Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convert to Pdf
  • Reading List
  • Summary
  • Audiobook
  • Search
  • Upload
  • myzon
  • Log in
  • Register
English  አማርኛ  Français  العربية  Portuguese
Book of the day

መዘክር_ጋዘጠኛ.pdf


Advertisement
  • word cloud

መዘክር_ጋዘጠኛ.pdf
  • Extraction Summary

ወ ኀ ርክኳ ጃጻጭ ጩ ከ ትሕዝቶ ቃል ተርጐምቲ «» መዘክርቲ ጋዜጠኛ ምእላሽ ስራሕ መዝሙረ ዋልዋ ኡ« ብደም እተረኸበ ስልጣን ፈተንቲ መዓልታት ስራሕ እታ ዘይርስዓ ጋዜጠኛ እዋይ ኣነ ከንቱ ጸበባ ከይወርደኒ ዝፈራሕኩ ኸመስል በርቂ ከይሃርመኒ ዝሰጋእኩ ኽመስል ድሕሪት ግልብጥ ኢለ ንሰማይ ጠመትኩ ከም ሕሱም ጸላኢ ካብ ጽባቐአ ሃደምኩ ግጥሚ ሺፈራው ከበደ ቶማስ ኣርጋው ሰለሞን ኣበበ ዘነበ ወሳ ወሰን ይሄይስ ተኸለ ተስፋልደት ከከም ኣመጻጽኣኦም ናብቲ ኣደራሽ ይኣትው ኣለው ላህመት ዘርእስታ መጽሓፍ ዝቐረቡ ሓጺርዛንታታት እናንበብኩ ከለኹ ገዙ ኣባነፍሶ ደበኸ ኢሉ ሰላም በለኒ። ህይወተይ ክሕልፋያ በለኒ። ኣይፈለጥኩን መኣስ ደኣ ወሊድካ። ትፈልጦ ኢኻ። ፖሊስ ድማ ከምዛ ትፈልጠን ስራሕ የብለንን። ንፋቶ ኢና። ስፖንሰር ግና ረኺቦሙላለው። ብስም ጓለይ ጎይቶት ኮይኖም ክርእዮም ከለኸዩ ዘሕርቐኒ ዘሎ። ንኣኻ ዘኸብረካኮ ሓደ ዓይነት ሞያ ስለ ዘለናዩ። ገዙ ብዝተረጋግአ መንፈስ ቤተሰብና ብምሉኦም ጽሕፈቶም ከምዚ ናተይዩ። ግና እንታይ ዋጋለዎ። ከምዚ ዓይነት ዓስታኸ ኣእምሮ ኣናድዮምዮም ዝረኸብዎ ሓደው ኸኣ ጣኦት ደልዩም ጀልገፍ ክብሉ ከለው ኣብ መገዲ ይረኽብዎም። ኢትዮጵያውያን ሓቢርካ ምብላዕምበር ሓቢርካ ምስራሕ ኣይክእሉንዮም ዝብል ኣበሃህላ ሓቂ ከይከውን ድማ እምነ ጐዕዞ ናብ ፍልጠት ድኹም ብምጊኳንካ ኣይትፍራሕ ሓያል ብምኺንካውን ኣይትመካሕ እዚ ይኹንቲ ዓለም ድላያ ትበል ንነፍስኻ ምሰል መገድኻ ተኸተል ዕድልካ ተጠቐመሉ እምበር ኣይትንሓፎ ናብ ግርህነት ምምላስካ ኣይትግደፎ ግጥሚ ሯአእል ክልህጠ በበርከር ትርጉም ከበደ ደበሌ ሮቢ ቭኗ ሰብ ኣብ ዝባን እምባ ዝቋላ ልዕሊ ዝኾነ ሰብ ናተይዩ። መንነትካ እተሃነጸሉ መሰረት ግና ቀዲድካ መዘሃክር ጋሄጠኛ ክትድርብዮ ኣይትኸእልን ኢኻ። ክንፈላለውን ኣይንኽእልን ኢና። ድሕሪ ጽባሕ ኩልና ብህይወት ኣይክንህሉን ኢና። ብሓቺ ይበል ናይ ትርጉም ስራሕ።

  • Cosine Similarity

ኣብ መገዲ ኣነውን ድርሰት ምጽሓፍ ከም ዝፈቱ ምስ ኣዕለልክዎ ቅድሚ ሕጂ እንታይ መጽሓፍ ኣሕቲምካ። ኣብ ቤትማሕተም ኩራዝ እኩባት ሓጺርዛንታታት ኣእትየ መልሲ እጽበ ከም ዘለኸ ኣብ ሬድዮ ዓንቀጻት ከም እተቓልሓለይ የስለት ልጅ ቄልዓ መብጽዓ ዘርእስታ ሓጻርዛንታ ጽሒፈ ጌታቸው ለማ ንዝተባህለ ጋዜጠኛ ኣዲስ ዘመን ከም ዝሃብክዎ ንሱ ግና ኣብ ግዜ ሰውራ ብዛዕባ ቄልዓ መብጽዓ ምጽሓፍ ተቐባልነት የብሉን። ንኣይ ከይተረፈ ብዘደንጸወ ፍጥነት ግና ኣብ ሃረር ብወተሃደራዊ ሳይንስን ፖለቲካን ሰልጢነ ናይ ሓደ ወርሒ ደሞዘይ ከይወሰድኩ ኣብ ኩናት ተሳቲፈ ተወጊአ ኢደይ ንወያኔ ሂበ ኣብ ሓጺር ግዜ ሓደ ካብ ናይ ኢህወደግ ካድር ተጋዳላይን ኣባል ፕሮፖጋንዳን ክኸውን በቺቼዐ። ሻለቃ ጀማል ዝብሃል ተወላዲ ኦሮሞ ኣብ መቐለ ኣብ ዝተገብረ ሓደ ናይ መኮንናት ኣኹባ ሰዓረ መኮንን ኣብ ማኪናኡ ናይ ወዲ ትኹል ደርፊ ክሰምዕ ከሎ ሻዕብያ ኢኻ ኣይንብሎን ኢና። ነቶም ንህዝቢ ጎንደር ናይ ቀረባ ርሑቹ ዝኾኑ ከም ብዓል ተፈራ ዝኣመሰሉ ዝምልከታ ካብ ሰለስተ ኣብያተመስተ ዝኣከብክወን ቅኔታት ሒደት ከካፍለኩም ትሰምዓኒ ተኾይንካ መለስ ክመኸረካ ከፋፊልካ ምግጫው ደጊም ይኣኽለካ ሓዚኑ ኢሎሞ ኣቶ መለስ ዜናዊ ኣይድሓንን ድዩ ጐይታና ታይ ኮይኑዩ ዘእዊ ጎንደር ጠፊኣቶ ለይቲ ሃሰው ክብላ ቐትሪ ምስ ኣዲሱ ርእየዮ ክኾላ ሰናይ ምኸሪ ምኸሮ ክፍኣት ዘንጽሃሉ ኣርብዓን ኣርባዕተን ታቦት ሊቃውንቲ ኸለው በረከተ መርገም ይቕድስ ኣሎ ተባሂሉ ሓዲሽ ሰብ ተባዚሑ ኮይኑ ወዲ ገዛ ኣብ ማእከል ሜዳ ተረፍና ከምዛ ዋዛ ሙሉኣለም ኣበበ ኣንታ ዓቢ ጐይታ ከምዛ ደሓን ዘይወዓልካ ብኣቢልካ ቅሂምካ ኣዲሱ ሀላዌ ታደሰ ዘመዴ መገዲ ቀይሶም መረሽሉ ኸብደይ በረኸት ስምኦን ሃገሩ ናፊቕዋ ዝባን ዳሽን ኮይኑስ ኣስመራ ርእይዋ ሑመራ ኣቲና ኣብታ ሕምብርታ ሓዲሽ ሰብ ረኸብና ዝብል ባይታ ባይታ ካብ ርሑቕ ዝረኣኸዎ ባኒ መሲሉኒ ቅርብ እንተ በልኩስ ቢራ ኾይኑኒ መሃሙረ ዎልፇ ብገዛእ ሃገርና ብገዛእ ሩባና ብቢራ ደንዚዝና ኣተና ኣጐዶና ናይ ደጋ ድዩ ወይስ ናይ ቆለኛ ጠለምት ገዳም ኣትያ ዝብል ኣምሓርኛ በረኸት ኣብ ገዛ ሰብ እትው ውጽእ በለ ናብ ገዛይ ከይተረፈ መርገም ሒዙ መጸ ሒደት ተባዓት እምብዛ በርቲዖም እቶም ዘይተንበርከኹ ኣብ ጎንደር ነጊሶም ኣይበዌለን እምበር ብዙሕዮም ዘሪኦም ንወልቃይት ጸገዴ ቀሪቡ ዘስተውዓለላ ዋይ ኣነ ዋይ ኣነ ወይኒያ ትብል ኣላ ኣብ ዓድዋ ጸሓይ ኣብ መቀለ ኻፋ ኮይኑዋ ድዩ ጎንደር ጸልማት ውሒጥዋ። ህላዌ ዮሴፍ ኣብ ኣብ መጽሔት እፎይታ ዝጸሓፋ ውልቀ ገድሊ ከምዚ ትብል ሓደ መዓልቲ ንኢህዴን ክንምስርት ሒደት መዓልቲ ምስ ተረፋና ካብቶም ብህይወት ዘለው ተጋደልቲ በረኸት ታምራት ተፈራ ኣዲሱ ገነትን ሃይለን ካብ ስውኣት ድማ ክበበው ኣስራደ ዑስማን ሙሉኣለምን ዓብዲን ኣብ ትሕቲ ገረብ ኮፍ ኢሎም ገሌና ድማ ሬድዮ እናሰማዕና ነዕልል ነበርና። እቲ ኣብ መጥቃዕቲ ባጽዕ ዝተማረኸ ጀነራል ሰራዊት ደርግ ብምኽንያት ጉድለት ኣመራርሓ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናተዳኸመ ከም ዝኸደ በንጻሩ ሰራዊት ሻዕብያ ብቕዲ ኣመራርሓ ኩናት ከም ዝሓየለ ተጋደልቲ ድማ ናይ ምውጋእ ሞራሎም ሓያል ምኳኑ ኣብነታት እናጠቐሰ ይገልጽ ነበረ። ጋዜጠኛ ናይ ምኺን ዝንባለን ድልየትን ከም ዝነበረኒ ኣብ ክፍሊ ፕረስ ሪፖርተር ኮይነ ክሰርሕ ወረቐት ኣእትየ ከም ዝነበርኩ ኮይኑ ግና ከም ዘይሰለጠኒ ንሓይልታት ምክልኻል ዝኸውን ናይ ሬድዮ ጽሑፍ አቕርብ ስለ ዝነበርኩ ግና ምናልባሽ በዚ መገዲዚ ድልየተይ እረክብ እኸውን ብዝብል ግምት ኣብዚ ክርከብ ከም ዝኸኣልኩ ኣዕለልክዎ። ቀጺለ ኣብ ኩናት ከም ዝነበርኩ ትዝ በለኒ። ኣነ ድማ ኣብ ቋንቋ ዝተመስረተ ፖለቲካዊ ፍታሕ ነቲ ጸገም ኣብ ክንዲ ዝፈትሖ መሊሱዩ ዝጠናንጎ ዝብል ስግኣት ከም ዘለኒ ገለጽኩሌ። ደርግ ምስ ወደቐ ግና ኣበይ ከም ዘለኻ ኣይፈልጥን ነይረ። ግጥሚ ነቢይ መኮንን ጣኗ ምሸት ኣብ እዋን ቃልሲ ኣብ ወረዳ ተምቤን ሃገረሰላም ኣብ ዝብሃል መአዘዚ ነቹጣ መሪሕነት ኢህዴን ምስ በረኸት ስምኦን ዝብሃል ሰብ ተላልየ። ፅባይ ጎንደርን ወለዱ ድማ ኤርትራውያን ምኺኖም ኣብ ውግእ ጅግናን ብዓል ወንን ከም ዝኾነ ምስ ደርግ ኣብ ዝካየዱ ዝነበሩ ግጥማት ብምሒር ህልኸ ምምራሑ ገዲፉ ምስቶም ተራ ተጋደልቲ ውሽጢ ድፋዕ ይኣቱ ከም ዝነበረ ምስኡ ኣብ ኩናት ዝወዓሉ ተጋደልቲ ዘዕለሉኒ ትዝ ይብለኒ። ብዛዕባ ባህሪኡውን ህውኸኽን ስምዒታውን ምኳኑ ንሰብ ዘቐይም ቃላት ከም ዝጥቀም ንህላወ ኢህዴንን ናጽነቱን ዝምልከት ጉዳያት ክልዓሉ ከለው ምስ ኣባላት መሪሕነት ህወሓት ብተደጋጋሚ ከም ዝጋጮ ምስ መለስ ግና ደሓን ምቅርራብ ከም ዘለዎ ከምዚኣቶም ዝኣመሰሉ ብዛዕብኡ ዝምልከቱ ፅላላት ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጋጣሚታት እሰምዕ ነበርኩ። ሓደ መዓልቲ ንግሆ ቤትጽሕፈተይ እትው ምስ በልኩ በረኸት ደዊሉ ከምዚ በለኒ መለስ ዝጸሓፋ ጽሕፍቲ ምስ ሓንቲ ሰነድ ኣተሓሒዘ ሕጂ መዘሃክር ጋሄጠኛ እሰደልካለኹ። ነቲ ጽሑፍ በረኸት ንባዕሉ ከም ዘየንበቦ እንታይ ደኣ ብቐጥታ ካብ መለስ ናባይ ከም እተላእከ መለስ ግና ነቲ ጽሑፍ ናባይ ቅድሚ ምልኣኹ ንበረኸት ደዊሉ ሓቢርዎ ከም ዝነበረ ክርዳእ ክኣልኩ። ካብ ቤትጽሕፈተይ ምስ ወጽአ ናብ በረኸት ደዊለ ነቲ ምስ ኣሰፋ እተዘራረብናዮ ኩሉ ዘርዚረ ኣዕለልክዎ። ድሕሪ ዓመት ኣሰፋ ኣብ ካሊፎርኒያ ኮይኑ ናይ ተቓውሞ ጽሑፍ መዘሃክር ጋሄጠኛ ክጽሕፍ ጀመረ። እንሆ ኣብ ሓደ ተራ ኣኹባ ኣብ ልዕሊ በረኸት ስምኦን ዘለኒ ውልቃዊ ኣረኣእያ ብምግላጸይ ኣብ ሓደገኛ ኩነታት ከም ዝወደቕኩ ኣሰፋ ምኸሪ ብዝዓይነቱ መገዲ ይሕብረኒሎ። ኣብ መወዳእታ ክንፈ እዚ ግና ምስጢርዩ ኢሉ ኣጠንቀቐኒ። ናይ ካልኦት ግና ከም ድላይካ በለኒ። ኣብኡ እንተ ተኺሉ ግና ኣብ ማእከል ኢትዮጵያ ጠለብ ክስእንዩ ተባሂሉ ስለ እተሰግአ ኣብ ጎንደር ከም ዝትከል ተገብረ። ህወሓት ኣብ ክልተ ምስ ተገምዐ ናይ ቀረባ ሓላፊየይ ኣለምሰገድ ገብረኣምላኽ ብቕጽበት ካብቲ ቦታ ክእለ ኸሎ ኣብ ክንድኡ በረኸት ተተከአ። ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራ ግጭት ምስ ተላዕለ ምስ በረኸት ኣብ ሓያል ምትፍናን በጺሕና ነበርና። ምስ በረኸት ከምዚ ኢልና ብሓባር ኸሪምና ብኸምዚ መገዲ ምስ ተፈላለና ሸዑ ንሽዑ ንሓዋሩ ከም ዝረሰዓኒ ርግጸኛየ ኣነ ግና ኣይረሳዕክዎን ምኽንያቱ ኣብ ዝኸድክዎ ቦታ ብሚድያ ስለ ዝመጽእ ክርስዖ ኣይክእልንየ። ካልኦት ሓካይም ከም ዝገለጽለይ ግና ኣብ ኣብ ዝተገብረ ባይቶኣዊ መረጻ ዲዛይነር ፕሮፓጋንዳ ኮይኑ ምስ ሰርሐ ፍሽለት ስለ ዘጋጠሞ ንሱ ሓደ ካብ ጠንቂ መበገሲ ሕማሙ ክኸውን ይኸእልዩ። ድሕሪ ኸልተ ወርሒ ፕረዚደንት መለስ ዜናዊ ናብ ኣምቦ እናተጓዕዘ ማኪና ተገልቢጡ ማህሰይቲ ከም ዘጋጠሞ ዝገልጽ ዜና ኣብ ጋዜጣ ሼከክዐበ ዘ ኣብ ድሕሪት ምስ ናይ ክልላት ሓጸርቲ ዜናታት ወጽአ። ኣብ ውሽጢ ዓሰርተ ደቓይቕ ድማ ነቲ ዝእረም ዝነበረ ወረቓቕቲ ኣኻኺብናን ነቲ ጌጋ ሓበሬታ ዝሰርሐ ኣራሚ ጽሑፍ ኮፍ ኣቢልናን እቲ ጌጋ ከመይ ኢሉ ከጋጥም ከም ዝኸኣለ መርመርና። ስማ ግና ኣብ ጋዜጣ ጄ። ከምኡ ምስ በለኒ ብርግጽ ምስ ተኽሉ ድየ ዝዘራረብ ዘለኹ ዋላስ ምስ ካልእ ሰብ ኢለ ተጠራጠርኩ። ፍጹም ኣብ መወዳእታ ምስ ሓደ ኣመሪካዊ ተመርዕያ ካብ ኢትዮጵያ ወጽአት። ኣብ ደብረዘይት ዝርከብ ሓይሊ ኣየር ነቲ ብኸልተ ሽሕ ዶላር ገዚኡ ዝምጸኦ መለዋወጢ ኣቹሑ ናይ ሓንቲ ነፋሪት ተጋደልቲ ከም ወንበር ይጥቀምሉ ከም ዘለው ፋይላት ምምሕዳራት ከተማ ተጋደልቲ እናውጽኡ ንመናኸሲ ሓዊ ይጥቀምሉ ከም ዘለውን ናይ ታሪኸ ሰነዳትውን ኣብ ኢድ ዘይምልከቶም ሰባት ከም ዘሎ ዝገልጽ ጽሑፍዩ። ዝፈልጦ ነገር እንተ ነይሩ ነቲ ፖለቲካዊ ትምህርቲ ከም ዘይፈትዎን እቲ መምህር ድማ ስለ ዝተሃራረም ከም ዝፈርሖን ጥራይዩ። ኣንለይ ኣብ ኣኹባ ናይ ምዝራብ ኣመልኳ እንተለዎ ኣብ ውሽጢ ሓጺር ግዜ ምስ ኩሎም ኣባላት ጋዜጣ ኣዲስ ዘመን ዝረዳዳእን ሕውስ ፈታዊ ኩሉ ክኸውን ከም ዝኸኣለን ከስተውዕል ክኣልኩ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቤትጽሕፈት መጽሔት እፎይታ ምስ በጻሕኩ ግና ነቲ ዝፈከርክዎ ፈኸራ ሃሰው ኢለ ሰኣንክዎ። ብዕሳል ዕላል እቶም ሽማግለ ምስ ተላዕሉ «ወንድሙ ጩበሮ ኣብ ምሉእ ኣርባ ምንጭ ህቡብ ኮይኖም ቀጺላ ኣብ ሓደ ናይ ህዝቢ ኣኹባ ክኣትው ኸለው ህዝቢ ሓፍ ኢሉ ብብርቱዕ ጣቕዒት ተቐቢልዎም። ኣብ ግዜ ደርግ ል። እቲ ጋዜጠኛን እቶም ፕረዚደንትን ግና ከም ኢህወደግ ምሕሳብ ኣብ ዝብል ሓጺናዊ ጋብያ ተዓጽዮም ኣለው። ኣብ ክልተ በበይኖም ዜናታት እሞ ኸኣ ኣብ ሓደ መዓልቲ ዝተፈጸሙ ፍጻመታት ኣብ ክልቲኡ ከመይ ኢሉ ከርክብ ከም ዝኸእል ምስጢሩ ፈጺሙ ኣይርደኣካንዩ። ኣለማየሁ ኣብ ደብዳበኡ መራሕቲ ናይቲ ገምጋም ከም ዝዘለፍዎን ክብሩ ከም ዝተንከፍዎን ካብቲ ንእኡ ዘጋጠሞ ኣደራዕ ንላዕሊ ህዝቢ ኦሮሞ ዝወርዶ ዘሎ ኣደራዕ ዝያዳ ከም ዘተሓሳሰቦ ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ንህዝቢ ኦሮሞ ዘዋርድ ገምጋም ምስታፉ ከም ዘጠዓሶ ኣደራዕ ተሸኪምካ ካብ ምንባር ሞት ከም ዝሓይሽ ምማቱ ዘይተርፎ ድማ ንሰለስቲኦም መራሕቲ ገምጋም ለኪምዎም ክጠፍእ ይኸእል ከም ዝነበረ እንተኾነ ግና ካብቶም ሰለሰተ ውልቀመለኸቲ ንላዕሊ ዝኸፍኡ ሓለፍቶም ከም ዘለው ስለ ዝፈልጥ ከምኡ ክገብር ከም ዘይደለየ ብምግላጽ ነፍስኻ ምቕታል መፍትሒ ስለ ዝኾነ ህይወተይ ኣሕሊፈ ኣለኹ ብምባል ቃል ብቓል ኣስፊርዎ። ስየ ኣብርሃ ኣጻብዑ ኣገጣጢሙ ምስ መጽሔት ኣሰር ዘካየዶ ቃለመጠይቕ ተሓቲሙ ምስ ወጽአ ንምሸቱ ምስ ተኸሉ ኣብ ሆተል ኣኸሱም ኣብ ሓደ እንግዶት ተራኸብና። ሓደ ካብ ወጻኢ ዝመጽአ ደጋፊ ኢህወደግ ዝኾነ ተወላዲ ኦሮሞ ኣብ ሓደ ናይ ኮክቴል ዕድመ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ንመለስ ከምዚ ኢሉ ሓቲትዎ ነበረ። ንኸም ብዓል መለስ በረኸት ስብሓት ቴዎድሮስ ሓጐስ ዝኣመሰሉ ኤርትራዊ ደም ዘለዎም ብጾቶም ድማ ገንሸል ብምግባር ምስ ኤርትራ ዝተተሓሓዘ ሽግር ኣብ ልዕሊኦም ደፍዲፎም ንጽሃን ከም ጴላጦስ ምኳኖም ከርእዩ ኣእዳዎም ተሓጺቦም ምስ ህዝቢ ኢትዮጵያ ክተዓረቐ ሓሲቦም ከም ዝነበሩ እቲ ጐጅለ ምስ ተኣልየ እቲ ምስጢር ተኸሸሐ። ኣብ ስደት ኮይነ ከም ዝሰማዕክዎ ኣባዱላ ኣብቲ ኣብ ዝተኻየደ ባይቶኣዊ መረጻ ከም በረኸት ድምጺ ህዝቢ ሰሪቹ ተዓዊተ ብምባል ኣብ ኦሮሚያ ነገሰ። ንሕና ድማ ድምጽና ኣጥፊእና ሰተት ኢልና ኣስመራ ኸንኣቱ ኢና ኢህወደግ ንኤርትራ ምስ ተዌቼጻጸራ ብዛዕባ ንሰርሖ ናይ ፕሮፖጋንዳ ስራሕ ኣመልኪቱ ድማ ኣብ መላእታ ሃገር ህዝቢ ንኢህወደግ ከም ዝድግፍ ኢህወደግ ድማ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘይትንከፍን ዘይድፈርን ህዝባዊ ሓይሊ ምእኑ ክንጐስጉጐስ ኢና። እዚ ድማ ምስ ክንፈ ኮፍ ኢሎም ከም እተመያየጥሉ ዝርዝር ሓበሬታ ኣሎኒ። ብናይ ማይ ኣባይ መወዳእታ ኣብ ዘይብሉ ስግኣት እትነብር ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢኣ ዝርከባ ናይ ርሑቕን ቀረባን ጸላእታ ናይ ኒኩለስ ላቦራቶሪ ሃኒጸን ምርምር ኣብ ዘካይዳሉ ዘለዋ እዋን መለስ ግና ሓደጋ እንተ መጺኡ ከም ወትሩ ሓረስታይ ሃገሩ ክከላኸልዩ ይብለካ። ደርግ ወዲቹ ሌንጮ ለታ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝበጽሓሉ እዋን ኢትዮጵያውያን ኣብ መሬት ኤርትራ ደሞም ዝኸዕውሉ ግዜ ኣብቂዑ እዩ ምስ በለ ሓደ ናይ ታሪኸ ምዕራፍ ተዓጽዩ ኢሎም ብዙሓት ኣሚኖም ነበሩ። ምስ ክንፈ ኣብ ትግራይ ዓዴት ኣብ ዝብሃል ኣጻድፍ ኣብ እዋን ምምስራት ኦህዴድ ኢና ተላሊና። ሓደ መዓልቲ ክንፈ ቀልጢፍካ ናብ ቤትጽሕፈተይ ምጻእ ስለ ዝበለኒ ኣብ ውሽጢ ሐደት ደቓይቕ ኣብ ቤትጽሕፈቱ ደበኽ በልኩ። ጸኒሐ ከም ዝተረዳእክዎ ግና አፈ ጎፊ ሃገራዊ ድጋነታት ኣለምሰገድ ነቲ ታሪኸ ዝደምሰሶ እቲ ሓቂ እንተ ተፈሊጡ ነቲ ኣብ መንጎቶም ኣባላት መሪሕነት ዝነበረ ዘይምርድዳእ በርቢርካ ንምፍላጥ ኣፍደገ ስለ ዝኸፍትን ንኣከራኻሪ ጉዳይ ኣማውታ ስሑል ድማ ስለ ዘለዓዕልንዩ። ኣብ ቤትጽሕፈቱ ምስ በጻሕኩ እዚ ዜና ሓቂ ኣይኮነን ብኸመይ። ኣብቲ ናይ ምርኢት መዓልቲ ኣብ ጥቓ ታምራት ኮፍ ኢለ ስለ ዝነበርኩ ኣብ ገጹ ፍርሒ ወይ ሕርቃን ክርኢኳ እንተ ተጸበኹ ንሱ ግና ፍዝዝ ኢሉ ነቲ ዝጸርፎ ዝነበረ ህዝቢ ይጥምቶ ነበረ። ሓደ መዓልቲ ብዙሕ ምስ ሰተየ ኣብ ጐነይ መጺኡ ኮፍ ድሕሪ ምባል ከምዚ በለኒ ኣነ ወሓለ ኢድ ዘለኒ መካኒክየ። ስለምንታይ ከም ዘይሰሓቁ እቲ ኣብ ጥቓይ ዝነበረ ስደተኛ ሕሹኸ በለኒ። ኣነ ድማ ኣብ ሃገርና ጸዓዱ ጸላእቲ ከም ዘየለው እንታይ ደኣ ከም ኣራዊት ንሓድሕድና ከም እንባላላዕ ብዝርድኣ መገዲ ኣዕለልክዋ። ቀጺሉ ክልተ ቄልዑ ከም ዘለውዎ ናብ ማኾቶ እንተ ቐዬሮሞ ግና ከም ናይ ሞት ፍርዲ ገይሩ ከም ዝሓስቦ ኣዕለለኒ። ኣነውን ናይ መንግስቲ ጋዜጠኛ ከም ዝነበርኩ ምስ ኣዕለልክዎ ኣብ ሚኒስትሪ ዜና ትሰርሕ ኔርካ። ኣብ ከተማ ኔልስፕሪት ምስቶም ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ሸሞንተ መዓልቲ ምስ ተኣሰርና ኣብ ናይ ፖሊስ ፒክኣፕ ተሳፊርና ናብ ፕሪቶሪያ ተወሰድና። ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ክነብር ከም ዝኸእል ዝገልጽ ግዝያዊ ፍቓድ ወረቐት ኣብ ኢደይ ኣሎ። ወዲ መምሬ ነቲ ገንዘብ ኣብ ውልቃዊ ጥቕሙ ከም ዘየውዓሎ ግና ኣነ ምስክርየ። መዘሃክር ጋሄጠኛ ሓላፊ ክፍሊ ፕረስ ኮይነ ምስ ተመዘዝኩ ኣብ ካልኣይ ሰሙን ሓላፊ ክፍሊ ቴለቪዥን ኮይኑ ዝተመደበ ኣማረ ኣረጋዊ ደዊሉ ካብ ስራሕ ምስ ወጻእኻ ብቤትጽሕፈተይ ሕለፍሞ ብሓንሳብ ንገዛ ኸንከይድ ኢና በለኒ። ምሸት ንገዛይ እናኸድኩ ሬድዮ ማኪናይ እንተ ኸፈትኩ ኣብ ናይ ሰዓት ዓሰርተ ዜና ኣደ መለስ ኣብ ረፈረንደም ኤርትራ ከም እተሳተፋን እወ ንናጽነት ኢለን ከም ዘድመጻን ዝገልጽ ዜና ይንበብ ነበረ። ኣብርሃ ግና ኣብቲ እዋን እቲ ቀልጢፉ ከም ንፋስ ዝተጸግዓና ንረብሓኡ ኢሉ ስለ ዝኾነ ካብ ጥቓይ ከባርሮ ተገዲደየ። ክትርኸለይ ጀመረ ሓደ ግዜ ምስ ኢዲዩ ኩናት ገጢምና ኢሉ ነቲ ትረኻ ጀመሮ ኣነ ኣዛዚ መለስ ድማ ኮሚሳርዩ ነይሩ። ኣብ መወዳእታ ዕላልና ከምዚ በለኒ ብዙሕ ዳያሪ ሒዘ ነይረ ከይጸሓፍክዎ ግና ግዜ ኣኺሉ ኣብዛ ዓለም እንታይ ዝተርፍ ነገር ኣሎ ኢልካዮ ኢኻ። ቅድሚሜኡ ኣብ ከተማ ኣብ ሓደ ቤትጽሕፈት ሰራሕተኛ ጽሬት ኮይነ ኣብ ናይ ለይቲ እብረ እሰርሕ ነይረ። ኣብ ሓደ ናይ ካልኣይ ደረጃ ቤትትምህርቲ መምህር ናይ ኬሚስትሪየ ነይረ። እንታይ ይብለኒ ከም ዘሎኳ እንተ ዘይሰማዕክዎ ይጸርፈኒ ከም ዘሎ ግና ኣይሰሓትክዎን። እንተኾነ ግና ኣብ ኣመሪካ ክነብር ከም ዘይክእል ተረዲኡኒ ነበረ። ዋይ ኣነ ገዛይ ኣብ ቀረባ ግዜ ከም ትዓብድ ወይ ድማ ካብ ርሻን ዘሊላ ነፍሳ ከም ተጥፍእ ኣይተጠራጠርኩን። ዝበዝሕ ግዜ ግና ህይወት ኣብ ሓንቲ ዙርያ ከተሽከርክር ከም ትውዕል ካብ ስራሕ ምስ በኾርኩ ተዓዚበያየ። ኣብ መዓልቲ ቀጽሪ ዘይብሎም ኣምኾኙላት ከም ዝፍትንን እቲ ስራሕ ድማ ከዕፅብዶ ከም ዝቐረበን ኣዕለለኒ። ሕጂ ክሓስቦ ከለኹ ግና ከቢድ ስራሕ ከም ዝኾነ ተረዲኡኒ ኣሎ። ኣብታ ደቺቕ ኣብ ልቢ ሕጽይተይ ብልክዕ እንታይ ከም ዝነበረ ምሉእ ብምሉአኳ እንተ ዘይፈለጥኩ ምሉእ ስምዒታ ሂባትኒ ከም ዝነበረት ግና ርግጸኛየ። ካብ ኣመሪካ ምስ ተመለስኩ ግና ከመይ ገይረ ክጽሕፋ ከም ዝኸእል ብልክዕ ክፈልጥ ክኣልኩ። ካብ ማሕዩር ምስ ተፈትሐ ናብ በረኸታት ቦረና ከይዱ ምስ ጴዲዝጎ ዲይምታሃ ሰራዊት ኦነግ ከም እተሰለፈ ኣብ ቤትጽሕፈት ጸጥታ ተኣሲሩ ኸሎ ብዝወረዶ መግረፍቲ ኣብ የማነይቲ እግሩ ምሽምቓቕ ጭዋዳታት ስለ ዘጋጠሞ ቅድሚ ኸልተ ወርሒ ንሕክምና ናብ ደቡብ ኣፍሪቃ ከም ዝመጽአ ኣብዚ ምስ ኣዕሩኽቱ ይቕመጥ ምህላውን ሕክምናኡ ምስ ወደአ ድማ ናብ በረኻታት ባሌ ከም ዝምለስን ኣዕለለኒ። ወለዱ ዘውጽእሉ ስም ፍሬው ከም ዝነበረ ኣብ ግዜ ደርግ ኣብ ምምሕዳር ወለጋ ኣብ ትሕቲ ንጉሴ ፋንታ ዝምራሕ ዝነበረ ጨንፈር ጸጥታ ንተስፋይ ወልደስላሴ ኣብ ዝጸሓፎ ሪፖርት ተጠቺሱ ይርከብ። እንተኾነ ግና ወያኔ ኣብ ልዕሌና እንታይ ከም ዝፈጸመ ንኣኻ ኣይጠፍኣካንዩ። ኣብ ጎቦታት ባሌ ጠበንጃይ ተሓንጊጠ ክጋደልየ እዚ ድማ ናብ ዘየድሊ ውጽኢት ክመርሓና ከም ዝኸእል ምግንዛብ የድለ ሽዑ ኣብ ሌዲስሚዝ ምስ በጻሕና ምስ ኢብሳ ተፈላለና። ኣስዒቡ ኣብ ሓያል ስምዒት ጥሒሌሉ ንጽባሒቱ ኣብቲ ስነስርዓት ቀብሪ ህዝቢ ከተማ ኣምቦ ከም ማዕበል ግልብጥ ኢሉ ምስ ወጽአ ፍርሒ ከም ዓሶዩ ኣንቀጥቂጡኒ። ነታ ተሌፎን ምስ ዓጸኹዋ ብቆንጠጠፈ ከም እተታሓዘ ሰብ ኣብ ሓደ ዘጨንቕ ነገር ኣትየ ከም ዝነበርኩ ይዝከረኒ። ኣብቲ ግዜቲ ኣብ ሓደ መውጽኢ ዘይብሉ መዋጥርኳ እንተ ኣተኹ ብዛዕባ ሓደ ጉዳይ ግና ርግጸኛ ነበርኩ። ብምሉኡቲ ሓላፍነት ናብ ሱሌይማን ደርብዩ ካብ ቤትጽሕፈት ናብ ቤትጽሕፈት እናኣተወ ብዘይምቀሩራጽ ክስሕቕ ዝውዕል ካብ ስራሕ ውጽእ ኢሉ ናብ ባራት ዝጐዬ ኣብ መዓልቲ ክልተ ግዜ ማኪና ዘጋጩ ሕያዋይ ሰብዩ ነይሩ። እቲ ነዚ ጉልባብ ተጠቺምካ ኣብ ልዕሊ ሱሌይማን ዝተገብረ ናይ ምብራር ፈተነ ግና ኣብቲ ኣኹባ ኣይተላዕለን። ሓደ መዓልቲ ኣብ ሆተል ሻራተን ኣብ ሓደ እንግዶት ተራኺብና ሰላም እንተ በልክዎ ገጹ ኸወለለይ። እንታይ ይሓስብ ከም ዝነበረ ግና ክፈልጥ ኣይክኣልኩን። ምስ ዝፋን ፍስሃ ኣብ ትግራይ ሃገረሰላም ኣብ እትብሃል ንእሽቶ ቹሸት ተተኺሉ ኣብ ዝነበረ ቴንዳታት ኣብ ውሽጢ ኮፍ ኢለ ከለኹኸየ ተላሊና። ቅንይ ኢሉ ድማ ሓደ ኣባል ጸጥታ ኢትዮጵያ ዝነበረ ካድር ህወሓት ሓየሎም ብዓል መለስ ብዝኣለምዎ ውዲት ከም ዝተቐትለ ኣብ ሬድዮ ኤርትራ ሰፊሕ ትንታነ ሃበ። ሰራዊት ኢትዮጵያ ከም ዝፈልጦ ጀነራል ባጫ ደበሌ ኣብ ናይ ውትህድርና ታሪኹ ንፈለማ ግዜ ናይ ባዕሉ ካርታ ሓንጺጹ ዝመርሖ ኩናት እንተ ነይሩ ምስ ጠበንጃ ዘይዓጠቹ ናይ ምብራቕ ሓረስቶትዩ። እቲ ወረ ክበላላዕ ምስ ጀመረ ግና ብዓል ኩማ ስለ ዝሰግኡ በቲ ገንዘብ ኩባንያ ዲንሾ ከም ዝመስረቱ ኣብ ኣኹባ ኣፍለጡ። ናብ መስረቲ ኢህወደግ ምስ ንመጽእ ግና ነዛ ሃገር ኣብ ሓደ ደረጃ ከብጽሕዋ ዋላ ሓንቲ ሕልሚ ከም ዘይብሎም ከነስተውዕል ንኸእል። ሰዓብቲ መለስ ግና ካብ ከምዚ ዝኣመሰለ ወርደት ክናገፉ እቲ ፍታሕ ኣብ ኢዶምዩ ነይሩ። ቅድሚ ሒደት ዓመታት ኣብ ባሕሬን ኣብ ልዕሊ ሓንቲ ኢትዮጵያዊት ዜጋ ናይ ሞት ፍርዲ ምስ ተበየነ ህዝቢ ኣዲስ ኣበባ ህዝባዊ ነድሪ ተላዒሉ ከም ዝነበረ ይዝከረኒ። ክሳዕ ሕጂ ግና ኣብታ ቀያሕ ገረብ ዝቐረበ ሰብ ከም ዘሎ ኣይሰማዕኩን።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Advertisement
Bottom banner

Download options | Convert to Pdf | Advertise on dirzon

© dirzon | Terms of Service | Privacy | About | Services | Contact