Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
አይፋል ኣድኪምካኒ ዘመድ ወይ ቤተሰብ ተዘይኮይንካ ንኸትርእያ ኣይፍቀደልካን እዩ ይ ግድን ከርእያ ኢለ እየ መጺአእ ማርጎ ፖዝነር ትበሃል ኣሃ ማርጎ ናይዛ ጓል ነገር ሰሓቢን ዝተወሳሰበን ኮይኑ ኣሉ ቤተሰባ ዲኻኛ ኣይኮንኩን ከርእያ ዝደለኹሉ ምኸንያት መርትዖታት ከረከብ ስለዝደለኹ እየ። ኣባላት ጸጥታ ወደብ ብምሒር ስንባደን ምግራምን የዒንቶም ካብቲ ሬሳ ከኣልዩ ኣይከኣሉን ንምንታይ ኣብ ቀላይ ቻርለስ ዝተገንዘ ሬሳ ተደርብዩ ሌፍተናንት ማይከል ኬነዲ ምስ በዓል ሞያ መርመራሬሳ ይዘራረብ ኣሎ ርግጸኛ ዲኻ እወ ሄሪ ስታንፎርድ እዩ። እቲ ሓቀኛ ፍራንከ ንባዕሉ ብዛዕባ እዚ ትሓተኒ ዘለኻ ሰብ ዝፈልጦ ከም ዘይብሱ ምስ ስቲቭ ብቴሴፎን ኣብ ዝተራኸቡሉ ግዜ እዩ ነጊርዎ። ክትነግረኒ ብዝጸናሕካ ነገር ግን መሊሱ ንኸይጠፍእ እውን የስግእ ስለዝኾነ ኣድላይ ዘበለ ጥንቓቐ ንክገብሩ ከነግሮም እየ ሓሃውን የስግኣኒዩ በሎ ስቲቭ። ሇሇ ሄጂ ጨደይፖ ይ ፖዎሂታሐ ስቲቭ ሓሰብ ዲያዕሄሇረ ሕያ ፈደፀሯሯያ ሮፓ ዳዕ ኣብ ጠረጴዛ ቤትጽሕፈቱ ንዝነበረት ቴሌፎን ብምልዓል ናብ ኣውስትራልያ ደወለ ሎው ኢኒስፔከተር ማክከፈርሰን እየ መን ከብል ስቲቭ ስሎኣን እየ ኢኒስፔከተር ሓንቲ ሕቶ ከይሓተትኩኻ ብምርስዐይ እየ ደዊለልካ። ከድውል ስለዝጸናሕኩየ ኣኣሃዱ ፖሊስ ከተማ ኒውዮርክ ብዛዕባ ሁፕ ማልኮቪች እውን ኣሻያጢ ከይኮነ ኣይተርፍን እዩ።
ስቲቭ ነገራቱ ኣሕሪቕዎ ጽዉግ ኢሉ ሓተተ ኣነ መለሰሉ ዋርድያ ሕቶ ስቲቭ ኣናቂጽዎ ማለተይ ሓላፊ እዚ ሆስፒታል ዶከተር ኪንግስለይ ምስኡ ከተራኸበኒ ትኸእል ዲኻ ከኣል እዩ ኣብኡ ጽናሕ ኢልዎ ናብታ ጸባብ ናይ ጸጥታ ከፍሊ ኣትዩ ቴሌፎን ኣልዒሱ ከድውል ጀመረ። ስቲቭ ስሎሉኣን ጠበቓየ ስቲቭ ስሎኣን እዩ ዝበሃል። ክትኣቱ ኢኻ ናብ ቤትጽሕፈቱ ዝወስደካ ሰብ ከሳብ ዝመጽእ ግን ኣብዚ ጽናሕ ድሕሪ ሓሙሸተ ደቓይቅ ስቲቭ ናብ ቤትጽሕፈት ዶከተር ኪንግስለይ ኣተወ ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን እንታይ ከሰምዓካ ኣቶ ስቲቭ ኣብ ትሕቴኹም ትእለ ንዘላ ሕምምቲ ከርእያ ኢለ እየ መጺአእ ማርጎ ፖዝነር ትበሃል ኣሃ ማርጎ ናይዛ ጓል ነገር ሰሓቢን ዝተወሳሰበን ኮይኑ ኣሉ ቤተሰባ ዲኻኛ ኣይኮንኩን ከርእያ ዝደለኹሉ ምኸንያት መርትዖታት ከረከብ ስለዝደለኹ እየ። ኣባላት ጸጥታ ወደብ ብምሒር ስንባደን ምግራምን የዒንቶም ካብቲ ሬሳ ከኣልዩ ኣይከኣሉን ንምንታይ ኣብ ቀላይ ቻርለስ ዝተገንዘ ሬሳ ተደርብዩ ሌፍተናንት ማይከል ኬነዲ ምስ በዓል ሞያ መርመራሬሳ ይዘራረብ ኣሎ ርግጸኛ ዲኻ እወ ሄሪ ስታንፎርድ እዩ። ደሓን ንኣቶ ፊትዝግራልድ ከዘራርቦ እየ ስቲቭ ካብ ቺካጎ ምስ ተመልሰ ናብ ካልእ ከይተኣልየ ትኸ ኢሉ ናብ ቤትጽሕፈት ፊትዝግራልድ ኣተወ። እቲ ሓቀኛ ፍራንከ ንባዕሉ ብዛዕባ እዚ ትሓተኒ ዘለኻ ሰብ ዝፈልጦ ከም ዘይብሱ ምስ ስቲቭ ብቴሴፎን ኣብ ዝተራኸቡሉ ግዜ እዩ ነጊርዎ። ሓተቶ ስቲቭ። ጁልያ ኩነታቱ ኣስተብሂላ ደሓን ዲኻ ስቲቭ። ዶከተር ቲችቸነር ስቲቭ ስለዘይተጸበዮ ናይ ስንባደ ሰላምታ ሃበ ኣይተሓዘለይ ናይ ቴሌፎን መልእኸትኻ ቅልጡፍ ምላሽ ከህብ ብዘይምኸኣለይ ገይሸ እየ ቀንየ ኣነ እንበር ከመስግነካ መልእኸተይ ረኺብካ ተገዲስካ ብምድዋልካ እንታይ ከሕግዘካሞ ኣቶ ስቲቭ ምኸንያት መደወልየይ ብዛዕባ ሓደ ቅድሚ ሕጂ ተሓካሚኻ ዝነበረ ሰብ ከሓተካ ስለዝደለኹየ ውድሮው ስታንፎርድ ይበሃል ኣብ ትሕቴኻ ኮይኑ ተሓኪሙ ነይሩ ሓቀይ እው ዶከተር ዉድሮው ናይ ሓሺሽ ውሉፍ ምኺኑን ዘይምኺኳኑን ከፈልጥ ምደለኹ ኣቶ ስቲቭ ከተሓባበረካ ድሌተይ እኳ ተኾነ ንምስጢራት ተሓከምተይ ኣሕሊፈ ከህብ ግን ሕግን ሞራልን ስለዘየፍቅደለይ ንሕቶኻ ከምልሶ ኣይክእልን እየ እወ ንሱስ ይርደኣኒ እዩ እንተኾነ ብውልቃዊ ጉዳየይ ዘይኾንኩ ዝሓተካ ዘለኹ ብኣዝዩ ኣገዳሲ ዴኹን ደኣ እንበር ንሕቶኻ ሕራይ ደሓን ንሃርበርጉሩፕ ከሊኒክ ሰዲድካዮ ነይርካዶ ዶክተር። ኣሸጊረካ ይኸውን አእየ ነዚ ከረጋግጽ ምኸኣለይ ንበዓሉ ዓቢ ነገር እዩ ሲድኒ ሸልደን ስቲቭ ቴሌፎን ድሕሪ ምዕጻዉ ካብ ዘለዎ ከይተንቀሳቀሰ ሓሰበ ዝይእመን ነገር እዩ ንታይ እዩ እንታይ ረኺብካ። ኣቶ ስቲቭ ናይ ደሓን ደኣ ደሊኻኒሆ ብዛዕባ ጁልያ እየ ከነግረካ መጺአ። እወ መለሰሉ ስቲቭ ህውኽ ኢሉ።