Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • ወደ ፒዲኤፍ ቀይር
  • የንባብ ዝርዝር
  • አጠሬራ
  • ኦዲዮ መጽሐፍ
  • ፍለጋ
  • ይስቀሉ
  • የኔዞን
  • ይግቡ
  • ይመዝገቡ
English  አማርኛ  Français  العربية
የዕለቱ መጽሐፍ

ዓርኪ ተምሃራይ.pdf


  • የቃላት ደመና

ዓርኪ ተምሃራይ.pdf
  • የማውጣት አጠሬራ

እቲ ቐንዲ ዕላማ ናይ ዚ መጽሓፍዚ ተምሃሮ ብዝቐልጠፈ ግ ዜን ብዝቐለለ ኣገባብን እርኑብ ንባብ ከም ዚመሀሩ ምግባር እዩ። እቲ እተገ ብረ ለውጢ ኸኣ ነዚ ዚስፅብ ነገራት ሓጋዚ ኪኸውን ተባሂሉ እተማሀዘ እዩ። ሀ ንቋንቋ ትግርኛ ዘድልዩ ፊደላት መ ድርብ ደሃይ ዘለዎም ፊደላት ። ኣኒሓላ ከቲ ነ ሠ ፍ ሩፎጨኣ ጻ ረ ዱ ፋሬ ቾ ዥዥ ፋ ፊፍፋቴኤኗ ጸዳ ፍ ኺ።ኺ ዌ ኑ ፋ ፓ ጭ ቁ ጭጭ ዱ ዒዲዒ ሏ ኛ ሥ ረ ። ሸግ በጊፅ መገ ገም ዐገበ ዬ ሎጅ ኩሎ ሂ ሦ ኡ ዙጽ ጹ ።መ። ርፌ ዶድ « ፖፓሯ ዊ ፍ ኢ ራ ቋ ሯፍ ፉ ጣ ፈ እሽቪሽሸዚከሽዚቴከ ሰሌዳ ጸሊም እዩ። ንፉዕ ተምሃራይ እዩ። ጀዘዘዘዊዚዚሽ ቤትትምህርቲ ቤትትምህርትኻ ዳርጋ ቤትካ እዩ። መስኮት ቤት ትምህርትኻ ኸኣ አይትስበር። ሕጂ አንተደሌኻ ተቐ መጥ እንተ ዘይደሌኻ ኸኣ ኪድ። ጽንጽያዶ ንብፅራይ ይኸብዶ እዩ መጽሓፍካከክ ዳርጋ ዓርክኻ እዩ ። ስ ለዚ አቲ ዋና ገዛ ሓንቲ ድሙ ኣምጽኤ። ጊ ሳ ነ ካካ ጳንበሳን ወኻርያን ወኻርያ ንኣንበሳ ብሓንሳእ ጀዱና ንህ ደን ኢላ ለመነቶ። ጃዘ ዓዓ እሙን ፈረስ ሓደ ወታደር ንፉፅ ፈረስ ነበሮ። ኣጸ ቢቹ ይከናኸኖን ይቕልቦን ከኣ ነበረ ሓደ ግዜ እቲ ወታደር ፈረሱ ሰሪሩ ናብ ብርቱፅ ውግእ ከደ ኪዋጋእ ከሎ ኸኣ ኣብ ዝባን ፈረሱ ኸሎ ተወግኤ እሞ ወደቐ። ማይ ከይሰተየ ሳፅሪ ከይበልዔ ውን ብዙሕ መዓልቲ ገበረ። ማንቲለ ካብ ፈረስ ትቕልጥፍ። ር እግዚኣብሄር ግና ልዕሊ ኹሎም ጅ ዓና ሓቂ ተዛረብ ። ልሙዕ ሳዕሪ ክትበልዕ ዝወስዳ በረኻ ። ሓዊ ትኣጉዲ ማይ ትወርዲ ብሓቂ ንፍዕቲ ሰበይቲ ኢኺ። እታ ድሙ ምስታ ላም ኣብ በረኻ ተራከክበት። እታ ሰበይቲ ነዚ ምስ ረአየት ኣጸቢቓ ተሐጐሰት አሞ ንፍዕቲ ድሙ።ኹ ሸሥ ም ነ ኋናጳ። ድም መ ቋ ዉ ርቂ ዲቪ ኣዲ ሜ ጥ ት ሩ መ ጆ የ ፍሩ ረ ውሩኳከድድጽፍ።ና ህ ዕ ኢ ።

