Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ዘአንበረ ቅድመ እግዚኣብሔር በኣትሮንሱ። ምስባክመዝግበሩ በዓለ በትፍሥሕት በኀበ እለ ያስተሐምምዎ እስከ ኣቅርንቲሁ ለምሥዋዕ ኣምላኪየ ኣንተ እገኒ ለከ። ምስባክመዝቡሩክ ዘይመጽእ በስመ እግዚኣብሔር ባረክናክሙ እምቤተ እግዚኣብሔር እግዚኣብሔር እግዚእ ኣስተርኣየ ለነ።ዝኾነ ሰብ ሓደ ነገር እንተበለኩም«ጐይታ ይደልዮም ኣ ሎኹም።ደቀመዛሙርቱ ነዚ ነገርዚ ቅድም ኣ የሰተውዓልዎን። ጋገ ዝሙቓዜ ይይ ዕጄ ፌቋዕ ፊማ ሪፆሃ ይካ መኑ ውእቱ ዝንቱ ንጉሠ ስብሐት። ሰብሓት ለከ።ወነአምን በኣሓዱ እግዚእ ኢየሱስ ክርስቶስ። ሰላም ለኪ ኣፈዋተ ጽጌ ኣርባዕወዕፍረተ ኣሮን ካህሀን ወጸናጽለ ወርቅ ብኪ ኣምሳለ ሮማን ማርያም ሂጾዴጤን። ለኣርዳኢከ መንፈሰ ጊዜ ሰጸሎት ትፌኑ ለኩሎሙ ብከ እለ ተኣመኑ ቅዱሳነ ከመ ይኩነ። ስብሓት ሰከ። ስብሓት ሰክሙ። ስብሓት ለእግዚአብሔር ኪያነ ዘፈጠረ ከመ ናምልኮ በጀ ርር ዝክ።
ናብ ኢየሩሳሌም ምስ ቀረቡ ኣብ ደብረዘይቲ ናብ ዘላ ቤተ ፋጌ በጽሑሽዑ ኢየሱስ ካብ ደቀመዛሙርቱ ክልተ ልኢኹ ኸምዚ በሎም። እቶም ሕዝቢ ድማ እዚ«ነብይ ኢየሱስ በዓል ናዝሬት ናይ ገሊሳ እዩበሉ። ምስ ከዱ ኸኣ ነቲ ጻዕብ ኣብ ደገ ኣብ ጥቓ መንገዲ ተኣሲሩ ረኺቦም ፈትሑዎ። ነቲ ጻዕብ ከኣ ናብ ኢየሱስ ወሰድዎ ክዳውንቶምውን ጐዝ ጐዙሉ ኢየሱስ ከኣ ተወጥሖ። ኢየሱስ ኣብ ኢየሩሳሌም ምስ በጽሐ ናብ ቤትመቕደስ ኣተወ ኣብ ዙርያኡ ግልጽ እናበለ ብኹሉ ምስረኣየ መሰዩ ነበረሞ ምስ ቶም ዓሠርተው ክልተ ናብ ቢታንያ ኸደ። ኣብ ማእከል እቲ ሕዝቢ ዝነበሩ ገሊኣቶም ፈሪሳውያን ከኣ መምህር ። ዝክ እንካብ መጽሓፍ ኢሳይያስ ነብይ በረኸቱ ምሳና ይኹን ይ ዓለም ኣሜን። ኣነ ግና ናብ እግዚኣብሔር ክጥምት ናብ ኣምሳሽይ ድማ ተስፋ ኸገብር እየ። ምኸንያቱ ጐይታኖ ኢየሱስ ክርስቶስ ምእንቲ ኩሉ እዩ ዝሞተ። ካብ ግዝኣት ሄሮድስ ምኺኑ ምስ ፈለጠ ድማ ናብ ሂሮድ ስ ሰደዶንሱውን በቲ ቅንያት እቲ ኣብ ኢየሩሳሌም ነበረ። እዚ ኸኣ እቲ ኢየሱስ በየናይ ሞት ኪመ ውት ከምዘለዎ ኬመልክት ኢሉ ዝበሎ ቓል ምእንቲ ኪፍጸም እዩ። ንዮሴፍ ከኣ ከምዚ በሎ«እቲ ኹሌ ዚኸ እል ኣምላኸ ኣብ ኩሉ ኣብ ምድሪ ከነኣን