Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • تحويل إلى قوات الدفاع الشعبي
  • قائمة القراءة
  • مختصر
  • كتاب مسموع
  • بحث
  • تحميل
  • myzon
  • تسجيل الدخول
  • تسجيل
English  አማርኛ  Français  العربية
كتاب اليوم

ታሪኽ ወለዶ ህዝቢ ኤርትራ.pdf


  • word cloud

ታሪኽ ወለዶ ህዝቢ ኤርትራ.pdf
  • Extraction Summary

ናይ ሃገርና ግእዝ ቤተ ክርስቲያን እንዳ ማርያም ፈቓይሕን ዝፈረየ ኢዩ። ትውልዲ ደቂ ኣከሎም መጽናዕቲ የድልዮ ኢዩ። ምዕራፍ ኣመጻጽኣ ፊደላት ወዲ ሰብ ፊደላት ቀሪጹ ሓሳቡ ብጽሑፍ ክገልጽ ዝጀመረ መዓስ ዘመን ኢዩ ምስ ዝበሃል። ካብቶም ኣባል ኦፊር ዓፋር ዝብል ስም ተረኪቡ። ንሳቶም እውን ማለት እዞም ሓበሳት ሳባ ኣባል ነገደ ሴም ነቲ ብገበል ዝምሰል ኣብ ኣኽሱም ዝገዝእ ዝነበረ መንግስቲ ግብጺ ተዋጊኦም ነቶም ነገደ ኩሽ ሕዝቢ ትግራይ ነጻ ስለ ዘውጽእዎም ኣግኣዝያን ዝብል ቅጽል ስም ረከቡ።ፒ ጭዋ ኣከለ ጉዛይ ዚዚ ህዜዜ ዜዜዜጨዜሄ ን ።

  • Cosine Similarity

ላቼኖት ዝርከብወን ዓድታት ንኣብነት ንምጥቃስ ኣብ ላቄን ጉሕጭዓ ኣብ ዓዲ ንኣምን ጥቓ ዓረዛ ደምበ ሺቢኒ ዓረዛ ኣብ ዓዲ ንኣምን ዓንሰባ ኣብ ሓንጸጻ ዝበሃል ዓዲ ዕጣን ዘርኤ ኣብ ዛይደኮሎም እንዳባ ስምዖን ዝበሃሉ ኣብ ጸዓዘጋ ገዛ ስኖም ዝበሃሉ ኣብ ዓዲ መንጎንቲ ገዛ ርቤን ዝበሃሉ ኣብ ጸጸራት ጥቓ ደብረ መርቆሬዎስ እንዳቦይ ትኩእ ዝበሃሉ ኣለዉ። ሕጂ እዚኣቶም ኣብ ኣከለ ጉዛይ ኣብ ሓንቲ ዓዲ ኣብ ዓዲ ኣቡዑር ዝተባህለ ዓዲ ጥራይ ኢዮም ዝርከቡ። ኣብ ዓዲ ሰበራ ኣስበሩ ዛይደኮሎም ኣብ ወረዳ ዓናግር ኣብ ዓዲ ምሕረትን ደብረ ቆንጺን ዓዲ ብግዲን ዓዲ ሳሙኤልን ኣብ ዓዲ ኣግባይ ወረዳ ጽልማ ኣብ ዓዲ ሕዝባይ ወረዳ ጉሕጭዓ ምስቶም ሞሮሳላይ ዝበሃሉ ነገደ በለው ኣለው። ገሊኦም ኣብ ዓዲ ናህባይ ላዕላይን