Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ሙጋ ዛም ጣዛቅም ምም አዊ ና በጆም ትሪት ሪጋ ሪን ሁኑ ጨ ጨጨ ጊ ወንጌላዊ ማቴዎስ ዘብኣልሲ ማቴዎስ ይጨ ሃአ ረአፈኣ ይ ተኤ ያአባ እያያ ሪኤ ያኢ ያ ኤዖ ውት ቷ ፈ ሂ ፈ ሦ ፈ ተ ና ጫ ኋ ኣ ኣሃኋ አ ር ር ያ ኑ ርን ት ረጅሙ ጭብ መቕድም ወንጌል ማቴዎሰ ጮሯጁ መ ው ትውልዲ ኪፍጸም ከሎ ካብ እግዝእትነ ማርያም ብዘይ ኣቦ ምውላዱ ቅድሚ ዓለም ካብ እግዚኣብሔር ብነቢይ ዝተነግረ ትንቢትን ምሳሌን ንምፍጻም እዩ። ዝበሎ እዩ። ኢየሱስ ብዲያብሎስ ከም ዚተፈተነፀ። መግዘቋደዷ መንፈሰ ናብ በረኻ ኣውጽኦ ኪብል ከሎ ሓሳቡ ፍቓዱ እዩ። ናብ ገዳም ምኻዱኸ ሰለምንታይ እዩ። እንተበልና ኣብ ገዳም ጾር ንወጣንያን ዝቐለለ እዩ። ንፍጹማን ግና ዝበርትዐ እዩ። መግዘዲጃ ክርስቶስ ኣርብዓ መዓልትን ኣርብዓ ለይትን ዝጾመ ንምንታይ እዩ። ሥርሑ ብጾም ጀመረ ከመይ ብልዒ ናይ ተግባር ኃጢአት መሠረት ከምዝኾነ ጾም ድማ ናይ ሠኖይ ተግባር መሠረት እዩ። ድኅርዚ ጠመየ ጠመየ ማለቱ ባህሪ ሰብ ስለዝለበሰ እዩ። ከምኡውን ኤልያስ ንዳግማይ ምምጻእ ክርስቶስ ጸራግ መገዲ ኮይኑ ዝሰበኸ እዩ። ነዚ ወለዶ እዚ እሞ ብምንታይ ክምስሎ እየ ኣብ ዕዳጋ ተቐሚጦም ነዕርኾም ዝጽውዑ ቆልዑ እዩ ዝመስል። እቲ ሥርናይ በሉ ምስ ፈረየ ሽዑ እቲ ክርዳድ ድማ ተራእየ። ምሂሮም ምስ ሓለፉ። ዲያብሎስ ብዘመን ሠለስተ ሚእቲ ሊቃውንት ዘኒቅያ ኣብ ኣርዮስ።
ወንጌል ዝተጻሕፈሎም ሃገራት ማቴዎስ ኣብ ሃገር ፍልስጤም ማርቆስ ኣብ ግብጺ ሉቃስ ኣብ መቄዶንያ ዮሓንስ ኣብ ሃገር ኤፌሶን እዩ። ሉቃስ ብገጽ ላሕሚ ይምሰል ከመይሲ ክርስቶስ ኣብ መብልዕ ማል ከም ዝተወልደ ኣስፊሑ ስለ ዝጸሓፈ እዩ ከምኡውን ስብሕቲ ላም ኣምጺእኩም ሕረዱ ንብላፅ መቕድም ወንጌል ማቴዎሰ ጮሯጁ መ ው ት ወንጌል ማቴዎስ ወንጌል ማቴዎስ እቲ ኪመጽእ ተሰፋ ዝተገብረሉ መድኃኒ ምኺኑ እቲ ኣምላኸ ኣብ ብሉይ ኪዳን ንሕዝቢ ዝሃቦ ቃል ተሰፋ ብእኡ ከምዝፍጸም ዝነግር ብሥራት እዩ። አብርሃም ወለዶ ለይሰሐቅ ኣብርሃም ንይሰሓቅ ወለዶ መግለዲ ነቢይ ኪጽሕፍ ከሎ ልደተ ኣበው ሓደ ብሓደ እናቐቹጸረ እዩ ዚጽሕፍ ወንጌላዊ ይስሓቅ ጥራይ ምጥቃሱ ሰለምንታይ እዩ ዘድልዮ ዘሎ ልደተ ክርሰቶስ እዩ ክርስቶስ ከኣ ዝውለድ ካብ ይስሓቅ እዩ። ክርስቶስ ከኣ ዝውለድ ካብ ያዕቆብ እዩ። ትንቢት ካብ ያዕቆብ ኮኾብ ኪወጽእ ካብ እስራኤል ከኣ በትሪ መንግሥቲ ክትንሥእ እያ ዝተባህለ እዩ። ምሳሌኡ ድማ ያዕቆብ ናይ ክርስቶስ ጓሶት ናይ ነቢያት ዒላ ናይ ጥምቀት ኣባጊዕ ናይ ምእመናን እቲ ኣብ ኣፍ ዒላ ዝነበረ እምኒ ናይ መርገም ኣዳምን ሂዋንን ምሳሌ እዩ። መግዘዲ ኣብዚ በጺሑ ንጉሥ ማለቱ ሰለምንታይ እዩ እንተበልና ዳዊት ሥርወ መንግሥቲ ቀዳማይ ንጉሥ እዩ። ወያዕቆብኒ ወለደ ዮሴፍሃ ፈኃሪሃ ያዕቆብ ንዮሴፍ ሕጹይ ማርያም ጸም ባዶነ ተወልደ ኢየሱስ ወለደ ካብኣ ድማ እቲ ክርስቶስ ዝተባህለ ኢየሱስ ተወልደ። ማቴዎስ ነዚ ወለዶ ኣብ ሰለስተ ከፊሉ ዝጸሓፎ ኣብ ሰለስተ ክፍለ ዘመን ዝተነግረ ተሰፋን ትንቢትን ብሓደ ክርስቶስ ከም ዝተፈጸመ ንምግላጽ እዩ። ሽዱሽተ ጊዜ ሾብዓተ ኣርብዓን ክልተን ይኸውን ናይ ኣርባዓን ክልተን አበው ትውልዲ ኪፍጸም ከሎ ክርስቶስ ተወልደ ሰሎሞን ናይ ክርስቶስ ኣትሮንስ ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም ምሳሌ እዩ። ምእመናን ድማ ኣብ መበል ኣርብዓን ኃሙሽተን ወለዶ ክርስቶስ ተወሊዱሎም ሰማያዊ ርስቲ ከምዝወረሱ ዝገልጽ ምሳሌ እዩ። ጉባኤ ወለእግዚእነ ኢየሱስ ክርስቶስ ከመዝ ናይ ጐይታኖ ኢየሱስ ክርስቶስ ውእቱ ልደቱ ልደት ከምዚ እዩ። መግቋዲ ክርስቶስ ልደቱ እንበለ ዘርእ ከም ዝኸውን ዝገበረ ስለምንታይ እዩ እንተበልና ቀዳማይ ልደቱ ንምግላጽ ማለት ኃሙሽተ ሽሕን ኃሙሽተ ሚእትን ዘመን ኪፍጸም ከሎ ካብ እግዝእትነ ማርያም ብዘይ ኣቦ ምውላዱ ቅድሚ ዓለም ካብ እግዚኣብሔር ኣብ ብዘይ ኣደ ከም ዝተወልደ ዝግለጽ እዩ። ጐይታ ኢየሱስ ብዘመነ ንጉሥ ሄሮድስ ኣብ ቤተ ልሔም ምድሪ ይሁዳ ምስ ተወልደ እንሆ ካብ ሃገር ምብራቕ ዝተላዕሉ ሰብ ጥበብ መጹ። መፖሪቓቹ ሄሮድስ ዓመት ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ኣብ ሃገር ኣይሁድ ነጊሙ ዝነበረ ቀዳማይ ሂሮድስ ምኺኑ እዩ። ካብ ሹማምንቲ ይሁዳ ከቶ ኣይትንእስን ኢኺ ዚብል ብነቢይ ጽሑፍ ስለ ዘሎ ኣብ ቤተልሔም ናይ ይሁዳ እዩ በልዎ። ተባሂሉ ዝተነግረ ትንቢት ምእንቲ ኪፍጸም ኣብ ናዝሬት ተቐመጠ። ናሁ ብእሲ እንሆ ሠርጸ መንግሥት ዝስሙ ሰብኣይ ሀይሠርፅ ካብ ቦታኡ ኪጭንፍር መቕደስ እግዚኣብሔር ድማ ኪሃንጽ እዩ ተባሂሉ ካብ እግዚኣብሔር ብነቢይ ዝተነግረ ትንቢት ምእንቲ ኪፍጸም እዩ። ጐይታ ኢየሱስ ኣብ ሩባ ዮርዳኖስ ዝተጠምቀ ሰለምንታይ እዩ። ዮርዳኖስ ኣብ ላዕሊ ምንጨ ሓደ ከምዝኾነ ኩሉ ሰብ ድማ ትውልዱ ካብ ሓደ ኣዳም እዩ ማይ ዮርዳኖስ ትሕት ኢሉ ኣብ ክልተ ከምዝምቀል እስራኤል ብምግዛር ኣሕዛብ ብዘይ ምግዛር ተፈላልዮም እዮም። ኣብ ብእኡ ዝሠመርኩ ፍትዊ ወደይ እዚ እዩ ኪብል ከሎ መንፈስ ቅዱስ ከኣ ወሪዱ ኣብ ርእሱ ኪቕመጥ ከሎ ሓድነትን ሠለስትነትን ሰለ ዝግለጽ እዩ። መንግሥተ ሰማያት ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ግራቱ ጽቡቕ ዘርኢ ዝዘርአ ሰብ እዩ ዝመስል።