ተራእየኒከምዚ ዚሰዕብ እንስ ር ከ ት ን ኸፍርየካን ከብዝሓካን ብዙሕ ሕዝቢ ነገብረ። እንካብ መጽሓፍ ኢሳይያስ ነብይ በረኸቱ ምሳና ይኹን ንዘለዓለመ ዓለም ኣሜን። ከመይ እግዚኣብሔር ቀረባ እዩጻድቕ ከም ዝኾንኩ ኸኣ ኪምስክረለይ እዩ። ኣነ እግዚኣብሔር ጐይታሠራዊት ተዛሪበ ኣሎኹ»ድማ በሎ። ኝ ሄፍጻሜ ኣነ ግና ናብ እግዚኣብሔር ክጥምት ናብ ኣምላከይ ድማ ተስፋ ኸገብር እየ። ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ካብ ቦታ ናብ ቦታ ይወናጨፍ ነበረእና ሓንሳብ ናብ እምባታት እናሓንሳብ ከዓ ናብ ምድረይሁዳ ናብ ገሊላ እናተመላለሰ ኣብ ግዜ ብጽሕነቱ መከራ ጸገበብንእስነቱ እንከሎ ከዓ ኣደኡ ክሳብ ምድሪ ግብጺ ኣህደመቶ። እቶም ወተሃደራት ድማ ናብ ውሽጢ እቲ ኣደራሽ ማለት ናብቲ ቤትፍርዲ ኣእተውዎ ንብዘሎ እቲ ሠራዊት ድማ ኣከብዎ። እቶም ሕዝቢ ድማ ኩሉም«ነዚ ንየው በሎ። ሲባሳየነ ዘለለዕለትነ ሀበነ ዮምኅ ድግ ለነ ኣበሳነ ወጊጋየነከመ ንሕነኒ ነኀድግ ለዘኣበሰ ለነ ኢታብ ኣነ እግዚኦ ውሰተ መንሱትኣላ ኣድኅነነ ወባልሐነ እምኩሉ እኩ ያላሰመ ዚኣከ ይእቲ መንግሥት ኀይል ወስብሐት ለዓለመ ዓ ለሥሉስ ው » ለማሕየዊ » » » ር ብ ለዕዘዙ » » » » ሁሌ » ለመንግሥቱ ቕ» » » ቃ» » ቃ ለምኩናኑ » ቃ ለኢየሱስ » » » » » ቃ ለክርስቶስ » » ቃ»ቃ » ለሕማሙ » » » ያ ነይ ዶሙዙ ለከ ይደሉ ኀይል ለከ ይደሉ ስብሐት ኦእግዚእየ ኢየሱስ ክርስቶስ ለዓለመ ሁን ፍክ ሰክ ከገክሙጮ ንባባት ዘቱ ሰዓት እንካብ መጽሓፍ ኦሪት ዘጭጐልቀኑ እቲ ኣብ ደቡባዊ ከነኣን ዚነብር ናይ ኣራድ ንጉሥ ከነኣናዊ ደቂ እሥራኤል ብመንገዲ ኣታሪም ከምዝመጽኡ ምስ ሰምዐ ምስ ደቂ እ ሥራኤል ተዋግአካብኣቶም ከኣ ገለ ምርኮ ማረኸ። ነቶም ሕዝቢ ድማ ነሽሱዎም ካብ እሥራኤል ከኣ ብዙኀ ሕዝቢ ሞተ። እግዚኣብሔር ከኣ ንሙሴ ኸምዚ በሎ ብኣስራዚ መርዛም ተመን ግበር ኣብ ባላ ድማ ሰቐሎ። ንሱ እከይ ዘይገበረ ሓሶት ከኣ ኣብ ኣፉ ዘይተረኸበ ክነሱስምስ ዝክ ኃጥኣን ከም ዚመውት ገበሩመቓብሩ ኸኣ ምስ ታማት ኮ እግዚኣብሔር ግና ኸምዚ ይብል ኣሎ ኪሳቐን ብራ ኸሕምናን ፍቓደይ እዩሞቱ ኀድገት ኃጢኣት ዜምጽእ መሥዋዕቲ ነበረ። ን ን እንካብ መጽሓፍ ኢሳይያስ ነብይ በረኸቱ ምሳና ይኹን ንዘለዓለመ ዓለም ኣሜን። ኣብ ኢደይ ከኣ ሓደ ኪኾኑ እዮም። ኣብ ልዕሊ ርእሱ ድማ «እዚ ኢየሱስ ንጉሥኣይሁድ እዩጋዚብል ናይ ክሱ ጽሑፍ ኣንበሩሉ። ወንጌል ማርቆስ ቋ እቶም ወተሃደራት ድማ ናብ ውሽጢ እቲ ኣደራሽ ማለት ናብቲ ቤትፍርዲ ኣእተዉዎንብዘሉ እቲ ሠራዊት ድማ ኣከብዎ። »ማለት እዩ። ኢየሱስ ድማ «ኦ። ኣብ ልዕሊ ርእሱ ኸኣ እዚ ንጉሥኣይሁድ እዩ ዚብል ጽሕፈት ነበረ። ሓደ ድማ በቲ ሓደ ወገን ሰቐሉንኢየሱስ ከኣ ኣብ ማእከ ሎም ሰቐልዎ። ስለዚ እቶም ናይ ኣይሁድ ሊቃነካህናት ንጺላጦስ«ንሱ ባ ፅሉ ደኣ ኣነ ንጉሥ ኣይሁድ እየ ዝበለ እምበር ንጉሥ ኣይሁድ እዩ ኢልካ ኣይትጽሓፍ በልዎ። እንሆ ኣነ ኣብ ኡ ኣብ ቅድሜኻ ኣብ ልዕሊ ኸውሒ ኮሬብ ደው ክብል እየ። ቦኤዝ ድማ«እቲ ድኀሪ ሞት ሰብኣይኪ ንሓማትኪ ዝገበርክዮን ኣቦኸን ኣዴኸን ዝተወለድክላ ምድርን ከም ዝሓደግኪቅድም ናብ ዘይትፈልጥዮ ሕዝቢ ድማ ከም ዝመጸኣኪ ኣጸቢቐም ነጊሮምኒ ኣለዉ እግዚኣብሔር ከም ግብርኺ ይሃብኪሓለዋኡ ደሊኺ መጺእኪ ዘለ ኺጣብ እግዚኣብሔር ኣምላኽ እሥራኤል ዓስብኺ ምሉእ ይኹን ኢሉ መለሸላ። እቶም ኣብ ምብራቕ ዘለዉ ድማ ቬኹመስግንዎ እዮም። እቶም ኣብ ገግግም ባሕሪ ዚነብሩ ሕዝቢ ኸኣ ንእግዚኣብሔር ኣምላክ እሥራኤል ኪውድስዎ እዮም። እዚ ማለት ከኣ ከምቲ ውሉድ ንወላዲኡ ዚእዘዞ ክርስቶስ ከኣ ኣብ ትእዛዝኣቦኡ ክሳብ ሞት ከምዝበጽሐ ይገልጸልካ። ንሱ ኸኣ ናይ ኢየሱስ ወደመዝሙር ነበረ። እቲ ኣብ መንጽሩ ደው ኢሉ ዝነበረ ሓለቓሚእቲ ኸኣ ነፍሱ ኸምዚ ኢሳ ከም ዝወጽአት ምስረኣየ«እዚ ሰብ እዚ ብሓቂ ወዲ ኣምላኽ ነይሩ»በለ። ኢየሱስ ከኣ ነቲ መጺጽ ምስ ጠዓመ«ተፈጸመ። እዚ ዝኾነ ኸኣ እቲ«ካብኡ ሓደ ዓ ጽሚ እኳ ኣይኪሰብሩን እዮም»ዌዚብል ጽሑፍ ምእንቲ ኺፍጸም እዩ። ናብ ጴላጦስ ቀሪቡ ድማ ናይ ኢየሱስ ሥጋ ለመነ። ኣብኡ ኸኣ ማርያም መግደላዊትንሃርያም እታ ኻልኣይትን ኣብ መንጽሩ ተቐሚጠን ነበራ ሻ ወንጌል ማርቆስ ፍጻሜ ምስ መሰየ መዓልቲ ምስንዳው ማለት ድሮ ሰንበት ስለዝነበረእቲ ን መንግሥቲኣምላኸ ዚጽበያናይ ባይቶ ኣይሁድ ሕፉር ኣማኻሪ ዮሴፍ በዓል ኣርማትያስ መጽአብትብዓት ናብ ጺላጦስ ኣትዩ ኸኣ ሥጋ ኢየሱስ ለመኖ።