Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ሀ ካልኦት ዕዮታት ዓናቐጽ ዓንቀጻውያን ቅጽላት ሊላ ገሰብላያ ብድንገት ወጠረቶ ጳርእሰታዊ ቅርጺ ዓንቀጽ ገሱ ብውሮዝይ ዝበለ ዕሏ አምልሻላ ከሎ ከላ ኣይፋሉን ጋመይ ላሎኒ ግን ቁሩብትለይ ላብ ገዛናሰ ውሕልነት ሰለ ዝሰላጳንኩኘ በለ ሳ ትቐብል ላቢሳ እንታይ ድጳሽ ይጐድለናሎ ጳቐድም ላቢልካ ድጓኽ ሰለምንታይ ዘይትነግረናኻ በለቶ ገሱ ድማ ቀጺሉ ኣዋኑ ሰሳ ዘይበጽሐ እንተ ነገርኩኹምውን ሰለ ዘይተድህቡሉኙሊሉ ቅድሚ ዘረብሉ ምውዳጳ ንሳ ወሲኻ ሏላይ ድንቂ በል ሕጂ ዓ ገሰኻ ንባዕልኻ ተገሰለሞ ቀልሰ ከላ። የዳዊት ልድ ሰሎሞ ናይ ዳዊት ወዲ ሰሎሞ ሰሉሞን ወዲ ዳዊት እዳለው ከም ዝበሎ ከም ዝበት እዚ ሕጂ ዝዝውሇር ዘሉ ትግርኛክሰ ክምዚ ላብ ላብነት ዝቐረበ ቐደዩድ ትግርኛሽ ላይኩነን ድዩእዚ ላጳበሳልሃሺ ቿንቋ ትግርኛክሰ ደርጋ ሃንፈጽ ቋንቋ ላጳምሕርኛ ገይሩዶ ላይባልሆንፔ በዚ ትሕዝቶቪሽኽ ቋንቋ ትግርኛ ብሓፈሸኦም ብዘይካ ረጸቲ ዓናቐጽን ገለ ሒደትውን ላብ ከለላ ሓገዝቲ ዓናቐጽ ዝርክቡ ገዲፍካ ኩሎም ላብ ላጳርጳሰታዊ ባህሮም ብም ሳድሰ ምስ ጀመሩ ክልተ ፊደላት ጥራሕ ላብ ልዕሊ ም ዝውሰኹ ለቲ ደርቃዊ ማለጳክሳይ ፊደሎም ከላ በነባቢ ራብዕ ጥራሕ ኩይኑ ብግዜ ሪባሕታ ላዕማዱ ዝለሳዋውጦም ፊደላት ሰለ ዝውሕድዎ ባዕዳውያን ፊደሳት ላጳወሲኹ ክንበቡ ዘምርጾም ዓቀጻውያን ቃሳትኙም ገመሬድጴ ምባልምሓዝምኻድምሻን ወዘተ። ሸዑ ላብ መላጳዲ ላጳብያተ ትምህርታት ኮፍ ሊልና ከሎናው ተመያይጥናሉና እቶም ሸዑ ዝነበሩ ግዱሳት መምህራና ነቲ መግሃሰቲ ቋንቅኦም ግዲ ላሕዚኑዎም ኩይኑ ገለ ጸሑፍ ከይደፉ ምጥፋኦምውን ዘሰደምም ነገርኙ ዝኹነ ኹይኑ ሸዑ ንሳቶም ባዕሳቶም ቀጺሎም ክትርኹልና ከለው ከምዚ ዝሰዕብውን ይብሉና ነይሮምኙም ጥንቲ ብዘበን እቲ ላጳኽሱማዊ ዋዕላ እዚ ኢጳደባዊ ዓንቀጽ ዝብል መደብ ፊጺሙ ላብ ላጳእምሮችም ቀየሰቲ ዝነበሩ ተሳተፍቲ ጳቦታትና ላጳይነበረኙዩ ንሕና ኸክላክመይ ሊሉሽ ድላ ማዕበለ። ኋንሆ መጸሓፍ እንሆ ወንጌል እንተ ተባህሰ መን ተርጎሞ መጽሓፍ ኀልክለ ዝብል ጸርፊ ተሰንዘሪሉ ሓደ ካብቶም ገዳማውያን ቀሳውሰቲ ቅድም ብዐ ጳቢሎም በቲ ዝተማህርዎ መንፊሰ ተደሪኾም ሓደ መጸሓፍ ሰዋሰው ትግርኛ ዝብል ጸዳሓፉ። ፅለእቶም ላብ ሓጽር ዝላተው ሓደ ዝዓይነቶም ረባሕታ ዝተጠቐሙቸም አቲ ንቐዳማይ ላካል ጳነ ዘገልግል ቃል ብ ይ እምበር ከም ትእዛዛዊ እዋን ወይ ላዛማዲ ዓንቀጽ ብ ጳ ላይድጅምርንቹ ነዚ ተጠንቀቐትኻ። ወሲድና ላብ ኩሎም እዋናት ተግባራት ዓናቐጹ ብገቢር ዓምዱ ምሰራዕ ገክላልኝ ጳብቲ መደባቱ ካብቲ ላርለሰታዊ ዓንቀጹ ክንደይ ዝላክል ከም ዝተላወጠ ወይ ክም ዝተመሓየሸ ድማ ላሰተውዕለሉኻ።
ለረግ ሕጊ ጳደባውያን ዓናቐጽ ምሰ ፈረሰሽኸ ነቲ ዘምጸኦ ሰበብክሰ ገምኳኑ ዘርዚርካ ይውዳእ ዶኹንቹ እረ እቲ ጌጋና ላበይ ክም ዘሎ ምሰ ተሓበረልናሽክ ብተገድሶ ተረዲእና ምእራሙዶፇ መገዲ ጥበብ ላጳይኩነንኙፔ ለ ተውሳኽግሰታት መሰተጻምራት ደመት ሓደ ቋንቋ ዝውሰን ብውሕልነት ብሕልፊ መደባት ተውሳኽግሰታትን መሰተጻምራትን ብግቡእ ክዝውተሩ ከለዉ ምኳኑኳ ካብ ምሁራትን ፈለጥቲ ቋንቋን ሰዉር ላይኩነንቼ ብሰንኪ ምምሳን ቋንቋ ትግርኛ ግን እቲ ዝኽፍለ ዝሓየላ ሕንፍሸፍሸ ላብዞም መደባትቪላቶምቹ ሎሚ ዝዝውተር ዘሉ ብፍላይኳ ድላ ላብ መሰርዕ መሰተጻምዳውያን ቃላት ወይ ፊደሳት ዝወረደ መድሃሽክቲ ብዘይመጠን ሓይሉ ሰርዓትን ባህርን ቋንቋ ትግርኛ ንባህሪ ቋንቋ ጳምሕርኛ ጳቢሉ ዛዝዩ ላብ ክንዲፒ ቀደም ዝነበረ እሩም ትግርኛክሰ እዚ ሕጂ ዝዝውተር ዘሎ ካብ ላምሕርኛ ዝጫለደ ዘይግርኑብ ቅደድ ትግርኛ ግለዝይብል ነበረ ይብሃል ብዘይመጠን ገኒኑ ዝርለ ዘሉ ገለ ካብቶም ተላጳፈፍቲ ንጳብነት ጳባይ ናባይ ላብ ናብ ላበይ ናበይ ወዘተ ሕድሰ ካን ተሓዋዊሶምም ሓያትሎይ ላብ ምድሳው ሰነጽሑፋት ዝርክቡ ሰባት እቲ ጉድለቶም እንተ ተነግሮም ክላ ይሽፍኦም የጥዖምንምሦበር ላብ ልቡ ተመሊሱ አሰኪ ወደይ ከመይክ ነይረኻቫኻ ትብል ዘሎኻ። እዚላቶም ብዘይመጠን ተረርቲ ጩጨራሕቲ ላእወይተ ሰሜት ላጳዛዛይ ሽገልጹጽ ሰምቲ ሰማዓይ ዝቐይሱዎም በዚ ባህሮም ድማ ሊላጳደባውያን ዓናቐጽ ላብ ቅዱም ሕትፍ ጳዋን ተግባሮም ብረባሕታ ዓምዲ ገቢር ጥራሕ ብዘይመጠን ተሪሮም ዘድምሩ ክንገሶም ላብ ካልጳ እዋን ግ ሓሓሲፎም ላብ ማእከልን ምናልባት ከላ ላብ መወዳእታ ዓናቐጽን ጥራሕ ከክም ውሻላት ናውቲ ማሕረሰ ዝዝውተሩ ላነባብያን ፊደሳትምበር ፈጺሞም ላብ ምድማር ረባሕታ ላዕማድ ላጳደባውያን ዓናቕጸጽሰ ዘይርከቡ ላብ ተራ ቋንቋና ድማ ካብ ላብ ሚእቲ ጥራሕ ህልዋቶም ዘርጳዩኙም ላጳነባቢ ሳልሰ ላብ ትርን ምጭራሕን ምእዛዝን ብሊላደባውያን ዓናቐጽ ዝኹኑ ቃላት ጥራሕ ክዝንብል ክከሎዱ ሓሓሏፉውን ተጻያዋ ትርኙም የኽክትልኾቹ ላጳነባቢ ሓምሰ ከላ ብመሰረቱ ገፊደል ኘ ግለዝ ካብ ማጸክል ሓደ ቃል ክውሕጥ ጥራሕ ዝተማህዘላጳነባቢኽኙ በዚ ግዜና ዝርለ ዘሎ ሓደ ዓቢ ጉድለት ግን ኩሉ ቅድምበነባቢ ሳድስ ዝነበረ ነነባቢ ሳልሰ ምቐያር ነቲ ቀደም ብተነባቢ ፊደል ግእሽ ዝነበረ ድማ ነነባቢ ሓምስ ምቐያር ነቲ ቀደም በነባቢ ራብዕ ዝነበረውን ብተነባቢ ግእዝ ጳናተቐየረኘኙ ዘሉ። ላብ ቋንቋና ሓደ ሰብ ንገለነረር ለጳንተ ላጥረየ ወይ ለእንተ ወነነ ነቲ ዘጥረዮ ወናኒሉ ከፍልጥ ወይ ውርሰነቱ ክሕብር ሊሉ ነቲ ተጠራጾ ነገር ሰም ምሂዙ ይጽውዖኾ እቲ ላሰራርዓን ላጳጸዋውዓ ሰሙ ድማ ነቲ ዘውዳጸላሱ ህያብ ሰሙ ላቐድም ላጳቢሉ ሰም ወናኒሉጵ ብምውሳኽ ጥራሕቹዩ በዚ መገዲሺ መንነታዊ ሰሙ ወይ ላጳመልካቲ ወራሰነቱ የረጋግጽ ጳሎ ማለትኾ ንመረድሊ ብእሩም ትግርኛ እታ ግራት ደቂ ጎደፋይ እዚ ድኳን ጳደም ተን ጳጣጳ ሰዒድ ተባሂትኙ እቲ ተወናኒ ነገር ቀደም ዝዝውተር ዝነበረ ሕጂ ግእዚ መደብ ውርሰነትቪ ፈሪሱለ እታ ናይ ደቂ ጎደፋይ ግራት እዚ ናይ ጳደም ዱኳን እተን ናይ ሰዒድ ጳጣልጳ ወዘተ ይዝውተር ላጳሉ ከምዚ ላጳሰራርዓዚ ገይርካ ቿንቋ ትግርኛ ክከትሰርዖሽሰ ወይ ብላፍ ክትዛረብሱሰ ደርጋ መርድእ ሓመድ ድበሉ መግነዝቱ ውርደቱ ሃገፈጽ ወይ ቀጥተኛ ትርጉም ጳምሕርኛ ምግባሩዩ ብርግጽ ካብ ቋንቋ ላምሕርኛ ሓድሓደ ዘድልዩና ቃላት ምልቃሕሰኳ ሕማቐ ላይኩነንዩ ግሪ ግንክ እቲ ላጳሰራርዓ ላጳመዳድባን ሰዋሰው ቋንቁኦም ምሰቲ ቋንቋና ከነመዓራርዮ ሊልና ትርጉም ተለጣፊት ዝኩነት ኘ ፊደሉም ካብኦም ተለቂሕና ላብቲ ቋንቋና ቦታ ውርሰነት ምምጣሠ ገሳ ከላ ልባሳ ቀይራ ከም ናይ ዝብል ቃል ኩይና ነቲ ትሕዝቶ ቋንቋና ላጳብኹዓናጽ ተሓትሎን ተጭኦንምበሮ ምገም ዝዓይነቱ ሓገዝሰ ላይተበርክትንያ ዘላ ነቶም ላመዛዚኖም ነዘን ክልቲለን ቋንቋታት ፈልዮም ዝፌፊልጡ ምሁራት ሰባትክሰ እዚ እንታይ ማሰት ምኳኑሲ ግሁድኽ ነቶም ንቿገቋ ትግርኛ ብቐንቋ ላምሕርኛ ምሕዋሰ ዝለመዱ ላብ ቤት ትምህርቲ ኮፍ ሏሎም ሰዋሰው ቋንቋ ትግርኛ ክምሃርዎ ዕድል ዘይረኸቡ ግን ነቲ ቅደድን ን በር መአ ነቓዝን ትግርኛ ጥራሕ ዝፈልጡ ሰባት እዚ ከም መጽፋዕቲ ጳደንጻዊኦምቕኙ በዚ ምሽክንያትቪ ድማዩ ላብቪ ለዋንቪዚ ዝተደርሰ መዝገበ ቃላት ይኹን ወሳ መጻሕፍቲ ወይ ከላ መጽሔታትን ጋዜጣታትን ጳንቢብካሰ ዘይትርድኦምን ላጳንባቢውን ዘይረኽክቡን ዘለዉ። ካብቲ ግቡእ መደቡ ምፐርባጥ ወይ ምዝንባል ዘኽትሎ ሰበብክሰ ብዋዛ ወይ ብሸለላልታ ዝርለፉ ይመሰል ላሉ ወይ ድማ ሰገገሲ ዛብ ሃደንታ ክትሕባእ ክትብልለሰ ነቲ ርእሳ ጥራሕ ላብ ሑጻ ትውትፍ ዝብሃል ባህሊ ላይሓዝካኙ ላሰተውዕል ኻ ካብ ምዕራፍ « ወገነቓሳት ዖይለላጽ ዐዞ ያኛር ላብ ትግርኛ ካብ ካልኦት ቋንቋታት ዝተፈልየ ጳመዳድባን ላሰራርዓ ወነቻላት ይረላይዎኞኙም ሰለዚ ድማኘ እቶም ወገነቓላቱ ላብ ዓሰርተ በበይኖም ዘይቀራረቡ ክፍልታት ክወጋገኑ ዚድሰዮም ዘሉ ንሳቶም ድማ «ወጦ ወጎንነት ወሎም ርህ ተውላጠሰም «ሪቱ ቅጽል ተውሳክገሲ መሰተጻምር መሰተዋድድ ፅቃለላጋንኖ መላሃዝ በዐ ዓንቀጽ ዝብሃትኾኞም ልዕሷ እዚላቶም ፍሉይ መደብ ወገነቓለ ዝግብኦምኳ ጸንተሹኹኑ ግዜሉ ግ ምሰቶም መመሳሰልቶም ተሰሪዖም ቀሪቦም ላጳለው ገሳቶም ከላ መጻክሰ ጻምረወሳኒ ረጸንቲ ዓናቐጽ ወዘተ ዝብሃትሱዮም ንነፍሲ ወክፍ ክፍሏ ረርጳሱ ዝኽላለ መግለጺ ተወከሰኻ ምፖዕራፍ ጳመልካቲ ወሳንነትን ፀጠር« ዐዖ ዐይ ደለጮ ጻምረወሰንትን ርዕዖዐዐጽ ዐይዖዕለሃ ላብ ቋንቋ ትግርኛ እዚ መደብ ሓደ ፍሉይ ርእሱ ዝኽላለ ክፍሲ ይግብኦዩ ብሕልፊ ሰም ዝኹነ ቃል ላብ ቋንቋ ትግርኛ መብዛሕትሉ ግዝያት ብወሳኒ ዝብሃል ሓደ ቃል ይፍለሰምቹኋቲ ቦታፒ ብኻልኦት ገላ ወነንቲ ዝኹኑ ቃላት እንተ ዘይተታሒዙ ኸላ ብዘይ መጠን ጸጳቲ ላጳድሳይነቱ ግሁድኙ ጳቲ ምርጫ ሓድሓደ እዋን ምናልባት ላብ መንጎ ዘይውሱን ላመልካት ዕሠመለርርኸጩ ውሱን ላመልካትን ዕሥ ለደርሂ« ዘሎ ምሰሕሓብ ይሽውንኙ። መኪናን ክልብን ልብ ክንዲ ሓንቲ መዚኪና ሓደ ክልብን ሓበፌታ ዬ ብመልክዕ ካልኦት ቋንቋታት እዚ መደብዚ ምሰ ቅጽል ወይ ተውሳጠሰም ከውገን ዝግብኦ ዝብል ሓሳብ ቀደም ብገሏኦም መምህራን ቋንቋና ይሕበረልና ነይሩዩ ካለኦት መምህራን ግን እዚ መደብዚ ምሰዞም ዝተባህት መደባት ሓድሓደ እዋን ሓቢርዎም ብኻልእ ግዜ ግን በይኑ ሰለ ዝሰርሕ ምርሉይ ባህሪውን ሰለ ዘርሊ ሓደ ርእሱ ዝኽላለ ወገነቓላት ሰዋሰው ሒዙ ላብ ትግርኛ እንተ ተፈልጠ ውሕልነት ኩይኑ ብዙሕ ምጥልለሳላሳፋት ልሳናትውን ከም ዘቃልል የዘኻክሽሩና ነይሮምኙም ላብዚ ዕዮዚ ኸላ በዚ ካልላይ ሓሳብቪኾኙ ተወጊኑ ዘሉ ዴ ብዘይ ግቡእ መሰተጻምራዊ መሰርዕ ዝወሰዱ ትርጉም ጳልቦ ዝኹኑ ቓላት ከም ናብ ሣይ ዝተባህት ነዚ መደብሺ ክም ሕማም ለጻይቶ ኩይኖም ነም ኩሎም መደባቱ ይቐርድድዎምምሞፓ ላጳብቲ ዕዮኻ ላትዮም ከየዕገርግሩኻሽሰ ተብጠንቀቐሎም ደላ ቫ ገመረድሊ ብዘይግቡለ ዝዝውተር ዝሓሸ ፈ ናይዚ ወርሒ ጂ ዝበለጸት ሰእሊ እታ ዝበለጸት ወርሓዊት ሰእሲሏ ዝበሰጸት ሰእሏእዚ ወርሒ ቪ ራ ናብ ድምጺ ሓፋሸ ዝሰለጳእሽ ድራ ልቲ ንድምጺ ሓፋሸ ዝሰለላሽ ውሱን ጳመልካቲ ውሱን ጳመልካኣቲ ኩልሳዕ ነቲ ዝትረሽኸሉ ዘሎ ሰማዒ ዝኹነ ሰብ ዝተፈልጠ ነገር ዝሕብር መደብኙ ሓደ ፍሉይ ባህሪ እቶም ውሱናት ላመልክቲ ዝኹኑ ቃላት ከላ ነቲ ተጠቃሲ ሰም ብቐድሚቱን ብድሕሪቱን ማሰት ከልተ ግዝያት መብዛሕትሉ እዋን ይሓጽርዎም ነቲ ተጠቃሲ ነገር ድማ ግቡእ ዝኹነ ጽርነት ወይ ቱኽረት የዕሰሱኙም። ድርብ ወገህ ላብ ቋገንታ ትግርኛ መብዛሕትሉ እዋ ብሕልፊ እቲ ውሱን ላመልካዛቲ ቃል ቅድሚቲ ሰም ተጻሒፉ ከሉሰ እንደገናውን ነቲ ነገር ገጽር ክገብሮ ምሰቲ ሰም ሓቂቹ ይውሰኽኙ ከይሓቐቐ ምጽሓፉኳ መባዝሕቲ ፊደሳት ምድርራብ ቃላትንምበር ወላ ገላ ረብሓኳሰ የብሉንኾኙ ሓድሓደ እዋን ላብቲ ካልላይ ቦታ ዘይምድጋሙ ዘሽትሎ ድንግርር ግ ብዙሕ ላደገጻዊኙ እዚ ማለት ነቲ ቀንዲ ሓሳብሲ ገጽር ላይገብሮንቹ ማለትኙ በቲ ላጠቓቐማን ጳደጋግማን ቃላት ወሳንነት ውሓለ ምኳንካኽኸሰ ገቿቋ ትግርኛ ዘሎካ ሓደ ማህሳዊ ጸብለልታ ክእለት ብልሷጫዊ ደረሻኻን ምልኪ እቲ ላሰራርን ቋንቋናን ዘንጸባርቕ ሓደ መሳክዒ ገጽጸታሞ ብተመሰጦ ድላ ላተኩረሉ ሓደ ምዕራፍ መባለታዊ ጳሰራርዓ ሙሓሳት ዝብል ተወክሰ ጻምረወሳኒ ቕዐዖዐፐዐጽይ ዐይዖእሃይ ሓደ ላገራሚ ገጸታ ታንታ ትግርኛ ምሰ ካልላት ቋንቋታት ተነጻጺሩሰ ወደር ዘይርክበትሉ ነገር ክላ ላሎ ገሱ ድማ እቶም ላብ ምዕራፍ ዝርላናዮም ወሰንቲ ጳመልከቲ ቃላት ዝበልናዮም ምሰኙም ዝውቱራትን ግኑናት መሰተጻምራውያን ቃላት ተጣሚሮም ብሓደ ክዝውተሩ ክከለው ጻምረወሳኒ ብሓባር መሰተጻምርን ወሰንትን ዝብሃሱ ዝፈጥርፇም ቃላትኾም ገሳ ካብላቶም ድማ እዞም ዝኽተትኞም መሰተጻምራዊ ቃል ምሰ ውሱ ጳመልካቲ ዝተማህዘ ድብልቐ ታል ዬ እዚ ነዚ ነዛ ነዚላ ነዞም ነዘን ነዚኦም ነዚእ ነዚጳቶም ነዚላተ እቲ ነቲ ነታ ነቲላ ነቶም ነተን ወዘተ ወዮ ዙ ኒያ ነዮም ነየን ወዘተ ላብ እዚ ጓእብዚ ጓጳብዛ ላጳብዚጳ ጳብዞም ላብዘን ወዘተ እቲ ላብቲ ላጳብታ ጳብቲጳ ጳብቶም ላብተን ወዘተ ወዮ ላበዮ ላጳቢያ ኣበዮም ላበየገ ወዘተ ከም እዚ ከምዚክምዛ ወዘተ ጳቲ ከምቲክዎምታ ወዘተ ወዮ ከመያክከመጋ ወዘተ ፈ ካብ ጳዚ ካብዚዛካብዛ ወዘተ እቲ ካብቲካብታ ወዘተ መ ካበዮኣካበያ ወዘተ ጹምስ ጳዚ ምሰዚምለዛ ወዘተ እቲ ምሰቲዎሰታ ወዘተ ወዮ ምሰዮምዎምሰያ ወዘተ ክንዲ እዚ ክዲዚክንድዛ ወዘተ እቲ አከንድቲ ክንድታ ወዘ ወዮ ክከደዮአክንደያ ወዘተ ፍ እዚ በዚበዛ ወዘተ እተ በብበታ ወዘተ ወዮ በዮስያ ወዘታ ሕጂ እቶም ኩሎም ላብ መደብ መሰተጻምር ዝርክቡ ቃላት በዚ ላጳገባብጂ ክሰርዑ ይክሽእሉኞም እዞም ከምዚኦም ዝመሰሉ ቃላት ድርብ ዕዮ ሰዋሰው መሰተጻምርን ወሳንነትን ላብ ቋንቋና ሰለ ዝሕዙ ላብ ካልኦት ቋንቋታትው ። ለህ ነዚ መደብሺ ብትኽክል ከተሰርሖ እንተ ጀሚርካ እቲ ላብ ሞንጎኦም ዘት ፍልልይ ቀሰ ብቐሰ ግዜ ወሲዱ ክርድጳካኙ ነቐፌታዊ ሓተታ ራድ ወረራ ናይ ዝብል ቃል ምሰዞም ጻምረወሰንቲ ቃሳት ዬ ዘይግቡለ ቁርቁሰ ጻምረወሰንቲ ዝኹኑ ቃላት ካብ ድሕሪ ዱቐሰት ቋንቋ ትግርኛ ጀሚሩ ዕዮ መሰተጻምራት ጳብን ክም ሕማም መንሸሮ ዝላኻሽሞም ካልእ ሓደ ሕማቐ ውርሻ ሽላ ትርኙም ኘ ካብ ቋንቋ ላምሕርኛ ዝተወርሰኙ ላብ ትግርኛ ግን እዚ ብዘይ ግቡእ ቦታ መሰተጻምር ሒዙ ናይእናተባህሰ ዝፍሰጥ ዘሉ ቃልኙ እቶም ረባሕታታቱ ከጳ ናይዚ ናይዛ ናይዚጳ ናይዞም ወዘተ ናይቲ ናይታ ናይቲጳ ናይቶም ወዘተ ናዮ ናያ ናይጓጳ ናዮም ወዘተ ዝብሉ ምሂዙ ላብ ሓደትይ ጽሑፋትን ትካሳትን ተቐልቂሉሰ ነቶም እረማት ጻምረወሰንቲ ቃላት ነ ብግቡእ ተግባሮም ከይውፍዩ ድዋዕዋዕ ዘብል ሸግር ዝፈጠረ ነገርኙሞ ብሸሳልታ ከይረእ ድላ ሓደራ ዘብልዩ ብሰንኩ እቶም ዝተጠቐሱ ጻምረወሰንቲ ዝተባህሉ ቃላትፒኦም ነቲ ትኽክለኛ ዕየኦም ካብ አእምሮና ጳዳህሲሶምዎ ከም ዘለውሰ ላጳይንዘንግዕ እዞም ብመሰረት ናይ ዝተሰርዑ ቃላትቪኦም ፈጺሞም ላብ ትግርኛ ጳድለይቲ ላይኩኑንኞም ግን ደግሲ ቋንቆ ኣምሕርኛ ኩይኖም ነቲ ቋንቋና ብዝኽፈለ ላጳገባብ ዝጸይቹዮምሞ ከፍሊ ቋንቋ ትግርኛ ኩይኖም ክቐጸጽሉሰ ላይንግበርኛ። ግን እዞም ካብ ናብ ዝማዕበሉ ቃላትሲ ጌጋታት ምኳናምክ ሓደ ሰብ ከመይሱቹ ዝፌልጦምሃ ንዝብል ሕቶ ሽክላ እቲ መልሲ መሃቡውን ቀሏልኙ ማለት ኩሉሳዕ እቲ ናብ ዝብል ቃል ክትጥቀም ሰሜትካ ክደፍጓካ አክሉ ንላብ ሊልካ ከተንብቦ ፊትንሞ ክም ዘይሰማማዕ ሸዑ አገሃደልካ ላትይጋኻ ብ ዝብል ቃል ላብ ቋንቋ ትግርኛ ፈጺሙ ላድላዩ ላይኩነንቹሞ ሓደ በሰሳ እቲ ድኽመትን ድናሰን ቋንቋና ምኳኑ ግን ላጳርጊጽካ ፍለጥኽኻ ዘይውሱን ላጳመልካቲ ብዛዕባ ሓደ ዘይተፈልጠ ንሰማዒሉ ድማ ጋሻ ዝኹነ ነገር ዝሕብርቕ ሓደ ባህሪ ዘይውሱናት ላመልክተ ቃላት ድማ ነተ ዘመልክትዎ ወሳንነያም ካብ ምሕባር ሓሏፎም ላይድገሙንም ላብ ቋንቋና ብዙሕ ዝውቱራት ሰሰ ዝኹኑ ግን ሓድሓደ እዋን ነቲ ላሰራርዓ ውሱን ላመልካዛቲ ቃል ከይተረፉኳ ድላጳ ይዳፈርዎዮም እቱም ዝውቱራት ቃላት እጾም ዝኽተሉሱኞም ሓደ ሓንቲ ገለ እንኮ ብዙሕብዙሓት መሷሉ መሏኦም መሏሷለን እዮም ዘ ጳመልካቲ ሓደ መፍለሰኾኮ ሰለሎ ጳእተወልና ሐደ ጉብዝከ ዝቐይሰሦታ ተሳሊኑቹያ ወዳድርኻ ምለ ውሱን ጳመልካቲ እቲመፍለሰ ዘእተወልና ሰለሎ እቲ መፍለሰፒ ዘእተወጳና ሰለሎ እዚ ብዝ ዝመሃዞ ምኑዞ እዚ ጉበዝሺ ዝመሃዞ ምህዞ ጥቃቐ ላብ ትግርኛ ህያው ገዘይኩነ ነዝር ብዝደለኻዮ ወሳኒቓል ደጊፍካ ክከትሰርዖ ትክኽእልኻ ግን ኩሉፒ ሓቢርዎ ዘሎ ቃላት እቲ ሙሓስ ምስቲ እትመርጾ ወሳኒቓልን ጾታን ከተደላድሎ ግድነትኙመረድሊ ሓደ ገዛ ኣብ ክተማ ኣሰመራ ምሰ እትገዝኦሰ መድሕን እተወሱይሬ ሓንቲ ገዛ ላብ ክተማ ጳስመራ ምሰ እትገዝእስ መድሕን እተወላኻ አደእንኮገለኩሉወላሓደ ዝብሉ ቃላት ንተባዕታያዊ ጾታ ሓንቲ ወሳወላ ሓንቲኩሳ ዝብሉ ግን ነንሰትያዊ ጾታ ቀቅድሚ ለሰም እንተ ተረኺቦም ከም ዘይውሱናት ጳመልክቲ ወነቃላትምበር ተውሳጠሰማት ላጳይኩኑንዮም ከምሉን ብዙሕ ብዙሓት መሊሉመሲኦምመሏለንካልእኩሎም ኩለንካልኦትወላነፍሲወክፍሓድሓደቁሩብ ገለነገርሓያሎይመሳእ መብዛሕትሉገለ ሰብ ዝብሉ ቃላት ጉድለ ብነጸሳ ወይ ብብዙሕ ዘገልግት ቀቅድሚ ሰም ወይ ላሰማት እንተ ተረኺቦም ከላ ዘይውሱናት ላጳመልክቲ ወገነቃላትምበር ተውሳጠሰማት ጳይኩኑንኙምገመሬድጴ ካልእ ገንዘብ ወሰኸለይፖበር እዝሰ ጳይላኽለንንኙ ገም ወሳኒቓል የገልገል ላሉ ካልእ እንተ ዘይወሰኽካለይሲ እዝሰ ጳይላኽሰንንቕ ከም ሓፊሻዊ ቃል ተውሳጠሰም የገልግል ላሎ ቕምጋጋፓ ፈምሕጓፅ ምዕራፍ ሰምሃ አከፍልታቱ ሰም ማለት ንዕዮ ሓደ ቃል ወይ ጉድለ ቃላት ከም መጸውዒ መንነቱ ዘፍልጥ ኩይኑ ዝርለ ክፍላቓልቹ ሰም ክልተ ክፍልታት ላለውዎ ንሳቶም በህ ተጸውዖ ሰምዎም ሓደ ነዢ ብሕቱ ፈልዩ ካብ ካልኦት መሳሰይሉ ኹይኑ ዝውሃብ መጸውዒ ቃልዩኙ ሃመረድሊ ላብርሮ ሃ ርሻን ጻዕዱወዘቱ ዕህ ሓባራዊ ሰም በርክት ዝበሉ ነገራት ብሓደ ክም መሓበሪሉ ዝኹኖ ቃልዩ ንመረድሊ ዑፍ ሰብ ማህደር ደመት ሓያልነት ዓወትወዘተ ሓበሬታ ላጳሰማት ብመሰረቶም ካብ ላርእሰታውያን ዓናቐጽ ብሕልሬ ካብ ረጸቲ ዓናቕጽጵ ምሰ ዓበይቲ ውሸጣዊ ሕብርን ቀለምን ደበንገረን ዝሓዘሉ በቲ ተጸውዓዊ ተግባሮም ከላ ላገደሰቲ ትርጉማትን ዘዕሰዱምበር ከንቱ ላይኩኑንኞም። እዚ ላሰራርዓ ውድዓዊ መደብቪ ላብ ቋንቋ እብራይሰጢ ብዘይመጠን ልሙድኾኙ ሰለዚ ምናልባት ቋንቋ ትግርኛውን ካብሉ ዝወረሶ ጳገባብ ከይኩነ ላይተርፍንቹ ዝብል ግምት በቶም ቀዳሞት መምህራና ከይተረፊውንይንገረና ነይሩቹ በዚ ላጳገጻርዚ ምርመራና እንተ ቐጺልና ማለት ሓደ እኹል በሒ ዝኹነ ኩተት ሰብ ብቿንቋ ትግርኛ ላፉ ዝዝክፈተ ካልኦት ቋንቋታት ክምሃር ዘጣርዖ ምኽክንያትሲ እንታይፔ እንተ በልና ምናልባት እቲ ጳባብ ውድዓዊ ተውላጠሰም ጳብ ቋንቋና መሰተጻምር ተተርሊሱ ሰለ ዝሰራዕ ዱር ድማ ሰለ ዘይኩነ ላ ጻርቲ ሓድሸ ላገባብ ማለት ነሺ ሕጂ ዝመሃሮ ዘሎ ቋንቋ ዘሽትለሉ ጸገምን ላጳተሓሳሰባዊ ነውጽንሲ ሓደ ካብቶም ምክንያታት ሸገሩ ከይኩነሰ ላይተርፍኙ ዝብሃል ግምት ላሉ ሰሳምንታይሲ ብዙሓት ቋንቋታት ፍሉይ መደብ ውድዓዊ ተውሳጠሰም ዘመልክት ቃል ወይ ቃላት እናርላጳዩ ክሰው ላብ ትግርኛ ግ ብፍላይ ባህሪ መሰተጻምር ዘለዎ ቃል ላቐዲሙ ድሓር ላጳብቲ ዓንቀጽ ነኒድሩ ክፍልጥ ዝርጳ ዘሉሎ ሰሰዚ ጳብ ካልኦት ቋንቋታት ብሩህን ረርጳሶም ዝሽላሉን ቃላት ክጥቀም ክሎ ላብ ቋንቋ ትግርኛ ግን ከሎሰ ደርጋ የሎን ዘብል ዝንባሌ ዝርአዮ ዘሎ እሰክ ላብ መንጎ ትግርኛን እገግሏዘኛን ዘሎ ፍልልይ ነወዳድርዥ ትግርኛ እንግሊዝኛ ላነ መንቅዳዊ ተውሳጠሰም ውድንዊ ተውሳጠሰም ያኛ ዐኛደርጀ ዖጽዐእዐጀእ ሓበሬታ ንዓይ ዝብል ቃል ንግዜሉ ከይተጠቐምናትሉ እሰክ ንጽናሕኝ ይ ኣመልካቲ ወናኒ ተውሳጠሰም ሃጀ ዖዐ ይጽዐዖዐሀእ ናተይ ጠቃሲ ተውሳጠሰም ባበዕሳይ ጳጓንጸባራዊ ተውሳጠሰም ያ ሀደርፐሯጀ ፆጽዐእሪሠሆሉ ለእጅ ሀጀ ዖጽጀይርሃጀ ዖደዐእሪርህእ እኛዖ ደዖደጂጀ ዖይደዐእዐሀህጃእ ሰለዚ ንመልክትኛዥምበላረይ ላብ ቋንቋና ነቲ ቦታ ውድዓዊ ተውሳጠሰም ዝሕዝ ቃል ብቐሏል ብዘይ ጻዕሪ ዝሕበር ነገር ከም ዘይኩነ ክንርዳለክሰ ይክላጳልዩ ግ ነቲ ቦትሉ በብዓይነቱ ላገባብ ሰዋነሳው ዘለዎም ቃሳት ማሰት መሰተጻምራዊ ወይ ሓፊሻዊ ወይ ድማ እሓንሳብ ጳገጸባራዊ ተውሳጠሰም ቅድም ላተርሏሰና ዕሺደዐጋ ክንጥቀም ንግደድና ሰለዚ እቲ መንፈሰ ውድዓዊ መደብ ያ ጳብቲ ድርብ መጻክሳዊ ቃል በቲ ድርብ ኣገባቡ ላትዩ ክሎ ንሂሩ እ ነድሩ ላብ ምለአሳር እቲ ሙሓሰ ዝርከብ ዓንቀጽ ከይተረፈኳ ድጳ የቃልሖምበር በቲ መጻክሳዊ ቃል ንበይኑ ጥራሕ ሰፊሩሰ ሰቐ ጳይብልንቹ ዘሎ እቶም አክትርጳሱ ዝርክቡ ፊደላት ጳብቶም ኩሎም ዓሰርተው ጳርባዕተ ተውሳጠሰማውያን ላካሳት በብተርኦም ተሰሪዖም ላብቶም ዝትርኣሰዎም ቃላት ከቢድ ለውጥ ላብቲ ዓንቀጽ ክላ ብድልየቶም ጠይ ብነድሮም ደሪኾም ነቲ ሙሓሰ ላብ ኩሱ መሳርዑ ከም ሕንዚ በቲኖም ይቁጻጸር ፇምኞም ንመረድሊ ሙሓስ ብሰም ክህነጽ ከሎ ህማንንእዮብሓንቲ ኩዕሶገዚላጳትሉ ጓጳላ። እዞም ተደረብቲ ቃላትቪኦም ምሰ ዓናቐጽ ክዝውተሩ ከለዉ ቁሩብ ውሰብሰብ ዝበለ ለውጢ የርእዩኙም ግገ ገና እቲ ጳገልግለቶም ነቲ ውድዓዊ ላካል ዘመልክት ኩይኑ ዝርከብ ዘሉ ብዛዕባዚ ጉዳይቪ ንነፍሲወከፍ ተውላጠሰማዊ ጳካል ዝምልክት ጳብ ሰሌዳታት ንሉሰ ረባሕታ ላዕማድ ዓናቕጽ ዝብሃል ዝርዝሮም ተወክከሰኻ እዞም ንውድዓዊ መደብ ተውሳጠሰም ከገልግሉ ብተደራቢነት ሆዖዖ ዝጳትው ቃሳትቪኦም ጳብ ዕለታዊ ናብራና ብዘይ መጠን ዝውቱራት ክንሶም ብዝኹነ እዋን ምሰ መሰተጻምራውያን ቃላት ተደሪቦም ዝዝውተሩ ሰለ ዝኹኑ መብዛሕትና እቲ መደብ መሰተጻምር ምጥቃምና ውን ላይነሰተብህሰሎምንኝ ሰለዚ ነቲ መንነቶምሲ ላጸቢቐና ውን ጳይንፈልጦንና ማለትኙዩ እቲ ምሰ መሰተጻምር ጳሰራርዖኦም ግኘ ከምዚ ዝኽተልዩ ውድዓውያን ፊደላት ጳይ ጳኻ ጳኺ ጳሉ ጳላጳ ጳና ጳኹም ላኦም ጳእለን መሰተጻምራውያን ቃላት ግ ከም ሰለ ላጳብ ሰንኪ ወዘተ መጻክሳዊ ቃል ፋኣይ ንኣኻ ንኣኺ እሉ ገእጳ ጳና ንኣኹም እኦም ገእእ ከማይ ከማኻ ከማኺ ከምሉ ከምጳ ከማና ከማኹም ክምኦም ከምእ ሰለይ ሰለኻ ሰሰኺ ሰለሉ ሰለጳ ሰለና ሰለኹም ሰሰኦም ሰለእ ፏ ጳኣባይ ባኻ ባኺ ብሉ ብጓ ባና ባኹም ብኦም ብእሃ ኗ ሰከይ ክኻ ክኺ ኩ ካ ክና ክኹም ኮም ክ በዚ ጳገባብዚ ነቶም ኩሎም ፍሱጣት መሰተጻምራውያ ቃላት ፊትኖምኽ እዞም በዚ ላጳገባብዚ ዝመሃዙ ቃላት መጻክሳውያ ዝብሃሉችም በዚ ላጳገባብዚ ዘይሰራዕ ቃል ወይ ፊደል ብመሰረቱ መሰተጻምራዊ ሰሳ ዘይነበረ ሕጂውን መጻክሳዊ ጳይኩነንኙ ማለትኙቹ እዚላቆም ድርብ ዕዮ መሰተጻምርን ክንዲሰምን ዝሓዙ ሰለ ዝኹኑ ምሉእ ብምሉእ ቦታ ሓደ ተጠቃሲ ሰም ሒዞም ላብ ቋንቋና ከም ዝላትው ላጸቢቕቐና ፍሳጥናኝ እቶም ላብ መጳተዊ ንመረዳእታ ዝተዋህቡ ው መሰመራት ዝተሓንጸጸሎምታላት በዚ ላገባብዚ ዝቐረቡ ማለት ከም ዓኻ ሰለይ ብሰንኩ ብዛዕባና የማነይትና ካባና ብጸላ ከምኦም ወዘተ ዝብሱ ነቲ መደብ ውድዓዊ ተውሳጠሰም ሒዞም ዝንዩ መጻክሳውያን ቃላት ተመሳሰኋቲ ምኳኖምኙምሞ ላጸቢቕቐኻ ድላ ተዓዘቦምኽ ላመልካቲ ወናኒ ተውሳጠሰም ዐቼ ሀሃ ዖደዐጽዐእህ ለዚ ሓደ ሰብ ወይ ግዛዕ ኻልለ ነገር ወናኒሉ ምኳኑ ዝሕብር ምሰ መደብ ውርሰነት ዝብሃል ርክክብ ዘለዎ መደብኙ ላብ ቋንቋና እዚ መደብዢቪ ልክዕ ጳቶም ውድዓዊ መደብ እንድርቦም ፊደላት ጳዘውቲሩ ክከብቅዕ እቲ ንኽትርጳሰ ዝቐርብ ቃል ግን ሓደ ተወናኒ ሰማዊ ቃል ጥራሕ ክሽውን ጳለዎ ላጳብዚ ካብ ካልኦት ቋንቋታት ዝተሬልየ ላጳገባብን ሰርዓትን ዝርጳዮ ዘሎ ላብዚ ጉዳይሺ ሽላ ቋንቋና ንቋንቋ ላምሕርኛ ተኸቲት ዘይግቡእ ከይፍጸም ላጳዚና ክነቐልበሉ ዝግብላና ዘሎ። ኳ ለሙድ እዚ ምግልብባጥ መንቅድን ውድዕ ጳብ ምህናጽ ሙሓሳት ምረጋ እንተ ኹነ ገና ቋንቋ ትግርኛሰ በሰራርዕሉ ብዘይመጠን ቀሊልን ላጳሉታዊ ላዘራርባኳ እንተ ኹነ ካብ ላወታዊ ፍሉይ ላቐግምጣ የብትንቕዩ ገላ ሰውጢ እተ ላጳድለየ ላብቶም ዓንቀጻውያን ቃላት ጥራሕ ዝዝውሇር ዘሉሎ እዚ ክላ ላብ መወዳለታ ወይ መዕጸዊ ሓሳባትካ ጥራሕ ዝሽውን ዘሉ ምናልኋባት ላድለይቲ እንተ ኹይናም እውላይፋሉንላይኩነን ዝብሉ ቃላት ላብቲ መፈሰፖታ ለቲ ሓረግ ወይ ሙሓሰ አተዋምጥ ጥራሕ ይደድልየካ ውን ይሽውንኙ ጎቐፌታዊ ሓተታ እሰክ ላየናይቹ ቅኑዕ ትግርኛ ኣባይ ወይሰ ናባይ ቅኑዕ መጻክሳዊ ቃል ላየናይ ቀደም ላበዮም ጳብያተ ትምህርታት ሌርትራ ኮፍ ሏልና ክንምሃር ከሎና በቶም ፅትማት መምህራን ቋንቋና ክዝይግቡላት ላሕበጥቲ ቋንቋ ትግርኛ ዝኹኑ ቃላት ዝብልዖም ገሳገሳ ቃሳት ብሓይሷሏ ለእናወረሩና ሰለ ዝነበሩ ሓደ ፍሱይ ጥንቃቐ ክግበረሎም አከም ሽግባጳ ይነግሩና ነጎይሮምዮም ሕጂ ግን ጳተ ለበውኦምን ምሕጽዳንትኦምን ዝተዘግዐሄ ዝመሰል ዘሉ ሓደ ካብፃቱም ሸዑ ዝተላበውሎም ቃሳት ኣባይ ዝብል መጻክሳዊ ቃልዩ እቲ መሰረት ነዚ ቃልጂ መሰተጻምራዊ ቃል ላብ ምሰ ጳይዓይ ዝብጳ ውድዓዊ ተውሳጠሰማዊፊደላት ተሓዊሱ ዝተማህዘቹ ሓጂ ግ ለቲ ዕያታት ጳባይ ምለ ሓደ ትርጉም ዘይህብ ካልእ ባዕዳዊ ቃል ባይ ዝብል ምውራረን