Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ወዲ ዓሰርተ ኣርባዕተ ዓመት ቆልዓ እዩ ኔሩ። ሕርቃን ከብዱ ከሳዕ ዝቅረጽ ገበሮ ንዝወለደቶ ኣዲኡን ንሮዝሜሪን ልዕሊ ማንም ኣብሊጹ እዩ ዝፈትዎም። በቃ ይኸይድ ኣለኹ ክኸይድ እየ ከትከዲሞ ኣየፍቅደልክን እየ። ኩሉ እቲ ብሞት ኣዲኦም ዝበሃልን ዝውረን ዝነበረ ካብቶም ዝዓብዩ ዝነበሩ ቆልዑ ከትኸውሎ እውን ዝከኣል ኣይነበረን ካብቲ ዘሕዝን ኣብ ውሽጥ ዕስራን ኣርባዕተን ሰዓታት እዮም ሰለስቲኦም ቆልዑ ብሰንኪ ኣቡኦም ነቶም ዝፈትውዎም ክልተ ሰባት ዝሰኣንዎም ኣቦይ ይኹን እንበር ኣይፈትዎን እየ። ገም የለን ንድሌትኩም ከማልኣልኩም ይኸእል እየ ኢሉ ከምልሰሉ ቴይለር ፍጹም ኣይርስዕዖን እዩ። እተን ኣብ ዝተፈላለያ ከፍላተ ዓለም ዝተደኮና ኣብ ትሕቲኡ ብዝጠርነፎም ብዙሓት ዝተፈላለዩ ዓበይቲ ትካላት እቲ ብድሕሪ ሞት ዋንኡ እንታይ ከኸውንዩዩ ዝብል እዩ። ኣብቲ ገፊሕ ገዛ እንዳተዘዋወረ ምጽዋት ደስ እዩ ዝብሎ። ኣብ ዝኾኑ ከፍልታት ብዘይፍቓድ ማዕጾ ከፊቱ እንዳኣተወ ጠንቀምቀም ምባል ብጣዕሚ እዩ ዘሐጉሶ። ደጊመ ኣብዛ ከፍሊ ከርእየካ አይደልይን እየ። ባባ አይፈትወንን እዩኮ ከምኡባ ኣይትበል ባባኻ አይጸልኣካን እዩ። ሕጂ ከኣ ኣነ ነታ ናተይ ብጽሒት ንዓኻ ከህበካ እየ ሸዑ ንስኻውን አባል እታ ትካል ትኸውን ማለት እዩ ካንደል ኣብ ህይወታ ተመንያቶ ዘይትፈልጥ ባህታ እንዳስተማቀረት ዲዛይን ናይ ምግባር ሞያኣ ብሓዲሽ ሓይሊ ተታሓሓዘቶ ኣቦኺ ተገዛኢቱ ከገብረኪ ከተፍቅድሉ የብልክን ሙሉእ ህይወቱ ንገንዘቡ ከም መሳርሒ ተጠቼሙሉ እዩ። ኮፍ ከይበለት ነቲ ደብዳቤ ከፊታ ንጽሑፍ ምንባብ ጀመረት ዝኸበርኪ ወይዘሪት ሬናውድ እቲ ንእንስሳታት ዘገዳም ዝከናኸን ማሕበርና ሕጽረት ገንዘብ ኣጋጢምዎ ከም ዘሎ ምስናይ ይቅሬትኡ ከንሕብረኪ ንፈቱ ንኩሉ ወጻኢታትና ንምሸፋን ፄ ዶላር ከድልየና እዩ።
እንተ እቲ ኣቡኡ ዝበሃል ወላዲኡ ግን ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ናብ ዘይፈልጦን ዘሰንብድን ጋሻ ይቀቅየሮ ከም ዘሎ ተገንዘበ ሲድኒ ሸልደን ኣብ ቴሌቭዥን ሄሪ ኣብ ዘመነ ህይወቱ ምስ ዝተፈላለዩ ናይ ዓለምና ፍሉጣት ሰባት ዝገበሮ ርከባት ዘርኢ ስእልታት ከመጽእ ጀመረ። ጋዜጠኛ ጨ ሄሪን ደቹን ኣብ ጥቃ እቲ ሳንዱቅ ሬሳ ቀሪቦም ናይ መወዳእታ ምስንባቶም የቅርቡ ነይሮም ናይ ወይዘሮ ስታንፎርድ ነብሰ ቅትለት ቀንዲ ጠንቂ ናይ ጥዕና ጸገም ከም ምኻኑ እዩ ዝንገረሉ ድሓር እውን ውጽኢት መርመራ ፖሊስ ከም ዝገለጾ ሄሪ ኣብ ዓሚቕ ድቓስ ከሎ ኣቡኡ ናብ መደቀሲ ከፍሉ ኣትዩ ኣተንሰኦ ተንሰእ ቴይለር ዝነግረካ ሕማቅ ዜና ኣሎኒ እቲ ሽዑ ወዲ ዓሰርተ ኣርባዕተ ዓመት ዝነበረ ቴይለር ብፍርሒ ከንቀጥቅጥ ጀመረ። በዚ ምከንያት እዩ ከኣ ቴይለር ናብ ውሽጢ እታ ቤትጽሕፈት ኣትዩ ንኸርእያ ዝተሃንጠበየ ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ኣቡኡ ኣብቲ ቪላ ኣብ ዘይነበረሉ መዓልቲ ተሓቢኡ ነታ ቤት ጽሕፈት ንኸርእያ ከኣ ወሰነ። አሸንኳይዶ ብሞያኻ ኣሚኒ ከስርሓካ ዓሰርተታት ኪሎሜትር እውን እንተኾነ ናብዛ ትካል ከትቀርብ ኣየፍቅደልካን እየ ስለዚ ጠበቓ ኮይነ ኣብዚ ትካል ቀስ እንዳበልኩ ኢደይ ከሰድድ እየ ትብል እንድሕር ሃሊኻ ዓሺኻ ኣለኻ ቴይለር ኣብ ዩኒቨሪስቲ ኣትዩ ብትምህርቲ ሕጊ ተመረቐ ድሕሪ ምረቅኡ ወዲ ሄሪ ስታንፎርድ ብምኺኑ ጥራይ ከም ተራ ተቆጻራይ ዘይኮነ ከም ኣባል ቦርድ ኮይኑ ንከሰርሓለን ዝደልያ ብዙሓት ትካላት ኣብ ቦስተን ከም ዘለዋ እኳ ተፈለጠ ከም ሰይጣን ኮይኑ ካብ ዝረአዮ ኣቡኡ ከርሕቅ ብምድላይ ናብ ቺካጎ ከይዱ ንኸሰርሕ ወሰነ ከም ውሳኔኡ ከኣ ናብ ቺካጎ ከይዱ ናይ ምኸሪን ጠበቓን ኣገልግሎት እትህብ ትካል መስረተ። በዓሉ መግቡ የዳሉ ኣብ ሱፐርማርኬት ከይዱ ዘድልዮ ይዕድግ ከምኡውን ቀዳም መጽአ ናብተን ኣዘውቲሩ ዝኣትወን ቤት መግብታት ኣትዩ እንዳተመገበ ይዛነ ቴይለር ምስ መሳርሕቱ ኣብ ዝገብሮ ናይ ምዝንጋዕ ምሸት ካብ ኣንስቲ መሳርሕቱ ምስ ጓል ንከላልየኦ ሕቶ ምስ ኣቕረባሉየን እንተ ንሱ ግን ሓንሳብ እውን ይኹን ንሕቶአን ብኣወንታ ተቐቢልዎ ኣይፈልጥን ሌላ ዝኸውን ግዜ የብለይን ስራሕ ኣሎኒ እታ ወትሩ ትቅቕቅድሞ መልሱ እያ ኣንስቲ መሳርሕቱ ቴይለር ናይ ስራሕ ጻዕቂ ከም ዘለዎ ይፈልጣኳ ተኾና ወትሩ ንሕቶአንን ጻዕረንን ዘይምቅባሉ ንጹር ምኽንያቱ ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን እንታይ ከም ዝኾነ ከርድአን ኣይከኣለን። ዓቢ ናይ ፋሽን ምርኢት ከእንግድ ሰዓታት ተሪፍዎ ዘሎ ኣዳራሽ ኣላይ ዘይብሱ ሕንፍሽፍሽ ዝኣተዎ ዓውዲ መሲሉሶሉ ካንደል ንዝረኣያ ሓንቲ ተራ ሞዴሊስት እንበር ዲዛይነር እያ ኢሉ ኣይምገመታን ናብዚ ዓቢ ደረጃ ቅድሚ ምብጻሓ ከምተን ሕጂ ከዳውንታ ተኸዲነን ምርኢት ከቅርባ ዝዳለዋ ዘለዋ ሞዴሊስት እያ ኔይራ ቅርጺ ኣካላታ ቁመንኣ ልሱሉሳት የእዳዋ ንማንም ዝስሕብ ፍሽኸታኣ እቲ ሜካፕ ከይገበረ ዝኹላዕ ብሩህ ገጻ ኮታስ ብኹለንተንኣ ብቕዕቲ እያ ካንደል ከም ኣዋሃሃዲት እቲ ምርኢት መጠን ኣብ ኩሉ ዙርያ እቲ ኣዳራሽ እያ ከትኮልል ጸኒሓ መን እዩ ነቲ ናይ መድረኸ መብራህቲ ወሊዕሯዖዎ። ኣልቡም ስእልታትኪ ኣብዚ እትደልዮ ዓይነት ስራሕ ወትሩ ምሳኺ ምስ ተጓዓዘ እዩ ከም መጽሓፍ ቅዱስኪ ረኣይዮ ሰሊጡኪ ዝጠልቡኺ ዓማዊል እንተረኺብኪውን ነዘን ስእልታት እዮም መጀመርታ ከርእዩ ዝደልዩ ሮካን ደጊማ ዓሚቕ ትንፋስ ሰሓበት ከክልተ ናይ ፓስፖርት ስእልታት ከደሊ እየ እቲ ሓደ ፍሽኸ እንዳበልኪ እቲ ካልኣይ ከኣ ገጽኪ ኣሲርኪ እስኪ ተጠወይ ከርእየኪ ካንደል ክትጥወ ጀመረት ቀስ ኢልኪ ሮካን ንቅርጺ ኣካላት ካንደል ከትዕዘብ ጀመረት ሕማቅ ኣይኮነን። እታ መልኪዓ ሲድኒ ሸልደን ዝተራኣየት ከኣ በቶም ኣብቲ ምርኢት ዝመጽኡ ዲዛይነራት ተመሪጻ ንከዳውንቶም ናይ ምውዕዋዕ ኮንትራት ትፈራረም ማለት እዩ የቐንየለይ ነዚ ዓቢ ዕድል ዝሃብከኒ ኢላ ድሕሪ ምምስጋን ካንደል ካብቲ ቤትጽሕፈት ወጸአት ብድሕሪ እቲ ሮካን ዝለኣኸታ ናይ ፈለማ ጎሲስ ኣብ ዝተፈላለዩ ውሩያት ዲዛይነራት ንከዳውንቶም ዝወድያ ምልኩዓትን ሰሓቢ ቅርጺኣካላትን ዝውንና አዋልድ ዝመርጹሉ ናይ ፋሽን ምርኢታት ተሳተፈት እንተኾነ ብሰንኪ ሞዴሊስት ንምኺን ዝነበራ ልዑል ህንጡይነትን ባህግን ከይተረድኣ ብእተርእዮ ዝነበረት ባህርያት ብዙሕ ዕድላት ተባኸን ነበረት ዲዛይናትካ ኣዝየ ፈትየየን ምሳይ ምኸዳ ነይረን ምሳይ ጥራይ ዘይኮነ ምስ ኩለን ኣዋልድ ባህ ከብላኻ ናይ ብሓቂ። ቀጻሊ ካብ ዲዛይነራት ምንጻግ ኣብ ብዙሕ ትርጉም ዘይብሎም ጎሲስ እንዳኸድካ ግዜኻን ሓይልኻን ምብኻን ሰሙናት ብዘይስራሕን ተጠላብነትን ምቅናይ ኣካል እቲ ስራሕ ምኺኖም ቀስ እንዳበለ ምስ ግዜ ከበርሃላ ጀመሩ ኣሎ ስራሕ ኣብ ዝርከበሉ እዋንውን እንተኾነ ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ካብ ንግሆ ዝኣተወት ምስ ሓደ ከዳን ዝኸይድ ሜካፕ ገይራ ስእሊ ከትሰኣል ድሕሪ ምጽናሕ ምስቲ ካልእ ከዳን ዝኸይድ ሜካፕ ከትቅይር ዳርጋ ድሕሪ ፍርቂ ለይቲ እያ ስርሓ ዛዚማ ትወጽእ ዝነበረት ሓደ መዓልቲ እዩ ሙሉእ መዓልቲ ምስቲ ዲዛይናት ዝኸይድ ዝተፈላለየ ሜካፕ እንዳቐያየረት ምስ ካልኦት ሹዱሽተ ሞዴላት ከትሰኣል ድሕሪ ምውዓል ስራሕ ተወዲኡ ምስ ተባህለ ንገጻ ኣብ መስትያት ከይዳ ምስ ረኣየቶ ሰንበደት። ወይ ከኣ ከም ሊፕተን ገሩ ዝዕሸግ ናይ ካሜሜላ ቆጽሊሻሂ ኣሎ ኣብ ውዑይ ማይ የእትውዮሞ ምስ ኣውጸኣክዮ ንከዝሕል ንሓሙሽተ ደቓይቅ ድሕሪ ምግዳፍ ኣብ ልዕሊ ሽፉን የዒንትኺ ጌርኪዮ ሕደሪ ብምባል ካብ ተሞከክሮኣ ኣካፈለታ ካንድል ከም ዝበለታ ገይራ ድሕሪ ምሕዳር ንጽባሒታ ንግሆ ነዒንታ ኣብ መስትያት ምስ ረኣየተን ሓቢጠንን ዓዝዒዘንን ዝነበራ ናብ ንቡር ከም ዝተመልሳ ኣስተብሃለት ካንደል እተን ብቐጻሊ ጠለባት ዝመጽአን ሞዴሊስት ብጣዕሚ እየን ዘቅንኣኣ። ሓንቲ ሞዴሊስት ንዲዛይነር ብዘየሕጉስ መንገዲ ንከዳውንቱ ከትነቅፍ ከም ዘይብላ ኣብ ቦርሳኣ ዝተፈላለያ ናይ ሞዴል ስእልታታ ዝሓዘ ኣልቡም ሒዛ ከትጓዓዝ ከም ዘለዋን ባዕሉ እቲ ሞያ እዩ ምሂርዋ ካልእ ከም ተወሳኺ ኣብ ቦርሳኣ ንሞዴሊስት ዘድልዩዋ ዝተፈላለዩ ናይ ሜካፕ ኣቁሑ ናይ ጽፍሪ መስተኻኸሊ ሲድኒ ሸልደን ኮዝሞቲክከስ ዝተፈላለዩ ዕንቁታት ኣድለይቲ ትብሎም ኣዝዮም ረቀቅቲ ከዳውንቲ ምምላእ ግድነት ምኺኑ ፈሊጣ ንኸተተግብሮ ብዙሕ ግዜ ኣይወሰደላን። እንታይ ኢልኪ ካብ ናይ መጋዚን ሞዴሊስት ወጺአ ናይ ፋሽንሾው ሞዴሊስት ከኸውን ወሲነ ኣለኹ ናይ ፋሺንሾው ሞዴሊስት ምኺን ኩለን ኣብ ተመሳሳሊ ስራሕ ዝተዋፈራ ደቀንስትዮ ዝምነየኦ እዩ። ሮካን ከተረደኣ ጀመረት ካንደል ኣሳጉማ ሞዴሊስት ከመይ ከኸውን ከም ዘለዎ ካብ ሮካን ከትማሃር ምስ ኣርፈደት ናይ ድሕሪ ቀትሪ ዕስራ ሴንቲሜትር ግፍሒ ዘለዋ ነዊሕ ጣውላ ዓዲጋ ናብ ገዝኣ ኣተወት መታን ኣብ ልዕሊቲ ጣውላ ኮይና ኣብ ትስጉመሉ እዋን እግራ ከይጎድኣ ብምባል ንጣውላ ብሮጊድ ወረቐት ጌይራ ሸፈነቶ ነቲ ጣውላ ብከልተ ጫፉ ኣበሪኻ ሮካን ከተርእያ ከም ዝወዓለት ጌራ ናይ መጀመርታ ልምምዳ ኣብታ መዓልቲ እቲኣ ጀመረት ኣብ ልዕሊቲ ጸቢብ ጎድኒ ዘለዎ ጣውላ ሲድኒ ሸልደን ነዊሕ ከይሰጎመት ወደቐት ፈሰ ዲፅውጋፇ ለደ ግ ዕዳ ቃዕ ህልኸ ሓዛ። ምስ ግዜ መጽሓፍ ኣብ ልዕሊ ርእሳ ኣቀሚጣ ኣብ ልዕሊ እቲ ጸቢብ ጣውላ ብዘይጸገም ከትስጉም ከኣለት ንኹሉ ዓይነት ከዳን እንዳቐያየረት ከምጽኣላ ንዝኸእል ናይ ኣሰጓጉማ ለውጢ ከትቅንስ ብዙሕ ጸዓረት ኣብ መወዳእታ ጽቡቕ ተዳልየ ኣለኹ ኢላ ምስ ተኣማመነት ናብ ሮካን ተመልሰት ዓኺ ከብል ንስመይን ንስም እዚ ትካልን ኣብ ፈተና የእትዎ ኣለኹ በለታ ሮካን ኣንጋሮ ሓንቲ ናይ ፋሺን ሞዴሊስት ይደሊ ስለ ዘሎ ንኸርእየኪ ነጊረዮ ኣለኹ። ናይ ዓለምና ውሩያትን ዓቢ ተፈላጥነት ዘለዋም ናይ ፋሽን ምርኢታት ናይ ፓሪስ ፋሽንሾው ኣብ ወርሓት ጥርን ሓምለን ከካየድ ከሎ ናይ ከተማ ሚላን ኢጣልያ ከኣ ኣብ መጋቢት ሚያዝያ ግንቦትን ሰነን እዩ ዝካየድ እቲ ኣብ ርሑቅ ኤሽያ ዝካየድ ናይ ቶከዮ ፋሽንሾው ከኣ ኣብ ወርሓት ሚያዝያን ሕዳርን እዩ ዝካየድ። ማርከ ኣብ ከተማ ኒውዮርከ ኣብ ዝመደበሩ ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ድለላ ስራሓት ኣብ ዝነጥፍ ትካል እዩ ዝሰርሕ ብዕድመ ካብ ካንደል ብሓሙሸተ ዓመት ዝንእስኳ እንተኾነ ነዊሕ ቁመና ዝውንን ምልኩዕ ፈረንሳዊ ዜግነት ዘለዎ ነባሪ ከተማ ኒው ዮርከ እዩ። ሓደ ነገር ከነግረኪ ዝፈተወኪ ይመስለኪ ይኸውን እንበር ንስለ እቲ ትወርስዮ ገንዘብ ኢሉ ከምርዓወኪ ከም ዝደሊ ርግጸኛ እየ ካንደል ኣብ ርእሲቲ ንማርከ ልዕሊ መጠን ተፍቅሮ ምኺና ንምንታይ ከትምርዓዎ ከም ዝወሰነት አንተትሕተት ንኣቦይ ከሕርቐ ኢላ ምመለሰት ሕነ ዝፈደየት እንዳመሰላ ኮነ ኢላ ኣንጻር ኣቦኣ ከትገብር ንጽባሒታ ምስ ማርከ ቃል ኪዳን ኣሰረት ድሕሪ መርዓ ካንደል ኣብ ህይወታ ተመንያቶ ዘይትፈልጥ ባህታ እንዳስተማቀረት ዲዛይን ናይ ምግባር ሞያኣ ብሓዲሽ ሓይሊ ተታሓሓዘቶ ኣቦኺ ተገዛኢቱ ከገብረኪ ከተፍቅድሉ የብልክን ሙሉእ ህይወቱ ንገንዘቡ ከም መሳርሒ ተጠቼሙሉ እዩ። ሰብኣያ ኣብዚ ናይ ሓጎስ እዋን ምስኣ ከህልወላ ተመነየት ማርክ ምስ ሰበይቱ ናብ ፓሪስ ከኸይድ ድልየትኳ እንተነበሮ ዝሰርሓሉ ትካል ከፍቅደሉ ብዘይምኸኣሉ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ኒውዮርክ እዩ ዘሉ ካንደል ንዕዱማታ ምስ ኣፋነወት አንዳተሓጎሰት ኣብ ውሽጢ እቲ ኣዳራሽ ናብ ዝተዋህባ ግዚያዊ ቤትጽሕፈታ ኣምረሐት ገና ኣብ ቤትጽሕፈታ ከይኣተወት ተሓጋጋዚኣ እንዳጎየየ ናብኣ ገጹ ይመጽእ ከም ዘሎ ተዓዘበት።