Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • ወደ ፒዲኤፍ ቀይር
  • የንባብ ዝርዝር
  • አጠሬራ
  • ኦዲዮ መጽሐፍ
  • ፍለጋ
  • ይስቀሉ
  • የኔዞን
  • ይግቡ
  • ይመዝገቡ
English  አማርኛ  Français  العربية
የዕለቱ መጽሐፍ

ፍልሰተ-ድንግል ብዓይኒ-ኦርቶዶክስ(1) (1).pdf


  • የቃላት ደመና

ፍልሰተ-ድንግል ብዓይኒ-ኦርቶዶክስ(1) (1).pdf
  • የማውጣት አጠሬራ

ዕርገት ቅድስት ድንግል ማርያም ከምዚ ይብል ጻቪ ህህሃፀልበ ከፀ ህፀዩርበበ ከፀ ህበርቨ ርከርፀዐዐበ በገመ ሂበህበ ከሞሬ ጅበባሀፀየዐ እቋርቋበ ቋበፀ ሦሀርከፅበጪ ህከዕ ኣባ ፍከፀበ ዐዐፄፍፁፍኗኤጴ ካፀፅ ከዕበዐሃ ዕ ከፀ እተዕዐከጨ ዐቨ ርኃዐ ከ እተቋባ ዐፎዐ በ ዘገፅሬ ሀዞርፎዩፄፀበርፀ ዐ ቋ ካፀ ልፀዐፍፎፀኤ ኩሀ ከ። ሀህ ፄበርቨ ከባፀህበባ ከ ርየዐኗበር።ፎዚበር ከ ከሃ ከ ልኗህክባሀቨክ ል ጭ ዚ ሀዐከበ ከፀ ፐከፀዐዐዐልበ ኃው ወልደ ጻዕዳእምባ ገዳም ሥላሰ ትዱስ ያሬድ መጽሓፈ ዚቅ ነሓሰ ፍልሰታ ስንክሳር ጥሪ ተአምረ ማርያም ። ከከገፀ እሰጠበ ህቪካ ፀርፎርከፀ ዐበ ከፀ ዮፀ።

