Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • ወደ ፒዲኤፍ ቀይር
  • የንባብ ዝርዝር
  • አጠሬራ
  • ኦዲዮ መጽሐፍ
  • ፍለጋ
  • ይስቀሉ
  • የኔዞን
  • ይግቡ
  • ይመዝገቡ
English  አማርኛ  Français  العربية
የዕለቱ መጽሐፍ

ወጋሕታ፡ ቀትርን ምሸትን part 1.pdf


  • የቃላት ደመና

ወጋሕታ፡ ቀትርን ምሸትን part 1.pdf
  • የማውጣት አጠሬራ

ኣርእስቲ ናይዛ መጽሓፍ ቀጥታዊ ትርጉም ናይ መበቆላዊት ከኸውን ዝመረጽኩሉ ምኽንያት ንትሕዝቶን ትረኻን ብልከዕ ከገልጸለይ ዝኸእል ኮይኑ ብምርካበይ እዩ። ኣብ ግዜ ካልኣይ ኩናት ዓለም ፓይሎት ንምኻን ናብ ኣሃዱ ሓይሊ ኣየር ኣሜሪካ እኳ እንተተጸንበረ ኣሃድኡ ኣብ ዝኾነ ኩናት ከይተሳተፈት ብምብትታና ዳግማይ ናብ ሲቪላዊ ህይወት ተመሊሱ ኣብ ለላለላ ከምኡውን ፀኋኋበበሀበ። ኣብ ዝበዝሑ መጻሕፍቱ ቀንዲ ገጸባህሪ ዝለብሳ ብትብዓትን ዕላማን ዝጓዓዛ ደቀንስትዮ እየን ናይ ሲድኒ መጻሕፍቲ ሲድኒ ሸልደን ብቀንዱ ተፈተውቲ ከም ዝኾኑ ዝገበሮም ቀንዲ ምኸንያት እንተሃልዩ ትሕዝትኦም ንኣንባባይ ምስ ዋሕዚ ዛንታ ብምጽንባር ከይተረድኦ ገጻት ከም ዝገናጽል ዝገብር ኣንጠልጣሊ ጥበብ ኣዘናትዋ ስለዘለዎም እዩ። ዝበዝሑ ካብ ኣድነቅቱ ንምንታይ ደቀንስትዮ ከም ዝኾና ኣብ ዝተሓተሉ እዋን ብዛዕባ ምኩራትን ብሉጻትን ደቀንስትዮ ምጽሓፍ ደስ እዩ ዝብለኒ። ንገጹን ወጅሃቱን ዝረኣየ ብሚልዮናት ዝጣላዕ ህጡር ቁማርተኛ ምኺዉኺኑ ከይተጠራጠረ ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ምተዛረበሉ። ኣብዛ ዝጸንከረት እትመስል ዘላ ፈታኒት እዋን ሄሪ ስታንፎርድ ዝኣመሰለ ሰብኣይ ቅድሚ ሕጂ ብፍጹም ኣጋጢምዋ ኣይፈልጥን እዩ። ብምባል ብኣኽብሮት ሓተታ ሕራይ መለሰት ከብረት እንዳተሰምዓ ንክእዝዝ ግዜ ኣይወሰደን ዝበለጹ ዓይነታት መግብን መስተን ኣበየናይ ግዜን ቦታን ከጥለቡ ከም ዘለዎም ተሞኪሩሉሱ እዩ። ቦንዥዎር ኩሉ ሰላም ደዩ ሞንዥዩር ስታንፎርድ ብፈረንሳዊ ልሳና ሰላምታ አቅረበት ኩሉ ኣማንዩ ማዳም ራኡክ ነዛ ከተማ ጋሻየ። ብሓቂ ግን ውቅብቲ ንአሽተይ ከተማ እያ በለት ሶፍያ። ሄሪ ቁሊሕ ኢሉ ጠመታ። ሓለቃይ ኣስፊሑ ዝሓስብ ለጋስ ሰብ እዩ። ዲሚትሪ ካሚኒስኪ እዩ። እቲ ከልቢ ከኣ ምስኡ ኣብታ መኪና ርኤዮ አለኹ ከኸውን ዘይክእል ነገር እዩ። ምርጭኡ ቀይሩ ከኸውን ኣለዎ ግለ ጥበብሲ ተጠቼሙ ኣሉ ኤርፖርት ከንድውል ኢና።

