Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
እዚ ሕጂ እንዘራረበሉ ጉዳይ ኣብ ካሴት ተቐዲሑ ከም ዝተርፍ ፈሊጥኪ ዲኺ እወ ዶከተር ብ ዝጸናሕከዮ ሃዲእኪዶ ኣለኺ ዲአ ኣለኹ ግን ከኣ ሕርቃነይ ገና ኣይወጽአለይን ኣሎ ንታይ እዩ ዘሕርቐኪ ዘሉ ዘሕርቀኒዶ ኣብዚ ቦታ ምህላወይ እዩ ዘሕርቀኒ ዘሉ ጽልልቲ ኣይኮንኩን ኣነ ብምምሽጣርን ውዲትን ዝኣተኹ ንጽህቲ እየ አው። ኖእ ማለተይ እወ ኣሎኒ ኣብዚ ተዘይኣቱ ነይረ ገንዘብ ምሃለወኒ። ብዘይጥርጥር ጥዕይቲ ምኺነይ ቀልጢፍኩም ኣረጋግጹለይ እሞ ካብ ዘለኸዎ ከወጽእ ነዚ ቦታ ገይረ ጸሊአዮ ዘለኹ ከነግረኩም ኣይክእልን እየ። ኣነውን ከምኡ በላ ስቲቭ።
እዚ ሕጂ እንዘራረበሉ ጉዳይ ኣብ ካሴት ተቐዲሑ ከም ዝተርፍ ፈሊጥኪ ዲኺ እወ ዶከተር ብ ዝጸናሕከዮ ሃዲእኪዶ ኣለኺ ዲአ ኣለኹ ግን ከኣ ሕርቃነይ ገና ኣይወጽአለይን ኣሎ ንታይ እዩ ዘሕርቐኪ ዘሉ ዘሕርቀኒዶ ኣብዚ ቦታ ምህላወይ እዩ ዘሕርቀኒ ዘሉ ጽልልቲ ኣይኮንኩን ኣነ ብምምሽጣርን ውዲትን ዝኣተኹ ንጽህቲ እየ አው። ናብ ሮዝሂልስ ውሰዱኒ እንተደሊኻ እቲ ቪላ እንታይ ከም ዝመስል ከንግረካ ይኸእል እየ እንተ ደኣ ብዛዕብኦም ትፈልጥ ኮይንካ ከኣ ብዛዕባ ሓዉን ሓፍቱን ዝሓተትካኒ ከነግረካ ይኸእል እየ ካብዚ ንላዕሊ ኣብ ገዝኦም ከም ዝቀነኹ ብምንታይ እየ እሞ ከረጋግጸልካ ደሓን ንሱ ይጽንሓልና እሞ እዚ ተቅርብዮ ዘለኺ ከሲ ቀሊል ነገር ከም ዘይኮነ ተረዲኡኪ ኣሎ ሓቀይ። ስለዝተባኣስና እኳ እየ ንቴይለር ሓወይ ከሕርቆን ከበሳጭዎን ከብል ኣብ ዘይደለኸዎ ምትህልላኸ ዝኣተኹ እንበር ሓቀኛ ስመይ ጁልያ ስታንፎርድ እዩ ዶከተር ጊፎርድ ንማርጎ ኣቶኪሩ ጠመታ ጁልያ ምኺንኪ ከተረጋግጺ ትኸእሊ ዲኺ ማርጎ ከትጽበዮ ዝጸንሐት ሕቶ ምስ ተሓተተት ተሓጎሰት እወ ጽቡቕ ጌይረ እንበር። ንፍራንክ ቲሞንስ ኣዘራሪብካዮይሃ እወ ኣቐዲመ ግን ከረጋግጾ ዝደሊ ነገር ኣሎ ንዶክተር ዌስቲን ብዛዕባ ቴይለር ኣብ ልዕሌኺ ውዲት ከም ዝፈጸመን ከትከስዮ እውን ከም ትደልዩ ንዝሃብከዮ ቃል ሰሪዝከዮ ዲኺ ብሙሉኡ ዶከተር ከምኡ ዝበልኩ ምስ ቴይለር ስለዝተባኣስና ናይ ነገር ሕርቃን ንሓወይ ከቐቕጽዖ ስለዝደለኹ እየ። እቲ ሓቂ ከነግረኪ እየ ዉዲ ከምርዓወኒ ከም ዝደሊ ምስ ነገረኒ ዘይተጸበኸዎ ነገር ኮይኑኒ ብታሕጓስ ዝገብሮ ጠፊኡኒ ነይሩ እንተኾነ መሲሉኒ ደኣ እንበር ከም በዓልቲ ሓዳር ተራእየ ዝግብኣኒ ከብረት ከረኸበሉ ምስ ዘይከኣልኩ ሓዳር እየ ተቋሪነ። ሽዓ መዓልቲ ናይ ድሕሪ ቀትሪ ካንደል ናብ ኒውዮርክ በረረት ተቐርቦ ናይ ፋሽን ምርኢታ ናይ ሓደ ሰሙን ግዜ ጥራይ እዩ ተሪፍዎ ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ዘሎ። ግድነት ኮይንዋ ንደብዳቤ ኣልዒላ ኣእዳዋ ፈጥፈጥ እንዳበላ ከትኸፍቶ ጀመረት ዝኸበርኪ ወይዘሮ ሬናውድ ስዊዝ ባንክ ኣብ ቁጽሪ ሕሳብና ዝጠለብናዮ ናይ ሓደ ሚልዮን ዶላር ፋይናንሳዊ ሓገዝ ከም ዘይኣተወ ሓቢሩና ኣሎሉ ንግቡእኪ ኣብ ግዚኡ ብዘይምፍጻምኪ ከኣ ጠለብ ማሕበርና ናብ ሓሙሸተ ሚልዮን ዶላር ከብ ከም ዘበልናዮ ምስናይ ይቅሬትኡ ከንሕብረኪ ንፈቱ ነዚ ሕጂ ሓቲትናዮ ዘለና ገንዘብ ኣብ ግዚኡ እንድሕር ከፊልኪ ግን ማሕበርና ደጊሙ ዝኾነ ዓይነት ጠለብ ከም ዘየቅርበልኪ ከንሕብረኪ ንፈቱ እቲ ገንዘብ ኣብ ውሽጢ ዓሰርተ ሓሙሽተ መዓልትታት ኣብ ቁጽሪ ሕሳብ ማሕበርና ከኣቱለዎ ነዚ ከትገብሪ ምስ ዘይትኸእሊ ግን ንጉዳይኪ ምስ ዝምልከቶም አካላት ክንዘራረበሉ ከም ንግደድ ከንሕብረኪ ንፈቱ ሲድኒ ሸልደን ሕጂውን ልከዕ ከምቶም ካልኦት ዝመጽኡዋ ደብዳቤታት ፊርማ ዝበሃል የብሉን ካንደል ብፍርሒ ትሕዞን ትጭብጦን ጠፊእዋ ከም ዓንዲ ደሪቃ ደጋጊማ ነቲ ደብዳቤ ኣንበበቶ። ቅድሚ ሕጂ ከም ሓንቲ ውርይቲ ዲዛይነር መጠን ዓሚል ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ናይዚ ባንከ ኮይና እያ ጸኒሓ ሕጂ ከኣ ሓንቲ ካብተን ናይ ዓለምና ሃብታማት ደቀንስትዮ ከትኸውን ብምኺና ነቲ ባንከ ዓቢ ፋይናንሳዊ መኸሰብ ከም ትፈጥረሉ ኣይተጠራጠረን ጆርጅ ንነዊሕ ዓመታት ኣብዚ ስራሕ ኣብ ዝጸንሓሉ ግዚያት ንዓርሞሺሽ ገንዘብ ሄሪ ካብ ምምናይ ሓሊፉ ኣብ ባንኩ ከተናኣግዶ ኣይከኣለን ነይሩ እንተሕጂ እትውያ በላ ንጸሓፊቱ ካንደል ናብ ቤትጽሕፈቱ ምስ ኣተወት ጆርጅሜሪወዘር ተንሲኡ ብፍሕሽው ገጽን ምዉቅ ናይ ኢድ ሰላምታን ተቐበላ እንቋዕ ደሓን መጻእኪ። ሃ እፈልጥ እንበር ኣብ ጋዜጣ ኣንቢበዮ ኣለኹ እሞ ነቲ ዝወርሶ ገንዘብ ከም ዋሕስ ኣቕሪበ ከልቃሕ ሲድኒ ሸልደን ቡቕ ግን እቲ ውርሻ ናይ ቤትፍርዲ መረጋገጺ ረኺቡ ድዩ። ደሓር ከኣ እቲ ናይ ውርሻ ፍቓድ ምስ ተዋህበ እንታይ ምልቃሕ ኣድልዩኒ ካብኡ ዘይጥቀም በለቶ ካንደል ተስፋ ከትቆርጽ አንዳጀመረት ይርድኣኒዩ ግን ሕጊ እንዶሞ ኮይኑ እንበር ንከማኺ ዝኣመሰሉ ከቡራት ዓማዊል ከንሕግዝ ካብ ልቢ ደስ ምበለና እንተኾነ ከሳብቲ ናይ ቤትፍርዲ መረጋገጺ ዝወሃብ ንዝሓተትክዮ ከነማልኣልኪ ኣይንኽእልን ኢና ካንደል ካብ ሰድያ ብድድ ኢላ ተንሰአት ድሕሪ እቲ ወረቐት ግን ንዝቀጸላ ቃላቱ ከይሰምዐት ማዕጾ ቤትጽሕፈቱ ከፊታ ወጽአት ካንደል ናብ ስርሓ ምስ ተመልለሰት ናዲን ፍሽኸሽኸ እንዳበለት ከዛርበኪ ደልየ ነይረ በለታ ንጸገማት ናዲን ጽን ኢላ ኣብ ትሰምዓሉ ኩነተኣእምሮኳ ተዘየላ ንታይዩ ብምባል ሓተተታ ሰብኣየይ ደዊሉ ጸኒሑ ስርሑ ኣብ ከተማ ፓሪስ ስለዝመደብዎ ምስኡ ከኸይድ እየ ኣይትሓዝለይ ነዚ ስራሕ ይገድፎ ኣለኹ ናብ ናብ ፓሪስ ትኸዲ ኣለኺ። ዳም ካንደል ኩሉ ነገር ደብዚዝዋ ኮፍ ካብ ዝበለትሉ ሳሎን ተንሲኣ ማርከ ንብረቱ ናብ ዘቐምጠሉ ትሕቲ ምድራዊ ከፍሊ ኣምረሓት ሰብኣያ ንጸሓፊት መኪንኡታይፕራይተር ኣብ ልዕሊ ሸልፍ ከም ዘቐምጣ ስለትፈልጥ ኣብ ውሽጢ እቲ ከፍሊ ምስ ኣተወት ካብ ዝተቐመጠትላ ኣውሪዳ ኣብ ልዕሊ ጠረጴዛ ኣንበረታ። ሎሚ ናይ ድሕሪ ቀትሪ ናብ ቦስተን ከመጽእ እየ ሓደ ከናዘዘሉ ዝደለኹ ጉዳይ ኣሎኒ ሰድያ ስሒባ ኮፍ በለት ገጻ ጸማልያ መሲሉ ከም ዘሎ ስቲቭ ኣስተብሃለ። ዝድእ እሞ በሊ ስቲቭ ከረጋግኣ ፈተነ ካብ መጀመርታ ኩሉ እቲ ዘጋጠመኪ ቀስ ኢልኪ ንገርኒ ካንደል ንኩሉ ኣብታ ምሸት ዘጋጠመ ከተዘንትወሉ ጀመረት ድሕሪ ፍርቂ ሰዓት ስቲቭ ንውቁባት ሰማይ ጠቀስ ህንጻታት ከተማ ቦስተን ዝዕዘብ ዘሎ ይመስል ኣብ መስኮት ቤትጽሕፈቱ ተጸጊዑ ብዛዕባቲ ከሰምዖ ዝጸንሐ ጉዳይ ከሓስብ ጀመረ። ካብ በልኪ ሕራይ ባዕለይ ናብ መደበር ፓሊስ ከብጽሓኪየ ነዛ ለይቲ ግድን ክኣስሩኺ እዮም ጉዳይኪ ኣብ ቤትፍርዲ ቀሪቡ ፍርዲ ከሳብ ዝወሃበሉ ግን ኣብኡ ኣይትጸንሕን ኢኺ ማለት ኣብ ሓጺር ግዜ እንተነውሐ ጽባሕ ብዋሕስ ከም ትወጽኢ ክገብር እየ ካንደል ፍሽኸ በለት ጽቡቕ ኣነ ከአ ቅድሚ ሕጂ ከገብሮ ሓሲበዮ ዘይነበርኩ ነገር ክገብር እየ እንታይ ይ እሱራት ክዳውንቲ ዲዛይን ክገብር እየ ስቲቭ ሓሳባ ኣገሪምዎ ሰሓቐ ስቲቭ ንምሸታ ናብ ገዝኡ ምስ ተመለሰ ንጁልያ ኩሉ ነገር ኣዕለላ ነታ ገና ዘይተላለየታን ዘይትፈልጣን ሓፍታ ዘጋጠማ ነገር ኣሰንበዳ። ፓሊስ ኣውስትራልያ ዲሚትሪ ኣብ ዓዶም መጺኡ ከም ዘሎ ደዊለ ምስ ነገርክዎም ናይ ብሓቂ እዮም ሰንቢዶም ኢንተርፖል ንባዕሉ ዲሚትሪ ኣብ ዝሃለወ ይሃልው ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ንኸኣቱ ሰርኩላር ዘርጊሑሉ ከም ግምተይ ሄሪ ደዊሉ ናይ ኑዛዜ ወረቐት ንከትማልኦ ከሕብረካ እንከሎ ናይ ሞቱ ትኬት ከይተረድኦ ቆሪጽዋ እዩ ዝኸውን ኣብታ መርከብ ንዘጋጠመ ኩሉ ብዓይኑ ዝተዓዘበ ሓደ ዲሚትሪ ጥራይ እዩ። ርግጸኛ እየ ኣብዚ ውዲት ዓቢ ኢድ ከይሃለዎ ኣይተርፍን እዩ ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ሕራይ ግን እዛ መደናገሪትከ ካብቲ ውርሻ ዝግበኣ ሃብቲ ምስ ረኸበት እንታይ ከስዕብዩ ኢልካ ትግምት ርግጸኛ ኮይነ ከዛረብ ኣይከእልን እየ ፊትዝግራልድ ግን ሃንዳሲ ኮይኑ ዘሎ ሰብ ንገንዘባ ወኪል ምኺኑ ከትፍርመሉ ምገበረ ይብል ኣነ ግን ርግጸኛ ኮይነሉ ዘለኹ ንደልዮ ዘለና ሰብ ካብ እንዳ ስታንፎርድ እዩ። ንሰበይቱ ፔጊ እውን ከጥርጥራ ፈቲነ ነይረ እንተኾነ ክሳዕ ከንድዚ ዝተራቐቐ ውዲት ከትህንድስ ብስለት ዘለዋ ኮይና ኣይረኸብክዋን እንተኾነ ኣብ ሲድኒ ሸልደን ረሳሕ ንግዲ ሓሺሽ ዝተዋፈረ ሓዋ ከም ዘሎ ስለዝፈለጥኩ ኣብ ልዕሊኡ ዕሙቕ ዝበለ ምክትታል ከገብር እየ ስቲቭ ሓደ ሓሳብ ቅጅል ስለዝበሎ ኣብ ጠረጴዝኡ ንዘላ ቴሌፎን ብምጥዋቐ ናብ ጸሓፊቱ ደወለ። ኣቶ ፍራንክ ኣብ ሆሊደይ መዕረፊ ኣጋይሽ ብዘሎ መዝገብ መሰረት ኣብ ከተማ ቦስተን እንተደሊኻ ከዘኻኸረካ ካብ ዕለት ካልእ ሰብ ብስመይ ይጥቀም ኣሎ እንበር ናብ ቦስተን ብፍጹም መጺአ ኣይፈልጥን እየ ስቲቭ ኩሉ ዝበጽሖ መደምደምታ ዝበታተን ዘሎ ኮይኑ ተሰም እቲ እንኮ ድሕሪ ዲሚትሪ ተስፋ ኣንቢሩሱ ዝጸንሐ ሰብ ከስወሮ ተራእዮ። ቅድሚ ቁሩብ መዓልታት ርኤያ ዘይፈልጥ ሓንቲ ጓል ከምዛ ትብለኒ ዘለኻ ቦስተን ከም ዝነበርኩ ገይራ ከትዛረብ ጸኒሓ ምስ ረኣየትኒ ዝኾነቶ ከነግረካ ኣይከእልን ቅድሚ ንዓይ ምርኣያ ጁልያ ስታንፎርድ ምኺናን ኣብ ቦስተን መጺኡ ንዝበለቶ መንነት ዘረጋገጸላን ሰብ ኣነ ምኺነይ እያ ተዛረባ ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ስቲቭ ተስፍኡ ከም ዛራ ማይ ከፍልፍል ተራእዮ።