Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convert to Pdf
  • Reading List
  • Summary
  • Audiobook
  • Search
  • Upload
  • myzon
  • Log in
  • Register
English  አማርኛ  Français  العربية
Book of the day

ጆሜትራ ገብረ ኢየሱስ አባይ v1 (1).pdf


  • word cloud

ጆሜትራ ገብረ ኢየሱስ አባይ v1 (1).pdf
  • Extraction Summary

ኦሪት ዘፍጥረት ምፅራፍ ቀጽሪ ደቂ ሴም ንኢትዮጵያ ዝአተውዎ ዘመን በዚ እዋንዚ ጭቅኦም ብሐደ እዮም ዝምደቡ ብጀከ እዞም ሽዱሽተ ዓሌት ካልእ ዓሌት ሐደ ሰብአይ አለዉ ሽሞም ከዓ ከምዚ እዩ። ሜ ሕ ነመ ክከብዚኦም እቲ ንእሽቶ ሐዎም ግና ዘርኢ ዘየብሉ ጠፍኤ ፀነተ ዘርኢ እቶም ቦተ የሕዋት ግና ብሐንሳብ ተሐዋውሾም ዘርኢ ይቲኦም አብቲ ቀንዲ ዓዲ ናይ ሙሳ ጉልቲ አብ ላዕሊ ዝፀብፀብናዮም ዓድታት ርስቲ ሒዞም አለዉ ደቂ ዮሱፍእናተባህሉ ስጋፅ ለይቲ ሎሚ ይጽውዑ አለዉ ዘርኢ እቲ ሳልሳይ ወዲ ዓብደላ ሰንዓ ከምቲ ቕድም ዘልናዮ ብዘበን ሐፀይ ዳዊት ጊዜ እዩ ርስቲ ዝሐዘ ክብ ዓዲ ዓዛቢ ጀሚሩ ስጋብ እምባ ደርሆ ጌሩ ስጋዕ ማይ ሌባ ከብኡ ስጋብ ደንጐላ ስጋብ ደምበ ብፁር ከምዚሉ ዝኸበበ ስጋብ ሎሚ ደቂ አስገደ ጸጋይ ይበሃሉ አለዉ። ፄይ አቶሹም ንሳሙኤልን ንገብረ ማርያምን ንተ ወለደክብዚኦም አቲ ሐደ ገብረ ማርያም ንአርቃዴዎስ ወለደ አርቃዴዎስ ከአ ንመዝራአተ ከርስቶስ ወለደ መዝራኣተ ክርስቶስ ከአ ንወይዘሮ ወርቅ ውሃ ከአ ናብ ሹም ተምቤን ምርጫ ከአ ንንጉሠ ነገሥት ዮሐንስን ንልጅ ጉግሣን ንደጊያት ማሩን ንልጅ ሐጐስን ንእቴጌ ድንቅነ ሽን ወለደ። አምበይተይ ወለተ ድንግል ጓል ወዳጅ ምንአሱ ንደጊያት ባስልዮስ ናብ አቶ ጸምሩ ተአትዬን ኘደጊ ያት ሐጎስ ከአ ንደፒያት አብርሃን ነዝማች ገብረ መድህንን ወለዱ እዚአቶም ዝፈረይዎም ምስ ደቂ ሐወቡኦም አብ ዓደቀ ማልኽን አብ ከባቢ ሰለኽለኻን ዘርኢ ክልቲኦም የሕዋት በርከት አለዉ። ዳሽም ንተኽለሰንበት ወለደ ተኽለሰንበት ንግርሜ ወለደ ግርሜ ንዳሽም ከል አይ ወለደ ዳሽም ክካልአይ ንዓንዱን ንገብሩን ወለደ ክብዚኦም ተ አሕዋት ዓንዱ ንተኸስተብርሃን ወለደ ተኸስተብርሃን ንሐጺርን ንሸሀይን ንታቕቢትን ወለደ ከብዚኦም ሐጺር ንሀብጨንን ንተኸለጨንን ንነገደጨንን ንተስፋጨንን ወለደ ካብዚኦም ሀብጨን ሐድጊ ዘይብሉ ፀኒቱ ተኽለጨንን ነገደጨንን ተስ ፋጨንን ዝፈረይዎም አብ ባረንቱን ቱኩምቢያን በሽኳን ሻምብቆን ኡጋሮን እምኒ ሐጀርን ስጋብ አድያቦን ወልቃይትን ዓዲ ጫርን አለዉ። ንሕና ከአ ከምቲ ክብ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ እተቐበልናዮ ሐደራ ከም ደቅና ጌርና ኢና እንናፍቐም አሞ ብሽም ቅድስት ሥላሴን ብድንግል ማርያምን ብስም እቲ አትናፍቕዎ ጐይታ ብዝፈጠነ ምሕረትኩም ከምትፍንዉለይ ግበሩለይ ኢለ የማሕጽነ ኩም አሎኹ ነዚ ዘቕረብኩልኩም ልማኖ ከም አረማዊ ክፉእ ሰብ ከይትሕሰምዎ ነዚ እንተዘየንበብኩም ናብ ቅድሚ ዓለም ነገሥታት ከይትርከቡ ከምኡ ከአ ሕገ መንግሥቲ አቐሙጮ ቅድም ኢሉም ብ ዓመተምሕላ ረት ራእሷ ጉግሣ ወሴ ናብ ከናት ሞይቶም ተረኽቡ ዘሕዝን እዩ። ውነቶም ትምራሕ አላ አብ ኩሉ ኢትዮጵያ ቤት ትምህርት ታት አዝዩ ተስፋሕፊሑን ማዕቢሉን ካብ ሰዓት ናብ ሰዓት ክብ ጊዜ ናብ ጊዜ ብዙሕ ስኾምቲ ወሲዱ እቶም ሕንጻታት አብያተ ትምህርቲ ብዝበለጸ ይጋፋፍሑን ይተሐያየሹን አለዉ።

