Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convert to Pdf
  • Reading List
  • Summary
  • Audiobook
  • Search
  • Upload
  • myzon
  • Log in
  • Register
English  አማርኛ  Français  العربية  Portuguese
Book of the day

ዱካን ተበርህ.pdf


Advertisement
  • word cloud

ዱካን ተበርህ.pdf
  • Extraction Summary

ዋላ ንጎቦታት ንጫፍ ኣግራብ ንመዓሙቕ ስንጭሮታት ይኹን ንዝባን ሜዳታት ንኹሎም ናይ ንግሆ ክምስታ ኢዩ ግርማኦም። እንታይ ኣሎዋ ጸሓይ ዘይ ምቐት ዘይ ሓይሊ ዘይ ሓቂ። ዘይ ፍቕሪ። ወረ ሓሬት ፍርሒ ገጾም ስግድግድ ኣቢሉ ተምላስ ኢዩ ዘምጽኣለይ። ናይ ብሓቂ ነብሰይ ኣብ ፍቕሪ ቅንዕና ክህሉ ይኸእል እንተ ኩይኑ ሓቲተዮ። ዘይጽላእ የጽልኡና ዘይፍራሕ የፍርሑና ዘይጥርጠር የጠርጥሩና ዘይከብድ ድማ የኸብዱልና። ዕድመ ንፈላስፋ ህንዲን ትጃርን ሓቂ ንምእራይ ምስ ዘጸገሙኒ ጣኦታት ምልላየይ ዓቢ ዕድል ኢዩ። ኩሉ መንነታ ኢዩ። እቶም ብዘይፈልጡዎ ቃላት ሃኒኖም ዝዕነዱ ድማ በዚሖም። ባሩድባሩድ እናጨነወ ካብዘን ለይቲ እዋን መናፍስቲ ገዛ ወሪርክን ዘሎኽን ሸውዓተ ናብ መድረኽ ደይባ ኢሉ ኣዚዙ። እታ በዓልቲ ነዋሕቲ መሓውር ልክዕ ከም ቀደማ እናሰሓቐት ኣብ መድረኸ ተራእያ። ኣላይ ክፈርሕ እንከሎ ኣደንጊጹኒ። ጾር ስምዒት ሚለናን ኣዛሚትን ኣብ መድረኽ ከም ዝኹላ ጌርካ ቋንቋኡ ብዘይ ርድአን ክደርፋ ትርጐሙ ብዘይ ፈልጠኦ ሳዕስዒት ክንቀሳቐሳ መዓርጉ ዘይፈልጥኦ ኣልባሳት ክቐያይራ መንነቶም ዘይፈልጥኦም ኣስማት ውሩያት ሰባት ክረቹሓ እንከሎዋ ምስ ሕጐስ ትልሂት ብርሃን መድረኸ እንድሕሪ ኣሰኒናዮ ጣኦት ዕዳጋ ተጨፍሊቹ ማለት ኢዩ። ምስ ልቡ ኣይኩነን ብዘይ ልበይ ኣብ ውሽጢ ልበይ ኣትያትኒ ልቢ የብሎምን ልቢ የብላን ለባም ኢዩ ንለባም ኣምተሉ ወዘተ ይብሃል ኢዩ። ስነጥበብ ፍልስፍና ኢዩ ስኢኑ ዘሎ። መነባብሮይ ኣብኡ ከም ዝጥርነፍ ስለ ዘረጋገጹለይ ድማ ቀሲነ። ሱሌማን ነዚ ርእዩ እዚ ውጽኢት ስነኣእሙራዊ መንቋሕቋሕታ ኢዩ። ብልሓት ኩናት ስነኣእምሮ ብብልሓት ፍቕሪ ከም ዝመለኸና ኣይትጠራር ምስ በለኒ ነቲ ዝሓለፈ ግዜ ኣዘኪሩኒ። ቀንዲ ዘሐጐሰኒ ግን ሰብ ብዛዕባ ፍልስፍናን ስነጥበብን ምግዳሱ ኢዩ። ንሕና