Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ዘልኣለማዊ ናይ ደም ኪዳን ትእዛዛት እቶም ሰለስተ ቀንዲ ነገራት ከንዕዘቦም ዘለና ሳላ ደም እቲ ገንሸል ሳላ አቲ ቃል ምስከሮምን ድማ ሰዐርዎ ንህይወቶምውን ከሳዕ ሞት ኣየፍቀርዎን ራአይቭ ከምዚ ከኣ ይብሉ እቶም ቀንዲ ሰለስተ መስቀሉ መስቀልካ ቃላት ኣንጻር ነቲ ሰባሪ ናይቲ ኪዳን ወይ ሰይጣን ኣብዚ መጽሓፍ ብኩሉ መዳያት እቲ ቅዲ ናይ ዓወት ተዛሪብናሉ ኢና ንሳቶም ከኣ። ብቀጻሊ ብዛዕባ መስቀሉ ጽሑፋት ምንዳይ ማለት ይሱስ ኣብ ሞቱን ትንሳኤኡን እንታይ ብዓወት ዛዚሙ ምፍላጥ ብቀጻሊ ንመረመራ ንነብስካ ኣብ ቅድሚ አግዚኣብሄር ምቅራብ ነቲ ናቱ ዘይኮነ ጠባያት ንከፈርዶ ምፍቃድ ብቀጻሊ ኣንጻር ሰይጣንን ናይ እግዚኣብሄር ተስፋ ዝኮኑን ቃላት ምዝራብ ከምዚ ትብል ትከእል ኢካ ከምዚ ጌረ ኣብ ህይወተይ ምሉእ እይፈልጥን እየ ግዝየ ሓሊፉ እዩ። ኣነሱር ዳዊትን ዘርኡን እቲ ብሩህ ኮኾብ ጽባሕ እየ ራአይ ናይ ራእይ መጽሓፍ ንየሱስ ከርስቶስ መቃልዒ እዩ። ነቲ ጸገማት ናይ ህይወት ከመይ ከምዝሰገርካዮ ከሓተካ እዩ ። ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ምስጢር ሕቡእ ዝኮነ ከሳዕ ገለ ገለ ጎደሎ ኣለዎም ኣብቲ ኣብ ዝተሰብረ ናይ ኣቦን ውሉድን ዝምድና ኩሉሳዕ ምንጻግ ኣሎ የሱስ ግና ነዚ ምንጻግ ካባና ወሰዶ ኪሕምሸሾስንብራት ኣሳቀየ ቆሰለ ማህረምቲ ምልከት ቃንዛ ስንብራት ናይ ውሽጢ ቁስሊ እዩ። እዚ ከኣ ምልከት ናይ ውሽጣዊ ማህረምቲ ምሕዋይ ዘድልዮ እዩ።
ንሱ ኩሉ ናቱ ዝኮነ ንዓካ ሂቡካ እዩ ናይ ግድን እዩ ከኣ ኩሉ ናትካ ዝኮነ ከኣ ናቱ እዩ ነቲ ውዕል ናይ ደም ኪዳን ከተቐርጾ ከኣ መጸዋዕታ ኣለካ የሱስ ተጣዒሰ ብዘይ ተኣምራት ካብዚ ኪዳን ወጺአ ኣሎኩ። ኪዳን ናይ ደም ኣብቲ ባህርይ ናይ ወድሰብ እዩ ተሰሪቱ ታሪኸ ከምዝሕብረና መብዛሕቱ ባህልታት ኣብ ዓለም ዘለው ነዚ ኪዳን ናይ ደም ከምዝፈልጥቻ ኣብዚ ቀረባ ግዝያት ሰባት ብትምህርቲ ከስልጥኑ ጀሚሮም ስለዚ ከኣ ካብቲ እንታይነት ትርጉም ናይ ደም ኪዳን ምከንያት አንዳምጽኡ ከወጹ ጀሚሮም ኣብዚ ሎሚ ናይ ዓለምና ምዕባለ ኪዳን ብኮንትራት ውዕል ከንዛረበሉን ንከአል ኮንትራት ዝበሃል ሰነድ ናይ ስምምዕ ኮይኑ ኣብ መንጎ ከልተ ዝተፈላለዩ ከፋላት ዝካየድ እዩ። ከመይ ገይሩ የሱስ ነቲ ናይ ደም ኪዳን ምስ እግዚኣብሄር ከም ዘሐድሶ ርኢና። ንሱን ዘርኡን ነቲ ናይ መጀመርያ ዝምድና ከረከቡ ሃንቀው ይብሉ ነበሩ እቲ ሃንቀውታውን ልከዕ ከምቲ ሓጥያት ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ተመሓላለፈ እቲ ሃረር ምባል ነቲ ናይ ደም ዝምድና ምስ ኣዳም ዝነበረ ሓደ ግዜ ኣብ ኩላትና እዩ ዘሎ። እግዚኣብሄር ከኣ ቅሩብ እዩ ዘልኣለማዊ ናይ ደም ኪዳን ነለባለባገለከክዩቲርዐቨኽ እቲ ፍታሕ። ናይ ደም ኪዳን ንሰባት ምስ መለኮታዊ ባህርይ ዘተኣሳስር እዩ ደም ኪዳን ዝበሃል ናይ ሓደ ህይወት ምስ ካልእ ዝቀያይርን ሕብረት ኣብ መንጎ ህይወት ሰብን ናይ ኣምላኸን ጥራሕ እዩ እቲ ፍታሕ ጎይታ መደባቱ ንናይ ደም ኪዳን ነቲ ምትእስሳር ዘሐድሶ ኣብቲ ገነት እዩ ኔሩ ልከዕ ድሕሪ እቲ ምሕጣእ ናይ ሰባት። ደሙ ኣፍሲሱ ነቶም ጽምዲ በቲ ቆርበት ከደኖም ከሳዕ የሱስ መጺኡ ደሙ ዘፍስስ ከኣ ኣርማ ናይ ደም ኪዳን ኮይኑ ተዓቀበ የሱስ ናይ መወዳእታ ኣዳም ኢሉ ተጸወዐ ኣብ ቆቐረ ኣብ ዝሓለፈ ምዕራፋት እቲ ናይ መወዳእታ ኣዳም ማለት የሱስ እታ መፍትሕ ናይ ደም ኪዳን ሃበና ከምዚ ከኣ በለና ደመይ እንተደሊኩም ቃለይ ተኣዘዙ እቲ ኣገዳሲ ዝድነቅ ተገራጫዊ ከኣ እቲ ናይ መጀመርያ ኣዳም ብቃሉ ነቲ ደም ኪዳን ኣፍሪስዎ የሱስ ልከዕ ከምቲ ናይ መጀመርያ ኣዳም ናይ አግዚኣብሄር ደም ኣለፆ እንተኮነ ግና ምእንቲ ሓጥያት ናይ እግዚኣብሄር ደም ከህብ ምስ ፈተነ ኣንጻር ሰይጣን ተዓወተ ስለዚ እቲ መንቅብ ዘይብሉ ፅየት ከከውን በቅዐ። ግና ምስ እግዚኣብሄር ምቅርራብ ከህልወካን ምልምማድ ናይቲ ዝምድናን ነቲ ሓቀኛ ውርሻካ ኣብ መዓላ ከውዕሎ ይከእል ናይ ዝምድና ስነ ስርዓታትን ከእለትን እግዚኣብሄር ህይወትካ ኣመዓራሪካን ምስኡ ከትዛመድን ከትፈልጦን ይዕድመካ ኣሎ ብከምዚ ገይሩ እዩ ከኣ ባርኮት ናይ ደም ኪዳን ናብ ህይወትካ ዝፈስስ ነቲ ዝምድና ከትስዕቦ ምኾንካ ወስን ምሉእ ህይወትካ ንአግዚኣብሄር ወፍዮሮሜባ እዚ እዩ ከኣ ነቲ ናይ ደም ኪዳን ግብረ መልሲ ንህብ ቃሉ ከትሰምዕ እኩል ግዜ ሃብ ። ክ ላክክ ና ዘልኣለማዊ ናይ ደም ኪዳን ነለባለባገለከክዩቲርዐቨኽ ምዕራፍ ዝያዳ ብዛዕባ ናይ ደም ኪዳን ህይወት እቲ ሓቀኛ ህይወት ዝበሃል ኣብ ደም እዩ ዘሎ ኀፍሲ ስጋ ኣብቲ ደም እዩ። ምልውዋጥ ናይ ደም ኪዳን ካብ ሓደ ነፍሲ ናብ ካልእ ከም ምቅይያር ናይ ህይወት እዩ ዝቁጸር ምትሕውዋስ ናይ ደም ብምልውዋጥ ማዕረ እዩ ምስ ምትሕውዋስ ናይ ባህሪ ናይ ባህሪ ምትሕውዋስ ብምልውዋጥ ናይ ደም ኪዳን እዩ ዝካየድ። ኪዳን ናይ ደም ኪዳን ብምትሕውዋስ ናይ ደም እዩ ዝፍጠር። እዚ እዩ ከኣ እቲ ሓደ ምከንያት ብዙሓት ስልጡናትን ምሁራትን ምዕራባውያን ሰባት ምስ ኣምላኸ ዝምድና ከገብሩ የሸግሮም ምከንያቱ ምልእነት ወይ ፍፁምነት ናይቲ ዝምድና ስለዘይርድኦም እዩ ብዙሓት ምብራቃውያን ምሁራት ከርስትያናት ወላ ኣይኩኑ ግና ብዛዕባ ደም ኪዳን ምስ ፈለጡ ነቲ ሓሳብ ተቀቢሉ ምስቲ ሓሳብ ይርዕሙ እቲ ኪዳን ዘፍረሶ ንሞቱ እዩ ኤርምያስ ካ ከምዚ ይብል ስለዚ እግዚኣብሄር ከምዚ ይብል ኣሎ። ስለዚ ኣከንዲ ሰብ በቲ ካናለ ናይ ደም ኪዳን ሓለፈ ኣብ ዝስዕብ ምዕራፍብዛዕባ እዚ ኣስፊሕና ኣብ ዘፍጥረት ከንዛረበሉ ኢና ኣብራም በቲ ናይ ደም ኪዳን ካናለ ከምዘይከደ ከንርኢ ኢና ግና ከልተ መለኮታውያን ኣብቲ ካናለ ናይ ደም ኪዳን ረኣየ እዚኦም ከኣ ኣነ ከም ዝስምዓኒ እቲ ሓደ ኣቦ። ግናከ ካብ ሓው ኣብሊጹ ጥብቂ ዝኮነ ፈታዊ አሎ መዝ ብዙሓት ባህልታት ንደም ኪዳን ከሳዕ ሕጂ ከብሪ ዘለዎም ከምዚ ይብሱ ደም ይሓፍስ ካብ ማይ እቲ ማይ ዝጥቀስ ዘሎ ማይ ናይ ምውላድ ኣደ ማይ እዩ እዚ ከኣ እቶም ናይ ደም ኪዳን ብጾት ካብ ደቂ ሓንቲ ኣደ ንላዕሊ ከምዝቀራረቡ የመልከተልና ብካልእ መግዲ ከኣ ከምዚ ይብልዎ ደም ይሓፍስ ካብ ጸባ ዘልኣለማዊ ናይ ደም ኪዳን ነለባለባገለከክዩቲርዐቨኽ ዳርኪ ናይ ኪዳን ቆንቆ እዩ ትርጉሙ ከኣ ተኣማኒ ትከትንፋስ ትሪር ህብረት ኣብመንጎ ሰባት የሱስ ንይሁዳ ርከይ ኢሉ ከጽውዖ ከሎ ኣብ ጌተሰማኒ ከምዚ ኢሉ እዩ ዘመልከተሱ ዝነበረ ከሓዲ ናይ ደም ኪዳን እቲ ካብ ኣቦይ ዝሰማዕከዎ ዘበለ ንኣካትኩም ስልዘፍለጥኩኹም እየ አፅሩከይ ዝበልኩኩም ባርያስ ጎይትኡ ዚገብሮ ኣይፈልጥን እዩእሞ ደጊም ባሮት ኣይብለኩምን እየ የዉ ማፍያታት ብናይ ደምኪዳን ዝምድና እንገብሩ እዮም ዋኒን ዝገብሩ ሓደ ማፍያ ኣብ ልዕሊ ሓው እንተተዛሪቡ። ብዙሓት ከርስትያናት ብልቦም አግዚኣብሄር በቲ ናይደም ኪዳን ከምዝፈጠሮም ኣይኣምኑን እዮም ሰበይተይ ኩሉ ሳዕ ነቶም ንኣሽቱ ወላ ዓበይቲ ደቅና ከወጹ ከለው ካብ ገዛ መን ምኮንኩም ኩሉ ሳዕ ዘከሩ ትብሎም ቁርባን ኣብዚ ቀረባ ግዝያት እናወሰድኩ ከለኩ እግዚኣብሄር ከምዚ በለኒ ላርይ ነዚ ከትወስዶ ከለካ መን ምኮንካ ዘከር እዚ ከኣ መዘከሪነቲ ዘደንቅ ስራሕ ዝተሰርሐ ካብ ሓጥያትኛታት ናብ ሓደስቲ ፍጥረታት ዝገበረ ናይቲ ኪዳን ጠባይ እዩ ከምኡውን ምስ የሱስ ከም ዝተሰቀልናን ብእኡ ከኣ ከም ዝተሳእናን ብካልአውን መን ምኮና መዘካከሪ እዩ ኣብ ቆረክ ፓውሎስ ከምዚ ከብል ኣጠንቀቀና ብዙሓት ኣመንቲ ይሳቀዩን ወላውን ኣብ ንኡስ ዕድሚኦም ይሞቱ ምከንያቱ ንቁርባን ብዘይ ከብሪ እናወሰድዎ ዘልኣለማዊ ናይ ደም ኪዳን ነለባለባገለከክዩቲርዐቨኽ ቆረ ዝ ከምዚ ይብል እቲ ዚበልዕን ዚሰትን ንስጋ ጎይታ እንተ ዘይለለየ ንርአሱ እዩ ፍርዲ ዚበልዕን ዚሰትን በዚ ምከንያት አዚ እዮም ኣብ ማእከልኩም ብዙሓት ድኩማትን ሕሙማትን ዘለው ዝድቀሱውን ብዙሓት እዮም ግናከ ኣብ ርእስና እንተንፈርድሲ አኣይምተኮናን ኔርና ብዛዕባ ኣብዚ ላዕሊ ዘሎ ጥቅሲ ብዙሕ ከበሃል ምተካእለ። አግዚኣብሄር ህይወትካ ኣመዓራሪካን ምስኡ ከትዛመድን ከትፈልጦን ይዕድመካ ኣሎ ብከምዚ ገይሩ እዩ ከኣ ባርኮት ናይ ደም ኪዳን ናብ ህይወትካ ዝፈስስ ነቲ ዝምድና ከትስዕቦ ምኾንካ ወስን ምሉእ ህይወትካ ንአግዚኣብሄር ወፍዮሮሜባ እዚ እዩ ከኣ ነቲ ናይ ደም ኪዳን ግብረ መልሲ ንህብ ቃሉ ከትሰምዕ እኩል ግዜ ሃብ ቃሉ ናይ ደም ኪዳን መትሓዚ እዩ ኣበየናይ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ መጽናዕቲ ከትኣትው ከምዘለካንመንፈስ ቅዱስ ከርእየካ ሕተቶ ንከትዛረብ እኩል ግዜ ሃብ ቃላትካ ተዛረቦም ገለ ሰባት ሓሳባትካን ስምዒትካን ከኣ ጠቃሚ እዩ ቅንዕና ይሃሉካ ምስቲ ናይ ደም ኪዳን ብጻይካ የሱስ ምእንቲ ኩሉ ሓጥያትካ ናብኡ ከከይድ ብዘይ ቅንዕና ዝምድና ከትገብር ኣይከኣልን እዩ ክትዛረብ ከሎካ ግዜ ወሲድካ ተዛረብ ቃላቱ ተዛረቦም ብመዓልቲ መዝሙር ዳዊትን ምሳሌን ኣንብብ ሓደ ሰዓቢ ምዕራፋት ናይ መዝሙር ዳዊት ዓው ኢሉ ከንብብ ኣለዖዎ ስርዓተ ዓውደ ኣዋርሕ ተጠቀም ንኣብነት ኣብ ወርሒ መዝሙር ዳዊት ምዕራፍ ኣንብብበዚ ስርዓት ኩሉ መዝሙራትን ምሳሌታትን ከትውድኦ ትክእል ። ኣምላኸ ኣብ ከንዲ እቲ ቃየል ዝቀተሎ ኣቤል ካልእ ፍረ ኸርሲ ተኪኡኒ እዩ ኢላ ስሙ ሴት ኣውጸኣትሉኦሪት ዘፍ ኣምላኸ ናይ እንስሳ መስዋእቲ እቲ ደም ዝፈሰሰ ናይ ኣቤል ከምዝተቀበሉ እንተኮነ ግና ናይ ቃኤል መስዋእቲ እቲ ናይ ፍረታት ኣይተቀበሎን ዝምድና ኣብ መንጎ ሃይማኖትን ናይ ደም ኪዳን ቃኤል ብፍረታት ንኣምላኸ ከሀጉሶ ደለየ ኣምላኸ ግና ናይ ደም መስዋእቲ እዩ ዝደልይ ነበረ። ስለዚ እቲ ናይ ደም ኪዳን ብጻይካ የሱስ። ናይ ኣምላኸ ባህርይ ከኣ ፍቅሪ እዩ። እግዚኣብሄር ከምዚ ይብል ኣብ ዘፍ ቫ ኖህ ቅኑዕ ሰብኣይ ነበረ እዚ ማለት ኣብ ዓይኒ እግዚኣብሄር ቅኑዕ በቲ ኪዳን ናይ ደም እምበር በቲ ናቱ ቅንዕና ኣይኮነን ናይ ኣምላኸ መደብ ከምዚ እዩ ዝነበረ። ካብ ንጹህ አንስሳ ዘበለን ካብ ኩሱ ንጹሃትኣዕዋፍ ወሲዱ ከኣ ዚሓርር መስዋእቲ ኣብ መሰውኢ ኣዕረገዘፍ ዘልኣለማዊ ናይ ደም ኪዳን ነለባለባገለከክዩቲርዐቨኽ ስለዚ እቲ ኩሉ ኣገባብ ናይ መስዋእቲ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ወይ ካብ ናይ ደገ ምንጪ ፈኪጥናዮ ኣሎና ካብ መጀመርያ መስዋእቲ ናይ ደም ከበሃል ከሎ ህይወት ናይ ኣምላኸነት መለኮታዊ ባህርይ ምርካብ ማለት እዩ ብነቢት ወይ ብዘይ ነቢት ምውሳከ እግዚኣብሄር ናይ ኖህ መስዋእቲ ምስ ኣጫነዎ ተሓጎሰ ምስ ኖህ ከኣ ሓድሽ ኪዳን ኣተወ ከምዚ ከብል ከኣ ኣዘዞ ነቲ ቅድስና ናይ ደም ኣይተርከሶ ዚወሳወስ ዘበለ ኩሉ ህያው መብልዕኩም ይኩን። ካብ ኢድ ሓው ከደልያ እየ ኣምላኸ ንሰብ ብመልከዑ ገይርዎ እዩሞ እቲ ደም ሰብ ዘፍስስ ደሙ ብሰብ ኪፈስስ እዩ ዘፍ ናይዞም ንበልዓም እንስሳታት ደሞም ንመግቢ ከይከውን ተከልኪሉ እዩ ምከንያቱ ባዕሱ ህይወት ስለዝኮነ በዚ ምከንያት ከኣ እዩ ቅድስና ናይቲ ፈጣሪ ዝፍለጥ ናይ ሰብ ደም ብሰብ ከጠፍእ የብሉን ብዘይካ ካብ ኣምላኸ ዝተላእኩ እንተዘይኮይኑ ሰብ ብናይ ምስሊ ኣምላኸ እዩ ተፈጢሩ ስለዚ ኣምላኸ ጥራሕ እዩ ከኣ ናይ ሰብ ሂወት ከወስድ ስልጣን ዘለዎብቀጥታ ወይ ብኣገልጋሲሊኡ ኖህ ኣብ ልዕሊ ደም ኣከብሮት ኔርዎ ነቲ ኪዳን ደም ከኣ መልሰ ግብሪ ሂቡሉ በዚ ምከንያት ከኣ ኣምላኽ ኣብቲ ከፉአ ግዜ ንፅኡን ስድራቤቱን ኣድሓኖም ንሕና ከኣ ከመይ ጌርና ከምቲ ኖህ ዝገበሮ ከንገብር ንከአል። ናይ ደም ኪዳን ሰባት ንኣምላኽ ይእዘዝዎ እዮም ኖህ ከኣ እቲ ዝተኣዘዞ ዝገበረ እዩ ወላውን ቅቡል ኣይኩን ኣብቲ ሕብረተሰብ እቲ ዝገበሮ ግን ንኣምላኸ ኣሐጎሶ ኣብ ዮሃ ከምዚ ይብል እቲ ትእዛዛተይ ዘለዎሞ ዚሕልዎ ንሱ እዩ ዘፍቅረኒ ነቲ ዜፍቅረኒ ድማ ኣቦይ የፍቅሮ እዩ ኣነውን ኤፍቅሮ ርእሰይ ከኣ እገልጸሉ ናይ ደም ኪዳን ሰባት ሂወቶም ንኣምላኸ ዝወፈዩ እዮም ኖህ ካብ ባህሉን ሕብረተሰቡን ተፈልዩ። ንዝኮነ ሰብ ዘደንቅ ናይ ደም ኪዳን ውርሻ ይጽበዮከምዘሎን እንተኮነ ግና እቲ ናይ መወዳእታ ማዕበል ከም ዝቀረበ ከንነግሮም ኣለና ዘልኣለማዊ ናይ ደም ኪዳን ነለባለባገለከክዩቲርዐቨኽ ኖህ እንታይ ይሰብከ ነበረ። መዕጸዊ ሓሳባት ናይ ኩለን መልእከታት እየን ሮሜ ቆሮንቶስ ገላትያ ኤፌሶን ፊልሏጺ ቆሎሴ ተሰሎንቄ ተሰሎንቄ ካ ጢሞትዎስ ጋቄ ጢሞትዎስ ቲቶስ ካ ፊልሞን አብራውያንነ ጴጥሮስ ባ ጴጥሮስ ቫ ን አታ መዕጸዊት ክፋል መጽሓፍ ቁዱስ ራእይ ዘልኣለማዊ ናይ ደም ኪዳን ነለባለባገለከክዩቲርዐቨኽ ምዕራፍ እቲ ደማዊ ፍርዲ ድሕሪዚ ነገርዚ ቃል እግዚኣብሄር ከምዚ ኢሉ ብራኢናብ አብራም መጸ ኣምራም ኣይትፍራህ ዋልታካ ምሱእ ካሕሳካ ኣነ እየ ዓስብካ ኣዝዩ ከበዝሕ እዩ ዘፍ ካ ኣምላኸ ነዛ ቃል ኣይትፍራህ ኢሉ ዝጀመራ ከትገርመና ትከእል እያ ኣብራም ንዓቢ ዓስቢ ደም ኪዳን ካብ ንጉስ ሰዶም መልከጸዴቅ ብጽንብል ኣረጋጊጽዎ ኣብ ብዙህ ጽሑፋት ኣምላኽ ኣይትፍርሑ ናይ ምጥርጣር ተከእሎ ከም ዘሎና ምጥርጣር ከኣ ፍርሒ ከም ዘስዕብ ይፈልጥ እዩ ኣብራም ናይ ንጉስ ምድሪ ህያብ ነጺጉ ናይ ንጉስ ሰማያት ዓስቢ ተቀቢሉ እዚ ንህይወትና ኣደናቂ ትምህርቲ ብዛዕባ ባህርያት ኣምላኸ እዩ ኣብ ሓይሊ እዛ ዓለም ምሙርካስ እንተገዲፍናዮን ጠጠው ኣቢልናዮን ሓይሊ ስጋና ዘይገደፈና ኣረጊት ባህርናን ተፈጥረኣዊ ዘቅኑዕነት ሽዑ ኣምላኸ ከምቲ ንኣብራም ዝበሎ ኣይትፍራህ ዋልታካ ምሉእ ካሕሳካ ኣነ እየ ዓስብካ ኣዝዩ ከበዝሕ እዩ ከብለና እዩ ብካልእ ኣበሃህላ ኣብ ንጉስ ሰዶም ገዲፍካ ኣብ ደም ለውጢ ስለ ዝተወከልካ ብሓቂከባርከካ ናጻ እየ ኣነ ንጉስካ እየ ኣብ ዘፍ ኣብ መንጎ ኣብራምን መልከጸዴቅንምምሕልላፍ ደም ኪዳን ተገሊጹ ኣብራም ዕስር ንመለከጸዴቅ ሃቦ እቲ ኣብራም ዚሃቦ ፅሸር ካብ ብዙሓት ካባና ንዓይ ወሲከካ ከም ዚበልፅ አየ ዝኣምን ካብ ኣቃውማ ናይቲ ተቀባሊ እዚ ዕሽር ንካልኦት ምብራክ ከክእሎ እዩ ካብ ኣቃዉማ ወሃቢ እዚ ዕሸርነቲ ዝተረፈ ዝውንኖ ነገራትን ካብ ብልሽውና ዓለምን ሰይጣንን የንጽሆ። ብእግዝኣብሄር ከኣ ኣመነ ንሱ ድማ ጽድቂ ተቆጽረሉ ሃዋርያ ጳውሎስ ነዚ ደጋጊሙ ካም መሰረታዊ መወከሲ ቕንዕና ተጠቂምሉ ኣሎብፍላይ ኣብ ሮማውያን ምዕራፍ ስለዚ ካብ እምነት ኣብራም ንዝኮነ ኩሉ ዘርኢ ከኣ እዩ እንበር ካብ ሕጊ ንዝኮነ ጥራይ ኣይኮነን እታ ተስፋ ምእንቲ ከትጸኖብጸጋ ምእንቲ ከከዉንሲ ብእምነት እዩ ዝከዉን ኣብራም ከኣ ተስፋ ኩሉና እዩ ሮሜ ባ እቲ ቁኑዕ ኣብ ውዱእ ስራሕ መስቀል ምአማን እዩ ሾኡ ብጸጋ ህይወትና ናብቲ ቅኑዕ ቅድስና ኣምላኸ ከትሰጋገር እያ ኣብ ገላትያ ምዕራፍ ጳውሎስ ንህዝቡ ስርሓቶም ከይጽብጽቡ እንታይ ደኣ ናብ ዕብየት ናይ የሱስ ከግዕዙ ኣጠንቂቅዎም ኣሉ ኣብራም ሕቶ ንምህታት ኣይፈርህን ነይሩ ዘፍጠት ክ ከምዚ ይብል ድማ ምሮሪ ደላ ርዕኖጀ ያያ ዲሐት ፈረ ስሐፃውያን ውዳታና ዳን ዳግሂዳሦሮ ዳያ ዕዕ ዘልኣለማዊ ናይ ደም ኪዳን ነለባለባገለከክዩቲርዐቨኽ ታ ዕላ ዳታ ለግሂዳር ዳም። ብዙሓት ጽሑፋት ኣምላኽ ከም ዘይቅየር ይነግሩና ያኣቆብ ከምዚ ይብል ጽቡቅ ውህበትን ምሉእ ውህበትን ካብ ላዕሊ እዩ ካብቲ ለውጢ ወይስ ምምልላስ ጽላሎት ዘይብሱ ኣብ ብርሃናት እዩ ዝወርድ የሱስ ቅድሚ ምምስራት ዓለም ከም ዝተሰቅለ ንፈልጥ ኢና ራኢቫ ኣብ ዮሃሃንስ የሱስ ኣብርሃም መዓልተይ ረኣየ ይብል እቲ ቀጥታዊ መልእከቲ ነዚ ይመስል ሕራይ ውሉደይ ዕላማይ ኣብዛ መርየት መታን ከገብር ውላድ ከህበካ እየ እቲ ፅላማይ ሰባት ካብ ሰይጣን ብዋጋ ምዕዳግ እዩ እዚ ግን ህይወት ሓደ ወደይ ከወስድ እዩ ምከንያቱ ንሱ ጥራይ እዩ ከምኡ እቲ ብቁዕ ኪዳን ከኣትወሉ ዝከእል። እዚ እዩ እቲ ናይ መወዳእታ መስመር ናይ ልውውጥ ደም ኪዳን መንፈሱ ምስ መንፈስና። ስለዚ ከኣ ኣምላኸ እቲ ምከሩ ከም ዘይልወጥ ነቶም ወረስቲ ተስፋ ኣዝዩ ከርአዮም ምስ ደለየ ብማሕላ ኣብ ሞንጎ ኣተወ አብራውያን ባ እዚ ምሉእ ካብ ኮነ እዚ ደም ኪዳን ንኩሉ ዘርኢ ኣብርሃም ዘጠቃልል ኣንተኮይኑ እቲ ዘርኡ ከኣ ከርስቶስ ካብ ኮነ ኣነ ከኣ ከርስቶስ እንተሎኒ ንምንታይ እዚ ንዓይ ዘይሰርሓለይ ዝብል ሕቶ ከመጻኩም ይከእል እዩ። ኣብ ተሞከሮ ሞት ኣብ ጉዕዞ ምስ የሱስ ቅርሕንቲ ምስ ተጻራሪ ውርሻና ሰይጣንን ማሕበር ዉዱቃት መላእከትን ከም ዘሎ ከተስተብህሉ ኢኩም ኣብራም ነቶም ጉሓላሱ ካብ ጽምብል ደም ኪዳን ከሳጉጎም ተነጊርዎ እዚ ንዓና መርኣያ ኣንጻር ቶም ዉርሻና ከከልከሉና ዝፍትኑ ደው ከንብል ከም ዘሎና እዩ ንደም ኪዳን ከምቲ ኣብ ልብና ዝተተከለ ቃል ኣምላኸ ብተግባር ከንወርሶ ኣሎና ማርቆስ ምዕ የዉሃንስ ቫ ነዚ ሓሳብ የረጋግጽ እዩ ማርቆስ ኣብ ምስሌ ብዛዕባ ቃል ኣምላኸ ገሊጽዎ ከም ዘሎ የሱስ ዘርኢ ኣብ ሓደ ለይቲ ቦቂሉ ከም ዘይሃድር ተዛረበ ኣብ ፍቅዲ ባዕሉ ገሊጽዎ ከም ዘሎ። ኣብዚ ጽሑፍ ዘሎ ንኣምላኽ ከም ጎይታ ኣብራም እዩ ዝውከል ዘልኣለማዊ ናይ ደም ኪዳን ነለባለባገለከክዩቲርዐቨኽ ምዕራፍ መልሲ ኣብራም ነዚ ኪዳን ኣምላኸ ከም ሮቦታት ኣይፈጠረናን ምርጫናን ናጽነትናን የከብሮ እዩ ንወለሓደ ብሓይሉ ኣየገድድን መንፈስ ቅዱስ ብተምሳል ርግቢት እዩ ተገሊጹ መታን ነዓና እንተ ሰጉግናዮ ቢከሊል ከም ዚሃድም ከራኢ ኣብ ዘፍጥረት ምዕራፍ ኣብራንም ኣብ ደም ኪዳን ንእሽተይ ተራ ከጻወት እዩ ተጸዊዑእቶም ከልተ ተምሳል ኣምላኸ በቲ ጉድጋድ ኪሓልፉ ከሎዉ ግን ደቂሱ እዩ ነይሩ። ኣብ ደም ኪዳን አትብል መጽሓፉ ከምዚ ይብል ምልላይ ናይ ደም ኪዳን ኣብ ስርዓት ቅዳሴ ንጸልማት ጉዕዞ ህይወት ናይ ሙሴ ብርሃን ሂብዎ እዩ ከም ኣብ ዘጽኣት ተጻሒፉ ዘሎ። ዘጸኣት ስለዚ ኣምላኸ ንሙሴ ነጻ ሓደጎ ከም ብሓድሽ ከልል ደም ኪዳን ኣብርሃም ሸለል ኢልዎ ናይ እብራይስጢ ቃል ታን ከትርጎም ከሎ መርዓዊ ወይ ሰብኣይ ናይ ደም መሰረታዊ ሓሳብ ኣለዎ ከም ምሁራት ዝርእይዎ ሓያል ምልግጋብ ደም ኪዳን ሓንቲ ሓሳብ ኣብ ስርዓተ ቅዳሴ መርዓ እያ እዚ እዩ ከኣ ስርዓት ቅዳሴ ናይ ግዝረት ዋላ ኮ ብዓራብ ካታን ንዘመድ ሰበይቲ ዝገልጽ እንተኮነ ከምኡ ዉን ንግዙር ይዝውተር እዩ ከሳብ ቃላት ጺልራ ከም ስርዓተ ቅዳሴ ግዝረት እንተ ተገልጸ ንሳን ውሉዳን ናብ ዝምድና ደም ኪዳን ምስ ውሉድ ኣብርሃም ተሓወሱ ከምኡ ዉን ሰብኣያ ከምቲ ቅድሚ ሓደጋ ሞት ምእታዎም ናብ ኪዳን ኣተዉ ዘልኣለማዊ ናይ ደም ኪዳን ነለባለባገለከክዩቲርዐቨኽ ከምቲ ጺጾራ ዝበለቶ ንሕና ንሓድሕድና ብዳም ንኣምላኸ ሓደሽቲ ኪዳን ኢና። ዘዳግም ምዕራፍ ብዛዕባ መርገምን ምርቃን ከትመሃር ምቹእ እዩ መርገም ኣንጻር ምርቃ እዩ ምርቃ ሓደ ዓይነት ዓስቢ ናይ ጽቡቅን አወንታዊ ቃላት ወይ ተግባር ካብ ኣምላኸ እዩ መርገም ከኣ ናይ እከይን ኣሉታን ቃላት ወይ ተግባር ዓስቢ ብሰይጣን ወይ ብሰባት ዝድፋእ እዩ ኣብ ዘዳግም ሙሴ ናይ ሓደ ንሕጊ ኣምላኸ ዝእዘዝ በረከትን ናይ ዘይእዘዝ መርገምን ዘርዚርዎ ኣሎ ከም ኣብ ዘዳግም ምዕራፍ ዘሎ በረከት ብምስማዕን ምእዛዝን ኣምላኸ መርገም ከኣ ብዘይ ምስማዕን ዘይምእዛዝን ኣምላኸ እዩ ዝመጽእ ጽቡቅን ሕማቅን ተግባራት ናይ ወለድካ እዉን ናባካ ይሓልፉ እዮም ዘልኣለማዊ ናይ ደም ኪዳን ነለባለባገለከክዩቲርዐቨኽ ዘጸአት መርገም ናብ ዝቅጽል ወለዶ ከም ዝሃልፍ ይነግረና ክሳዕ ሽሕ ወለዶ ጸጋ ዝሕሉ ዓመጽን ምትሕልላፍ ሓጥያትን ይቅረ ዝብል ግና ከ ንበዳሊ ከም ንጹህ ዘይርኢ ሓጢአት ኣቦታት ናብ ደቂ ደቂ ከኣ ናብ ደቂደቅን ከሳዕ ሳልሳይ ከሳዕ ራብዓይ ወለዶ ዝቀጽዕ። ስለዚ ንደቅ ኢስራኤል በሎም ኣነ እግዚኣብሄር እየ ካብ ትሕቲ እቲ ከቢድ ፅዮ ግብጻውያን ከውጸኣአኩም እየ ካብ ባርነቶም ከኣ ሓራ ከውጸኣኩም እየ ብዝርግሕቲ ቅልጽምን ብዓበይቲ ፍርድታትን ከድሕነኩም እየ ህዝበይ ከትኮኑ ድማ እወስደኩም ኣምላኸ ከኣ ከኮነኩም ካብ ትሕቲ እቲ ከቢድ ዕዮ ግብጻውያን ዘውጻእከኩም ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኸኩም ከም ዝኮንኩ ድማ ከትፈልጡ ኢኩም ናብታ ንኣብርሃምን ይስሃቅን ያእቆብን ከህቦም ኢደይ ዝዘርግሕኩላ ምድሪ ከኣ ከእትወኩም እየ ንሳ ድማ ንርስቲ ከህበኩም እየ ኣነ እግዚኣብሄር እየ ኣምላኽ ኣነ ኣምላኸ ኣቦኩም ኣምላኸ ኣብርሃም ኣምላኸ ኢሳቅ ኣምላኸ ያእቆብ ከብል ከሎ ኣምላኮም ነይረ ማለቱ ኣይመስለንን ኣን እዚ ስመይ ኢዩ ሪኢኩም ነቲ ጉድጋድ ደም ኪዳን ምስ ኣብርሃም ከሰግሮ ከሎኩ ሽመይ ናብ ኣምላኸ ኣብርሃም ተቀይሩ አብራም መስቀሉ ብግዝረት ከልዕል ከሎ ከኣ ሽሙ ናብ ኣብርሃም ተቀይርሩ ማለቱ እዩ ዘልኣለማዊ ናይ ደም ኪዳን ነለባለባገለከክዩቲርዐቨኽ ኣምላኸ ናብ ዓሚቅ ናይ ደም ኪዳን ዝምዳን ምስ ኣብርሃምን ዘርኡን ንእብራውያን ኣብ ግብጺ ባሮት ዝነብሩን ንዓይን ንዓኩምን ወሲከካ እዩ ኣትዩ። ኣምላኸ ንነብሱ ብጠባዩ ጥራይ ዘይኮነስ ብናይ ደም ዝምድና ዉን ይፈልያ እዩ ሓንቲ ሰበይቲ ምስ እትምርዖ ስማ ይቅየር ከልተ ሰባት ናብ ደም ኪዳን ምስ ዝኣትዉ ናይ ከልቲኦም ኣስማት መታን ጠባይ ሓድሕዶም ከገልጽ ይቅየር እየ ኣምላኸ እቲ ናይ መወዳእታ ስሙ ኺእቲ ዘሎኩ እየ ዘሎኩ እዩ ኢሉ ሙሴ ድማ ንኣምላኽ እንሆ ናብ ደቂ እስራኤል መጺኤ ኣምላኸ ኣቦታትኩም ናባካትኩም ሊኢኩኒ ምስ በልከዎም ስሙ መን እዩ እንተበሉንስ አንተይ ከብሎም እየ በሎ ኣምላኸ ከኣ ንሙሴ እቲ ዘለኩ እየ ዘሎኩ በሎ በለ ድማ ንደቂ እስራኤል ከምዚ በሎም እግዚኣብሄር