  • Cosine Similarity

ቅድም አብ መደባይ ሐደ ዓቢይ ገበል ከብ ሐንቲ ፅበይቲ ንግሥቲ ምስ ሐንቲ ካልአይቲ ፍጹም ሰብ ዝኾነት ጓል ተወልደእዚ ገበል እዚ ገዛእ ሀገር ኮነ ቋንቁኡ ግና እታ ምስኡ እተወልደት ጓል ትፈልጥ ነበረት እቲ ገበል አዚዩ ን ቀጥቅጥ ገዛእ ሀገር ነበረ እሞ ጤለ በጊፅን ጐርዞ ጓልን ብእዚ እናምጽኡ ግብሪ ይህ ብዎ ነበሩ ንሳቶም ከዓ ብዙኀ ተሸገሩ ከምቲ አብ ላዕሊ ተጠቼሱ ዘሎ ሐደ ሰብአይ ፅ ክብ ሐማሴን መጺኡ ነዚ ገበል እዚ እንተ ቐተልክዎስ አንታይ ትሀቡኒ የሎም ን ቶም ከዓ ንውሉድ ወለዶኻ መንግሥቲ ነውርሰክ ኢሎም ቃል ኪዳን መታገ ከይጠልምዎ አተውሉ እቲ ሰበአይ ከዓ አጋቦስ ወይ ከዓ ገብጋቦ እዬ ዝበሃል ዝነ በረ ንሱ ከዓ ንኙሎም አኪቡ በታ ዝመጸላ መንገዲ ሐዊ ጌሩ አንዲዱ ቀተሎ ምስ ቀተሎ ከዓ እቶም ሕዝቢ ከምቲ ቃልኪዳን ዝአተውሉ ከይሀብዎ ከዲዖፆም አብዮም ነበሩ ደሐር ግንንሱ ብክንደይ ክርክር አሰኒፉ ንአድኃና ንግሥቲ የእትዩ መንግሥቲ አግ ዓዝያን ካብ ዓሌት አክናሁስ ዝወረደ ዓሌት መበል አድኃና ንግሥት ክብኡ ጀሚሩ ስጋብ ኘኖት ሴም ካልአይ ጓ ዓመት ዝገዝኤ በዚ ጊዜ እዚ አቧሉ እዩያሐ ዝኸተመ ብድ ዓሪኡ ከዓ ስጋብ ተዋስያ ዘለዉ ነገሥታት በብታራ ምስ ገዝኡደሐር አቦአ ንንግሥተ አዜብ ተዋስያ ዓመት ገዚኡ ሞተእሞ ጓሉ ንግሥተ አዜብ ነጊሣ ዓራት አቦአ ምስ ኀዘት ውርይቲ ዝገነነት ኮነትግዝአታ ከዓ ስጋብ መደጋ ስክር ትገዝእ ነበረት ብምሥ ራቕ ከዓ ስጋብ ዓዲ ዓረብ የመን ሐሊፋ ትገዝእ ነበረት ብዘበና ከዓ ነጋዶ ክብ ኢየሩሳ ሌምን ከብ ሀንድን ካብ ዓዲ ዓረብን እናመጹ ፅንቀሩን አልማዝን ዝባድን ስኒ ሐርማዝ ሰንደል ፅንጨትን ወርቅን ብሩርን እናመላለሱ ይነግዱ ነበሩ እሞ ሽማ ከዓ አብ ኩሉ ዓለም ፍሉጥ ኮነ በዚ ጊዜ እዚ አብ ኢየሩሳሌም ሰሎምን ወዲ ንጉሥ ዳዊት አንቀ ጥቂጡ ይገዝእ ነበረ እሞ ዘይገብራ አይነበሮን ኩሉ ጥበብ ተገልጭዎ እዩ ዝነበረ ንሳ ከዓ ወሪኡ ታምሪን ዝበሃል ነጋዳይ ምስ ነገራ ብዙዓኅ ገጸ በረኸትን ሕያብ ሚእቲ አጋ ስስ ወርቂ ጽዒና ብሩር አልማዝ ካብ ብዙኅ ዓይነት አኪባ ንኢየሩሳሌም ከደት ብዛ ፀባ ንግሥተ ሳባ ዝብል ካልአይ ዜና መዋዕል ረኤአብ ሐዲሽ ኪዳን ከዓ በሐ ር የልዕላ እዩ ማቴዎስ ቋ ቀዳማይ መጽሐፈ ነገሥት ከዓ ይሰምያ እዩ ንሳ ናብ ሰሎሞን ምስ ተራኸበት አኽቢሩ ተቐበላ ንሳ ከዓ ጥበቡን ሥራሑን እናረ አየት ወርጊ ዝአክል ተቐመጠት እሞ ንምኒልክ ጠነሰት ካብኡ ተፋንያ ንዓዳ መጸ ት አብአውራጃ ሐማሴን አብቲ ሩባ አብ መንጎ ዓዲ ቆንፅን መንጎ ወክድባን ክት በጽሕ ከላ መዓልቲ ሕርሲ በጺሑ አብቲ አዝሒት ዝበሃል መኻን ምስ በጽሔት ንም ኒልክ ወለደት እተን መሕረስቲ ከዓ ማይ ንመተሕሐፃፀቢ ደልየን አቲ ማይ በላ ኢለን ከክብአ ጀሚሩ አታ ፈለግ ማይ በላ ትበሃል አላ። ካብ ደቂ ይሁዳ ዘርኢ ዛጋ ከዓ ሐሐሊፎም ገለ ናብ ምድሪ ሽዋ አለዉ ገለ ከዓ ናብዚ ምድርዚ ከም ጅ እኒ ትምዝአ ከምኡ ከዓ እዞም ሐነከ ሰምበተ ስመ ደቂ ወረደ ምሕረት የዓዋቶም አዮም ደቂ ይሁዳ ምስ ላስታን ምስ አድከመ ምልጋእን እዮም። ብድሕሪኡ ግና ገሊኦም አብ ምራራ ገሊኦም ዘርኢ ይትራሃም አቐዲሞም አብ ላስታ እዮም ዝነበሩ ገሊኦም አብ ሰቐጣ ገሊኦም አብ ስሜን ገሊኦም አብ ዓጋመ ገለ ናብ አገላ እኩለ ጉዛይ ደቂ ጅራተ ቀጭን ዝኾኑ ከምኡ ከዓ እዞም አድከመ ምልጋእ ደቂ አንበሳጅር እዮም ከምቲ አብ ላዕሊ ዝበልናዮ እዞም ሕዝቢ እዚአቶም ኩሎም ዘርኢ አምኖን ይትርሃምን ደቂ ንጉሥ ዳዊት እዮም ምፅራፍ ። ክብኦም ዘርኢ ወረደ ምሕረት ዝፈረዮም አብ ዓጋመ አለዉ ምስአቶም ቅድም አብኡ ዝነበሩ ክብ ነገደ ዮሴፍ ዝውለዱ ምስኦም ተሐውሾም ብሐደ ሽም ደቂ ወረደ ምሕረት ይብሃሉ አለዉ ክም ዘለዉ ዓጋመ ከብኡ እዮም ዝበሃል ደቂ ወረደ ምሕ ረት ሐነክ ሰምበተ ስመን ይበሃሉ አኅዋት ነበሩ ዘርኢ ስመ አብ ዓጋመ አለዉ እኒ ኢሮብ ቆርሽ ዝበሃሉ አኅዋት እዮም ሰምበተን ሐነከን ግና ካብ አሕዋቶም ተፈል ዮም ፋሕ ኢሎም አብዚ ምድሪ ሐማሴን አለዉገሊኦም አብ ትምዘአ ሐያሎ ዓድታት አለዉአዚኦም ከዓ ክብ ወረደ ምሕረት እዮም ክካብኦም ከዓ ዝተፈልዩ አኅዋቶም አብ ጽራዕ አለዉከምኡ ከዓ አዞም ላምዛን ዓዲ ደጊያት አቤነርን አኅዋቶም እዮም እገላ ሕን ከዓ ዝርካቦም አብቲ ብሽሙ ዝጽዋዕ ዘሎ ዓዲ አለዉ። ጂይ ንዓጋመሂኒ ነዚኦም ንጻ ወዲ ካብ ጓሉ ምስ ወለደ ደቂ እዚ ገብርሄት ዕውር ዝብሃል ሰብአይ እዚኦም ዝፈረይዎም ብዙኃት እዮም ካብኦም ደቂ ወተሮ ሠራየ ጉሕዊዓ ዓዲቆቶኽኸላ አለዉ ከምኡ ከአ አኅዋቶም አብ ዓዲ ጓውል ተኸላ ደቡብ ዝበሃል ዓዲ አለዉ ዝተረፉ ደቂ እቶም ሽዱሽተ አኅዋት ተሐዋውሾም ናብ ሕረተ ፁና ናብ ዓዲ ሐውያ ዝበዝሑ ግና ናብ ጽንዓ ደግለ ዝተረፉ አኅዋቶም ከዓ ገሊኦም አብ ሠራየ ገሊኦም ናብ አከለ ጉዛይ ገለ ናብ ሐማሴን ሐሐሊፎም ከምዚሎም አብ ብዙኅ ዓድታት ተዛኒቐም አለዉ ። ጂይ ንዓጋመሂ ነዚኦም ንጻ ወዲ ካብ ጓሉ ምስ ወለደ ደቂ እዚ ገብርሄት ዕውር ዝብሃል ሰብአይ እዚኦም ዝፈረይዎም ብዙኃት እዮም ከብኦም ደቂ ወተሮ ሠራየ ጉጐሕዊዓ ዓዲቆቶኽላ አለዉ ከምኡ ከአ አዓዋቶም አብ ዓዳ ጓውል ተኸላ ደቡብ ዝበሃል ዓዲ አለዉ ዝተረፉ ደቂ እቶም ሽዱሽተ አኅዋት ተሐዋውሾም ናብ ሕረተ ፁና ናብ ዓዲ ሐውያ ዝበዝሑ ግና ናብ ጽንዓ ደግለ ዝተረፉ አኅዋቶም ከዓ ገሊኦም አብ ሠራየ ገሊኦም ናብ አከለ ጉዛይ ገለ ናብ ሐማሴን ሐሐሊፎም ከምዚሎም አብ ብዙኅ ዓድታት ተዛኒቕም አለዉ ። በሕረ ነጋሚ ኃይለአብ ባሕረ ነጋሚ ተባሂሎም ሽመት አቦታቶም ሒጆም ብዙሕ እዋን ይገዝኡ ነበሩ ከብኦም ዓራቶም ናብ ወዶም ናብ አዝማች አመሐ ገርጊስ ሐለፈት አዝማች አመሐ ድማ ብዙሕ እዋን አንቀጥቂጡ ይገዝእ ነበረ ክካብኡ ድማ አብ ወዲ ሐዉ ናብ ወዲ ተስፋገርጊስ አብ ልጅ ኤልያስ ሐለፈት ንሱ ድማ ራእሲ ተጻሂሉ አብ ዝሕኡ አብ ጐንደር ይቕመጥ ነበረ ብሐፀይ ቴዎፍሎስ ዘበን ካብአ ድማ ናብ ወ አብ ፀምሩ ሐለፈት ከብ ፀምሩ ድማ አብ አቶ ገብረመስቀል ዓብይ ሐለፈት አቶ ገብረመስ ቀል ድማ ሐደ ዓብይ ፍሩሕ ሰብ ነበሩ ብድሕሪ ሞት አገልድም ወልደሥላሴ መቕሏ ነ ሎም ሠራየ ይገዝአ ነበሩ ስጋፅ ዘበን ደጊያት ስባጋዲስ ነዚ ዘዘንቱ አብ ማርያም ጉን ዳጉንዲ ዓጋመ ይገልጽ እዩ። ዘርኢ ገብረክርስቶስ ጸጋማይ ወዲ ክርስቶስ መዋኢ ንዳግማዊ በግአፅየን ንምሐ ማርያምን ወለደ አምሐ ማርያም ድማ ንተ ወለደ ንቴድሮስን ንዘርአ ዮሐንስን ወለደ ቴድሮስ ድማ ንአሮንን ነስጎዶምን ወለደ እዚኦም ቲኦም አሕዋት ደቂ ቴድሮስ ዝፈረ ይዎም አብ ድምብር አልፀን ጓጓትን ሐዲሽ ንድን ዓዲ ሐንሶን አብ ማይ ጻዕዳን አለዉ ዘርአ ዮሐንስ ዝፈረዮም ተ ደቂ ዘርአ ዮ ሐንስ ይ በሃሉ ሽሞም ድማ ከምዚ ዝስዕብ እዩ አዝማች አኩሎም አሮን ዓንደሐርያት ተወልደ ገርጊሽ ሠረቀ ብርሃን። ሀ ዘርኢ ሣሙኤል ወዲ ብሌን ሰገደ ንሱ ዝፈረዮም ዝርካቦም አብ ሐንቲ ዓዲ አብ ዓዲ ገሃድ አለዉ። ከምዚሎም ተ ደቂ በሕረ ነጋሚ ሥምረት ለአብ ይበሃሉ እዚአቶም ዝፈረዩዎ ድማ አብ ዓዲ ፀጓር አብ ዓዲ በሕሮ አብ ደርዓንቶ አብ ደንጐሎ አብ ምሕያው ይርከቡ አለዉ። መ ዘርኢ ዱርይ ፍጋጋ ወዲ ብሌን ሰገደ ንሱ ዝፈረዮም ማይ ሐርማዝ ዓዲ ባሪ ተኸላ ገላ አብ ዓዲ ሕዱግ አንዳ ሀኬፋ ዝበሃሉ አለው ገለ ድማ ናብ እምባ አላጄ አለው ፍርቆም ድማ ደቂ ሐለንጋይ አብ ከሰላን አብ ከባቢኡን አለዉ ድሩይ ኗጋጋ ሐደ እዋን ብዘበኑ አብ በረኻ መትሕት ፅሉል ሽፍታ ነበረ ሽፍትነቱ በሐደ አፍኡ ክሳዕ ቤተ መንግሥቲ አሀዌኹ ነበረ አብ በረኻ መትሕት ካብ ሐንቲ እስ ላመይቲ ወሊዱ ነበረ ንሱ ዝፈረዮም በርከት በዚሖም አለዉ ከምኡ ድማ ቅድሚ ድሩይ ፍጋጋ ዝኸዱ ደቂ ሐወብኦም ካምልጋእ ዝውለዱ ደቂ ወረሰናዝጊ ምስአቶም ተሐዋዊሾም አብ አስላም አሚኖም ሐለንጋ እንዳተባህሉ ብሐደ ሽም ይጽውፁ አለዉ። ነዚኦም ተ አወዳት ወለደ ከብዚኦም መንቆሬስ ዝፈረዮም ዝርካቦም አብ ጥረ ረም ናብ ሐንቲ ዓዲ አለው ዘርኢ እቲ ከልአይ ሐው አቢብ ዝበሀል ንሱ ዝፈረዮቻ ንዑባልን ንመሕመድኒ ዝበሀሉ ናብ ጥቓ መረገኛ አለው ነዚኦም ክልተ ዓዲ ዝፈረዬ አዩ ዘርኢ እቲ ይይ ተስፋማርያም ድማ ከምዚ እዩ ተስፋማርያም ነሠክሕ ወለደ አሰ ክሕ ድማ ዘርአ ዝርክቨቦም አብታ ብሽሙ ትጽዋዕ ዘላ ዓዲ ዓዲ ሰክሕ ዝርካቦም ደቂ አሰክሕ አብአ አለዉ። ጭዋ ዝፈረይዎም ከዓ ደቂ ሌፋይ አብ ምድሪ አከለ ኾዛይ አለዉ እኒ ዓዲ ሐርገጽ እኒ ዓዲ ጨዓ እኒ ከንቲባ ጐሹ ሀዘሞ እኒ አራይጣፍ እኒ ዑና ዓንዶም ከምኡ ከዓ ኳዓቲት ገለ ናብ ቴድረር ሐሐሊፎም አብ ምድሪ አከለ ጉዛይ አለዉ ጭዋ ዝበሃሉ ከምኡ ከ ጭዋ ዝፈረይዎም አብ ትግራይ አብ ጥቓ ዓድዋ አትርከብ አብ እንዳ ጭዋ ትበሃል ንአሽቶ ዓዲ አብአ ዘርኢ ጭዋ አለዉ። እቲ ዓቢ በኹሪ ቤት ከዓ ሠመረ ዝብሃል ንተ ወለዶ ንዘርአይኒ ንተኽላይኒ ነዚኦፖ ንኽልቲኦም አወዳት ወለደ እቲ ሐደ ዘርአይ ዝበሃል ዝፈረዮም አብ ዛግር አለዉ ደቂ ተኽላይ ግና ብገደይን ብገምያን ናብ ጨዓረሺ አተው ብገደይ ከዓ ንፄተ ወዲ ወለደ ሕብዞም የሕዋት ገብረ ክርስቶስ ዝበሃል ዘርኩ ገሊአቶም አብ ዛግር ገሊኦም አ ጐረታት አለዉ ብገምያ ከዓ ዘርኢ ዘይብሉ ፀነተ። እቲ ዓቢ በኹሪ ቤት ከዓ ሠመረ ዝብሃል ንተ ወለደ ንዘርአይኒ ንተኽላይኒ ነዚኦቻ ንኽልቲኦም አወዳት ወለድ እቲ ሐደ ዘርአይ ዝበሃል ዝፈረዮም አብ ዛግር አለዉ ደቂ ተኽላይ ግና ብገደይን ብገምያን ናብ ጨዓረሺ አተው ብገደይ ከዓ ንፄተ ወዲ ወለደ ብዞም የሕዋት ገብረ ክርስቶስ ዝበሃል ዘርኡ ገሊአቶም አብ ዛግር ገሊኦም አ ጐረታት አለዉ ብገምያ ከዓ ዘርኢ ዘይብሉ ፀነተ ። ነዚአቶም ሠለስቲኦም ወለደ ከብኦም እቲ ሐደ ሐንስ ዝበሃል ሐዎም ንለጎ መሮ ዝፈረዬ አዩ ዘርኢ ጐመዳይ ከዓ ዝርካቦም አብ ሽከትን አብ ዓዲ ለጎን ገለ አብ ሕምብር አለው ብፃፅ ከዓ ባፅሉ ናብ ዓዲ ሐዮ አትዩ ናብኡ ኩይኑ ከዓ ንተ አወዳት መወ ሽሞም ከዓ ከምዚ ዝስዕብ እዩ። ከምዚሎም ተ አሕዋት ደቂ ጉዛይ ይበሃሉ ክካብዚኦም ጉድቦዝጊ ካብ ጀኑ ንሐደ ንተከስተ ብርሃን ወለደ ከብ ክልአይቲ ሰበይቲ ድማ ተ ወለደ ሽሞም ድማ ከምዚ አብ ታሕቲ ተመልኪቱ ዘሎ እዩ። ጥዑምዝጊ ድማ ንዝባን ዝግብ ጥቓ ዓዲ ቀይሕ ዘላ ዓዲ ዝፈረዬ እዩ ዛህላይዝጊ ድማ ዝፈረዮም ዝርካቦም አብ ዓዲ ደፈርቲ አለው የማኖ ንገዛ ዓዲ ኢያሱ ዝፈረዬ እዮ ህብተዝጊ ድማ ንብርሃነ ወለደ ብርሃነ ድማ ንዓዲ ገዛ አቶ ብርሃነ ዝፈረዬ እዩ ንሳቶም ድማ አብ አምባ ኩዓቲት እዮም ዘለው ከንፒባ ተስፋሐንስ ሐው ባሕረ ነጋሚ ዘርአሐንስ ዝወለድዎም ። ከምዚሎም ተ አሕዋት ደቂ ዘርአብሩኽ እዮም ካብዚኦም ገብረማርያም ዝፈረዮም ደምበ ላሊበላ ዝበሃል ዓዲ ሒዞም አለውፀጋይ ዝፈረዮም ድማ ናብዚ ሕጂ አስገደ በቕላ ዝበሃል ዓዲ ሒዞም አለው ዓሶዕባይ ዝፈረዮም ድማ አብ ዓዲ ገደኑ አድያቦ ዓዲ ሒዞም አለው ረዳእ ድማ ንዓዲ ነኻስ አድጊ ዝፈረዬ እዩ ሸሬ ሐደምበስ ንማይ ቡሽላ ዝፈረዬ እዩ ከብዚኦም ገብረማርያም ድማ ንአቶ ወዳጁ ዝወለደ እዩ አቶ ወዳጁ ድማ ንደጊያት ባስልዮስ ዝወለደ እዩ ካብ ደጊያት ባስልዮስ ድማ ሹም ተምቤን ምርጫ ይውለዱ አዮም ከምዚሎም ደቀባት ናይ አንከረ ባሩካን ናይ ሽሬን ክይኖም አለው ዘርኢ አስገዶም ሐው ዛይድ አበባ ሰላማን አብንፅልቶን አለው። ገብረክርስቶስ ወዲ በድላይ ንቐሊትን ንተኽለሃይማኖትን ነስገዶምን ንህ ብቶምን ንትንሣኤ ክርስቶስን ወለደ እዚኦም ደተ አሕዋት ዝፈረይዎም አብ እምባ ኳኳት እዮም ዘለው ከብዚኦም ዝወጹ ድማ አብ ትግራይን ከምኡ ድማ አብ ጋፅቤነ ከምዚሎም ተ አሕዋት ደቂ ዘርአብሩኽ እዮም ካብዚኦም ገብረማርያም ዝፈረዮም ደምበ ላሊበላ ዝበሃል ዓዲ ሒዞም አለው ፀጋይ ዝፈረዮም ድማ ናብዚ ሕጂ አስገደ በቕላ ዝበሃል ዓዲ ሒዞም አለው ዓሶባይ ዝፈረዮም ድማ አብ ዓዲ ገደኑ አድያቦ ዓዲ ሒዞም አለው ረዳእ ድማ ንዓዲ ነኻስ አድጊ ዝፈረዬ እዩ ሸሬ ሐደምበስ ንማይ ቡሽላ ዝፈረዬ አዩ ከብዚኦም ገብረማርያም ድማ ንአቶ ወዳጁ ዝወለደ እዩ አቶ ወዳጁ ድማ ንደጊያት ባስልዮስ ዝወለደ እዩ ካብ ደጊያት ባስልዮስ ድማ ሹም ተምቤን ምርጫ ይውለዱ እዮም ከምዚሎም ደቀባት ናይ አንከረ ባሩክን ናይ ፍክ ኮይኖም አለው ዘርኢ አስገዶም ሐው ዛይድ አበባ ሰላማን አብንዕልቶን አለው ዘርኢ ሕዱግዝጊ እዚ ሕዱግዝጊ ወዲ ጉዛይ ንዓዲ ጋይም ሐደ ገዛ አብ ድግሳ ዘለውን ንገዛ ዓዲ አቶ ብርሃኔ አብ ብርኪቶ ዘለውን ዝፈረዬ እዩ። ሰለስቲኦም አሕዋት ዝፈረይዎም አብ ዓዲ ጐነድ ፅጣን ዘርኤ ዝብሃል ዓዲ አለዉ ምርጃ ድማ ዝፈረዮም አብ ዓዲ ቀይሕ አለዉ ሠንገሳ ዝፈረዮም ድማ አብ ዓዲ ይሕስአ ቆላ ደቂ ቃንፃ ዝብሃሉ ከምኡውን አሕዋቶም ደቂ ሠንገሳ አብ አከለ ጉዛይን አብ ሐማሴንን አብ ትግራይን ፋሕ ኢሎም አለውዎም። ፀጋኡ ዝፈረዮም ድማ ገሊኦም አብ ሐላይ ዘለው ዓዲ ደጊያት መዓሾ እዮም ገሊ ኦም ድማ አብ ሜዔላን አብ ዓዲ ፍንዕ ሰያሕ አለው ኤባአ ድማ ንወለጊየርጊስ ወለደ ወለጊየርጊስ ዝፈረዮም ድማ አብ ዴግራ ሊበዔ አለው። ዘርኢ ዓንደጴጹን ከዓ ንሱ ዝፈረዮም ዝርካቦም አብ ዓዲ ሐወሻ አለዉ አሕድሮም ከዓ ንዓዲ ሕድሮም ዝፈረዬ እዩ አታ ዓዲ ከዓ ብእአኤኡሽም ትጽዋዕ አላ ዘርኢ ጋብላ ከዓ ናብ አምቤቶ አለዉ ዘርኢ አርዓዳ ከዓ ዓዲ ርዓዳ ዘለዉ እዮም ደቂ እንግዳ ዝበሃሉ ሕጅ ናብ ኩዳዱ ዘለዉ እዚአቶም ደቂ ስምዖን ካብ ሠለዋ ዝመጹ እዮም ብዓ ሌት ከዓ ክብ ሐደ ነገድ እዮም ስለዚ ሸወዓተ ሠሐርቲ ሻሙናዮም ኩዳዱ ይበሃሉ። ከምዚሎም ተ ደቂ ወለየስ ይብሃሉ ነበሩ ከብዚ አቶም ዘርኢ የሐንስ ዝፈረዮም አብ ዓዲ ሰቲ አለዉ ይ ዘርኢ ማሞ አብ ዓዲ ሽም ተኽሎም አለዉ ይ ዘርኢ ዳዊት አብ ግድበ አለዉ ይ ደቂ ሐደራዬስ አብ ዓዲ ሐደግቲ አድያቦ አለዉ ይ ደቂ ክብሮም ከአ አብ ዓዲ ዳፅሮን አድከመን አለዉ። ንሳቶም ድማ ሐያሎ እዋን አብኡ ተቐመጡ ካብዚኦም እቲ ሳልሳይ ሐዎም ፍረንኪኤል እተባህለ ካብ ዓይላ ጉንደት ክብ አሕዋቱ ተፈልዩ ንዝባን ሠራዬ አትዩ ተቐመጠ ንሎ ዝፈረዮም ድማ አብ ዓዲ ሐርካይን ዓዲ ቐለቶን ዓዲ ሐሰሮን አለዉ ካብዚኦም ዝወጽሉ አሕዋቶም ድማ አብ ታኺታ አለውዎም ከምዚሎም ንሱ ዝፈ ረዮም አብ ዘለዉ አልዮም ደቂ ፍረንኪኤል ይብሃሉ። መንስዓይ ንዓረቢ ወለደ ዓረቢ ከአ ንአወሊ ፍንጃይ ወለደ አወሊ ፍንጃይ ከአ ንሐ ዋጪ ወለደ ሐዋጪ ከአ ንመሐሪ ወለደ መሐሪ ከአ ንዑቕበዝጊ ወለደ ዑቕባዝጊ ከአ ንአብርሄ ወለደ አብርሄ ከአ ንሰረቐሽንገብ ወለደ ሰረቐሽንገብ ከአ ንአሕፈሮም ወለደ አሕፈሮም ከአ ንክምል ወለደ ካምል ከአ ንአፍታይ ወለደ አፍታይ ከአ ንኸንቲባ ዑቕበባንኪኤል ወለደ ከንቲባ ዑቕባንኪኤል ከአ ንሃብተስላሰ ወለደ ሃብተ ስላሰ ከአ ንትምኪኤል ወለደ ትምኪኤል ከአ ንገብረየስ ወለደ ገብረየስ ከአ ንተስ ፋንኪኤል ወለደ ተስፋንኪኤል ከአ ንአፍታይ ወለደ አፍታይ ከአ ንኸንቲባ ተስፋ ንኪኤል ወለደ ኸንቲባ ተስፋንኪኤል ከአ ንኸንቲባ ዑቕባንኪኤል ወለደ እዚኦም ዝፈረይዎም አብ ገለብ አለዉ ዓዲ አሕፈሮም ከአ ይብሃሉ። ተስፍይ ፈለማ ካብ ዓዛውል እዩ ናብ መንስዓ ዝመጻ ንሱ ድማ ብዘበኑ ሐደ ሰብ እዩ ዝነበረብዙሕ ሃብታምን ለጋስን ተቐባል ጋሻን እዩ ገበበረ ከምኡ ከአ አስ ብኹራት ከየቋረጸ ጽቡቕ ግብሪ የዘውትር ነበረ እዚ ከአ ክብ ዓዛውል ዝኸደ ዓሌት ሌዊ እዩ ከምአ ከአ በብአዋኖም ዝመጹ ካብ ካልእ ዓሌት አብ ምድሪ መን ሐሐሊፎም ብዙሐት አለዉ ሕጂ አብ ዘለዉ አልዮም ምስ ክልተ መንሳፅ እዬ ቀሩጽሮሃ ተስፎይ ዝወለዶም ንፅዋጨን ንገብረስላሴን ወለደ ክብዚኦም ገብረስላሴ ንፅ ኽርስቶስን ንይሐንስን ንገብረክርስቶስን ንተስፎይን ንፈታይን ንሕመደ ንሃብተስላሴን ወለደ ዑቕባስላሴ ንፁቕባክርስቶስ ወለደ ዑቕባክርስቶስ ከአ ንዕ ጨን ንየሐንስ ወለደየሐንስ ከአ ንብእምነት ወለደ ብእምነት ንዓይቦ ወለደ ዓይ ንተስፎይ ወለደ ተስፎይ ንሕድርማርያም ወለደ ሕድርማርያም ንመሐመድ ንብ ምነት ንዓይቡ ንዑቕባጨን ወለደካብቪኦም ተስፎይ ወዲ ሐንስ ንየሐንስ ን ይድ ንጥሜቴዎስ ወለደ ጥሜቴዎስ ከአ ንዮናታን ወለደ ከምዚሎም ብሐደ ሽ ዓዛውል ይብሃሉ ። ሰብ ወቐርቲ ድማ ከብ ዘርኢ አሕዋት ዓዲ ደጊያት ክፍለዋህድ እዮም ካብ ሐሐ ይሌ ዝመጽአ እቲ ቀንዲ ፈራይኦም አስገዶም ይብሃል ነበረ ንሱ ድማ ፈለማ ካብ እምባ ሰነይቲ እዩ ዝመጸ መጺኡ ድማ አብ ዓዛርና ይቕመጥ ነበረ ንሱ ንደተ ወለደ ሽሞም ከምዚ ዝስዕብ እዩ ንጐባይን ንመሐሪን ንሸለለን ወለደ ። ሠረንታይ ዝፈረዮም እኒ ዑና ጉዶ እሂ ዓዳ ሽብጢ ሠራዬ እኒ ማይ ልቡስ ገለ ድማ አብ ደምበላስ ገለ አብ ዓዲ ሕዝባይ ጉሕኒአ ገለ አብ ዓደውዓላ ቆላ ገለ ናብ ማይ ሽሩ ገለ ጥቓ ዓዲ ቐይሕ ኩሎጉዛይ ከምኡ ድማ ከብ ዓቤታይን ከብ ገንገንታይን ንጣር አብ ምድሪ ሽመዛና ገለ ናብ ሽሬ ገለ ናብ ጊንዳዕን አብቲ ከባቢኡን አብ አብረሽቆን ዓጀን ዝብሃሉ ድማ አብ መትሕት አለውዎም ። ይ ዘርኢ ውመር ወዲ ናይብ ዓምር ንባሆን ንሽራገይን ዝፈረየ እዩ ንሳቶም ከአ አብ ድኹኖን አብ ባጽዕን አብ ዓይለትን አብ ጊንዳፅን አብ ዙላን አብ ዓይለት ግን በርከት በዚሖም አለዉ ቤት ናይብ ዑመር ተባሂሎም ይጽውዑ አለዉ። ዘርኢ ቀረባሽ ቀለባሽ ዝበሃሉ ዓሌት ክብ ጥንቲ ቀለባሽ እዩ ዝነበረ ሽሞም እዚ ሽምዚ አብ ክብረ ነገሥት ዘሎ ሽም ከምኡ ከአ አብ ልማድ አበው ዝበሃል መጽ ሐፍ ብራና ይሠምዮ እዩ ግና ሕጂ አብቲ ንሱ ዝፈረዮም ክንምለስ ቀረበሽ ዝፈረዮም አብ ድኾኖን አብ ሕንጥምሎን አብ ምንኩሉን አብ ምጽዋዕ በርከት አለዉ አብ ማርያ ጸሊም አለዉ ቤት ቀረባሽ ይበሃሉ ። ዘርኢ ሐምዳን ቤት ሐምዳን ዝበሃሉ ዓሌት በቲ መሠረት ወለድኦም ቫብ ዓረብ ሽም ካብ ከተማ ደማስቆ ብዘመን ናይብ ዓምር እዮም ዝመፁ ንሳቶም ዝፈረይዎም አብ ድኽኖ አብ ጊንዳፅ አብ ከረን አለዉ አብ ዘለዉ አልዮም ቤት ሐምዳን ይበሃጵ ዘርኣ ደፋላ እዞም ደፋላ ዓሌቶም ካብ በለው አዮም ንሳቶም ግና ካብ ዓ ናይብ ከይኮነስ ብላዕሊ አዮም ዝፍለዩ አብ ታሕታይ መጸዊዒኦም ቤት ዮስፍ ይበሃሉ ንሳቶም ዝፈረይዎም አብ ድኾኖን አብ ጊንዳፅ ምስ ደቂ ሐወበኦም መቸሥ በለው ዘቦኦም ከምቲ አብ ቅድም ተመልኪቱ ዘሎ አብ ላዕሊ እዩ ዝፍለ። ንሱ ሸኽ ማሕሙድ ዝፈረዮም አብ ድኹኖን አብ ባጽ ፅን አብ ከባቢኡን አብ ማርያ ገሊኦም አብ ከረን ገሊኦም አብ አሞርደት ገሊኦም አብ ዙላ ከምኡ ከዓ ክብኦም ዝወፁ ሐድሐደ ንጣር አብ ክልእ ዓድታት አይሰአኑን እዮም አብ ዘለዉ አሊዮም ቤት ሐሊ ይበሃሉ። ብዘበኖም አተሽም አብ ትሕቲኦም ኩይኑ ገባርን ሐዳጊን ናቶም ነበረ ንሶም ከ እዮም ዘዕበይዎ ብዘበን ሐፀይ ዓምደጽየን በዚ ዘበንዚ እዮም ጭዋ ዝበሃሉ ናብ ሐማሴን ሠራይት ዝመጹ ሽዑ አባ ናፍር ዝበሃሉ አብ ፃዕዳ ኸስታን ዝነበሩ አቶ ሽም ከዓ አዚዩ በጽሒ ምስኩነ ንወይዘሮ ባሕሮ በዓልቲ ሠራዬ ጓል በግአጽዬ ወዲ አድከመ ንዓአ የአተዩ ካብአ ንሐደ ተስፋ ጽዮን ምስ ወለደት መኸነት ከንፒ ሐንስ ከዓ ንያፅቆብ ዝበሃል ሐደ ወዲ ወለዱ ንሱ ዝፈረዮም ከዓ ዝርካቦም አብ ሐንስ አለጢዉ እታ ዓዲ ከዓ ስጋብ ሎም ብሽሞም ትጽዋፅ ኣላ። ክብ ደቂ ገርፒሽ ከአ ፍርቂ አብ እምባ ደርሆ ፍርቂ ክአ አብ ዓድ ንፋስ አለዉ ከብ ዘርኢ አስገደ አብ አከለ ጉዛይ አብ ሰገነይቲ አለውዎም ገለ አብ አኽሩርግ አብ ሒቦ ከምኡ ከአ አብ ምድሪ ሠራዬ ታሕቲ ቆላ ሐሐሊፎም ንጣር አይስአን ምን እዮም። ንሱ ድማ ንቤተ ክርስቲያን ቅዱ ስገርጊሽ ዝሠርሔ ዓገባ ከም ሽም የሕዋት ኩይኑ አብ ሀዘጋ ተቐመጠ ናብ ፀዓዘጋ አይአቶን ሞተ ደቂ ዓገባ ከዓ ቅድም ምስ አቡኦም አብ ሀዘጋ ነበሩ አቡኦም ምስ ሞተ ግና ከምቲ ትእዛዝ አባሐጉኦም ወሪዶም ናብ ተከለ ንፀዓዘጋ ሰዓብዎ ሽሞም ከዓ ሕነ ሽም ፊሊቆስ በግዓዱን ይበሃሉ ነበሩ አቶም ቅድሚ ተከለ አብ ፀዓዘጋ ዝነበሩ ዘጋ ዝበሃሉ ጓሶዕት እዮም ዘጋ ማለት ከ ጓሶት በህለት እዩ በከፋፍላ ደቂ ተስፋጴጹን ግና ከምዚ ዝብሉ ሰብ ዛንታ አለዉ። ሸማግለ ከዓ ንሱ ዝፈረዮም አብዛ ሕጂ ዓዲ ሽማግለ ተቢሂላ ትጽዋዕ ዘላ ዝርክ ቦም ዘርኢ ሽማግለ አብአ አለዉ እቲ ሳልሳይ ሐዎምአስፈደይ ከዓ ከምዞም የሕዋቱ ዓዲ ሕጁ አብታ ብሽሙ ትጽዋዕፅ ዘላ ዓዲ ደቁ ዝርክቦም አብአ አለዉ መርዓዊ ከዓ ዝፈረዮም አብታ ዓዲ ብሽሙ ትስመ ዘላ አብአ አለዉ እቲ በኹሪ ቤት አስጐዶም ዝበሃል ሐዎም ከዓ ንተ አወዳት ወለደ ሽሞም ከዓ ከምዚ ዝስዕብ እዩ። ደቂ ፅቹበ አብ ከዓ ሠለስቲኦም ከምኡ ከዓ ደቂ ፅቹባይ አብ ላዕላይ ተከለ አለዉ አዚአቶም ከዓ ከምሐደ ዓሌት ኹይኖም ጭቅኦም አብ ሐደ ኽፍሊ እዩ ደዊ ዓገባ ከዓ ተ እዮም ሽሞም ከምቪ እዩ። ክብዚኦም ተ የሕዋት ደቂ ሳሙሶዕን እቲ ፅቤት ዓዲ ናብቲ በኹሪ ቤት ናብ ዳግ ማይ አቶ ሹም ሐለፈት ከብኡ ከዓ ናብ ወዱ ናብ ድብለየስ ሐለፈት ክብኡ ናብ ወዱ ናብ ከንቲባ ሐንስ ሐለፈት ካብ ከንቲባ ሐንስ ናብ ከንቲባበ ተክለ ገርግሽ ሐጳ ፈት ክብ ክንቲበ ተኽለ ገርግሽ ከዓ ነዛ ሽመት ፄተ ወለዶ ዝነበረት ውላድ ስለ ዘይነ በሮ ብፍቓዱአብ ዓዲ አውደቻቓ ዓዲ ከዓ መሪጾም ነስጐዶም ወዲ ዘርአይ ኩርፎ ዕቤት ዓዲ ናብኡ ሐለፈት ንሱ ካብ ገዝኦም መቕረብ ስለ ዘይነበሮም ወለድኡ ከምዚ ዝስ ዕብ እዩ ዘርአይ ኩርፎ ወዲ ገብረ ክርስቶስ ገብረ ክርስቶስ ወዲ ሐደራንክኤል ሐደራንክኤል ወዲ ዓንደንክኤል ዓንደንክኤል ወዲ ድብለየስ ሐው ከንቲባ ሐንስ እዩ ሐንሽ ሥሉስ ከዓ ንዓዲ ስአሊት ዝፈረዬ እዩ ተኽለታቴስኒ ፀሊማይኒ ሐድጊ ጅ ብሎም አሠር ጠፍኡ ከንቲባ ገብረ ክርስቶስ ከዓ ንዓዲ ከንቲባ ገብረ ክርስቶስ ዝፈረዬ አዮም ስድራ አቶ ሹምኒ ሐንሽሉሽኒ ምስ እንዳ ከንቲባ ገብረ ኽርስቶስ እዬ ፍ ሮም ጭቅኦም ከዓ በሐይ እዩ ዓዲ ከንቲባ ገብረ ክርስቶስ ተባሂሎም ይጽውዑ። በግዓኤጹን ከዓ እቲ ሳልሳይ ወዲ ዓገባ ንዓዲ ሽሻይ ፈረዬእዚአቶም ሕጂ ምስ ዓዲ ከንቲባ ገብረ ክርስቶስ እዩ ቹፅሮም እዞም ሸዱሽተ ገዛ ዝነበሩ በብጭቅኦም ዝቼ ራሕናዮም ቹፅሮም ብሐደ እዩ ግብሪ ንጉሥ ኩነ ናይ ቤተ ክርስቲያን ኩነ ብሐደ እዮም ዝምደቡ ብጀከ እዞም ሽዱሽተ ዓሌት ካልእ ዓሌት ሐደ ሰብአይ አለዉ ሽሞም ከዓ ላዕላይ ገዛ ወይ ከዓ ገዛ ሥድራ ይበሃሉ እዚአቶም ከዓ አቶም ዝቫእቲ ዝነበሩ አቦታትና እዮም አምጺኦም ናብ ፀዓዘጋ ዘእተውዎም ዝመጽዎ ከዓ ካብ ኩትሞ አው ልፅ ዓሌት ጭዋ እዮም ገሊኦም ከዓ ካብ ወቐርቲ ገሊኦም ከካብ ከልእ ሀገር ዝመጹ ዓሌት ጭዋ እዮም ንሳቶም ከዓ ተአኻኺቦም ከም ሐደ ዓሌተ ኩይኖም ጭቅኦም ንበይኖም ፈልዮም አለዉ። ከብዚኦም ከንቲባ ብኢደት ንዓዲ ቢኢደት ዝፈረዬ እዩ ወለገርግሽ ዝፈረዮም ገለ ሒደት ዘርኡ አብ ዓዲ ነኽኦ አለዉ ቴድሮስ ዝፈረዮም ከዓ አብ ዓዲ ሐዮ ዝርክ ቦም አብኡ አለዉ አከሎም ዝፈረዮም ከዓ አብ ደቅፅንዓ አለዉ ከምዚሎም እዮም አመቓቕልኦም ደቂ ደጊያት ሀብስሉስ። ክብዚኦም አቲ ራብዓይ በኹሪ ቤት ብዙሕ ሐደር እተባህለ ንሱ ይ ንመንከሳይን ይ ንጽጊትን ንተ ወለደ ካብዚኦም መንከሳይ ዝፈረዮም ኣብ ማእከል ከብዲ ዓዲ ደቂ ሽሐይ አለዉ ጽጊት ዝፈረዮም ከአ ገሊኦም አብ ብሌን አለዉ ገሊኦም ከአ አብ ማእከል ደቂ ሽሐይ ምስ ደቂ ሐወቡኦም አለዉ። እዚ አጋቦስ እዚ ከምቲ አብ ላዕሊ ጠቕስናዮ ዘሎና ንሱ እዩ ነቲ አብ መደባይ ዝነበረ ገበል በሐዊ ጌሩ ዝቐተሎ ገዛ ከዓ አብ እምባ ደርሆ ዘለዉ አጋቦስ እዮም ደሐር ግና እዞም ሕጅ ነገደ ዛጋ ዝበሃሉ አብ ቕድም አልዒልናዮም ዘሎና ብቀዳማዊ ምኒልክ ጊዜ ካብ እስራኤል ፈለማ ምስ መጹ አቦታቶም ንበዓል መራ ተኸለ ሃይማ ኖት ደቂ ይትራሃም አብ መስፍንቶ ስጋብ ምላድ ክርስቶስ ግዜ ደቂ ደቆም አብኡ ነበሩ ደሐር ግና ክብኡ ለቺቐም አብ ባሕሪን ገለ ከዓ አቐዲሞም ናብ ላስታ ከዱ ገሊ ኦም ከዓ በብቹሩብ ንማእከል ኢትዮጵያ አተው ። ከምኡ ከዓ አብ ዓጋመ አብ መንጎ ዓዲ ግራትን ውቕሮ ዝርከቡ ዓድታት አድሀና ዝበሃል ብዙሐት ክርስቲያን እስላምን ተሐዋውሾም ደቂ ዓብደላ ሰንዓ ይበሃሉ ስጋብ ሎም ጭቅኦም ከክብ ርእዕም እዮም ደቂ ሙሳ አማቓቕልኦም ከምዚ እዩ ሙሳ ብዘ በኑ ፍሉዋ ጅግና ፈረሰኛ ነበረ ክብ ቤት ናይብ ምሬማ እተባህለት የእትዬ ከብአ ንመ ሐመድ ወለደ መሐመድ ከኮዓ ንዳግማዊ ሙሳ ወለደ ዳግማዊ ሙሳ ከዓ ንዓብደል ዋሒድ ወለደ ዓብደል ዋሒድ ከዓ ነተ አወዳት ወለደ ሽሞም ከዓ ከምዚ እዩ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Comments:


memezon

Download options | Convert to Pdf | Book of the day

© dirzon | Terms of Service | Privacy | About | Services | Contact