ድማ ነታ ሒዛቶ ዘላ ማዕቀብ ዝኣሰረት ገመድ በብኢድና ሒዝና ብገፋሕ ጃልባና ንሓንሳብ ንጎቶ ንሓንሳብ ድማ ንጉተተሉ። ትሕዝቶና ግን ኣየፍኮስናን። እዛ ቃቼጣ መጽሓፈይ በቹዐ እየ። ትምኒቶም ናብ ጽባቐ ስነጥበብ ኣቕሪቡኒ። ንመንእሰያትን ስነጥበብን ዝምልከት ጽሑፋትውን በብግዜኡ ኣብ መጽሔት ሕድሪን ካልእን የበርክት ኢዩ።

  • Cosine Similarity

ገጻ ድማ ከም ዘሎዎ ምልክት ብርሃን ኢዩ። ከም ዝብሃል ዘሎ ምግራም ይጠፍእ ኢዩ ዘሎ። ወይ ሓደ ተዋዛያይ ከም ዝበሎ እቲ ቃልሲ ኣብ መንጎ ዝርኣዮምን ዘይርኣዮምን ኢዩ። ኩሉ ካብ ሓይሊ ምግራም ኢዩ። ንሱ ካብ ክሳዕ ሕጂ ዘሎ እዋን ኩይኑ እቲ ቅድሚኡ ካብ ዝነበረ ግዜ ድማ ቀዳማይ መድረኽ ወይ ከኣ ዘመን ግርህና ዝብሉዎ ኢዩ። ኣብ ካልእ ወገናት ድማ ከምኡ ኢዩ። ኩሉ ግዜ ኣብ ሳልሳይ ዓለም ከምኡ ኢዩ። እቲ ኣብ ናይ ሓቂ ማእከል ዘሎ ንምሉእ ህዝቢ ናብ ማእከል ዘጥምት ፍረ እንተ መሃዘ ኢዩ። ካብ ጥንቲ ናብ ሕጂ ካብኡ ድማ ናብ መጻኢ ዝወሳሰብ ሓቅታት ከም ዘሎኳ እንተ ፈለጥኩ ዕላማይ ነቲ ኣብ ሕጂ ዘሎ ቀንጠመንጢ ሓቅታት ኣኻኺበ ምስቲ ግዙፍ ታሪኻዊ ሓቂ ንምዝማድ ኢዩ። ዝኹጌነ ሓበሬታ በሎ ሓቂ ምስቲ ቀንዲ ሓቂ ይወሃሃድ ስለ ዝነበረ ኣብ ገድሊ ኣብ ስደት ኣብ ዓዲ ዋላ ኣብ ማእሰርቲ ተዘሪኡ ዝነበረ ኤርትራዊ ቅኑዕ ምላሽ ሕቶኡ ይረክብ ነይሩ። ምስ ሓተትኩዎም ናይ ሓደ ምልክት ናይ ኩሉ ትርጐም ክኸውን ኢዩ ዝግባእ። ኣብ ስነጥበብ። እቲ ኤርትራዊ ፈላስፋ ሰብ እኳ ቃላቱ ኢዩ ኢሉ ዝጽሓፎ መጽሓፍ ከም ብሓድሽ ከንብቦ ምስ ጀመርኩ ጓሂ ዘሎዎ ሓጐስ ተሰሚዑኒ። ቃል ሓቂ ማለት ኢዩ። ሓቂ ዘሎ ጥራይ ኣይኩነን ሓቂ ይምሃዝ ኢዩ። ገጽ ኣዛሚት ኣብ ግንባር እቲ ገጽ ሰብኣይ ከኣ ኣብ ዳሕረዋይ ጸግዒ ስእሊ ኢዩ ተሓንጢጡ። ሓቂ ናይ ውሽጢ ኢያ። ኣብ ኩናት ኣብ ጥሜት ኣብ ፍቕሪ ኣበይሞ ክብለካ እየ። ሓቂ ኣብ ናፍቐት ኣብ ትምኒት ኢያ ዘላ። ሓቂ ኣብ ናፍቐት ኣብ ትምኒት ኢያ ዘላ ምስ በለት ብርቱዕ ጓሂ ተሰሚዑኒ። እቲ ወግዒ ኣብ መንጎ ኣዕሩኸ ኢዩ ዝመስል። ደሓር ብርግጽ ከም ዝተረድአኒ እቲ ምላሽ ሃብ ዝብሃል ዝነበረ ኣብ ኤርትራ ብዙሕ ከይተፈልጠ ብውሑድ ሰባት ዝንበብ ዝነበረ ናይ ፈጠራ ጸሓፋይ ኢዩ። ኣብ ግዜ ናጽነት ሰራሐይ ኢሉ ንማእከል ከተማ ኣስመራ ኣብ ምጽናዕ ዘሎ ዓርከይ ብዙሕ ኢዩ ዝነግረኒ። ምምላሽ ምስ ደንጎየኒ ድማ ናይ ታሪኽ ሰብ እየ እናበልካ እምበር ስነጥበባዊ ጠባይ ኢዩ ዘሎካ። ብዛዕባ ጽርየት ቋንቋ ዝግደስ እንተልዩ ድማ ጽልዋ ዘመናዊ ታሪኽ ሃገርና ኣብ ምስጢር ቃላት ዘኸትሎ ዘሎ ሳዕቤናት ምስ ስነቋንቋ ኣዛሚዱ ናብዚ ክሕተም ጀሚሩ ዘሎ መጽሔት ዘመናዊ ታሪኸ ኤርትራ እንተ ሰዲዱልና ካብ ሕጂ አመስግኖ ኢሉ መሓመድ እድሪስ ነቲ ዘረባ ኣልዩዎ። ኣብ ኤርትራ ግን ከም ፍልስፍና ጥራይ ዘይኩነ ከም እምነት ክንቅበሎ ከም ዘሎና ገሊጸ ኣብ መጽሓፈይ ኣመልኪተዮ ኣሎኹ። ሓቂ ሓቂ ኢዩ። መርዓ ከም ዝሓለፈ ክሓልፍ ኢዩ ኢሉ ካብ ፈላስፋ ህንዲ። ድምጺ ሚለና ምስ ርሑቕ ጥንቲ ይኹን ምስ ሕጂ ወይ ምስ ርሑቕ ስግር መጻኢ ኤርትራ ክዋሳእ ዝኸእል መልእኽታዊ ቋንቋ ሓቂ ኢዩ። ትጃር ተቐቢሌ ድምጻ ምስ መልክዓ ተሳንዩ ስነጥበብ ብሓፈሻ ተዋስኦ ከኣ ብፍላይ ኣብ ኤርትራ ከም ዝዕንብብ ክገብር ከም ዝኸእል ዝጠራጠር የለን። እቲ ዘሎ ግን ኣላይ ኣላይ መድረኸ ተዋስኦ ኢዩ። ፈላስፋ ህንዲን ደቂመዛምርቱን ከም ዝብሉዎ እታ ግጥሚ ሓቂ ኩነታት ድሕሪ ኩናት ንምውጻእ ሕንቅልሕንቅሊተይ ተበሃሃሉ ሕጂውን ሓቂ ብቓልሲ ሕቶታትን መልስታትን ኢዩ ገጹ ዘርእየኩም ካብ ውሽጢ እምበር ካብ ግዳም ዝመጽእ ሓቂ ከም ዘየሎ ፍለጡ ስነቁጠባ ንበይኑ ስለ ዘይኣክል ካልኦት ስነታትውን ኣማዕብሉ ኩሉ ንስነቁጠባዊ ኣተሓሳስባ ጥራይ ኣይትግደፉሉ ንበይኑ ስንኩል ኢዩ ዝብል መልእኽታት ኣሎዋ። ኣብ ምፍጣር ንዘሎ ሓቂ ክገፍፍ ዝኸእል ናይ ስነ ጥበብ ሰብ ኢዩ። እቲ ምርኢት ካብ እንግድዓ ግንባር መድረኽ ኣዝዩ ርሑቕ ኣብ ዝኹነ ቦታ ከም ዘሎዋ ንተመልከትቲ ብቐሊሉ ከም ዝርዳእ ኢዩ ተሰሪሑ። ኩልና ከም ሓደ ሓደ ድማ ከም ኩሉ ኬንና ኣወሃሂድናዮ። ሓቂ ክደሊኮ ኢዩ ኣብ ቅድሜኹም ሰጣሕ ኢሉ ዘሎ። ጸላኢ ግን እቲ ኣብ ቀዳማይ ጽፍዔ ኣብ ቀዳማይ ቀጸላ ዝነጠበ ሓቂ ጥራሕ ኢዩ ከም እትርእዩ ዝገብረኩም። ነቲ ኣብ ትምህርቲ ዘሎ ድንቁርና ምስ ርኣኹም ምስ ሓቂ ተዓሪቕኩም ሓድሽ ብርሃን ህይወት ክትርእዩ ኢኹም። ከም ኣብ ፈለጥና ዘሎ ድንቁርና ዝኸፍእ የለን ኢዮም ዝብሉ በዓል ፈላስፋ ህንዲ። ሕጂ ኩሉ ሓደ ኢዩ። ኣብዚ ሕጂ ሰብ ናይ ጥዕናኻ ይኹን ናይ ስሚዕትካ ሓቂ ኣይሓትትን ኢዩ። ሓቂ እንታይ ኢያ። ሰብ ሓቂ ሓቂ ዝብል ግዳማዊ መልክዕ ብምርኣይ ኢዩ። ሓቂ ኣብ ውርዝው ቃላት የላን ኣብ ውግእ ኣብ ጥሜት ኣብ ፍቕሪ ዘላ ሓቂ ኣበይሞ ክብለካ እየ ኩሉ ግዜ ምስ ኣስክአት ኢያ። ካብ መወዳእታ ጫፍ ድሕሪ መድረኸ ድምጺ ፈላስፋ ህንዲ ይስማዕ ሓቂ እቲ ብርሃን ራኢና ኢዩ። ናይ መጽሓፈይ ሓቅታት ናይ ውሽጢ ኢዩ። ድሕሪ ኩናት ዘሎ ኩነታት ብስነጥበብ ይገለጽ ምበልና ከም እንርእዮ ዘሎና እንድሕሪ ኩይኑ ግን እቶም ሰብ ሞያ ዝብሃሉ ካብ ሓቂ ክሃድሙ እንከሎዉ ይርኣዩ ኣሎዉ። ሕጂ ኩሉ ኣብ መድረኽ ዝዋሳእ ዘሎ ክነግረኩም ይኸእል ኢዩ። ካብ መዓሙቕ ባሕሪ ካብ ግርማ ጎቦታት ካብ ከርሲ ምድሪ ካብ ጥንታውን ዘመናውን ታሪኽ ኤርትራ ካብ በዓቲ ሕልና ሰብ ካብ ሓቂ ዝተሓለበ ሙዚቃ ዝደረሰ ሰብ ኣሎዶ የለን ዘከራኽረና ኢዩ። ኣብዚ ድሕሪ ኩናት ዘሎ ኩነታት ሓቂ ካብ ኩሉ ኢያ ትስወር ዘላ ይመስለኒ። ዛንታታት ተዋስኦ ኣብ መድረኸ ይኹን ኣብ ረድዮ ወይ ኣብ ፊልም ከም ሓሰኻ ደምበ ናብ ዝለስለሰ ሒደት ክፋል ሕብረተሰብ ለመም ይብሉ ኣሎዉ። እቲ ሓቂ ድማ ካብቲ ናይ ሓቂ ቃንዛ ፍቕሪ ምወጸ ነይሩ። እቲ ጽባቐ እቲ ሓቂ ኣብ ትሕትና ሰብ ኢዩ ዝርአ። ፍቕሪ እንታይ ኢዩ ክብሉ ኢዮም። ናትካን ናይ ሚለናን ፍቕሪ ናይ ኩሉ ሰብ ዛንታ ፍቕሪ ኢዩ። ናይ ሓቂ ስምዒተይ ገና ኣብ መቓብር ኢዩ ዘሎ። ሓቂ ስነጥበብ ጽባቐ ማለት ኢዩ። ኣብ መጽሓፉ ከም ተዋሳኢት እምበር ከም ሚለና ኩይነ ኣይኣትወሉን። ዘይ ኩሉ ሰብ ከምኡ ኢዩ። ኩሉ ድማ ኣብ ቋንቋና ኢዩ ዝርከብ። ካብ መድረኽ ተዋስኦ ወጻኢ ንዝጠመታ ሰብ ኣብ ገጻ ኩሉ ግዜ ስእሊ ርግኣት ኢዩ ዝርአ። ኣብ ውሽጢ ገዛኻ ኩይነ እቲ ንዓኻ ዝኸውን ፍቕሪ ከዊለ ንኻልእ ዋኒነይ ክውግኖ እንከሎኹ ንስኻ ድማ ከም ዘይተሰማዓካ ክትጾሮ እንከሎኻ ኣነ ክብድለካ ኩለን ናባኻ ዝቐረባ በብሓደ ክብድላኻ ንስኻ ድማ ብፍሉይ ናይ ህይወት ፍልስፍናኻ ጌርካ ንኹልና ክትብድል መን ንመን ከም ዝብድል ኣብ ዘይተፈለጠሉ ኣባዲን ተኣባዲን ኣብ ዘይተለለየሉ ሓቂ ካብ ሓሶት ኣብ ዘይተፈለየሉ ዓለም ምንባር ከቢዱኒ ከም ዘሎ ጓሂ ንምግላጽ ኢለ ዝጠርነቕኩዎ ስምዒት ብተዋስኣዊ ልጓም ከይኣለኹዎ ፈንጺጉ ካባይ ስለ ዝተፈነወ ኣይክኣልኩን። ምኽንያቱ ናይ ኣዛሚት ዛንታን ክእለትን ከም ዘሎ ቀለብ ስነጥበብ ስለዝኹነ ደራሲ ተዋስኦ ሃሪፉ ንኸህርፍ ኢሉ ኣብ መድረኽ እንተ ርኣዮ ብዙሕ ዘገርም ኣይመስለንን። ኣብ መድረኸ ዝስቀል ሰብ ውጽኢት መን ኢዩ። ክሳዕ ሕጂ ኣበይ ከም ዘሎ ዝፈልጥ ሰብ የለን። ተዋስኦ ኢዩ ህይወት ኣይኩነን። ድሕሪ ኩናት ዘሎ ኩነታት ንኹልና ስለ ዝዓጅበና ድማ ከም ቀንዲ ፍረ መጽሓፈይ ኩይኑ ክንበብ ኢዩ። ንኣብነት ሕጂ መሓመድ እድሪስ ኣብ መድረኽ ድዩ ዘሎ ወይ ኣብ ህይወት ኢልና እንተ ሓተትና እንታይ ምተመለሰ። ኣብ ህንዲ ፍልስፍና ከም ኣብ ምዕራባውያን ኣይኩነን። ኣብ ኤርትራ እውን ሓቂ ምስ ህይወት ምስ ናብራ ከዛምደና ኢና ንደልዮ። እዚ ኣዒንቲ ሰብ ዝብሃል ብዘይ ትርጐም ከም ዘይተባህለ ኣብ መጽሓፍ ፈላስፋ ህንዲ ካብ ዘንብብ ንኸኣምኖ ላሕ እየ ዝብል ዘሎኹ። ክሳዕ ሕጂ ናይ ኤርትራ ዝኸሮም ኣብ ትሕተውነኦም ተቐቢሩ ኢዩ ዘሎ ዝብሉ ተመራመርቲ ኣሎዉ። እንታይ ኢዩ ኩሉ ሰብ ሓቂ ሓቂ ዝብል ዘሎ። ነፍሲወከፎም ኣብ ውሽጢና ይኹን ኣብ ጎረባብቲና ከምኡውን ኣብ ዓለም ወዲ ሰብ ምስ ሓቂ ወይ ምስ ፍልጠት ገጽ ንገጽ ከይርአአ ዘይገብሩዎ እከይ ግብሪ የለን። ኣብ ምሉእ ዓዲ ኣብ ገዛ መድረኽ ዘሎዎ እንኮ ቤት ኢዩ። ኣብ ቅድሚ ሰብ ኣብ መድረኽ ክባራዕ ኣሎዎ። ሰፈሩ ኩሉ ግዜ ኣብ ውሽጢና ኢዩ። ኣብ ናብራ ዓለም ሓደ ፍልስፍና ጥራሕ ከም ዘሎ ዝኣመኑ ወይ ከም ዝኣምኑ ኩይኖም ዝተጨውዩ ይመስሉ። ንኣብነት ኣላይ ክዛረብ ምኺኑ ምስ ገሚትና ማለት ኣላይ እንተ ተዛሪቡ ማለት ኢዩ ኣብ ውሽጠይ ዘሎ ጸልማት ኣብ ግዳም ዘሎ ብርሃን ንኸይርኢ ይጎተኒ ኣሎ። መብዛሕትኡ ጸሎት ህዝቢ ከም ቀደሙ ሓልወና ካብ ግጉይ ኣተሓሳስባ ሰብ ካብ ኣብ ውሽጢና ዘሎ በዓቲ ጸልማት ካብ ጽልሙት ራኢ ሃገራት ካብ ዘይተገልጸ ፍልጠት ካብ ዘይተጋህደ ፍቕሪ ካብ ሕሰም ዓለም ጎረቤትን ቤተሰብን ሰላም ሃበና ካብ ናይ ውሽጢ ውሳይ ኣድሕነና ዝወፈሩ ብደሓን ምለሰልናን ከምኡ ዝኣመሰለን ኢዩ። ዝሕግዙዎ ግን ኣብ መገዲ ከም ዘሎዉ ጥራሕ ኢዩ ዝነገር። እቲ ሓቂ ጽባቐ ኣብ ኣፎም ከም ዘሎ ብዙሓት ነጊሮም። ኣብ መወዳእታ ፈጠራዊ ድኻመይ ነፍሲወከፍ ኤርትራዊ ኣብ መድረኻተይ ገጹ ከም ዘለሊ ክገብር እየ ክብል ሰሚዐዮ ትጃር ኣብ ሓደ ኣኹባ። በዓል ሚለና ሱሌማን ኣዛሚት ባህታ ትጃር ፈላስፋ ህንዲ መሓመድ እድሪስ ኣላይ እንተ ዘይፈጥር ምስ መን መዋጋዕኩ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Advertisement
Bottom banner

Download options | Convert to Pdf | Advertise on dirzon

© dirzon | Terms of Service | Privacy | About | Services | Contact