ምድህሳሱንኘ ዝርለ ዘሉ መረድሊ ሕቡጥ ትግርኛ ዝሓሸ ትግርኛ እዝገኹም ናባይ ጽጸለውሞ ናባይ ዑ እቲ እዝንኹምሞ ላባይ ጽሳውዎኹም እባይ ድማ ጋገዑኹም ዴራ ናባይ ተመሰሱ ላነውን ናባኻትኩም ራሬ ገሰኻትኩምሞ ኣባይ ተመለሱ ኹዖ። ምዕራፍ መሰተጻምራት ዖጸደዖዐዐእ እዚ መደብዢ ሓደ ካብቶም ዓበይቲ ክፍልታት ወገነቓልኙ እቶም ላብዚ መደብዚ ዝምደቡ ሓድሓደ ፊደላት ዝሓዙ ወይ ድማ ብሒደት ፊደላት ዝሙ ቃላት ክኹኑ ይኽጳሉዮኞም ላብ ቋንቋ ትግርኛ ግን ብዘይመጠን ዝውቱራት ኩይኖም ቀቅድሚ ሀ ሰማዊ ወይ ለ ተውሳጠሰማዊ ቃል ተረኺቦም ክም ሓደ ቀላሳይን ሓደ ፍሉይ ሓበሬታ ትርጉም ወይ ማእዘን ወይ ደበገረ ኩነታት ከትሕዙ ዘጊድዱ ወይ ድማ ቋ ቀቅድሚ ዓንቀጻዊ ቃል ተሳጢፎም ነቲ ዓቀጻዊ ቃታል ሓደ ፍሉይ ባህሪ ክሕዝ ዘገድድዎፊደላት ወይ ቃላትኾም ብዝሒ ቃላትኳ የብሎምንኘኙም ግ በጠቓቐመኦም ብዘይመጠን ሰንካማት ኩይኖምሰላ ዝርክቡ ላብ ዘይተሓሰበ ሳዕቤን ውን ዝጐቱ ሰለ ዝኹኑ ብጥንቃቐ ክትሓዙ ዝግብኦም ቃላትኞም እቲ ዝገደደ ዝያዳ ዝኹነ ሓደጋኦምክ ትፊልጦ ዲኻ ንርእሱ ነቲ ቋንቋ ትግርኛ ብምሱሉ ዘለውሰሰ ዘሕሳኽልአከ ላንቢብካ ዘይርዳእ ዝገብርሮሰ እቲ ውሕልነታዊ ላቐማምጣን ላጳጠቃቐማን ለዞም መሰተጻምራውያን ቃላት ወይ ፊደሳትቪኦም ብግቡእ ሰሳ ዘይምፍላጥን ነቲ ዕዮኦም ክላ ምሰ ባዕዳውያን ዝኹኑ ቃላት በጠም ናይናይናይ ኛብናብ ናብ ወዘተ ምትሕውዋስን ምኳኑኽሽሰ አክሰወረና ከቶ ጳይግባእንዩ ንመረድሊ እቲ ሕቡርስሰ ጳብዮ ግራት ጳትዩዩሲ ዓፈል ብምብልዑ ተቐብቂቡ ኣሉ እቲ ሕቡር ጳብቲ ግራት ላጳትዩሰ ዓፈል ሰለ ዝበልዐ ድማ ተቐብቂቡት እቲ ሕቡር ን ግራት ጓትዩሰ ዓፈል ምስ በልዐሰ ዝተቐብቀበ ኩይኑትሉ ወዮ ሕቡርስ ካብታ ግራት ምእታዉሲ ከምቲ ከበሮ ምቐብቃቡኙቹ ዝገደደ ነቲ ሓደ ሓሳብ ላብ ዝተደልየ መንፈሰ ይጐትዎጽ ትርጉሙ ይላዋውጥዎዎ የትርዎ የፍኩሰምወዛተ ክም ዘለዉኽሰ ተመልክከትኻ እዞም ዝክተት ቃላትጂኦም ቦታ መሰተጻምር ሒዞም ዝዓዩኾም ላብ ውሸጧ ምስ ልዕሏ ኙድኒ ክሳፅ ንጸለብ መጀመርታ ቃል ጥራሕ ክከም ትሕቲ ማፅጾዶ መንጎ ቅድሚ ደርጋ ጥቓ ፊትንፊት ዳጋም የማ ድሕሪ ማፅረ ሰግር ሰንኪ ለለ ማእክከል ክንዲ ብ ብዘይካ ብዛዕባ ተጻይ ጳንጻር ሳላ ወዘታ እዞም ታላትጂጳቶም በቲ ላተላታትውኦም ነቲ ተግባር ዓንቀጽ ሓደ ፍሉይ ሰምዒት ክህብ የድድዎ ላለው ማለት ቦታ ይሕብሩ ወገ ይገልጽ ትርጉም የውህቡ ኩነታት ወይ ሃለዋት ሓደ ነገር ክላ የርእደዮም ዘለዉ ቦታወ ዝሕብሩ መሰተጻምራት መረድሊ እለቲዱካ ላብ ጐድኒ ዓንዲ ተነቢሩሉ እታ ቆቡዕ ላብ ውሸጧኙ ሳጥን ተሏፋጓ ህማንኮምስ ሓዋያ ተነብር ዘላ እታ ሔር ልፅልፒ ገለዲፓ ነይራ ኩነታት ዝሕብሩ መሰተጻምራት ንመረድጴ ወዮ ቀደም ኩላትና ቆልዑት ደዱካና ሒዝና ጳበዮ ሎድኒፒሂ መጋርያና ኮፍ ክብልሞ ጳቦይኳ ታሪሽ አትርኽልና ላጳደይ ከላ ድራር ብልዑ እናበለት ብግዲ ከክተኹልሰናሰ ትዝክ ይብለካዶ ወየኳ ክሳዕ ገብዕዝዝ ክንሰሕቐ ክሎና ዝነበርናዮ እዋክ ጳብቲ መገዲ ባሕሪኽ ይዝክረካዶ ወዮኳ ገምገምርባታት ዓሏገደን ዓደረሶን ክንሰፍርሞ ወዮኳ ሓደ እዋ ብሰይቲ ውሕድ መዲሉሰ ብቤተሰብና ዋጭዋጭ ከእትወልናሽክ። ሃ ነቐፌታዊ ሓተታ ናይ ዝተባህሳ ቃል መሰተጻምር ላይኩነን ብሰንኪ ምትሕውዋሳ ምሰ ቋንቋ ላምሕርኛ ቿንቋ ትግርኛ ሰላ ዘላሕልሐ ንትሕዝቶ ላጻሓሕፋናሃ ላዘራርባናን ድማ ጳንቂዙ ዝረመሰ ዕዮ መሰተጻምር ዝፍጸም ተመሲሉ ሓያሱይ ሳዋሰዋዊ መደባት ቋንቋና ለናላዕነወ ዘሎ ቃል ምኳኑ ላይገዘንግዕኝ ጳብ ካልኦት ምዕራፋት ብሰንኪዚ ቃል ቿቋና ዝወረዶ መድሃሽቲ ክግለጽኙም ጳዚኻ ድላጳ ላጳድህበሉኻ ግዜሉ ግገኘ ገመርዚ ዝኹነ ነገር ብዋዛ ከም ዘይርለ ነዚ ናይ ዝብል ቃልቪ ተጠንቀቐሱኻ ነዚ ናይ ዝብል ቃል መደብ መሰተጻምራዊ ቃል ብመብዛሕትኦም ላባላትና ብዘይግቡእ ሰለ ዝተዋህቦ ቅድም ቀዳድም ብዙሓት መሰተጻምራውያን ቃላት ካብ ላእምሮና ለናፊሓቐምን እናሰረዞምን ነቲ ንጵጴር ጳገባብ ቋንቋና ድማ ንደልሃመት እናዘዘዮን ምኳኑሽክሰ ትፈልጦ ዲኻ። ገሏኦም ሰባት ናብ ዝብል ቃል ጳብ መሙዉቅዱሰ አዕ ንዝብል ቃል ለእንግሊዘኛ ክትርጉም ዝላተወዩ ይብሱሉኞም ግ እዚ ጳበሃህላዝሰ ፈጺሙ ሓቂ ላይኩነንኙ ምናልባት እቲ ነዕ ዝብል መሰተጻምራዊ ቃል እንግሏዘኛ ይኹን ወይ ነቲ ከዝፓዐ ዝብል እንተኾነ ነቶም ዝህብዎም ላገልግትታትን እተ ፍልልዮም ብዝግባለ ጳይተረድላናን ድጳ ይኽውንምበር አፓዐ ዝብልለሰ ብብ ክትርጎምሲ ፊጺሙ ዘይሕለንዩ ላብ ቋንቋና ብ ም ዝፍልም ላጳርእሰታዊ ዓቀጽገን ምንዮታዊ እዋን ተግባር ዓንቀጽንውን ነቲ ጳገልግሎትሼ ይፍጸምዎኙም ለረ ንምኳኑ ናብ መሰርዕ መሰተጻምር ሒዙ ክቐጽልክከሰ ግቡእለጾ ይመሰልቹ ምናልባት ላፊፍ መሰተጻምራዊ ቃል ብግቡእ ሰለ ዘይገግንዘቦ ይሽውንምሦበር ጳወ ሊልና ላብዚ ንሽንምልሸሰ ላይንደፍርንኛ ድሓር ከላ ክልተ ዘይቀራረቡ ምሰተጻምራት ላዳቐልናሰ እንታይ ዝዓይነቱ መዕረፍቲናሽክ እጸበዮ ዘሎና እዚ ነገርሺ ፍልሷጳሰ ቋንቋ ዝፊጥርዩሞ ብሸሳልታ ክርእለ ፈጺሙላይግባጳንኙዩ ቃላት ብሕልጳፊ መሰተጻምራት ዝኹኑ ቃሳት ላጳዝ ዝተዓመቐ ተራጋሓይን ሞሳውን ዝኹነ ጉልበት ከም ዘላዎምኳ ብሓያሎይ ተመራመርቲ ቋንቋታት መጠንቀቐታ ይውሃቡኞም ሰለዚ እዚ ናብ ዝብል ቃለቪው ገዥተሰወረ ሓደ ሰራም ትርጉማዊ ሓይሊ ሒጹ ነዞም ጳብን ን ወይ ከላ ካልኦት መሳተጻምራትን ወሰንቲ ቃላትን ክም ሕማም በዲዶ ለኻኺሙ ካብ ላእምሮና ጳናጥፍኦም ክሎኽሰ ሰቐ ሊልና ክም ሓደ ክፍሏ ቋንቋ ትግርኛና እሞ ኸላ ክም ሓደ መሰተጻምራዊ ቃል ተመሲሉ ኮፍ ክብልሰ ገሕና ድማ ክከነእንግዶሰ ወይ ከነጋይጸነ ፈጺምና ግቡእ ላጳይመሰልንኙ ዘሎ ምቁርጽሰ ንኣብናይናብ ፋ ምንጪ ናብ ድርብ መሰተጻምራት ንጳብ ምኳኖም ዘይምዝንጋዕኙ ምስ ናብ ዘሻሚ ላጋጣሚ ምሰ ዝፍጠር ነቲ ሙሓሰ ንላብ ተባሂት ቅድም ይምክርኾ እቲ ሓሳብ ምሰ ወይ ኣብ ጥራሕቹ ክሰማማዕ ዘለሳዖ። እሰክ ግምት ግበርኻ ግን ግምት ምግባርካ ጥቐሚ የብሉንኙ ዘኽትሎ ክሳራ ወይ ሓደጋ መመጠኒ ክርክበሉ ላጳይክላልንኙዩ በለ ተመልክት ቫኻ ብቶቱኹሳ ወይ ወኻርያ ዝተመሰሉ መሰተጻምራውያን ቃሳት እንታይ ዝዓይነቶም ገበናት ላብ ቋንቋና ከም ዘእትውሽሰ ላጳጸቢቐካ ተረድላዮኽ ሰለዚ በጠቃቐማን ላጳተዓይያን እዞም መሰተጻምራትቪኦምን ብገጸል ወይ ብድርብ ወይ ምስ ናይ ዝብል ቃል ተሓዊሶምን ምዝውታርም ብሸሳልታ ወይ ብዋዛ ዝትሓዝ ወይ ዝርጳለ ነገር ጳይኩነንቹ ንቿንቋ ትግርኛ ንባዕሉ ንጋደልሃመት ክዛዚ ዝገብሮ ዘሎሲ እቲ ሓደ ነዚ ነገርዚ ዘይምሰትውዓልናኙዩ ላዚና ድላጳ ንንቃሓሉና ለረ ከምጂሂኦም ዝመሰሉ በደላት ላብ ቋንቋና እናተፈጸሙ ክሰው ላዒንትና ምጭምጫም ይኹን ወይ ገጽና ምኽክዋልሰሰጐ በዳኻትኩም እየኽላለናንኙ ዘሎ ህፀፈ ጳብ ምዝንጋዕ ዝበጽሑ መሰተጻምራት ኣብ ቋንቋ ትግርኛ ብሰንኪ ምትሕውዋሰ ምሰ ቋንቋ ላምሕር ኛ ዝወረደ ብልሸትሲጸቲ ላውራ ጳብ መሰርዕ መሰተጻምር ዝወረደኽ ካብ ኩሎም ወገናት ሰዋሰው ዝኸፍእን ዝገደደን ኩይኑ ተረኺቡ ዘሎ ደመት ሓደ ቋንቋ ብመሰረቱ ጳብ ላጳመራርጻ ውሕልነታዊ ላጳቐማምጣን መስተጻምራውያንን ተውሰሽኸግሳውያንን ቃላት ዝተመክሐ ክንሱ ሕጂ ብሰንኪ ጸቐጢ ታቋገቋ ኣምሕርኛ እዞም ዝተጠቐሱ መሳርዓትን ላገባቦም ላብ ቋቋ ትግርኛ ሰለ ዝተጋህሱን ነቶም ዝርካቦምውን ብገቡእ ሰለ ዘይነዕይዮምን እቲ ሰርዓት ቋንቋና ፋሕ ጨንገዳሕ ዝበሰ ባህሪ ሰፊኒዎ ወይ ዓሲልዎቹ ዝርለ ዘሉ እቲ መድሃኽክቲ ብዘይመጠን ሓይሉ ደርጋ ሰርዓት ቋንቋ ትግር ኛ ፈሪሱሰ ላብ ክንዲቲ እሩም ትግርኛ እዚ ሕጂ ካብ ጳምሕርኛ ዝጫደለ ዘይግርኑብ ሰርዓት ሰዋሰው ዘይሕሉ ቅዩድ ትግርኛ ገኒኑ ብጽሑፍን በዘራርባገ ዝርክብ ዘሉ ብገሏኦም ጳባላትናኳ ነዚ ሕጂ ዝዝውተር ዘሎ ትኽክለኛ ትግር ኛዩ ክሳዕ ሊሎም ዝጣበቹት ላሰዲዑዎም ላሉ እቲ ልምድን ሰርዓትን ቋንቋ ላምሕርኛ ሓይሉ ንትግርኛ በጸሓሕፋ ይኹን ወሳ በዘራርባ ምሰቅልቅል ከም ዘበሎ ባህሏ ትር ጉም ተለጣፊ ፊደል የ ካብ ባህሉ ከም ዘውረሶ ነቲ ኩሉ ለሩም መሳርዕ ተውሳሽኸግሰታቱ መሰተጻምራቱን ከላ የቁራቹሶምን ይሓልኾምን ይቕይዶምን ይቐምዶምን ክም ዘሎ ላይርእይዎም ዘለዉ። እዞም ቃላት ወይ ፊደላትቪላቶም ጳብ ጳሩም ላጳተሃናንጻ ጥኑጋት ሙሓሳት ብዘይመጠን ላገዳሲ ተሳትፎ ከም መደብ መሰተዋድድ ሰለለ ዘለዎም ላብ ውህደትን ደገፍን ዝብል ፍሉይ ላጳርጳሰቲ ዝርክብ ላብነታት ላጸቢቐካ ላጳተኩረሎምኽ እዚ መደብዚ ብመንፈሰ ውድዓዊ ላገባብ ተውሳጠሰም ዘትሕዙ ተደረብቲ ፊ ደሳት ላይልወጥን ወይ ላይመሓየሸንኙ እቲ ቀንዲ ፍልልይ ጳብ ማእክል ሓደ መሰተጻምራዊን መሰተዋድዳውን መደብ ዘሉ ሸግር ከላ በዚ ዝልላ ምዕራፍ ቃለላጋንኖ ኛርዐጽ እዚ ሓደ ክፍለ መደብ ወገነቓልቹ ላብ ቋንቋ ትግርኛ ዝዝውተሩ ፍሉይ ጳደማምጻ ዘርእዩ ቃሳት ወይ ሓረጋት ወይ ሙሓሳት ኩይናዖ ሰምጌታት ጳቲ ተዋሰላይ ዝኹነ ሰብ ክገልጹ ጥራሕ ዝላተዉ በተሃናንጸኦም ኩነ ወይ በጸሓሕፍኦም ምሰ እሩም ላሰራርዓ ካልኦት መደባት ወገነቻቓላት ሰዋሰው ቋንቋ ምንም ዝዓይነቱ ርክብ ዘይብሎም መግሰጽታትኞም ንሳቶም ድማ ብሽክፊል ኦህ ዋይ ሉፍ ላሰይ ረጥ ጳብሉታፓ መን ደዶ ንዓይ ሊልካ ረጥ ጳይተብሎንመን ገመ ከሕጭጥጩሉሣወዘተ ምዕራፍ ላሃሽ መርቁሐቓፅ እዚ መደብቪ ሓደ ካብቶም ርጳሶም ዝኽክላሉ ፍሉይ ባህሪ ዘለዎ መደብ ወነቓል ሰዋነው ቋንቋናዩ ምሰ ካልኦት መደባት ተሓዊሱ ዝርለ ላጳይኩነንቹ ላብ መደባቱ አልተ ዓይነት ላሃዛት ላላው ንሳቶም ክከላ ረቋሒ ላሃዝን ማዕርጋዊጳሃዝን ዝብሃትኞም ረቿሒ ላሃዝ ለጽዐያ ሀአፀደደ ማሰት ደረቐ ቁጽሪ ጥራሕ ዝሕብርፓ ማዕርጋዊ ላሃዝ «ዐ ለህሃዘደደ ግን ተራን ደረሻን ማዓርግን ጥራሕ ዘመልክት ዘይምሉእለ ቁዩጸሪ ኩነታት ሓደ ነገር ዝሕብርዩ። ነቐፌታዊ ሓተታ ቀደም በያም ዕሱማት መማህራን ቋንታና ነዚ ቃልዚ ብኻልእ ትርጉም ላጳልቦ ዝኹነ ቃል ፕበይ ዝብል ይትሃላለሽ ከም ዝነበረሞ ንዕሉ ድማ ብርቱዕ ጥንቃቐክገገብረሉ ክም ዝግብላና ዝብል ለበዋቕቹ ቅድም ቀዳድም ለቲ ጳበይ ዝብል ወጣሪ ቃል ምናልባት ንርእሱ ሕነ ሓደ መሰተጻምራዊ ቃል ጳብ ምሰ ሓደ መሰረቱ ገግዜት ብዙሕ ዘይተፈልጠ በይ ዝብል ድምጺ ዝተማህዘ ክይኩነ ላይተርፍን ዝብል ግምት ነይሩዩ ላብ ርለጳሲቪ ብዘይግቡእ ላብ ቅድሚ ኣበይ ሓደ ካልእ መሰተጻምር ዝኹነ ፊደል ን ክትፍልሞ ከሎኻቫ ጋ ልብ ዕይ ኩይኑ ግን ናበይ ይምህዝ ላሎ ማላትኙ ሓጂ ልክዕ ክምቲ ለበዋኦም ጸቲ ግኑን መሰርዕ ሒፁ ላብ ክንዲ ኣበይ እዚ ዕዖዢግራዊ ዝኹነ ትርኙም ላልቦ ዝኹነ ቃል ናበይ ዝብሃልቹ ገኒኑ ዘሉ ለዚ ነገርሺ ምጥልሳፍ ሕጊ ቋንቋና ሰለ ዘኸትል ብቐሏል አገርእዮ ላይግብላናንኙዩ እሰክ ካብ ሓደ መጽሓፍ ኘነዋሰው ትግርኛ ተባሂት ብ ፎድፍዘ ላብ ሃፒ ሸወደን ዝተሓትመ ነዚ ጉዳይዚ ዝምልክት ነጥብታት ጠዊሰና ንርእኝ። እቲ ጓጳውራን ላገዳሰን ዝኹነ መደብ ወገነቓል ዓንቀጽዩ እዚ ብዛዕባ ሓደ ነገር እንታይ ከም ዝገብር ወይ ከክመይት ክም ዝፍጸም ዝገልጽ መደብኙ እዚ ማለት ዓንቀጽ ብመሰረት ወጣሪ ሕቶ መዓሰ ወይ ተግባር እዋን ሓደ ጳካል ንኻልጳጸ ላካል ከም ዝገብርዝፍጸም ሽግበርዝፍጸም ዝተገብረ ዝተፈጸመ ዘግብርዘፈጽም ዘገባብርዘፈጻጽጸም ጳፅማድ ብዝተፌሳለዩ ተግባራት እጸዋናትን ላዕማዳትን ተውሳጠሰማዊ ላካሳትን ዝሸሸን ደርጋ እቲ ሓንጎል ቋንቋ ትግርኛና እዚዩ እቲ ዝበዝሐን ላገዳሰ ለውጥታት ወገነቻሳት ክላ ጳብ ላጳውራን ገሉሰን ረባሕታ ላዕሚድ ዓንቀጽን ተግባራት እዋናቱንቹ ላዛይዱ ክፍጸም ዝረአ ዘሉ ብመሰረቱ ዓቀጽ ጳብ ክልተ ባህርያት ዝሽክፈል ገሳቶም ድማ ላጳጓጉል ፐደእጀ ረባሕን በቋፈእናበዌያ ዝብሃትኞም ኩሎም ረባሒ ባህሪ ዘለዎም ዓናቐጽ ብሙሱጳ ሓሙሸተ ላጳውራታት ላፅማድ ምሰ ኩሎም ተግባረ እዋናቱ ወይ ብኽፊሉ ክሰርዓሎሱም ዝኽእሉ ዓናቐጽም መብዛሕትኦም ላብ ከለላ ጳደባውያንን ኢሊጳደባውያንን ዓናቐጽ ድማ ዝርከቡችኙም ላጓጉሳውያ ዝብሃሉ ላብ ዝተወሰኑ ጳደባውያንን ሊላደባውያንን ዓናቐጽኳ ይረኽቡምበር ቀንዲ ሓይሎም ላብ ክለሳ ረጸንትን ሓገዝትን ዓናቐጽ ዝዝውተሩ ጳኹል ረባሕታ ጳዕሜድ ድማ ዘይብሎም ዓናቐጽም ዓይነታት ዓናቐጽ ዓናቐጽ ብቿቁሞኦም መሰረት ላብ ላርባዕተ ፍሉያት ዓይነታትም ዝምደቡ ንሳቶም ከላ ሰህታረጸዳቲ ዕ ሊእላደባውያን ላደባውያገን ሪ ሓገዝቲ ዓናቐጽ ዝብሃሉኞም ታሩሩዊሇ ብብሇብኘብፒጊፒ ሇጊብብብብ ሰ ረጸንቲ ዓናቐ ሓግን ሰርዓትን ዘይሕሱዉ መብዛሕትኦም ድማ ዘይረብሑሉላብ ቋንታና ኸላ ከም ብሮት ዝኹኑ ተወዳደርቲ ዘይብሎም ላብ ዕየያኦምውን ዘሻሚ ላጋጣሚ ዘይክፍቱ ሓያላት ደበንገረ ትርም ዘለዎም ዓቀጻዊ ቃላትዮም ገሳቶም ድማ ብኽልተ ጠይ ብበርከት ዝበሉ ፊደላት ቆይሞም ለቲ ላጀማምርኦም ማለት መዣ ፈላማይ ፊደሎሉምይኹን ወሳ በቲ ደምዳሚ ፊደሎምምስቲ ዕሩይ ባህሪ ላርጳእሰታዊ ዓናዌጽ ብም ሳድሰ ዝድምር ፊጺሞም ዘይመሳሰሉኾም ረጸ ተ ዓናቐጽጵ መብዛሕትሉ ለዋን ንረባሕታ ዓናቐጽጵ ምባል ለለት ይብል እናበለ ሊሉ ክብጳ ይበል ምበለወዘተ ዝጽፃዑ ቃላትኙምመረድሊ ዓዕ ገዓ ባዕ ጣዕ ሃህ ሰጥ ጠጠውወ ሃሰው ሸው ሃትሃት ለይሳይ ወዘታ እዚላቶም ዕዮ ዓናቐጽ ከበርክቱ ዝርክቡ ብፍላይ ላብ እዋን ግዴዲታዊ ትለዛዝ ተግባር ዓናቐጽ ድሙቐን ሓያልን ዓቢን ተራ ዝሓዙ ብቐሏል ላገባብ ክላ ዘይረላዩ ቃላትዮም። እተ ጳውራን ጳገዳሰን ዝኹነ መደብ ወገነቓል ዓቀጽዩ እዚ ብዛዕባ ሓደ ነገር እንታይ ክም ዝገብር ወይ ከመይሱ ከም ዝፍጸም ዝገልጽ መደብኙ እዚ ማለት ዓንቀጽ ብመሰረት ወጣሪ ሕቶ መዓሰ ወይ ተግባር እዋን ሓደ ላካል ንቫልጸ ጳካል ከም ዝገብርሽዝፍጽም ዝግበርዝፍጸምና ዝተገብረ ዝተፈጸመ ዘግብርዘፈጸጽም ዘገባብርዘፈጻጸም ጳዕማድ ብዝጉተፌሳለዩ ተግባራት እዋናትን ላዕማዳትን ተውሳጠሰማዊ ላካላትን ዝሸንሸን ደርጋ እቲ ሓንጎል ቋንቋ ትግርኛና እዚዩ እቲ ዝበዝሐን ላጳዳሰ ለውጥታት ወገነቓቻላት ክላ ጳብ ጳውራን ገሉሰን ረባሕታ ላዕማድ ዓንቀጽን ተግባራት እዋናቱንፔ ላዛይዱ ክፍጸም ኽረጳ ዘሉ ብመሰረቱ ዓቀጽ ላብ ክልተ ባህርያትዩ ዝክፈል ገሳቶም ድማ ላጓጉል በገፓደሃይኛያ ረባሕን ሰደለለ«ሃጀሮ ዝብሃትኞዮም ኩሎም ረባሒ ባህሪ ዘለዎም ዓናቐፃጽ ብሙሱጳእ ሓሙሸተ ጳውራታት ላጳፅማድ ምሰ ኩሎም ተግባረ እዋናቱ ወይ ብኸፊሉ ክሰርዓሎም ዝኽእሱ ዓናቐጽዮም መብዛሕትኦም ላብ ከላላ ላደባውያንን ሊጳደባውያንን ዓናቐጽ ድማ ዝርከቡኙም ጳጓሳውያ ዝብሃሉ ጳብ ዝተወሰኑ ላደባውያንን ሊላጳደባውያንን ዓናቐጽኳ ይረኽቡምበር ቀዲ ሓይሎም ላብ ከለላ ረጸንትን ሓገዝትን ዓናቐጽ ዝዝውተሩ እኹል ረባሕታ ላጳዕሜድ ድማ ዘይብሎም ዓናቐጽኙምሥ ዓይነታት ዓናቐጽ ዓናቐጽ ብቿቁሞኦም መሰረት ላብ ላርባዕተ ፍሉያት ዓይነታትዮም ዝምደቡ ንሳቶም ከላ ሠረጸገዝቫ ህ ሊላደባውያኘ ላደባውያገን ሪ ሓገዝቲ ዓናቐጽ ዝብሃሉኙም አ ስ ው ኣ በህ ረጸንቲ ዓናቅ ሕግን ሰርዓትን ዘይሕትዉ መብዛሕትኦም ድማ ዘይረብሑ ላብቭ ቋንቋና ክላ ከም ብሮት ዝኹኑ ተወዳደርቲ ዘይብሎም ላብ ዕያኦምውን ዘሻሚ ላጳጋጣሚ ዘይክፍቱ ሓያላት ደበንገረ ትርጉም ዘለዎም ዓቀጻዊ ቃላትዮም። ላነ ኸላ ልበይ ጳብ ኦም ሰዊለ እንተ ኹይነዶ ብርግጽ ድሕሪ ደጊም ምሳኻ ከተዓራረኽኘ እታ ልበይ ላብ ውሸጠይ እንተ ኹይና ግ ዋዛሥ ንሕንከት ሊለሰ ጳይተዓራረኽን ግዲ በሎ ቀጺሉ ሕጂ ካብሉ ርሓቐ እዚ ኦምቪ ጻሕ ከየብለልካሞ ከይትጭፍሳቐ ክላ ሊሱ ነቶም ቅርጫፋት ብምንጣሩ ነነይ ላበሎም ወዮ ሓርገጽ እቲኦም ተመንፒጊሉ ዝዉድቐ መሲሉዎርሕቐ ሊሉ በቲምለላኻ ግን እንታይ ማለትካ ኻ በሎ እቲወዓግ ትቐብል ጳላቢሉ ጽ እቲ ምስ ዘይመዘንሉ ዝዓርክኽ ላብ መጨረሸትሉ ይሓንኽ ዝብሃል ምሰሳሰ ወሳኳ ክዝንተወልካ ሰሚዕካዮዶ ለይትፈልጥንኻ ሕጂ ድማ ኪድ ድጓ መሓዛኻ ድለምበር ምሳይሰ ወይክ ዕደ ድጓጳ ዘይሕላን ተጸሊሏለዶሽ በሉ በዚ ምክንያት ወዮ ዕርክነት ወዓግን ሓርገጽን ጳኽተመ ሕጂ ወዓጋት ካብ ጳእዋም ወሪዶም ጳብ ማይ ጳይላትውንፕም ሓራግጽጵ ድማ ካብ ማያት ወጺኦም ጳብ ላጳእዋም ዘይጽግዑንሲ በዚ ምክንያትቪችም ይበሃል ላውራ ረባሕታ ጳዕማድ ዓናቕቐጽጵ ዕሪ ሃፎ ጸዐዐፅ ዓምዲ ዓንቀጽ ማሰት በመራርጻ ሓደ ሹማዊል ላብ ሓደ ፍሉይ ግዜን ፍሱይ ላጋጣምን ዘሕልፎ ሰምጊትን ዘሽኽትሎ ዝንባሌን ዝምድናን ፍጻመን ምሰተቲ ዝጭመት ዘሎ ተገባር ማሰት ላወንታዊ ላጳጻር ላሉታዊ ሮግጽ ላጳንጻር ግምት ሕቶ ጳጻሮ ሽዝርዝር ምንዮት ላንጻር ትጳዛዝ ግናነ ላጳንጻር ጥርጣረ ወዘተ ብሰምዒትን ብቻቓጳን ክገልጽ ወይ ከመልክት ዚድሏ መንፈሰ ዓንቀጽኙ ትግርኛ ብኽልተ ወ ብላውራን ብንሉሰን ሰላ ዝረብሕ መጀመርትሉ ላጳዝዩ ጥንቃቐ ዘድልዮ ቋንቋዩ ላብዞም ምዕራፋትቪኦም ላጳብቲ ላውራ ላጳዕማድ ጥራሕ ከነተኩርኝ ላብ ምዕራፍ ክላ እቶም ንሉሳን ረባሕታታት ክዝርዘሩኙም ላብ ቋንቋ ትግርኛ ሓሙሸተ ዓበይቲ ላውራ ላዕማድ ይርክቡቸኙም ላብ ርጳሲቪኦም ብመሰረት ሓዝቲ ዓናቐጽ ካልኦት በርክት ዝበሉ ላጳዕሜሚድ ክፍጠሩ ይከላሉኞም ግን ቋንቋና ሕጂ ላብ ጽገኩር ኩነታቱ ሰለ ዘሎ ዝርዝር ጸዞም ተወሰክቲ ላዕማድቪኦም ንግዜሉ እንተ ዘይተተንከፈ ዝሓሸ ዝመሰል ዘሉ ጳፃም ፍሉጣትን ቀንዲ ዝኹኑን ሓሙሸተ ላዕማድ እዞም ዝሽተሱም መብዛሕትና ብጳንግሊዝኛ ሰለ ዝሰልጠና ነዞም ላዕማድቪኦም ዝኽውን ላገላልጻ ወይ ላነጻጻርቲ ቃላት ካብ ቋንቋ እንግሊዝ ክንወሴድኝ በ ዓምዲ ገቢር ርሪር ሂዐዐዐያ ሓደ ግብረቓልጳ ብዓምዲ ገቢር ክግለጽ ክሎ ለቲ መንቅድ ነቲ ተግባሮ ፊጻሚሉ ምኻጻኑ ብዝህቦ ሰምዒት ዝሕብር ረባሕታ መደብ ዓንቀጽዩ። በቲ ሸዑ ዝተገብረ ዋዕሳዊ ድንጋጌሺ ድማ እዞም ዝኽተሉ መምርሕታት ካብሉ ንድሓር ዝወረሰናየዮም ይብሉና ነበሩ ንሳቶም ከላ በህ ፋ ኩሎም ላጓብ ላርእሰታውያን ቃላት ዓናቐጽ ዝርክቡ ብዘይካኙም ረጸንቲ ዓናቐጽ ዝብሃሉ ብ ም ሳድሰ ጥራሕ ክድምሩ ብዘይካ ቲ ደርቃዊ ቀላሳይ ዕጳሳን ዓንቀጸ ፊደሎም ድማ እቶም ኩሎም ፊደሳቶም ብሳድሰ ጥራሕ ክሰርዑ ጋመረድጴ ምሓዝ ምህራም ምልምላም ምትጸልላይ ወዘተ ዕህ እቲ ደርቃዌ ቀላሳይ ፊደል ወይ ልሳን ዓናቐጽ ጳብ ጳርእሰታውያን ቃላት ዓናቐ በነባቢ ራብዕ ጥራሕ ክኸውን ገመረድሏ ምሻም ምሰዓም ምሰርራዕ ምትእኽክኻብ ወዘተ ጓሰራርዓ ቃላት ረባሕታ ጳውራ ጳዕማድ ዓናቐጽጵ ድማ በዞም ክልተ ጳንበብቲ ማለት ሷድሰን ራብዕን ጥራሕ ይወሰ ካብቪኦም ዝተረፈ ግን ብተነባቢ ፊደል ግእዝ ጥራሕ ክቐጸል ተባሂሱ ዝሐሰርዐኙ ይበሃል ነበረ እዚ ጳበሃህሳዝሰ ብሉነትክ ጳሰር ሓቂ ይህልዎዶ ኹን ዓናቐጽ ብርግጽክ በነባቢ ሳድሰን ራብዕን ግእዝን ተወሲኖምስ ደመት ቋንቋናኽ ይዕቆቅቡ ደዮም እሰኪ ምርመራና ቐልኛ ወ ጳደባውያን ዓናቐ ጳብ ዝሓሰፊ ምዕራፍ ጳደባውያን ዓናቐጽ ብዓምዲ ገቢር ጳብ ረባሕታ ጳዕማዶም ክድፖሩ ክለዉ በነባቢ ሳድሰ ጥራሕምሦበር ፊጺሙ በነባቢ ሳልሰ ወይ ሓምሰ ንምድጅማርሰ ጳድላዩ ክም ዘይኩነኳ ተገንዚብናኝ እቲ ሓደ ገጽታ ጳደባዊ ዝብል ቅጽል ዘውህቦ ድማ እዚ ላጀማምራ ረባሕትሉዩቹ ይብሃል ሏላጳደባዊ ዝብሃል ግን ነዚ ሕግዝ ላመዳድባ ሰርዓቱን ሰለ ዘጓራብጦ ሓሓሏሷፉ ላይክተሎንኙ መብዛሕትኦም ጴጳደባውያን ዓናቐጽ ባዕዳውያን ፊደሳት ወሲኾምኙም ዝንበቡ። እዞም ላብ ዚ መደብቪ ዝርክቡ ዓናቕቐጽቪኦም ብሕልሬ ላብ ህልውን ሕትፋን ትእለዛዛውን ተግባራት ዓናቐጾም ንተረርቲ ላነባብያን ሳልሰን ሓምሰን ሰለ ዝዝምብሉ ወይ ባዕዳዊ ፊደል ሓዊሶም ሰለ ሽንበቡ ነቲ ላገባብ ላጀማምራ ጳነባብያን ፊደላት ላብ ላጳደባውያገን ዓናቐጽ ዝተኸሰበ ምሱጳእ ብምሉእ ጳይክተሱዎኙም ገመረድሊ ይ ጳካልተባዕታይ ብገቢር ዓምዱ ገርለኝ ምባልይብልአለናበለበለኢሉፐክብልይበልምበሰ ምሓዝ ይሕዝእናሓዘሓዘርሲዙክሕዝይሓዝምሓዘ ምኻድይኽይድእናኸክደከደጠይዱክኸይድይኺድምኽክደ ምሻይሸይእናሸነሸነሺይኑክሸይንይሸንምሸነ ላብ ይ ላካል ተውሳጠሰም ተባዕታይ ንሰኻ ድማ ምባልትብልእናበልካበልካሷልካክትብልበልምበልካ ምሓዝትሕሽለእናሓዝካሓዝካዕሊሲዝካክትሕዝሓሽምሓዝካ ምኻድትሽይድእናኽክድካከድካከይድካታክትከይድኪደድምሽድካ ምሻንትሸይእናሸንካሸንካይንካክትሸይሂንምሸንካ እዞም ጳብ ሓጽር ጳትዮም ዘለዉ እቲ ላብ መደብ ላጳደባውያን ዓናቐጽጵ ሰፊኑ ዝነበረ ሰርዓት ጳረባብሓ ላጳዕማድ ዓናቐጽ ዝጠሓሱ መሳርዓትኞም እቲ ዘርላይዎ ባህሪ ድማ ንሓደ ልሰሉሰ ፊደል ውሒጦም ብገሪር ላጳነባቢ ምድማርኙ ጳብዚ ጳብነትቪ ሓደ ሓድሸ ዝተወሰኽ ፊደል ይ ሳድሰኽ እዚ ፊደልዚ ክውሓጥ ከሎ እቲ ብቐድሚት ዝነበረ ፊደል ሳድሰ ጥራሕ እንተ ነይሩ ሽላ ነነባቢ ሳለሰ ከም ዝቐይሮኽሰ ተመልክትኻ ሕጂ ብድሕሪ ዘበን መድቁለሰቲ ቋንቋና ግ ኩሉ ነዢ ምሰቅልቅል ዝበለ ጳገባብኘፔ ላጳትይዎ ዘሎ ወዮ ቀደም ጳብቶም ጳደባውያን ዝተባህት ዓናቕቐጵ ሰፊኑ ዝነበረ ግሩም ጳሰራርንዓን ላመዳድባን ከይተረፊኳ ድላ ተደፊሩን ፈሪሱንሲ ኩሉ ሰብ ከክም ዝመሰሎ ብፍሳጥ ይኹን ወይ ብዘይ ፍሳጥ ነቲ ላገባብ መሳርዑ እናዘነጣጠሰኙ ዝርክብ ዘሉ ጉድኙ ዘብል ነቐፌታዊ ሓተታ እቲ ዘይግርኑብ ባህሪ ጳሰራርዓ ጳመዳድባን ብግዜ ፈደረሸውን ሓሓሏፉ ይርእ ነይረቹ። እንተ በልናዮም ንሳቶም ክላ በሰቆርቐርታዊ መገዲ ምሳሸ ክቐርቡልና ክለዉ ከምዚ ዝሰዕብ ይብሉና ነበሩ ምናልባት እቲ ሕጂ ጴላጳደባዊ ዘግብሮ ዘሎ ፊደል በነባቢ ሳልሰ ዝርከብ ዘሉ ነቲ ቀደም ብ ይ ሳድሰ ዝሰነ ዝነበረ ፊደል ማለት ነቲ ይ ሳድሱ ከሕቅቐ ዝማዕበለ ዝመሰል ዘሉ ከምኡውን ለተ ሕጂ በነባቧ ሳብፅ ዘሎ በቲ ቀቅድሚ ው ዝርክብ ፊደል ሳብዕ ቀይሩ ነተ ው ሳድሰ ክቐዝፍ ተባሂት ዝማዕበለ ዝመሰጳ ዘሉ ብዛዕባቲ ሕጂ በነባቢ ሓምሰ ዝርክብ ግን ነቲ ላዘራርባ ቋንቋ ትግርኛ ብምሰውንዋን ሓዲሸ ሰሜት ከዕሰል ተባሂሱ ኩነ ተባሂት ብሃይማናታውያን ቀሳውሰቲ ዝማዕበለኙ ዝመሰል ዘሎ እዚ ነገርዚ ሓደ ወናም መምህር ቋንቋና ብ ላብ ማእከሳይ ቤትምህርቲ ቤት ፒያርፒሰ ጳሰመራ ዝነበሩኙም ዝተረኹልናእዚ ማለት በ እቲ እይሉ ጸይልካ ሕይዙ ሕይሽካ ህይቡ ህይብካ ዝነበረ ብሰንኪቲ ሰናዩ ፊደል ዌ ምውሓጡ ወይ ምሕቃቹ ነተ ላናብባን ላጳደማምጻን ጳጀማምራን ንኽምዚኦም ዝብሉ ዝነበሩ ዓንቀጻውያን ቃላት ሏሉ ጴልዛካ ሒዙ ሒዝካ ሂቡ ሂብካ ጳመሓይሸምዎም ማሰትኙ ሪህ እቲ ዝውይሩ ዘውርካ መውይቱ መውትካ ወዘተ ዝነበረውን ነቲ ሰናዩ ዝኹነ ፊደሱ ው ብምምሓው ወይ ብምምንቋሱ ምሽክሽንያት ን ዞይረ ዞርካ ሞይቱ ሞትካ ወዘተ ማዕበሉ ማለትቹ ኀ ብዛዕባ ወራር ላጳነባቢ ሓምሰ ላብ ጳመዳድባ ረባሕታ ዓናቐጽ ቀጺሎም ክትርኹልና ክሰው ሽላ ከምዚ ዝሰዕብ ይብሉና ነበሩ «ኗ ጳነባቢ ሓምሰ ላብ መደባት ረባሕታ ላዕማድ ዓናቐጽጵ ፊጺሙ ጳይነበረንዩ ብዘይ መጠ ድሑር ጣልቃ ጳታዊ ሊምዕባሌቹ ይብሉ ነበሩ። ንብዙሓት ሰባት ላብዚ መደብ ይተሓዋወሶምኽ ንጽር ላጳገባብውን ጳይሕዙንኙም ጓብ ቀጻሊ ህልው እዋን ዘለው ብዘይ ገላ ክርክር በነባቢ ሳድሰ ጥራሕ ጀሚሮም ላለው ርህጳብ ጽል ሕሉፍ እዋን ዘለው ኩሎም በተነባቢ ግጸዝ ጥራሕ ጀሚሮምችም ሀ ላብ ቅዱም ሕሉፍ እዋን ዘለው ኩሎም ብተነባቢ ግለዝ ጥራሕ ጃጀሚሮምችም ሀ ኣብ ትንቢታዊእዋን ዘለው ኩሎምበነባቢ ክ ሳድሰ ጥራሕ ጀሚሮምኛም እቶም ላብ ሓጽር ዝጳተው ሓደ ዝዓይነቶም ረባሕታ ተጠዌዊሞም ላለው ጳላብዚ ትንቢታዊ መደብጂቪኞኙም ብዙሓት ብተሪረ ላነባቢ ሳልሰ ብዘይ ግቡእ ክጥቀሙ ዝርጳዩ ሰለዚ ብግኙይ ጳገባብ ክይትምራሕ ተጠንቀቐት ሀጳብ ትእዛዛዊ እዋ ዘለው ገሏኦም በነባቢ ሳድሰ ገሏኦም ግ ብተነባቢ ግእዝ ጀሚሮምኞም ጋጳብ ምንየዮታዊእዋን ዘለው ክላ ኩሎም በነባቢ ሳድሰ ጥራሕ ጀሚሮም ጳለው እዚ እቲ እሩም ጳገባብ ካብ ዕሱማት መምህራን ቋንቋና ብዘበን ፊደረ ሸን ወይ ቀቅድሚጵ ዝነበረ እዋ ዝተመሃርናዮኙኾ ሕጂ ነቲ ብሳድሰ ላነባቢ ዘሎ ሳልሰ እቲ ብግእዝ ዘሎ ንሓምሰ እናቀያየርና ነፍርሶዶ ወይሰ ከምቲ ዝጸንሓልና ቐልኝ ሓበሬታ እቲ ደርቃዌዊ ቀላሳይ ፊደሎም ላብ ላርእሰቱ በነባቢ ራብዕ ዝነበረ ጳብዚ መደብዚ ሓያሎይ ለውጥታት አከም ዘርጳየ ጳይትዘንግዓሉኻ ግኘ ሱ ርጳሱውን እንተ ኹነ ካብ ሳልሰን ሓምሳን ጳነባብያን ፊደሳት ርሒቹ ከም ዘሎ ርለኻ ህ ሊጳደባውያን ዓናቕጽ ሕጂውን ሓደ ላርእሰታዊ ቅርጺ ዓንቀጽ ዘለዎ ሊላደባዊ ዝኹነ ቃል መረድሊ ምባል።