Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ገብር ሀካይ ወእኩይ ተአምረኒኑ ከም አአርር እምኀበ ኢዘራእኩ ወአስተጋብእ እምኀበ ኢዘረውኩ።
ገብር ሀካይ ወእኩይ አአርር እምኀበ ኢዘራእኩ ወአስተጋብእ እምኀበ ኢዘረውኩ። እምደለወከ ታግብእ ወርቅየ ውስተ ማእድየ ወመጺእየ እም በርዴ። ነዚ ሃካይ ጊልያ ግና ኣብ ፍጹም ጸልማት ደርብይዎ ኣብኡ ኸኣ ብኺያትን ምሕርቃም ኣስናንን ኪኸውን እዩ። ካልኣይ በዓል ፍጹም ትምህርቲ እዩ በዓል ክልተ መክሊት ድማ ምጡን ትምህርቲ ተማሂሩ ዝመሃረ እዩ ንኣብነት ጴጥሮስ ንቀሌምንጦሰ ጳውሎስ ንጢሞቴዎስ ምሂሮም ከም ዘፍረዩ። በዓል ሓደ መክሊት ድማ ፍጹም ትምህርቲ ተማሂሩ ዘይማሃረ እዩ። ወአውሥአ እግዚእ ወይቤሎ ሀካይ ወእኩይ ተአምረኒኑ ከም አአርር እምኀበ ኢዘራእኩ ወአስተጋብእ እምኀበ ኢዘረውኩ።