Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ንድንግል ማርያም ዘመስግን ድማ ዘንተ ቅዳሴ ዘይቄድስ ካህን አኮ ማርያምሃ ዘይቄድስ አላ ውእቱ ይትቄደስ እስመ እግዝእትነሰ ማርያም ቅድስት ይእቲ ወትረ በሰማይ ወበምድር ከም ዝበለ እስራኤል ዝተደነቕካ ኢኻ ከማኻ ናይ እግዚኣብሔር ታል ካብ ትድስት ድንግል ማርያም ምሉእ ዓለም ዝደኃነ ብኣኺ እዩ። ብብርሃን መ። ተጸላ ሥንሣግሥቴ ለጊዮርገስ ኦ ማርያም ነፍሰይን ሥጋይን ንዘጨንቕ ንስኺ ተቸዋምለይ።
ካብ ናቶም ገንዘብ ዝበጽሓኪ ወላ ሓንቲ የሎን እንተ ኾነ ግን ናይ ነዳያን ሃብቲ ናይ ንጹሓን ኣኸሊል ናይ ቅዱስን ሽልማት ዝኾነ ናይ መለኮት ባሕርይ ኣብ ልዕሌኺ ኃደረ። ናይ እግዚኣብሔር ሥራሕ ዕፁብ እዩ። ካብ ኩሉ ርኸሰት ንጽሕቲ ካብ ኩሉ ኃጢኣት ውን ጽርይቲ ከምዝኾንኪ ዘይኣምን ርጉም እዩ። ናይ ልዑል እግዚኣብሔር ጥበብ ከመይ ዝበለ እዩ። ናይ ኣሕዛብ ሃን ናይ ነገሥታት ኃይሊ ናይ ምድሪ መሠረት ናይ ስማይ ጽገንዓት ናይ ኣየራት ርቀት ናይ ባሕሪ ዕምቶት ናይ ደመና ነነብደት ናይ ዝናማት ምእዛዝ ናይ ፀሓይን ወጦርኅን ከክዋኸብበትን ሀናል ብርሃን ንስኺ እኺ። ናይ ኣምላኽ ይችረታ ውን ኣብ ልዕሊ ደቂ ሰብ ብኣኺ ጸንዐፀ። ዘብ ድንግል ካብ ተወለድዛሉ ንነጀው ካብ ኣብ ናይ ምውላድዛ ሃይማኖት ተገልጸልና። ብዕብራይስጥ ማሪሃም ዝተበሃልኪ ዝተኃሬፊኺ ኦ ድንግል እግዝእትየ ማርያም ንስኺ ድማ ልመናይ ብኣኺ ናብ ወድኺ ኢየሱስ ክርስቶስ ምእንቲ ከቕርብ ናይ ወርቂ ጽንሐሕ ምዕረጊ ጸሎተይ ኩኒ። ኣበው ትዱሳን መሥነሳት ከምዚ ይብሉ ኩሉ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ዝጽሊ ሓሳብ ልቡ ካብ ቤተ ክርስቲያን ወፃኢ እንተ ኾይኑ ወይ ከኣ ናብ ሥራሑ ሓደ ወዲ ዘለዎ ምስኡ ድማ ካልእ ዘይቡሉ ሰብ ይመስል ንሱ ድማ ኣብ ትደሂ እግዚኣብኤር እቲ ዝሠውያፆ ስለ ሥጋዊ ነገር ዝደክም ናይ ነብሱ ነገር ሸለል ዝብል ይመስል። ኦ ድንግል ናይ ንጽሕና መንፈሰ መኅደሪ ናይ በረኸት ኣደራሽ ግበርኒ። ናይ ጸሎት ሠረገላ ናይ ምስጋና መሳልል ውን ግበርኒ። እምበኣር ንስኺ ካብ ሰማይ ትበልጺ ካብ እምባታት ልዕል ትብሊ ምእንታኺ ድማ ከምዚ እብል ካብ ብርሃን ፀሓይ ካብ ድምቀት ወርቲውን ትበልጺ ኢኸ ምእንታኺውን ከምዚ እብል ካብ መልክዕ አርዮብ ካብ ብርሃን