Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ጅ ኋሕታም ብፁዕ ወቅዱስ ሜትሮፖሊታን ባኮምዮስ ጳጳስ ሃገረስብከት ቡሔራን ተኸተልትኣን ናይ ግብጺ ቤተ ክሰሳቲያን ዓረብኛ ኣግብያ መጽሓፍ መዓ ልታዊ ሸውዓተ ጸሎት ሰዓታት ዝተተርጐመ እዩ። ኦ ጐይታ ሣልሳይ ፍርቂ ለይቲ ኣይትንጸዚ። ኦ ኣምላኽ ንሸሻ ርኅሩኅ በዓል ነዊኅ ትዕ ግስትን ምሕረትን ኢኻ።
መእተዊ ጸሎት ሰዓታት ናይ ንግሆ ጸሎት ጸሎት ሣልሰይቲ ሰዓት ጸሎት ሻድሸይቲ ሰዓት ጻሎት ታስዓይቲ ሰዓት ናይ ምሸት ጸሎት ናይ ድቃስ ጸሎት ናይ ሓለዋ ጸሎት ጸሎታት ፍርቂ ለይቲ ገጽ መእተዊ ጸሎት መእተዊ ነፍሲ ወከፍ ጸሎት ሰዓታት ብስም ኣቦን ወድን መንፈስ ቅዱስን ሓደ ኣምዳክ ኣሜን። ኦ ጐይታ ብቕችዓት ግበረና ብምስጋና ከምዚ ኢልና ክንጽሊ ኣብ ሰማያት እትነብር ኣቦና ኣብ ሰማያት እትነብር ኣቦኖ ስምካ ይቀደስ መንግሥቸሻኻ ትምጻእ ፍቓድካ ከምቲ ኣብ ሰማያት ከምኡውን ኣብ ምድሪ ይኹን ናይ ዕለት እንጌራኖ ሎሚ ፃበና ንሕኖ ንዝበደሉና በደሎም ከም ዝኃደግናሎም ዴመእተዊ ጸሎት ደልና ጎደገልና ካብ ክፋእ ኣድኅነና እምበር ኣብ ፈተና ኣይተእትወና መንግሥት ን ኃይልን ክብርን ንዘለዓለም ኖትካ እዩ እሞ አሜን። ካብ እምነት ቤተ ክርስቲያን እቲ ኣቦ ኹሉ ዝኾነ ኣምላኽ ሓደ እዩ እቲ ዝተሠገወን ዝሞተን ካብ መንጎ ሙዉታ ትውን ኣብ ሣልሰይቲ መዓልቲ ዝተንሥአን ናይ ንግሆ ጸሎት ምስኡውን ዘተንሥኣና ወዱ ኢየሱስ ክርስቶስ ቃል ኣምላክ ሓደ እዩ። ምድኃን ናይ እግዚኣብሔር እዩ በረኸትካ ኣብ ሕዝብካ ይኹን። ይ መዝሙር ኦ እግዚኣብሔር ጐይታና ኣታ ንግርማካ ኣብ ሰማያት ዝቶተኸሽልካዮ ስምካስ ኩን ኣብ ኩላ ምድሪ ኽንደይ ግሩም እዩ። ኦ እግዚኣብሔር ጐይታና ናይ ንግሆ ጸሎት ስምካስ ኩን ኣብ ኩላ ምድሪ ኽንደይ ግሩም እዩ። ናይ ንግሆ ጸሎት መበል መዝሙር ኦ እግዚኣብሔር ኣብ ድንዉንካ ዚሓድር መን እዩየ። ሕጊ እግዚኣብሔር ፍጹም እዩ ንነፍሲ ይመ ልሳ ምስክር እግዚኣብሔር እሙን እዩ ን ገርሂ የጥብቦ ሥርዓት እግዚኣብሔር ቅኑዕ እዩ ንልቢ የሐጉጐሶ ትእዛዝ እግዚኣብሔር ንጹሕ እዩ ነዒይንቲ የብርሀን ፍርሃት እግዚኣብሔር ንጹሕ እዩቶ ንዘለዓለም ይነብር ናይ ንግሆ ጸሎት ፍርድታት እግዚኣብሔር ሓቂ እዩ ብዘሎ ውን ጽድቂ እዩ። መበል መዝሙር እግዚኣብሔር ብርሃነይን ምድኃነይን እዩ ካብ መን ደኣ እየ ዝፈርሕ። እግዚኣብሔር ኣብ ልዕሊ ኩሎም ኣሕዛብ ልዑል እዩ። ቅዱስ እግዚኣብሔር ቅዱስ ኃያል ቅዱስ ሕያው ዘይ መውት ኣብ ሣልሳይ መዓልቲ ካብ ምዉ ብምስጋና ናብ ሰማያት ታት ዝተንሥአ ናይ ንግሆ ጸሎት ዝዓረገ ኣብ የማን ኣቦኡ ዝተቐመጠ ኣብ ሕያዋንን ምዉታንን ኪፈርድ ከምብሓድሽ ኪመጽእ እዩ። ርሯጾጾ ጸሎት ሣልሰይቲ ሰዓት ኣብዛ ስዓት እዚኣ ጺላጦስ ኣብ ልዕሊ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ፈረደሩ ከምኡውን ኣብዛ ሰዓት አዚኣ መንፈሰ ቅዱስ ኣብ ልዕሊ እቶም ንጹሓት ሓዋርያቱ ወረደፀ መእተዊ ነፍሲ ወከፍ ጸሎት ሰዓታት ኣብ ሰማያት እትነብር አቦና በል ገጽሩ ናይ ምስጋና ጸሎት በል ገጽራ ናይ ንሰሓ መዝሙር በል ገጽራ ይቕጽል ኣብዛ ብርኽቲ መዓልቲ እዚኣ ናይ ሣል ኣይቲ ሰዓት ጸሎት ምስጋናሩፉ ንክርስቶቆስ ንጉ ሠይን ኣምብቭይን እናኣቕረብኩ ኃጢኣተይ ክኅድገለይ እልምኖ። ንመዘከርታኦም ካብ ምድሪ ከጥፍኦስ ገጽ እግዚኣብሔር ናብ እቶም ገበርቲ እከይ እዩ። ናይ ጻድቕ መከራ ብዙኀ እዩ እግዚኣብሔር ግና ካብ ኩሉ የናግፎ። ልዑል እግዚኣብሔር ዘፍርህ እዩ እሞ ኣብ ብዘላ ምድሪ ዓቢይ ንጉሥ እዩ። ናይ ንስሓ ጸሎት ኦ ኣምላሽ ርኅሩኅን ጐይታ ኩሉ ምጽን ናዕን ኢኻ እሞ እቲ ኩሉ ጊዜ ብመጸናንዒ መንፈስ ቅዱስ ዘጸኖንዓና ኣብ ልዕሊ እቶም ቅዱሳን ደቀመዛሙርቸካኻሻን ክቡራን ሓዋርያት ካን ውህበት ጸጋ መንፈስ ቅዱስካ ከም ናይ ልሳን ሓዊ ኣብዚኅካ ዘፍሰሰካሎም በዛ ቅድስ ቲ ሰዓት እዚኣ ብጥብዓት ንክንጽሊ ዘቐም ካና ነመስግነካ ኣሎና። ጭ መእተዊ ነፍሲ ወከፍ ጸሎት ሰዓታት ኣብ ሰማያት እትነብር ኣቦና በል ገጽሩ ናይ ምስጋና ጸሎት ገጽራ ናይ ንስሓ መዝሙር በል ገጽሩ ይቕጽል ኣብዛ ብርኸክቲ መዓልቲ እዚኣ ንክርስቶስ ንጉሠይን ኣምዳላሽይን ምስጋና ቫዱሸይቲ ሰዓት አቕርበሉ። ሳህልኻ ኽሳዕ ሰማያት ዓቢይ እዩ ሓቐቫውን ክሳዕ ደመናታት እዩ እሞ ኦ ኣምላክ ኣብ ልዕሊ ሰማያት ልዕል በል ሻዱሸይቲ ሰዓት ካብርኻ ኣብ ልዕሊ ኹሉ ምድሪ ይኹን። ሻዱሸይቲ ሰዓት መበል መዝሙር ኣብ ጸግዒ እቲ ልዑል ዝኃድር ኣብ። መእተዊ ነፍሲ ወከፍ ጸሎት ሰዓታት ኣብ ሰማያት እትነብር ኣቦና በል ገ ናይ ምስጋና ጸሎት በል ገጽ ናይ ንስሓ መዝሙር በል ገጽ ይቕጽል ኣብዛ ብርክቲ መዓልቲ እዚኣ ንክርስቶስ ንጉሠይን ኣምላሽይን ምስጋና ታስዓይቲ እልምኖ። እግዚኣብሔር ዓቢይ ምስጋናኡ ከኣ ኣዚዩ ብዙኅ እዩ እሞቶ ካብ ኩሎም ኣማልኽቲ ዘፍርህ እዩ። እግዚኣብሔር ኣብ ጽዮን ዓቢይ እዩ። ኣብ ኩሎም ኣሕዛብ ልዑል እዩ። እግዚኣብሔር ኣብ ልዕፅሲ ኩሎም ኣሕዛብ ልዑል እዩ ክብሩ ኸኣ ኣብ ልዕሊ ሰማያት እዩ። ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ሞት ቅዱሳኑ ክቡር እዩ። መእተዊ ነፍሲ ወከፍ ጸሎት ሰዓታት ኣብ ሰማያት እትነብር ኣቦና በል ገጽ ናይ ምስጋና ጸሎት በል ገጽ ናይ ንስሓ መዝሙር በል ገጽሩራ ይቕጽል ኣብ እዛ ብርኽቲ መዓልቲ እዚኣ ንክርስቶስ ንጉሠይን ኣምዳሽይን ምስጋና ሰዓት ዓሠርተው ሐዳ አቕርበሉ ኃጢኣተይ ንዘኃድገለይ ከኣ ነታ ናይ ምሸት ጸሎት መበል መዝሙር ኩልኹም ኣሕዛብ ንእግዚኣብሔር ኣመስግ ንዎ ኩልኹም ሕዝብታት ወድስዎ። ጸጋኡ ኣባኖ ዓቢይ እዩ እሞ ሓቂ እግዚኣብሔር ድማ ንዘለዓለም ይነብር እዩ። መበል መዝሙር እግዚኣብሔር ሠናይ እዩ ምሕረቱ ንዘለ ዓለም ይነብር እዩ እሞ ኣመሰስግንዎ። ካብ ኣብ ሰብ ምውካልሲ ኣብ እግዚኣብሔር ምውካል ይሓይሽ። ካብ ናይ ምሸት ጸሎት ኣብ መሳፍንቲ ምውካልሲ ኣብ እግዚኣብሔር ምዕቓብ ይሓይሽ። እቲ ብስም እግዚኣብሔር ዝመጽእ ቡሩኽ እዩ ካብ ቤት እግዚኣብሔር ንባርከኸኩም ኣሎና። እግዚኣብሔር ሠናይ እዩ ምሕረቱ ንዘለዓለም ይነብር እዩ እሞ ኣመስግንዎ። እግዚኣብሔር ሓላዊካቫ እዩ እግዚኣብሔር ኣብ የማነይቲ ኢድካ ጽላልካ እዩ። ናይ ምሸት ጸሎት መበል መዝሙር ኣታ ኣብ ሰማያት እትነብር ኣዕይንተይ ናባሻ አልዕል ኣሎኹ። ኣብ ዙርያ ኢየሩሳሌም ኣኽራን ኣሎ እግዚኣብሔር ከኣ ካብ ሕጂ ክሳዕ ዘለዓለም ኣብ ዙርያ ሕዝቡ እዩ። ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ በል ገጽሩ ኣብ ሰማያት እትነብር ኣቦና በል ገጽ ናይ ንስሓ ጸሎት ኦ ርኅሩኅ ንጉሥና ነዛ መዓልቲ እዚኣ ብሰላም ኣኅሊፍካ ብምስጋና ናብ ኣጋምሸት ክንኣቱ ስለ ዘክኣልካናን ክሳዕ ዕራርቦ ብርሃን ገኘኽሽንርኢ ብቹዓት ስለ ዝገበርካናን ነመስግነካ ናይ ምሸት ጸሎት ኣሎና። ስሙ በይኑ ልዑል እዩ ግርማኡ ኣብ ልዕሊ ሰማይን ምድርን እዩ እሞ ንስም እግዚኣብሔር ኣመስግንዎ። ገጽ ኦ ጐይታ ጸሎትና ሰሚዕካ ኃጢኣትና ናይ ድቃስ ጸሎት ናይ ድቃስ ጸሎት ኾነ ወሃቢ ሕይወት መንፈስ ቅዱስን ምስጋና ኅደገልና። ናይ ሓለዋ ጸሎት መእ ነፍሲ ወከፍ ጸሎት ሰዓታት ኣብ ሰማያት እትነብር ኣቦናበል ገጽሩ ናይ ምስጋና ጸሎት ናይ ንስሓ መዝሙር በል ናይ ሓለዋ ጸሎት ምስጋና ንክርስቶስ ንጉሠይን ኣምቭይን አቕርበሉ ኃጢኣተይ ኪኃድገለይ ከኣ እልምኖ። ኦ ጐይታ መሓረና ምሕረትካውን ጸሎት ፍርቂ ለይቲ ቀዳማይ ኣገልግሎት መእተዊ ነፍሲ ወከፍ ጸሎት ሰዓታት ኣብ ሰማያት እትነብር ኣቦናኖ በል ገጽ ናይ ምስጋና ጸሎት በል ገጽ ናይ ንስሓ መዝሙር በል ገጽ ኣንቱም ደቂብርሃን ኣምላኽ ኃይልታት ብድኅነት ነፍስና ከጸግወናሲ ምስጋና ከነቕርበሉ ንተንሥእ። ገጽ መበል መዝሙር ኦ እግዚኣብሔር ጠቓዕተይሲ አ እግዚኣብሔር ብሹሪሻኻ ቶ ኦ እግዚኣብሔር ክሳዕ መኣስ ኢቫ ኦ ኣምዳላሽ ንምንጋፈይ ፐ ሩ ኦ እግዚኣብሔር መስ እየ እሞ ፉ ኪንን ደጓን ተፅተ «ጳይ ፍርቂ ለይቲ ገጽ መበል መዝሙር ራ ኣብ ጸግዒ እቲ ልዑል ዝኃድር ኩሉኹም ኣሕዛብ ንእግዚኣብሔር ኣመስግንዎ ኩልኹም ሕዝብታት ወድሰስዎ። ቃልካ ሕያው ገይሩኒ እዩ እሞ እዚ ኣብ መከራይ መጻናንዕየይ እዩ።