  • Cosine ማጠቃለያ

ዕርገት ቅድስት ድንግል ማርያም ኣብታ ቀዳመይቲ ቤተ ክርስቲያን ይኽብር ነቢሩ ዶ ዝብል ሕቶ እንተ ተላፅለ እቲ መልሲ እወ እዩ። ይኹን ደኣበር ብዛዕባ ዕርገት ቅድስት ድንግል ማርያም ኣከራኻሪ ነጥቢ ብዘይ ምንባሩ ኣብ ቀዳመይቲ ቤተ ክርስቲያን ብዛዕባ ዕርገትን ፍልሰትን ድንግል ማርያም ብሰፊሕ ተጻሒፉን ተሰቢኹን ክበሃል ኣይከኣልን እዩ። ፅርገት ቅድስት ድንግል ማርያም ከም ትምህርቲ ቅድስት ቤተ ክርስቲይና ቅቡልን ክውኑን ኮይኑ ግን ኣብ ገለ መጻሕፍቲ ምድረ አግአዚት ሕቶ ዝፈጥርን ዘጠራጥንር ሓደ ጽሑፍ ተቐሚጡ ምህላዉ ንኹሉ ሰብ ግልጺ ክኸንው ይግባእ ንዓኻ ወሊደ ከመይ ኢለ ይመውት እዚ ጽሑፍ ኣብ ስንክሳርን ተኣምረ ማርያምን ዝርከብ እዩ። ትምህርቲ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ወላ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ሙማትን ዘይሙማትን ድንግል ማርያም ኣነጺሩ ኣይግለጽ እምበር ሓደው ካብቲ ናይ ቅዱስ ዳዊት ትንቢታዊ ቃል ተበጊሳ ንትምህርት ቀደምት ኣበው መሰረት ገቢራ ድንግል ማርያም ንሞት ከም ኩሉ ሰብ ጥዒማ ትንሣኤ ሥጋ ምርካባ እያ ትኣምን። ቅዱስ ያሬድ ውን ሓደ ካብቶም ኣብ ይ ክፍለ ዘመን ዝነበረ ሓበሻዊኣቦ ብዛፅባ ፅርገት ድንግል ማርያም ካብ ናይ ምድረ አግአዚት ቤተ ክርስቲያን ዝሰበኸ እንኮ ቀዳማዊ እዩ። ዝ ኣብ ክፍለ ዘመን ዝነበረ ናይ ፕሮቴስታን መስራቲ ማርቲን ሉተር ውን ነዚ ንጹር ዝኾነ መጽሓፍ ቅዱሳዊ መርትዖ ዘይብሉ ዕርገት ቅድስት ድንግል ማርያም ካብቲ ናይ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ዘይተፈልየ ናብ ሰማይ ምስሥግኣ ቪከ ሃ በ ህ ምዕራጋ እዩ ዘረጋግጽ። ኣብ ጥንታዊት ቤተ ክርስቲያን ምድረ አግአዚት ምስ እንመጽእ ድማ ኣብ ብዙኅ መጻሕፍቲ ተጠቼዊሱ ዝርከብ ዓንቀጽ ትምህርቲ ምኽኑ ክስሓት ዘይብሉ ሓቂ እዩ። ምስ ትምህርቲ ቅዱስ ያሬድ ዝሰማማዕ ትምህርቲ ዘለዎ ናይ ኢየሩሳሌም ጳጳስ ኣብ ፖይ ክፍለ ዘመን ዝነበረ ቅዱስ ሞደስቱስ ብኸምዚ ንዕርገት ድንግል ማርያም የረጋግጽ። ቅዱስ ዮሐንስ ዘተሰሎንቁ ዝብሃል ውን ብዛዕባ ዕርገት ድንግል ማርያም ኣብ ይ ክፍለ ዘመን ይሰብኽ ምንባሩ ብዙኃን መዛግብቲ ታሪኽ ይጠቕስዎ እዮም። ቅዱስ ኤጺጴፋንዮስ ኣብ ይ ክፍለ ዘመን ዝነበረ ዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ነገረ ፅርፍቲ ድንግል ማርያም ከምዘይዛረብ ሞይታ ዶ ኣይሞተትን ዓሪጋ ዶ ኣይዓረገትን ዝብል ሕቶ እንተ ተላዕለ ማንም ሰብ ክፈልጦ ኣይኽእልን ኢሉ ናቱ ሓሳብ ኣብ ዓቕሚ ኣምላኽ ደሪኹ ሓዲግዎ ኣሎ። ከዐ ዘካ ልሀ ኣብ ካቶሊክ ቤተ ክርስቲያን ክሳብ ዓም ከም ኣፈ ታሪኽ እምበር ከም ሓደ በዓል ቤተ ክርስቲያን ብዕሊ ክኽበር ኣይጸንሐን። ጠበፀ በበርከ ሀህበ መራሒ ጴንጠቆስጠ ተሓድሶ ዝነብረ ሄንሪች ቡሊንገር ስዊዘርላንዳዊ ኣብ መጀመርታ ክፍለ ዘመን ዝተወልደ ውን ድንግል ማርያም ናብ ሰማይ ብመላእኽቲ ተዓጂባ ከም ዝዓረገት ጽሑፍ ኣቐሚጡ ኣሎ። ከዐክሃ ክዐወሃ ኣዉፍ ርመበፀወ ከፀቋሃፀከ ሀሃ በ ትግርኛ ብዛዕባ እዚ ምኽንያት እዚ እታ ኻብ ኩሉ ንላዕሊ ጽርይቲ ዓራትን ቤተ ቤት መቕደስን መንፈስ ቅዱስ ዝኹነት ድንግል ማርያም ማለት ቅዱስ ኣካላታ ብመላእኽቲ ናብ ሰማይ ከም እተወስደት ንኣምን ኢና።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

አስተያየቶች:


memezon

የማውረድ አማራጮች | ወደ ፒዲኤፍ ቀይር | የዕለቱ መጽሐፍ

© dirzon | የአገልግሎት ደንቦች | የግላዊነት መምሪያ | ስለ | አገልግሎቶች | መልእክት