ኣምላኸ ኣቦታትኩም ኣምላኸ ኣብርሃም ኣምላኸ ኢሳቅ ኣምላኽ ያቆብ ከኣ ናባካትኩም ለኣከኒ አዚ ንውሉድ ወለዶ ስመይ እዩ ንውሉድ ወለዶ ከኣ እዚ መዘከርታይ እዩ ዘጽኣት እዚ ደፊረ ከገልጾ ዘይከአል ብዙሕ ትርጉም ኣሎዖ እንተኮነ ሓደ ካብ ትርጉም ኣምላኽ ኣነ እቲ ከኮኖ እትደልዩኒ እየ ይብል ከም ዘሎ እየ ዝኣምን ኣብ ዘጻኣት ምዕራፍ ኣሮንን ሙሴን ስ ፈርኦንን ጠቢባቱን ከጋጠሙ ከሎዉ ኣብ መጀመርታ ማዕረ ሓይሊ ከም ዘለዎም ይመስል ኣሮን ንበትሩ ናብ መሬት ደርበያ ተመን ኮነት ንኣም ምዕራፍ ኣምላኸ ንሙሴ ዘርኣዮ ይመሳሰል። ዘይተገዝረ ዝብል ቃል ዘይምህላው ደም ኪዳን ምስ ኣምላኸ ይውከል ነዚ ከውንነት ናይ ጎልያድን ዳዊትን ምስ ደም ኪዳን እንዳዛመድና ከንመሃሮ ከሎና ኣብ ሓደ ካብ ቀዳሞት ዝይተገዝሩ ጸላእትና ማለት ሓሳባትና ከንጸቅጥ ኢናጎልያድ ኣብ ልዕሊ እስራኤላውያን ናይ ሓሳብ ቦምብታት ይስንዱ ነበረ ፍርሕን ራዕድን ኣብ ልዕሊ እቶም ምስ እግዚኣብሄር ናይ ደም ኪዳን ዘሎዎም አስራኤላውያን ይፈጥር ነበረ ኣምላኸ ከኣ ናቶም ተዋጋኢ ነበረ። እዚ ከኣ ናይ ህይወት ሓቂ እዩ። ካብዚ እንጌራ እዚ ዝበልዕ ዘበለ ንዘልኣለም ከነብር እዩ እዚ ኣነ ምእንቲ ህይወት ዓለም ዝህቦ እንጌራ ከኣ ስጋይ እዩ ዮሃንስ ድሒሩ ከኣ ኣብ ጥቅሲ ቃሉ ስግኡን ደሙን ኣመሓላላፊ ናይ ኪዳን ከምዝኮነ ይዛረብ የሱስ እቲቃል ቀንዲ ጉዳይ ከም ዝኮነ ኣነጺርዎ እዩ የሱስ ግና ሰብ ካብ ኣፍ ኣምላኸ ብዝወጽእ ኩሉ ቃል ደኣ አምበር ብእንጌራ ጥራይ ኣይነብርን እዩ ዝብል ጽሑፍ እሎ ኢሉ መለሰሉ ማቴ መብዛሕቲኦም ሰባት ኪዳን ብፍላይ ድማ ናይ ደም ኪዳን ኣይርድኦምን እዩ። እዚ ናይ ኪዳን ተግባር እዩ እንተኮነ ዳዊት ነቲ ገጂፍ ሰብ ከቀትል ናይ ኪዳን ዝምድና ከኣትው ኣይደለየን ምከንያቱ ምስ ኣምላኸ እቲ ፈጣሪ ኪዳን ስለዝነበሮ። ንሱ ከኣ ከልቲኡ ሓንካስ ነበረ ዘልኣለማዊ ናይ ደም ኪዳን ነለባለባገለከክዩቲርዐቨኽ ናይ መፊቦሸት ስንከልና ምስሊ ነዚ ናትና መንፈሳዊ ስንከልና እዩ ትርጉም ስሙ ኣላዬዩናይ ምድንጋራትን ሕፍረትን ከም ሓደ ዝብትንን ዝሰባብርን ማለት እዩ ብግሉጽ ኣምላኸ ነዚ ስም አዚ ሓደ ንዮርሳሌም በጺሑ ምስ ንጉስ ናይ ደም ኪዳን ከም ዘለዎ ዝተረድአ ኩሉ ዝሓለፈ ሕፍረት ንዘልኣለም ከም ዝእለየሉ ከርእየና እዩ ተጠቂምሉ ሕፍረት ቀታሊ እዩ ምከንያቱ ኣንጻር እቲ ኣምላኸ ከትኮኖ ዝሰርሓካ ስለ ዘታልል ሕፍረት ንኩሉ ነገራትካ ኣጥቂዑ ፈጺምካ ብቁዕ ወይ ንፉእ ከም ዘይትከውን ይነግረካ ገለ ሕማቅ ነገር ጌርካ በደል ከስምዓካ ይከእል እዩ ግን ኣምላኸ ናብ ሕፍረት ኣየቃልዓካን እዩ። እዚ ከኣ ጸጋ እዩ። እዚ ብከመይ ይሰርሕ ኣብዚ ተገሊጹ ኣሎ እብራውያን ዝካ ከምዚ ይብል እምነት ነቲ ብተስፋ እንጽበዮ ነገር ከም አእንረከቦ ዜረጋግጽ ነቲ ዘይረአ ነገር ከኣ ከም ዘሎ ዘረድእ እዩነቶም ናይ ቀደም ሰብውን ብእምነቶም እዩ ዝተመስከረሎም ተስፋ ዝምድናና ምስ ኣምላኸ ኣብ ቃሉ ምስ ዝገለጽናዮን ብሕጂ እንገልጾን ከእለት ዝምድና ተሓዊሱ ኣምላኸ ቃልዘርኢ ኣብ ልብና ከዘርእ እዩ ብከምዚ እዩ ዝሰርሕ ብሓይሊ መንፈስ ቅዱስ ኣዚኩም ብተስፋ ምእንቲ ከትህብትሙስ እቲ ዝኣመንኩምዎ ናይ ተስፋ ኣምላኸ ኩሉ ሓጎስን ሰላምን ይምላእኩም ሮሜ እቲ ዘርኢ እንታይ ከምዝውከል ከትፈልጦ ወይ ዘይከትፈልጦ ትከእልኢካ። ብመጋረጃ ሓሊፉ ከኣ ናብታ ውሽጣዊት መቅደስ እትበጽሕ እያ ንስካውን ከምኡ ግበር እሞ ነቲ መብጽዓ ከትወርስ ኢካ ዘልኣለማዊ ናይ ደም ኪዳን ነለባለባገለከክዩቲርዐቨኽ ምዕራፍ ናይ የሱስ ደም ዝፈሰሰ ንመንፈስ ቅዱስ እዩ እግዚኣብሄር ንሰብ ዝፈጠሮ ምስኡ ሕብረት ከገብር እዩ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ከምዚ ዝብል ንረከብ ብዘይ ናይ ደም ኪዳን ምስ እግዚኣብሄር። ዘልኣለማዊ ናይ ደም ኪዳን ነለባለባገለከክዩቲርዐቨኽ ኣብ ዮሃሃንስ ከምዚ ይብል። ሽዑ ብቆንቆታት ተዛረቡን ተነበዩንግብሪ ሃዋርያት ካልእ ከኣ ጴጥሮስ ንዘይኣይሁዳውያን ወንጌል እናሰበከ ዘጋጠሞ ጴጥሮስ ገና እዚ ቃል እዚ ኪዛረብ ከሎ ኣብቶም ነቲ ቃል ዝሰምዕዎ ኩላቶም መንፈስ ቅዱስ ወረደ እቶም ካብ ወገን ግዝረት ዝኮኑ ምስ ጴጥሮስ ዝመጹ ኣመንቲ ብቆንቆታት ኪዛረቡን ንኣምላኸ ኬመስግኑን ሰምዕዎም እሞ ኣብ ኣህዛብ ድማ ህያብ መንፈስ ቅዱስ ስለዝፈሰሰ ተገረሙ ግብሪ ሃዋርያትነ ጳውሎስ ኣብ ኤፌሶን ዘላ ቤተክርስትያን ከባረኩ ጸለየሎምኣብቲ ህሉው ናብርኦም ህላወ ናይ እግዚኣብሄር ከስተማቅሩ ደለየ እሞ ነታ ንፍልጠት ሕልፍ እትብላ ፍቅሪ ከርስቶስ ከትፈልጥዎ ከሳዕ ኩሉ ምልኣት ኣምላኸ ምእንቲ ከትመልኡ አጽሊ አሎኩ ኤፌሶን ካብ ምሱእነት ናይ መንፈስ ቅዱስ ዝከልከለና ብዙሕ መሰናከላት ኣለው እየ ዝኣምን እቶም ቀንዲ መሰናከላት ትዕቢት ያዕቆብ ልምድታት ናይ ሃይማኖት ማርቆስቫ ፍርሒ ሉቃስክበ ምጥርጣር ሉቃስቨ ዘይብቐዕነት ሉቃስክቫ ካልኦት ገዘፍቲ መሰናከላት ብምሉእ ነብስካ ንእግዚኣብሄር ዘይምውፋይ ገለ ሓጥያታት ኣብ ህይወትካ ዘለው ዘይምግዳፍ ዘልኣለማዊ ናይ ደም ኪዳን ነለባለባገለከክዩቲርዐቨኽ ብቃል ኣምላኽ ተኣዚዝካ ዘይምንባር ኣብ ህይወትካ ሰረት ናይ ሰይጣን ኣብ መንፈሳዊ ጠባይካ ምህላው ድሌታትካ ከትረከብ ናብ ካልኦት አማልከቲ ምካድ ንእግዚኣብሄር እንታይ እዩ ንዓካ ዝጠቅመካ ኣርእየኒ በሎ መንፈስ ቅዱስ ከልተ ኣገደስቲ ነገራት ከገብር ኣብ ህይወትካ ድሌት ኣለዎ የሱስ ናይ ብሓቂ ምኮኑ ከፍልጠካን የሱስ ከኣ ምሱእ ከገብረካን። እዚ ከኣ ናይ እግዚኣብሄር ጠባይባህርይ እዩ። ምስከር ኣምላኸ ካብኡ ይበልጽ እዩ ብወዲ ኣምላኸ ዚኣምን እቲ ምስከር ኣብ ውሽጢ ኣለዎ እቲ ንኣምላኸ ዘይኣምን ነቲ ኣምላኸ ብዛዕባ ወዱ ዝመስከሮ ምስከር ስለ ዘይኣመኖ ንእኡ ሓሳዊ ገይርዎ ኣሎ ዘልኣለማዊ ናይ ደም ኪዳን ነለባለባገለከክዩቲርዐቨኽ ከ ኣምላኸ ናይ ዘልኣለም ህይወት ከም ዝህበና እቲ ምስክር እዚ እዩ እሞ እዛ ህይወት እዚኣ ኣብ ወዲ ኣላ እቲ ወዲ ዘለዎ ህይወት ኣላቶ ወዲ ኣምላኸ ዜብሱ ህይወት የብሉን ንኣካትኩም ብስም ወዲ ኣምላኸ እትኣምኑ ዘሎኩም ናይ ዘለኣለም ህይወት ከምዘላትኩም ምእንቲ ከትፈልጡ ኢለ እየ እዚ ጽሒፈልኩም ዘሎኩ ከምቲ ፍቃዱ ጌርና ሓደ ነገር እንተለመናዮ ይሰምዓና እዩ እቲ ኣብኡ ዘሎና ትብዓት ድማ እዚ እዩ ኣብ ዝኮነ ግዜ ንኣንበሳ ከንርኢ ፍርሒ ኣሎና ነቲ ከፉእ ኣብ ሕልመይ ከምዘሎ ተሰሚዑኒ ግና እቲ ኣንበሳ ኣይጎዳእን እቲ ኩሉ ከፉእ ዝተሰመዓኒ እቲ ገንሸል ወይ እቲ ኣንበሳ አጥፊኦሞ እዮም እቲ ገንሸል ነቲ ከፉእ ኣጥፊኡ ናብ ባርኮት ቀይርዎ እቲ መስርሕ ናይ ምቅያር ከኣ ነቲ ኣንበሳ ሕጂ መራሒ ኮይኑ ዘሎ ፈጢርቻ ዝኮነ ኮይኑ ነዚ ምቅይያር ከትግበር ደም ናይ የሱስ ናይቲ ፈጣሪ የድሊ ነበረ እዚ እዩ ከኣ እቲ ዘልኣለማዊ ደም ኪዳን ነቲ ናይ ምስቃይ ግብረ መልሲ ከትመርጽ ትከእል ኢካ። ኣብ ምዕራፍ ። ሕጂ ኣብዚ ናይ መወዳእታ ምዕራፍ እቲ ቅዱስ ጽሑፍ ብዛዕባ እቲ ምስተንከርን ምስጢርን ዝኮነ ደም ኪዳን ካብ ኢሳያስ ምዕራፍ ከዛረብ ከንርእይ ኢና ኣብ መዝሙር ዳዊት እግዚኣብሄር ነቲ ምስጢር ናይ ደምኪዳን ዝቀልዓሎም ነቶም ዝፈርሕዎእዩ ዝብል።