Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convert to Pdf
  • Reading List
  • Summary
  • Audiobook
  • Search
  • Upload
  • myzon
  • Log in
  • Register
English  አማርኛ  Français  العربية  Portuguese
Book of the day

ኣሰር ቅዱሳን.pdf


Advertisement
  • word cloud

ኣሰር ቅዱሳን.pdf
  • Extraction Summary

ጳጳለት ነቢያት ሐዋርያት ሮ ኣርድእት ቅዱሳት ኣንስት መሪጹ እዩ። ከምቲ ንደቂ ተባዕትዮ ዝተዋህበ ናይ ስምዕትና ክብሪ ንዕኣተን ውን ከምኡ ተዋሂብወን እዩ። እዚ ኩሉ ተጋባራትክንሲ ንምንታይ እዩ ብምባል ሕቶ ኣብ ዘቕረበትለን ግዜ ምእንቲ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ኢልካ ይቕረ በለለይ ኣነ ጓለ ንስተይቲ ስለ ዝኮንኩ ከምኡ ውን ክዳን ስለ ዘየብለይ ናባካ ክመጽእ ኣይክእልን እየ። ዝኮነ ኃይሊ ንድሕሪት ከምዝምለስ ይደፍኣኒ ከም ዘሎ ውን ተረድኣኒ። ኣፍልበይ እናወቓዕኩ ከኣ በከኩ። ብዘይ ሓደ ጸገም ኣብቲ ቅዱስ ቦታ በጻሕኩ። ሕጂ ካብ በደለይ ንክርሕቕ እዋኑ እዩ። ኣብዚ ምድረ በዳ እዚ ዝስተ ማይ ንጣብ እኳ ንምርካብ ኣሸጋሪ እዩ። ካብ ጥሜትን ጽምእን ከምኡውን ናይ ፀሓይ ሃሩር ዝተላዕለ ብጣዕሚ ተሸጊረ እየ። ንሳ ሩባ ዮርዳኖስ ምስተሳገርኩ ሚረ ክሳብ ሎሚ ንስካ እንተዘይ ኮይኑ ገጽ ሰብ ርእየ ኣይፈልጥን እየ። ድሕሪዚ እቲ ኣማሓዳሪ ቤተ ክርስቲያን ድማ እዩ። ናብቲ ቦታ ምስ በጽሐ ንጉሥን ኩሎም እቶም መኳንንት ይቕበልዎ እሞ ኩሎም በረከቱ ተካፊሎም ምስ ከዱ እቲ ንጉሥ በይኑ ኮይኑ ክሓተካ እየ ጸዊዔካ ዘሎኩ ሓንቲ ነገር ኣብ ልበይ ቂር ዝበለትኒ ስለ ዘላ እየ። ሕጂ ኣይንገድፈክን ኢና ምሳና ኢኪ ትኮኒ ኢሎም ኣበይዋ። ቅዱስ ሥግኡን ክቡር ደሙን ይቐበሉ ቃለ ኣዋዲ ደወል ቃጭል ክድወል ከሎ ይሰምዑ ብእምነት ምእንቲ ክዓብዩ ኣተባብዕዎም ናብ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ይኪዱ። ስለዚ እምነትን መንፈሳዊ ሥርዓትናን መንፈሳዊ ውርሻናን ጽቡቕ ባህልናን ተሓልዩ ማንቲ ክነብር ርኅራጌ ኣምላክናን ኣማላድነት ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ተራዳእነት ትጉሃን መላእክት ጸሎት ኩሎም ቅዱሳነ እግዚአብሔር ይርድኣና።

  • Cosine Similarity

ኣሰረ ቅዱሳን ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ምክስተ ኣርእስት ምዕራፍ ሪ ዕማሪታታ ዘመነ ሰማዕታት ዘመነ ስደት ናይ ሰማዕታት ወይ ሰማዕትነት ትርጉም ታሪክ ሰማዕታት ታሪያ ቋማሷቋታፖ ዝመዕሰዎዕሇቷ ሪይጋደም ሰማዕት ቅዱስ እስጢፋኖስ ሊቀ ዲያቆናት ወቀዳሜ ሰማዕት ሰማዕት ቅዱስ ጊዮርጊስ ሊቀ ሰማዕት ሰማዕት ቅዱስ ቂርቆስ ምስለ እሙ ኢየሉጣ ምስ ኣዲኡ ኢየሉጣ ሰማዕት ቅዱስ አበ ኖብ ኣባ ኖብ ሰማዕት ቅዱስ ጊጋር ሰማዕት ቅዱስ ኣቢብ ዘተሰምየ ቡላ ካልኣይ ስሙ ቡላ ሰማዕት ቅዱስ ፊቅጦር ሰማዕት ቅዱስ ገላውዴዎስ ሰማዕት ቅዱስ ቴዎድሮስ ሰማዕት ቅዱስ ኣቦሊ ሰማዕት ቅዱስ ፋሲለደስ ሰማዕት ቅዱስ ሚናስ ሰማዕት ቅዱስ መርቆሬዎስ ሰማዕት ቅዱስ ቶማስ ዘመርአስ ሰማዕት ቅዱስ ቆጵርያኖስ ሰማዕት ቅዱስ ዮሓንስ ወልደ ፀራቢ ሰማዕት ቅዱስ ሰማዕት ቅዱስ አርብዓ ሓራ ኣርብዓ ወተሃደራት ደዴዴይ ማሪፖት ፅጳ ደም ሪጋሄ ምፉዕ ደም ዕሪዕማሪታታት ታፇያ ሰማዕት ቅዱስ ጎርጎርዮስ ሰማዕት ዘእንበለ ደም ብዘይ ደም ሰማዕት ቅዱስ በአሚን ሰማዕት ዘእንበለ ደም ብዘይ ደም ሀ ለ ሐ መ ዉጪ ረ ሲ ሸ ቀ ቢ ቺ ኀ ነ ተ አ ከ ሙ ምሪራፍ ያ ኺፌቃው ዘመነ ሊቃውንቲ ሊቅ ዝብል ቃል ትርጉሙ ታሪክ ሊቃውንቲ ሀ ቅዱስ ኣግናጥዮስ ሊቀ ጳጳሳት ለ ቅዱስ ጴጥሮስ ተፍጻሜ ሰማዕት ሊቀ ጳጳሳት ሐ ቅዱስ እለእስክንድሮስ ሊቀ ጳጳሳት መ ቅዱስ ኣትናቴዎስ ቅዱስ ባስልዮስ ቅዱስ ኤሏፋንዮስ ቅዱስ ጎርጎርዮስ እኀወ ባስልዮስ ሊቀጳጳሳት ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ ሊቀ ጳጳሳት ቅዱስ ቄርሎስ ሊቀ ጳጳሳት ቅዱስ ያዕቆብ ዘስሩግ ሊቀ ጳጳሳት ቅዱስ ኣባ ሕርያቆስ ሊቀ ጳጳሳት ቅዱስ ኤፍሬም ሶርያዊ ሊቀ ጳጳሳት ቅዱስ ኣባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን ጳጳስ ዘሃገረ አግዓዚ ዲሜጥሮስ ተካሌ ወይን ሊቀ ጳጳሳት ዘእስክንድርያ ው መው ዱመኡቼ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ምሪራፍ ያ ምያነኖ ትርጉም ምንኩስና ምንኩስና ካብ ቀደም ምንኩስና ኣብ ዘመነ ሊቃውንቲ ታሪክ መነኮሳት ሀ ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ርእሰ መነኮሳት ርእሲ መነኮሳት ለ ቅዱስ ኣቡነ ጳውሊ ርእሰ ባሕታውያን ርእሲ ባሕተውቲ ሐ ቅዱስ ኣቡነ ጳኩሚስ ሠራዒ ማኅበር ሥርዓተ ማኅበር ዝመሥረተ መ ቅዱስ ኣቡነ መቃርስ መቃሪ መቃርዮስ ቅዱስ ኣቡነ በብኑዳ ቅዱስ ኣቡነ ኪሮስ ቅዱስ ኣቡነ ዘሲማስ ቅዱስ ኣቡነ ኣርሳንዮስ ቅዱስ ኣቡነ ኣሞን ቅዱስ ኣቡነ ኣቡኖፍር ቅዱስ ኣቡነ ኣባ ዮሓንስ ከማ ገዳም ደብረሲና ኤርትራ ዝመሥረተ ቅዱስ ኣቡነ ኣባ ዮሓንስ ሓጺር ቅዱስ ኣቡነ ሊባኖስ ቅዱስ ኣቡነ ኣረጋዊ ቅዱስ ኣቡነ ተክለሃይማኖት ዘወገሪቆ ሊባን ሀዐዞባ ማእከል ቅዱስ ኣቡነ ገብረመንፈስቅዱስ ቅዱስ ኣቡነ ሳሙኤል ዘዋልድባ በዓል ዋልድባ ቅዱስ ኣቡነ ሳሙኤል ዘወገግ በዓል ወገግ ቅዱስ ኣቡነ ሳሙኤል ዘቀልሞን በዓል ቀልሞን ቅዱስ ኣቡነ አንበስ ቅዱስ ኣቡነ ዓቢየ እግዚእ ቅዱስ ኣቡነ መቃርዮስ ዘይሴሰይ ቆቅሀ ቅዱስ ኣቡነ ገሪማ ይስሓቅ ቅዱስ ኣቡነ ጴንጤሌዎን ቅዱስ ኣቡነ አሌፍ ቅዱስ ኣቡነ እንድርያስ ዘደብረ ጽጌ ዞባ ደቡብ ቅዱስ ኣቡነ ኤዎስጣቴዎስ ቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዘደብረ ድማኅ ዞባ ደቡብ ቅዱስ ኣቡነ ኣብሳዲ ዘደብረ ክሣሄ ቅዱስ ኣቡነ ኣባ ጊዮርጊስ ዘጋስጫ ቅዱስ ኣቡነ ሠረቀ ብርሃን ዘመራጉገዝ ቅዱስ ኣቡነ ቡሩከ ኣምላክ ቅዱስ ኣቡነ አናንያ ዘማይ ለሓም መራጉጐዝ ቅዱስ ኣቡነ ኣብራንዮስ ዘደብረ ጥሉል ። እዚ ከኣ ሃይማኖት ንምትሓዝ ሠናይ ተግባራት ንምስራሕ ናይ ሥጋ ድሌታቶም ናብ ናይ ነፍሲ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ድሌት ብምግዛእ ካብ ክሕደት ካብ ጥርጥር ካብ ክፍኣት ብምፍላዮም ቅዱሳን ይበሃሉ። ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ነዚ ነገርዚ መለዓዓሊ ዝገበሮ ናይ ከተማ ሮማ ምቕጻል እዩ። ቤተክርስቲያን እግዚአብሔር ክርስቶስ እዩ ክትብል ናይ ሮማ ቄሳራት ከኣ ከምቲ ዝለመድዎ ክንገብር ኢና ክብሉ ሓደ ቄሳር ሓሊፉ ካልእ ክትካእ ናይቲ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን መከራ ዓይነትን ብዝሕን እናወሰከ ከደ። ናይ ቤተክርስቲያን ሕይወት ኩሉ ግዜ ናብ መስቀል ምጥማት እዩ። ናይ መስከረም ስንክሳር ከምዚ ዝስዕብ ይብል ንጉሥ ቁስጠንጢኖስ ኣብ ዝነገሠ ናይ ቅዱስ እስጢፋኖስ ሥጋ ኣብ ዝነበረሉ ከባቢ ናይ ገማልያል ትብሃል ቦታ ሉክያኖስ ዝተባህለ ሰብ ነበረ። ናይ ኣዲኡ ዓዲ ከኣ ኣብ ውሽጢ ፍልስጥኤም ናይ ሮማ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ግዝኣት ኣብ ዝኮነት ብፍላይ ከኣ ድያስ ዝተባህለት ቦታ ነበረት። ኣብዚ ዘመንዚ ሓደ ንጉሥ ኣብ ሮማ ሓደ ንጉሥ ከኣ ኣብ ኣንጾክያ ነጊሦም ነበሩ። ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ነቲ ሕፃን ሒዞም ናብቲ ንጉሥ ኣምጽእዎ እቲ ንጉሥ ኣንታ ሕጉስ ቆልዓ ሰላምታ ይግብኣካ እዩ በሎ። ድሕሪ ዓመት እዚ ቅዱስ ህፃንዚ ሓደ ኣብ ቅዱስ ሓደ ወልድ ቅዱስ ሓደ መንፈስ ቅዱስ ኢሉ ኣመስገነ። ነዚ ምስ ሰምዐ ወየ ከሐዲ መኩንን ንእሽቶይ ብምኳኑ ክሳብ ክንደይ ከምዚ ኢሉ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ከይፈርሀ ደፊሩ ኣብ ቅድመይን ኣብ ቅድሚ ኣማልክተይን ዝጻረፍ ኢሉ ኣዝዩ ገረሞ። ድሕሪኡውን ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ መላእክቲ መጺአ ነቲ በድኑ ሰላም ለከ ኦ ፍቁረይ በለቶ እሞ እቲ በድኒ ድማ ከም ቃል ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ሰብ ሰላምታ ንዓኪ ኦ ንግሥቲ ኩሉ ዓለም ክብል ተዛረበ። ንሱ ከኣ ኣብ ይ ሽሕ ስለ ግብጺ ከምኡውን ስለ ሮማ ዝፍጸም ዝበለ ኩሉ ራዕይ ዝረኣየ ዓቢ ኣቦ ክከውን እንከሎ ስም ናይቲ መጽሐፍ ከኣ ስለ ሃይማኖት ቅዱስ ፊቅጦር ዝረኣዮ እዩ ተባሂሉ ይጽዋዕ። ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ቃልኪዳን ኣብ ውሽጢ ብዙሕ ስቓይ እንከሎ ቅዱስ ሚካኤል መጺኡ ጽናዕ እነሆ ናይ ገድልካ መፈጸምታ ቀሪቡ ኣብቲ ሥጋካ ዝዓርፈሉ ቦታ ተኣምራት ክግለጽ እዩምሥ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ናትካ መዘከርታ ዝገብር ዘበለ ኩሉ ብስምካ ንጥሙይ ዘብልዐ ንጽሙእ ዘስተየ ንቤተክርስቲያንካ ሞባእ መጻሕፍቲ ንዝህብ ኣነ ኃጢኣቱ ኩሉ ክድምስሰሉ እየ ገድልካ ዝጽሕፍን ወይ ዘንብብን ዝሰምዕን ኣነ ሽሙ ኣብ ናይ ሕይወት መጽሐፍ ክጽሕፎ እየ ሠራዊትን ሕዝብን ተአኪቦም ኣንታ ከሓዲ እግዚአብሔር የጥፍእካ ካብ ኢድ ጸላእትና ዘድሓነና ኃያልን ጽኑዕን ዝኮነ ክቡር ቴዎድሮስ ተሳቕዮ ኢሎም ጨደሩ። እቲ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን መኩንን ከኣ ዝኮነ ኩሉ ካብ ዓቕሙ ንላዕሊ ኩይንዎ እንደገና ናብ ቤት ማእሰርቲ ኣእተዎ። ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ዕረፍቲ ናይ ቅዱስ ሚናስ ናይ ቅዱስ ሚናስ ዕረፍቲ ዕለት ኅዳር እዩ። ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ኣብዚ እዋንዚ ኣብ ሮማ ዳኬዎስ ዝተባህለ ንጉሥ መምለኪ ጣዖት ነበረ። ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ንካልኣይ ግዜ ውን ተገሊጹ ኦ ሲኖዳ ካብዚ ዝገደደ ስቓይ ክበጽሓካ እዩ ግን እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳካ ስለ ዝኮነ ኣይትፍራህ በሎ ከምዚ ኢሉ ተሠወረ። ካብ መዓልታት ሓደ መዓልቲ ከኣ ሓደ ቅዱስ ውላድ ናይ እግዚአብሔር ሰማዕት ወይ ምስክር ዝከውን ከም እትወልድ ብራዕይ ተገልጸላ። እቲ ንጉሥ ደጊሙ ከመይ ጌርካ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ዕ ፈሊጥካ በሎ። ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ታሪክ ሰማዕት ቅዱስ ኤዎስጣቴዎስ ቂዶስ እዚ ቅዱስዚ ካብቶም ናይ መንግሥቲ ሮም ኃለፍቲ ሓደ ኮይኑ ብዛዕባ እግዚአብሔር ኣፍልጦ ኣይነበሮን። ካብዚ ብምቕጸል ናይዞም ኣበው ሊቃውንት ዝርዝር ታሪክ ይቕጽል ቅዱስ ኣትኖቴዎስ ሐዋርያዊ ምንጪ ነገረ ቅዱሳን ገጽ ብ ዓም ማኅበረ ቅዱሳን የቤተክርስቲያን ታሪክ ገጽ አአኢ ሯ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ታሪክ ቅዱስ ኣግናጥዮስ ሊቀ ጳጳሳት ዘሮሜ እዚ ጻድቕዚ ጐይታ ኣብ ወንጌል ተጻሒፉ ከም ዘሎ ኣቦታትና ሓዋርያት ብክብሪ ካባታትና እቲ ዝዓበየ መን እዩ ኣብ ዝበለሉ ግዜ ጐይታ ካብ ማእከሎም ሓደ ሕፃን ኣሞሙ ከምዚ ሕፃንዚ እንተዘይቤኬንኩም መንግሥተ ሰማያት ክትኣትዉ ኣይትክእሉን ኢኩም። መን እዩ ንሱ በሎም እቲ ናይ እስክንድርያ ሊቀጳጳሳት ጴጥሮስ እዩ በልዎ። ከምዚ ኢሉ ከሎ ብሠለስተ መዓልቲ ካብ ምንኩስና ክሳብ ክህነት ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ሸሞ። ልዑል እግዚአብሔር ናይ ክልቴኦም ቅዱሳን ክብሪ ምእንቲ ክገልጽ ናይ ቅዱስ ዮሓንስ ሞት ንቅዱስ ኤኢፋንዮስ ናይ ቅዱስ ኤጺፋንዮስ ሞት ከኣ ንቅዱስ ዮሓንስ ገለጸሎም እሞ ቅዱስ ዮሓንስ ንቅዱስ ኤጺፋንዮስ ናብ በዓትካ ከይኣቶካ ኣብ መንገዲ ብኣንበሳ ተሰቢርካ ክትመውት ኢካ ኢሉ ተነበየሉ። ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ታሪክ ናይ ቅዱስ ቄርሎስ ሊቀ ጳጳሳት ዘእስክንድርያ ቄርሎስ ማለት ኃያል ማለት እዩ። ወዲ ሠለስተ ዓመት ምስ ኮነ ኣዲኡ ሒዛቶ ንቤተክርስቲያን ምስ ከደት ካብ ሕቹፋ ወሪዱ ትክ ኢሉ ቤተ መቕደስ ኣተወ ዝኣተወሉ ግዜ ከኣ ኣብ ግዜ ዕርገተ ቅዱስ ቶሩርባን እዩ ዝነበረ። ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ንሱ ተሸይሙ እንከሎ ብዙሕ ተኣምራት ጌሩ ካብቲ ዝገበሮ ኣብዚ ሓንቲ ክንርኢ ኢና። ቅዱስ ዲሜጥሮስ ግና እቲ ቅኑፅ መልሲ ካብ እግዚአብሔር እዩ ዝርከብ ኢሉ ስለዝኣመነ ሱባኤ ኣትዩ ብመንገዲ ጾምን ጸሎትን ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ቀረበ እቲ ምሥጢራት ስለዝተገልጸሉ ድማ እዚ ሕጂ ቤተክርስቲያንና ትጥቀመሉ ዘላ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ኣቆጻጽራ ዘመን ካላንደር ከዳሉ ከኣለ። እቲ ዘይተመርዓወ ከመይ ገይሩ ንጐይታ ከም ዘሐጉጐሶ ብናይ ጐይታ እዩ ዝሓሊ እቲ ዝተመርዓወ ግና ንሰበይቱ ከመይ ገይሩ ከም ዘሐገኑስ ኣብ ናይ እዛ ዓለም እዚአ እዩ ዝሓሊ በዚ ከኣ ሓሳቡ ኣብ ክልተ ክፉል እዩ እታ ዘይተመርዓወት ሰበይቲ ወይ ድንግል ድማ ሥጋኣን መንፈሳን ምእንቲ ክቕደስ ኢላ ብናይ ጐይታ እያ እትሓሊ። ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ይ ነቢይ ዳዊት ወኢይወርድ ምስሌሁ ኩሉ ክብረ ቤቱ ናይ ቤቱ ገንዘብ ንብረት ኩሉ ምስኡ ናብ መቓብር ኣይወርድን እዩ ዝበሎ እዩ። ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ካብ ዕለታት ሓደ መዓልቲ ጾር በርቲዕዎ ኣብ ኣፍ ደገ በዓቱ ጠጠው ኢሉ ተዘክሮተ እግዚአብሔር ክገብር ከሎ ቅዱስ ሚካኤል ናይ ሰሌን ቆቢዕ ደፊኡ ናይ ሰሌን ልብሲ ለቢሱ ናይ ሰሌን መዕጠቺ ተዓጢቹ ዝርዙር ሰሌንውን ሒዙ ናብኡ ኣብዚ ግዜዚ ቅዱስ ሚካኤል ዝመጸሉ ምክንያት ግና ስለ ዘይተረድኦ ንምንታይ ክገብር ኮን እዩ ኢሉ ገጹ ናብ ምብራቕ መሊሱ ቆመ። ሽዑ ኣጋጣሚ ከኣ ኣብቲ ቤተ ክርስቲያን ፍጹም ክትከውን እንተ ደሊካ ዘሎካ ኩሉ ሼጥካ ንድካታት ዓድሎ እሞ ተከተለኒ ኣብ ሰማይ ከኣ መዝገብ ከተጥሪ ኢካ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ማቴ ዝብል ተነበ። ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ሽዑ ድምጺ ንኣቡነ እንጦንዮስ ነዚ ራዕይ ተረድኣዮ ከኣ በሎ። ሓንቲ ግን እታ ናይ ኣቦይ ዝነበረት ወንጌለ ዮሓንስ ሃበኒ ኢሉ ንዓኣ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ጥራይ ሒዙ ከደ። በዚ ነገርዚ ከኣ ዋላ ሓንቲ ኣይጉህን እየ ብምባል ኣባ እንጦንዮስ ናብ ዘለዎ በረካ ከይዱ ኣልባሰ ምንኩስና ካብ ኣባ እንጦኒ ተቐቢሉ ልክዕ ኣሠር ኣባ እንጦኒ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ተከቲሉ ይጋደል ነበረ። ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ጻድቕ ኣቡነ ጳውሊ ምስ ዲያብሎስ ዝገበሮ ቃለ መጠይቕ ቅዱስ ኣቡነ ጳውሊ ቅዱሳት ቦታታት ክበጽሕ ንኢየሩሳሌም ኣብ ዝከደሉ እዋን እግዚአብሔር ኣምላክ ንሰይጣን ኪድ ኩሉ ግብርካ ንገሮ ኢሉ ብዝኣዘዞ መሠረት ሰይጣን ድማ ሓንቲ ከይሓብአ ከመይ ጌሩ ንደቂ ሰባት ከምዘስሕቶም ሓደ ብሓደ ንኣቡነ ጳውሊ ገለጸሉ። ካብ ዘጋጥሞም ዝንበረ ፈትና ካብ ዝተጻሕፈ መዓልቲ ዕረፍቱ ቅዱስ ኣቡነ መቃርዮስ ግዜ ሞቱ ምስ ኣከለ ድሕሪ ዓመት ብዕለት ጥቅምቲ እቲ ኩሉ ግዜ ዘጸናንዖ ዝነበረ ኪሩብ መልኣክ በል ተዳሎ ግዜ ዕረፍትካ ኣኪሉ እዩ በሎ። ኣብቲ ናይ ቅዱስ መቃርዮስ ሓላፊ ኣባ ሚካኤል ምስተሸመ እቲ ሊቀ ጳጳሳት ጾመ ኣርብዓ ክጸውም ናብ ገዳም ምስ ደየበ ካብ ጐይታ ሓገዝ እንተረኪበስ ሥጋ ናይ ቅዱስ መቃርዮስ ኣብ ማእከልና ክከውን እፈቱ ብዝብል ቃል ተናገረ። እቶም ኣብቲ ገዳም ዝነብሩ ዝነበሩ መነኮሳት ከኣ ብዝግባእ ተቐበልዎ ኣብቲ መዓልቲ እቲ ብዙሕ ተኣምራትን መንክራትን ካብ ሥጋ ቅዱስ መቃርዮስ ተራእየ ሰላም እብል ፍልሰተ ሥጋሁ ክቡረ ለመቃርዮስ ዘየዓቢ መንገለዚሐነፀ ደብረ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን በከሊአ በድኑ ቅድስት ለእለ አንሥኡ በትረ ለምንት ይቤሎሙ ትከልኡኑ ሓዊረ ምስለ ውሉድየ አሀሉ ኅቡረ ስንክሳር ዕለት ሀ ነሓሴ ብዛዕባ ማሚጠስ ወዱ ዝሙት ዝፈጸመ ኣቡነ መቃርዮስ ናይ ገዳም ሓላፊ ኣብ ዝነበርሉ እዋን ካብቶም መነኮሳት ማሚጦስ ዝተባህለ ናብ ሓንቲ ሰበይቲ ብምካድ እቶም ማኅበር ስለ ዝጠርጠርዎ ዝሙት ፈጺሙ ብምባል ቀጻሊ እኳ ናብ ሓላፊ ገዳም ኣቡነ መቃርዮስ ይከዱ እንተነበሩ ኣቡነ መቃርዮስ ግና ኣዝዩ ዓቃል ስለ ዝነበረ ማሚጦስ ወደይሲ ኣይውዕ ሎን እዩ ብምባል ንነዊሕ ግዜ ጸንሑ። መነኮሳት ካብ በዓቶም ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ከይወጽኡ ሸመት ከይሸየሙ እዚ ሠርዐ ማለት ካብ ኣበምኔት ክሳብ እቲ ዝተሐተ ናይ ገዳም ምሕደራ መሥረተ። እቶም ንዓካ ዝጸልኡ ኣብ ዓለም ዝነብሩ ግና ሞቶም ይጽብቕ እዚ እዩ ፍርድካ ኢሉ ከይዱ ኣብቲ ናይ ኣቡነ በብኑዳ መቓብር ተደፊኡ እዚ ታሪክዚ ኣምላክ ምእንቲ ክገልጸሉ ሣ ዓመት ወደቐ ቋ ካብ ክሳዱ ንላዕሊ እናተንቐሳቀሰ እዩ እተን ሸውዓተ ዓመታት ግን ብዘይምንቅስቓስ እዩ። ኣባ ኪሮስ ከኣ ከምዚ በለ ኦ ጐይታ ካብ ርሑቕ እዩ መጺኡ በሎ። ከምዚ ኢሉ ከኣ ክዝምር መረ ኣማውታ ናይ ጻድቕ ሰብ ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ክቡር እዩ። ምስ መልኣከ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን እግዚአብሔር ድማ ንሠለስተ መዓልትን ለይትን ምስ ተጓዕዘ እቲ መልኣክ ተሠወረ። ንሱ ድማ ማለት ጉዝፋር ዓርኩ ሎምስ ተጸሊልካ ኢካ መስለኒ እቲ እትብሎ ዘለካስ ትፈልጦ ዶሎካ ኣይሁድ ሒዞም ገሪፎምዎ እንደገና ኣብ መስቀል ሰሎም ቀቲሎሞ ኣብ መበል ሣልሳይ መዓልቲ ድማ ንሰማይ ዓሪጉዶ ኣይበልካንን እሞ ድማ ሕጂ ንሰማይ ክንፊ ኣውጺኤ ክበርር ዲካ ደሊካኒ ኢሉ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን እዚ ነገር እዝስ ሕሰበሉ ደኣ እምበር ከምዚ ንስካ ትብሎ ዘለካስ ክህበልካ ኣይከኣለንን እዩ በሎ ቅዱስ መርቄ ግን ብዘረብኡ ከይተጠራጠረ ኪድ ጥራይ ከምታ ዝሓበርኩካ ግበር ባዕሉ መጺኡ ክኝበላካ እዩ በሎ። ኣባ ኣርሳንዮስ ኣብ በረካ ኣስቄጥስ ሓሚሙ ከሎ ካብ ሰብ ምጽዋት ስለ እተቐበለ ኦ ጐይታ ስለ ስምካ ምጽዋት ክቕበል ኣብቂዕካኒ ኢካ እሞ ኣመስግነካ ኣሎኩ በለ ብካልእ ጊዜውን ኣብ ሲሃት ዝተባህለ በረካ ከሎ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ተጸልኢዎ እቲ ሕማም ስለዝበርትዖ ከኣ ናብ ቤተክርስቲያን ኣምጽእዎ ብንእሽቶይ ምንጻፍን ትርኣስን ጌሮም ኣደቀስዎ ሓደ ካብ ኣረጋውያን ክሪኦ ምስ መጸ ከምዚ ዝጸንዕን ብመንፈሳዊ ሕይወት ዝተጋድለን እዞም ብምንጻፍ ደቂሶም ዘለዉ ድዮም ኢሎም ብዛዕባ ዕቤት ኣባ ኣርሳንዮስ ተጠራጠረ ኣብዚ እዋንዚ ሓደ ናይ ቤተክርስቲያን ካህን ነዚ ኣረጋዊ ብሃገርካ ከለካ ሥራሕካን መነባብሮካን ከመይ ነይሩ ብምባል ሓተትዎ ንሱ ናይ ኣባጊዕ ጓሳ ነይረ መነባብሮይውን ብብዙሕ ድካም ውረድ ደይብን ነበረ በሎ። እዚ ምስ በሎ ኣስዒቡ ንኣባ ኣርሳንዮስ ኣብ ዓለም ከሎ ትፈልጦ ዶ ክብልዎ ከለዉ ኣይፈልጦን እየ በለ ብድሕሪኡ እቲ ካህን ቅዱስ ኣርሳንዮስ ናይ ደቂ ንጉሥ መምህር ነበረ። ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ቅዱስ ኣርሳንዮስ ናብራ ብሕትውና ፈጺሙ ካብ ምፍታው ዝተላዕለ ምስ ሰብ ምርካብ ኣይፈቱን ነበረ ሓደ መዓልቲ ኣባ መቃርስ ኣባ ኣርሳንዮስ ካባኖ ንምንታይ ትሃድም ኣሎካ ንዓና ውን ዓለማውያን ጌርካና ዲካ ምስ በልዎ ካብ መጠን ንላዕሊ ከም ዝፈትወኩም እግዚአብሔር ይፈልጥ እዩ እንተኮነ ግና ምስ ሰብን ምስ እግዚአብሔርን ምኳን ኣይከኣልን። እዚ ናይ ኣቦካ ርስትን ሃብትን ንብረትን ክሓልፍ እዩ ምስ በሎ ናበይ እየ ዝከይድ እንታይ ክገብር ኢሉ ነቲ መልኣክ እንተሓተቶ እቲ መልኣክ ንዓ ጥራይ ኣነ ክመርሓካ እየ ኢሉ ለይቲ ኣቡኡ ከይሰምዐ ካብ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ጐድኑ ተንሚኡ ክከይድ እናመርሐ ናብ ኣቡነ ጳኩሚስ ኣብጽሖ። አቡነ ሊባኖስ ካብኡ ካብቲ ቦታ ተበጊሱ ክከይድ እንከሎ መልኣክ እግዚአብሔር መጺኡ እዚከ ንመን ትገድፎ ኣለካ እዚ እዩ ቦታካ በሎ ንሱ ከኣ ኣነስ ንኢየሩሳሌም እየ ተበጊሰ ምስ በሎ እቲ መልኣክ እዚ ንዓካ ከም ኢየሩሳሌም እዩ ኣብዚ ኣገልግል በሎ። ነቲ ረድኡ ካብቶም መላእክቲ ሓደ ናብኡ መጺኡ ኣስማቶም እናጸውዐ ብኣጻብዑ እናኣመልከተ እዚ ኣባ እገሌ እዩ እናበለ ኣረድኦ እቲ ረድኡ ነቲ መልኣክ እዚ ኣብ ቅድሚኦም ዘሎ ገጹ ከም ፀሐይ ዘብርህ መን እዩ ኢሉ ምስ ሓተቶ ኣበ መነኩሳት እንጦንዮስ እዩ ኢሉ መለሰሉ። ናብ ኣቡኡ ከይዱ ድማ ኦ ንጉሥ ካብ ተረፍካ ክበልዕ ካብ ተረፍካ ክስቲ ፍቓድካ እንተ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ድኣ ኮይኑስ ኣብ ኣፍደገ ገዛካ ክቕመጥ በሎ። ኣቡነ ገብረመንፈስ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ቅዱስ ኣብ ምድሪ ኣይተቐብረን። እዚ ቅዱስ እዚ ምስ በዓል ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ኣቡነ ሳሙኤል ዘዋልድባ ኣቡነ ብንያም ዘምድረ ግብጽ ዝነበረ ዓቢ ኣቦ ክከውን ከሎ ከም ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ኣናብስት የገልግልዎ ነበሩ። ከምዚ ኢሉ ከኣ ናብ ንጉሥ ለኣከ። ቀ ቀ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ታሪክ ጻድቕ ቅዱስ ኣባ ገሪማ ይስሐቅ ኣቡነ ይስሓቅ ካብ ኣቡኡ መስፍያኖስ ንጉሥ ሮማን ካብ ኣዲኡ ሰፍኖግያ ንግሥትን ተወልደ። ናይ ኣቦና ይስሓቅ ቁጽሩ ምስ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ተስዓቱ ቅዱሳን ክከውን እንከሎ ኣብ ግዜ ምሳሕ ናይ ኣመጋግባኦም ሥነሥርዓት ነናቶም እዮም ዝወስዱን ዝበልዑን ዝነበሩ። ድሕሪዚ ዝተጠቕሰ ዓመት ከኣ ቅዱስ ኣቡነ እንድርያስ ናብ ኣምላክ ጸሎት ገበረ እሞ ካብ ሰማይ ወርቂ ዘነመ። ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን ኣቡነ እንድርያስ ዝሞተሉ ዕለት የካቲት እዩ ዝተወልደሉ ከኣ ዕለት ጵጳ ግንቦት እዩ። ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ኣረጋዊ ማይተመናይ ኣሰረ ቅዱሳን አቡነ ሴት ከኣ ብትሕትና ሕራይ ኢሉ ምስኣቶም ተበገሰ። ኣብ ከባቢ እዚ ገዳም እዚ ተረኪባ ዝብሃል ቦታ ኣሎ ንሱ ከኣ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ናብ ኣቡነ ዕንቄ ብርሃን ወዳ መጺኣ ተራኪባቶ ባሪካቶ ስለ ዝተሠወረት እዩ። እቲ ዝፈርድ ከኣ ሓደ ንሱ እዩ። ቅዱስ ዜና ማርቆስ ከኣ ኣነ እየ ንስካ ግና እግዚአብሔር ካብ ሰማያት ምውራዱን ካብ ድንግል ማርያም ምውላዱን እመን ምስ በሎ እቲ ዘይኣምን ዝነበረ ሰብ ምሁር ናይ ኦሪት ምንባሩ ሓጊዝዎ ብሓደ ወገን ሸነክ በቲ ካብታ ናይ ድንግል ማርያም ሥዕሊ ብዝረኣዮ ተኣምራት። ኮይኑ ከኣ ቅድስት ፌቨን ናይ ቅዱስ ጳውሎስ መልእክቲ ተቐቢላ ናብ ሮማ ክትከይድ እንከላ ኣይፍለየክን እየ ስለዝበላ ሓዚላቶ እያ ዝተጓዕዘት ኣብ ከተማ ሮማ በጺሓ ነቶም ኣብ እንዳ ኣቂላ ዝተኣከቡ ክርስቲያን ነቲ ቅዱስ ጳውሎስ ዝጸሓፎ መልእክቲ ክትህቦም እንከላ እግዚአብሔር ካብ ሰማይ ዝወረደ እዩ ዝመስሎም። ዴለፉፍይ ፓሪያ ረነሂኖን ታሪኸ ሰማዕት ቅድስት መሪና ናይ ቅድስት መሪና ኣቦ ኣ ዳኬዎስ ዝተባህለ ኣብ ሃገረ ኣንጾኪያ ናይ ካህናተ ጣዖት ሃለቓ ነበረ እቲ ንጉሥ እውን ሞኽሱ ከሓዲ ዳኬዎስ ይብሃል ነበረ ቅድስት መሪና ጓል ዓመት ምስ ኮነት ኣዲኣ ስለዝሞተት ኣቡኣ ካብ ከተማ ወጺኣ ንእትነብር ሞግዚት መፅበይት ሃባ ንሳውን ክርስቲያን ስለዝነበረት ናይ ክርስትና ሃይማኖት ብግቡእ መሃረታ ጓል ዓመት ምስ ኮነት ኣቡኣ ዳኬዎስ ሞተ ድኅሪኡ ናይ ሰማዕትነት ተጋድሎ ተሰሚዕዋ ፍቕሪ ክርስቶስ ኣብ ልባ ሓደራ እሞ ብሰማዕትነት ክትዓርፍ ደለየት ኣብዚ እዋንዚ ከሓዲ ዝኾነ መኩንን ናብታ ሃገር መጺኡ ንቅድስት መሪና ካበይ ወገን ከምዝኾነት ሓተታ ንሳ ካብ ወገን ክርስቶስ ክርስቲያናዊት ከምዝኾነት መለሰትሉ መልክዓን ቁንጅንኣ ብምርኣይ ክዕገስ ስለዘይከኣለ ብብዙኃት ነገራት ከታልላ ፈተነ ንሳ ግና ንእዑን ንጣዖታቱን ረገመቶም ሽዑ ብናይ ሓዊን ዘንግታት ክኸትክትዋን ህዋሳታ ክቐራርጽዋን ኣዘዘ ንሳ ግና ናብ እግዚአብሔር ጸለየት ቅዱስ ሚካኤል መጺኡ ካብቲ ኩሉ መከራ ኣድኃና ንካልኣይ ግዜውን ናብ ቤት ማእሰርቲ ምስ ኣእተውዋ ጐይታ ናብ ሰማይ የዕሪጉ ናይ ሰማዕታት። ቅዱሳንን ጻድቃንን መንበሪ ኣርእዩ ናብ ቦትኣ መለሳ ብድኅሪኡ ንሥግኣ ብመጋዝ ክትጭደድን ጎድና ክትሰናጠቕን ድኅሪኡውን ናብ ቤት ማእሰርቲ ክድርብይዋ ንልኡኻቱ ኣዘዘ ሕጂውን ቅዱስ ሚካኤል መጺኡ ኣድኃና ኣብ ቤት ማአሰርቲ እናጸለየት ከኣ ሓደ ዓቢ ገበል ናብኣ መጸ ርእይ ምስበለቶ ፈርሀት ኩሉ ሰብነታ ተንቀጥቀጠ ምዝራብውን ሰኣነት ኣእዳዋ ብትእምርተ መስቀል ከምዝዘርግሐት ከምኡውን ብልባ እናጸለየት ከላ ወሓጣ ብኡ ንብኡ እቲ ገብል ከብዱ ተጨዲዱ ብዘይ ሓደ ጉድኣት ወጸት ንእግዚአብሔር ከኣ ኣመስገነቶ ካልእ ግዜ እውን ሰይጣን ጸልማት ለቢሱ ረኣየቶ ኣእዳዉ ኣብ ልዕሊ ኣብራኹ ተጨቢጡ ነይሩ ሽዑ ገጻ ብትእምርተ መስቀል ኣማዕቲባ ርእሱ ዘበጠቶ ብኣእጋራውን ረገጸቶ ኣብዚ ግዜዚ ናይ ጐይታ ዕፀ መስቀል ተገልጸሳላ ኣብ ልዕሊኡ ከኣ ጻዕዳ ርግቢ ተቐሚጣ ረኣየት ኦ መሪና ናይ መንፈስቅዱስ ፀጋ ዕርቡን ዓረቦን ተቐቢልኪ ኣሎኺ እሞ ባህ ይበልኪ በለታ ንጽባሒቱ እቲ ርጉም መኩንን ክዳና ገፊፎም ቁልቁል ኣፋ ሰቺሎም ንኸቃጽልዋን ውዑይ ማይ ኣብ ዓቢ ፊስቶ በርሚል ኣእትዮም ክጥጥቕዋን ኣዘዘ ንሳ ኣብ ውሽጡ ኮይና እናጸለየት ከላ ካብ ሰማይ ሓንቲ ጻዕዳ ርግቢ መጺኣ ኣብ ኣፋ ወርቃዊ ኣኸሊል መእሰሪ ፈቲሓ ብስም አብ ወወልድ ወመንፈስቅዱስ ሠለስተ ግዜ ኣጠመቐታ ንሳ ንእግዚአብሔር እናመስገነት ካብቲ ማይ ወጸት እቲ ርጉም መኩንን ከምዝደሓነት ምስረኣየ ርእሳ ብሴፍ ክቐርጽዋ ኣዘዘ ናብዚ ዓቢ ክብሪ ሰማዕትነት ዘብጸሓ ክርስቶስ ብፍቕሪውን ዝተቐበላ ጸለየት ጐይታ ከኣ ተገለጸላ ቃልኪዳን ስማ ዝጸወዐ መዘከርትኣ ዝገበረ መጽሓፈ ገድላ ዘንበበ ዝጸሓፈ ዝሰምዐ ኃጢኣቱ ከምዝሥረየሉ ኣብቲ ንሳ ዘላቶ ቦታ ከምዘእትዎ ምሉእ ቃልኪዳን ሃባ ሰማዕት ቅድስት መሪና ክሳዳ ብሴፍ ተሰይፋ ዕለት ሓምለ ዓረፈት ኣብ መቓብራ ብዙኅ ተኣምራት ብምርኣይ ብዙኃት ሰባት ብስም ኢየሱስ ክርስቶስ ኣመኑ ፍይ ግሪያታ ፀረጃታ ሹጁተና ሕያ ክርጎዕጄፖጋ ይልወና ዕነናር ሪሐሁ ያ ጋመምፅል ሰላም ለመሪና ገባሪተ ኃይል ወመንክር ለእለ ይጹውዑ ስማ ውስተ ኩሉ ብሔር ኃይለ ሰማያት ነሚኣ እንዘ ይእቲ በምድር እስመ ነጽሐቶ ወቀሠፈቶ ለሰይጣን ህሠር ወለከይሲ ኬደቶ በእግር። ርግቢ ትእምርተ መንፈስ ቅዱስ እያ ቆጽሊ ኣውሊዕ ጸጋ ጥምቀት እዩ ኳክ ከኣ ከሓዲ ንጉሥ እዩ እቲ ተመን ከኣ መከራን ስቓይን እዩ። ቅዱስ ዘሲማስ ተንበርኪኹ ጠጠው ኢልዋ ኣብ ዝነበረ ቦታ ሰጊዱ ነቲ ኩሉ ዘርኣዮን ዝገለጸሉን ልዑል እግዚአብሔር ኣመስገነ ሽዑ ንሸዑ ናብቲ ገዳም ተመሊሱ እቶም ኣበው ባሕተውቲ መነኮሳት ናብ ገዳሞም ዝምለሱሉ ዕለት ንሱ ናብ ገዳሙ ኣተወ ንሓደ ዓመት ዝኣክል ነቲ ዝረኣዮ ኩሉ ንሓደ ሰብ ከይነገረ ጸንሐ እንደገና ንእግዚአብሔር ንቅድስት ማርያም ግብፃዊት ከርእዮ ደጊሙ ይጽሊ ነበረ እታ ዓመት እቲኣ ንቅዱስ ዘሲማስ ብጣዕሚ ነውሓቶ ዝከኣሎ እንተዝኸውን ነታ ዓመት ናብ ሓንቲ መዓልቲ ክትቅየረሉ ይደሊ ነበረ ጾመ ኣርብዓ ምስኮነ ቅዱስ ዘሲማስ ሓሚሙ ደቀሰ ከምቲ ኣቐዲማ ነጊራቶ ዝነበረት ካብቲ ናይ ገዳም ልማድ ተረፈ ኃሙስ ጽግቦ ናይ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ቅዱስ ሥጋን ክቡር ደምን ሒዙ ከምኡ ውን ንእሽቶ ተምርን ጥጥቐን ሒዙ ናብቲ ዝነገረቶ ከባቢ ሩባ ዮርዳኖስ ከይዱ ተጸቢያ ንነዊሕ ግዜ ምስ ተጸበያ እሞ ምስ ደንጎየት ኣነ ኣብቲ ናታ ጸጋ ስለ ዘይበጸሕኩ ወይ ከኣ መጺኤ ስኢናትኒ እያ ብምባል ሓሳብ ጀመረ ድኅሪኡ ናይዛ ባሕታዊት ገጽ ንከርእዮ ፍቓድ እግዚአብሔር ክኸውን ጸለየ ድኅሪ ምጽላዩ በቲ ሩባ ዮርዳኖስ ብእግራ ናብኡ ክትመጽእ ኣማዕድዩ ረኣያ ንሱውን ክሰግደላ ክብል እንከሎ ንሳ በቲ ልዕሊ ማይ ብእግራ እናመጸት እንከላ ኣቦይ ዘሲማስ እንታይ ኢኻ ትገብር ዘሎኻ። ንስኻ ናይ ክርስቶስ ክቡር ደምን ቅዱስ ሥጋን ሒዝኻ ኣሎኻ በለቶ ድኅሪኡ ንክባርኻ ሓተተቶ እሞ ካብቲ ቅዱስ ምሥጢር ከኣ ኣቐበላ ኣእዳዋ ናብ ሰማይ ዘርጊሓ ናይ ሓጐስ ወይ ናይ መፈጸምታ ዓለም ምልክት መግለጺ ብዝኾነት ንብዓት ኦ ጐይታይ እንሀ ኣገልገሊትካ ከም ቃልካ ኣሰናብተኒ ኣዒይንተይ ምድኃንካ ርእየን እየን በለት ናብ ቅዱስ ዘሲማስ ብምርኣይ ኦ ኣቦይ ዘሲማስ ምስ ብዙኅ ይቕሬታ ካልእ ነገር ከሸግረካ እየ ሕጂ ናብ ገዳምካ ብሰላም ተመለስ ናይ እግዚአብሔር ለውሃት ይሓሉኻ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ናብታ ዝረኸብካኒ ቦታ ምጻእ እሞ ኣብኡ ንካልኣይ ግዜ ክትረኸበኒ ኢኻ በለቶ ንሱ ኣነ ናትኪ ኣብነት ተኸቲለ ንስኪ ዘለኸዮ በረኻ ንኸኣቱ እናፍቕ ኣለኹ በለ ካብቲ ቁሩብ ዘምጽኦ ዝብላዕ ቁሩብ ክትጥዕመሉ ክትበልዓሉ ሓተታ ንሳ ካብቲ ጥጥቐ ብኣጻብዕታ ብምትንካፍ ሠለስተ ፍረ ኣልዒላ ኣብ ኣፋ ገበረት ፀጋ እግዚአብሔር ንነፍሲ ብንጽሕና ንምሕላው እኹል እዩ በለት ንኸጽልየላ ከኣ ሓተተቶ ድኅሪኡ ነቲ ባሕሪ ዮርዳኖስ ብእግራ ተሳጊራ ኣብቲ በረኻ ተሠወረት ንሱ ካብኣ ብምፍሳላዩ እናጐሃየ ተመልሰ ኣብቲ ካልኣይ ዝመጽእ ዓመት ናብቲ በረኻ ከደ ሞይታ ሰብነታ ኣብ ሑጻ ወዲቹ ጸንሖ ቅዱስ ዘሲማስ ብጣዕሚ ኃዘን ተሰሚዕዎ ኣብ ጎድና ኮይኑ ተንበርኪኩ ንነዊሕ ሰዓት እናበኸየ ነታ ግዜ እቲኣ ዝግባእ ጸሎት ጸለየ ድኅሪኡ ኣበይ ከም ዝቐብራ ብሓሳብ ከውርድ ከድይብ ከሎ ኣብቲ ወገን ትርኣሳ ኣብ ልዕሊ ሕፃ ኦ ኣቦይ ዘሲማስ ኃሙስ ጽግቦ መዓልቲ ናብ ፈጣሪየይ ከይደ ኣሎኹ ናይታ ድኸምቲ ማርያም ሥጋ ኣብዚ ሕፃ እዚ ቅበር ሓመድ ናብ ሓመድ ይመለስ ምእንታይ ጸሊ ጸልየለይ ዝብል ጽሑፍ ተጻሕፉ ረኸበ ቅዱስ ዘሲማስ ኣብቲ ዝሓለፈ ዓመት እቲ ቅዱስ ቶሩርባን ምስ ኣቐበላ ከመይ ኢላ ኣብታ ዕለት እቲአ ኣብዚ ቦታ እዚ በጺሓ ከምዝዓረፈት እቲ ኣስከሬና ሥግኣውን ዓመት ምሉእ ፈጺሙ ከይተለወጠ ብምጽንሑ ተገረመ ኣብዚ ግዜዚ ካብቲ ዱር ኣንበሳ መጺኡ ኣእጋራ ድኅሪ ምልሓስ ንመቓብር ዝኸውን ጉድጓድ ኩዓተሉ ኣቦ ዘሲማስ ንኹሉ ንኸትጽሊ እናተማሕጸነ አእጋራ ብንብዓት ሓጸበ ድኅሪኡ ኣብቲ ዝተኺኳዕተ መቓብር ቀበራ ፍይ ዲዮቅ ቆቅድነዕታ ማርም ግያሃድታፖ ረድሌሕታ ረሯታ ዲይድፈያያና ሰላም ለማርያም ህየንተ ዘረከባ ምንዳቤ አንበሳ ዘኮነ በድነ ሥጋሃ ዓቃቤ ቀበራ ዘሲማስ በአፅፋ እስመ አልባቲ ግልባቤ ረኪቦ መልዕልተ ርእሳ መጽሓፈ ነባቤ ለማርያም ግብጻዊት ቅብራ ዘይቤ። እንተበልክዎ ካብ ገዳም ኣቡነ መቃርስ እየ መጺአ ሕጂ ግና ሎሚ ለይቲ ኣብዚ ቅዱስ ገዳም ሓዲረ ቅዱስ ቁርባን ክወስድ እደሊ ኣለኹ በለኒ ኣነ ከኣ ገጽካ ከይረኣኩ ኣይኸፍተካን እየ ክብሎ እንከሎኹ ንሱ ገጸይ ክትር ኢ ኣይትድለ ገጸይ ብብዝሒ ኃጢ ኣተይ ዝጸለመ ገጸይ ንዝርኢ እቲ ካብኡ ዝኸፍአ ክፉእ ግብረይ ከኣ ስለዝረአ ክትርእየኒ ኣይትድለ በለኒ ምስ ከልከልክዎ ናብቲ ጣሻ ክምለስ ሓሰበ ኣነ ከኣ ጠምዩ ወይ ጸሚኡ እዩ ኢለ ሓሰብኩ ስለዚ ከፈትኩሉሞ ናብቲ መንበርየይ ኣእተኹዎ ዝብላዕውን ኣምጻእኩሉ ንሱ ግና ድኅሪ ቅዱስ ቀሩርባን ጽባሕ እንተዘይኮይኑ ኣይበልዕን እየ ብምባል ኣበየኒ ድኅሪኡ ናብ ቤተ ክርስቲያን ኣተወሞ ኣብቲ ጸልማት ጠጠው በለ ኣብኡ ዘለዉ መነኮሳት ክሳብ ዝግረሙ መዝሙረ ዳዊት ክንብብ እንከሎ ድምጽ ከም መላእኸቲ ኩይኑ ተሰምዓኒ ንጽባሒቱ ምስ ወግሐ ከኣ ኣብ ኣእጋሩ ኮፍ ኢሉ ተቐመጠ ዋላ ሓንቲ ከንብብ ኣይደለየን ንሕና ግና ንኸጽልየልና ቀሪብና ለመንናዮ ንሱ ኣቦታተይ ብብዝሒ በደለይ ገጸይ ዘጸለምኩ ስለዝኾንኩ ኣነ ምእንታኹም ከመይ ኢለ ክጽሉ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Advertisement
Bottom banner

Download options | Convert to Pdf | Advertise on dirzon

© dirzon | Terms of Service | Privacy | About | Services | Contact