ታሕታይን ገሊኦም ኣብ ኣስሓባ ገሊኦም ኣብ ዓዲ ቡስን ዓዲቀ ተሹላን ገሊኦም ኣብ ዓዲ ሕረትን ኣብ ዓዲ ዑናን ገሊኦም ኣብ ድባርዋ ገዛ ላምዛን ኣለው። ገሊኦም ኣብ ዓዲ ናህባይ ላዕላይን ታሕታይን ገሊኦም ኣብ ኣስሓባ ገሊኦም ኣብ ዓዲ ቡስን ዓዲቀ ተኩላን ገሊኦም ኣብ ዓዲ ሕረትን ኣብ ዓዲ ዑናን ገሊኦም ኣብ ድባርዋ ገዛ ላምዛን ኣለው። እዚኣቶም ዝፈረይዎም ገሊኦም ኣብ ዓዲ ምስፍንቶ ክህልዉ እንከለዉ ገሊኦም ድማ ኣብ ዓዲ ጻንፋ ወረዳ ኣፈልባ ሰራዬን ኣብ ካልእ ዓድታትን ይርከቡ። ኣብ ዓዲ ጻንፋ ምስ እዞም ምስፍንቶይ ካብ ኣድከመ ምልጋእ ደቂ ካልኣይ ቶምቦሳ ዝበሃሉ ካብ ኣይቀበጹን ካብ ዓዲ ሹም ሃብታይን ዝውለዱ ጋንታ ትውልዲ ኣለዉ። ሓውያ ነገደ በለው ዝርከብወን ዓድታት ቀስተ ዓጋምን ቀይሕን ዝፈረይዎም ኣብ እንዳ ኣማኒኤል ወረዳ ተሽላ እንዳቦይ ደብረጽዮንን እንዳቦይ መንግስተኣብን ዝበሃሉ ኣብ ታሕታይ ደርዓንቶ እንዳ ብላታ ሰንጋል ዝበሃሉ ኣብ ዓዲ መከዳ ቴድረር እንዳቦይ ፍስሓ ዝበሃሉ ኣብ ዑና ፈርዖን መረታ ሰበነ እንዳ ባሕረ ነጋሲ ኣበዶም ዝበሃሉ ኣብ ዓረዛ እንዳ ተስፋገርግስን እንዳ ዓጽመገርግስን ዝበሃሉ ኣብ ዓዲ ኣውዓላ ቆላ ዛይደኮሎም ኣብ ዓዲ ጋውል ወረዳ ደቡብ ሰራዬ ኣብ ዓዲ ሕረትን ዓዲ ያናን ዓዲቀ ተኩላን ጉሕጭዓ ኣብ ተራእምኒ ጥቓ ጉላ ታኺታ ኣብ ዓዲ ሓውያ ወረዳ መራጉዝ ኣብ ዓዲ ሓውያ ወረዳ ቆሓይን ኣብ ዓዲ ሓውያ ወረዳ ማይ ጻዕዳ ኣብ ከተማ ሰገነይቲ ኣውራጃ ኣከለጉዛይ ኣብ ጉራዕ ወረዳ እገላ ሓመስ ኣከለጉዛይ ኣብ ዓዲ ወቐርቲ ወረዳ ሰሓርቲ ሓማሴን ኣለው። ብፍላይ ግር ዝፈረዮም ኣብ ቅናፍናን ኣብ ዓዲ ቀይሕ ዓዲ ኣውሒ ዓዲ ኮባሪ ዓዲ ነብሪ ዓዲ ግኒ ሳባ ዓዲ ስላልሕ ሓዲሽ ዓዲ ዓዲ ሓበናት ከምኡውን ምስ ነገደ ሮብራ ኣብ ሸሓ ኣለዉ። ንሱ ዝፈረዮም ገሊኦም ኣብ ሽመጃና ገለ ውሑዳት ድማ ኣብ ሰራዬ ገዛ ሰንዓፈ ዝበሃሉ ኣብ ዓዲ ተራ እምኒን ኣብ ዓዲ ብላድን ኣለው። ቀሺ ወይኖም ዝፈረዮም ኣብ ወረዳ ማይ ጻዕዳ ኣብ ዓዲ ኣጣልን ዓዲ ንፋስን