Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convert to Pdf
  • Reading List
  • Summary
  • Audiobook
  • Search
  • Upload
  • myzon
  • Log in
  • Register
English  አማርኛ  Français  العربية  Portuguese
Book of the day

ጸሎተ ነቢያት ብትግርኛ.pdf


Advertisement
  • word cloud

ጸሎተ ነቢያት ብትግርኛ.pdf
  • Extraction Summary

መዝሙር መኃልይ ነቢያት ብትግርኛ ይ ጸሎተ ነቢይ ሙሴ ሽዑ ሙሴን ደቂ እስራኤልን ንእግዚኣብሔር እዚ ዚስዕብ መዝሙር ዘመሩሉ ንአግዚኣብሔር ኣዝዩ ልዑል ሰለ ዝኾነ ከኸብሮ እየ ኣምላኽ ኣቦይ እዩ እሞ ኣቱም ሕዝብታት ምሰ ሕዝቡ ተሓጐሱ ርከከ ጸሎት ሓና ኣደ ነቢይ ሳሙኤል ሓና ድማ ኸምዚ ኢላ ጸለየት ልበይ ብእግዚኣብሔር ይሕጐስለስ ኃይለይ ከኣ ብእግዚኣብሔር ልዕል ይብል። ኣምላኸ ኣቦታትና ዝኾንካ እግዚኣብሔር። ኃጢኣተይ ካብቲ ኣብ ገምገም ባሕሪ ዘሎ ሑጻ ይበዝኅ ኦ ጐይታይ ኃጢኣተይ ኣዝዩ ብዙኅ እዩ። ኣሜን ትንቢት ዮናስ ምዕራፍ ጸሎት ነቢይ ዮናስ ዮናስ ኣብ ከብዲ ዓሣ ኾይኑ ናብ እግዚኣብሔር ኣምላኸይ እናለመንኩ ኃጢኣት ሕዝበይ ከምዚ ኢለ ተናዘዝኩ አ እግዚኣብሔር። ይ ጸሎት ሠለስተ መንእሰያት ኩልኹም ፍጥረት እግዚኣብሔር። ንእግዚኣብሔር ኣመስግንዎ መዝሙር ምስጋና ዘምራሉ ንዘለዓለም ድማ ኣዚኸን ልዕል ኣብላአ። ኣገልገልቲ እግዚኣብሔር ኩልም። ንሱ ኻብ ዓዲ ምዉታት ኣውፅኣና ካብ ሞት ድማ ኣናገፈና። ንሳቶም ንመሰኪን ብሕቡእ ውሒጦም ኪሕጐሱ መዲቦም ነበሩ ንስኻ በፍራሰካ ንባሕሪ ረገጽካዮ እቲ ብዙኅ ማያቱ ኸኣ ዓፈረ። ኣነ ነታ እትመጽእ መዓልቲ ማለት ነታ እግዚኣብሔር ንጸላእትና ዚቐጽዓላ መዓልቲ ሃዲአ ኸጽበ አየ ኦም በለስ አኣይኪፈርን ኣታኸልቲ ወይኒ ፍረ ኣይኪህብን ኣውልዕ ኪጠልም ግርሁ ምግቢ ኣይኪህብን እዩ ኣባጊዕ ካብ ደምበ ኺጠፍኣ ኣሓውን ኣብ ደምቤታት ኪሰኣና እየን ኣነ ግና ብአግዚኣብሔር ከሕጐሰ ብኣምላኸ ምድኃነይ እልል ከብል እየ ልዑል እግዚኣብሔር ኃይለይ እዩ ንሱ ነእጋረይ ከም ናይ እራብ የደልድለን ኣብ አእምባታትውን ኪሕልወኒ እዩ። ድኅሪ ደጊም ሓደ እኳ ኣይኪዝክሮምን እዩ ንኣና ንሕዝብኻ አብዛኅካናኦ አግዚኣብሔርንሕዝብኻ ኣብዛኅካና ንወሰናት ሃገርና ድማ ኣርሓብካዮ በዚ ኸኣ ኸበርካ።

  • Cosine Similarity

ንእግዚኣብሔር ኣመስግንዎ መዝሙር ምስጋና ዘምሩሉ ንዘለዓለም ከኣ ልዕል ኣብልዎ ኣቱም ሰማያት። ንእግዚኣብሔር ኣመስግንዎ መዝሙር ምስጋና ዘምሩሉ ንዘለዓለም ከኣ ኣዚኹም ልዕል ኣብልዎ ኩልኹም መላእኸቲ እግዚኣብሔር። ንእግዚኣብሔር ኣመስግንዎ መዝሙር ምሰጋና ዘምሩሉ ንዘለዓለም ከኣ ኣዚኹም ልዕል ኣብልዎ ኩልኹም ሰማያውያን ኃይላት። ንእግዚኣብሔር ኣመስግንዎ መዝሙር ምስጋና ዘምሩሉ ንዘለዓለም ከኣ ኣዚኹም ልዕል ኣብልዎ ለይትን መዓልትን። ንአግዚኣብሔር ኣመስግንዎ መዝሙር ምስጋና ዘምሩሉ ንዘለዓለም ድማ ኣዚኹም ልዕል ኣብልዎ ብርሃንን ጸልማትን። ንአግዚኣብሔር ኣመሰግንዎ መዝሙር ምስጋና ዘምሩሉ ንዘለዓለም ድማ ኣዚኹም ልዕል ኣብልጾ ምድሪ። ንእግዚኣብሔር ኣመስግንዎ መዝሙር ምስጋና ዘምሩሉ ንዘለዓለም ድማ ኣዚኹም ልዕል ኣብልዎ ኣብ ምድሪ እትበሞሉ ኩልኹም። ንእግዚኣብሔር ኣመስግንዎ መዝሙር ምስጋና ዘምሩሉ ንዘለዓለም ድማ ኣዚኹም ልዕል ኣብልዎ። ንእግዚኣብሔር ኣመስግንዎ መዝሙር ምስጋና ዘምሩሉ ንዘለዓለም ከኣ ኣዚኹም ልዕል ኣብልዎ ቀላያትን ሩባታትን። ንአግዚኣብሔር ኣመስግንዎ መዝሙር ምስጋና ዘምሩሉ ንዘለዓለም ከኣ ኣዚኹም ልዕል ኣብልዎ ኣዕዋፍ ሰማይ ኩልኽኸን። ንአግዚኣብሔር ኣመስግንዎ መዝሙር ምስጋና ዘምሩሉ ንዘለዓለም ድማ ኣዚኹም ልዕል ኣብልዎ ኦ ሕዝቢ እስራኤል። ንአግዚኣብሔር ኣመስግንዎ መዝሙር ምስጋና ዘምሩሉ ንዘለዓለም ከኣ ኣዚኹም ልዕል ኣብልዎ ካህናት እግዚኣብሔር ኩልኹም።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Advertisement
Bottom banner

Download options | Convert to Pdf | Reading List | Advertise on dirzon

© dirzon | Terms of Service | Privacy | About | Services | Contact