Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convert to Pdf
  • Reading List
  • Summary
  • Audiobook
  • Search
  • Upload
  • myzon
  • Log in
  • Register
English  አማርኛ  Français  العربية
Book of the day

ጸሎት.pdf


  • word cloud

ጸሎት.pdf
  • Extraction Summary

ፅለት ፌርማ ገጽ ጸሎት ገ ንኩ እዩ። ንእግዚኣብሄር ተሓባባሪ ምግባር ስም አግዚኣብሄር ኣምላኸካ ብኸንቱ ኣይትጸውዕ ዘጸ ዝብል ቃል እዩ። ሓጎስ ትእዛዝ እዩ። ኢየሩሳሌም ንመሲሕ ኢየሱስ ከርስቶስ ከይተቐበለት ናይ ሰይጣን በትሪ ዝዓርፈላ ካብ ኮነት እትቅበሎ ዘላ መከራ ናይ ከርስትያን እዩ ስለዚ ከርስትያናት ናይ ኢየሩሳሌም ሰላም ድማ ናይ ዕረፍቲ መዓልቲ እዩ። እስራኤላውያን ብሰንበት ናብ ዝኾነ ስለ ዘይንቀሳቐሱ ጸላእቶም ብዙሕ መጥቃዕቲ ኣውሪዶምሎም እዮም መንገዲ ብዘይብሉ ብዘይህደሞ መዓልቲ ምስዳድ ከቢድ እዩ። ካብ ርአስና ኣድሕነና ዝብል እዩ።

  • Cosine Similarity

ፅለት ፌርማ ገጽ ጸሎት ገ ንኩ ትሕዝቶ ኣርእስቲ ገጽ ማቐቅድም መእተዊ ምዕራፍ ሓደ ጸሎት እስትንፋስ እዩ ምዕራፍ ከልተ ጸሎት ምርኣይ እዩ ምዕራፍ ሰለስተ ጸሎት ዝርርብ እዩ ምዕራፍ ኣርባዕተ ናይ ጸሎት ሓይለ ምፅራፍ ሓሙሽተ ናይ ጸሎት ምኸንያትና ምዕራፍ ሽዱሽተ ጸሎትን ኣጎልግሎትን ምዕራፍ ሸውዓተ አምነት ምዕራፍ ሾሞንተ ከም ፍቓዱ ምጽላይ ምዕራፍ ትሸዓተ ብስሙ ምጽላይ ምዕራፍ ዓሰርተ ሓጢኣትና ምንዛዝ ምዕራፍ ዓሰርተ ሓደ ንልምኖ ምፍላጥ ምዕራፍ ዓሰርተ ከልተ ትዕግስቲ ምዕራፍ ዓሰርተ ሰለስተ ምስጋና ምዕራፍ ዓሰርተ ኣርባዕተ ልመ ምዕራፍ ዓሰርተ ሓሙሸተ ንስሓ ምዕራፍ ዓሰርተ ሽዱሸተ ምምላድ ምዕራፍ ዓሰርተ ሸውዓተ እግዚኣብሔር ይምልስ እዩ ገጽ ጸሎት ገ ንኩ ምዕራፍ ዓሰርተ ሸሞንተ ናይ ጸሎት ግርማ ምዕራፍ ዓሰርተ ትሸዓተ ናይ ጸሎት ዕንቅፋት መጠቓለሊ ገጽ ጸሎት ገ ንኩ መቐድም በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ አሜን ጸልዩ ዝብሉ ቃላት ጣዕሚ ዘለዎም ጥራይ ዘይኮኑ መጠንቀቕታ ዝሓዘሉ ቃላት እዮም በረኸት ንምርካብን ካብ ዝመጽእ መዓት ንምድሓንን መፍትሒ ዘርአዩ ቃላት እዮም ጸሎት ነዚ ዘሎን ዝመጽእን ዘመን ንባርኸሉ ውሱን ሰብ ምሉእ ኣብ ኩሉ ድኹም ሰብ ኩሉ ዝኸእል ዝኾነሱ መንፈሳዊ ሓይሊ እዩ። እግዚኣብሔር ናይ ሕብረት ኣምላኸ እዩ። ገጽ ጸሎት ገ ንኩ ካልእ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ጥቐሲ ኣብ ዮሓንስ ወንጌል ምዕራፍ ዘሎ ቃል እዩ። ገጽ ጸሎት ገ ንኩ ምዕራፍ ሓደ ጸሎት እስትንፋስ እዩ «ዓሳ ካብ ማይ እንተወጺኡ ከርስትያን ድማ ካብ ጸሎት እንተ ሪሒቹ ህይወት የብሉን» ናይ ጸሎት ህይወት ዝተላማመዱ ቀዳሞት ኣቦታት ንጸሎት ብቡዙሕ ሚስጢራዊ መግለጺ ገሊጸሞ እዮም ገለ ካብኡ ሓደ ከኣ ጸሎት አስትንፋስዩ» ዝብል እዩ። ጸሎት ናይ ከርስትያን እስትንፋስ እዩ። ጸሎት ናይ ከርስትያን እስትንፋስ ካብ ኮነ ዘየቋርጽ ናይ ህይወት ጉዕዞ እዩ። ሓጎስ ናይ አግዚኣብሔር እዩ። ሐጎስ ካብ አንረኸበሉ መንገዲ ሓደ ድማ ናይ ጸሎት ህይወት እዩ። ገጽ ጸሎት ገ ንኩ ምዕራፍ ከልተ ጸሎት ምርኣይ እዩ ከንጽሊ ከለና ናትና መልከዕ ኣብ ውሽጢ ዓይኒ እግዚኣብሔር ናይ እግዚኣብሔር መልከዕ ድማ ኣብ ውሽጢ ዓይንና ይሰኣል። ናይ እግዚኣብሔር ኣቦነት ግን ሰማያዊ ስለዝኾነ ፍሉይ እዩ ብዛዕባ ናይ ሃገርና ኣቦታት ምስ ንሓስብ አግዚኣብሔር ኣቦ እዩ ዝብል ትርጉም ከንእሰና ይኸእል እዩ። ናይ እግዚኣብሔር መልከዕ ምስ ዝሰኣለና ድማ ሰይጣን ኣብ ቅድሜና ከቐውም ሓይሊ የብሉን ዝብል እዩ። ገጽ ጸሎት ገ ንኩ አግዚኣብሔር ንኹሉ ካብ ሰምዐ ንሕና ሰለ ኩሉ ናይ ምጽላይ ግዴታ ኣለና ማለት እዩ። እዚ ድማ በረኸት ናይ ጽሞና እዩ። ስለዚ ጸሊና ምስ ወዳእና ኣብ ጽምዋ ኮይና ቃል ኣምላኽ ከነጽንዕን ከነስተንትንን ይግባእ እዚ ምስ ንገብር እግዚኣብሄር ብህያውነት ይዛረበና ናይ ቃሉ ሓይሊ ድማ ንምላእ ንዕለቱ ዝኣኸለና መና እዉን ንበልዕ ገጽ ጸሎት ገ ንኩ ብመንፈስ ምርኻብ እስራኤላውያን ኣብ መንጎኦም ንዘመናት ዝቐጸለ ከርከር ነበሮም እቲ ሓደ ወገን ኣምልኾ ብቹቐዕ ዝኸዉን ኣብ ደብረ ገሪዛን ምስ ዝቐርብ እዩ ዝብል ከኸዉን ከሎ እቲ ሓደ ወገን ድማ ኣምልኾ ኣብ ኢየሩሳሌም እንተዘይ ተፈጺሙ ኣይዓርግን እዩ ኢሉ ይኣምን ነበረ። ናይ እግዚኣብሔር ሰባት ኣብ ጉድጓድ ኣንበሳ ኣብ እሱር ቤት ኣብ ውሽጢ ከብዲ ዓሳ ነባሪ ከም በዓል ኤርምያስ ኣብ እንዳ ሽንቲ ቤት ኮይኖም ናብ አግዚኣብሔር ጸልዮም እዮም ምስ እግዚኣብሔር ጥቡቕ ርከብ ዘለዎምን ብጸሎት ዝዓበዩ ክርስትያናትን ከም ዝርድእዎ ብመንፈስ ምስ እግዚኣብሔር እንዳተራኸቡ ካብ አግዚኣብሔር ፍሉይ ሚስጢራት ይቐበሉ። ወዲ ሰብ ኣብ ታሪኹ ጉዕዞኡ ካብ ናይ ሰብ ሓይሊሲ ናብ ናይ እንስስታት ካብ ናይ እንስስታት ሓይሊ ድማ ናብ ናይ ኣቶሚክ ሓይሊ ተሳጋጊሩ እዩ ወዲ ሰብ ጌና ዘይተጠቐመሉ ሓይሊ ግን ኣሎ ንሱ ድማ ጸሎት እዩ። ናይ ጸሎት ሓይሊ ዘድሕን ሓይሊ እዩ ምስ ፈታዊና ንስለፈሉ እዩ ንጸላአትና ይቕረታ ንልምነሉ እዩ ድኻምና ነርሕቐሉ እዩ ሓጢኣትና ንድምስሰሉ እዩ ሸከምና ነራግፈሉ እዩ ንዓለምና ናይ ኒውክሌር ሓይሊ ዘይኮነ ናይ ጸሎት ሓይሊ እዩ ዘድልያ። ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ግዜ ድኻም ንምብርታዕ ኣብ ግዜ ሓዘን ንምጽንናዕ ኣብ ግዜ ሽግር ረድኤት ንምርካብ ኣብ ግዜ ናይ በደል ስምዒት ይቕረታ ንምቕባል ኣብ ግዜ በይናውነት መንፈሳዊ ሙቐት ንምርካብ ኣብ ግዜ ስደት መጸግዒ ንምድላይ ኣብ ግዜ ኩናት ዓወት ንምቅባል ኣብ ግዜ ጭንቀት ተስፋ ንምርካብ ብዙሓት ናይ እግዚኣብሔር ሰባት ጸሎት ከም ዝተጠቀሙ ንርኢ ኢና። እግዚኣብሔር ናይ ኩሉ ግዜ ኣምላኸ እዩ። ሰባት ከሪኡና ንኸንርአ ዘይኮነስ እግዚኣብሔር ከም ዝርእየናን ዝሰምዓናን ብመገዲ ከንጓዓዝ ሰባት ቆጺሮም ከድንጉይና ካብ ማንም ግዜ ንላዕሊ ድማ ናይ ምኸሪ ኣጎልግሎት ከንህብ ከለና ብውሽጢ ልብና ከንጽሊ ይግባእ ኣብ ኣደባባይ ኮይና አዉን ከንጽሊ ንኸእል ኢና ንሕና ንምጽላይ አንተ ዘይተሸጊርና እግዚኣብሔር ንኸሰምዓና ናይ ኣደባባይ ድምጺ ኣይርብኾን እዩ ኣደ ኣብ ውሽጢ ብዙሕ ድምጺ ናይ ወዳ ድምጺ ከም አትፈሊ እግዚኣብሔር ድማ ኣብ ሰብ ዝበዝሖ ኣደባባይ ናትና ድምጺ ንምስማዕ ትጉህ እዩ ነቢይ ዳዊት ኣብ መዝሙሩ ስለዚ ጻድቕ ዘበለ ኩሉ ኣብ ግዜ ጸገሙ ንዓኻ ይልምን ብሓቂ ናይ ጸበባ ብርቱዕ ውሒዝ እንተደፍኦ ኣይከበጽሖን እዩ መዝ በለ። ኣብ ድሕሪ ቅኑዓት ኣገልገልቲ ዘሎ ሓይሊ እንታይ እዩ ምስ እንብል ጸሎት እዩ። ኣብ ኢየሩሳሌም ዝነበሩ ከርስትያን ተሽጊሮም እዮም ንዝተሽገረ ምሕጋዝ ድማ ደስ ዘብል እዩ ስለዚ ጸሎት እንታይ ይጠቅም ምስ እንብል ሓገዝ ኩሉ ግዜ ሕጉስ ተቐባሊ ኣይረከብን እዩ ጸሎት ግን ንወሃብን ንተቐባልን ናይ ምሕጓስ ሓይሊ ኣለዎ ንዓና ሰናይ ነገር ጸሎት ዘድልዮ ኣይመስለናን ናይ ጳውሎስ ልምምድ ግን ንዓና ዓቢ ትምህርቲ እዩ። አዚ ውግእ ኣብ ኣደባባይ ደው ኢልካ ኣብ ምስባኸ ኣብ ምዝማር ዘይኮነስ ኣብ ጸሎት እዩ ዘሎ። ውግእ ኣብ ጸሎት እዩ። መልሶም ድማ ምስጋና ጥራይ እዩ ጸሎት ድማ ከምኡ ቀሊልን ናይ ጸጋ መንገድን እዩ ገጽ ጸሎት ገ ንኩ ጸሎትና ተፈታዊ ልመናና ተልአኹኡ ፈጻሚ መስዋእትና ስሙር ንኸኸውን ከንፍጽሞም ዝግበኣና ናይ ጸጋ መንገድታት ኣለዉ ጸሎት ናይ ውህበት ጸጋ መንገዲ ድዩ ምስ እንብል እወ ጸሎት ናይ ውህበት መንገዲ እየዩ። ሰብ ኩሉ ግዜ ናይ ገዛአርአሱ ሙቾት ገጽ ጸሎት ገ ንኩ አምበር ናይ አግዚኣብሔር ሓሳብ ኣይፈልጥን እዩ። እዞም ኣብ ላዕሊ ዝጠቐስናዮም ከልተ ታሪኻት ናይ እግዚኣብሔር ሓሳብ ካብ ናይ ሰብ ሓሳብ ከም ዝፍለን ኣብ መጨረሽታ ድማ ናይ እግዚኣብሔር ሓሳብ ከም ዝፍጸም እዮም ዘርእዩና። ጐይታና ኢየሱስ ከርስቶስ ኣብ ዝመሃሮ ናይ ኣቡነ ዘበሰማያት ጸሎት «ፍቓድካ ከምቲ ኣብ ሰማይ ከምኡ ድማ ኣብ ምድሪ ይኹን ኢልና ከንጽሊ እዩ ምሂሩና። ብናትና መንገዲ ሃብቲ ሓዳር ውላድ ይርከብ ይኸውን እዩ ነገር ግን ሰላም የብሉን ናይ እግዚኣብሔር ፍቓድ ግን ኣይኮነንዶ በረኸቱ መከራኡ ከማን ናይ ልቢ ሰላም ኣለዎ ጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ከርስቶስ ኣብ ዝመሃረና ጸሎት ፍቓድካ ከምቲ ኣብ ሰማይ ከምኡ ድማ ኣብ ምድሪ ይኹጉን ማቴ ከንብል ገጽ ጸሎት ገ ንኩ ኣዘዘና። ስለዚ እዩ ከኣ ንስሓ ሓደ ናይ ጸሎት ከፍሊ ዝኾነ። ካብ ውሽጢ እዚ መዝሙር ምዕራፍ ፍሉጥ ናይ ንስሓ ጸሎት እዩ። እንታይ ድኣ ኣብ ጌቴሴማኒ ካብ ሞት ከድሕኖ ናብ ገጽ ጸሎት ገ ንኩ ዝኸአል ኣቦኡ ንምንታይ ብብርቱዕ ድምጺ ጸልዩ ኢየሱስ ከርስቶስ ቤዛ ናይ ዓለም ከኸዉን እዩ መጺኡ ቤዛ ወይ ተካኢ ዝኸዉን ከኣ ናይቲ በደሊ ዋጋ እዩ ዝሽከም ናይ በዳሊ ሸኸም ዝስከም ድማ ናይ በደሉ ዋጋ እዩ ዝኸፍል። ሰባት ብሕብረትን ብሓደ ርእስን ከም ቃሉ ብዝኾነ ልመና ምስ ዝሰማምዑ እግዚኣብሄር ንልመንኦም ኣብ ሰማይ የጽድቐ ናይ ሕብረት ጸሎት ከቡር ከም ዝኾነ ኣቦታትና እዉን ይዛረቡ እዮም ብሓደ ንጹህ ልቢ እቶም ካልኦት ይባረኹ ኣቦታትና ኣብ ናይ ሕብረት ጸሎት ናይ ግሎም ጸሎት ብዛዕባ ዝጽልዩ ሰባት ከዛረቡ ከለዉ ኣብ ልዕሊ ጸሓይ ሽምዓ ከም ምውላዕ እዩ ይብሉ። እዚ ድማ ናይ ሕብረት ጸሎት ሓይሊ ከም ዘለዎ እዩ ዘርእየና። እግዚኣብሔር ንትዕቢተኛታት ዘዋርደሉ ንትሑታት ጸጋ ዝህበሉ ጽዋእ ዝለዋውጠሉ ንምስኪን ካብ ሓመድ ኣልዒሉ ወርቂ ዘልብሰሉ ናይ ባዕሉ ግዜ ኣለዎ ንሕና ግን ናይ ሰብ እንበር ናይ እግዚኣብሔር ሓሳብ ስለ ዘይንፈልጥን ናይ ሕጂ እንበር ናይ ዝመጽእ ስለ ዘይንሓስብን አግዚኣብሔር ንእያሱ ከም ዝገበረሉ ኣብ ዝተወደአ መዓልቲ ጸሓይ ደው ኣቢሉ ከሰርሕ ከም ዝኸእል ስለ ንዝንግፅ ከምኡ አዉን ሓንቲ መዓልቲ ኣብ ቅድሜኡ ሸሕ ዓመት ከም ዝኾነት ማለት ኣብ ሓደ መዓልቲ ናይ ሽሕ ዓመት ስራሕ ከሰርሕ ከም ዝኸአል ስለዘይንርዳእ ግዜ ሓሊፉ እንዳበልና ኣብ ጸሎትና ነጉረምርም። ንዓና ድማ እግዚኣብሔር ኣቦና እዩ። ሃሪ ኣብ ሰማይ ትነብር ኣቦና ንኸነፍቕሮ ምድላዩ ስምካ ይቀደስ ከብሪ ከም ዝግብአ መንግስትኻ ትምጽእ ንኹሉ ዝጥርንፍ ሙሉእ ቸርነት ከም ዘለዎ ፍቓድካ ከምቲ ኣብ ሰማይ ከምኡ ዉን ኣብ ምድሪ ይኹን ኣብ ህይወትና ፍቓድ እግዚኣብሔር ከነግስ መሕተቲ ናይ ዕለት እንጌራና ሎሚ ሃበና ምሃብን ምኸላእን ናቱ ከምዝኾነ ምአማን ንሕና ንዝበደሉና ከም ዝሓደግናሎም በደልና ሕደገልና ይቕረታ መድሃኒት ምኺኑ ምምሃር ካብ ኩፉአ ኣይሕነና እንበር ናብ ፈተና ኣይተአትወና ምስጋር ልማድካ እዩ መንግስትን ሓይሊን ናትካ እዩ እሞ ግዝኣትካ እኣምን እየ ንዘለኣለም ኣሜን ዘለኣለማዊነትካ እኣምን እየ ናይ ኣቡነ ዘበሰማያት ኣርባዕተ ከፍልታት ጸሎት ኣለዎ ንሳቶም ከኣ ምስጋና ልመና ንስሓ ምምላድ እዮም ዝኾነ ዓይነት ቅኑዕ ጸሎት እዞም ኣርባዕተ ከፍልታት ከማልእ ኣለዎ ምስጋና ናይ እግዚኣብሔር ናይ ባህርይ ገንዘቡ እዩ። እወ ምስጋና ናይ መጀመርታ ናይ ጸሎት ከፍሊ እዩ። ንሱ ድማ ጸሎት እዩ። ስለ ካልአት እንጽልዮ ድማ ኮፒ ኮይኑ ናብ ቅድሚ ናይ ስላሴ ዙፋን ከቐርብ ከሎ አግዚኣብሔር ድማ እዚ ሰብ ስለ ውሉደይ ከሳብ ከንድዚ ካብ ተሰምዖ ኣነ ከኣ እሞ ካብ ፍጡር ንላዕሊ ከርህርሃሉ እየ ኢሉ ነቲ ሰብ ከገብረሉ ይንቀሳቐስ ስለ ካልኦት ዝማልድ ገጽ ጸሎት ገ ንኩ ጸሎት ተዘይብልና እግዚኣብሔር ዉልደይ እንታይ ድኣ በይንኻ መጺእካ ቤተይ እኮ ገፊሕ እዩ ይብለና። እዞም ዓይነት ጸሎታት ኣብ ውሸጢ ናይ ጸሎት ልማድና ዘለዉ ድኣ እምበር ሎሚ በዚ ዓይነት ጸሎት ኢና ንጽሊ ኢልና ንጥቀመሎም ኣይኮኑን ዕምቆት ናብ ዘለዎ ናይ ጸሎት ህይወት ምስ አንኣቱ ኩሎም ከይሓሰብናዮም ንፍጽሞም ጸሎት ልምምድ ጥራይ እዩ ገጽ ጸሎት ገ ንኩ ምዕራፍ ዓሰርተ ሓሙሸተ ንስሓ «ማግኔት ንተቓራኒኡ ከም ዝስሕብ አግዚኣብሔር ቅዱስ ከሎ ንሓጢኣተኛታት የቕቅርቦምናይ ብርሃን ባህሪ ምግላጽ እዩ። ካብ ናይ ቃላት ሓይሊ ሰባት ካብ ዘሕጉሱ ቋንቋን ሓደ ክጽልየልኩም እየ ዝብል ቃል እዩ ሰባት ኣብ ጸሎትና ከም ንዝክሮም ምስ ንነግሮም ሓጎስ ይስምዖም አዚ ቃል ግን ብሓቂ ኣብ ንጽልየሎም ሰባት ጥራይ ኢና ከንጥቀመሉ ዘለና። ኣብ ውሽጢ መከራ ናይ ጸሎት ሓይሊ ብርቱዕ እዩ። ንዓይ ንዓይ ዝብል ጸሎትን ህይወትን ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ፍትው ኣይኮነን ኣብ ውሽጢ መከራና ካብ ፍልጠት ንላዕሊ ዝኾነ ናይ ከርስቶስ ሰላም ንምልምማድ ጸሎትን ምምላድን ምስጋናን ወሰንቲ እዮም ካብ ምጉርምራም ምጽላይ ንሸግርና ኣድኒቕና ካብ ምርኣይ ስለ ናይ ካልኦት ሽግር ምጽላይ ካብ ምምራር ከኣ ተመስገን ምባል ግቡእ እዩ። ከርስትያን ዉን ስለ ካልአት ብጸሎት ንኸቐውም ሓደራ ዝተቐበለ እዩ ገጽ ጸሎት ገ ንኩ ናይ ኣቡነ ዘበሰማያት ጸሎት ምምላድ ኣለዎ ኣብ ሰማያት ትነብር ኣቦና ሃበና ይቕረ በለልና ኣይተእትወና ኣድሕነና ዝብሉ ናይ ኣቡነ ዘበሰማያት ቃላት ናይ ግሊ ጥራይ ዘይኮኑስ ንኻልኦት ውን ዝምልከቱ እዮም እቦይ ዘይኮነ ኣቦና ዝብል ኣጸዋውዓ ጸሎተኛ በይኑ ዘይኮነ ናይ እግዚኣብሔር ኣባትነት ንዘድልዮ ኩሉ ሒዙ ዝቐረበ ምኺኑ ዘመልከት እዩ። ናይ እግዚኣብሔር ኣእዛን ግን ልመና ንምስምዕ ዝተኸፍቱ እዮም ኣደ ኣብ ውሸጢ ብዙሕ ጫውጫውታ ናይ ወዳ ድምጺ ገጽ ኛኛኛኛኛኛኛኛኛዥኛዥዣ ጸሎት ገ ንኩ ከም ትፈሊ እግዚኣብሔር ድማ ኣብዚ ሜውጫውታ ዝበዝሖ ዓለም ናይ ውሉዱ ድምጺ ይፈሊ እዩ። እዚ ናይ ጸሎት ምሳሌ እዩ። ገጽ ጸሎት ገ ንኩ ምዕራፍ ዓሰርተ ሾሞንተ ናይ ጸሎት ስልማት ጸሎት ናይ ጸሎት ቃላት ጥራይ ዘይኮነስ ናይ ጸሎት መንፈስ የድልዮ እዩ ናብ ናይ ፊልጵስዩስ ክርስትያናት ዝተጻሕፈ ናይ ጳውሎስ መልእኸቲ ብዙሕ ዘደንቅ ሓቂ ዘለዎ እዩ። እዚ ዜማ ጸሎትና ብናይ ጸሎት መንፈስ ንኸኸውን ይሕግዘና ኣስተውዕሉ ጸሎት ናይ ጸሎት ቃላት ጥራይ ዘይኮነስ ናይ ጸሎት መንፈስ የድልዮ እዩ። ጸሎትና ጣዕሚ መታን ከህልዎ ምስ ጾም ምስ ንብዓት ምስ ዜማ ምስ ምግባር ምስ ጽሞና ከተሓሓዝ አለዎ ገጽ ጸሎት ገ ንኩ ምዕራፍ ዓሰርተ ትሸዓተ መሰናኸላት ናይ ጸሎት «ጸሎት ናይ ቀትሪ ሓደጋ ስለዝፈራሕና ናይ ለይቲ ሽፍታ ስለ ዝተሓሳሰበና ውሕስና እንሓተሉ ኣይኮነን ናይ ጸሎት ቀንዲ ዕላማ ናፍቐትካ ምውጻእ እዩ። ግዜ ግን ናይ እግዚኣብሔር ውህበት ስለ ገጽ ጸሎት ገ ንኩ ዝኾነ ፍጹምን እኹልን እዩ። ስለዚ እቲ ሽግር ኣብ ኣጠቃቕማ እዩ ዘሎ ማለት እዩ። እወ ስራሕ ናይ እግዚኣብሔር እዩ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Comments:


memezon

Download options | Convert to Pdf | Book of the day

© dirzon | Terms of Service | Privacy | About | Services | Contact