ዓዲ እንጋንኣን ዓዲ ዓርካይን ዓዲ ቀሌቶን ዓዲ ሓናኒትን ከምኡውን ኣብ ወረዳ ጉንደት ዓዲ ኣራጉዲ ዝተባህለት ዓዲን ኣለው። ወለደ። ኣብ ካልእ ድማ ኣብ ድባርዋ ኣብ ገዛ ላምዛ ገዛ ዓዲ ሰነጋት ገዛ ሺዋይ ኣብ ወረዳ ተኸላ ኩዶ ፈላሲ ገዛ ዓዲ ኣግያስ ዝበሃሉ ገዛ መቲ ዝበሃሉውን ኣብ መንጎ ብሌን ኣለው። ትውልዲ ሕርዋዝጊ ሎጎታይ ሕርዋዝጊ ሓደ ካብቶም ሸውዓተ ደቂ ክረምቲዝጊ ዝፈረዮም ብጥቕላል ገዛ ሕርዋ ዝበሃሉ ኣብ ሕምብርቲን ኣብ ዓዲ ጉላ ሰፍኣን ሓበላን ኣብ ገዛ ቀላቲ ኩኖረዳእን ዓዲ ኣገልግል ጽልማን ኣብ ወረዳ ማይ ጻዕዳ ኣብ ከተማ ዓዲ ኺላን ከባቢ ዓዲ ኺላን ኣብ ዓዲ ኣርብዓን ዓዲ እንፊን ምድረ ፈላስን ከምኡውን ኣብ ካልእ ዓድታት ንጣር ንጣር ፋሕ ኢሎም ይርከቡ። ሰንከላይ ዝፈረዮም ገሊኦም ኣብ ሕምብርቲን ኣብ ዓዲ ኣርብዓን ኣብ ዓዲ ኺላን ኣለው። እዚኣቶም ዝፈረይዎም ኣብ ዓዲ ሸረፈቶ ኣለዉ። በለዋይ ወዲ ኣሮን ዝፈረዮም ድማ ኣብ ዓዲ ባናን ኣብ ዓዲ ሊባንን ኣብ ቆሓይንን ኣለዉ። ጽልማ ገዛ ዓዲ ብተወሳኪ ካብ ዓዲ ማና ኣብ ዓዲ ገዳ ቀሺ ግርማይ ገዛ ግርማት ዝበሃሉ ከምኡውን ኣብ ዓንሰባ ሓዲሽ ዓዲ ወዘተ ብብዝሒ ይርከቡ። እዚኣቶም ዝፈረይዎም ኣብ ዓዲ ገብሩ ኣለው። እዚኣቶም ዝፈረይዎም ኣብ ዓዲ ሃብስሉስ ኣለዉ። ኣብ ዓዲ ሰጉዶ ብዘይካ ደቂ ኣውዓሎም ደቂ ቀዳማይ ዮሴፍ ወዲ ገብረክርስቶስ ዓቢይ ማለት ካብ ሃብተልዑል ገዛ ዓዲ ሓይለንኪኤል ገዛ ዓዲ ዑችባንኪኤል ከንቲባ ገዛ ሳበው ዝበሃሉ ኣለው። እዚኣቶም ዝፈረይዎም ገሊኦም ኣብ ዓዲ ስብዓ ገሊኦም ኣብ ደቆራሲ ኣለዉ። ደቂ ወልዱ ዝፈረይዎም ገሊኦም ኣብ ዓዲ ኩኖ ረዳእ ገሊኦም ኣብ ዓዲ ጉልቲ ቆላ ሰራዬ ኣለዉ። እዚኣቶም ኣብ ዓዲ እ ። እዚኣቶም ዝፈረይዎም ኣብ ዓዲ ደቀጥሮስ ኣለዉ። ደቂ ሰመረጽዮን ሕጂ ኣብ ታሕታይ ትውልዲ ገዛ ዓዲ ዳይርን ገዛ ዓዲ ማናን ተባሂሎም ኣብ ክልተ ይኽፈሌ። ያዕቆብ ዝፈረዮም ኣብ ደቂ ዘርኡ ዓንሰባ ሃብተስላሴ ዝፈረዮም ኣብ ደቂ ዘርኡ ደምበዛን ዓገባ ዝፈረዮም ኣብ ዓዲ ኣከሎም ኣለው። እዚኣቶም ኣብ ታሕታይ ትውልዲ ገዛ ዓዲ ሕዝባይ ገዛ ዓዲ ኣሰክሕ ገዛ ዓዲ መምህር ተባሂሎም ይከፋፈሉ። እዚኣቶም ዝፈረይዎም ኣብ ዓዲ ሓንስ ዓንሰባ ኣለዉ። እዞም ዓዲ ቃዕጢ ደቂ ኣብርሃም ገሊኦም ኣብ ኣፈልባ በዓል ደጊያት በሹሩ ገሊኦም ድማ ኣብ እንዳ ደቆ ኣብ ዓዲ ሀርም ኣብ ጉራዕ ኣብ ዓረት ኣብ ማይ ኣሓ ወዘተ ፋሕ ኢሎም ይርከቡ። እቶም ኣብ ወረዳ ምስሓል ወደኽክራን ኣብ ዓዲ ቃዕጢ ዝተባህለት ዓዲ ዘለው ካብ ደቂ በሹራይ ኣውዓላ ዝፈረዮም ኢዮም። ሰንበትመሓሪ ዝፈረዮም መብዛሕትኦም ኣብ ኣከለ ጉዛይ ኣብ ወረዳ ሽመጃና ገሊኦም ድማ ኣብ ሓማሴን ወረዳ ዓንሰባ ደቂ ዳሽም ዓዲ ወርሒ ሰብ ደቂ ዓንዱ መቐርካ ኣብ ኣውራጃ ሰራዬ ድማ ኣብ ጥቓ ደምበላስ ኣብ ማይ ኣልቦን ማይ ሓርሽን ወዘተ ኣለዉ። ከምኡውን ካብ ሹም ደብረጽዮን ዝውለዱ አንና ቀሺ ተክለ ሃይማኖ የየ ማኖት ጎሚዳይ ዝበሃሉ ኣብ ሕምበርቲ ተክለጽዮን ዝፈረዮም ገ ገዛ ዓዲ ዓንድየስን ድርሱስን ዝበሃሉ ኣብ ደቂ ዳሺም ዓንሰባ መማ ዱ ነገደጽዮን ዝፈረዮም ገዛ ዓዲ ነገደን ገዛ ዓ ር ይ ገፍ ዝበሃሉ ኣብ ደቂ ዳሺም ስስ ንክ ፃ ዚኦም ካብ ነገደጽዮን ዝተፈለዩ ድማ ኣብ ደቂ ዓንዱ ንሰባን ኣብ ሓበላን ኣብ ሸበቕን ኣለው። እዚኣቶም ኩሎም ኣብ ዓዲ ለ ደምበዛን ኣለዉ። እዚኣቶም ዝፈረይዎም ገሊኦም ኣብ ኣጨገምና ገሊኦም ኣብ ዓዲ ሳምራ ቆላ ሰራዬን ኣብ ማይ ሓርሽን ከምኡውን ኣብ ኣድያቦ ማይ ሰሳሑን ዓዲ ሸናጥሮ ትግራይን ኣለዉ። እ ካልኣይ ስሑል ዝፈረዮም ኣብ ር ኣለዉ ዝፈረዮም ኣብ ዓዲ ሓሬ ። እዚኣቶም ዝፈረይዎም ኣብ ዓዲ ከልከልቲ ኣለዉ። እዚኣቶም ዝፈረይዎም ኣብ ዓዲ ኣበዝሓንስ ኣለዉ። ኣብ ታሕታይ ትውልዲ እውን ዓዲ ቀሺ ሰሓርቲን ተማጅላን ገሊኦም ደቂ ሓርቦይ ዝበሃሉ ጭዋ ሰላዕ ዳዕሮን ጭዋ ሰምበልን ከምኡውን ኣብ ወረዳ ጨዓሎ ኣብ ዓዲ ከረንን ኣብ ዓዲ መርዔን ዘለዉ እዚኣቶም ብቐረባ ኣሕዋት ኢዮም። ኣብ ጽልማ ሎጎ ጭዋ ዝርከባ ዓድታት ድባርዋ ሓልሓል እምኒ ጸሊም ዓዲ ገዳ ዓዲ ዋጦት ዓዲ ገረድ ዓዲ በዝሓንስ ዓዲ ፃሹዖ ዓዲ ኩኒኤል ዓዲ ጽንዕቶፓ ዓዲ ሓርቦይ ዕዳጋ ድሕና ኣማድር ህርጉድ ዓዲ በሊሕና ደቆጽንዓ ዓዲ ኣገልግል ዝርቤን ዓዲ ጓሪ ዓዲ ባሮ ተማጅላ ዓዲ ሎጎ ገዛ ላምዛ ዓደግባይ ዓዲ ኣብዛገ ዓዲ ኣፍኒን ትውልዲ ጭዋ ኣከለ ጉዛይ ኣብ ኣከለጉዛይ ብዘይካ ጭዋ ደሰሞን ጭዋ ገዓሶን ብጽልማ ዝሽዱ ደቂ ሓሰይን ደቂ ኣድከመ ካልኣይን ኣለዉ። ጭዋ ኣድከመ ካልኣይ ዝፈረዮም ኣብ ዓዲ ቶራት ዓዲ ኣበዝሓንስ ዓዲ ራእሲ ጎባይ ዓዲ ቀሺ ወዘተ ክርከቡ እንከለዉ ኣብ ወረዳ ጨዓሎ ሃዳድሞ ድማ ኣብ ከረንን ኣብ እምባ ረዓንዲን ዝተባህላ ዓድታት ይርከቡ። ኣብ ዓዲ ከረን ኣለዉ። እዚኣቶም ዝፈረይዎም ኣብ ዓዲ ከበይ ኣለዉ። ኣብ ወረዳ ቆሓይን ዝርከባ ዓዲታት እንዳ ኢየሱስ ዓዲ ብርህቲ ዓዲ ሽረታይ ዓዲ ምስሓል ዓዲ ማይ ኣናህብ ዓዲ ቀልቀል ዓዲ ቤት ንጉስ ዓናጉለ እንዳቦይ ስእላይ ዓዲ ሰገዲ ዓዲ ኣዛርብኒሃ ደንጓቢት ዓዲ እርዮ እንዳ ኣቡነ ዮናስ ዓዲ ቀጢና ዓዲ እሾካይ ዳብረ ዓዲ ናላ ዓዲ ብላይ መቓብር ጻብላ ዓዲ ሹም ቶምቦሳ ማይ ምነ እንዳ ገብረክርስቶስ ዓዲ ብሓይላይ ማይ ጎርዞ እንዳባ ዮኖስ ዓዲ ካህናት ዓዲ መርሆ ዓዲ ጭገኖ ዓዲ ሓንሰ ዓዲ ኩዳዳ ዳፅሮ ሓራ ደብረ ማርያም ዓዲ ሔል እንዳ ገርግስ ዓዲ ክሳድ መያጽ ዓዲ መረቡ ዓዲ ዓሚኝቕኝ ዓዲ ሓውያ ኩሕሊ ዝብኢ ዓዲ ዓጺዳ ሰባዑ ዓዲ ብርኩቶ ዓዲ ሻሁ ምዝራእ ሽንፋእ ዓዲ ኡኖ ዓዲ ገንዘ ኣደጎልቦ ዓዲ ገላዕ ዓባቓት ደምበ ወልደርፍኤል ዓዲ ጐዳኢ ዓዲ ቃለቤት ዓዲ ዘርኣይ ዓዲ ቅዱሳን ዓዲ በተቲ ማይ ዓሳ ዓዲ በዛ ዓዲ ደጋፊ ዓዲ ሕዱግ ዓዲ ውርጢ ዓዲ ህቦ ዓዲ ጉርዲ ዓዲ መርዓዊ ዓዲ መሳግር ዓዲ ጸጸር ዓዲ ክፍላይ ዓዲ ሰረንታይ ዓዲ ማዕቐባይ ዓዲ ሬ። እዚኣቶም ዝፈረይዎም ኣብ ወረዳ መራጉዝ ኣብ ዓዲ ገብሩ ዓዲቀ ዓርባ ዓዲ ያኩሉ ክህልዉ እንከለዉ ከምኡውን ካብዚኣቶም ዝተፈለዩ ኣሕዋቶም ኣብ ማይ ጻዕዳ ዓዲ ድራር ዓይኒ ኣብ ሽሬ ትግራይ ሓሓይለ ዓዲ ደጊያት ኣብርሃ ወልደስርኤል ዝተባህሉ ብዙሓት ኣለዉ። ኣብ ዓዲ ር ዓ ር ኣለዉ። ን ወለደ። እዚኣቶም ዝፈረይዎም ኣብ ዓዲ ሕርዋ ኣለዉ። እዚኣቶም ዝፈረይዎም ኣብ ዓዲ ባሪን ኣለዉ። እዚኣቶም ዝፈረይዎም ኣብ ዓዲ ጉልቲ ኣለዉ። እዚኣቶም ዝፈረይዎም ኣብ ዓዲ ጭዕንዶግን ዓዲ ጉልቲን ኣብ ዓዲ ኣምቦራ ቆላን ኣብ እምበይቶ ሰሓርቲን ኣለዉ። ኣብ ዓዲ ጭዕንዶግ ኣለዉ። ኣብ ዓዲ ጉልቲ ኣለዉ። ፋሲል ዝፈረዮም ድማ ኣብ ዓዲ ጭዕንዶግን ኣብ ዓዲ ጉልቲን ኣለዉ። ደቂ ዓንድንኪኤል ዝፈረይዎም ኣብ ዓዲ ጐልቲን ኣብ ዓዲ ኣባ ዓብዱ ወረዳ ኣፈልባን ኣብ ዓዲ ታኺታን ኣለዉ። ኣብ ወረዳ እንዳ ኣዝማች ዑቕቢት ዝርከባ ዓዲታት ቤት ገብርኤል ዓዲ ጋፅቤን ዖና ገ ጋዕቤን ዓ ጮማይ ሞሳዳ ዓዲ ሃብር ዓዲ ሕዱግ ዓዲ መቱ ቤት ጽዮን ዓቢይ ዓዲ ማይ ኣልባ ዓዲ ቆልቋል ዓዲ ኣብርሃም ዓዲ ዕንቅርቲ ዓዲ ባዩ ኣብ ወረዳ ማይ ጻዕዳ ዝርከባ ዓድታት ዓዲ ኺላ ዓዲ ሰልዖፓ ክቱር ዓዲ ሓባል ሓኖናኒት ዓዲ ጣፍ ዓዲ ንፋስ ዓዲ ጸጓሮ ዓደውሒ ዓደልግስ ዓዲ ጀኑይ ዓዲ ቅስሞ ደንጎሎ ዓዲ ፈያዩ ዳምባ ዓዲ እንጋንኣፓ ትምዔ ምሕያው ድራር ዓይኒ ዓዲ ዓኬሎ ዓዲ ዓንዴል ዑና ቡታ ኩዶ ዝብኦ ዓዲ ነኣምን ዓዲ ቆራይ ዓዲ ድንድል ዓዲ ከምዝናም ዓዲ ባሕሮ ላፅላይ ዓዲ ባሕሮ ታሕታይ ዓዲ መርዒት ዓዲ ቀሌቶ ዓዲ ኣዝማቲ ዓዲ ወደርኪ ዓዲ ዓርካይ ማይ ሸቫ ዓዲ ሕሒ ዓዲ ኣርብዓና ማይ መጨቓት እንዳባ ሕሼ ዓዲ ሽንፍኦ ዓዲ ሳሕል መጣቕዕፅ ምሕማድ ትውልዲ ተስፋክርስቶስ ተሰፋክርስቶስ ሓደ ካብቶም ደቂ በግዓጽዮን ዳኩ ር ኢዩ። ኣብ ወረዳ ምድሪ ወዲ ሰበራ ዝርከባ ዓዲታት ዓረዛዛ ዓዲ ውስሸ ዓዲ ሸሮቪጺይፓ ዓደባይ ግብሱስ ዓዲ ጨራቓይ ዓዲ ሬፋይ ዓዲ አ ዓዲ መቐር ደብረስላሰ ጻዕዳ ዓዲ ደብረሲና ደብረሳህል ዓዲ ንፋስ ዓዲ ደንጀን ዓዲ ወሎ ዓዲ ተዷዒሉፓ ማይጨ ምላድ ማንታ ዓዲ ብሌናይ ዓዲ በያኒ ዝባን ሃገር ዓዲ ጋባ ዝባን ደብሪ ዓዲ ጐነድ ትውልዲ ዓቃጽን ደምበላስን ዓዲ ሳምራን ደቂ ዓቃጽን መጀመርያ ደቂ ዘርእሰናይን ደቂ ስብሓትን ተባሂሎም ኣብ ክልተ ክፍሊ ይኽፈሌ። እዚኣቶም ዝፈረይዎም