መብረቕ ንስኺ ተብርሂ። ኦ እግዝእትየ ናይ መልክዕ ቀጸላ ናይ ምእመናን ኣኽሊል ናይ መርዓት ጌጽ ናይ ቅዱሳን ሽልማት ካብ ማዕበል ዘመናት ኣድኀኅንኒ። ኦ ድንግል ኣደ ናይ ኩሉ ዓለም ሓበን ካብ ዝውሕጥ ኣፍ ዓመፀኛ ብደም ካብ ዝሰኸረት ልሳን ኣድኅንኒ። ኦ ተርነ መድኃኒት ናይ ኩሉ ሓበን ብዘይ ርኽሰት መርዓት ካብ ናይ መዓልቲ ወራሪ ካብ ናይ ለይቲ ሰባሪ ኣድኀንኒ። ናይ መላእኽትን ሰብን ውን እንተ ኾነ ካብ ምስጋና ንጽሕናኺ ዝበዝኅን ዝበልጽን ናይ ንጽሕና ምስጋና የሎን። ካብ ጽቡቕ ግብሪ ግን ንእሽተይ እንተ ሠርሔ ናይ ኣድሪ ፍረ ውን ዝኣክል ይኹን ወይ ናይ ሞዮሎ ብልጭልጭታ ወጦይ ናይ ሓዊ ። ኦ ንጽሕት ርግብ ካብ ፀሓይ ብርሃን ካብ ወርጊ ካብ ከዋኸብቲ ኣዝዩ ዝጽብቕ ናይ መልክዕኺ ሥነ ጽባቐቹ ከመይ ዝጸበቐን ዝተፈትወን እዩ። ናይ መርከብ ዓንዲ ግን አፅእ ኩሉ ዝኾነ ኣብ እዩ። ናይ ትንቢት ምንጪ ናይ ምስጋና ወኃዚት ናይ ደስታን ናይ ኃጤትን መቅድሒት። እዚ ድማ ናይ ንጹሓን ጸሎት መዓዛ እዩ። ብዕብራይስጥ ማሪሃም ዝተበሃልኪ ዝተኃሬኺ ኦ እግዝእትየ ድንግል ማርያም ናይ ኩሎም ደቂ ሰባት ጸሎት መመላለሲት ናይ ኩሎም ደቂ ኣዳም ምህልላ መቐበሊት ንጽሕት ናይ ወርቂ መሳልል ናይ ኣካል ሠለስትነት ናብ ዘለዋ ላዕላዊት ጸሎተይ ኣዕርጊ። ንሱ ድማ ናይ ምዝርና ርኸሰት እዩ። ዘፍ ረኣብ ዘማ ውን ብምምእማና ፈትሊ ተይስሰ ሃሪ ኣብ መስኮት ቤታ ኣሚራ ምልክት ጌራ ሸውዓተ ናይ ከነዓን ነገሥታት ካብ ዘጥፍኡ ሓርበኛታት እስራኤል ከምዝደኃነት ኣነ ድማ ከምኡ ብጸሎትኪ ብምእማን ካብ ዝመጽኣኒ ካብ ናይ ጸላኢ ጽልኢ ክርክር ንኽምልጥ ናይ ፍቁር ወድኺ ቀይሕ ደሙ ምልክት ገይረ ክድኀኅን እየ። ብሶዕብራይሰጥ ማሪሃም ዝተበሃልኪ ዝተኃሬኺ ኦ እግዝእትየ ድንግል ማርያም ናይ ንጽሕና ቀሟስ ከም ዝጐናጸፍ ናይ ሃይማኖት ጥብኣት ከም ዝለብሰ ናይ ምምራጽ ድርብ ክዳን ከምዝኽደን ናይ ሕይወት ናይ መድኃኒት ኣኸሊል ከም ዝደፍእ ሟነርኒ በጉር መሰተል ዉድኺ ብምኃዝ አብ ልእኒ ሉ ኃይሊ ጸላኢ ግርማ ሞገሰ ሃብኒ። ኦ ድንግል ናይ ምስጋና ወኃዚት ካብ ኣሽሙር ካብ ጸርፊ ኣድኅንኒ። ኦ ድንግል ናይ ፈውሲ መቅድሒት ናይ በረኸት ፈልፋሊት ካብ ጽልእን ክትዕን ኣድኅንኒ። ናይ ልዑል እግዚኣብሔር በኹሪ ወዱ ናይ ጐይትነቱ መሣርሒ ናይ ብርሃን መጋረጃ ኦ ድንግል ካብ እክይቲ ዕለት