Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ኸበሩ ኣዝዮም ተሃዊኾም እዮም ዘለው ኣብራሪ ሰለስተ ሻዕ እኳ እዩ ክሊራንስ ሓቲቱ ይ መን ነፋሪት እያ ሜሪ ስታንፎርድ ተወሳኺ ሓደ ወይ ከልተ ሚልዮን ዘአትወሉ ስራሕ ረኺቡ እዩ ዝኸውን ዝጓየይ ዘሎ ኣብ መቆጻጸሪ ታወር ዘሎ ተረኛ ንመንሃሪ ጽርግያ ከትጥቀም ዝጸንሐት ካልእ ነፋሪት ምብራራ ምስ ኣረጋገጸ ኣብ ቅድሚኡ ናብ ዘሎ ማይከሮፍን ቀሪቡ ቦይንግ ፓ እዩ። እንተኾነ ነፋሪት ድሕሪ ምዕላባ ንፍርቂ ሰዓት ዝኸውን ቴሌፎን ከዘራረብ ድሕሪ ምጽናሕ ገጹ ጸዊጉ ምስ ዘፍርሕ ወጀሃት ከድውለላ ካብ ዝጸንሐ ህዝባዊ ቴሌፎን ወጽእ።ይዶ ይቻፉ ሄሪ ተጠራጠረ። ቤትጽሕፈት አቶ ፊትዝግራልድ መን ክብል ጫሪ ስታንፎርድ እየ ንኣቶ ፊትዝግራልድ ከዘራርቦ ምደለኹ አ ኣቶ ስታንፎርድ። ከመጽእ እየ ኣይድንጉይን እየ ሲድኒ ሸልደን በትሪ ጌርካ ንኩዕሶ ብሙሉእ ሓይሊ ክትሃርም ኣይትኽእልን ኢኻ ስለዚ ቅኑዕ ብዘይኮነ ምኸንያት ከተውጽኦ ሰሚዕካ ኣለኻ ብዛዕባታ ዝተጠቐመላ በትሪ ኣይግድሰንን እዩ። መለሰሉ ኣቦ ቢሊ። ሰንበት ምድሪ ስራሕ ከትበሃል ከለኻ እንታይ ይስመዓካ።
ኸበሩ ኣዝዮም ተሃዊኾም እዮም ዘለው ኣብራሪ ሰለስተ ሻዕ እኳ እዩ ክሊራንስ ሓቲቱ ይ መን ነፋሪት እያ ሜሪ ስታንፎርድ ተወሳኺ ሓደ ወይ ከልተ ሚልዮን ዘአትወሉ ስራሕ ረኺቡ እዩ ዝኸውን ዝጓየይ ዘሎ ኣብ መቆጻጸሪ ታወር ዘሎ ተረኛ ንመንሃሪ ጽርግያ ከትጥቀም ዝጸንሐት ካልእ ነፋሪት ምብራራ ምስ ኣረጋገጸ ኣብ ቅድሚኡ ናብ ዘሎ ማይከሮፍን ቀሪቡ ቦይንግ ፓ እዚ ኤርፖርት ዳፓርቱር ኮንትሮል እዩ። ናብ የማን ሓደ ኣርባዕተ ዜሮ መኣዝን ሒዝና ከንበርር ኢና ብምባል ቀንዲ ኣብራሪ ነፋሪት ናብ መቆጻጸሪ ታወር መልሲ ለኣኸ ድሕሪ ቁሩብ ደቓይቐ ቦይንግ ዝዓይነታ ነፋሪት ናብቲ ወጋሕታ ከምዝተቃረበ ዘበስር ዘሎ ሰማይ ገጻ በረረት ተሓጋጋዚ ኣብራሪ ናይስ ኤርፓርት ቦይንግ ፓ ሰለስተ ሺሕ ሜትሮ ብራኸ ሒዝና እለና