  • Cosine ማጠቃለያ

ን ዓመት ምስ ጆርጃ ኮርትራይት ሓዳር ዝመስረተ ሲድኒ ብሃንደበታዊ ወቐዒ ልቢ ኣብ ምስ ተፈለየቶ ድሕሪ ኣርባዕተ ዓመት ምስ ኣለከሳንድራ ኮስቶፍ ተመርዕየ ሲድኒ ሸልደን ብ ጥሪ ኒሞንያ ብዘስዓቦም ጥዕናዊ ሕልኸላኻት ሓሚሙ ኣብ ሆስፒታል ኤዘንሓወርካሊፎርንያ ዓሪፉ ኣብ ዘመነ ህይወቱ ልብወለድ መጻሕፍቲ ናይ መድረኸ ተዋስኦታት ናይ ፊልም ድርሰታት ከምኡውን ተኸታተልቲ ናይ ቴሌቭዥን ድራማታት ብምስራሕ ኣብ ታሪኸ ስነጥበብ ዓለምና መተካእታ ዘይርከቦ ደራሲ ተባሂሉ ስሙ ብከብሪ ከሳዕ ሕጂ ይጽዋዕ ኣሎ ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ምስጋና ብመጀመርታ ነቲ ናብዚ ደረጃ ንክበጽሕ ፍቓዱ ዝኾነ ኣምላኽ ልዑል ምስጋና ይብጸሓዮ እዛ መጽሓፍ እዚኣ ብኸምዚ መልከዕ ከቕርባ ካብ ዝተበገስኩላ መዓልቲ ጀሚሮም ኣብ ልዕለይ ልዑል እምነት ብምሕዳር ሞራላውን ገንዘባውን ሓገዞም ንዘይተፈለየኒ ፍቱዋት ወለደይ ኣባይ ተፈራን ዘነበሽ ሃብተን ኣዝየ ከመስግኖም ይፈቱ ከምኡውን ነታ ብፍቕሪ ኣሚና ኣብ ጉዕዞ ህይወተይ ድርብ ሓይሊ ከተስንቐኒ ዝኸኣለት ኣዝየ ዘፍቐራ ሕጽይተይ ሰላም ጸሃየ ነቲ ብፍሉይ ፈጠራዊ ከእለቱ ዝሕበነሉ ሓወይ መድሃኔ ኣባይ ኣብዚ ደረጃ ንከበጽሕ ዘበራትዓትኒ ሓፍተይ ቤትኤል ኣባይ ነታ ተዋዛይት ንኡሽቶ ሓፍተይ ሊድያ ኣባይ ነቶም ካብ ንእስነተይ ከሳዕ አዛ ሕጂ ወለደይ ዝኾኑ ስድራቤት ኣፈወርቂ ስብሃቱ ንጽፈት እዛ ስራሕ ልዑል ሞያዊ ኣበርከትኡ ንዝተጻወተ ግርማይ ወልደጊዮርጊስመንከኒኖ ነቶም ብሉጻት ብምርካበይ ወትሩ ዝሕበነሎም ካብ ዕርክነት ሓሊፍና ሕውነት ዝመስረትና ካብ መጀመርታ ከሳዕ እዛ ሕጂ ሞራላዊ ኮነ ገንዘባዊ ሓገዝ ብምብርካት ድኻሞም ከይጸብጸቡ ብምጉያይ ነዛ ስራሕ ከውንነት ከም ትላበስ ገይሮም ኣብዚ ደረጃ ንከበጽሕ ልዑል ግደ ንዝተጻወቱ ኣቤል ኣርኣያ ሚልዮን ተኸሉ ፍጹም ገዛኢ ካብ ልበይ ዝነቅል ረዚን ምስጋናይ ከገልጸሎም ይፈቱ ካልአ ስሞም ንዘይተጠቐሱ ግን ከኣ ዘይርሳዕ ኣበርከቶ ንዝገበሩለይ ውልቐሰባት ብዙሕ የመስግኖም የቐንየለይ ሲድኒ ሸልደን መእተዊ ሂሪ ስታንፎርድን ስድርኡን ኣብ ውሽጢ ኣሜሪካ ጥራይ ዘይሕጸር ንመላእ ዓለም ዘዛረበ ሃብቲ ዝውንኑ ልዑል ዝናን