ኣብ ሓዲሽ ዓዲ ደምበላስ ኣለዉ። እዚኣቶም ዝፈረይዎም ኣብ ዓዲ ሳምራ ኣለዉ። እዚኣቶም ዝፈረይዎም ኣብ ዓዲ ኣጓልዕ ኣለዉ። ደቂ ኩኖ ኣብ ዓዲ ቀልቀልን ኣብ ዓዲ መቐርን ኣብ ዓዲ ኣጓልፅን ምስ ደቂ ረዳእ ይርከቡ። እዚኣቶም ዝፈረይዎም ኣብ ዓዲ በልሰይን ኣብ ዓዲ ስብዓ ቆላ ሰራዬን ኣብ ምዕራፍ ታቦት ሰፍኣን ኣለዉ። ገሃድ ዓጽማይ ዝፈረዮም ኣብ መሬት ኤርትራ ኣብ ዓዲ ኣብ እንዳ ኣይተ ዑቕብየስ ኣብ መብረድ ዓዲ ባሪም ዓዲ ጎዶ ዓዲ ጎድኦ ዓዲ ኩዶ ጸላም ኣብ እገላ ሓጺን ወዘተ ኣለዉ። ደቂ ጎባይ ኣብ ቤት ገብርኤልን ኣብ እምባ ቃጻን ኣብ ዓዲ ቀረጽን ኣብ ሰራዬ ምስ ደቂ ኣሮን ኣብ ማይ ጻዕዳን ኣለዉ። እዚኣቶም ዝፈረይዎም ኣብ ዓዲ ሓድገምበስ ኣለዉ። ል ዓዲ ። እዚኣቶም ዝፈረይዎም ኣብ ሓዲሽ ዓዲ ኣለው። እዚኣቶም ዝፈረይዎም ኣብ ዓዲ ጋርማ ኣለዉ። እዚኣቶም ኣብ ታሕታይ ትውልዲ ደቂ ክፍሎምን ደቂ ትንሱእን ደቂ ጊልያጋብርን ዝበሃሉ ዓዲ ደጂ ኣብ ደቂ ዘርኡ ኣለዉ። ኣብ ዓዲ ከልከልቲ ድማ ኣለዉ። ንጥዑምዝጊን ተስፋጽዮን ዝፈረዮም ገዛ ሺጎን ዘበሃሉን ግር ዝፈረዮም ገዛ ጸሓፊ ዝበሃሉን ኣብ ቋኺታ አ ንለት ምድን ዝፈረይዎም ኣብ ኣውራጃ ሰራዬ ኣብ ዲ ሽምዓለን ኣብ ዓዲ ገፋሕ ጥቓ ኣርግዛናን ኣብ ዓዲ ጉርዲ ጥቓ ዓረዛን ገሊኦም ውሑዳት ድማ ኣብ ዓዲ ጎዳእቲን ኣብ ዓዲ ቅያኖን ኣለዉ። ገሊኦም መኣስርቲ ደቂ ዑቕበ ቢራ ኣብ ሰራዬዩ ኣብ ታቃኪኺታ ገዛ ሽጎን ጸሓፊን ኣብ መራጉዝ ዓዲ ሽምዓለን ዓዲ ገፋሕን ጥቓ ኣርግዛና ግዛና ኣብ ዓዲ ጎዳእቲን ቅያኖን ከምኡውን ኣብ ዓዲ ጉርዲ ደቂ በዓረዝ ኣለዉ አስሉ ር ኣብ ኣውራጃ ሰራዬ ዓረሦ ኣብ ኣውራጃ ዛይ ዓረት ዝብል ስም ካብ በዓረዝ ኢዩ። እዚኣቶም ዝፈረይዎም ኣብ ዓዲ ኣውሓዛ ኣለዉ። ኣብ ኣውራጃ ሰራዬ ኩዶ ኣረጊት መክረም ዓዲ ከምዝናም ዓዲቀ ግነት ዖ ፈላሲ ዓዲ ኢታይ ጽቡቕ ግራት ገዛ ሕድሩ ዓጋማ ዝባን ደብሪ ተራ እምኒ ታኺታ ዓዲ ኩቡሎ ዓዲ ጀይኑ ደቂ ብላት ዘጎፓ ዓዲ ሰራዋት ዓዲ ኣጓልዕ ዓዲ በልሰይ ኣብ ኣውራጃ ሓማሴን