Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ም ዐዐሪ ሓበሬታ ኩሉ ኣብዚ መጽሓፍዚ ክልተ መሳፍንቲ ኤርትራ ኣብቲ አዋን ኣብ መንጐኦም ብዝነበረ ናይ ሰልጣንን ናይ ሽመትን ጽምኣት ቀጻልን ሃሳይን ኩናት ሓድሕድ የካይዱ ብምንምባሮም ዶብ ሰጊሩ ንዝመጽእ ዝነበረ ወራር ክብድሁ ይጽገሙ ከም ዝነበሩ ይጠቅስን ኢዩ።ያ ሮሟሪሃ ዳታ ዉሪ ያጂቱ ዉይ ያጂፇ ጩጳጋለሰ ያፅጎ ዲኋታ ያጂሦ ምይ ዳም ጳሷዝሖ ጂቅ ምይሯ ም ድምሃሃ። ኣስተብህል ቃንጃን ሮማይን ድምጺ ዘይብሎም በላሕቲ መሳርያ ውግእ መላግብ ካብ ከውሕን ሩባን ዚርከብ ጸፊሕ መኸደን መቓብር እምኒ ማለት ኢዩ። ነናብ ዓዶም ኪምለሱ ድማ ኣዘዝዎም። ፕሮፊሶር ኣፈወርቂ ገብረኢየሱስ ብትውልዶም ኣምሓራይ ካብ ዞባ ዛጐ ኢዮም። ንሱ ድማ ጀነራል ባራቴሪ ምስ ሞተ ንራእሲ መንገሻ በዓል ትግራይ ብኣደ ሓዎም ኢዮም። ከመይሲ ኣይተ ገብረማርያም ድሕሪ ውግእ ማይ በላ ሕልፈት ጸዓዘጋ ትግራይ ከይዶም ብስደት ኪነብሩ ከለዉ ካብ ወይዘሮ ታከለ ዝወለድዎም ኢዮም። ልጅ ቦኹሩ ደሓር እዋን ደጃዝማች ተባሂሎም ብሲመተ ዓደቦ ከቢሮም ዝነብሩ ክነሶም ኣብ ፍሉይ መዘክረታሪኾም ኣብ ላዕሊ ብሓጺሩ ከም እተገልጸ ብማሕዩር ብሃጸይ ሃይለ ሰላሴ ተኣሲሮም ንብዙሕ ዓመታት እተገፍዑ ኢዮም። ወደን ልጅ ተሰማ ሃይሉ ኣብ ትሕቲ ባንዴራ ኢጣልያ ተዓስኪሮም ባንዳ ኮይኖም ዝነበሩ ኢዮም። ብ ታሪኽ ኪዝከርን ኪዝንቶን ዝግብኦ ነገር ንቢ ወልደሚካኤል ጐሚዳ ሓንቲ ወይዘሮ ተመርጻ እተባህላ ሓውቲ ነበርኦም እሞ «ኣነ ሓው ተመርጻቃ» ኢሎም ምስ ፈኮሩ ንድሕሪት ኢሎም ኣይፈልጡን። ሦደረ ዳታ ጾፅ ቀፅምሥ« ሎኝ ናሕ መጎጎሃ እዚ ንደጃዝማች ርአሰ ሃይማኖት እተለቕሰ ግጥሚዚ ካብ ዝኾነ ጐረቤት ሃገርን ማእከል ሃገርን ዝደለኹሙዎ ትረኸቡን ትእዝዙን ዝነበርኩም ዶ ብዘይትሓዝ ከቢድ ሕማም ተታሒዝኩም ኣይሰምፅን በልኩም ዘስምዕ ኢዩ። ሓሞት ማለት ቆራጽነትድፍረት ኒሕ ሓቦ ኣስሓኮ ዘ ዘለዎዶ የልግስ ኣመል እምበር ማለት ድማ ቾ አይልምንን ኢዩ። ንራእሲ ዓንደሃይማኖት ዝኣምንዎ ዝነበሩ ዴይ ዓስከሮም ምስ ጠለሞም እቲ ኣብ ቤተ ግሸ ላያ ዚነብር ዝነበረ ፍሉይ ምዱብ ዋጣ ብኣውሎ ኣምሲሉ ም ኪነግሮም ኢሉ ዝደረሰሎም ኢዩ። ደረመን ዕመፃሷያት ደረመ ታዕ ዲፖ ጡም መፇ ወይ ጴልሸጳ ዳይተጳመፇ ድሙን ተምጽዳጳክት ሦመሃ ደርመን ማለት ደርማሲ ደርዓሚ ሓያል ዘይን ማሲ ደል ኣብ ሓደ ሓደ ክፍልታት ኡርትራ ደርማስ ዝብሃል ርይ ሎያ ጓ ንደጃዝማች ሃይሉ ተወልደመድህን ዝነበረ ኢዩ።
ላድራቻ ደራፈሉት ጽሪ ዱ ጎዕማ ዘማት ሃገረጋላ ኦሮሞ አደዳ አይክ ላይፍእመወመዘቁይቹ ደፍ ፊፎጋ ራእሲ ዓንደሃይማኖት ንጉስ ባምቦሎ ምላሽ ፅመራ ሌሮቅራ ተከዘምላሽ ሕልፈት ንጉስነት ጸዓዘጋ ጥልመት ሚካኤል ስሑልኀኀኀኀኀኀጤኀ»»»»» ምንቁልቋል ሹመት ጸዓዘጋ ሓድሕዳዊ ውግእ ህዝቢ ጎልጎል ሓማሴን ግዝኣት ብላታ ገብረኪዳን ውግእ እንዳ ናይብን ጸዓዘጋን ሕንፍሽፍሽ መሳፍንቲ ሓማሴን ውድድር ሰለስተ ስድሪ ውግእ ጉራዕን ሳዕቤኑን ህቡብነት ከንቲባ ገብረማርያም ምቅርራብ ውግእ ጸዓዘጋን ሃዘጋን ጻዕዳ ክርስትያን ውግእ ወክድባ «ማይ በላ» ስለምንታይ ጻዕዳ ክ ወይዘሮ ውባ ማርያም ጸዓዘጋሰለምንታይ ወራራት ሚካኤል ስሑል ቤተ ክርስቲያን ጸዓዘጋ ውድድር ሹመት ስድራ ደቂ ባሕሪ ነጋሲ ቦኹሩ «ታቦት ቅዱስ ጊዮርጊሰ» መባ ድሕሪ ሞት ደጊያት ሃይሉ ሳልሳይ ክፋል በብሓደ ሰብ ወሓደ ግርጭት ጸዓዘጋን ሃዘጋን ት ሀክ ኣብ ልዕሊ ቅርሕንቲ ከንቲባ ተስፋ ትብዓ ህዝቢ ጸዓዘጋን ሃዘጋን ክልእ ወራራት ደጓዑ ውግእ ኣብ ዓዲ ሽማግለ ምንቁልቋል ሹመት ባሕሪ ሓድገምበስ ወዲ ጉልወት ደጃዝማች በለይ ቢ በርምበራስ ይልማኸ ራብዓይ ክፋል ሓያሎ መኳንንቲ ኤርትራ ሰድዑ ዘመነ ንጉስነት ደጊያት ሃይሉ ሃለኸለኽ ከንቲባ በኺት እምባደርሆ ስድራ ኣይተ ተወልደመድህን ሓድገምበስ ወዲ ጉልወት ሃይሉ ሓባል ስለምንታ «ኣብ ምፍዳይ ሕነ ተዋፊሩ» ጅግንነት ሓጂ መሓመድ»»»» መስሓቕ ሸራፋት ው ርን ቀቲሉኒ ብን ድሕሪ ውግእ ዓድ «ሓጂ መሐመድ ሞት ኣይተ ተወልደመድህን ። ደቂ ደጊያት ሃብተስሉስ ኣይተ ወልደጊዮርጊስ ኣብ ዓዲ ነኹያዖ ኣይተ ኣከሎም ኣብ ዓዲ ደቂ ጽንዓ ኣይተ ቴድሮስ ኣብ ዓዲ ሓዮ ከይዶም ኪቕመጡ ከለዉ ኣይተ ኣከሉም ግን ነቶም ኣብ ንዓዲ ብኢዳት እተፋረዩ ከንቲባ ብኢዳት ዝወለዱ ኢዮም« ጸኒሖም ግን ዝበዝሑ ካብ ሰድራ ከንቲባ ብኢዳት ንጸዓዘጋ ተመሊሶም ብምጥያስ ምስ ኣሕዋቶም ተሓወሱ። እቶም ካብተን ካልኣይቲ ሰበይቶም እተወልዱ ኣሕዋት ድማ ባሕሪ ነጋሲ ተሰፋጊዮርጊስ ኣብ ጸዓዘጋ ዘለዉ ባሕሪ ነጋሲ ዘወልደማርያም ኣብ ጸዓዘጋ ዘለዉ ባሕሪ ነጋሲ ተኸሊት ናብ ዓዲ ተኸላይ ከይዶም ሰለ እተቐመጡ ኣብ ዓዲ ተኸላይ በዚሖምን ተባዚሖምን ዘለዉ ከል ያት ገብረክርስቶስ ከምዚ ኢሎም ኣብ ማእ ጸዓዘጋ ሆራ ብሃብትን ብሓይልን ጠንኪሮም ንምልእቲ ሃገረምድረ ባሕርን ባምቦሎ ምላሽ ዝርከብ ዝነበረ ርው ሰሜናዊ ኢትዮጵያን እናኣመሓደሩ ከለዉ ነቶም ቀዳማ ማለት ቦኹሪ ወዶም ደግያት ተስፋጽዮን ዓመታዊ ግብሪ ከብጽሑ ንጐንደር ሰደድዎም እሞ ንሶም ድማ «ሓራ ወጻ ልፅዕሷሳሇ ዖርሂሰ ወዲ ኃውቅቻም ፍጋፖጫዌዕ መሰፇጅቻም ወዲ ምይ ወዩ ሐፇጓጋሪይ መዲ ጥሰሐሰ ወዷ ዝርርጎዶዕ ዲዖቃ ኣኒ ኢሎም ገዛእ ርእሶም ብምልላይ «ስለዚ ሽመት ይግብ ኢዩ» ኢሎም ኢድ እናነስኡ ሓተቱ። ደጊያት ገብረክርስቶስን ደጊያት ተስፋጽዮንን ምስ ሞቱ ባሕሪ ነጋሲ ሰሎምን ወዲ ደጊያት ተስፋጸዮን ደጊያት ማሞ ወዲ ደጊያት ገብረ ክርስቶስ ደጊያት ርእሰሃይማኖት ወዲ ደጊያት ገብረክርስቶስ ራእሲ ዓንደ ሃይማኖት ወዲ ደጊያት ገብረክርስቶስ በብእዋኖም ግዝኣት ባምብሎ ምላሽ ኣናተረከቡ ኣማሓደሩ። በዚ ኣጋጣሚ ጊዜዚ ሚካኤል ስሑል «ባሕሪ ነጋሲ ቦኹሩ ወዲ ባሕሪ ነጋሲ ሰሎሞን እተባህለ ኣብ ሓማሴን እንዳ ዓዲ ደገዝማቲ ጸዓዘጋ ኮይኑ መረብ ምላሽ ይገዝእ ኣሎ። ጋ ነገር እናጻሕተሩ ነጋሲ ቦኹሩ ምስ ደቂ ሓወቦታቶም ይሄም ኣብ ርእሲ ምንባሮም በቲ ካልኣይ ወገን ድማ ዘርኢ ደጊያት ሃብተስሉስ ዝኾኑ ኣብ ደቂ ጽንዓ ዚቕመጡ ደቂ ከንቲባ ብኢዳት ከምኡውን ኣብ ዓዲ ተኸላይ ዝቕመጡ ደቂ ባሕሪ ነጋሲ ክፍለ ወዲ ባሕሪ ነጋሲ ተኸሊት ገ ካልኦት ሓያሎ መኳንንቲ ደቀተሽም «ሹመት ይግበኣና ኢዩ» ብዝብል ውድድር ሓዘል ምኽንያት ይጻረርዎምን ይዋግእዎምን ነበሩ። ብዛንታ ኤርትራ ከም ዚድገምን ዝደጋገምን ኣብ ዝሓለፈ ምዕራፋትውን ከም እተነበበን ዓዲ ደገዝማቲ ኣብ ጸዓዘጋ ስድራ ባሕሪ ነጋሲ ኣብ ሃዘጋ ይኖም ኣብ ክልተ ዓድታት እኳ ይቕመጡ እንተ ነበሩ ሓደ ስድራ ሓደ ደም ኣሕዋት ክነሶም ከም በዓል ራእሲ ሚካኤል ስሑል ዝኣመሰሉ ብወገን ደቡብ ሃገረ መረብ ምላሽ ዚቀላቐሉ ዝነበሩ ባዕዳዊ ሓይልታት ብውሽጠውሽጥን ብግሁድን ሸርሕታትን ሰበባትን እናወናጨፉ ነቲ ዝርኤ ዝነበረ ውድድር ሹመት ክልቲኤን ዓድታት ናብ ጽልእን ሓድሕዳዊ ምቅትታልን ከም ዚዝምብል ንምግባር የጐሃህርዎ ነበሩ። ካብ ወይዘሮ ሳህሉ ሔማ ኣይተ ኣሉላ ወይዘሮ ኢለን ሓደ ብህጻኑ ዝሞተ ካብ ወይዘሮ ዮን ሰበይቲ ወሰን ኣይተ ገብረማርያም ኣይተ ወልደገብርኤል ካብ ሓንቲ ካልእ ሰበይቲ ደጊያት ሃይሉ ካብዚኣቶም ኣይተ ተወልደ መድህን ብጊዜ ንእስነቶም ኣብ ዓጋመ ከለዉ ካብ ጓል ኣይተ ወልደጊዮርጊስ በዓል ብከት ምርዕውቲ ክነሰን ኣብ ርእሲ ሰብኣይን ኣብ ቁጽሪ ተጠቼሶም ንዘለዉ ደጊያት ሃይሉ ወለዱ። ደጊያት ስባጋድስ ክልተ ዓመት ድሕሪ ሞት ፊ ወልደስላሴ ተላዒሎም ብ ሹመት ምሉእ ትግሬደ ጨቢጦም ህቡብነት ዝረኸቡ ግናኸ ብ ኣብ ውግእ ፈረስ ማይ ትግራይ ተሳዒሮም እተኣሰሩፓ ኣብ ዘመነ ገዝኣቶም ዶብ ጥሒሶም ንኣከለጉዛይ ዝዘመቱ እንተኾነ ን ህዝቢ ኣከለጉዛይ ምስ ሰድራ ስልጣናት ናይብ ሰምረት ክን ኢዳ እተባህለ ቦታ ድሂኹ ንድሕሪት ዝመለሶም በዚ እዋናትዚ ኣይተ ዳይር እተባህሉ ወዲ ከንቲባ ኮሰፋ ካብ ስድራ ባሕሪ ነጋሲ ገብራት ሃዘዚጋ መ በና ሃዘጋ ወዲ ዓቢ «ቻመፉሦ ምጀው ሥ ምጎጃ ሏጾ ደግህሃዳቃ ብሉ ንትግራይ ኪኸዱ ከለዉ ሰብ ጸዓዘጋ በታ ምስ ነበረቶም ውድድር ሹመት ተደፋፊኦም ምስ ሃዘጋ ባፍ ወረርቲ ዓቀይቲ ደጓዑ ክንዲ ዝወቕዑ «ደ ፇራናፇፈ ማማፉኃ ከም ዝብሃል ኣብ ድባርዋ ክሳድ ሒዞም ጸኒሖም ቀተሉዎም እዚ ናብ ልዕሊ ኣይተ ዳይር እተፈጸመ ቅትለት ፖሎቲካዊ ጅት ን ሸርሕታት ዘበላልሖኳ እንተ ነበረ ነቲ መ ዓዘጋን ሃዘጋን ዝቀላቐል ዝነበ ብዝያዳ ኣማዕበሎ። ሻዱሻይ ክፋል ሼመት ደጊያት ሃይሉ ደጃዝማች ሃይሉ ተወልደ መድህን ወዲ ኣቤቶ ተስፋ ዮን ከምቲ ኣብ ዝሓለፉ ምዕራፋት ዝተጠቕሰ ካብ ስድራ ዓዲ ደገዝማቲ በዓል ጸዓዘጋ ኪኾኑ ከለዉ ኣብ ኣስታት ዓምፈ ኣብ ብከት እትብሃል ዓዲ ትግራይ ካብ ጓል ኣይተ ወልደጊዮርጊስ እተወልዱ እዮም። እዚ ቀይሕ ጣዕዋ ብድሕሪ ሞት ኣይተ ሰሎሞን ወዲ ከንቲባ ዘርኣይ በዓልቲ ቤቶም እመቤት ኢለን በቲ ኣብ መንጎ ስድራቤታት ከንቲባ ተስፉን ከንቲባ ዘርኣይን እተባህሉ ክልተ ኣሕዋት ካብ እንዳ ስድራ ባሕሪ ነጋሲ ገብራት ተቐልቂሉ ዝነበረ ውድድር ሹመት ደቀን ከይህሰይወን ስለ ዝሰግኣ ክልቲኦም ደቀን ሒዘን ጸዓዘጋ ኣትየን ኣብ ዑባ ደጊያት ሃይሉ ተወልደ መድህን ኣብ ጸዓዘጋ ተቐሚጠን ነበራሞ ህዝቢ ጸዓዘጋ ብፍላይ ንልጅ ወልደሚካኤል «እዚ ቆልዓዚ ንንግስነት ጸዓዘጋ ኣዝዩ ኣስጋኢ ስለ ዝኾነ ይቀተል» ኢሎም ተበግሶ ብምውሳድ ከጥፍእዎም ወሲኖም ስለ ዝነበሩ ደጊያት ሃይሉ ነዚ ፈሊጦም ኣብ ትሕቲ ዓራቶም ከይተረፈ እናሓብኡ ይከናኸኑዎምን ይሕልዉዎምን ነበሩ። እንተኾነ ግን እቲ ውግእ ተወዲኡ ጸዓዘጋ ድማ ስዒሮም ጸኒሖሙዎም ከብቅዑ ብነድሪ ሃዘጋ ከይዶም ነታ ዓዲ ዘመትዋ ደሓር ግን ከነታት ምስ ሃድኤ ንሶምውን ምስ ዘሓሉ ነቲ ካብ ሃዘጋ ዝዘመትዎ ንዋትን ጥሪትን መሊሶም ንዋናታቱ ሃብዎም ብድሕሪዚ ህዝቢ ሃዘጋ ኮነ ኣይተ ገብራይ ወዲ ሃብተጽዮን ወዲ ከንቲባ ዘርኣይ «ሕራይ ንደጊያት ሃይሉ ንምእዘዝቃ ኢሎም ብሰላም ኪነብሩ ጀመሩ። በዚ ከምዚ ደቂ ኣይተ ሓጎስ ሀ ሓውትና ብዘይ ኣጋባብ ኣሕዋት ከም ዘይብለን ለ እዚ ከይኣክል ድማ ብሰልበጣ ኣሲሮሙናኖ ሐ ብዘይ መጠን ንዒቐሙና ኣለዉ ወዘተ ብማለት ነዲሮምን ተቐይሞምን ኣይተ ሓጎስ እተባህሉ በዓል ኳንደባ ካብ ገዛ ፍርፍር ዶጊያት ሃይሉ ቅርሺ ቀጺዖጮምም ስለ ዝነበሩ ሕነ ኪፈድዩ ንውግእ ቅሩብ ስለ ዝነበሩ ካብ ካርነሽም ሰራዊት ኣኻኺቦም ተሓዲገን ኣይተ ኣስጎዶምን ኣይተ ወልደገብርኤልን ካብ ጻዕዳ ክርስትያን ምሉእ እንዳ ገብረክርስቶስን ካልኦትን ስዓብትን ኣኻኺቦም ንደጊያት ሃይሉ ተወልደመድህን ኪወግኡ ኣብ ወክድባ ለፉ። ከምዚ ኢሎም ድማ ደጊያት ሃይሉ ተወልደመድህንን ካብ ምድሪ ባሕሪ ደጊያት ካሕሳይ ድማ ካብ ዓጋመ ከም ክልተ ሓይለስልጣን ዝሓዙ ወገናት ተሰማሚዖም ተመሓሒሎም ወታሃደራዊ ስምረት ገበሩ። ኣብዚ እዋናትዚ ኣብ ኣስታት ዓም ኣቢሉ ደጊያት ሃይሉ ወዲ ልፅል እንተ በሉ ድማ ወዲ ዓመት ኣቢሎም ዚግመቱ ጎቦዝ ስለ ዝነበሩ ኣብቲ ኣንጻር ደጊያት ውበ እተፈጸመ ውግእ ወታሃደራዊ ክእለቶምን ጅግንነቶምን ኣመስከሩ እሞ ደጊያት ካሕሳይ «ድግዝምነት ኢዩ ዚግብኣኩም» ስለ ዝበልዎም ልጅ ሃይሉ ደጃዝማች ተባህሉ። ዚ ሰራዊት ደጊያት ካሕሳይ ወዲ ደጊያት ሰባጋድስን ሰራዊት ደጊያት ሃይሉ ወዲ ተወልደመድህንን ተደጋጊፎም ብፊቶም ማለት ብቅድሚኦም ድማ ሽቦ ሰራዊት ደጊያት ውበ ኮይኖም ኣብ ፈረስ ማይ ዝብሃል ቦታ ትግራይ ተጋጠሙ። ሹመት ካርነሽም ድማ ንኣቦይ ባህ እተባህሉ በዓል በለዛ ሃቦም ያ መ ጣይርሚሽ ኣብ መንጎዚ ኣቦይ ደብሩ ወዲ ኣይተ ወልደኣብ እተባህሉ በዓል መስፍንቶ ሻራ ሃዘጋ ነበሩሞ ናብ ደጊያጎ ውበ ከይዶም «ጐይታና ላፅለዎት መሳፍንቲ ሓማሴን ሀ እንዳ ከንቲባ ተሰፉ ለ እንዳ ከንቲባ ዘርኣይ ዶ እተባህሉ ካብ እንዳ ባሕሪ ነጋሲ ገብራት ኢዮም እሞ ሹመት ዓደቦኖ ንዕኦም ይወሃበልኖና» ኢሎም ጠርዑ። ውግእ ኣብ ጉራዕ እዚ ኩሉ ኣብ ዝሓለፉ ምዕራፋት እተዘርዘረ ወራራት ደጊያት ውበን ወኪላቱን ኣብ ምሉእ ምድሪ ባሕሪኤርትራ ኪፍጸም ከሎ ኣይተ ኣሉላ ወዲ ኣይተ ተወልደመድህን ንእሽቶ ሓዎም ንደግያት ሃይሉ ምስ ኣዲኦም ወይዘሮ ሳህሉ ንዓዲ ኣምሓራ ከተማ ጐንደር ከይዶም ምስ ኣቡነ ሰላማ እተባህሉ ጳጳስ ተዓሞቦም ኪነብሩ ምስ ጸንሑ ኣቡነ ሰላማ ቅድም ምስ ደጊያት ውበ ዘይፋተዉ ነይሮም ክነሶም በቲ እዋንቲ ግን ብመንጐኝነት እጨጌን ሊቃውንቲ ካህናትን መኳንንትን ምስ ውብ ዕርቂ ጌሮም ሰላም ስለ ዝረኸቡ ንኣይተ ኣሉላ ናብ ደጊያት ውበ ኣቕሪቦምን ዓሪቐምን «ንኣይተ ኣሉላ ወዒ ኣይተ ተወልደመድህን ሹመት ኣቦታቱ ሃብዎ» ኢሎም ለመኑሎም እሞ ውበ ድማ «በል እምበኣር ሹመት ቀደምካ ምኸዓው ቆሎ ምላሽ ማለት ሰንሰለት ኣኽራናት ምኸዓው ቆሎ ምላሽ ጽልማ ሂበካ ኣሎኹ» ኢሉ ንኣይተ ኣሉላ ኣዋጅ ኣንጊሩ ሸሞም። በዚ እዋናትዚ ኣይተ ገብራይ ወዲ ኣይተ ሃብተጽዮን ከንቲባ ዘርኣይ በዓል ሃዘጋ ነቲ ምስ ስድራ ኣይተ ሰሎሞን ዝነበሮም ቅርሕንቲ ሓዲጎም ምስ ኣይተ ኣሉላ ወዲ ተወልደ መድህን ተዓሪቐም ዓዶም ሃዘጋ ኣትዮም ምስ ደቂ ኣይተ ሰሎሞን ተቐመጡ እሞ ክልቲኦም ደቀ ሓወቦታት ሰላም መስሪቶም ኣዛዝን ተኣዛዝን ኮይኖም ብሰላም ኣዕረፉ። ሻቡዓይ ክፋል ውግእ ጸዓዘጋን ሃዘጋን ደጊያት ሃይሉ ወዲ ተወልደ መድህን ብደጊያት ውበ ተኣሲሮም ከለዉ ሓዎም ኣይተ ኣሉላ ንቅሩብ እዋን ኣንጻር ደጊያት ውበ ተሰሊፎም ምስቶም ራእሲ ኣርኣያ ወዲ ድምጹ እተባህሉ በዓል ወጀራት ተዓሞቦም ምስ ጸንሑ ካብ ራእሲ ኣርኣየ ሓገዝን ምትብባፅን ረኺቦም ጸረ እመቤት ኢለን ኣብ ምስጓጐን ካልእን ዓወታት ኪሓፍሱ ከም ዝኸኣሉ ዚዝከር። ኣብ መወዳእታ ግን ብሃጸይ ቴድሮስ ብ ደብረእግዚእ ኣብ እተባህለ ቦታ ተማሪኹ ተረሸነ እሞ ደጊያት ሃይሉ ተወልደ መድህን ምስ ልጅ ተስፋጽዮን ወዶም ደጊያት ካሕሳይ ወዲ ስባጋድስ ዓጋመ ከምኡ እውን ካልኦት ብዙሓት መሳፍንቲ ሃገርሓበሻ ካብ ቤት ማእሰርቲ ድሕሪ ዓመታት ተፈትሑ። ኣብ መንጎዚ ኣይተ ኣሉላ ወዲ ተወልደ መድህን «ሓውኹም ደጊያት ሃይሉ ተወልደመድህን ምስ ወዶም ልጅ ተስፋጽዮን ካብ ማእሰርቲ ውበ ተፈቲሖምሲ ንዓዶም መንበር ኣቦታቶም ሒዞም ኪሰርፁ ሹመት ተዋሂቡዎም ይመጽኡ ኣለዉ። ኣብቲ « ሰራየ እቶም ፍሉጥ ጅግና ተዋጋእን ኣዋጋእን ዝነበሩ ኣባ ዶጊያት ሃይሉ ተወልደመድህን ብኡን ብኡን ግዝኣቶም አረጋጊኦም ኣብ መላእ ሃገርመረብ ምላሽ ሰላምን ፍትሕን ከስፍሑ ኪጽዕሩ ከለው ኣብ ማይ ጻዕዳ ሰራየ ኣይተ ገብረኣምላኸ ወዲ እምሃ እተባህሉ ኣንጻር ኣይተ ገብረጻድቕ ወዲ ኣይተ ገብረመስቀል እተባህሉ ተዋጊኦምሲ ሰዒሮም ነበሩሞ ኣብቲ ውግእ ኣይተ ገብረጸድቕ ተሳዒሮም ከኣይኣክል ተወጊኦም ስለ ዝሞቱ ማይ ጸዕዳ ርግኣትን ሰላምን ስኢና ኣብ ርእሲ ምህዋኻ ምልእቲ ማይ ጻዕዳ «እምቢ ብደጊያት ሃይሉ ኣይንግዛእን ኣይንግብርን» በለት በዚ ከምዚ ዝበለ ምኸንያት ደጊያት ሃይሌያ ምሉእ ሰራዊቶምን ፍሌያት ዓቀይቶምን ቤተ ሰቦምን ብልጅ ወልደሚካኤል ጐሚዳ ዚምራሕ ክፍሊ ሰራዊትን ብኣይተ ገብራይ ወዲ ኣይተ ተሰፋጽዮን ዚጋ ዚምራሕ ክፍለ ሰራዊትን ብኣይተ ጸጋይ ወዲ ኣይተ ኣስጎዶም ካብ ሀዝቢ ጎልጎል ሒዞም ከቲቶም ንማይ ጸዕዳ ሰራየ ከዱ። ለ ኣይተ ወልደሚካኤል ወዲ ኣይተ ሰሎሞን ድማ ምስ ወዲ ሓወቦኦም ከንቲባ ሃይሉ ወዲ ኣይተ ገብራይን ካልኦትን ኮይኖም ንባሕሪ ኣቢሎም ብምህዳም ሃተፉ። ደጊያት ሃይሉ ወዲ ኣይተ ተወልደመድህን ግን በቲ ሓደ ወገን ሞት ኣይተ ኣሉሳ ሓዎም በቲ ካልኣይ ወገን ድማ ሞት ኣይተ ተሰፋጸዮን ወዶም ተደማሚሩ ልቦም ሰባቢርዎም ከሎ ስዕረቶም ተሰኪሞም በረኻ ኣልጌዴን ኣትዮም ኣጽቀጡ« ኢማም ኣባ ሳንጋ ሀ ኣብ በረኻ ኣላቢዓ ዝነብሩ ዝነበሩ ደቂ ሚኖበ ዘርኣይ ኣሕዋት ሃዘጋ ለ ሰራዊት ደግለል ዓሊ በኺት ሐ ካልኦት ብዙሓት ፈተውቲ ወሳሲኾም ዓቢ ሰራዊት ሰርዑ በቲ ሓደ ወገን ድማ እቶም ብኣገው ንጉሰ እተሸሙ ቲባ መርእድ ዝርካቡ ሰራዊቶም ሰሪዖም ኣብ ዓዲ ገብሩ ጸሰዩዎም። ኣብዚ ውግእዚ ከንቲባ መርእድ ከንቲባ ዓንደሚካኤል ወዲ ከንቲባ ወልደጋብር ዓዲ ተከሌዛን ከምኡውን ብዙሓት ካልኦት ካብ ወገን ደጊያት ሃይሉ ኪሞቱ ከለዉ ደግያት ሃይሉ ግን ተማረኹ። ሃጸይ ቴድሮስ ብሓደ ኣጋጣሚ ሓያሉ ረብ ምላሽ ኣብ ዝነበሩዎ መጋባእያ «ኣብ መረብ ምላሽ ስድራ ዓዲ ደገዝማቲ ማለት ካብ ሹማት ጸዓዘጋ ሹመት ግብኦ መን ኣሎ» ኢሎም ሓተቱ እሞ ኣብቲ መጋባእያ ይተ ገብረማርያም ወዲ ኣይተ ተወልደመድህን ሓዎም ንደጊያት ሃይሉ ተኻፋሊ ኮይኖም ስለ ዝነበሩ ብድድ ኢሎም ኗእኖኹ ኣነ ጐይታይ በሌ። ደጊያት ሃይሉ ወዲ ተወልደ መድህን ከምዚ ኢሎም እናሰርዑ ከለዉ እቶም ሹም ነጋሪት ተከዘ ምላሽ ተባሂሎም ብሃጸይ ቴድሮስ ብልፅሊኦም ተሸይሞም ዝነበሩ ደግያት ሳህሉ እተባህሉ ሓረመታይ ንደግያት ሃይሉ «ካብ ምልእቲ ሃገር መረብ ምላሽ ግብሪ ንጉስ ካብ ነፍሲ ወከፍ ገባራይ ኣኪብካ ናባይ ኣእቱ » ኢሎም ኣዘዝዎም። እንተኾነ ግን ኣብዚ ኣጋጣሚዚ ደጊያት ሃይሉ ወዲ ተወልደመድህን ምስ ባሕሪ ነጋሲ ኣስጎዶም ወዲ ኣይተ ሙሴ በዓል ሰፍኣ ኣብቲ መገባእያ ንጉስ ቴድሮስ ተራኸቡ እሞ ደጊያት ሃይሉሃ «ባሕሪ ነጋሲ ኣስጎዶም ዝባን ንጉስ ኪትስዕበኒ» ብማለት ንባሕሪ ነጋሲ ኣስጎዶም ተማሕጸንዎም። ካብ ጻዕዳ ክርስቲያን ኣይተ ባርያኡ ወዲ ዘዳይ ወዲ ሓዎም ንከንቲባ ወልደ ልዑል ካብ ገዛ ዓደይጠቦ ወገን ኣይተ ወልደሚካኤል በዓል ሃዘጋ ኮይኖም ኢዮም ውዒሎም እሞ ኣብቲ ውግእ ሞቱ። ከምዚ ስለ ዝኾነ ኣብ ውግእ ዳዕሮ መኻን ልጅ ሰብሃቱ ወዲ ከንቲባ በኺት ሀ ወዲቶም ቀንዲ ሻራ ደጊያት ሃይሉ ዝኾኑ ከንቲባ በኺት ክነሶም ለ ሓው ወይዘሮ ተመርጻ ሰበይቲ ኣይተ ኣሉላ ወዲ ተወልደመደህን ሓው ደጊያት ሃይሉ ከለዉ ሐ ከምኡውን ሓው ወይዘሮ ሂዋን ወይዘሮ ክዒዋ በዓልቲ ቤት ደጊያት ሃይሉ ክነሶም ብዕለተ ረቡዕ ኣብ ዳዕሮ መኻን ወገን ኣይተ ወልደሚካኤል ኮይኖም ምስ ሃዘጋ ተሰሊፎም ወዓሌ። በቲ ሓደ ወገን ድማ ኣይተ ወልደሚካኤል ወዲ ኣይተ ሰሎሞን ምስ ደጃዝማች በዝብዝ ካሳ ደሓር ሃጸይ ዮሃንስ እተባህሉ ተሰማሚያም ምስኦም ኣብ ርእሲ ምጽምባሮም ወይዘሮ ኣልጣሽ ጓል ደግያት ዋህድ እተባህላ ጓል ሓወ። ሰለዚ ደጊያት በዝብዝ ካሳ ከም ዓል ኣይተ ወልደሚካኤል ወዲ ኣይተ ሰሎሞንን ደሓር ራእሲ ወልደሚካኤል ጐሚዳ እተባህሉ ካልኦት ስዓብቶምን አቫኻኺቦም ኣብ ዓድዋ ከቲቶም ተሰሊፎም ደጊያት ሃይሉ ይጽበዩ ነበሩ። ንደቂ ኣይተ ኣሉላ ተወልደመድህን ደቂ ሓዎም ንደግያት ሃይሉ ከም ምኺኖም መጠን ምስሌንነት ተከለ ዓገባ ንከንቲባ ሃይሉ ወዲ ኣይተ ገብራይ ሃዘጋ ምስሊንነት ሚናበ ዘርኣይ ንኣይተ ጸጋይ ካብ ጻዕዳ ክርስቲያን ምስሌንነት እንዳ ገብረክርስቶስ ንከንቲባ በኺት ወዲ ተወልደመድህን በዓል እምባደርሆ ድማ ካብ እንዳ ኣቦይ ባህረ በዓል በለዛ መንዚዖም ሹመት ካርነሽም ከምኡ እውን ኣብ ምሉእ ሃገረ መረብ ምላሽ ከምኡ ዝበለ ምልውዋጥ ምሰሌኔታት ገበሩ። በዚ ኣጋጣሚ እዋንዚ ደጃዝማች ጉልጃ ካሳ ኣባ እተባህለ ካብ ዓሌት ዓዲ ደገዝማቲ ጓል ጓሎም ደጃዝማች ማሞ እተመርዓኹ ኢየ ዚብል ኢትዮጵያዊ ኣብ ራየ ሸፊቱ ኣብ ዓዲ መንጎንቲ ኣትዩ እናተቐመጠ ሓይሉ ረሞ ፊትወራር ገብረ መድህን ወዲ ኣይተ ስሂልን ከንቲባ በኺት ወዲ ኣይተ ተወልደመድህንን ልጅ ሰጊድ ወዲ ከንቲባ በኺትን ካልኦት ብዙሓት ሻራ ጸዓዘጋ ዝነበሩን ተጸምበርዎ። ደጃዝማች ጉልጃ ካሳ ኣባ ከይሲ መረብ ተሳጊሩ ኤርትራ ምስ ኣተወ ንኣውራጃ ሰራየን ካልኦት ቦታታት ኤርትራን ሓይሊ ምስ ኣገበረያ እቶም ሽዑ ሹም ምኸዓው ቆሎ ምላሽ ሰንሰለት ኣኽራናት ጽልማ ምላሽ ዝነበሩ ከንቲባ ሃይሉ ወዲ ኣይተ ገብራይ ምስ በዓል ደጃዝማች መኩነን ወዲ ደግያት ወልደሚካኤል ሓቢሮም ኣብ እምባ ዛርብ እትብሃል ዓዲ ተዋጊኡ ምስ ተሳዕረ ሃዲሙ ከብቅዕ ደሓር እዋን ኣብ ወሰን ሰፍኦ እገላ ዳገብሲ እተባህለ ወረዳ ትግራይ እተገብረ ውግእ ግን ምስ ሃጸይ ዮሃንስ ተራኺቡ ተዋጊኡ ተሳዒሩ ተማሪኹ ኣብ ኢድ ሃጸይ ዮሃንስ ወዲቹ ነበረ። ሕንፍሽፍሽ መሳፍንቲ ሐማሴን ሞት ልጅ ካሕሳይ ወዲ ኣይተ ገብረማርያም ሞት ኣይተ ነባራይ ኣብዚ ኣብ ላዕሊ እተጠቐሰ እዋን ሓደ ጊዜ ሀ ክልተ ደቂ ኣይተ ኣሉላን ለ ልጅ ካሕሳይ ወዲ ኣይተ ገብረማርያምን ሹመት ንዓኖ ንዓዲ ደገዝማቲ ጸዓዘጋ ኢዩ ዚግባእ» ኢሎም ካብ ስርዓትን ትእዛዝን ግዝኣት ብላታ ገብረኪዳን ሸፊቶም በረኻ ብምእታው ብረት ኣልዒሎም ብትብዓት ምስ ለዉ ዋግ ሹም ገብሩውን ውሕጅ መረብ ተሳጊሩ ትግራይ ምስ ኣተወ ደቂ ጸዓዘጋ ፍቹፖሥ ፅኒ ሮሃ ሮጽ ቃፍፈይ ዕዳ ፊና ዕዳ። ኣብ መንጎዚ ደቂ ኣይተ ኣሉላ ወዲ ኣይተ ተወልደ መድህን ምስ ወዲ ሓወቦኦም ካሕሳይ ወዲ ኣይተ ገብረማርያም ሓቢሮም ኪኸትሩን ንጸላእቶም ድማ ኪሰልዑን ከለዉ ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ ኣብ ሓደ ውግእ ኣብ ከባቢ ሽከቲ ልጅ ካሕሳይ ወዲ ኣይተ ገብረማርያም በዓል ጸዓዘጋ ተማረኹ እሞ ደቂ ካዕቢ እተባህሉ ሰብ ዓዲ በዝሓንስ ጽልማ «ልጅ ካሕሳይ ቀታል ሓውና ኢዩ» ኢሎም ብምኽሳስ ብዓቀይቲ ኣሰንዮም ሒዞሙዎም ንመቐለ ከዱ። ኣብዚ ውግእዚ ደጃዝማች ሓጎስ ደጃዝማች ተሰማ ሸቓ ኣሉላደሓር ኣሉላ ኣባ ነጋ ን ሃጸይ ዮሃንስ ራብዓይ ኮይኖም እተሰለፉ ራይ ኪውዕሉ ከለዉ ካብ መረብ ምላሽ ኤርትራ ድማ ደግያት ሃይሉ ተወልደ መድህን ካብ ። በዚ ከምዚ ድማ ተ ኣሕዋት ደቂ ኣይተ ኣሉላ ጸዓዘጋ መጺኦም ተቐመጡ። ኣብዚ ውግእዚ ደግያት ሃይሉ ተወልደመድህን ወዲ ወዶም ልጅ ካሳ ተስፋጽዮን ኣቦ ኣበራ ካሳ ልጅ ሽፋረ ኣሉላ ወዲ ሓዎም ልጅ ኣባይ ኣሉላ ወዲ ሓዎም ከንቲባ ዘሙይ ወዲ ክፍሉ ልጅ ኣስፍሃ ጸጋይ ጻዕዳ ክርስቲያን ልጅ እምባየ ጸፅዳ ክርስትያን ልጅ ሓጎስ ገብረስላሰ ጻዕዳ ክርስትያን ቀሺ ገብረመድህን ተስፋይ ተሰፉ ወልደሚካኤል ዑቕባይ ተስፋሚካኤል ወልደገብርኤል ወዲ ሓባል ጋላ ወዲ ኣይተ ገብረክርስቶስ ወዲ ከንቲባ ገረድ ወወዉህሠጮ ሠኪ ቀ ደብተራ ወልደስላሰ እተባህሉ ኣምሓራይ ወዘተ ወዘተ ሞቱ። ደሓር ግን ራእሲ ወልደሚካኤል ብዘሕዝን ክድዓትን ጥልመትን ራእሲ ኣሉላ ኣባ ነጋ ምስ ተኣሰሩ ሰብ ጸዓዘጋውን ዓዶም ኣትዮም ከም ብሓድሽ ምስ ተጣየሱ ንሬሳ ጎይትኦም ደግያት ሃይሉ ተወልደመድህን ፍሒሮም ንጸዓዘጋ ብምውሳድ ብኸብሪ ሽክ በብቕሩብ ብዙሓት ፈተውቲ ደግያት ሃይሉ ዝነብሩ ኣይተ ገብረስላሴ ወዲ ኣይተ ኣስጎዶም ከንቲባ ናሽሕ ወዲ ከንቲባ ልጃም ኩሎም ደቂ ከንቲባ በኺት ወዲ ተወልደመድህን ኣብ ትግራይ ኣትዮም ተሓብኡ። ድሕሪ ሞት ደግያት ሃይሌ ራእሲ ወልደሚካኤል ወዲ ኣይተ ሰሎሞን ጐሚዳ ሓይሎም ኣደልዲሎም ንምልእቲ መረብ ምላሽ ሰጥ ለጥ ኣቢሎም ብሕጊ ፍትሕን ስርዓትን ብምሃብ እናኣመሓደሩ ከለዉ ከም በዓል ደግያት ተሰማን ራእሲ ኣሉላ ኣባ ነጋን ዝኣመሰሉ ዓበይቲ ዓቀይቲ ሃጸይ ዮሃንስ ሰሰሊኾም ናብ ኤርትራ እናኣተዉ ሓደሓደ ሰባት ሓቢለሉም ሓባቢለም እናኣስድዑ ከጸግሙዎም ከለዉ በቲ ካልኣይ ወገን ድማ ፈተውቲ ዓዲ ደገዝማቲ ጸዓዘጋ ግዝኣት ራእሲ ወልደሚካኤል ዘይተቐበሉ ሓደሓደ ዕንቅፋታት ይፈጥሩ ብምንባሮም ኣብ ኤርትራ ምሉእ ሰሳም ኪሰፍን ኣይተኻአእለን። ምስኦም ድማ ከም በዓል ፊተውራር ገብረኣብ ወዲ ብላታ ገብረመድህን ጸዓዘጋ ኣይተ ገብረስላሴ ወዲ ኣይተ ኣስጎዶም