Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ፊትዝግራልድ ከም ዝነገረኒ እንተኾይኑ ምስጢር ንማዕከናት ዜና ከይሰሉኸ ከንጭነቅ የብልናን ምኸንያቱ ባዕሱ ምምሕዳር እቲ መካነመቓብር ሕማቅ ስም ከትርፍ ስለ ዘይደሊ። ንኹሉ መደባትና ኣቐዲማ ትፈልጦ እያ ትመስል። እቲ ዝገርም ግን ፖሊስ ከተማ ቦስተንውን ነዚ ጉዳይ ብምስጢር ከሕዝዎ እዮም ዝደልዩ ምናልባት ኩሉ ጹሱል ሬሳ ሃብታማት ከይፍሕር ፈሪሖም ይኾኑ ብሚስጢር ከሕዝዎ ዝደለዩ መለሰ ቴይለር። ሉው ዳኛ ቴይለር። ቲሞንስ። ንጽባሒታ ናይ ድሕሪ ቀትሪ ከላርከ መልአኸቱ ንከብጽሕ ኩላቶም ተኣኻኪቦሙሉ ናብ ዘለውዎ ከፍሊ ሒዝዎ ንኸመጽእ ንክከላርክ ሓበር ቴይለር። ኣብ ውልቃዊ ህይወት ሄሪ ዘተኮሩ እኳ ተነበሩ ሓሓሊፉ ግን ብገለ ከም ዕድል ንዝሰምዖም ናይ ንግዲ ውዕላት እውን ኣብ ትግባረ ቅድሚ ምብጽሖም ይሕብሮ ነይሩ እዩ።
ምስ እንታይ ዓይነት ዓቅሚ ዘላዋ ሰብ ንገጥም ምህላውና ሕጂ ኣጸቢቕና ዝፈለጥና ይመስለኒ እሞ ሕጂ እንታይ ኢና ከንገብር ቴይለር ከም ዝደኸመ ሰብ ዓሚቕ ድሕሪ ምስትንፋስ ኣነውን እንታይ ከንገብር ከም ዘለና ተዝፈልጥ ካብ ሓሳብ ምተገላገልኩ። ዝሓሰብካዮ ነገር ኣይጸላእከዎን ግን ንፈልጦ ሰብ ኣሎ ድዩ ፊትዝግራልድ ከሓቶ እየ ወይ ከኣ ቴይለር ሓሰበ ተራኣኢና እኳ ኣይንፈልጥን ኢና ግን ኣብ ቺካጎ ዝቅመጥ ሓደ ፍሉጥ መርማሪ ኣሎ እሞ ነዚ ጉዳይ ከጻርየልና ዝኸእል ተኾይኑ ዘይንፍትኖ ማርከ ሓሳቡ ኣቕረበ ኩላትና ንሰማምዓሉ ተኾይኖዶ ይከኣል እዩ ቴይለር ደገፎም ንምርግጋጽ ንኹሎም ጠመቶም ንታይ ዘሸግር ነገር ኣሎ ድዩ። ካልኣይ እቲ እንኮ ኣማራጺ ዝነበረ ናይ ዲኤንኤ መርመራ ከተካይዱላ ከም ዘይትኸእሉ እውን ነጊርካኒ ኔርካ ጽቡቐ አለኻ ዉዲ ንቴይለር ቀዲምዎ መልሲ ሃበ ቲሞንስ ኣብ ቅድሚኡ ከቢቦም ተቐሚጦም ንዘለዉ ስድራ ጠመቶም እሞ ኩላትኩም ነዛ ጓል ኣይኣመንኩማን ማለት ድዩ ከንኣምና እውን የሸግረና እዩ ቴይለር መለሰ። እዛ ጓል ትብሎ ዘላ ጓላ ነዛ ዝነገርካኒ ሰብ እየ ድዩ እው ደሓን ብዙሕ እኳ ዘበግስ ሓበሬታ ኣይሃብኩምንን ግን ዝከኣለኒ ከገብር እየ ኀሕኖውን ንሱ ኢና ንደሊ በሎ ቴይለር ንኢዱ እንዳጨበጠ መርማሪ ፈላሚ ስርሑ ናብ ህዝባዊ ቤትንባብ ከተማ ቦስተን ብምእታው ብዛዕባ ሮዝሜሪ ነልሰን ንዝተጻሕፈ ጋዜጣዊ ዓምድታት ምንባብ ጀመረ። ኣዲኣ እያ ጁልያ ስታንፎርድ ዝብል ስም ዘጠመቐታ ድሕሪ ምውላድ ጁልያ ግን ከልቲኦም ናበይ ከም ዘበሉ ዝተፈልጠ ነገር የለን ብዛዕባ ጁልያ ከህበካ ዝኸእል ሓበሬታ እንተሎ እዚ ዝነገርኩኻ ጥራይ እዩ ደሓን ንመበገሲ ይኣከል እዩ ወይዘሮ ዳወትሪ ኣብ ሱሳታት ዕድሜኣ ትርከብ ሽበት ዝመልኦ ጸጉሪ እትውንን ኣማሓዳዳሪት ኣብ ሚሊዋኪ ዝርከብ ሆስፒታል ቅዱስየውሃንስ ብምኺን ንነዊሕ ዓመታት ዝሰርሐትን ትሰርሕ ዘላን ሰበይቲ እያ እወ ጽቡቅ ኣለኻ ይዝከር እየ በለት ዳወትሪ ከመይ ኢለኸ ከርስዓ ይኸእል ትብለኒ። ድሕሪ ዓሰርተ ሓሙሽተ ደቓይቅ ወይዘሮ ዳወትሪ ወረቓቕቲ ኣብ ኢዳ ሒዛ ናብ ቤትጽሕፈታ ተመለሰት ብል እንሀልካ ሮዝሜሪ ነልሰን ናይ መልሲ ኣድራሻ ከኣ ኢላይትታይፒንግ ሰርቪስ ኣብ ከተማ ኦማሃ ግዝኣት ኔብራስካ እዩ ዝብል ዘሎ ኣቶ ብሮድሪከ ኣብ ሱሳታት ዕድሚኡ ዝርከብ ወናኒ ትካል ኢላይትታይፒንግ ሰርቪስ እዩ። ዉዲ ገንጨርጨር እንዳበለ ሓተቶ ኣብ ግዝኣት ካሊፎርንያ ፍቃድ መምርሒ መኪና ከትወሃብ እንተኾይንካ ኣሰር ኣጻብዕትኻ ይተሓዝ እዩ ኣብ ሞንጎ እቲ ወረቓቐቲ ንዝጸንሐ ካርድ ኣውጺኡ ሓፍ ብምባል ንኩሎም ኣርኣዮም እዚ ትርአይዎ ዘለኹም ናይታ ሓቀኛ ጁልያ ስታንፎርድ ኣሰር ኣጻብዕቲ እዩ ሃ ሕጂስ እንተ ደኣ ሓደ ዓይነት ኣሰር ኣጻብዕቲ ኮይኑ ይ ብሓቂ ሓፍትና እያ ማለት እዩ በለ ዉዲ ንቴይለር ዘረብኡ ከየወድኦጾኦ። ናይ ጁልያ ስታንፎርድ ኣሰር ኣጻብዕቲ ኣብ መምርሒ ፍቃድ መኪና ስለ ዘሎ እዩ እሞ እንታይ። ድሕሪ ፍርቂ ሰዓት ኣብ ቪላ ሮዝሂልስ ኣብ ዝተዋህባ መደቀሲ ከፍሊ ኣትያ ኮፍ በለት እቶም ዝተረፉ ካብ ምሒር ታሕጓስ ዝብልዎ ጠፊእዎም ኣብ ከፍሊ መቐበሊ ኣጋይሽ ኮይኖም የዕልሉ ኣለውወ መስክነይቲ ከምዛ ካብ ከፍሊ መርመራ ገበን ናጻ ተባሂላ ዝወጽአት ኮይኑ እዩ ዝስመዓ ዘሎ በለ ቴይለር። ሊም ብኩነታት ቴይለር ተገሪሙ ተቐላጢፉ ኣይመለሰሉን ቴይለር ኣይትሓዘለይ ደኣ እንበር ምሸት ምስ ካልእ ሰብ ቆጸራ ኣሎኒ ሣማን ሊም ኣነስ ሓቢርና ከልቴና ቴይለር ኣነ ሓደ ከቡር ዋጋ ዝሓትት ንብረት እየ ናብቲ ዝበዝሐ ዋጋ ዝቅርበ ዓርኪ እየ ከኣ ዝኸይድ። ኣብ ቀረባ ግዜ ሄሪ ብኸመይ ንወዱ ከም ዘስድዖ ኣይጠፍኦን እዩ ቴይለር ዝሰምዐን ቃላት እንታይ ኢሱ ከም ዝውስን ኣጠራጠርኦ ናአሚ ሹውየር ካብ ማእከላይ እቶት ዘለዎም ስድራ ዝተወልደት ጽቡቅ ቁመናን ጽባቐን እትውንን መንእሰይ እያ። ኦሚ ዘየድሊ ወጻኢታት ከትገብሪ ዓቅመይ ኣየፍቅዶን እዩ በላ ቴይለር ትገብሮ ንዘላ ከተቋርጽ ብምትስፋው እሞ ኣታዊኻ ከም ዝብርኽ ግበር ኣነ እኮ ሰበይትኻ እየ መስለኒ ከትጾረኒ ከኣ ግቡአይ እዩ ቴይለር ናብ ኣቡኡ ብምኻድ ኣብ ሓዳሩ ንዘጋንፍዎ ዘለው ብድሆታት ገለጸሉ ሄሪ ትም ኢሱ ከሰምዖ ድሕሪ ምጽናሕ ከስሕቆ ጀመረ። ዝኣኸላ ምስ ኣጸለለቶ ከኣ ናይ ፍትሕ ጥርዓን ናብ ቤትፍርዲ ኣአተወት ድሕሪ ፍትሕ ኣብ ባንከ ንዘቐመጦ ቅሙጥ ሕሳቡ ተኻፈላ ኣብዚ ኣትያ ከይተባህለት ተሰወረት ሄሪ ንወዱ ዘጋጠሞ ምስ ሰምዐ ኣዝዩ ሓረቕ ቅድሚ ሕጂ ዘይትረብሕ ሰብ ኔይርካ ንሓዋሩውን ዘይትረብሕ ኮይንካ ከትነብር ኢኻ ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ቴይለር ኣብ ቤትፍርዲ ኮይኑ ከሲ ገበነኛታት እንዳሰምዐ እንከሎ ፖሊስ ቤትፍርዲ ናብኡ ቀሪቡ ኣብ እዝኑ ሕሹኸ በሉ ኣይትሓዘለይ ከቡር ዳኛ ቴይለር ሕርቅ ኢሉ ብድሕሪ መንበሩ መጺኡ ሕሹኸ ንዝበሎ ፓሊስ ተጠውዩ ጠመቶ ንታይ ነይሩ። ኣብ ዝገበሮ ምጽራይ ብጀካ ዉሑዳት ንኡስ ናይ ጁባ ቀጠፍጠፍ ዝፈጸሙ ካልእ ዝተጋነነ ናይ ምጥፍፋእ ገበን ከረከብ ኣይከኣለን እዚ ቴይለር ዝበጽሖ መደምደምታዚ ነቲ የማናይ ኢድ ኣቡኡን ሓላዊኡን ዝኾነ ዲሚትሪ ካሚኒስኪ ኣብ ግምት ዘእተወ ኣይነበረን ሲድኒ ሸልደን ዲሚትሪ ካሚኒስኪ ምስ ሄሪ ስታንፎርድ ነዊሕ ዓመታት እዩ ሰሪሑ ቴይለር ሳላ ምስ ገበነኛታት ዘውዕሎ ከቡር ሞይኡ ኣብ ዲሚትሪ ገለ ባህ ዘይበሎ ነገር ከም ዘሎ ንኸግንዘብ ግዜ ኣይወሰደሉን። ናይ ዲሚትሪ ፋይል ከንብብ እኳ ተጸንሐ ብጀካ ኣብ ራሽያ ምውላዱ ዝነግር ካልእ ኣንፋቲ ሓበሬታ ከረከብ ኣይከኣለን ኣብ ራሽያ ኢኻ ተወሊድካ ሓቀይ እወ ዲሚትሪ ሓጺር መልሲ ሂቡ ንቴይለር ኣቶኪሩ ከጥምቶ ጀመረ። ንስኻኸ ኣብ ቺካጎ ምስ መጻእኩ ናይ ትራፊከ መቐጻዕተይ ትድምስሰለይ ዲኻ አገዳሲ ጉዳይ እዩ ፍሬድ ይላገጽ ኣይኮንኩን ዘለኹ ቁጉው ኣገዳሲ ተኾይኑ ገገረኒ ብዛዕባ ሓደ ናብ ኣሜሪካ ዝመጽአ ራሽያዊ እንታይነት ከተረጋግጸለይ ደልየ ነይረ ሐንሳብ እሞ ቴይለር ምስ ኣባል ርል ትዛረብ ዘለኻ ድዩ መሲሉካ። ቴይለር ናብ ከፍሊ ዲሚትሪ ምስ ኣተወ ከጠራንፍ ጸንሖ። ሕራይ ከጸንሕየ ድሕሪዛ መልሲ እዩ ከኣ ዲሚትሪ ካሚኒስኪ ንሕቡእ ሸርሒ ኣሃዱ ኢሉ ዝፈለመ ቴይለርን ዲሚትሪ ካሚኒስኪን ቅድሚ ከልተ ዓመት እዮም ውዕል ኣትዮም ወላ እኳ ኣብ ውሸጢ እዘን ከልተ ዓመታት ቴይለር ብዛዕባ ኣቡኡ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት እንተበጽሖ መብዛሕትኡ ግን ካብ ዘይጠቐም ወረ ዝሓልፍ ኣይነበረን ዲሚትሪ ዝበዝሑ ጸብጻባቱ ምስ ኣይነይቲ ጓል ተራእዩ ምስ መን ሓዲሩ ዝኣመሰሉ ዝበዝሕዎ ኣብ ውልቃዊ ህይወት ሄሪ ዘተኮሩ እኳ ተነበሩ ሓሓሊፉ ግን ብገለ ከም ዕድል ንዝሰምዖም ናይ ንግዲ ውዕላት እውን ኣብ ትግባረ ቅድሚ ምብጽሖም ይሕብሮ ነይሩ እዩ። እንተኾነ ቴይለር ምስ ምንዋሕ ግዜ ዝረኸቦም ዝነበሩ ሓበሬታታት ርዝነት ከም ዘይብሎም እንዳተገንዘበ ምስ መጽአ ንዲሚትሪ ብዘቅረበሉ ዉዕል ከጠዓስ እኳ ተጀመረ ኣብ ውዱአ ሰዓት ካብ ሳርዲና ኮይኑ ዝድወለሉ ቴሌፎን ግን ምስ ኣቡኡ ዝኣተዎ ቁማር ኣኸሳቢ ከኸውን ከም ዝኸእል ኣተንበሃትሉ ሲድኒ ሸልደን መጎ ዳቦሻጃ ዳ መረዘታ ጸየ ቋች።