Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ዝተኻእለኒ ክገብር ክፍትን እየ ሄሪ ካፕቴን ካብ መድቀሲኡ ምስ ወጽኣሉ ኣቐዲሙ ከሓስቦ ንዝጸንሐ ነገር ዘከረ። ይዳንኾ እንዳበለ ሓሰበ ሄሪ። ኣብ ጉዕዞ ከለና ብሩቱዕ ማዕበል እዩ ኣጋጢሙና። ደሓር ካብተን ኣብ ኢዱ ሒዝወን ዝነበራ ወረቓቕቲ በቲ ብርቱዕ ንፋስ ምስ ተበተና ንዓታተን ንምሓዝ ከማጣጠር ከብል ሚዛኑ ስሒቱ ናብ ባሕሪ ከኣቱ እንከሎ ርኡየ ተቐላጢፈ ምስ ሓበርኩ ካፕቴን ቫካሮ ከንረኸቦ እኳ ተኸኣልና ንህይወቱ ከነድሕን ግን ኣይከኣልናን ዝሕዝንዩ ካፕቴን ፍራንኮይስ ንሰዓቱ ደጊሙ አንዳተመልከተ በቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ከም ዝሓዘነ ከምስል ፈተነ ይ ዕድል ነገር እዩ ግን ዘሕዝነካ። ኩሉ እቲ ኣብ ግዜ ትምህርቶም ዝገብርዎ ዝነበሩ ወጻኢታት ኣዲኦም ሓዲጋትሎም ብዝኸደት ገንዘብ እዩ ዝሸፈን ነይሩ ጨካን እዩ። ውድሮው እዚ ምንኣስ ምንኣሱ ንቴይለር ምኳኑ እዩ ቀዋሚ ስራሕ የብሉን ዝበዝሐ ግዚኡ ኣብ ምዝንጋዕን ምጥላዕን እዩ ዘሕልፎ። ኣብ ጎልፍ ከምኡውን ውድድር ቃርሳ ፈረስ ይሳተፍ እዩ። ኩሉ ሰብ ግን ብምጥናሳ ዘይኮነ ንኸምኣ ዝኣመሰለት ሰብ ከምርዓዋ ብምውሳኑ እዩ ተገሪሙ።ያም ዳሇ ፅራኃካት ረዳ ሻም ሦግዞ ፖሯ ፍዕ መፃረግ ሪያዖታ ያረኖሃ ም ዎሥጎዕት ስሰጳ ሬተፖታ ሓሰበ ካፕቴን ዱረር ዝረሳዕከዎ። እዚ ከኣ ናይ ቢዝነስ ካርደይ እዩ ብምባል ስቲቭ ካብ ጁብኡ ንዘውጸኣ ንእሽቶ ካርድ ካብ ኮፍ ዝበለሉ ተንሲኡ ኣብ ጠረጴዛ ቤትጽሕፈት ካፕቴን አቐመጣ። ጽባሕሞ ክኸውን ዘይክእል እዩ። ፐቴን እንተሓሰብካሉ ይሓይሽ ንዓይ ከም ዝመስለኒ ፈረንሳ ንኢንቨስትመንት ስታንፎርድ ኢንተርፕራይዝ ከትኸስሮ ኣይትደልይን እያ በሎ ስቲቭ ተረጋጊኡ። ጽናሕሞ ኣቶ ስቲቭ። ከመይ ምኺኖም ኣይፈለጥካዮምን ስቲቭ። ምስ ረኣኻዮም ክገርመካ እዩ።
ሲኞር ሄሪ እንታይ ኔሩ ካፕቴን ቫካሮ ኣብ መንደቕ መደቀሲ ከፍሊ ሄሪ ናብ ዝተንጠልጠለ ኤለከትሮኒካዊ ካርታ ገጹ ኣመልከተ ይቅሬታ እቲ ንፋስ ካብ ዝገመትናዮ ንለዓሊ እንዳበርተዐ እዩ ዝኸይድ ዘሎ ሊበሽዮ። ማፅጾ መደቀሲ ከፍሊ ሄሪ ጋሕ ኢሉ ተኸፊቱሉ እቲ እንኮ ሄሪ ናብ ባሕሪ ከጥሕል ከሎ ዝረኣዮ ሰብ ከኣ ሓላዊኡ ዲሚትሪ ካሚኒስኪ ጥራይ እዩ። ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ምዕራፍ ካፕቴን ፍራንኮይስ ዱረር ሓለቃ ስታፍ ፖሊስ ከተማ ኮርሲካ እየዩ ኣብዚ ሕጂ እዋን ብሰንኪቶም ኣብዛ ደሴታዊት ከተማ ብብዝሒ ዝረኣዩ ዘለዉ በጻሕቲ ኣብ ህዱእ ናይ ስራሕ መንፈስ ኣይኮነን ዝርከብ ዘሉ ሓደ ሰብኣይ ቦርሳይ መንዚዑኒ ከይዱ ዝመጻእኩላ መርከብ ገዲፋትኒ ከይዳ ሰበይተይ ከኣ ኣብኡ እያ ዘላ ረኣያ እዛ ሰዓት ካብ ሓደ ሰብ ኣብ መንገዲ ገዚአያ እንተኾነ ኦርጂናል ኣይኮነትን ዝደለኸዎ መድሃኒት ኣብዘን ፋርማሲታት ከረኸቦ ኣይከኣልኩን እቶም ዝመጽኡ ጥርዓናት መወዳእታ የብሎምን ኣብ ርእሲ እዞም ጥርዓናት ከኣ ተወሳኺ ጉዳይ ኣማውትኡ ከጻረ ዝግብኦ ሬሳ ይጽበዮ ኣሉ ካፕቴን ፍራንኮይስ ንሰዓቱ ተመልከተ ሰሚዕካ ኣለኻ ሕጂ ግዜ የብለይን መለሰሉ ካፕቴን ንተሓጋጋዚኡ ኣባል ፖሊስ ብምጥማት ኣብ ደገ እኳ እዮም ዝጽበዩ ዘለው እንታይ ከብሎም ሙሉእ መዓልቲ ከትዝከሮ ዝወዓለት ውሸምኡ ተራእየቶ። እቲ ሓደ እቲ ኩሉ ሰብ ዝዛረበሉ ሄሪ ከኸውን አንከሉ አቲ ካልኣይ ከኣ ንመቐናቅንቱን መውዳድርቱን ብዘይ ንሕስያ ከዕንውን ከሰንከልን ከይደቀሰ ዝሓድር ሄሪ እዮም ክልተ ባህሪያት ኣብ ሓደ ኣካል ሒዙ ዝኸይድ ዝነበረ ሓያል ሰብ እዩ ነይሩ ከገርመካ ዣዛንትኡ ሰሓቢ ይመስል ቀጽል በሎ ስቲቭ ኣብ ኮፍ ዝበለሉ መንበር እንዳተማዓራረየ ኣብዚ ትካል ብሞያይ ከሰርሕ ካብ ዝጅምር ሰላሳ ኖኖእ ልከዕ ሰላሳን ሓደን ዓመት ገይረ ኣለኹ። ምስ መን እሞ ከነጻጽረልካ ሽላ ወይ አሞራ ትፈልጥ እንዲኻሽሸቭ ሄሪ ድማ ንጸላእቱ ካብ ፈተውቱ ከፈልዮምን ከዕንዎምን ዘኸእል ዓቅሚ ዝተዓደለ ሰብ እዩ ሲድኒ ሸልደን ሰብ እንዳበልካ ትነግረኒ ኣለኻ አንበር ብኣገላልጻኻ ሰብ ነይሩ ከብሎ የጸግም እዩ በሎ ስቲቭ ስቅ ኢሉ ከሰምዖ ድሕሪ ምጽናሕ እዚ ዝነገርኩኻ እቲ ብዙሓት ዘይፈልጥዎ ሄሪ እዩ። ኣብ ናይ ኬሚካላት ኢንዱስትሪ ኣብ ኤሌከትሮኒከ ኣብ ምሻጥን ምስራሕን መንበሪ ኣባይቲ ኮታስ ኣብ ብዙሕ ዓይነት ወፍርታት ከይፈርሐ ብምስታፍ ንስታንፎርድ ኢንተርፕራይዝ ናብ ኣዝዩ ዓቢ ርእሰማል ዝውንን ትካል ከቅይሮ ከኣለ ከትኣምኖ ዘጸግም ነገር ኢኻ ትነግረኒ ዘለኻ ናይ ብሓቂ ዝድነቅ ሰብ እዩ በሎ ስቲቭ ከሰምዖ ብዝጸንሐ ታሪኸ ተመሲጡ ኩሉዩ ዘደንቆ ተመርዕዩ ኔሩኸኛ ፊትዝግራልድ ቁሩብ ዝን ድሕሪ ምብል ነቲ ዘሕዝን ታሪኸ ከዘንትወሉ ጀመረ። ኣይፋል ኣድካሚ ስራሕ ከም ዝኾነካ ይርድኣኒ እዩ ግን ብቐንዱ ዝጸዋዕኩኻ ምኽንያት ናብ ኮርሲካ ንኸትከይድ ከነግረካ ብምባል እየ ሬሳ ሄሪ ኣብ ደሴት ኮርሲካ ምስ ፖሊስ እዩ ዘሎ። ዝበረላ ዘሎ ቦይንግ ኣብ ሰማያት ኮርሲካ ምስ በጽሐት ስቲቭ ብመስትያት ነፋሪት ብዝረኣዮ ካብ ግምቱ ንላዕሊ ብዝኾነ ጽባቐ እታ ደሴታዊት ከተማ ኣዝዩ ተማረኸ ነፋሪት ኣብ ደሴት ኮርሲካ ኣብ ዝርከብ ኣጃስዮ ኤርፖርት ምስ ዓለበት ስቲቭ ታከሲ ተሰቺሉ ብቀንዲ ጎደናታ ከተማ ዝኾነ ጎደና ናፖልዮን ኣቢሉ ኣብታ ከተማ ኣብ ዝርከብ መዓርፎ ባቡር በጽሐ። ከምቲ ፊትዝግራልድ ዝነገሮ ፖሊስ ኮርሲካ ኣድለይቲ ሰነዳት ምስ ኣጻፈፉሉ ንሬሳ ሄሪ ናብ ኣሜሪካ እትመልሰሉ ነፋሪት ኣቐዲሙ ካብ ኤርፖርት ቅድሚ ምውጽኡ ተዋዓዒሉ ወዲኡሎ ተሪፍዎ ዘሎ ንሬሳ ሲድኒ ሸልደን መውጺኢ ዝኸውን ቪዛን ናይ ሞት ምስከር ወረቐትን ካብ ኢድ ፖሊስ ደሴት ኮርሲካ ምርካብ ጥራይ እዩ ዝተሳፈረላ ታክሲ ኣብ ህንጻ ፕረፈከቱረ ኣውረደቶ ስቲቭ ናብቲ ህንጻ ብምአታው ንመደያይቦ ኣስካላ ተጠቼቺሙ ኣብ ቀዳማይ ደርቢ እቲ ዓቢ ህንጻ ናብ ዝርከብ ቤትጽሕፈት ፖሊስ ከተማ ኮርሰካ ኣተወ። ሄሪ ስታንፎርድ ኣብ ዝውከል ትካል ዝሰርሕ ጠበቓ እስየ ዝመጻእኩሉ ጉዳይ ከኣ ንሬስኡ ናብ ኣሜሪካ ንምምላስ እዩ መለሰሉ ስቲቭ ሓንሳብ ጽናሕ ንስቲቭ ኣብ ከፍሊ መቐበሊ ኣጋይሽ ሓዲግዎ ናብቲ ነጸላ መንደቅ ዝፈልዮ ቤትጽሕፈት ካፕቴን ዱረር ኣተወ ቤትጽሕፈት ሓለቃ ስታፍ ፖሊስ ኮርሲካ ካብ ኩሉ መዓዝናት ዓለም ብዝመጽኡ ኣብ ዝተፈላለያ ውሩይት መራኸቢ ብዙሓን ዝሰርሑ ጋዜጠኛታትን ተሓጋገዝቶምን መሊኡሎ። ስቲቭ ኣማሪጺ ከም ዘይብሉ ምስ ተረድአ ካብቲ ቤትጽሕፈት ወጽእአ ኣብ ውሸጢ ቤትጽሕፈት ሓለቃ ፖሊስ ኮርሲካ ፍራንኮይስ ዱረር ካብ ጋዜጠኛታት ንዝቐርቡ ዘለዉ ሕቶታት ተፈሲሁ ምምላሱ ቀጺሉሉ ብኸመይ ግን ሓደጋ ምዉሏኑ ከትድምድሙ ኪኢልኩም ሓተተ ጋዜጠኛ መደበር ቴሌቭዥን ዱረር ናብ ዓይኒ ካሜራ እንዳጠመተ መልሲ ከህብ ጀመረ። ሓንሳብ ኣብዚ ጽናሕሞ ከሕብረልካ ኢልዎ ንስቲቭ ኣብ ከፍሊ መቐበሊ ኣጋይሽ ሓዲግዎ ናብ ቤትጽሕፈት ካፕቴን ዱረር ኣተወ ካፕቴን ዱረር ሓድሽ ናይ ፖሊስ ዩኒፎርም ተኸዲኑ ምስ መደበር ቴሌቭዥን ክለ ናይ ኢጣልያ ቃለመጠይቕ የካይድ ኣሎ። ነቲ ኣጋጣሚ ብምጥቃም ኣብ መዓጾ ጠጠው ኢሉ ከጽበ ዝጸንሐ ሰርገንተ ናብ ካፕቴን ቀሪቡ ዳግማይ ንዝተዋህቦ ቢዝነስ ካርድ ንሓለቅኡ ድሕሪ ምሃብ ስቲቭ ከም ዝመጽአን ይጽበዮ ከም ዘሎን ኣብ እዝኑ ሕሹኸ በሉ መን ከብድኻ ምስ ጠወቐካ ኢኻ ከሳብ ከንድዚ ብዛዕባ ሓደ ሰብ ትጭነቅ። ከም ዝርእዮ ዘለኹ እንተኾይኑ ብሰንኪ ኣሰራርሖኦም ተወሳኺ ሓደ ለይቲ ከይሓደርኩ ኣይተርፈን እየ እንታይዩ ከሳዕ ከንድዚ ዘደናጉዮም ዘሉ ምናልባት ኣብ ኮርሲካ በጻሕቲ ሃገር ብብዝሒ ዝረኣዩሉ እዋን ምስ ምኺኑ ካፕቴን ተባሂሱ ዝጠፍአ ቦርሳ ከደሊ ኣብ ጽዑቕ ስራሕ ተጸሚዱ እዩ ዝኸውን ደሓን ጽባሕ ኢሎምኒ ኣለው እንዶ ከም ዝሰልጠኒ ጌይረ ንሬሳ ካብዛ ደሴት ከም ዝወጽእ ከገብር እየ ቡቕ ሓድሽ ነገር ምስ ዝህሉ ከኣ ምድዋል ኣይትረስዕ ስቲቭ ድራሩ ኣብ ሬስቶራንት ሳንካርሉ ድሕሪ ምብላዕ ቀስ እንዳበለ ብእግሩ ናብ ሆቴሉ ንኸምለስ ከስጉም ጀመረ። ሰርገንተ ከም ትጽቢቱ ኣብ ጠረጳዝኡ ኣይጸንሖን ናብ ቤትጽሕፈት ካፕቴን ዱረር ዘእቱ ማዕጾ ቁሩብ ተፈንቲቱ ከም ዘሎ ምስ ረኣየ ግዜ ከይወሰደ ማዕጾ ደፊኡ ናብ ውሽጢ ቤትጽሕፈት አተወ ካፕቴን ዱረር ናይ ንግሆ ከም ዝመጽኡ ንዝሓበርዎ ጋዜጠኛታት ከቅበል ሓድሽ ናይ ፖሊስ ዩኒፎርም እንዳተኸደነ ጸንሖ። ምስኪናይ ሄሪ ናይ ብሓቂ ዘሕዝን ሓደጋ እዩ አጓኒፍዎ ሣቲ ሬሳ መዓስ ኢኹም ናብ ዓዱ ከተፋንውዎ ትሓስቡ ዘለኹም ሓተተ ስቲቭ ጋዜጠኛ ተመሲሉ እወ ንንውሕ ዝበለ መዓልታት ምሳና ከም ዝጸንሕ ርግጸኛ እየ እንታይ ይመስለካ እቲ ጉዳይ ቀሊል ኣይኮነን ብፍላይ ከም በዓል ሄሪ ዝኣመሰሉ ዓበይቲ ሰባት ቅድሚ ናይ መወዳእታ ውሳኔ ሂብካ ንሬሳ ናብ ዓዱ ምምላስካ ብዙሓት ከማልኡ ዝግብኦም ነገራት ኣለው ብወገንና እውን ክንክተሎም ዝግብኡና ፕሮቶኮላዊ ኣገባባት ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ከም ዘለው ዝጠፍኣካ ኣይመስለንን። እዚ ከኣ ናይ ቢዝነስ ካርደይ እዩ ብምባል ስቲቭ ካብ ጁብኡ ንዘውጸኣ ንእሽቶ ካርድ ካብ ኮፍ ዝበለሉ ተንሲኡ ኣብ ጠረጴዛ ቤትጽሕፈት ካፕቴን አቐመጣ።