  • Cosine ማጠቃለያ

ከልቢ ፈረስ ላም ኣብ በረኻ ይቕመጡ ነበሩ ። እቲ ኸልቢ ነዚ ምስ ሰፖዔ ጐ ሀየ እሞ ድሕሪ ሕጂ እም በኣር ምሳኺ ጽልእ እየ በላ ነ እቲ ኸልቢ እናጐየየ ናብታ በዓቲ በጽሔ እሞ ነቲ ሓዊ ው ወቸመ። እታ ድሙ ግን ተሐቢኣ ደድሕሪኡ መ ጸጺኣ ጥቓ እታ በዓቲ ተሐብኤት ። እታ ሰበይቲ ግን ሓደ ዓጽሚ ሰንደወትሉ እሞ። ኣታ ድሙ ተሐቢኣ ኩሉ ሰምዔት እዚ ኸልቢ ዓሻ እዩ ኢላ ኸኣ ናብ ዱራ ተመልሰት ፈረስ ከመይ ገይሩ ናብ ሰብ ከም ዝመጸ። ሽዑ ፈረስ ን ድሙ ነቲ ሃልሃል ዚብል ዘሎ ሓዊ ክርኢ ክኸይድ እየ እሞ ምሳይዶ ትኸ ዲ በላ። ኣብ ጥቓ እ ታ በዓቲ ኸኣ ተ ሐብኤት ። ሽዑ እታ ሰበይቲ ነቲ ፈረስ ቀሩሩብ ሳዕሪ ሀበቶ እሞ ጠዓሞ በል በለቶ። ድሕሪኡ እታ ሰበይቲ ነቲ ፈረስ ከምዚ ዝበለ ምቁር ሳዕሪ ክትበልፅ እንተ ደሌኻ ምሳና ተቐመጥ። « እታ ድሙ ነዘ ዘረባዚ ምስ ሰምዔት። እታ ድሙ ነዚ ምስ ሰምዔት እዚ ፈረስ ዓሻ እዩ ኢላ ካበታ መሕብኢታ ናብ ዱራ ተመልሰት። ድሙውን ተሐቢኣ ደድሕ ሪ አታ ላም መጸት እሞ ኣብ ጥቻ እታ በዓቲ ተሐብኤት ። እታ ሰበይቲ ነታ ድሙ ምስ ሰምዐታ ተሐቢኣ ከም ዝነበረት ኣስተውዐለት። ድመ ከመይ ገይራ ናብ ሰብ ከም ዝመጸት ሓንቲ መዓልቲ እታ ድሙ ምስታ ላም ኣብ በረኻ ተራከክበት። ሽዑ እታ ድሙ ብታሕጓስ አናዘለለት ነታ ሰበይቲ ክትበጽሕ ናብታ በዓቲ ከደት ። እታ ሰበይቲ ምስ ወዳ ክትጻወት ምስ ረ አየታ ተሐጐሰት እሞ ንፍዩፅቲ ድሙ ጽቡቕ ጌርኪ ኣጻውትዮ በለታ ። እቲ ቼልዓ ምስ ደቀሰ እታ ድሙ ኣብ ጥቓ እ ቶን ኮይና ነታ ሰበይቲ ትጥምት ነበረት ። እታ ሰበይቲ ነዚ ምስ ረአየት ኣጸቢቓ ተሐጐሰት አሞ ንፍዕቲ ድሙ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

አስተያየቶች:


memezon

የማውረድ አማራጮች | ወደ ፒዲኤፍ ቀይር | የዕለቱ መጽሐፍ

© dirzon | የአገልግሎት ደንቦች | የግላዊነት መምሪያ | ስለ | አገልግሎቶች | መልእክት