Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ትርጉም ዘይብሉ ዕርከነት ከገብር ኣይደልይን እየ። አይፈለጥከን ዲኺ ገንዘብ ኣቦና ከከንደይ ከም ዝበጽሓና። ምኺን ካንደል ሓቅኺ ኢኺ ከምቲ ዝበልከኒ ጽቡቕ ጌርና ከንላለ ምሳኹም ከቅንይ እየ ዝጠርነፈተን ከዳውንቲ ናብ ቦትአን ከትመልሰን ጀመረት ቴይለር ኣብ ቪላሮዝ ሂልስ ወሓዙ ማርጎ ድሒራ ሰዓት ኣርባዕተን ፈረቃን ዕዳጋኣ ወዲኣ ምስ ተመልሰት ቴይለር ካብ ምሒር ሕርቃን ዝገብሮን ዝሕዞን ጠፊእዎ ከጽበያ ጸንሐ እንታይ ትገብሪ ኣለኺ ማለት እዩ። ሳሊ ብዛዕባ ጁልያ ምሕሳብ ከተቋርጽ ኣይከኣለትን ስም ደ ታ ማተ ለዖኾ ሓሰበት ሳሊ።
ሲድኒ ሸልደን ምዕራፍ ጁልያ ስታንፎርድ ምስ ሳሊ ብምልላያ ኣዝያ ሕጉስቲ እያ። ጁልያ ትምከሓሉ ከዳና ተኸዲና ምስ ጸንሓቶ ፍሽኸ እንዳበለ ጠመታ ሳሊ እባ ከትነግረኒ ከላ ተጋንን ኣይኮነትን ነይራ ናይ ብሓቂ ጽብቕቲ ኢኺ ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን የቐንየለይ ጁልያ ፍሽኸ በለት ብ ሃውስተንስ ኣቲኺዶ ትፈልጢ። ግን ሓደ ካልእ ሰብ ረኺበልኪ ኣለኹ ናይ ብሓቺ ከትፈትውዮ ኣይደልንየ ሳሊ ድሌት የብለይን ደሓን እመንኒ ጥራይ ቴድ ሪድል ኣብ መወዳኣታ ሰላሳታት ዕድሚኡ ዝርከብ ሰብኣይ እዩ። ብድሕሪ እታ ምሸት ጁልያ ስታንፎርድ ንጄሪ ማኪንለይ ፈጺማ ረኺባቶ ኣይትፈልጥን እያ ሄንሪ ዌሶን ጁልያ ተቆጺራ ትሰርሓሉ ቤትጽሕፈት ኣብ ዝርከቦ ህንጻ እዩ ናይ ውልቁ ናይ ሕሳብ ትካል ብምኸፋት መነባብርኡ ዝመርሕ ኣብ ሰሙን ከልተ ወይ ሰለስተ ግዜ ከም ኣጋጣሚ ንግሆ ንስራሕ ኣብ ዝኣትዉሉ ሊፍት ህንጻ ከጥቀሙ ከብሉ ይራኸቡ ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ነይሮም ሄንሪ ጽፉፍ ኣከዳድና ዘዘውትር ካብ የዒንቱ መነጽር ዘይፈሊ ኣብ ሰላሳታት ዕድሚኡ ዝርከብ ምልኩዕ ሰብኣይ እዩ ከልቲኦም ፈለማ ርእሶም ብምንቅናቕ አዮም ሰላምታ ዝለዋወጡ ዝነበሩ። ኣይትሓዘለይ ደኣ እንበር ኣብ ከምዚ ዓይነት ውሳኔ ከትበጽሕ ዝተሃወካ ይመስለኒ ገና ብዙሕ ዝተፋለጥና ኣይመስለንን ብዙሕ ከንፋለጥ ስለ ዝደሊ እየ ከኣ መናብርተይ ንከትኮኒ ከም ዝደሊ ዝነግረኪ ዘለኹ ጁልያ ምስ ሄንሪ ኣምስያ ናብ ገዝኣ ምስ ኣተወት ሳሊ ከመይ ከም ዝነበረ ተሃንጥያ ሓተተታ። ደሓን የቐንየለይ ሳሊ ካብ ልበይ ዘፍቅሮ ሰብኣይ ምስ ረኸብኩ ባዕለይ ዝኸሸንከዎ መግቢ ወላ ኣይጋብዞ ሽምዓን ፍዮሪን ኣብ ዝመልአ ፍቅራዊ ኣየር ኣብ ዝነፍሰሉ ሓዋሁ ኮፍ ኢለ ምስኡ ከድረር እየ ንኸምርዓወኒ ኢለ ከምስል ግን ኣይደልይን እየ ሄንሪ ኣብ ዝሰዓበት ርከቦም ካንሳስ ቆልዑ ንኸተዕብየላ ምችእቲ ከተማ ምኺና ትፈልጢ ኢኺ። ይ ሙዚቃ ምርኢት ስለ ዘሎ ኣብ ኣዳራሸ ሲንፎኒ ኢና ከነማሲ ከልዮላይን መጺኡ ኣብ መድረኽ ከደርፍ እዩ ሜንሪ መስኪንከ ከሳብ ሕጂ ንጹር ናይ መርዓ ሕቶ ኣየቅረበልከን ጁልያ ተቀላጢፋ ኣይመለሰትን ሽሕኳ ኣነጺሩ ሕቱኡ ኣየቅርበላ ብተዛዋሪ ድሌቱን ናይ መጻኢ ትልሙን መዓልታዊ ካብ ምንጋር ግን ዓዲ ኣይወዓለን ኣብ ዝተራኸቡሉ ካብ ሄንሪ ትሰምዖ ዘረባታት ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ጸቅጢ እንዳገበረላ ይመጽእ እኳ እንተሎ ንሳሊ ግን ኣግሂዳ ከትነግራ ኣይመረጸትን ኣቲ ጓል ዳሕራይ ግን ከይትኸስርዮ በለታ ሳሊ መልሲ ጁልያ ደንጉይዋ ምጀ ኋቃ ጴዲዖ ሦጃቃን ሓሰበት ጁልያ ሪ ፍኃ ወረሪ ፉሪጋ ያዓ ዳረ ያጃው ይጀላቹ። ደጋጊማ ንኩለን ወረቓቐቲ እንዳልዓለት ተመልከተት ስእሊ ናይቲ ካብ ዓለምና ኣለዉ ዝበሃሉ ሃብታማት ዝኾነ ሄሪ ስታንፎርድ ምስ ጁልያ እንታይ ክገብር ጸኒሑ ብምባል ሓሰበት ጁልያ ተሃዊኻ ብምውጻኣ ንዝረስዓቶ መፍትሕ መኪና ከተምጽእ እንደገና ናብ ገዝኣ ተመልሰት ከመይ ኢለ ረሲዐዮ ወጺአ ተበቲኖም ንዘለው ወረቓቐትን ስእልታትን ምስ ረኣየት ሰንበደት ኣይትሓዝለይ ሳሊ ይቐሬታ ሓተተት። ጁልያ። ሲድኒ ሸልደን ብዛዕባ እዚ ኣርእስቲ ረስዕዮ ደጊመ ፈጺመ ከዛረበሉ ኣይደልይን እየ ሳሊ ንንውሕ ዝበላ ካልኢታት ኣቶኩራ ንጁልያ ጠመተታ ካብ በልኪ ኣየገድደክን እየ ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ምዕራፍ ቴይለር ከዓብድ ደልዩሎ። እወ ቴይለር ከመይ። እንታይ ከም ዝገብር እውን ድሮ ሓሲብሉ ወሲሃየ ከድሕነሉ ናብ ዝኸእል ሕከምና ከኸይድ እየ ፔጊ ካብ ዝጸናሕናሉ ናይ ገሃነም ህይወት ከወጽእ እየ ዝደሊ። ምኺን ካንደል ሓቅኺ ኢኺ ከምቲ ዝበልከኒ ጽቡቕ ጌርና ከንላለ ምሳኹም ከቅንይ እየ ዝጠርነፈተን ከዳውንቲ ናብ ቦትአን ከትመልሰን ጀመረት ቴይለር ኣብ ቪላሮዝ ሂልስ ኣብ ዝርከብ ሶላርዩም ኣትዩ ናይ ዝተፈላለዩ መራከብ ስእልታት ንዝሓዘ መጋዚን እንዳተመልከተ ጸሓይ ከጽሎ እንከሎ እዩ ከላርክ ናብኡ ገጹ ይመጽእ ከም ዘሎ ዘስተብነሃለ ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ኣኣይተሓዘለይ ቴይለር። ናይ ቴሌፎን ጻውዒት ኣሎካ በሎ ከለርከ ኣብ ጥቅኡ ምስ ቀረበ ኣብ ኢዱ ንዝሓዛ ተንቀሳቃሲት ናይ ገዛ ቴሌፎን እንዳረከቦ ላዕለዋይ ዳኛ ኬትዝ ፔርሲ እዩ ካብ ከተማ ቺካጎ ደዊሉሉ ቴይለር። ከምሳሕ ኣይመጽእን እየ ዝኸዶም ቦታታት ስለ ዘለው ንምሳሕ ዝኸውን ግዜ የብለይን ኢላቶ ከዳውንታ ናብ ኣርማድዮ ምምላስ ቀጸለት ናይ ድሕሪ ቀትሪ ብስም ጁልያ ስታንፎርድ ኣዝዮም ከቡራት ከዳውንቲ ብፍሉይ ቅዲ ዝተሰርሑ ቆምሸጥታት ናይ ስፓርት ከዳውንቲ ከምኡውን ካብ ኣልማዝ ዝተሰርሐ ከቡር በናጅር ዝተዓሸጉሎም ባኮታት ናብ ቪላሮዝ ሂልስ ወሓዙ ማርጎ ድሒራ ሰዓት ኣርባዕተን ፈረቃን ዕዳጋኣ ወዲኣ ምስ ተመልሰት ቴይለር ካብ ምሒር ሕርቃን ዝገብሮን ዝሕዞን ጠፊእዎ ከጽበያ ጸንሐ እንታይ ትገብሪ ኣለኺ ማለት እዩ። ስም አታ መርከብ ማርጎ ኢልኖዶ ንጸወዓያ ወይስ ጁልያ ኣየናይ ይሓይሽ ሓቀይ እየ ቴይለር በይነይ ምኺን ኣይፈቱን እየ ሓቢርና ንዓለም ከንዞራ ዲናሃ ሲድኒ ሸልደን ቴይለር ሓሪቁ የዕሚቹ ድሕሪ ምስትንፋስ ነዚ ስራሕ ከመርጸኪ ከለኹ ኣነኣኢሰ ርእየኪ ነይረ ማርጎ ናይ ብሓቂ ግን ጎራሕን ንፍዕትን ጓል ኢኺ በላ ብተግባራ ነብሱ ከረጋግእ ከም ዘየጸግሞ ንኸርእያ ህድእ ኢሉ ጣባኻ ከምዚ ከሰምዕ ከለኹ ዘሐብንዩ ተስፋ ይገብር መስተውዓሊትን ሚዛናዊትን ጓል ከትኮኒ ከኸውን ይኸእል እየ እቲ ኩነታት እዩ ዝውስነኒ። ንቡሙሉኦም ስድራይ ከም ትቐትሎምውን አፈራሪሓትኒ ቅድሚ ዝኾነ ገበን ምፍጻማ ናብ ሬድ ሕከምና ኣእምሮ ከትኣቱ ኣለዋ ኣብ ከንዲ ናብ ተሃድሶ ናብ ሕከምና ዘሰጋግራ ወረቓቕቲ ብፋከስ እንተደኣ ሰዲድካለይ ፈሪመ ከልአኸልካ ይኸእል እየ ኩነታት ጥዕናኣ ከረጋገጸለይ ስለዝደሊ ናይ ሳይካትሪክ መርመራ ብሓላፍነተይ ከምዝካየደላ ከገብር እየ እንታይ ይበሃል እዚ እንቋዕ ደኣ ንስኻ ደሓን ኮንካ እንበር ብቹቼልጡፍ ከምቲ ዝበልካኒ ክገብር እየ ቐንየለይ። ኣብ ሬድ ናይ ኣእምሮ ሕከምና ማዕከል ምስ ኣተወት እውን ኣብ ትሕቲ ጽኑዕ ሓለዋን ምከትታልን ከትኣቱን ዝኾነ ዝበጽሓ ሰብ ከህሉ ከም ዘይብሉ ሓብረለይ ኢኻ ብወገነይ ዝተኻእለኒ ከገብር እየ እንታይ ይበሃል ኮይኑሞ። ጁልያ ስታንፎርድ እየ ዝበሃል ጓል ሄሪ ስታንፎርድ እየ።