Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convert to Pdf
  • Reading List
  • Summary
  • Audiobook
  • Search
  • Upload
  • myzon
  • Log in
  • Register
English  አማርኛ  Français  العربية  Portuguese
Book of the day

ናይ ምስጋና ህይወት (1).pdf


Advertisement
  • word cloud

ናይ ምስጋና ህይወት (1).pdf
  • Extraction Summary

ናይ ምስጋና ሕይወት ኣብ መጨርሸታ ዝብላ እምበኣር ዘይምምስጋንና ምኸንያት እቲ ዘሎና በረኸት ዋጋ ዘይወሃቦን ምስጋና ዘየድልዮን ጌርና ስለ እንሓስቦ እየ ኣይተመስግነሉን ደኣ ኮይንካ እምበር ብጥዕና ምህላውካ ካብ ኩፍእ ምስዋርካ ናይ እግዚኣቢሄር ሰናይ ነገር እዩ።

  • Cosine Similarity

እዛ መጽሓፍ እዚኣ ቅድሚ ሕጂ ካብ ዝተሓተሙ ፍልይ ዝበለት ኢያ እቲ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ቀዳማይ ኣስተምህሮ ብ ኣሕቲምናዮ ዝነበርና ከምኡውን ኣስተንትኖ ብዛዕባ ናይ ምስጋና ጸሎት ብዝብል ዝተሓተመ መጽሓፍ ብ ኣብ ኣደራሽ ቅዱስ ማሪቆስ ኣብ ገዳም ኣንባ ርዌስ ዝተዋህበ ትምህርቲ ብ ቤት ከርስትያን ቅድስቲ ማርያም ኣብ መሓረም አስከንድርያ ብተደጋጋሚ ዝተሓትመን ዝተዘርገሐን ኣምላኽ እንተፈቐደ ብህወይት ከኣ እንተጸናሕና ብፍሉይ ኣብ ናይ ምስጋና ጸሎት ኣብ ውሽጡ ናይ መጽሓፍ ሸውዓተ ጸሎት አኣግብያ ዘሎ ከም መዝሙር ሰለስቲኡ በረኸታት ከምኡውን ዎ ኣምላኸ መሓረና እንደገና መሓረና ናይ ኣስተንትኖ መጽሓፍ ክንሓትም ኢና ሞስኮ ናይ ምስጋና ሕይወት ምዕራፍ ሓደ ናይ ምስጋና ሕይወት እቲ ብናይ ምስጋና ሕይወት ዝነበር ሰብ ንሱ እቲ ሕያዋይ ንጽቡቐ ዘመስግን እምበር ዘይርስዕ እዩ። ብዙሓት ሰባት ንኣምላኸ ዘመስግንዎ ኩሉ ጊዜ ንግሆን ምሸትን ከምኡውን ኣብ ካልእ ኣጋጣሚታት ኣብ ከም በዓላት ከም ሓድሽ ዓመትኣብ ኣውደአኣመታት ወይ ከኣ ኣብ ህይወቶም ገለ ኣገዳሲ ዝኾነ ነገር እንኪጋጥም ጥራይ እዮም ናይ ምስጋና ሕይወት ናይ ምስጋና ሕይወት ግና ፍሉይ መለለዩ ወይ ዝፈልዮ ነገር ኣሎ። ምስጋና ብቐጻሊ ቅድሚ ነፍሲ ወከፍ ጸሎት ይኹን ኣብ ኩሉ ኣጋጣሚታት ዝቐርብ እዩ ናይ ምስጋና ሕይወት ምዕራፍ ሰለሰተ ምስጋና ንኹሉ ነገር ቤት ከርስትያን ግና ዋላ ኣብ ጊዜ ዕረፍቲ ናይ ዝኾነ ሰብ ካብ ምድራዊ ሕይወት ንሰማይ ዝግዕዘላ ዝግበር ጸሎት ግንዘት ብናይ ምስጋና ጸሎት ኢያ ትጅምር ። ኣብ ናይ ምስጋና ሸውዓተ ጸሎትና ከምዚ ኢና እንብል ኣብ ልዕሊ ኩሉ ኩነታትን ምእንቲ ኩሉ ኩነታትን ኣብ ውሽጢ ኩሉ ኩነታትን ነመስግነካ አለና ስለዚ እምበኣር ኩሉ ጊዜ ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ልዕሊ ሉ ኩነታት እውን እዩ ። ስለዚ እቲ ናይ ምስጋና ሕይወት ኣማኒ ሰብ በዚ ናይ ኣምላኸ ኣገላልጻ እዩ ዝጽዋዕ። ምስናይዚ እውን ኩሉ ነቐርቦ ምስጋና ብፍቕሪ ዝተሰነየ ከኸውን ይግባእ እቲ ካልእ ናይ ምስጋና ደረጃ ምስጋና ኩሉ ሳዕን ኣብ ልዕሊ ኩሉ ኩነታትን ዝብል እዩ በዚ ከኣ ሕይወት ወዲ ሰብ ናብርኡ ኣብ ኩሉ ጊዜ ብምስጋና ዝተመልአት ትኸውን ። ናይ ምስጋና ሕይወት ምዕራፍ ሓሙሸተ ምስጋና ኣብ ጊዜ ጸበባ ዝለዓለ ደረጃ ናይ ምስጋና ሕይወት ምስጋና ኣብ ጊዜ ጸበባ እዩ ስለቲ ካብ ጸበባ ዘድሓነና ንኣምላኸ ነመስግኖ ኢና እዚ ግን እቲ ዝተሓተ ናይ ምስጋና ዓይነት እዩ ። አመኑኒ ምስጋናና ስለቲ እንረኸቦ ጸጋታት ጥራይ እንተኾይኑ ፍቅርና ኣብቲ ጸጋ ዝሃበና ኣምላኸ ዘይኮነስ ፍቕርና ኣብቲ ጸጋ ጥራይ ዝተመርኮሰ እዩ ዝኸውን ኣብ ጸበባ እውን ይኹን እንተ ደኣ ንኣምላኸ ነመስግን ኮይንና ወይ ኣሎና ግን ፍቅርና ኣብኡ ኣብ ኣምላኸ ኣብቲ ወሃቢ ደኣ እምበር ኣብ ናይ ምስጋና ሕይወት ውህበታቱ ከም ይዘይኮነ ኢና ነግህድ ዘለና። እዚ ናይ ማእሰርቲ ጊዜ ንዮሓንስ ብርግጽ ካብቲ ዘሕጉስ ጊዜ እዩ ነይሩ ምስጋና ዝግበኦ ኩነታት ከኣ እዩ ነይሩ ብዝኾነ ጠመተና ኣብቲ ናይ ምስጋና ሕይወት ጸበባ ጥራይ ዝተሓጽረ ከኸውን ኣይግባእን እንታይ ደኣ ኪንዮ እቲ ጸበባ ዘሎ ተዳልዩልና ዘሎ በረኸት ኣርሒቕና ምጥማትን እቲ አዳልዩልና ዘሎ ብዙሕ ሰናያትን ከንርአእን ከንሓስብን የድሊ። ብርግጽ ከኣ ነፍሲ ወከፍ ምእንቲ ስሙ ዝመጽኣና ጸበባ ብድሕሪኡ ዘሎ ሰናይን በረኸትን እዩ ነቲ ጸበባ ንባዕሉ እኳ እንተ ዘየመስገንና ነቲ ብድሕሪ እቲ ጸበባ ዘሎ ከነመስግን ይግባእ እቶም ዓለማውያን ኣብ ዝተፈላለየ ናይ ሓዘንን ድኻምን ኣብ ዝወድቀሉ ጊዜ ናይ ምስጋና ስምዒት የጥፍኡ እዮም ። ንሶም ኣብ ውሸጢ ኩሉ ኩነታት እዮም ዘመስግኑ ኣብ ሃፍቲ ናይ ምስጋና ሕይወት ኣብ ድኸነተ ኣብ ጸበባ ኣብ ራህዋ ኣብ ጊዜ ሕማም ኣብ ጊዜ ጥዕና ብሞት ኮነ ብሕይወት ከምቲ ኣብዚ መርበብ ኣብ ካልእ መጽሓፍ ዝገለጽናዮ ኩሉ ዓላማኦም ምስ እግዚኣቢሔር ምልጋብ እዩ። ስለቲ ኣብ ከባቢኻ ዘሎ ባህርያዊ ተፈጥሮ ኣመስግን እግዚኣቢሔር ኩሉ ዘድልየና ምስ ፈጠረ ኣብ ሻድሻይ መዓልቲ ሰብ ዝፈጠረ ሰማይ ፈጢሩ ጸሓይ ወርሒ ከዋኸብቲ ጌሩ ናይ ምስጋና ሕይወት ኣወቂቡ ብርሃናት ድሕሪ ምግባር ኩሉ ሕጋጋት ስነተፈጥሮ ሰማያት ሰሪዑ ኣብ ንፋሳትን ዋዕን ማያትን ዘሎ ሕግታት ሰሪዑ ኣብ ምድሪ ይኹኑ ኣብ ሰማይ ከምኡውን ኣብ ባሕሪ ዘለዉ ኩሎም ፍጥረታት ፈጢሩ ንወዲ ሰብ ዝኸውን መግቡ ኣዳልዩ ንሓጎሱ ዝኾነ ድንቅ ጸባዌታት ዘለዎም ዕንበባታትን ፍዮሪታትን እምነ በረድን ኣዕዋፍ ሰማይን ዘዳለወ ኣምላኸ ከምስገን ኣይግባእንዶ እዚ ኩሉ ናይ ዕርፍቲ ምስ ኣዳለወ እዩ ንሰብ ዝፈጠርሮ እሞኸ መን እዩ ካብ ደቂ ሰባት ስለዚ ባህርያዊ ተፈጥሮ ምስ መላእ መልከዓ ዝገበረ ብዝግባእ ንኣምላኸ ዘመስገኖ ቅድስቲ ቤት ከርስትያንና ነዚ መንፈሳዊ ስልጠና ኣብ ጸሎት እታ ኣመስጋኒት እታ ጽቡቕ ነገር ዝፈለጠት ኢያ እቲ ኣቦ ካህን ኣብ ቅዳሴ ጎርጎርዮስ ከምዚ ይብል ንሰማይ ኣብ ላዕሊ ዘርጋሕካለይ ኣብ ልዕሴኣ ምእንቲ ከኸይድ ከኣ ንምድሪ ኣጽኒዕካያ ኢሉ ይጽሊ። ናይ ምስጋና ሕይወት ምዕራፍ ዓሰርተ ካብ ናይ ምስጋና ሕይወት ዕድላት ከም ግብርና ስለ ዘይፈድየና ነመስግኖ አዚ ከኣ ከምቲ ኣብ መዝሙር ዳዊት ተጠቼሱ ዘሎ ማለት እዩ እግዚኣብሄር ርሕሩሕን መሓርን እዩ ንኹራ ደንጓዩ ብሳህሊ ድማ ምሉእ እዩ። እቲ ዘገርም ግን እግዚኣቢሔር ካብኡ ንላዕሊ እዩ ዝገብረልና ናይ ምስጋና ሕይወት ዝግበኣና ዘይምፍራዱ ጥራይ ዘይኮነስ ሰናይ ነገር እውን ይገብረልና ከንደይ ጊዜ አዩ እስከ ኣብ ሓጥያት ኣብ እንወድቀሉ ናብኡ ዝጽወዓናን ንሱ ከኣ ዝሰምዓናን እሞ ከኣ ሓንቲ ኣበሳ ከም ዘይገበርናን ትአዛዙ ከም ዘይጠሓስናን ብምሉእ ፍቕሩን ርህራሄኡን ከየሕፈረ ዝምልሰልናን ከምኡ እውን ነቲ ኩፉእ ግብርና ጠቐሊሉ ረሲዑ ብሰናይ ይልውጠልና እሞ ብዛዕባ እዚ ከነመስግኖ ኣይግባእን ዶ ሓጥያቱ ዘስተንተነ ሰብ ከሳብ ከንደይ ኣጸያፊ ምንባሩ እንከሓስብ ፍቕርን ለውሃትን እግዚኣቢሔር ኣብ ልዕሌኡ ዝተገብረሉ ምስ ረኣየከምኡውን ስለቲ ዝሰርሖ ኣብ ቅድሚ እቲ ጻድቕ ፈራዲ ናጻ ብኺኑ እቲ አብ ውሽጡ ዝነበረ ኣንነት ከመይ ኣቢሉ ከቅጽል ይኸአል ኒ። ሓዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ ብዛዕባ እቲ ኣብ ስግኡ ዝወግኦ ግራጭ ከእለየሉ ሰለስተ ጊዜ ምስ ጠረዐ ኣምላኸ ንጸሎቱ እዌታ መልሲ ዘይኮነስ ጸጋይ ይኣኸለካ ቆረ ዝብል መልሲ እዩ ዝሃቦ ናይ ምስጋና ሕይወት ብርግጽ ንሕና ደቂ ሰባት ድኹማት ከም ምኺንና መጠን ጥዕና ኢና እንልምን እንተኾነ እቲ ዘርብሓና እንታይ ምኺኑ ኣይንፈልጥን ኢና ሕማም ኣብ ምድሪ ከድከመና ይኽእል እዩ እንተኾነ ግን ናብ መንግስቲ ሰማይ ንምእታው ደጋፊ እዩ። እዚ ትምከሕቲ እዚ ዋላ እኳ ኣብ ዓይንና ጻድቃናት ኮይኑ እንተ ተሰመዓና ጸጋ ካብ ናይ ምስጋና ሕይወት እግዚኣቢሔር ንኸይንቕቅበል ካብ ዝገብረና ዓቢ ምኸንያት እዩ። ራኢ እሞ ኸ ደኣ ፍቹራተይ ነዚ ፈቃር ጐይታ ስለዚ ኩሉ ምስጋና ኣይግባእንዶ ናይ ምስጋና ሕይወት እዚ ዝረኣናዮ መብጸዓ ኣብ መወዳእታ ዘመን ዝፍጸም እዩ ካልእ ግን ዋላ ኣብዛ ምድሪ እውን ቃል ኣትዩልና እዩ ከሳብ መወዳእታ ዓለም ምሳና ከም ዝኸውንን ከም ዘይፍለየናን ቃል ኣትዩልና እዩ እሞ ነመስግኖ። እዚ ማለት ከኣ እምነት ኣብ ኣምላኸ ማለተይ እየ ብዘይከኣ ፈጺምና ናብ ናይ ምስጋና ሕይወት ከንበጽሕ ዘይከኣል እዩ እምነትና ኣብ ኣምላኽ ከም ገባሪ ሰናያትን መፍቀሪ ሰብን። እግዚኣቢሔር ከኣ ኩሉ ስለዝፈልጥን ዝኸአልን ንኹሉ እኩይ ነገር ካብ ዘዘምጽኦ ብምቁጽጻር ጠጠው የብሎን ካብቲ መዓት ይባልሀካን ስለዚ እምበኣር እግዚኣብሔር ስዲ ወይ ደረት ኣልቦ ናጽነት ኣይኮነን ዝህበና ከምኡ እንተዝነብር ኩልና ምጠፋአና እምበር ብሕይወት ኣይምሃለናን እግዚኣብሄር ምሳና እንተ ዘይነብር ሰብ ኪትንስኡና ኸለዉሓርቐቶም ኣብ ልዕሴና ኺነድድ ከሎ ሽዑ ብሕይወት ከሎና ምወሐጡና መዝ እግዚኣቢሔር ካብ ከፉኣት ሰባት ከጎድኡኻ ከመጽኡ እንከለዉ ናይ ምስጋና ሕይወት ስለ ዘድሕነካ አምበኣር ንኣምላኸ ኣመስግኖ ግብ እዚ እቲ ካብ ብወገን ናይ ሰባት ኩፉእ ነገር እዩ ሰይጣን እውን እንተኾነ ድላዩ ናይ ምግባር ዘይተወሰነ ስልጣን የብሉን። እሞ ንኣምላኸ በዚ ኩሉ ነገር