ጻዕዳ ክርስቲያን ዝኣመሰሉ ፈተውቲ ደግያት ሃይሉ ተወልደመድህን ኣብ ትግራይ ብስደት ተሓቢኦም ዝነበሩ መጽኡ። ኣብቲ ምቅርራብ ካብ ሳፍንትን ዓበይቲ ዓቀይትን ደቂ መረብ ምላሽ ኣዝማች ተኸለሃይማኖት ወዲ ኣይተ ኣሉላ ካብ ጸዓዘጋ ከንቲባ ሃይሉ ወዲ ኣይተ ገብራይ ካብ ሃዘጋ ከንቲባ ናሸሕ ወዲ ከንቲባ ልጃም ከምኡ እውን ካልኦች ብዙሓት ዓበይቲ ዓቀይቲ ክተት ተጸዊዖም ንራእሲ ኣሉላ ተኸቲሎም ብግዲ ከዱ። ካልኦት ድማ ካብ ዓዲ ጊላ ደጃዝማች ተሰፋማርያም ፍስሃየ ልጅ በየነ ወዲ ልጅ ብሩ ከምኡውን ካልኦት ናብ ትሕቲ ባንዴራ ኢጣልያ ኣትዮም ሰለሙ በዚ እዋናትዚ ደጃዝማች ክፍለ ኢየሱስ ወዲ ጐፋር ነተን ምሰኦምን ምስ ሰድራ ቤቶምን ቅርሕንትን ጽልእን ዝነበረን ዓድታት ሓማሴን ኪዘምቱ እንተ ኣድለዮምውን ከንድዱ ካብ ከረን መጺኦም ሕነ ክፈድዩ ላዕልን ታሕትን ኪብሉ ከለዉ እቶም ደግያት ሃይለ ስላሰ እተባህሉ ወኪል ራእሲ ኣሉላ ዝነበሩ ትግራዋይ «ወዲ ጐፋርን ሰዓብቱን ከጥፍኡኒ ኢዮም» ኢሎም ፈሪሆም ሰራዊቶምን ሰቦምን ሒዞም ንመራጉዝ ኣውራጃ ሰራየ ሕጂ ዞባ ደቡብ ሃዲሞም ከዱ። እቲ ብሓደሓደ ከዳዓት ደቂ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ልጅ ኣበራ ካሳ ብምስጢር ዝቐረበ ክስታት «ልጅ ኣበራ ካሳ ወዲ ኣይተ ካሳ ወዲ ኣይተ ሃብተጽዮን ማለት ወዲ ወዶም ንደጃዝማች ሃይሉ ተወልደ መድህን ካብ ሰብ ጸዓዘጋ ዓዲ ደገዝማቲ ከም ምኺኖም መጠን ምስ ሽፍታ ውዲትን ርክብን እናገበሩ ህዝቢ ኣላዓዒሎም ንባንዴራ ኢታልያ ዘስግእ ሳዕቤናት ከኸትሉ ኢዮም። ሹመት ሰብ ጻዕዳ ክርስቲያን ኣብ ውድድር ሹመት መኳንንቲ ህዝቢ ጎልጎል ደድሕሪ ጸዓዘጋን ሃዘጋን እናሰዓበ ውልዕ ጥፍእ እናበለ ኪመላለስ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብቲ አጋ መወዳእታ ሕሱም ዘመን ባዕዳዊ ግዝኣት ራእሲ ኣሉላ ዉጪ እንግዳ ግን ልጅ ጉብሳ ወዲ ኣይተ ወልደገብርኤል ልጅ ሃብተጽዮን ወዲ ኣይተ ንጉሰ ናብ ራእሲ ኣሉላ ቀሪቦም ሹመት ኪወሃቦም ኢድ ነሲኦም ሰለ ዝነበሩሃ ሹመት ምስሌንነት እንዳ ገብረክርስቶስ ደቂ ተሽም ኣብ ክልተ ተኸፊሉ ተዋሂቡዎም ነበረ እንተኾነ ግን ልጅ ጉብሳ ወዲ ኣይተ ወልደገብርኤል ሃጸይ ዮሃንስ ኣብ መተማ ቅድሚ ሙማቶም ብሕማም ምኽንያት ኣብ ጊዜ ንእስነቶም ብሞት ስለ ዝተመንከሉ። ልጅ ተሰማ ወዲ ኣይተ ጸጋይ እውን ንባጽዕ ወሪዶም ናብቲ ሓድሽ ምምሕዳር ወተሃደራዊ ግዝኣት ኢጣልያ ኣትዮም ከብቅዑ «ኣነ ወዲ ኣይተ ጸጋይ ካብ ጥንቲ ካብ ጥቅምቲ ሹም ጻዕዳ ክርስቲያን ኢየ እሞ ሹመት ይግብኣኒ ኢዩ» ኢሎም እኳ እንተ ለመኑ ሹመት እታ ዓዶም ጻዕዳ ክርስቲያን ጥራይ ተዋሂቡዎም ከም ጭቃ ዓዲ ንክልተ ዓመታት ምስ ሰርሑ «ኩሉ ግዝኣት ባዕዲ ወጮ ኣንተ ገምጢልካዮ ወጮ ኢዩ» ኢሎም ምስ ጉጅለ ሓርበኛታት ደጃዝማች ኣበራ ካሳ ብፍላይ ድማ ምስቶም ቆራጻት ስዓብቲ ደጃዝማች ሓድገኣምበሳ ወዲ ግልወት ብውልቂ ተጸምቢሮም ኣብ በረኻታት ሃገሮም ኣትዮም ሓርበኛ ኮኑ። እቶም ኣርባዕተ ደቆም ድማ አይተ ተስፋጽዮን ደጃዝማች ሃይሌ ኣይተ ተስፋጽዮን ወዲ ደጃዝማች ሃይሉ ተወልደመድህን ብ መስከረም ኣንጻር ኣገው ንጉሰ ኣብ ዝገበርዎ ውግእ ኣብ ማአከል ጎልጎል ዕዳጋ ጸዓዘጋ ዝሞቱ ኢዮም።