Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • ወደ ፒዲኤፍ ቀይር
  • የንባብ ዝርዝር
  • አጠሬራ
  • ኦዲዮ መጽሐፍ
  • ፍለጋ
  • ይስቀሉ
  • የኔዞን
  • ይግቡ
  • ይመዝገቡ
English  አማርኛ  Français  العربية
የዕለቱ መጽሐፍ

ዛንታ ሀዘጋን ጸዐዘጋን-2.pdf


  • የቃላት ደመና

ዛንታ ሀዘጋን ጸዐዘጋን-2.pdf
  • የማውጣት አጠሬራ

ደቂ ነ ቢደል ዘርእ ማልጅ ው ማሻች ካልኦት ህዝቢ ኻብ ደቂ ሚናብ እከለጉዛይ ዚድግፍ ነበረ።

  • Cosine ማጠቃለያ

አብ። » » ፀ » ሃ ውግእ ደግያት ሃይሉ ምስ ደቂ አምቤት ቀዳም አብ ዐዲ ገብፍ። አብ ደግያት ። አብ ዐዲ ራእሲ ክትመውል ዕዐጀበኺኹይ ሰላዕዳዕሮ አብ መርሓኖ አብ ዐዲ ቐሺ ከም ኡኸአ ናብ ዐሰልደይት ናብ ዐዲ ኸፈለት ገለ ናብ ዐዲ ገ ብራይ ገለ ናብ ሽክቲ ገለ ናብ ድበርዋ አብ ተማጅላዐጀብ ዛገ ዐዲ ችዬኒኤል አብ ዐዲ ገረድ ዐደባዝሐንስ ዐዲ ነዥዖ አብ ሐያሎ ኻልእ ስፍራ ኸአ በደድ ይሎም እዮም ። ዐገባ በሪ ቤት እዩ እሞ ከም ሹም አሕዋቱ ኹ ኑ ናብ እንዳ አቦኦም አብ ሀዘጋ ጸንሔ ጸዐዘጋ ኸይአቶ ኸአ ሞተ ። እቲ ዕቤት ዐዲ ድማ ብዘርኣይ ጀሚሩኻብኡ ናብ ወጁ ናብ አስገዶም ሐለፈ ከምኡ ድማ ኻብ አስገዶም አብ ወዱ አብደብረጮንክብደብረጮንአብ ዕቕባበሐንስካብ ዕቸበሐ ንስ አብ ተዥሎም ክብ ተዥሎም አብ ድሎም ክብ ድሎም አብ ከንቲባ ዘኽስቶስ ካብ ከንቲባ ዘኽስቶስ አብ ወልዲት ክ ብወልዲትአብረድኢ ክብረድኢ ናብ ብጽዓይ ክብ ብጽ ዓይከአ ሎሚናብበኺት ። ከንቲባ ገረኽስቶስ ምስ ሞቱ እቲ ሽመቶም አብ ወዶም አብ እምሓ ተመልሰ። ድሕርዚ ደግያት ሀብስሉስ ክብ ንጉስ ምስ ወጹ ብደሐን አብ። ደቂ ደግያት ገረኽስቶስ ደግያት ገረኽስቶስ ከአ ኻብ ጓል ንጉስ ካብ አምቤት ሰ በነገርግሽ ንደግያት ተስፋጴንኒ ደግያት ማሞን ደግያት ርእሰ ሃይማኖትኒ ራእስ ዐንደሃይማኖትኒ ንሐንቲ ሐብቶም ድማ ወ ዘሮ ሙዚት እተባሀላን ንሐሙሽቲኦም ወለዱ። ደግያት ገረኽስቶስኒ ደግያት ተስፋጹንኒ ምስ ሞቱ ባሕር ነጋስ ሰለሙን ወዲ ደግያት ተስፋጹን ጌና ንእሽቶይ ስለ ዝ ነበሩ ግዝኣት ባምቦሎምላሽ አብ ደግያት ማሞ ሐለፈ። በሕርኀጋስ በሩ ኸአ ቕድሚ ኹሉ ምስ ደቂ ሐወቦታ ቶም እኒ ዐጂ ኸንቲባ ብኢዳት ሰብ ደቂ ጽንዓ ክብ ዘርኢ ደኝያት ሀብስሉስ እኒ በሕርጎጋስ ክፍለ ወዲ ባሕርነጋስ ተኽ ሊት በዓል ዐድተኸላይ ምስ ሐያሎ ኻልኦትኒ ውግእ ነበሮ ም ነሳቶም « እቲ ግዝአት ዐድደገዝማቲ ይምሰለኛ እዩ » ይሎም ። ድሕሪ ሞቶም ከአ ናብ ወዶም አብ አይተ ሐጐስ ሐለፈ። አይተ ባርይኡ ወዲ ኸንቲባ ባድጎ ዐዲ ሐዲጎም ገይሾ ም ነበሩ አይተ ሐጐስ ግና ዝመጸኒ የልቦን» ይሎም አብ። ዝበዝሐ ኻብ ደቂ ጸዐዘጋ ኸአ ጸዐዘጋ ርጉማት እዮም እሞ ንአይተ ናቡተ ጠሊሞም ምስ ከንቲባ ዘርኣይ ወዓሉ። ክብከኻብኡ አብ ዐጀባዝሐንስ አብ በረንተንቲ አብ ዐሰ ልዳይት ሓደ ግዜ ኸአ ሓደ ጅግና በዓል ዐዲ ቼንጺ ሐሽከ ሮም ንኸንቲባ ዘርኣይ ሐጐስ ወዲ ልብሱ እተባሀለ ዝሞተሉ ሽም እታ መኻን ክሳዕ ለይት ሎም ሙማትወድልብሱ » ትበ ሀል ዘላ አብ ማይብላ አብ ፅዳጋ ጸዐዘጋ አብ ማይ ጓይላ አብ ምድሪ ስግር አሰላፍ ወልደኽስቶስ ዝሞተሉ ኸአአዝሒ ቶ አብ ዝበሀል ክምኡ ድማ ናብ ብዙሕ ካልእ ስፍራ ተ ዋግኡ ። ሽዑ አብ ድባርዋ እተዋግኡሉ አይተ ተወልይመድህሀንሰዓሩ ሰለስቲኦም ደቂ ኸንቲባ ዘርኣይ ድማ ሀዲሞም ወጹ። አብ መንጎዚ ኸአ ኸንቲባ ዘርኣይ አብ እንዳ ደግያት ሽባጋድሽ አተዉ እዋ ዐድኻ ግዛእ » ይሎም ሰደድዎም ። አይተ ተወልደመድህን ከአ «ንኺድ» ይሎም አኸተቱ ሰብ ጸዐዘጋ ግና « ሃይሉ ይሔሸኛ » ይሎም ንልጅ ሃይሉ ናብ በቕሊ አወጢሖም ሕጆምዎም ከዱ። ልጅ ሃይሉ ኸአ ንስድራ ኸንቲባ ዘርኣይ ምስ ሰዓሩ ስ ዒቦም ሀዘጋ እንዳ ኸንቲባ አተዉ። አይተ ተወልደመድህን ድማ እዚ ወሬዚ ምስሰ ምዑ ጸዐዘጋ ሕጆም አብ ልጅ ሃይሉ አተዉ ። ቅሩብ እዋን ድሕርዚ ደግያት ሐጐስ ወዲ ደግያት ሽባጋ ድሽ አብ ሐማሴን መጹ ከንቲባ ዘርኣይ ከአ ብዐራት ተጸይሮ ም ከድዎም እሞ ብጽቡቕ ተቐበልቓም ። ድሕርዚ አይተ ሰለሙን አብ ደግያት ሽባጋድሽ ኦተዉ ደግያት ሽባጋድሽ ከአ ተቐሺሎም ሽመት አቦኦም ሃብዎም ። አብኡ አርብዓ ዝአኽሉ ኻብ ሀዘጋ ሞቱ ደግያት ሃይሉ ኸአ ሰዓሩ ። እምቤት እሌን ከአ ሰበይቲ አይተ ሰለሙን ካብ አይተ ገብራይ ሀዲመንምስ ደቀን ጸዐዘጋ ናብ ደግያት ሃይሉ አተ ዋ ይግያት ሃይሉ ኸአ ተቐቢሎም አቐመጥወን ። ሽዑ አይተ ተ ። ዐበይቲ ጸዐዘጋ ኸአ «እም ቤት እሌን ከዳ » ምስ ሰምዑ አብ ራእስ አርኣያ አትዮም ን ወሃሮ ሳህሉን ንአይተ አላን ሕጆም « ሽመት ንአና እዩ ዝግ በእ በዚ ደቂ ሽባጋድሽ ኢና ብጸዐዘጋ ኸአ ደቂ ተወልደ መድህን ደቂ ማሞ ኢና ስለዚ ንአላ ሽሙልና» የልዎም። ተራእምኒ አብ እንዳ አይተ ገረኺዳን አተዉ ክብ ኡ ብሐንሳእ አብ ደግያት ውበ ንሐውዜን ከዱ። አብ ጸዐዘጋ ኸአ ቐብሪ ሐጐስ ወዲ ወልደንኪኤል ካብ ተከለ ታሕታይ ነበረ ናይ ብሀገሩ መኳንንቲ ድማ ናብ ኡ ተአኪቦም ነበሩ ። ደቂ አይተ ሰለሙን አብኡ ሰዓሩ ከንቲባ ግልወት ከአ ምስ ሐያሎ ኻብ ቤተሰቦም አብኡ ሞ ቱ። ነዚ ኹናትዚ ኸአ አይተ ገብራይ ቅድም ምስ አይተ አ ላምኽሪ ጌሮም ኔሮም ሽዑ ጌና ናብ አንፊ ውግእ። ደቂ አይተ ሰለሙን ድማ ምስ ሐጸይ ቴድሮስ ውዒሎ ም ነበሩ ሽመት አብ ደግያት ሃይሉ ኸም አተመልሰምስረ ኣዩ አይተመርእድብቕቅንኣትንበረኻ ሐባብ ሸፈቱአይተወ ልደንኪኤል ግና አቕኒዖም አብ ደግያት ሃይሉ አተዉ ። ከንቲባ ሃይሉን አይተ ወልደንኪኤልኒ ኸአ ንባሕሪ አ ቪሎም ክይዶም ኔሮም ክብኡ ኸንቲባ ሃይሉን አብ ደግያት ሃይሉ አይተ ወልደንኪኤልኒ ናብ አገውንጉሰ አተዉ ። ደግያት ሃይሉ ድማ « ከይዱ እዩ» ይሎም ምስ አይተ መርእድ ተመሓሒሉም ንፀዶም ተመልሱ። ሽዑ ኸአ ኻብቶም አብ በረኻ ዘለዉ ደቂ ዘርኣይ አሕዋት ሀዘጋ ክብ አላቢዓ ሐያሎ ብኽተት ምስ ድግለል መጹ ። ከምኡ ኸአ ደግያት መርእድ ንአይተ ጸጋይ ወዲ አይተ አስገዶም « ሸራ ደግያት ሃይሉ እዩ » ይሎም አ ይአመንዎምኒ ። አይተ ወልደንኪኤል ድማ ወረ ምእሳር ሐዎም ምስ ሰምዑ ብኤብኡ ዐዲ ዳዕሮ ኸይዶም አብ ሐጸይ ቴድሮስ አተዉ። አይተ ገረማርያም ወዲ አይተ ተወልደመድህንድማናብኡ ጸኒሖም « እኔኹ » ይሎም አብ ንጉስ አተዉ ። ሽመት አብ ደግያት ሃይሉ ተመልሰ። ደግያት መርእድ ግና ካብ መሕ አገውንጉሰ ምስ ወ ጹ አብ ሐጸይ ቴድሮስ ከይረአዩ አብ ደብረብዜን አተዉ። ስለዚ ምስ መኳንንቶም እንተሎ አይተ ወልደንኪኤል ኩ ይኖም አብ ደብረታቦር አብ ንጉስ ከዱ ። ሓደ መዓልቲ ናብ እንዳ ደግያት ሃይሉ ኸምዚ ኾነ። ወዘሮ አብሰራ ኸአ ካብ ራአሲ ምስ ተሐድጋ አብ አይተ ገረ ኘ ስላሰ ወዲ አይተ አስገዶም ተአትዋ እሞ ክሳዕ ሕጂ ናብ ጻዕዳኽስታን ይነብራ አለዋ ። አይተ ወልደንኪኤል ድማ ደግያት ሃይሉ ኸይዶም ምስ ሰምዑ ኣብ ኮርባርያ ንባሕርጋስ ወልደስላሰ ሕጆም ካብ ኩ ዓቲት ከእ ምስ ደግያት ገረመድህን ወዲ አይተ ሀብተንኪኤ ል ተሓባቢሮም ከምኡ ድማ ኻብ ወቐርቲ ምስ ባሕርጎጋስ ፍሬእዝጊ ወዲ አይተ ተክኤ ኩይኖም ተአኻኺቦም አብ ሐ ማሴን ወጹ ። ንጽብሒቱ ብሰሉስ አብ ሞት ደግያት ኢማም አብ ሐዘኖ ምኒ ናብ ቀብሮምኒ ዝሐገዙ ሰባት አብ ዐድንፋስ ነበሩ እ ሞ አይተ ወልደንኪኤል ከአ «ሸራ ደግያት ሃይሉ እንካ እየ ን» ይሎም ክብ ሀዘጋ ኸይዶም ምስ ዐድንፋስ ተዋግኡ ። ደግያት ሃይሉ ኸአ ወረ ምትኳስ ዐጆም ምስ ሰምዑ ብ ኡብኡ ገስግሾም መጺኦም ምስ አይተ ወልደንኪኤል ክዋግ ኡምሸት ሰሉስ አብ አስመራ ሰለፉ። ደግያት ሃይሉ ናብ ደግያት ክሳ አተዉ ። አይተ ጸጋይ ወዲ አይተ አስገዶም ቅድም አብ ደግያት ወልደንኪኤል አተዉ ። ከምኡድማ ናብ ሚናበ ዘርኣይ ከንቲባ ሃይሉ ወ ጂ አይተ ገብራይ አብ እንዳ ገረኽስቶስ ከአ አይተ ጸጋይ ከምኡ ኸአ በብዐዱ በብዐብዩ። ደግያት ወልደንኪኤል ከአ ሸ ዓ ምስ ተኦስሩ በዚ አዋንዚ ኸአ እሱር ነበሩ ። ሽዑ ደግያት ወልደንኪኤል አብ ዝባን ጠቐራ ሰፈሩ። አብ። ሽዑ ኸአ ልጅ ሽፋረ ወጂ አይተ አላ አብ። ሽዑ ኸአ ሐያሎ ኻብ ደቂ ጸዐዘጋ ሀዲሞም አብ እንዳ ምንኪኤል ዐዲቹቼንጺ አትዮም ዝነበሩ ካብኡ እናውጽኡ ቀ ተልዎም ። ከምኡ ድማ አብ ውግእ ዘይወዓሉ አብ ምኽሪ ድማዘ ይተደምበሩ ሰለስተ ኸንሻ ክልተ ደቂ ጸዐዘጋ ቐሺ ሐይለኣ ብ ወዲ ተስፋይኒ ሀብተገርግሽ ወጂ ቐሺ ትርፈን እተባሀሉ ሳልሳዮም ድማ ሐደ ፈረንጂ አይተ ላግር እተባህለ ኩይኖም ቀደም አብ ማይ ውዑይ ይቕመጡ ኔሮም ንዕለታ ግና ጸዐዘ ጋ ኽበጽሑ ይሎም መጺኦም አብኡ ቐኝንዮም ነበሩ ሽዑ ድ ማ ኸምዚ ኾነ ። ከንቲባ ሃይሉ ድማ እቲ ሸዓ ራእስ ወልደንኪኤል ንትርኩ ኸባርሩ ኸለዉ ድሕሪ ጐዳኾዲ ፈሪሆም ምስ ትርኩ ሀዲሞም ነበሩ ኸም ል ጅ ሽፋረ ሕጂ ነሶም ብዕርቂ ናብ ወጂ ሐወፀኦም አብ ራእ ሲአተዉ። ሽዑ ናብቲ ቐብሪ ኸም ዚ ዝብል ድኾዓ ተደኾዔ ስረናይ ሀዘጋ ሰማዕኩ ኙጐዶም ምቕታል መእኳገገቲ መን ለልመዶም ወዲ ሰቢይትዶይ የን ነዊ በዓል ደም ሬሳ ደገዝማቲድማ ቕድም አብ ወክድባ ተቐብረ ደሐ ር ግና ራእስ ወልደንኪኤል ምስ ተአስሩ ደቂ ጸዐዘጋ ድማ ዐጆም ምስ ተመልሱ ሀገር ምስ ተጣየሰ ነዕጽምቲ ደግያትሃ ይሉ ኻብወኩዴድበ ናብ ጸዐዘጋ አግዓዝቻ ። ቀደም ነሱ ዋኽሹም ገብሩ ናብ ጸዐዘጋ ሰፊሮም ከለዉ ደቂ ራእስ ወልደንኪኤል ድማ ሸሬቶም አብ ሐልሐለብጐስ ምስ አተዉ አቋናጺቡ ረኣዮም እሞ ንዋኽሹም ገብሩ ኸአ ሰሓሎም ። አቶም ስድራ ራእስ ወልደንኪኤል ከአ ምምጻእ ራአስ ባርይኡ ምስ ሰምዑ አብ ጐይትኦም ተመልሾም ወረ ዱ ራእስ ባርይኡ ኸአ መጺኦም ቤት ምኻአ ሰፈሩ። ራእስ ወልደንኪኤል አብ ሀዘጋ ። ከምኡ ድማ ደግያትመስፍን ሰዓብቓም ራእስ ወልደንኪኤል ባዕሎም ግና ናብ ወጂ ንጉስ አብ ራአስ መንገሻ አተዉ። ድሕሪ ዓመተመንፈቕ ደግያት ሐድገምበላ ኸአ ናብ በጽ ዕ ተአስሩ ከምኡ ኸአ ናብቲ ዓመቱ በረምበረስ ይልማ ወ ዲ ደግያት ክፈል ምስኦም ድማ ብሐንሳእ ካብ ዐረዛ ደግያት ንጉሰ ወጻ አይተ ገረጻድቕኒ ደግያት መንገሳ ወዲ አይተ አስገዶምሂኣ ። ልጅ ወልደስላሰ ወዲ ደግያት ተሰማ ናብ እንዳ እኑኡ አብ አኹስም ዐብዩ ሕጂ ድሕሪ ሞት ደግያት ጉብላ አብ እንዳ አቡኡ ተመልሹ ናብ ጸዐዘጋ ይቕመጥ አሎ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

አስተያየቶች:


memezon

የማውረድ አማራጮች | ወደ ፒዲኤፍ ቀይር | የዕለቱ መጽሐፍ

© dirzon | የአገልግሎት ደንቦች | የግላዊነት መምሪያ | ስለ | አገልግሎቶች | መልእክት