Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • تحويل إلى قوات الدفاع الشعبي
  • قائمة القراءة
  • مختصر
  • كتاب مسموع
  • بحث
  • تحميل
  • myzon
  • تسجيل الدخول
  • تسجيل
English  አማርኛ  Français  العربية
كتاب اليوم

ወጋሕታ፡ ቀትርን ምሸትን part 13.pdf


  • word cloud

ወጋሕታ፡ ቀትርን ምሸትን part 13.pdf
  • Extraction Summary

ምሟቱ ከኣ ይግብአኦ እዩ። ጁልያ ስታንፎርድ ከም ትበሃል ዝነገረትኒ ጓል ኣብ ኣፍደገ መዓጾ ኣላ ሲድኒ ሸልደን ንጽባሒታ ሰዓት ዓሰርተ ናይ ንግሆ ቴይለር ናብ ኩሎም እንዳጠመተ ንታዋይ እዩ። ሓተተ ዉዳ። ይ ዲኤንኤ መርመራ። ነቲ ኣረጊት ሰብኣይ ፍሒርካ ከተውጽኦ ኢኻ ማለት ድዩየ ሓተተ ዉዲ። እወ። ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ኣብ ሆቴል ትሪሞንት ቴይሰር ዉዲ ካንድል ከምኡዉን ማርከ ምስታ ዝጠርጠርዋ መንጣሊት ሃብቶም ኣብ ጠረጴዛ ከቢቦም ኮፍ ኢሎም ኣለው ፔጊ ኣብ ቪላ ሮዝሂልስ ተሪፋ ኣላ ብዛዕባ እዚ ናይ ኣቦይ መቓብር ምፍሓር ዘምጻእኩሞ ሓሳብ ጽቡቕ ኣይስመዓንንዩ ዘሎ እንድዒ ግንብንብ እዩ ዘብለኒ። ንኹላቶም ጠመተቶም ኣነ ግን ዝምነዮ ኩላትኩም ኩላትና እንታይ። ዉዲ ዘረባኣ ከወድኣ ኣይከኣለን ደሓን ዝወለደኒ ሄሪ ምኺኑ ብኻልእ መንገዲ እንታይነት እዛ ጓል ተቕርቦ ንዘላ መንነት ዘእምኑ ነጥብታት ኢና ንረከብ ብሙሉአም ደቂ ስታንፎርድ ፍጹም ኣይኣመንዋን እወ ኣይኣመንዋን ኀስኻከ እንታይ ይመስለካ። ከህበኩም እየ። ከም ዓቢ ምስጢር ከተሓዝ እዩ።

  • Cosine Similarity

ጁልያ ስታንፎርድ ከም ትበሃል ዝነገረትኒ ጓል ኣብ ኣፍደገ መዓጾ ኣላ ሲድኒ ሸልደን ቀተሪ ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ምዕራፍ ፈዖ ሰታጋፎርሮ ሰንቢዶም ንሓድሕዶም ተጠማመቱ ንታወይቲ ስስዕቲ ኮይና ድኣላ ድሕሪዚ ኩሉ ዓመታት በለ ዉዲ ኣብ ገጹ ዘለዉ ሰራውር ደም ብሕርቃን አንዳተገታተሩ ቴይለር ኮፍ ኢሉሉ ካብ ዝጸንሐ መንበር ተንሲኡ ኩላትኩም ኣብ ቤትንባብ ጽንሑኒ ምስ በሎም ናብ ከላርከ ተጠውዩ ደሓን የእትዋ ብምባል ኣዘዞ ከላርክ ንኸእትዋ ካብቲ ከፍሊ ወጽእ ኣብ መእተዊ መዓጾ ከፍሊ ቤትንባብ ደው ኢላ ንኹሎም ጠመተቶም ይቅሬታ ከመጽእ ኣይነበረንን መስለኒ በለት ናይ ኩሎም ገጻት ተጸዊጎም ናብኣ ይጥምቱ ምህላዎም ድሕሪ ምስትብሃል። ካንደል ብዝበለቶ ከም ትሰማማዕ ቀስ ገይራ ርእሳ ብምንቐናቕ ሓበረት ማስኺ ካንደል ትበሃሊ ናብ ቴይለር ጠመተት ንስኻ ከኣ ቴይለር ናብ ዉዲ ጠመተት ግስኻ ከኣ ውድሮው ትበሃል ግን ዉዲ አንዳበሉ እዮም ዝጽውዑኻ እወ ኣይተጋገኸን ነስማትና ደኣ ካብ መጋዚን ዲኺ ረኺብከዮየ ዉዲ ቅጭ ኣምጺአትሉ ከባጭወላ ጀመረ። ብፍላይ ብዛዕባኹም ብዛዕባ እቲ ተሕልፍዎ ዝነበርኩም ጽቡቕ ግዜ እእ ከትዝከር ንካልኢታት ስቅ ኢላ ድሕሪ ምጽናሕ ሓደ መዓልቲ ብተምሳል ማይደርሆ ኣብ ዝተሰርሐት ጀልባ እንዳጀለብኩም ከትዘናግዑ ብምባል ናብ ቀላይ ወሲዳትኩም ነይራ መን ምኺኑ ካብ ሰለስቴኹም ረሲዐዮ ኣለኹ እንበር ንቀላይ ስለ ዝፈርሐ ካብ ጀልባ ኣውርዱኒ ኢሉ ረቢሹ ነይሩ ብምባል ቀዲማ ንዝዘከረቶ ኣዕለለቶም ዉዲ ከመይ ፈሊጣ ብምባል ገሪምዎ ኣከታቲሉ ንሓፍቱ ካንደልን ቴይለርን ጠመቶም ኣነየ ነይረ በለ ቴይለር ሓደ መዓልቲ ከኣ ኣደይ ናብ ዕዳጋ ወሲዳትኩም ነይራ ደሓር ኣብቲ ዕዳጋ መንኩም ምኺኑ እንድዒ ስለዝጠፋእኩም እቶም ዝተረፍኩም ብጣዕሚ ፈሪሕኩም ምንባርኩም እውን ኣዕሊላትኒ ነይራ ሲድኒ ሸልደን ኣነየ ጠፊአ ነይረ ሽዓ መዓልቲ በለት ካንደል ብህድእ ዝበለ ድምጺ ነታ መዓልቲ ዘኪራ ካልእከ ትፈልጥዮ ነገር ኣሎ ድዩ። ሓተተ ቴይለር። ኣደይ ከም ዝነገረትኒ እቲ ህራም ኣብ እግርኻ በሰላ ሓዲጉልካሎ ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን እወ ከሳብ ሕጂውን ዝረአ በሰላዩ ሓዲጉለይ በለ ዉዲ ንሓቅነታ ምቕባል እንዳጸገሞ እ ካልእ ከኣ መንኩም ምኺኑኳ ብርግጽ ኣይፈልጦንየ ግን ሓዴኹም ከልቢ ተነኺሱ ናብ ማሳቹሰትስ ጀነራል ሆስፒታል ንቐዳማይ ረድኤት ኣደይ ወሲዳቶ ነይራ ኀዓይ እያ ይዝከረኒ ጸረ ሕማም ዕቡድ ከልቢ ሽዑ ንሸዑ እዮም ተጓይዮም ወጊኦምኒ በላ ቴይለር ዝነበረ ኩነታት ተዘኪርጅ ዉዲ ወዲ ሸሞንተ ዓመት ከለኻ ካብ ገዛ ሃዲምካ ነይርካ ተዘይተጋግየ ናይ ሆሊዉድ ተዋሰኣይ ከትከውን ብምድላይካ ኢኻ ከምኡ ጌርካ። ሓተተ ዉዲ ቆላሕቱኡ ናብ ቴይለር መሊሱ ሐቀኛ መንነታ ከንፈልጠሉ ንኸእል መንገዲ ኣሎ መለሰ ቴይለር ብህድኣት። ኣነውን እዚ ዓይነት መርመራ ከካየድ ድሌተይ ኣይኮነን እንተኾነ ሓቀኛ መንነት እዛ ጓል ነረጋግጸሉሱ እንኮ መንገዲ ንሱ ጥራይዩ ቴይለር ተገዲዱ ዝወስዶ ዘሎ ምርጫ ምኻኑ ገለጸሎም ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ፊትዝግራልድ ንካልኢታት ከሓስብ ድሕሪ ምጽናሕ ቆላሕትኡ ናብ ተሓጋጋዚኡ ስቲቭ መሊሱ ጽቡቕ እንበኣር እሞ ነዚ ጉዳይ ባዕልኻ ከተሳልጦ ትኸእል ዲኻ። ጉዳይ እዛ ጓል ኣብ ቤትፍርዲ እንተ ቀሪቡ ብሞይኡ ምስከርነት ከህበልና ዝኸእል ማለተይ እየች ገለ ትፈልጦ ሰብ ኣይትስእንን ኢኻ ብምባል እየ ዝሓተካ ዘለኹ ቴይለር ናይ ሕቱኡ መልሲ ንምርካብ ናብ ስቲቭ ጠመተ ሓደ ዝፈልጦ ሰብ ኣሎኔ። ነዚ ጉዳይ ቀልጢፍና እንተኣሳለጥናዮ ንኹላትና ዝሓይሸ ይመስለኒ ትገብሩልና ንዘለኹም ኩሉ ዓይነት ምትሕብባር ከኣ ከየመስገንኩኹም ከሓልፍ ኣይደልይን እየ ሲድኒ ሸልደን ንጽባሒታ ሰዓት ዓሰርተ ናይ ንግሆ ቴይለር ናብ ቤትንባብ መንበሪ ቪላ ሮዝሂልስ ኣተወ ፔጊ ዉዲ ካንደል ከምኡውን ማርከ ከጽበይዎ ጸንሑ ደድሕሪ ሓዎም ሓደ ርእዮሞ ዘይፈልጡ ጋሻ ናብቲ ከፍሊ ኣተወ ጭሪ ዊገገር ይበሃል ተላለይዎ በለ ቴይለር ናብ ኩሎም እንዳጠመተ ንታዋይ እዩ። ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ኣብ ሆቴል ትሪሞንት ቴይሰር ዉዲ ካንድል ከምኡዉን ማርከ ምስታ ዝጠርጠርዋ መንጣሊት ሃብቶም ኣብ ጠረጴዛ ከቢቦም ኮፍ ኢሎም ኣለው ፔጊ ኣብ ቪላ ሮዝሂልስ ተሪፋ ኣላ ብዛዕባ እዚ ናይ ኣቦይ መቓብር ምፍሓር ዘምጻእኩሞ ሓሳብ ጽቡቕ ኣይስመዓንንዩ ዘሎ እንድዒ ግንብንብ እዩ ዘብለኒ። እንታይ ከገብር ትሓቱኒ ከም ዘለኹም እውን ኣይርድኣንን ዘሎ ቀሊልዩ ቴይለር ከሕብራ ጀመረ እቲ ኪኢላ ኣዝዩ ገኡስ ንመርመራ ከም ሳንፕል ጥራይ ዝኾኖ ካብ ቆርበትኪ ከወስድ እዩ ሽዑ ምስ ናይ ኣቦይ ዲኤንኤ ከውዳድሮዩ። ኣብዚ ሕጂ እዋን ከኣ ናትና ኣረኣእያ ትርጉም የብሉን ቤትፍርዲ መርትዖ ከሓትት እንድዩ እቲ ቅቡል መረጋገጺ ክኸውን ዝኸእል ከኣ እዚ ሕጂ ክንገብሮ ንሓስብ ዘለና ናይ ዲኤንኤ መርመራ እዩ ማርቪን ብኣወንታ ርእሱ ነቐነቐ ሪ ፈላጢየይ እዩ ነይሩ ርግጸኛ እየ እዚ ዝሕሰብ ዘሎ ነገር ዝፈትዎ ኣይመስለንን። ዉዲ ፔጊ ቴይለር ካንደል ማርከ ጁልያ ፊትዝግራልድ ስቲቭ ከምኡውን ካብ ከፍሊ መርመራሬሳ ተወኪሉ ዝመጽአ ዶከተር ኮሊንስ ተረኺቦም ነቶም ኣርበዕተ ኩዕታ ዘካይዱ ዘለው ሰራሕተኛታት መካነ መቓብር ከዕዘቡ ጀመሩ መቓብር ሄሪ ተኻዒቱ ሳንዱቕ ሬሳ ካብ ዝዓረፈሉ ጉድጓድ ወጸ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

تعليقات:


memezon

خيارات التنزيل | تحويل إلى قوات الدفاع الشعبي | كتاب اليوم

© dirzon | شروط الخدمة | خصوصية | حول | خدمات | اتصال