዚ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ዘይሕጋዊ ናይ ምንዝርና ስራሕ እውን ትነጥፍ ነይራ እያ ተኸሳሲት ኣብ ትሕቲ ዕሉል ገበነኛ ራፋኤል ተጠርኒፈን ካብ ዝሰርሓ ኣመንዝራታት እውን እያ ኣብ ወርሒ ጥሪ ከኣ እዩ እዛ ተኸሳሲት ምስ ጠርናፊኣን ካልኣይ ተሓጋጋዚኡን ከትረዳዳአ ብዘይምኸኣላ ሽጉጥ ዝተኮሰትሎም ካብ ግዳያት ዝሞተ አሎ ድዩ። ሓተተ ቴይለር ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን የለን ከቡር ዳኛ። ዉዲ ከኣ ኣብ ህዝባዊ መናፈሻ ዕንባባታት ብምቅንጣሱ ዳርጋ ከኣስርዎ ኣፈራሪሖሞ ነይሮም ዉዲ ዘይኮነ ካንደል እያ ከምኡ ጌይራ ቴይለር ወጢንዎ ኣብ ዘሎ ብልሓት ንፍሸለት ዘቃልዕ ዝኾነ ኣንፈት ከርከብ ኣይደልን እዩ። ድሕሪ ምባል ወረቓቕቲ ኣምጺኡ ኣብ ቅድሚኣ ኣንበረላ እንታይ እዩ ማርጎ ነተን ወረቓቅቲ ቁሉሕ ኢላ ድሕሪ ምጥማት ሓተተቶ ውዕልና ካብ ዘጠቓልሎ ነገራት እዩ በላ ቴይለር ቅልጥፍ ኢሉ እቲ ሽዑ ንማርጎ ዘፈረማ ወረቓቕቲ ብተምሳል ጁልያ ስታንፎርድ ካብ ስታንፎርድ ኢንተርፕራይዝ ብመልከዕ ውርሻ ንዝረኸበቶም ብርከታት ናብ ሓደ ብካልእ ትካል ዝመሓዳደር ኮርፓሬሽን ከም ዝሸጠቶ ዝገልጽ ነበረ። ስቲቭ ኣብ ካልኣይ መስመር ናይ ቴሌፎን ጻውዒት ኣሎካ ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ስቲቭ ኣብ ቴሌፎኑ ምስ ካልኣይ መስመር ዘራኽቦ ቁጽሪ ጠወቀዋ ሎው ኣቶ ስቲቭ ቴይለር እየ። ንሱ ኣብ ዘይኮነሉ እዋን ጥራይ እዩ ከምዚ ዝኸውን ግሱ ኣብ ዘይኮነሉየ እሞ ሓሺሽ ኣብ ምውሳድ እዩ ዘሎ ማለትኪ እዩ ኖእሆ ፔጊ ካንደል ከተወጻጽኣ ስለዝደልየት ኣቶኪራ ጠመተታ። ጊ ከሕግዘኪ ዝኽእል ነገር እንተሎ ሕጂ ንገርኒ የቐንየለይ ካንደል በለታ ፔጊ ድምጻ ትሒቱ ካንደል የአዳው ፔጊ ጨቢጣ ካልእ መዓልቲ ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ከንዘራረብ ኢና ምስ በለታ ሮማዕ ኢላትሉ ካብ ዝጸንሐት ባይታ ተንሰአት ተሰናቢታታ ካብቲ ሽቃቅ ምስ ወጸአት ሰብኣያን የሕዋታን ምስ ስቲቭ ተኣኪቦምሉ ናብ ዘለው ከፍሊ ኣምረሐት። ድሕሪ እዚ ኹሉ ሕጂ ናብ ፓሊስ ናብ ፓሊስ ምኻድ ማለት እንታይ ማለት ምኺኑ ትፈልጥ ዲኻ። ደሓን ሕራይ ጥራይ ኣይትጨነቅለይ ዝኾነ አማራጺ ኢልና ዝረኸብናዮ ክንገብር ኢና ካንደል ቃላት ሰብኣያ ካብ ተስፋ ዘይሓልፉ ምኺነንኳ ተፈለጠት ኣጥቢቓ ሓቼፋቶ ብዕድላ ክተማርር ጀመረት እዚ ሕጂ ኣደዳ ጭንቀትን ወጥርን ንኸትኸውን ዝገበራ ሓደጋ መኪና ቅድሚ ቅሩብ ኣዋርሕ እዩ ኣጋጢምዋ ካንደል ኣብታ ተካል መዓልቲ ኣብ ሬድገፊልድኮነከትከት ናብ ትቅመጥ መሓዝኣ ልደት ከተብዕል ኢላ እያ ገይሻ ንነዊሕ ዓመታት ዘይረኸበቶም መማህርታ ከም ዝጸንሕዋ ትፈልጥ ብምንባራ ምሒር ተሃንጥያ እያ ናብቲ ጽንብል ዝበጽሐት ኣዝዩ ደስ ዘብል ናይ ምዝንጋዕ ምሸት እዩ ነይሩ ምስቶም ካብ ዘይትርአዮም ዓመታት ዝገበረት ነባራት የዕሩኸታ ከይተረድኣ ብዙሕ ኣዕለለት። ጭፍላቅ ኣለዋ እንታይ እዩ እዚ። ግን ዓጋዝየን ዓባይ ምስ ምዉኺና ዕድለኛ ኢኺ በላ ሳም ሓደ ዓርከይ ነይሩ ከምዚ ናትኪ ኣብ መንገዲ ዓጋዝየን ኣጓኒፋቶ ምስ ሃረማ መኪንኡ ብጣዕሚ እያ ተሃስያ እሱስ ሓቅኻ እሞ ሎሚ ምሸት መኪናይ ኣብ ጋራጅካ ተትሓድር ደስ ምበለኒ ካንደልለ ብጭንቀት ተዋጢራ ምትሕብባሩ ሓተተት ገም የለን ቁሩብ አፎይታ ተሰሚዕዋ ናብ መዓጾ ጋራጅ ገጻ ሰጎመት ምቅሳን ስኢና ንድሕሪት ቁሊሕ እንተበለት ግን ከልቲአም መካኒካት ደኒኖም ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ኣብ መኪናኣ ንዘሎ ህራም ይርእዩ ከም ዘለዉ ተዓዘበት። ሲድኒ ሸልደን ካንደል ሓደ ሰብ ይፈልጥ እዩ በላ ማርከ ነታ ደብዳቤ እንዳርኣያ። ካብዞም ሰለስተ ዝበልክኒ እንታይ ከም ዘጋጠመኪ ርግጸኛ ዝኾነ ሰብ ተዝነብር ነይሩ ንዝቐርቦ ሰብ ምተዛረበ ወይ መዕለሉሎ ሕጂ ግን እቲ ሓደጋ ኣብ ኩሉ ጋዜጣታት ወጺኡ ብምህላዉ እዞም ሰለስተ ዝነገርከኒ ይኾኑ ወይ ካልኦት ንዓኺ ብምጥርጣር ነዛ ደብዳቤ ሰዲዶምልኪ ኣለዉ በሃላይ እየ ካብ ጋዜጣን ቴሌቭዥንን ብዛዕባ እቲ ሓደጋ ምስ ፈለጡ ንስኺ ምኺንኪ ንከረጋግጹ እዮም ነዛ ደብዳቤ ሰዲዶምልኪ ዝኾኑ። ከመይ ትውዕሊ ወይዘሮ ሬናዉድ እንታይ ከሕግዝ በላ ሳም ኣብ ኣፍ ደገ ማዕጾ ቤትጽሕፈቱ ኮይነ ካንደል ብምሒር ስንባደ ከይተረድኣ ተጠውየት ወላሓደ ወላሓደ ከትሕግዘኒ ኣይደለኹን አነሃለት መኪናይ ዓሺገያ ኣለኹ ደሓን ሕደር ኢላቶ ተቐላጢፋ ናብ መዓጾቲ ቤትጽሕፈት ገጻ ሰጎመት ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ንጽባሒታ ንግሆ መኪናኣ ንኸትወስድ ናብቲ ጋራጅ ምስ ተመልሰት ትማሊ ዝረኣየታ ጸሓፊት መኪና ኣብ ቦትኣ ኣይጸንሓታን ኣብ ጠረጴዛ ቤትጽሕፈት ጋራጅ ኮንፒተር ከም ዘላ ኣስተብሃለት ሳም ካንደል እንታይ ተስተብህል ከም ዘላ ትርእዮ ካብ ዘላ መኣዝን ገምገመ ጽቡቕ መሽ ካብ ጸሓፊት መኪና ናብ ኮምፒተር ቀስ ብቀስ ዘመናዊ ጋራጅ ከገብሮየ ዳፇቭ ጋደ ጋሃያ ምጎ ሪጃቭያካ ደዳ ያፖፇሪሮ ሦጃ ዲሻ በለት ካንደል ብውሽጣ።