ካብ ናይ ጥፍኣት ሰዓት ብመዓልቲ ካብ ዝውርወር ኩናት ብጸልማት ለይቲ ካብ ዝማላለስ ነገር ሰውርኒ። ኦ ድንግል በዘይ ርኸሰት ቤተ ከብካብ ናይ መንፈስ ቅዱስ መርዓተ ናይ መለኮት ዝፋን ንልበይ ካብ ዘርክስ ንነፍሰይ ካብ ዘንድድ ሥጋዊ ፍቓድ ንጹሕ ግበርኒ። ከም ባሕሪ ካብ ዝዓመቼ ርኹስ ስሓቕ ጸወታ ካብ ክፉእ ወልፊ ሴስነት ማዕበል እተሳግር ኦ ድንግል ናይ ወርቂ መሳልል ካብ ናይ በደል ዕዳ ታኹላ ኣሳግርኒ። ወድኺ ድማ ናይ ማይ ሕይወት ዒላ ኣዘትት እዩ። ኣብ ልዕሊ ጽላት ከኣ ምስ ስእሊ ኪሩብ ናይ ወርቂ ጉልላት ኣሎሄ ናይ እግዚኣብሔር መብጽሒ እዩ። ኣብ ውሽጣውን መና ዝለዋ መሶብ ጦርት ዝለምለመት ናይ ክህነት በትሪ ውን ካብ ከውሒ ኮሬብ ንጹሕ ማይ ዝችድሓ ናይ ወርቂ ሳርማ ናይ ወርቂ ማዕዲ ብወገን ኤላም ብቕድሚኣ ብወርቂ ማዕጠንቲ ናይ እግዚኣብሔር መሠውዒ ድማ ብወገን ማዕዲ። ካብ ልሳኑ ውን ናይ ምስጋና ውሕጅ ወኃዘ ኣብ ሰማይን ምድርን ዘለዉ ፍጥረታትውን ብናቱ ቃል የመስግኑ ንሱ ውን ምስ ኣቦታቱ ደቀሰ ሞተ ንነፍሱ ድማ ካብ ሞት ኣየድኃናን። ናይ መንግሥትን ኃይልን ናይ ሕይወትን መድኃኒትን ናይ ሃይማኖት ናይ ንጽሕና ናይ ቅድስና በትሪ ቃሬእ ኣርጋኖን ዘኃመሥስሰ ናይ ኃይለ መጦ ያዊት ድማ ነመ በቀሩላትልና። ል እግዚኣብሔር ካብ ኢየሩሳሌም ዝተባህለ ንጹሕ ናይ እግዚኣብሔር ታል ካብ ትድስት ድንግል ማርያም ምውላዱ እዩ። ጓል ጽዮን ምባሉ ናይ እስራኤል ኣምላኽ ምኅደሪ ንጽዮን ኣደ ገይሩ ናይ ሓዲስ ሕጊ ካብ ብሉይ ሰለ ዝተረኸበ ናይ ሓዋርያት ቤተ ሰብ ቤተ ክርስቲያን ውን ኢሉ ይጽውዓ። ህን ድቢ ንዝበልየ ዓለም ኣብ ዝሕድሰሉ ያ ሰ ብዘንቅሓሉ ጊዜ ብየማኑ ክቐውም ዓድለኒ ገዘደ አብሪይስት ማሪሃም ዝተበሃልኪ ዝተኃሬኪ ኦ እግዝእትየ ድንግል ማርያም ምስ ንሪ መ ስ ነቢያት ካብ ልሳኖም ዝወፀ ናይ ስ ቃል ብልቢ ዘስተውዕሎ ክትገብርኒ ናባ ባያ ም ኦ ድንግል ቃል ካባኺ ሰብ ገን ውን ምልባሱ ካብ ጫፍ ክሳብ ጫፍ ቅ ገሽ ብዕርፊ መስቀል ወድኺውን ምስ ጥዎ ል ቃሉ ትምህርቲ ኣብ ኩሉ ምድሪ እም ናይ ሓዋርያት ናባይ ንዒ። ኣብ ። ናይ ኃጢኣተ ቀስሊ ናይ ነፍሰይ ምጐሊ ብዘይናትኪ ጸሎት ከምዘይድኅን ልዑል እግዚኣብሔር ይፈልጥ እዩ እሞ ኃጢኣተይ ካብ ና ይ ኩሉ ዓለም ኃጢኣት ከም ዝበልጽ ተረድአ ንጽሕናኺውን ካብ ናይ ኩሎም ቅዱሳን ንጽሕና ከምዝበልጽ ከምዝበዝኅ ፈለጠ። ዓባይ ናይ ዘይቲ ኦም ኦ ድንግል ናይ ትንቢት ዝናም እትሰቲ ናይ ሰማይ ደመና ብርሃን ዝጋርደኪ አብ ቤት መቅደስ ዝዓቤኺ ኣቐዲሙ ውን ልዑል እግዚኣብሔር ዝተኸለኪ ካብ ወገን እስራኤል ዝኾንኪ ኦ ብርኸቲ ፍረ። ናይ ክርስቶስ ካባኺ ምውላድ ውን ከምኡ እዩ። ብፅብራይስጥ ማሪሃም ዝተበሃልኪ ዝተኃራሬኺ ኦ እግዝእትየ ድንግል ማርያም ናይ እግዚኣብሔር ናይ መቅደሱ እምባ አብ ቅድሚ ደቂ እስራኤል ከም ሓዊ ነበልባል ክነድድ ኣብ ልዕሊኣ ክበርህ ዝተረኣያ ደብሩ ይዝከር። እዚ ድማ ናይ ድንግልናኺ ፍረ ኢየሱስ ክርስቶስ እዩ። ናይ ኃጢኣት ዘይኮነ ናይ ጽድቂ ተኸሊ ግበርኒ። ናይ መርገም ዘይኮነ ናይ በረኸት ተኸሊ ግበርኒ። ናይ ኃሣረ መከራ ናይ ውርደት ዘይኮነ ናይ ክብሪ ተኸሊ ግበርኒ። ናይ ጥፍኣት ዘይኮነ ናይ ሕይወት ተኸሊ ግበርኒ። ኦ ድንግል ናባኺ ተጸጊዔ ምሕረት ወድኺ ኣሚነ ከሎኹ ሓን ጽሩር ከም ዝወደየ ሓርበኛ እምኒ ከኣ ከይረኸቦ ኣብ ልዕሊ ርእሱ ናይ መድኃኒት ናይ ሕይወት ዋልታ ከም ዝመከተ እየ። ኦ ናይ ምሕረት ሕፃን ናይ ኣርሞንኤም ጠሊ ኣብ ልዕሊ እምባታት ጸዮን ከም ዝወርድ ከምኡ ድማ ናይ ወድኺ ጠሊ ሽክ ኣብ ልዕለይ ይውረድ። ናይ ካብ ል ውህበት ዝርከብ ግን ካብ ሰይጣን ክፍአት ከይትብድል ካብ ከርሥ ኣዲኣ ን ለዓም ዝሓለዋ መንፈስ ቅዱስ ካብ ኣበሳ ን ይልድ ዋህድ ውን ምኅደሪት ክትኸውን ጋያ ንሱ እዩ። ካብ ደገ ሞት ዘለዓለኒ ኣብ ደገ ጓል ጽዮን ብቓል ትንቢት ከምዚ ክብል እየ ደጊመ ውን ከምዚ እብል ኣብ ጽዮን ንኣኻ ምስጋና ይግባእ ኣብ ኢየሩሳሌም ጸሎት ንኣኻ እዩሪ ድማ ብል መን ምፅራፍ ብዕብራይስጥ ማሪሃም ዝተበሃልኪ ዝተኃሬኺ ኦ ድንግል እግዝእትየ ማርያም ብልሳን ነቢያት ታይ ዝኣክል ምስጋና ተቀዲሑኪ ክንዲ ምንታይ ዝኣክል ጐርባን ዓደለ ተንታይ ዝኣ ይ ምጠጡ በጻበሸጠኤሒጨመምም። ኃይሊ ብኽቡር ቃል ኪዳንኪ ንኣይ ኃጢኣብ ዘ ማርያም ሥጋ ካብ መከራ ነፍስ ካብ ኢየሱስ ክርስቶስ ይቕረታን መከራ በ ለግ ናይ ምኀፅንታ ጸሎት ናይ ምኀፅንሠታ ጸሎት ምክንያተ ድጊን ኦ ድንግል ማርያም ወድኺ ኢየሱስ ክርሰቶስ ምሕረት ካብ ዘይብሉ ጸላኢ ዘድኃነና ካባኺ ብዝወሰዶ ብዝለበሶ ሥጋ እዩሞ ንስኺ ቅድስት ብፅዕት ኢኺ። ናይ ኣብርሃም እንግዶት ኦ እግዝእትየ ቅድስት ድንግል ማርያም ካብ ሃገሮም ካብ ኣዝማዶም ተሰዲዶም ኣብ ጭንቀት ኣብ መ።