ኣይነመስግኖን ዶ ኣብ ኩሉ ሽግራቱ ከምዚ እናበለ እዩ ናይ ምስጋና ሕይወት ዝዝምር ዝነበረ ንእግዚኣብሄር ኩሉ ጊዜ እባርኾ ውዳሴኡ ንሓዋሩ ኣብ አፈይ እዩ። ነቲ እተገብረልኪ ሰናይ ኩሉ ኸኣ ኣይትረስዒ መዝ ንሱ ኣብ ኩሉ ጸገማቱ ንአግዚኣቢሔር እዩ ዝውድስ ነይሩ ትምህርቲ ካብ ሕይወት ነብይይ ሙሴ ሙሴ ካብ ምቕታሉ ብምፍራህ ኣብ ዘንቢል ተኸቲቱ ናብ ባሕሪ ምድርባዩ ዘጸ እዚ ህፃን እዚ ወዲ ስድራ ፈርኦን ኮይኑ ኣብ ሓደ ብሉጽ ኣዳራሽ ንኸዓቢ መን ዝሓስቦ ነይሩ እዚ ከምስገን ዝግበኦ ሓለዋ እግዚኣቢሔርዶ ኣይኮነን ከምኡውን ምህዳም ናይ ሙሴ ናብ ምድረበዳን ኣብኡ እግዚኣቢሔር ከግለጸሉን ኣብ እትነድድ ቆጥቋጥ ኮይኑ ዘጸ ንህዝቢ ንምድሓን ከጽወዖን ዝዓበየ ነብይይ ካብ ነበያት ከም ዝኸውንን መን ዝሓሰቦ ሰብ ነይሩ እዚ ቫሉ አቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ከምዚ ዝብል ተጻሒፉ ዘሎ እዩ ዘዘከረና ካብ መጀመርታ ነገር መወዳእታኡ ይሐይሽ መከ እምበኣር እቲ ናይ ምጅማር ሽግራት ዓቐሊ ከጽብበልና ዘይኮነስ ፍጻሜኡ እንታይ ከም ዝኸውን ንቅድሚትን ናብ ፍጻሜኡን ከነቋምት ናይ ምስጋና ሕይወት ይግባእ ። ናይ ምስጋና ኣብነት ካብቲ እሱር ሓዋርያ ጳውሎስ ሓደ ሰብ ኣብ እሱርቤት ኮይኑ ከመስግን ይረኣየካ ዶ እወ እቲ ኣማኒ ሰብ ኣብ ዝኾነ ነገር እዩ ዘመስግን ። ናይ ምስጋና ሕይወት ምጉርምራም ሓደ ካብቲ ምስጋና ዘጥፈኣልና እዩ ኣብ ገለ ሰባት ምጉርምራም ናብ ናይ ኣአምሮ ሕማም እዩ ዝቅቕየር ስለዝኾነ ድማ ኩነታቱ አንታይ ይሃሉ ብዘየገድስ ኩሉ ጊዜ ኣብ ምምራርን ምድላይን ምጉርምራምን ይነብር። ናይ ምስጋና ሕይወት እምበኣር ኣነ ደኣ እየ ጸረ ነፍሰይ እምበር ኣምላኸስ ኩሉ ጊዜ ሰናይ ምስ ገበረለይ እዩ ስለዚ ከኣ እየ ኣብ መደብን ጥበብን ኣምላኸ ከእመን እምበር ኣብቲ ፍልጠቱ ድሩት ዝኾነ ባህሪ ሰብ ክውከል ዘይብለይ ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Advertisement
Bottom banner

Download options | Convert to Pdf | Reading List | Advertise on dirzon

© dirzon | Terms of Service | Privacy | About | Services | Contact