Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ነሂኖክ ንኹሎም እኩያትን ዓሩጥኣንን ሰባት ንምርሓቕ ብዝተመደበት መዓልቲ መከራ ኃጥኣን ከኣ ጻድቃን ኪበርሁን ማሕማሕ ኪብሉን ኪርእይዎም እዮም።
ከመይ ኣብ ልዕሊ ኹላ ምድሪ ማይ ኣይቲ ኪመጽእ እዩ ኩላ ምድሪ ድማ ኽትድምሰስ እያ። መንበሪ ኣሞ ድማ ኣብ ምድሪ ኪኸውን እዩ። መናፍስቲ ሰማይ መኅደሪ ኦም ኣብ ሰማይ ኪኸውን እዩ። እቶም ኣብ ምድሪ ዝተወልዱ መናፍስቲ ምድሪ ኸኣ መኅደሪኦም ኣብ ምድሪ ኪኸውን እዩ። ገብርኤል ኣብ ልዕሊ ናይኒ ማያትን ኣብ ልዕሊ ገነትን ኣብ ልዕሊ ኪሩቤልን ዝተሸመ ካብ ቅዱሳን መላእኽቲ ሓደ እዩ። ኣብ እንታይ እዩ። እቶም ሠለስተ ብሸነኽ ምብራቕ ነበሩ ሓደ ኣብ ልዕሊ እቲ ሓደ ጽኑዓት ነበሩ። እቲ ሓደ ኣብ ልዕሊ እቲ ሓደ ጽኑዓት ነበሩ። ኣብኡ ድማ ሠለስተ ርኅዋት ኣፍ ደገ ሰማይ ኣብ ሰማይ ረአኹ። እቲ ጻድቅ ኣብ ቅድሚቶም ተግባሮም ኣብ ቅድሚ ጐይታ መናፍስቲ ስቐቹል ዝኾነ ኅሩያት ጻድቃን ኪግለጽ ከሎ ነቶም ኣብ ምድሪ ዚነብሩ ኅሩያትን ጻድቃንን ብርሃን ኪርአ እዩ ማኅደር ኃጥኣን ኣበይ ኪኸውን እዩ ምዕራፍ እቶም ንጐይታ መናፍስቲ ዝኸሓድዎኸ ኣበይ ኪኸውን እዩ እንተ ዘይውለዱ ምኃሾም ነይሩ። መኅደሪኦም ድማ ኣብ ትሕቲ ኣኽናፍ ጐይታ መናፍስቲ ከም ዝኾነ ረአኹ«ሪ ኩሎም ጻድቃንን ኅሩያትን ድማ ኣብ ቅድማኤ ኸም ብርሃን ሓዊ የብርሁ ነበሩ አፎም በረኸት ይመልእ ከናፍሮም ድማ ንስም ጐይታ መናፍስቲ የመስግን ነበረ። ንሱ ድማ እዚ እቲ ጽድቂ ናቱ ዝኾነ ወዲ ሰብ እዩ ማኅደር ጽድቂ ንሱ ባዕሉ እዩ ጋንኙሉ ሕቡእ መዛግብቲ ዚገልጽውን ንሱ እዩ ከመይ ጐይታ መናፍስቲ ንእኡ ኃርይዎ እዩ ኢሉ መለሰለይ። ኣብ ቅድሚ ጐይታ መናፍስቲ ኽብሪ ኪኾነሎም እዩ ብስሙ ድማ ኺድኅኑ እዮም። ኣብኡ ኸኣ ንዥሉቲ ኣብ ምድሪ ኪኸውን ዘለዎ ኣብ ሰማይ ተሠዊሩ ዘሎ ረአኽዎ። እቲ ኅሩይ ኣብ ቅድሚ ጐይታ መናፍስቲ ምስ ተራእየ እዚ ኹሉ ካብ ገጽ ምድሪ ኪጠፍእ እዩ። እዚ አምባታት እዚ ከኣ ኣብ ቅድሚ ገጹ ከሦ ጐልጉጐል እቲ ለሴታት ድማ ኸም ዓይኒ ሣይ ኪኸውን እዩ። እቲ ኣብ ምድሪ ዚነብር ኩሉን እቲ ኣብ ትሕቲ ወሰን ሰማይ ዚነብርን ኪድምሰስ እዩ። ሰማይ ኣብ ልዕሊ ምድሪ ክሳብ ዘሎ ከኣ ኣብ መንጎይን ሓብ መንጎኦምን ንዘለዓለም ትእምርቲ እምነት ከውን እዩ። ንነገሥታት ከኪሓዋውስዎም እዮም መንፈስ ህውክት ድማ ኣብኣቶም ኪኣቱ እዩ ሽዑ ኻብ መናብሮም ኪግልብጥዎም እዮም ካብ መደቀሲኦም ከም ኣናብስ ኮይኖም ከጦፀ እዮም ኣብ ማእከል ሕዝቦም ከኣ ኸም ዝጠመዩ ኣዛብእ ኪኾኑ እዮም። ኅሩያት ድማ ኣብ ናይ ዘለዓለም ብርሃን ሕይወት ኪኾኑ እዮም። «ኣብ ቅድሚ ጐይታ መናፍስቲ ልብሲ ሕይወት ዚኸውን ከኣ ንሱ አዩ ኣብ ቅድሚ ጐይታ መናፍስቲ ኣልባስኩም ኣይኪበልን እዩ ክብርኹም ከኣ ኣይኪውዳእን እዩ። ካብ ቅድሚ ገጹ ኪስጐጉ እዮም ኣብ ቅድሚኡ ዝተመልሐ ሰይፊ ድማ ኣብ ማእከሎም ኪኃድር እዩ። እቲ መልኽ ድማ እዚኣቶም እቶም ካብ ሰማይ ናብ ምድሪ ዝወረዱ ንደቂ ሰብ ከኣ ሥውር ነገር ዝገለጹ እሞ ኃጢኣት ኪገብሩ ዘስሓትዎም እዮም ኪብል ከሎ ሰማዕኩ። »ብድኅሪ እዚ ጊዜ እዚ ኣብ ልዕሊ ምድሪ ዓቢይ ህውከት ኮነ ካብ ሰማይ ድማ ቃል ተሰምዐፀ። ነቶም ኣብ ልዕሊ ምድሪ ዚነብሩ መወዳእታአም ኪኸውን ካብ ጐይታ መናፍስቲ ትእዛዝ ወኡ እዩ ጾንሳቶም ኩሉ ናይ መላእኽቲ ምሥጢ ርን ዮሉ ግፍዒ ሰይጣናትን ነቶም ሥራያት ዚገብሩ ኹሉ ሕቡእ ኃይሎምን ኃይሊ ሕብሪ ቐለሣትን ኃይሊ እቶም ኣብ ኩሉ ምድሪ ጣዖታት ዚሠርሑን ስለ ዝፈለጡ እዩ። ንስምካ ኣብ ማእከል ቅዱሳን ኣጽኒዕዎ እዩ ካብቶም ኣብ ምድሪ ዚነብሩ ከኣ ኺሕልጦካ እዩ። «ብስም ጐይታ መናፍስቲ ኸኣ ኣብ ቅድሚ ገጽ ምድሪ ኺባዛኅን ኪባረኽን እዩ። ንወዲ ሰብ ኪነግርዎ እዮም ኣብ ቅድሚ ጐይታ መናፍስቲ ድሣ ኪጸንዕ እዩ። ክልተ ኣፍላጋት ሓዊ ድማ አኹ ናይቲ ሓዊ እቲ ብርሃን ከኣ ኸም ዕንቀ የብርህ ነበረ ኣብ ቅድሚ ጐይታ መናፍስቲ ድማ ብገጸይ ፍግም ኢለ ወደቕኩ። ንሄኖክ ከኣ መንፈስ ኣብ ሰማየ ሰማያት ሠወሮ ኣብ ማእከል እዚ ብርሃን እዚ ድማ ካብ እምኒ ኣስሓይታ ኣብኡ ኪንደቕ ረአኹ። ፀሓይ ከኣ በታ ሻዱሸይቲ ኣፍ ደገ ካብ ምዕራብ ትወፅእ እሞ ናብ ምብራቕ ትኸይድ በታ ኃምሰይቲ ኣፍ ደገ ድማ ንሠላሳ መዓልቲ ትበርቕ ከም ብሓድሽ ድማ በታ ሽነኽ ምዕራብ ዘላ ኃምሰይቲ ኣፍ ደገ ትዓርብ። እቲ ፀሓይ ዚብሃል ናይ ዘለዓለም ዓቢይ ብርሃን እዚ እዩ። እቲ ኻልኣይ ከኣ ኣብ ባሕርታት ማያትን ኣብ ቀላያትን ኣብ ኣእዋምን ኣብ ኣፍላጋትን ኣብ ጸልማትን ኣብ ግመን ዝተሸመ እዩ። ከኣ በታ ቐዳመይቲ ኣፍ ደገ እዩ። ንሱ ብመዓልትን ብለይትን ኣብ ልዕሊ ሰብ ብርሃን ኬርኢ ኣብ ሰማይ ኣብ ፀሓይን ወርኅን ኣብ ከዋኽብትን ኣብ ኩሎም እቶም በቲ ከቢብ መዞሪኦም ዚመላለሱ ሠራዊት ሰማይን ሥልጣን ኣለዎ። እዚ ዥሉ ካብ ሰማይ ኣብ ልዕሊ ምድሪ ኪወርድ እዩ። ኣብ ልዕሲ ምድሪ ድማ ዓቢይ ጥፍኣት ኪኸውን እዩ ድግ በለኒ። ሳዕለዋይ ሰማይ ከኣ ረአኹ እንሆ ድማ ሓደ ኸብ ካብ ሰማይ ወደቐ። ኣብ ልዕሊ እቲ ኣጸድ ይፈስስ ነበረ ኣብ ልዕሊ ምድሪ ድማ ቐመ። ሥሪ ኣዛብእ ግና ነተን ኣባጊዕ ኣብ ሓንቲ ማይ ክሳዕ ዜርክብወን ኪስዕብወን ይ እቲ ዕቋር ማይ ከኣ ኣብ ክልተ ተጨን እቲ ማይ ኣብ ቅድሚኦም ናብዝ ናብ ኢሉ ቆመ። ጐይታ ኣባጊዕ ድማ። «እቲ ቕዱስ ጐይታ ድማ ኣብ ትድሚ ጐይታ ከኣ ኃተማ። ልዑል ከኣ በታ መዓልቲ እቲኣ ኣብ ልዕሊ ኹሎም ኃጥኣን ዓቢይ ፍርዲ ኪፈርድ ኪትንሥእ እዩ። መላእኽቲ ኣብ ሰማይ ኣብ ቅድሚ ክብሪ እቲ ዓቢይ ብሠናይ ከም ዚዝክሩኹም እምሕለልኩም ኣሎኹ። ኣብ ምድሪ ዚተርፍ እዚ ዝተወልደልኩም ወዲ እዩ ሠለስተ ደቁ ድማ ምስኡ ኺድጎኅኑ እዮም። እዩ።