Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ፓ ነፍስ ጌቴር ኣባ ተኸለሃይማኖት ተወልደ ማኅበር ካኾቺን ርፀከከፀፀ ሀሃ ር ጸጠ ርቋበከፎ መያልፖ መጋፈሪወታፖ ውፉይ ሕይወት ዝፈተኑ ዚምስክሩዎ ሓቂ ኢዩ። ውፉይ ልይወቅ ሓደ ፍሉይ መለለዉ መንፈሳውነት ብሕትውና ምብራቓውያን ብሓፈሻ ብሕትውና ነገርና ከኣ ብፍላይ ኖብ ተግባር ዝዘንበለ ምኺኑ ኢዩ። ንትእዛዝ ቅዱስ ወንጌል ከተስተንትኖ ዘይኮነስ ስምዕ ምሰበልካዮ ብቐጥታ ኣብ ተግባር ከተውዕሎ ዝዕድም ኢዩ። እወንታዊ መዳይ ገድሊ ፈለስቲ ሕይወት መላእኸቲ ንምንባር ዝዕላምኡ ሕይወት ንምሕላፍ ኢዩ። እቲ ነገር ኣብ ውሽጥና ኢዩ ዘሎ ኣብ ግብሪ ንኸነውዕሎ ዚቐለልና ድላይ እንተሎ ጥራይ ኢዩ ዘድልያ። ገድሊ ቅእንጦንዮስ ምዕኀጽ ርአ ጨ ርምኦዬሠ መኗ መሥ ዓርቋበከከፀፀ ሀሃ ር ጸከባ ርቧበከፎ።
መፈእሁኦ ሑዶፈቦ ሐሕይዎዮች መቕድም ኑኮሕጓስ ምርካብ መሠረዊ ባህጊ ወዲ ሰብ ፍጹም ዝኾነ ኢዩ ብዙሓት ንታሕጓሰ ኣብ ዝተፈሳለየ መዳይ ሃሰሰ ኪብሉዋ ይርከቡ ገለ ኣብ ሃብቲ ካልእ ከኣ ኣብ ፍልጠት ገለ ድማ ኣብ ጣዕሚ ኣብ ሥልጣን ታሕጓሰ ኪረኽቡ ይፍትኑ። እዚ ከኣ ኢዩ ዕላማ እዚ መጽሓፍ እዚ። ምንጪ መንፈሳውነት ኣባ እንጦንዮስ ሸውዓተ መልእኸትታት ኣባ እንጦንዮስ መልእኽቲ ኣቡነ ሰራፕዮን » ምኸርታት ኣባ እንጦንዮስ » ገድሊ ኣባ እንጦንዮስ ኳዓ ካልኣይ ክፍሊ ገድሊ ቅዱስ እንጦንዮስ ባሕታዊ ጦጦጠጦዓ ቅዱስ ኣትናቴዎስ ዝጸሓፎ መቕድም ጆጆሻኖእ እእጋሖጋሓሓኻ ቅዱስ እንጦንዮስ ባሕታዊ ጅብዓ ቀዳማይ መጽሓፍ መንፈሳዊ ታዕሊም ቅእንጦንዮስ ምዕራፍ ሓደ ጸዋዕታ ኣምላኽ ጳዓ ምዕራፍ ክልተ ቀዳማይ ፈተና ምዕራፍ ሠለስተ ናብራ ኣባ እንጦንዮስ ኣብ መካነ መቓብር »። ሓደ ካብዚ መግለጺ እዚ ቅዱስ ወፈያ ከኣ እዚ ሕጂ ክንዛረበሉ ተቐሪብኖ ዘሎና ውፉይ ሕይወት ብሕትውና ምንኩስና ኢዩ። ተጻይ ምድረ በዳ ኣታኸልቲ ዘለዎ ቦታ ኮይኑ ቦታ ጣዕሚ ኢዩ ኣምሳል መንግሥተ ሰማያት ከኣ ኢዩ። ቃልሲ ምሰብቅዐ ምድረ በዳ ዚበሃል ኣይክህሉን ኢዩ ማለት ወይ ከብቅዕ ኢዩ ወይ ከኣ ከምቲ ኢሳይያስ ነቢይ ዚብሎ ኪልወጥ ኢዩ በረኻን ምድረ ኣጻምእን ኪሕጐስ ምድረ በዳ ከኣ ዕልል ኪብል ከም ጽጌረዳ ድማ ኪዕምብብ ኢዩ። እቶም ባሕታውያን መነኮሳት ከም ተካእቲ ሰማዕታት ይሕሰቡ ሰለ ዝነበሩ እቲ ኣብ ምድረ በዳ ዘሎ ባሕታዊ መነኮስ ልክዕ ከምቲ ካልእ ክርሰቲያን ኣብቲ ጊዜ ሰደት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ወይ ኣደባባይ ዚሀቦ ምስክርነት የወፊ ከም ዘሎ ኪሕሰብ ጀመረ። ብዝያዳ ከኣ ኣብ ምድረ በዳ ግብጺ ከም ዝማዕበለ ይፍለጥ። እንተኾነ ግን እዞም ቀዳሞት ባሕታውያን ኣብ ገለ ጽምው ዝበለ ጫፍ ሓደ ከተማ ወይ ዓዲ ወይ ኣብ ገለ ዘፈር ምድረ በዳ ዝቕመጡ ዝነበሩ ኢዮም። ኣባ እንጦንዮስ ከም ጀማሪ ሕይወት ምንኩስና ብፍሳይ ከኣ ሕይወት ብሕትውና ምኽኑ ይፍለጥ። ቅ ኣትናቴዎስ ጸሓፊ ገድሊ ኣባ እንጦንዮስ ከምዚ ይብል ኣባ እንጦንዮስ ካብ ሃብታማት ስድራ ኢዩ ተወሊዱ። ኣብነት ብሕትውና ኣባ እንጦንዮስ ንብዙሓት ሰሓበ እቲ ዜካይዶ ዝነበረ ብሕትውና ከኣ ከም ሓደ ቅዲ ሕይወት ብሕትውና ኪውሰድ ጀመረ። ወድ ሰብ ብባህሪኡ ኖብ ማሕበራዊ ናብራ ዝዘንበለ ስለ ዝኾነ እዚ ኣብ ትሕቲ መንፈሳዊ መሪሕነት ኣባ እንጦንዮስ ዚዓቢ ዝነበረ መንፈሳውነት ባሕታውያን። ቅ ኣትኖቴዎሰ ኣብ ይ ስደቱ ኪዕቆብ ኢሱ ናብቶም ኣብ ምድረ በዳ ዝነብሩ ግብጻውያን መነኮሳት ምስ ኮ እዛ ገድሊ ኣባ እንጦንዮስ ከም ዝጸ። ብድሕሪ ኣባ እንጦንዮስ ምስ ምምጻእ ኣባ ጳቀሩሚስን ካልኦትን መልክዕ ማሕበራዊ ናብራ ዝሰፈኖ ሕይወት ምንኩስና ከም ዝፈለመ ይፍለጥ ኣብ ታሪኸ ቤተ ክርስቲያን ኣባ እንጦንዮስ ግብጻዊ መሥራቲ ገዳማዊ ሕይወት ብሕትውና ምኽኑ ይእመን። ዓርቋበከይ ርሃ ር ጸጠ ርቧበከፎ መያቋሳ መፈወፉታ ውፉይ ሐሪወ እዛ ብቕዱስ ኣትናቴዎስ ዝተጻሕፈት ገድሊ ቅዱስ እንጦንዮስ ባሕታዊ ኣብ ኩሉ ብፍላይ ግን ኣብ ምዕራባዊት ቤተ ክርስቲያን ፍሉይ ጦብላሕታ ብዛዕባ መንፈሳውነትን ውፉይ ሕይወት ከምኡውን ብሕትውና ኮነ ምንኩስና ንምስፍሕፋሕ ልዑል ኣበርክቶ ኣወፈየት። ርበሸ ሀሃ ፍሩዉጠ ርሕበበፎ መያሄሳ መፈፋወጋፖ ውዶይ ይወት ብተወሳኺ ነባ እንጦንዮስ ምእንቲ ክትመስል መንፈሳዊ ሕይወቱ ከመይ ኢሉ ከም ዝጀመረን ቅድሚ ምንኩስና ምፍላሙ ከመይ ከም ዝነበረን መወዳእታ መዋዕሱ ከመይ ከም ዝሓሰለፈን እቲ ብዛዕባኡ ዚበሃል ከኣ ሓቂ ምኺኑን ዘይምኺኑን ክትፈልጥ ሃረር እናበልካ ብዛዕባ መገዲ ሕይወት ብጽዕ ኣባ እንጦንዮስ ሓቲትካኒ። እምበኣር ነቶም ምሳኻ ዝጓዓዙ ብዛዕባ ኣባ እንጦንዮስ ካብ ምሕታት ስቕ ኣይትበል ምናልባት ነፍስ ወከፍ ዚፈልጦ ዘበለ ምስ ነገረካ እቲ ታሪኸ ኣባ እንጦንዮስ ዝያዳ ብቕዓት ዘለዎ ኪኸውን ዚከኣል ኢዩ። ዝሰምዖ ሰብ ዝኾነ ምጥርጣር የየ ድበንቦ ጸ ኣባ እንጦንዮስ ዚኣክል ከይፈለጠ ከየቆናጽቦን ም ይ ል ኪ ፍጻሜዚ ከቕርብ ከሎኹ ኣብ ኩሉ ሕሉፍ ዓርቋበከከፀፀ ሀሃ ር ጸከ ርቧበከፎ ቅዱስ እንጦንዮስ ባሕ ቀዳማይ መጽሓፍ መንፈሳ ፅሊም ቅ እንጦንዮስ ምዕራፍ ሓደ ጸዋዕታ ኣምላኽ ኣባ እንጦንዮስ ዓሌቱ ግብጻዊ ኢዩ። ብድሕርዚ እቲ ብዛዕባ ቅዱሳን ዝነበሮ ኣተሓሳስባ ካብ ኣምላኸ ከም ዝመጸን እዚ ንባብ ከኣ ምእንታኡ ከም ዝተባህለ ሓሲቡ ካብ ቤቲ ክርስቲያን ምስ ተመልሰ እቲ ካብ ወለዶም ዝወረሱዎ መሬት ገለ ሰባት ኣብ ሞንጎኡን ሞንጎ ሓውቱን ጣልቃ ከይኣትዉ ገለ ክፋሉ ንደቂ ዓዶም ባዕሉ ሃቦም። እንተኾነ ሰይጣን ኣብ ቅድሚ ውሳኔ ኣባ እንጦንዮስ ሓይሊ ከም ዘይብሉ ምስ ኣስተውዓለ ከምኡ ከኣ ብናይ ኣባ እንጦንዮሶ ጽንዓትን እምነትን ዘየቋርጽ ጸሎትን ተሳዕረን ተጸፍዐን። እዚ ቀዳማይ ዓወት ኣባ እንጦንዮስ ኣብ ልዕሊ ሰይጣን ኢዩ ወይ ከኣ እዚ ኣብ ቅዱስ እንጦንዮስ ዝተፈጸመ ናይ መድሓኒ ዓወት እቲ ንኃጢኣት ብሥጋ ዝኹነኖ እቲ ትእዛዝ ሕጊ ኣባኖ ማለት ኣብቶም ብመንፈስ እምበር ብሥጋ ዘይንነብር ምእንቲ ኪፍጽሞ ኢዩ ሮሜ ። ከምኡ ከኣ ኣምላኸ ሕያው ኢዩ ኣነ ከኣ ሎም መዓልቲ ኣብ ቅድሚ ዓይኑ እቐውም ነገ ዚብል ድምጺ ኤልያስ ዜ ነቢይ ኣብ ኣእምሮኡ ይሕዝ ነበረ። ኣባ እንጦንዮስ ኣብ ውሽጢ ገዛእ ርእሱ ኮይኑ ሓደ መንፈሳዊ ሰብ ልክዕ ኣብ ቅድሚ መስቲያት ከም ዘሎ ኮይኑ ካብ ሕይወት ኤልያስ ነቢይ ወትሩ ናይ ባዕሉ መንገዲ ሕይወት ኬጽንዕ ይግብኦ ይብል ሂ ነበረ። እንጦንዮስ እዚ ምስ ሰምዐ ብድድ በለ ካብ ናይ ቅድም ፋ። ናይ ዳዊት ወትሃደር ነገ ኣብ ክብ ዝበለ ቦታ ምስ ዶየበ መን ይመጽእ ከም ዝነበረ ኣብ ታሕቲ ካብ ዘሎ ሰብ ንላዕሊ ኣስተውዓለ። ኣብ መንጎኡ ግን መለኩታዊ ሓልዮት ብዛዕባ እቲ ማይ ወይ ተጓዓዝቲ ገለ እንተ ገለጸ እቶም ኣጋንንቲ ብሓሶት ኢዮም ተዛሪቦም እቶም ዚችበሉዎም ከኣ ተታሊሎም ማለት ኢዩ። ነፍስ ወከፍ ሰብ ቀጥ ዝበለ ሕይወት ይተዓለምን ካብ ካልእ ቀዲሑ ከኣ ኣብ ሕይወቱ ከም ዚሠርጽ ይግበሮ ወይ ከኣ ብዝበለጸ የማሓይሾ። ከመይ ነዚ ኩሉስ እቶም ኣብ ዓለም ዚርከቡ ኣረማውያን ሕዝቢውን ይደልዩዎ ኢዮም ንኣኻትኩም ግን ኣቦኹም እዚ ኩሉ ከም ዘድልየኩም ይፈልጥ ኢዩ። ኣባ እንጦንዮስ ንሕና። ካብቶም ዝበጽሑዎ ዝነበሩ ከም ዝፈለጥናዮ ኣባ እንጦንዮስ ኣብዚ ናይ ሕጂ ቦታኡ ኪቕመጥ ከሎውን ክንደይ ቃልሲ ዘየሕለፈ እዚ ከኣ ከምቲ ጽሑፍ ዚብሎ ተጻይ ሥጋን ደምን ዘይኮነስ ኤፈ ተጻይ ዚቃወሙ ኣጋንንቲ ኢዩ። እዚ ከኣ ብሳላ እቲ ኣባ እንጦንዮስ ኖብ መድሓኒ ዝገበሮ ጸሎት ዝተፈጸመ ኢዩ። እቲ ካልኣይ ግን ማይ ምስ ሰተየ ሕይወት ረኸበሞ ናብ ኣባ እንጦንዮስ ኣምጽእዎ። ሓደ ሰብ እንታይ ኮይኑ ኢዩ ኣባ እንጦንዮስ ቅድሚ ሞት እቲ መነኮስ ዘይተዛኣረበ ቢሉ እንተ ሓተተ እዚ ግጉይ ሕቶ ኢዩ። ከመይ እቲ ናይ ሞት ፍርዲ ኣብ ኢድ ኣባ እንጦንዮስ ዘይኮነስ ኣብ ኢድ እቲ ብዛዕባ እቲ ዝሞተ ዝኣወጀ ብዛዕባ እቲ ካልኣይ ከኣ ንኣይ ዝገለጸለይ አምሳኸ ኢዩ። ካብ ኒትሪያ ክሳዕ እቲ ኣባ እንጦንዮስ ዝነበረሉ ደብሪ ዘሎ ርሕቀት መገዲ መዓልቲ ኢዩ። እቶም ምስ ኣባ እንጦንዮስ ዝነበሩ ነዚ ሽማግለ ፈላሲ ብኣድናቐቹት እናጠመቱ ካብኡ ከም ዚሰምዑዎ ኣባ ኣሙን ሽዑ ሞተ። ኣባ እንጦንዮስ እዚ ምስ በለ እቲ መንአሰይ ብቕጽበት ጠዓየ። እዞም ሰባት ብተስፋ ቀርጸት ተዋሒጦም ቀባሕባሕ ምስ በሉ ኣባ እንጦንዮስ ክምስ በለ ደጊሙ ከኣ በቲ ኣስተርጓሚ ጌሩ ከምዚ በለ እዚ ኩሉ ካብ መጀመርያ ንጹር ኢዩ ነይሩ። መአስ ደኣሌ ኖይ ኣምላኸ ፍልጠት ዜንጸባርች መኣስከ ኢዩ ንጽሕናን ጽድቂ ድንግልናን ዚግለጽ ካብቲ መሰቀል ክርስቶስ ሙርበበፎዐበ ሀሃ ር ሕበርቋከበፎ መያይሷሳ መያፈጎወውኑቅ ውፉይ ኃሪይወቅ በም ን ት ኣይተናፅቀን ድዩ እዚ ነቶም ምእንቲ ክርሰቶሶ ኢሎም ንሞት ዚንዕፅቁ ሰማዕታት ዝረኣየ ወይ ከኣ ነቶም ምእንቲ ነርስቶስ ንኣካላቶም ብዘይርኽሰትን ብንጽሕናን ዚሕልዉ ደኖግል ቤተ ክርስቲያን ዝረኣየ ኣየጠራጠሮን ኢዩ እዚ መረዳእታታትዚ ንኣምላኸ ምግልጋልን ኣብ ክርሰቶስ እምነት ምሕዳርን እቲ እንኮ ርቱዕ እምነት ምኺኑ ንምግሳጽ እዚ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሰ መረዳእታ እኹል ኢዩ። እዚ ናይ ኣባ እንጦንዮስ ስብከት ኢዩ። ኣባ እንጦንዮስ ብትእዛዝ ዜሕዊ ዘይኮነስ ብጸሎት ስም ክርስቶስ ተጠቺሙ ንኹሉ ግሉጽ ብዝኾነ ኣገባብ እቲ ገባሪ ኣባ እንጦንዮስ ዘኮነስ እቲ ብኣኡ ጌሩ ንሰባት ብፍላይ ከኣ ንሕሙማት ሕያውነቱ ዝገለጾ ጐይታና ኢዩ። ናይ ኣባ እንጦንዮስ ኢዩ ኪበሃል ዝከኣል እቲ ጸሎትን መንፈሳዊ ገድሊ ንኸካይድ ኢሉ ኣብ ደብሪ ምስፋሩን ኢዩ። እዚ መዛዘሚ ሥጋዊ ሕይወት ኣባ እንጦንዮስ እንኪኸውን መፈለሚ መንፈሳዊ ሕይወቱ ከኣ ኢዩ። ካብዚ ውሑድ ገድሉ እዚ ካብ ንእስነቱ ክሳዕ ሽምግልናኡ ዝበለጸ ሕይወት ኪሕዝ ዚብል በሊሕ ህርፋኑ ከይተለወጠ ዝሓለፈ ኖይ ኣምላኸ ሰብ ዝኾነ ኣባ እንጦንዮስ ከመይ ዝበለ ሰብ ምንባሩ ክትፈርዶ ዚከኣል ኢዩ። ኣብዚ ኩሉ ቦታ ብዛዕባ ኣባ እንጦንዮስ ይዝረብ ነበረ። ኣባ እንጦንዮስ ፈረንሳይ ሮማ ኣፍሪቃ ኪውረ ዝኸኣለ እዙይስ ከምቲ ኣብ መጀመርያ ነባ እንጦንዮስ መልኣኸ ኣበሲሩዎ ዝነበረ ኣምላኽ ኢዩ ኣብ ኩሉ ንሕዝቡ እዚ ነገራትዚ ዝገለጾ። ክልተ ፍቕሪ ኣብ ሓደ ሰብ ኪምዕብል ኣይክእልን ኢዩ ከምኡ ከኣ ፍቕሪ ክርስቶስን ፍቕሪ ዓለምን ብሓደ ኣብ ክርስቲያን ኪምዕብል ዘይከኣል ኢዩ። እቲ ነገር ኣብ ውሽጥና ኢዩ ዘሎ ኣብ ግብሪ ንኸነውዕሎ ዚቐለልና ድላይ እንተሎ ጥራይ ኢዩ።