Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ዘይከምቲ ካልእ ግዜ ግን እንሆ ሎሚ እተን ደሃዩ ዝነግርኣ ዝነበራ ጋዜጣታት ንሞቱ ከም ዓቢ ኣርእስቲ ወሲደን ኣብ ቀዳማይ ገጸን ብዙሕ ጺሒፈን ተሓቲመን ኣለዋ ካብቶም ኣብ መመገቢ ጣውላ ዝዘርጋሓቶም ጋዜጣታት ንጋዜጣ ካንሳስሲቲ ኣልዒላ ብዝተፈራረቐ ስምዒት ንዝተጻሓፈ ከተንብብ ጀመረት ቱጃር ሄሪ ስታንፎርድ አብ ባሕሪ ጥሒሉ ሞይቱ ላዳ ጻኾ ኔይፉ ጳባፀ ፇለኀ ገጋሪ ፉቐሪ ቋግሪታዶ ሺፀይሩፍ ወፀይዕ ዳ ሰሪቷ ዲደርፀ ዝሃውረዶ ግፍዒ ሃዐርዕዎ ይግሀዳ ጾ ግ ዕዳ ረዳሕፈ ፊጩደርታ ዳቧፀ ዳሇ ዳታ ሇምሠካሳፉኦ ዳዖ ያሪ ሂዐፈፖጋሎ ያረሂም ያታ ሃር ሪሪ ዲይዳ ደ ቋጄ ፖፖሱ ሦዳፖፖፁሱ ፇረፇም ይሰዘተፇ ሓሰበት ጁልያ ሥ። ፍቕሪ ኣብ ሮዝሂልስ። ሲድኒ ሸልደን ጓል ዓሰርተ ከልተ ዓመት ኮይና ገዛ እንዳኣለዓዓለት ናይ ዘይትፈልጦም ሰባት ስእልታት ዝመልአ ኣልቡም ረኸበት ማማ መን ደኣሎም እዚኦም ኣዲኣ ኣቦኺ ምዉት እዩ እንዳበለት ከትነግራ አኳ ተጸንሐት ነቲ ሓቂ ከትፈልጠሉ ዝግበኣ ግዜ ከም ዝኣኸለ ስለዝተገንዘበት ንኩሉ ዝሓብኣትላ ከትነግራ ጀመረት። ሇሪይወታዕ ዳም ዕዳ ይእዎምም ዳዳም ላሐመሂ ጁልያ ኩሉ ነገር ተሓዋወሳ ኀም ንምንታይ ግን ከሳብ ሕጂ ዘይነገርከኒ እሽቶ ኔርኪ ጁልያ። ንሕና ዘይከማኹም ናትና መርከብ ነፋሪት ከምኡውን ብዙሓት ሃነን ዘብላ ቪላታት ኣለዉና በለቶ ከትጽሕፍ ዝጸንሐት መምህር ንቃላት ጁልያ ምስ ሰምዐት ሓሪቃ ጁልያ። ዕድመ እንዳወሰኸት ምስ መጸት ካብ ትጽቢት ኣዲኣ መታን ከትናገፍ ከረምታዊ ሪሰፕሺኒስት ኮይና ከትሰርሕ ጀመረት። ሰክረታሪ ይደልዩ ስለ ዘለው ናብኣቶም ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ቁ ኮፐ እንድዒ ቅልጡፍ ምዕባለ ካብ ዘርእዩ ዘለው ኩባንያ ህንጻዩ። እወ ዝፈለጥከዎ መስለኒ በለት ሱዛን ድፍረት ኣብ ቅድሚአን ተገቲራ ናይ ዘላ ጋሻ ፍርሒ እንዳተሰምዓ ርኢኺ ሱዛን ምሳኻትከን ኮይነ ከዕልልኳ ተደለኹ ናይ ምሳሕ ግዜይ ብምእካሉ ናብ ስራሕ ከምለስየ። ናብዚ ዝመጻእኩሉ ምኸንያት ግን ኣባል ማሕበርኩም ብምኺን ከበርከቶ ዝኸእል ዝኾነ ነገር እንተ ሃልዩ ከተፍቅዳለይ ንምሕታት እየ ሱዛን ፍሽኸ በለት።
ብዓልቲ ቤት ሄሪ ስታንፎርድ ነብሰ ቅትለት ፈጺማ ሮዝሜሪ ኔልሰን ኣበይ ከም ዝኣተወት ኣይተፈልጠትን ጁልያ ስታንፎርድ ንገለ ካብቶም ኣብ ዓራት ዛሕ ዘበለቶም ቁርጽራጽ ጋዜጣታት ምስ ኣንበበት ኣብ ትዝታ ኣተወት ኣብ ከፍል ሃገር ሚልዋኪኣሜሪካ ኣብ ዝርከብ ቅዱስዮሴፍ ሆስፒታል ኢያ ተወሊዳ። ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ጁልያ ቀጻሊ ካብ ሓደ ከተማ ናብ ካልእ ዝቅይራሉ ዝነበራ ምኸንያት እንዳተረድኣ ከመጽአ ጀመረ። የ ወይ ኣርቲስት ውርይቲ ኣርቲስት ወይ ከኣ ናይ ኦፔራ ደራፊት ናይ ጠፈር ተመራማሪትከ ሲድኒ ሸልደን ኣብ መወዳእታ ናይ ሰከረታሪ ስልጠና ከትወስድ ብምውሳን ኣብ ከተማ ካንሳስ ኣብ ዝርከብ ብነጻ ስልጠና ናብ ዝህብ ናይ ማሕበረ ኮም ኮሌጅ ከይዳ ተመዝገበት ጽባሕ ምዝዛም ትምህርታ ስራሕ ናብ ዘማጽእ ኤጀንሲ ኣምረሐት ብዙሓት ሰባት ንሓላፊትን ናይ ሞያ ኣማኻሪት እቲ ትካል ንዝኾነት ሰበይቲ ንከዘራርቡ ሪጋ ጌሮም ከጸበዩ ጸንሕዋ ጁልያ ከም ዝመጻቶ ኣብ መወዳእታ ኮፍ ድሕሪ ምባል ተራኣ ከትጽበ ጀመረት ቅድሚኣ ዝነበሩ ሰባት ሓደ ብሓደ ናብ ውሽጢ ቤትጽሕፈት እንዳኣተዉ ዕድሎም ፈሊጦም ከወጹ ተዓዘበት። ሪጋይ በጺሑ እንዳበለት ከላ መሰትኣ ኢላ ዝገመተታ ምልክዕቲ ጓል መጺኣ ኣብ ጥቃኣ ኮፍ በለት ሰላም ሳሊኮነርስ እበሃል ጁልያ ስታንፎርድ ሎሚስ ደሓን ዝኾነ ስራሕ ከረከብ ኣለኒ ሳሊ ኣዕሚጃቿ ኣስተንፈሰት ሎሚ ካብ ዝተኻረኸዎ ገዛ አውጺኦሙኒ ጁልያ ስማ ክጽዋዕ ሰመዐት በሊ ሰናይ ዕድል። በለታ ሳሊ ፍሽኸ እንዳበለት የቐንየለይ ጁልያ ናብ ውሽጢ ቤትጽሕፈት ኣተወት። ጁልያ ናብ ቤትጽሕፈት እቲ ትካል እንዳኸደት ከትሓስብ ጀመረት ። መጋ ይፈሐምዎ ዎጎ ግሄ ዳያታ ራ ምዖ ጳጋዳፇም ፖማጀሯረ ፅም ፇራ ሪራጋፖጂም ፈፀዖጋት ዳማሻሪፇም ያሸወቃጋ ይጀ ከይተረድኣ ቤትጽሕፈት እቲ ኩባንያ ኣብ ዝርከበሉ ህንጻ በጽሐት ሊፍት ብምውሳድ ናብ ሳልሳይ ደርቢ ናይቲ ህንጻ ደየበት ነብሳ ከተረጋግእ ዓሚቅ ትንፋስ ድሕሪ ምስሓብ ናብ ውሸጢ እቲ ቤትጽሕፈት ኣተወት ሰለስተ ሰባት ኣብ መቐበሊ ኣጋይሽ ናይቲ ቤትጽሕፈት ኮፍ ኢሎም ጸንሕዋ ሰለስቲአም ካብ ቅርጺ ኣካላታ ጀሚሮም ከሳብ ኣካይዳኣ የስተብህሉ ምህላዎም ተገንዘበት ፍልያ ስታንፎርድ እወ መለሰት ጁልያ ፒተርስ ይበሃል በለ እቲ በራሕ ሰብኣይ ቦብኢስትማን እቲ ነዊሕ ጸጉሪ ዝውንን ደልዱል ሰብኣይ ቀጺሉ ተዛረበ ማከቶኪን እቲ ሮጊድ ከብዳም ሰብኣይ ኣብ መወዳአታ ስሙ ኣላለየ ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ጁልያ ሰለስቲኦም ልዕሊ ኣርብዓ ከም ዝገብሩ ገመተት ናይ ጸሓፊት ስራሕ ፋልማይኪ መስለኒ። ጽቡቕ መለሰት ጁልያ ብሓሳብ ሳሊ ከም ዝተሰማምዐት ንኸትገልጽ ርእሳ እንዳነቅነቀት ሳሊ ዝኸሸነቶ ምሳሕ ድሕሪ ምምጋበን ድራር ምድላው ናይ ጁልያ ተራ ብምንባሩ ካብ ስራሕ ምስ ተፈደሰት ቀልጢፋ ገገዛ ኣትያ ንዘይተሞከረትሉ ምኽሻን ተታሓሓዘቶ። ጁልያ ናይ ጥዕና ኢንሹራንስ ስለዘይብለይ ናይ መግቢ ነገር ባዕለይ ከገብሮየ ንስኺ ምልዕዓልን ምጽርራይን ገዛ ተገበርኪ ይሓይሸ በለታ ላግጺ አምሲላ ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ከልቲአን ተሰማሚዐን ከነብራ ጀመራ ቀዳመ ሰንበት ብሓባር ሲነማ ይኣትዋ ከዳውንቲ ከገዝኣ ተኾይነን ሕስር ብዝበለ ዋጋ ናብ ዝሸይጥ እንዳከዳውንቲ ይኸዳ ኣብ ሰሙን ሓንሳብ ካብ ገዝኣን ወጺኣን ኣብ ከቡር ዘይኮነ ሬስቶራንት ብምእታው ይድረራ ከምኡውን ሓሓሊፈን ቁሩብ ተወሳኺ ገንዘብ ኣብ ዝረኸባሉ ኣብ ጃዝ ባር እንዳኣተዋ ከዘናግዓ ልሙድ ገበርኦ ጁልያ ምስ ፒተርስ ኢስትማን ከምኡውን ቶኪን ትሰርሖ ስራሕ ፈትያቶ ነበረት ነቲ ትካል ኣሚኖም ከግልገሉ ዝመጽኡ ዓማዊል ውሑዳትኳ ተኾኑ ከም ጀማሪ መጠን ጽቡቕ ተንቀሳቐሰ። ምስ ግዜ ንከእለታ ምስ ተዓዘቡ ሰለስቲኦም ኣብ ልዕሊኣ ልዑል እምነት ብምሕዳር ንዝኾነ ዘጓንፎም ጸገማት ከካፍልዋ ጀመሩ ጁልያ ብዘገምታዊ ምዕባለ ትሰርሓሉ ናይዘላ ትካል ከትሓስብ ጀመረት ብሰንኪ ዋሕዲ ዓማዊል ከምቲ ዝድለ ከምዕብል ንዘይከኣለ ትካል ኣማዕቢላ ካብ ተራ ጸሓፊት ናብ ወዳኢት ጉዳያት ከትሰጋገር ተመነየት ከም ልሙድ ካብ ስራሕ ወጺኣ ናብ ገዝኣ እንዳተመለሰት ከላ ጋዜጣ ካንሳስሲቲ ገዚኣ ምስ ኣተወት ከም ኣጋጣሚ ከትሓስበሉ ንዝወዓለት ነገር ብኸመይ ኣብ ግብሪ ከተውዕሎ ከም ትኸእል ኣንፈት ዝህብ ጽሑፍ ኣንበበት ማሕበር ጸሓፍትን ወዳእቲ ጉዳያትን ትካላት ኩባንያ ህንጻ ካንሳስሲቲ ጽባሕ ስሩዕ ናይ ምሳሕ ግብዥኦም ኣብ ሆቴል ዝብል ተጻሒፉ ነበረ። ኣደ መንበር እቲ ማሕበር ሱዛን ባንዲ ከም እትብሃል ካብ ዘንበበቶ ፈለጠት ንጽባሒታ ናይ ንግሆ ከትሰርሕ ዊዒላ ፋዱስ ንምሳሕ ከትወጽአ ከላ ንፒተርስ ምኸንያታ ከይነገረት ካብ ልሙድ ሰዓታ ደንጉያ ከም ትምለስ ሓቢራቶ ካብቲ ቤትጽሕፈት ወጽአት ጁልያ ናይ ምሳሕ እንግዶት ኣብ ዝግበረሉ ሆቴል በጽሐት ናብ ውሽጢ እቲ ውቁብ ህንጻ ዝውንን ሆቴል ብምእታው ሰሌዳ ሓበሬታ ሲድኒ ሸልደን ተመልኪታ ናብ ኣዳራሽ እቲ ሆቴል ገጻ ሰጎመት። መን ግን ኢልከኒ ስምኪ ወይዘሪት ወይዘሪት ስታንፎርድ ጁልያ ወግዓዊ ስማ ሃበት መሰረት አቲ ኩሉ ድሒሩ ኣብ ኩባንያ ህንጻ ኮዞኮፐ ዝሰዓበ ምዕባሌታት ከኣ እዚኣ እዋን ነበረት ኣባላት እቲ ማሕበር ኣብ ከተማ ካንሳስ ኣለዋ ኣብ ዝባሃላ ዓበይቲ ኩባንያ ህንጻ እየን ዝሰርሓ። ጁልያ ኣብ ሰሙን ሓንሳብ ብንጽል ነተን ኣባላት እንዳረኸበት ሓሓሊፋውን ብሓባር ኣብ ዝእከባሉ እንዳኸደት ምስኣተን ምሕዝነት መስረተት ኣብ ውሽጢ ሓጺር ግዜ ከኣ ኣብ ከተማ ካንሳስ ከይተሓጽረት ኣብ ቀረባ ከፍላተ ሃገራት ኣሜሪካ ንዝኸፈቱ ናይ ህንጻ ፕሮጀከትታት ኣቐዲማ ንጨረታ ቅድሚ ምቕራቦም ከትፈልጦም ከኣለት ትካልና ኣብ ኦልዝ ዝበሃል ቦታ ሓድሽ ህንጻ ከሃንጽዩ ኣቶ ሐንለይ ኣብ ቶጎኖከሲ ሓድሽ ህንጻ ከሃንጽ ደልዩ ኣሎ ነቲ ግርህ ኢለን ከም መሓዝአን መጠን ዝነግርኣ ፕሮጀከትታት ጁልያ ተቐላጢፋ ንሓለቃታታ ትሕብሮም ነበረት። ብዝገበርክዮ ኣስተዋጽኦ ኣብ ስራሕኪ ናይ ደረጃ ዕብየት ከንገብረልኪ ኢና ምስ በላ ጁልያ ከትጽበያ ዝጸንሐት እዋን ምእኻላ ተገንዘበት ቦብ ከትሕግዘኒ ዝደልየካ ሓደ ነገር ኣሎ ኣይትሰከፊ ንገርኒ በላ ቦብኢስትማን ካብሕጂ ፈጻሚት ኣካል ኩባንያኹም ከም ዝኾንኩ ጌርካ ጸውዓነኒ ንዓይውን ኣብ ደገ ኣብ ዝገብሮ ርከባት ከሕግዘኒዩ ጁልያ ድሕሪ ሞት ኣዲኣ ኣብ ልዕሊ ኣቡኣ ዘለዋ ጽልዒ መሊሱኳ ተዛየደ ኣብ ጋዜጣታት እናሻዕ ተሓቲሙ ንዝወጽእ ዝነበረ ዜናታት ካብ ምንባብ ግን ኣይተቆጠበትን ብዛዕብኡ ንመዳቐስታ ሳሊ ኮነ ንየሕሉቃ ዝኾነ ነገር ከትነግሮም ኣይመረጸትን እንሆ ግን ሕጂ እቲ ካብ ንአስነታ ጀሚራ ኣብ ኣዝዩ ውቹብ ቪላ ኮይና ምስ የሕዋታ ከትጻወት ብመርከብን ነፋሪትን ኣቦኣ ከትዘዋወር ዝረኣያ ዝነበረ ሕልምታት ድሕሪ ምስማዕ ሞቱ ከም ስሙ ሕልሚ ኮይኑ ከም ዝተረፈ ተረዲእዋ ኣሉ ዳዕሮ ምጃኦፉ ትጳሇ ቃሪ ድየ ሃ ረዉሪ ፊሮድራ ዳሐመያ ሓሰበት ጁልያ ዕዳ ዳሐመ ላበይ ፇሯይዖ ቆስጂፖ ይእስዎሦ ኃዳድ ኃፍፖ ዳሐዉመያ ጁልያ ኣቐዲማ ንዘማረረቶ ኣረመት።