ከብረትን ዝተላበሱ ተፈራሕትን ተሰማዕትን ቤተሰብ እኳ እንተኾኑ ብድሕሪ መጋረጃ ተፈላጥነቶም ብገበን ቅትለት ሓሺሽ ከምኡውን ውቹዌጣት ሓሶታት ዝተኣልመ ዓለባ ተዘርጊሑ ኣሉ ኣብ ዓለምና ኣለዉ ካብ ዝበሃሉ ሃብታማት ዝኾነ ሄሪ ስታንፎርድ ኣብ ገማግም ባሕሪ ኮርሲካ ብውልቓዊት መርከቡ እንዳተጓዓዘ እንከሎ ብምስጢራዊ መንገዲ ጥሒሱ ድሕሪ ምሟቱ መቓልሖም ኣብ መሉእ ዓለም ዝተሰምዐ ሰንሰለታውያን ፍጻሜታት ከጋጥሙ እዮም ጀሚሮም ኣብ ከተማ ቦስተንኣሜሪካ ድሕሪ ዝተፈጸመ ስነስረዓት ቀብሪ ስድራ ተኣኻኺቦምሉ ኣብ ዝነበሩ ኣጋጣሚ ከኣ ሃንደበት ሓንቲ መልከዐኛ ጎርዞ ደበኸ ኢላ። ከፎ ፄዐቪ ህሃበበኤ ዐቪ በዐዐከ ርዐ ሃህ ፀከ ሀ ከፎህቋፎ ከፎ ከደከ ዮዐ በፎቋከ ሀበዚሂፍ ከፎፎ ነላቋቪባጆ ኣነላቋቪፒበደጸ ነላጪቪበጀ ካብ መበቆላዊ መጽሓፍ ዝተወስደ ወጋሕታቀተርን ምሸትን ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ወጋሕታ ሲድኒ ሸልደን ምዕራፍ ኣቶ ስታንፎርድ ይከታተሉና ከም ዘለዉ ፈሊጥካዶ ኣለኻ ሓተቶ ዲሚትሪ ርኤዮም ኣለኹ ሓጺር መልሲ ሃበ ሄሪ ስታንፎርድ ኣብ ዝሓለፋ ዕስራን ኣርባዕተን ሰዓታት ኩሉ ምንቅስቓሳቶም ኣብ ትሕቲ ጽኑዕ ምከትታል ኣትዩ ከም ዘሎ ሄሪ ስታንፎርድ ኣይጠፍአገ ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ እትርከቦም ሰለስተ ሰለይቲ ዝውቱራት ዝበልዎም ናይ ከራማት ከዳውንቲ ለቢሶም ብጸፋሕቲ ኣአማን ዝተሰርሐ ጽርግያ ብዝውንን ጎደናታት ቱሪስት ተመሲሎም ይንቀሳቐሱ ኣለዉ። እዝን እቲ ካልእ ጠባያቱን እዩ ከኣ ንሄሪ ስታንፎርድ ሓደ ካብቶም ኣብ ዓለምና ኣለዉ ካብ ዝበሃሉ ሃብታማት ንከኸውን ዘኸኣልዎ። ብምባል ሓተታ ጠምዩኖ ናይ ሓባር እንተኾይኑስ ጽቡቕ ኣለኻ ቡቕ ኣብ ላኮሎንቦ ሬስቶራንት ከንምሳሕ ኢና ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ላኮሎንቦ ሄሪ ስታንፎርድ ካብ ዘዘውትሮም ሬስቶራንታት እየዩ ነዊሕ ዓመታት ዝገበረ ኣብ ርእሲ ምኺኑ ብዝተፈላለዩ ቅርጽታት ዘጌጸ ደስ ዘብል መናፈሻን መሐንበሲ ገንእን ኣለዎ። ዲሚትሪ ካሚኒስኪ ከኣ ኣብ ጥቃ መእተዊ እቲ ሬስቶራንት ንበይኑ ኮፍ ኢሉ ንዝወጽኡን ዝኣትዉን ሰባት ምክትታሉ ቀጸለ። ዲሚትሪ ካሚኒስኪ እዩ ቅድሚ ሓደ መዓልቲ ካብ ከተማ ናይስኢጣልያ ሒዝዋ መጺኡ ኣቶ ስታንፎርድ ሒዘልካ መጺአ ኣለኹ ኣሸጊራትካ ድያ ዲሚትሪ ፍሽኽ ኢሉ ብፍጹም ብምባል መለሰሉ ዲሚትሪ ካሚኒስኪ ንሶፍያ ኣብ ሆቴል ኔግረስኮ ምስ ረኣያ እታ ትድለ ዓይነት ምኺና ከይተማትአ ድሕሪ ምውሳን ቀሪቡ ብድፍረት ንከሓታ ግዜ ኣይወሰደን ይቕሬታ እንግሊዘኛ ትዛረቢዶ ጊ ሲድኒ ሸልደን እው ሓለቃይ ምሳኺ ከድረር ደስ ምበሎ ነይሩ ዝተጸበዮ ደኣ ነይሩ እንበር ሶፍያ ፈለማ ነገራቱ ግዲ ኣሕሪቅዋ ነዲራ አያ መሊሳትሉ ኣነ ኣመንዝራ ኣይኮንኩን። ሄሪ ኣብ ቅድሚኡ ኮፍ ኢላ ትምሳሕ ንዘላ ሶፍያ እንዳጠመተ ቀጻሊ ስጉምቱ እንታይ ከኸውን ከም ዘለዎ ከሓስብ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ ውሳነ በጽሐ። ሓንሳብ ከገድፈኪ ኣይድንጉይን እየ ሶፍያ ርእሳ ምስ ነቅነዋት ሄሪ ስታንፎርድ ካብ ኮፍ ዝበለሉ ተንሲኡ ኣብ ውሽጢ እቲ ሬስቶራንት ናብ ዝነበረት ህዝባዊት ቴሌፎን ኣምረሐ። ሄሪ መልአኸቱ ምስ ወድአ ናብ ናይስ መዓልቦ ነፈርቲ ደዊሉ ቀልጢፉ ዘድልዮ ሓበሬታን መልእኸትን ኣመሓላለፈ ሄሪ ኣብ ናይ ቴሌፎን ዝርርብ እንከሎ እዩ ንዲሚትሪ እንታይ ከገብር ከም ዘለዎ ብምልከት ትእዛዝ ዝሃቦ። ድሕሪ ዓሰርተ ሓሙሸተ ደቓይቅ ሄሪ ስታንፎርድ ሶፍያ ከምኡውን ፕሪንስ እቲ ከልቢ ብዳሕረዋይ መዓጾ እቲ ቪላ ወጺኦም ናብታ ቡናዊት ዝሕብራ ሬናውልት ዝዓይነታ መኪና ዝተዓሸገትሉ ጋራጅ ኣተዉ። ከምኡ እንተኾይኑስ ተረዲኤካ ኣለኹ በለት ሶፍያ ድሕሪ ሓሙሸተ ደቓይቐ ናብ ከተማ ናይስኢጣልያ ዝወስድ ጽርግያ ሒዞም ጉዕዙኦም ፈለሙ ስቴርሶ ዲሚትሪ ካሚኒስኪ ሒዝሞሉ ኣብ ጎድኑ ከኣ ፕሪንስ እቲ ድንኪ ከልቢ ተቀሚጡሉ ኣብ ናይ ጎደና ማርሞ ኮፍ ኢሉ ኣማዕድዩ ነቲ ቪላ ከከታተል ዘምሰየ ሰብኣይ ቡናዊት ሬናውልት መኪና ከትወጽእ ምስ ረኣየ ተቀላጢፉ ካብ ጁብኡ ሞባይል ብምውጻእ ከድውል ጀመረ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

አስተያየቶች:


memezon

የማውረድ አማራጮች | ወደ ፒዲኤፍ ቀይር | የዕለቱ መጽሐፍ

© dirzon | የአገልግሎት ደንቦች | የግላዊነት መምሪያ | ስለ | አገልግሎቶች | መልእክት