መጠን በረራና ሽውዓተ ዜሮ ኢሉ ናብ ናይስ ኤርፖርት ናይ በረራ መቆጻጸሪ ታወር መልእኸቲ ድሕሪ ምሃብ ፆቭ ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ኣብ ጎድኑ ንዘሎ ቀንዲ ኣብራሪ ጠሚቱ ሜሪ ስታንፎርድ ናይ በሓቂ ተሃዊኹ እዩ ጸኒሑ በሎ ፍሽኸ እንዳበለ። ነታ ካብ ጎድኑ ከይተፈለየት ኣብ ዝኣተዎ እትኣቱ ንዘላ ሶፍያ ጠመታ ካብኣ ከመጽእ ንዝኸእል ስግኣት ከሰላስል እኳ እንተፈተነ ዘየቅስን ነገር ከረኸበላ ኣይከኣለን ካብ ኩሉ በቲ ዝኣምኖ ሓላዊኡ ዲሚትሪ ካሚኒስኪ ኣቢላ ስለዝመጽኣቶ ውሕስነት ሂብዎ ኣሎ ካብ ጥቓይ አይትርሓቕቐ በሎ ንዲሚትሪ ሲድኒ ሸልደን ሕራይ ሄሪ ንኻልኣይ ግዚኡ ንከባቢኡ ድሕሪ ምዕዛብ ንሶፍያ ብኢዳ ሒዙ ናብ መርከቡ ኣተወ ዲሚትሪ ካሚኒስኪ ኣብ ላዕለዋይ ኮሮድዮ መርከብ ብሉስካይስ ኮይኑ ንኸበግስዋ ላዕሊን ታሕቲን ንዝብሉ ዘለው ሰራሕተኛታት ተዓዘቦም ቀጺሉ ንዙርያቲ ወደብ ብዓይኑ ፈተሸ ጥርጣረ ከሕድረሉ ዝኸኣለ ነገር ኣይረኣየን። ርግጸኛ እየ ነዛ ከተማ ከም ትፈትውያ ካፕቴን ቫካሮ ናብ ሄሪ ቀሪቡ ምሳሕ ኣብ ውሽጢ መርከብ ዲኹም ወይስ ከተማ ኣቲኹም ኢኹም ክትምስሔ። ዲሚትሪ ካሚኒስኪ ካብተን ቴሌፎናት ቅሩብ ርሒቁ ንከባቢኡ ብጥንቃቐ ከሕሉ ጀመረ ቱፐሬተር ናብ ባንከ ሲዊዘርላንድ ከተሕልፈኒ ዲሚትሪ ሓንቲ ብዕድመ ዝደፈአት ሰበይቲ ናብታ ጥርሓ ዝነበረት ቴሌፎን እንዳቋመተት ናብኣቶም ገጻ ከትመጽእ ረኣየ ሰበይቲ ኣብ ጥቃ እታ ከትጥቀመላ ዝደለየት ካልአይቲ ህዝባዊት ቴሌፎን ምስ ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ቀረበት ዲሚትሪ ተቀላጢፉ ካብ ደው ዝበለሉ ብምስጓም ኣብ ማዕዶ እታ ቴሌፎን ተጸገዐ። ቁሩብ ሽግር ኣጋጢሙና ኣሎ ሄሪ ቅሩብ ተፈንቂቹ ንዝጸንሐ ማዕጾ ኣግጠሞ ብድሕሪ እዚ ዲሚትሪ ሓለቅኡ እንታይ ዓይነት መልእኸቲ የሕልፍ ከም ዘሎ ከሰምዖ ኣይከኣለን ድሕሪ ሓደ ደቅ ሄሪ መልአኽቱ ወዲኡ ቴሌፎን ዓጸወ ጸገም ኣሎ ድዩ ኣቶ ስታንፎርድ። ሶፍያን ሄሪን ሙሉእ ናይ ድሕሪ ቀትሪ ግዜአም አብ ውሽጢ መርከቡ ኣብ ዝርከብ ውቁብ መደቀሲ ከፍሉ ኮይኖም ኣብ ዓራት ኣሕለፍዎ ኣብ መወዳአታ ሶፍያ ድቓስ ምስ ጠለማ ሄሪ ከዳኑ ወድዩ ንካፕቴን ቫካሮ ከረከብ ናብ ከፍሊ ካፕቴን ኣምረሐ። ኩሉ ነገር ኣዕጋቢ ድዩ ኩሉ ነገር ዘዕግብ እዩ ዘሎ መለሰ ሄሪ ፍሽኸታ ኣሰንዩ ሳላ መን ምኻኑ ምስ ተራኣዮ ናብ መደቀሲኡ ንከምለስ እንዳተሓወኸ ቦይንግ ፓ ኣብ ከሊ ኣየር ኣሜሪካ ምስ ኣተወት ቀንዲ ኣብራሪ እታ ነፋሪት ኣብ መሬት ምስ ዝርከብ መቆጻጸሪ ማና ንከራኸብ ናይ ሬድዬ መልእኸቱ ሰኣኸ ውዮርክ እዚ ቦይንግ ፓ እዩ። ኣርባዕቲኦም ሲድኒ ሸልደን ናብ ማዕጾ ነፋሪት ፓ ኣተኹሮም ጠመቱ ድንኪ ዝዓሌቱ ከልቢ ሄሪ ስታንፎርድ ምስ ተሓጋጋዚ ኣብራሪ ከወርድ ተዓዘቡ መርከብ ብሉስካይስ ኣብ ኤልባ መልሕቃ ምስ ደርበየት ሄሪ ዲሚትሪን ሶፍያን ናብታ ተባሃጊት ደሴት አተው። ሄሪ ናብዛ ደሴት ብዙሕ ግዜ ስለዝተመላለሰ ከም ቀዋሚት መንበሪኡ ኮይና እያ ትስመዖ ኤልባ ብዘይካቲ በቲ ግሩምን ውቁብን ህንጻታታ ናፖልዮን ቦናፓርተ ኣብ ግዜ ስደቱ ዝተቐመጠላ ደሴት ብምኺና ዝያዳ ፍልጥቲ ይገብራ ዳሕራይ ንጥንታዊ መንበሪ ገዛ ናፖልዮን ብሓባር ከንርእዮ እና ሕጂ ግን ዲሚትሪ ናብ ሓደ ገዛ ከወስደኪ እንድዩ ኣብኡ የዕሪፍኪ ጽንሕኒ ብምባል ሄሪ ስታንፎርድ ፍሽኸታ ከይፈለየ ንሶፍያ ምስ ተዛረባ ናብ ዲሚትሪ ተጠውዩ ናብ ቪላ ዲሙሊሊ ውሰዳ ብምባል ኣዘዞ ሄሪ ከልቲኦም ከም ዝረሓቁ ምስ ኣረጋገጸ ንሰዓቱ ተመልከተ። ደድ ሩሃሇ ግዜ ዳያ ዕቋውኗይ ያቀ ሃረሰሙው ዳታ ሯ ምፇደኣይ ላዳ መሪሐፈዱት ያሪድ ለሰጾ ሄሪ ስግር ጽርግያ ናብ ዘላ ህዝባዊት ቴሌፎን ገጹ ሰጎመ ቱፕሬተር ኣብ ለንደን ናብ ዝርከብ ባንከ ባርከለይስ ከተሕልፈኒ ኮድ ሓደ ሸውዓተ ሓደ ሄሪ ንዘለዎኦ ግዜ ብግቡእ ከጥቀመለን ስለዝደለየ ሶፍያን ሓላዊኡ ዲሚትሪን ናብ ዝጸንሑሉ ቪላ ብምኻድ ኣቐዲሙ ንዝኣተወላ ቃል ከም ዝረስዖ ተመሲሉ ንኸልቲኦም ናብታ መርከቡ መልሕቕ ሰዲዳትሉ ዘላ መርሳ ሒዝዎም ተመለሰ ንስኻትኩም ናብታ መርከብ ደይቡ ኣነ ቴሌፎን ደዊለ ከመጽእ እየ በላ ንሶፍያ እንዳጠመተ ሶፍያ ኣብ ውሽጢ መርከቡ ኮይኑ ካብ ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ምድዋል ንምንታይ ንህዝባዊ ቴሌፎናት ከጥቀም ይመርጽ እንዳተሓሳሰባ ናብ መርከብ ብሉስካይስ ሰጎመት ሄሪ ናብ መርከቡ ከም ዘምርሑ ምስ ኣስተብሃለ ናብ ውሽጢ ህዝባዊ ቴሌፎን ኣትዩ ማዕጾ ረጊጡ ዘደውሎ ሰናቲም ብምእታው ቁጽሪ ቴሌፎን ከጥውቕ ጀመረ። ኣብ ሳርዲና ምስ በጽሑ ሄሪ ቴሌፎን ከድውል ስለዝደለየ ምስ ሓላዊኡ ዲሚትሪ ቀልጢፉ ናብ ውሸጢ ወደብ ኣተወ። ኣይደንጎዩን እቶም ከልተ ዝጠርጠሮም ሰባት ካብቲ ሬስቶራንት ክወጽኡ ሄሪ ብጎቦ ዓይኑ ተዓዘቦም ተመሲሖም ምስ ወድኡ ሄሪ ሶፍያን እቲ ንበይኑ ኮፍ ኢሉ ከሕሉ ዝጸንሐ ዲሚትሪን ካብ ዝጸንሑሉ ገምገም ባሕሪ ሊሽያዲቫከዋ ናብ ማእከልታ ወደባዊት ከተማ ዝኾነት ሰርሾ ገጾም ኣምርሑ ሄሪ ናብ ህዝባዊት ቴሌፎን ኣተወ። አነን ንስኻን ናብታ መርከብ ንመለስ ዲሚትሪ ገሪምዎ ሶፍያ ብምባል ሓተቶ ቀስ ኢላ ናብ ገዝኣ ምምላስ ኣይትስእንን እያ ናታ ስራሕ ኣብዚ ተወዲኡሎ ንኺድ ንቀልጥፍ ናብ መርከብ ምስ ደየቡ ሄሪ ንካፕቴን ቫካሮ ከዘራርቦ ናብ ከፍሊ ካፕቴን ኣተወ ናብ ኮርሲካ ንኺድ ሕጂ ተበገስ። ግዜኻ ብጀካ ንዓታቶም ንውልቅኻ ትደልዮ አይመስሎምን እዩ ኣብ ግዜ ዕረፍትኻ ስራሕ ከትበሃል ከላኻ ጽቡቅ ከም ዘይስመዓካ ይርዳእ እየ ዝሓዘነሉ ንከምስል ቃላት ኣለምሊሙ ምስ ተዛረበ ናይ መዝገብ ጥራዝ ኣውጺኡ ኣብዚኣ ግዳ ፈርም በሉ ፊርምኡ ኣንቢሩ ናብ ሊፍት እቲ ኣፓርታማ ኣተወ ዝደለዮ ቤት ጽሕፈት ኣብ ሓምሻይ ደርቢ እቲ ኣፓርታማ እኳ እንተሃለወ ብፍላጥ ኣብ ሻድሻይ ደርቢ ምስ በጽሐ ካብ ሊፍቲ ወረደ። ኣብ ኮሮድዮ ሰብ ከም ዘየለ ምስ ኣረጋገጸ ካብ ቦርስኡ ንእሽቶን በላሕን ሓጺን ኣውጺኡ ኣብ ስራሕ ኣተወ።