ዓዲ ዛውል ሃዳሙ ኣስመራ ዓዲ ሸቫ ሕምብርቲ ዳዕሮ ቃውሎስ ዓዲ ጎምቦሎ ሰላዕ ዳዕሮ ወኪዱባ ደቂ ዘርኡ ሓማሴን ምለዛናይ ጽላለ ወኪ ዓዲ ኣከሎም ዓዲ ተከለዛን ዓዜን ኣፍደዩ ሽማንጉስ ታሕታይ ዓዲ ከልከልቲ ሕምብርቲ ኣርባዕተ ኣስመራ ኣብ ኣውራጃ ኣከለ ጉዛይ ገደለ ኣድግና ኮር ባርያ ኣዛይሔ ኣውሊዕ ጾሩ ማዕረባ ዓዲ ሕድሮም ወቐርቲ ዳምባ ቶውሮ ዓዲ ገሃድ ጉራዕ ኣብ ኣውራጃታት ሰንሒትን ባርካን ሳሕልን ደብረ ሲና ሽዕብ ኢራ በጁክ በጉ ዛውል ሰለባ ማርያ ቀያሕ ማርያ ጸላም ሮብቶ ኣትኮም ሓመዳይ ኣጭራሕ ደምበሮቕ ጠቐራ ኣፍዓበት ዛውል ኣብ ወኪን ዓዲ ሸካን ውሑዳት ኣብ ዓደ ኣከሎምን ኣብ ኣፍደዩን ኣብ ደቂ ዘርኡ ድምበዛን ኣብ ዓዲ ተከለዛን ኣለዉ። በያኒ ዝፈረዮም ድማ ኣብ ዓዲ ኣርዓዳ ስሓርቲን ኣብ ዓዲ በያኒ ዓረዛን ኣብ ላቼን ክሳድ ዳዕሮ ጉሕጭዓን ገዛ ሕድሪት ዝበሃሉ ኣብ እጨገምና ደምበላስን ኣብ ዓዲ መቐርን ዓዲ ኣጓልዕን ኩኖ ረዳእ ማይ ኣልቦን ዓዲ ሳምራን ኣለዉ። ገሊኦም ደቂ ሰመረጽዮን ድማ ኣብ ዓዲ ሓውሻ ኣለዉ። ሕጂ ኣብ ኤርትራ ደቂ ባርግለ ኣብ ዓዲ ተከለዛን ደምበዛን ዓዲ ኣበይቶ ሓማሴን ዝባን ኣንገብ ኣብ ሓልሓል ኣለዉ። እዚኣቶም ዝፈረይዎም ኣብ ዓዲ ኣበይቶ ኣለዉ። እዚኣቶም ዝፈረይዎም ገዛ ካህናት ዝበሃሉ ኣብ ዓዲ ኺላ ኣለዉ። ገሊኦም ደቂ መረጃን ዝፈረይዎም ድማ ኣብ ዓዲ ቀይሕ ሰሓርቲ ኣለዉ። እዚኣቶም ዝፈረይዎም ኣብ ዓዲ ጐነድ ኣለዉ። ከምኡውን ምስ እዚኣቶም ካብ ማይ ለሓም ደቂ ተስፉ ኣብ ዓዲ ጐነድ ኣለዉ። ኣብ ዓዲ ገዳ ካብ ጸዓዘጋ ዓዲ ባሕረ ነጋሲ ዝበሃሉ ካብ ዓዲ ማና ዓዲ ቀሺ ግርማት ዝበሃሉ ከምኡውን ኣስላም ብዙሓት ጋንታታት ትውልዲ ኣለዉ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

تعليقات:


memezon

خيارات التنزيل | تحويل إلى قوات الدفاع الشعبي | كتاب اليوم

© dirzon | شروط الخدمة | خصوصية | حول | خدمات | اتصال