Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convert to Pdf
  • Reading List
  • Summary
  • Audiobook
  • Search
  • Upload
  • myzon
  • Log in
  • Register
English  አማርኛ  Français  العربية  Portuguese
Book of the day

ኢትዮጵያ ገዲፋትና.pdf


Advertisement
Advertisement
  • word cloud

ኢትዮጵያ ገዲፋትና.pdf
  • Extraction Summary

ች እዚ መጽሓፍ ኣንቢቦም ርእይቶኦም ሓሳቦምን ግብኣትን ንዝለገሱለይ መምህር ቡሩክ ተስፋዬ መጋቤ ሐዲስ ንሜጀር ጀነራል ተክለ ብርሃን ወልደ ኣረጋይ ዶር ንኤስድሮስ ክንደያ ናይ ትርጓሜ መጻሕፍቲ መምሀር ኣውስትራሊያ ነ ትግራይ ክትትሥአ ኣለዋ ትንሣኡ ትግራይ ክገኘድ ዝኽእል ድማ ካብ ናይ ሥልጣነ ብራኽ ወረድና ንምገታይ ኣብ ሀይወት ዕገክሊል ኣቂና ዝብል ሕቶ ክገምልስ እንተፈቲንና ጥራይ እዩ ካብቶም ንውድቀት ሥልጣነ ቼጀራዎት ተጠቀስቲ ዝኾኑ ምኽንያታት ሓደ ገባዕልና ምርሳዕናገ ካብ ባዕልና ክንመቼር ዘይምፍቃድናን እዩ። ጸአእአ በህግና ብዘለዎ ግደ እዩ ዝምዘገ።

  • Cosine Similarity

ዘስጣሐፈ እቲ ዕርበት ዘይብሌ ዝመስል ዝነበረ በው ሌለ ርን ታሪኸ እናሃሰሰ ብምምጽኡ ብዙሓት ጸሓፍቲ ታሪሽ ው ን ትግራዎት ተጠቺሞም ዘማዕበልዎ ኣተሓሳስባ ጥበቦምን ዓበይቲ ውዕኢታት ኢዶምን ሓቲሞም ዝሓለፉ ደቂቀ እስጢፋኖስ ስሞም ኣብ ዘይለዓለላ እኳድኣስ ብሕምየትን ጸለመን ሽሞም ኣብ ዝጠፍአላ ሃገር መጤዕለለኣእምሮ ሥነልቦናን ክብርታት ብኣንጻሩ ናይ ብዙሓት ሕጊ መንፈሳዊን ሕጊ ሥጋዊን ዝጠሓሱ ዓመፅቲ ስም ክኸበርን ክዝመረሉን ክትሰምዕ የሕምም እዞም ብኣቡነ እስጢፋኖስ ስም ደቂቀ እስጢፋኖስ እናተብሃሉ ዝጽውዑ ማሕበረ መነኮሳትን መነኮሳይያትን ካብ ኣቡነ እስጢፋኖስ ጀሚሩ ኣቡነ አበከረዙንን ኣቡነ ዕዝራን ተኸተልቶም ዝነበሩ መነኮሳትን መነኮሳይያትን ከምኡ እውን ካህናትን ህዝብን ዝሓቼፈ ምንቅስቓስ ነይሩ በመስ ጀፈርሰን ዓም መንግሥትን ሃይማኖትን ብሥርዓትን መሓውርን ንክፈላለዩ ብዝብል ሕገ መንግሥቲ ኣሜሪካ ንክመሓየሽ ደብዳቤ ቅድሚ ምጽሓፉ ዓመታት ኣቐዲሞም ደቂቀ እስጢፋኖስ መፅቀጥቲ መንግሥትታት ኣብ ልዕሊ ቤተ ክርስቲያን ንምእላይ ክበ ዕየ ርከህየርከ ገድሊ ፈጺሞም ሰማዕትነት ዝተቐበሉ ከዋኸብቲ በነ ጋዊን መንፈሳዊን ፍትሒ ንምርግጋፅ ዝተኻትዑ ኣብ ፍልጠትን ምስክርነትን መጻሕፍቲ ዝተሠረተ ኩለመዳያዊ ከ። ደቅ አለች እታ ደሴት ብስም ደቀ እስጢፋ ሥር ደቅ ተባሂላ ስለ ዘተሰምየት ኣብ ደቅ ኣላ ንማለት እየ ሕፀይ እስክንድር ንባዕሉ ጥንቁልና ክመሃር እዩ ናብ ቤተ መንግሥቴ ጠንቋለ ዘእተወ ሐፀይ በካፋ እውን ኣብ ዘመኑ ቅርስ ከኢትዮጵያ ቋንቋዎች አካዳሚ ዓ ም ገጽ የሥነ ጥበብ ር አት በሎ ት የቱ ነክ በሪ ለንግ ሬዓ ግብሪ ዝፍጽሙ ዝነበሩን ሰባት ቆች ስም ምንባሩ ልዕል ኢልና ብመንጽር ጽሑፋት ርኢና ኣለና ናይዚኦም ኸፍኣት ናብ ሰማእታት ደቂቀ እስጢፋኖስ ንምልጋብ እዩ ድማ ሐፀይ ዘርአ ያዕቅብ ደቂቀ እስጢፋ ዝብል ስም ንደቂቀ እስጢፋኖስ ዝጠቀዐሉም ደቂቀ እስጢፋኖስ አቡነ እስጢፋኖስ ኣብ ትግራይ ዝተወለደ ናይ መጀመርታ ስሙ ኀድገ አንበሳ ስመ ምንዙስንኡ አባ እስጢፋኖስ ዝኾነ ሥርሑ መጻሕፍቲ ምትርጓምን ምንባብን ዝገበረ ሊቅ እዩ ምስ አቡነ እስጢፋኖስ ዝነበሩን ብድሕሪኡ ዝተሥኡን ማሕበረ መነኮሳትን መነኮሳይያትን ድማ ደቂቀ እስጢፋኖስ እናተብሃሉ ይጽውሁ እቶም በቢ መዋእላቱ ዝተንሥኡ ንዓበይቲ መራሕቲ እዚ ምንቅስስ ኣቡነ አስጢፋኖስ ኣቡነ አበከረዙን አቡነ ዕዝራ ኣቡነ ይስሐቅ ኣቡነ ገብረ መሰህ ኣቡነ ሃብተ ሥላሴ ኣቡነ ተክለ ነቢያት ኣቡነ ኢሳይያሰስ ኣቡነ ገብረ ክርስቶስ ኣቡነ ጐንደር ብራና መጽሓፍ ገጽ ከጠ መይ ክንርአ ኢና ፍሰት ሊቃውንቲ ካበይ ናበይ ትግራይ ኣፍደገ ጥበባት ምንጪ ሊቃውንቲ እያ በሪ ሥርዓት ኦሪትን መንበር ታቦተ ጽዮንን እውን ዓውዲ ክርስትና ካጃፊትን ሰብሳቢትን ሊቃውንቲ ድርሰት ድጓ ጸመድጓ ዝማሬ መዋሥዕት ምስ ዜማን ምልክት ዜማን ጥበብ ኣእማንን ምህንድስና መራኸብን ቅድሚ ልደት ክርስቶስ ኣሽሓት ዓመታት ዝወነነት ምድሪ ፍልስፍና ዘርአ ያዕቆብ ኣክሱማዊ ዝድነቕ ቅርጽን ቕርስን ዝሓጂጄፉ ኣብ ዘገርም መልክዕ ምድሪ ዝዓረፉ ገዳሜትን ኣድፁባራትን ሓይሊ ንግሥና ኣብርሃን ኣጽብሃን እትውንን ምድሪ ትግራይ ድሕሪ ውድቀት መንግሥቲ ኣክሱም እውን እንተኾነ ኣብ ውሑዳት ገጻት ታሪኸ ማዕኸን ሊቃውንቲ ማህደር ታሪኽ ኮይና ቀጸለት መልጣነን ሦዕባለን ታሪሽ ሊቃውንቲ ውስሸዘጢ ደቂቀ ዝሓቼፈት ትግራይ ካብ ዘፍረየቶም እስጢፋኖስ እናተብሃሉ ዝጽውሁ መነኮሳይያትን ይርከብዎም ማኅበር መነኮሳትን ቃውንቲ ከምቶም መነኮሳትን ብስም ኣቡነ እስጢፋኖስ ዝስመዩ እዞም ሊ ቅቀድሚኦምን ድሕሪኦምን ዝነበሩ ሊቃውንትን ኢትዮጵያ ሓረጎም ካብዚ ካብ ትግራይ ይምዘዝ ኣባ እንጦንዮስ ኣባ መቃርስ ኢሉ ዝጅምር ሓረግ ምንኩስና ኣብ አባ እብነ ሰንበት ዘቆርቆር ምስ በጽሐ አባ እብነ ሰንበት ዘቆርቆር ንአባ ዳንኤል ዘቆርቆር አባ ዳኒኤል ዘቆርቆር ድማ ንአባ ኤዎስጣቴዎስ ይወልድ ዮዲት ኣብ ልዕሊ ገዳማትን ኣድባራትን መጥቃዕቲ ድሕሪ ምውራዳ መሊሶም ገዳማትን ሊቃውንትን ኣብ ምፍራይ ልዑል ተጋድሎ ካብ ዝፈጸመሙ ቅዱሳን ሓደ ዝኾነ ካብ ገርዓልታ ቆርቆር ደብረ ማርያም ገዳም ዝወጸ ናይ ኣቡነ ዳኒኤል ደቀ መዝሙር ዝነበረ ኣቡነ ኤዎስጣቴዎስ ዘፍረዮም ሊቃውንቲ እውን ብዙሓት እዮም ዜ መ ካ ቂቀ እስጢፋኖስና የደብረ ብርሃን ሸገጎ ግርማ ኤልያስ ዓም ገጽ ገድለ አቡነ ኤዎስጣቴዎስ ከፋሌ ባሕር ምፅራፈ ቅዱሳን ቅ በ ድስት ጣራ አገድነት ገዳም ይ በሙ በ መዊገ ኛ ካቂቫ ይአ ሯና ማሙ ጋ መ ጣይ ሸነ ገዳም ኣብ መንበርታ ዘአቡር ም ኣብ እምባ ሰነይቲ በርበሬ ገዳም ኣብ ሰራዌ ቆሓይን ማርያም ገዳም እናተዘዋወረ ገዳማት እናመሥረተን ሺ ረን ብዙሓት መነኮሳት ዘፍረየ ኣቦ እዩ ኣቡነ ኤዎስጣቴዎስ ኣብ ምድሪ ኣግዓዝያንን ኣብ መላእ ኢትዮጵያን ዝተመስከረሉ ሰሙይን ፍሉጥን መምህር ነይሩ ወወፅአ ስመሙዓተ ነገሩ ውስተ ዮሉ በሐውርተ ኢትዮጵያ ወተሰምዐ ዜናሁ በኩሉ ጽነፊሃ ለብሔረ አግዓዚ ኣብ ኩሎም ዓድታት ኢትዮጵያ ዝናኡ ወዐ ኣብ ኩሉ ጫፋት ብሔረ ኣግዓዚ ወረኡ ተሰምዐ ዝተብሃለሉ እየዩ ስለዝኾነ ድማ አባ ያዕቆብ ዝበሃሉ ጳጳስ ካብ ግብ ክመጹ ከለዉ አቡነ ኤዎስጣቴዎስ ኣብ ሓማሴን ተቐበሉም ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ሊቃውንቲ ትግራይ ሃይማኖቶም ክሕተቱ ከለዉ ስም ሥላሴ ምጽዋዕ ልማዶም ስለዝነበረ ኣባ የዕቅቐብ ንዝሓተቶ ሕቶ ግቡእ መልሲ ሃበ ዉሐተቶ ጳጳስ በእንተ ግብሩ ወሃይማኖቱ ወበእንተ ትምህርቱ ወአውሥአ አቡነ ኤዎስጣቴዎስ ለጳጳስ ወይቤሎ ሃይማኖትየሰ ሥላሴ ፍጹም ዘእምቅድመ ዓለም ሀሉ በመለኮቱ ወእስከ ለዓለ ን ይሄሉ በመንበረ መንግሥቱ ገ ትርጉም እቲ ጳጳስ ብዛዕባ ግብሩን ሃይማኖቱን ብዛዕባ ትምህርቱን ሓተቶ። ይወልሁ ካብዚኦም ሙ ፒፒጊየ ቲቲ ገድለ አቡነ ኤዎስጣቴዎስ ከፋሌ ባሕር ምዕራፈ ቅዱሳን ቅድስት ጣራ አንድነት ገዳም በር ዓም ገጽ ደቂቀ እስጢፋኖስ በሕገ ኣምላክ ገድለ ኣባ አበከ ዓም ገጽ ገድለ ላቡ እገድርያስ ደብረ መድሓኒት ኣቡነ እንድርያስ ሴሮ መቓይሕ ዓም ገጽ መርቨሺ ረዙን ፕሮፌሰር ጌታቸው ሣይሌ መቹዴ መ ፍቸ ጋግ መመ ብ መመመ ውጅ አጩ አቡ እስጢፋኖስ ነ ብ ኣክሱ ያያ ገሮ ገጽ ኣብ ዝር። ኣባግዕ ኦቡነ እስጢፋኖስ ብምኽንያት ቡራኬ ቤተ ክርስቲያን አቡነ እስጢፋኖስ ከማ ስውሓ ዝዳለወ ምመፅሄፄት ዓም ገጽ ገረ ገድለ አቡነ እስጢፋኖስ ዘጐገዳጉን መርያም ገዳም ዓም ገጽ ረ ዩቂቀ እስጢፋኖስ በሕገ አምላክ ኢትዮኢስ ግርማ ዘውዴዱ ዓም ገጽ አቡነ እስጢፋኖስ ብምኽንያት ቡራኬ ቤተ ርፈ ኣቡነ እስጢፋኖስ ኮማ ስውሓ ለወ መፅሄት ዓም ገጽ ቸቸ ። ቱቲ ናብ ኣቡነ ይስሐቅ ወሰድዎ ብጥበብ ብፍልጠትን ተጸሪቡ ዓበየ ደቂቀ እስጢፋኖስ ስደትን ግፍዕን ጓ ደቂቀ እስጢፋኖስ በሕገ ኣምላክ ገድለ ኣባ አበከረዙን ፕሮፌሰር ጌታቸው ሣይሌ ዓም ገጽ ዛኣዘ እስጢፋኖስ ኣብ ኢትዮጵያ ክህነት ምስተገብረን ምስተኽልከሉ ንተኸተልቱ ሐዙ ንግብጽን ንሶርያን ክሳብ ኢየሩሳሌም ዝኸደ ኣቡነ ዕዝራ መጣሽ ጋዘነ። ሰፊሕ መሬት ይውንኑን ይፈርዱን የኛ ናብ መሣፍንቲ ተቐይሮም ነይሮም አለቃ ኪዳነ ወልድ ክፍለ ሐፄጌ ዝብል ቃል እንትፈትሑ ዕጨሄ ምኳን ዝተጀመረ ኣብ ከባቢ ንይኩኖ አምላክ ተቢኦም ብዘንገሥ ብዳግማዊ ተክለ ሃይማኖት ምኻኑ ይገልጹጽ ዳግማዊ ተክለ ሃይማኖት ወዲ ሓፍቲእንኡ ወልደ እኅተ አመ ንይኩኖ አምላክ ኮይኑ ንግሥነት ካብ ዛጌ ኣሕዲጉ ንይኩኖ አምላክ ተቢኡ ዘንገሦ እውን ዳግማዊ ተክለ ሃይማኖት እዩ ዳግማዊ ተክለ ሃይማኖት ኣብ ደብረ ሊባኖስ ዝመንኮሰ ኣቐዲመ ብዓል ሕጊ ዝነበረ ንምኳኑ ደስታ ተክለ ወልድ እውን ብተመሳሳሊ ከፄኔ ንዝብል ቃል ክተንትኑ ከለዉ ንሐፀይ ዐዲስ ያማርኛ መዝገበ ቃላት ደስታ ተክለ ወልድ አርቲስቲክ ማተሚያ ቤት ዓ ም ገጽ ዓ ምነኩስና በኢትዮጵያ ዛሬና ትናንትና ካሕሳይ ገብረ እግዚኣብፔር ዓ ም ገጽ ዛይጣኖ አበው ቀደምት ወፍልጦተ ውሉድ ደኃርት ኪዳነ ወልድ ክፍሌ ። መጽሐፈ ሰዋስው ወግስ ወመዝገበ ቃላት ሖዲስ ኪዳነ ወልድ ክፍሌ አለቃኑ አርቲስቲክ መቀሚያ ቤት ዓ ም ገጽ ዐዲስ ያማርኛ ጮዝገበ ቃላት ደስታ ተክለ ይልድ ኦርቲስቲክ ማተሚያ ቢት ዓም ገጽ ሯፎ ኩና ኣምጎክ ዘ ንገሠ ካልኣይ በዓል ሓዳር ምንባሩን ሰበይቱ ምሰሞ ፕክለ ሃይማኖት ተት ኣብ ደብረ ሊባ ን ሰቤ ከም ዘኾነን ይገልጹ ኣብ ዘመን ኣባ ተ ሃይማኖት አቦ ብላት ዕጨጌነት ከሟሰት ከምኡ እውን ብልሃት ዕጨኔጌነት ከሚሰት ዝተብሃለ እውን ነዚ ኩነታ ህይወት ዝሕብር ምኳኑ ይገልጽ ዳግማዊ ዝተብሃለሉ ነቲ ኣብ ዕጨጌ ተክለ ሃይማኖና ተ ሃይማኖት እምበር ነቲ ኣብ ጻድቕን ሐዋርያን ተክለ ድል ነዓድ ወሲዱ ኣብ ዛጌ ኣብ መንጎ ሃዋር ዝተንሥአ ን መንግሥትነት ካብ ሃይማኖት ኣይኮነን ። ጠለዴ አማ ኣሰግድ ንይኩኖ ኣምላክ ወለዶ ኣብ መዋፅለ ይኩኖ ኣምላክ መምህር ደብረ ሊባኖስ ዝነበሩ ንጹህ ትጉህ ሓቀይና ኣባ ተክለ ሃይማኖት መንግሥትነት ካብ ንግሥነት ዛጌ ኣሕዲጎም ንይኩኖ ኣምላክ መለስሉ ዝብል ጽሑፍ ኣባ ተክለ ሃይማኖት ዳግማዊ ኣብ ምንታይ ከምዝለፍዑ የርኢ ከምኡ እውን ዝንቱ ውእቱ አቡነ ተክለ ሃይማኖት ዘአምጽኦ ለዝመንግሥት እምነ ዛጌ ወወሀቦ ለይኩኖ አምላክ ትርጉም ነዚ መንግሥትነት ሰሎሞናዊ ካብ ዛጌ ኣምጺኡ ጎንይኩኖ ኣምሳላክ ዝሃቦ ኣባ ተክለ ሃይማኖት እዩ ዝብል እውን ኣሎ እዚ ኩሉ ምስክርነት ቤተ መንግሥትንርቤቱ ክርስቲያንን ጣምራ ፈጢረን ተኣሣሣረን ከምዝነበራ የርኢ እቶም ልዕሊ ቤተ ክርስቲያን ንቤተ መንግሥቲ ዘፍቀሩ ተለሓሐስትን ተጐዛጐዝትን መነኮሳትን ካህናተ ደብተራን በ ሩ ታረክ ዘገጉሠ ነገሥት አድያም ሰገድ ወንግሥት ብርሃን ሞገሳ ገጽ ዝኒ ከጫሁ ገጽ ቸው ብዬ ትፍትን ነን ተፈጢሮም። ኣብ ዙርያ ዙፋን ዝነበሩ ካህናተ ደብተራን መነኮሳትን ኣብ ዘመን ንግሥና ሐዐይ ዘርአ ያዕቆብ ዝነበረ ግብሮም ቀጺሎም ከምብሓድሽ ብኸፍኣት ተልዓሉ ኣቡኡ ሐፀይ ዘርአ ያዕቆብ ዝጸሓፎ ዘለፋ እስጢፋ ዝብል ጽሑፍ ሃብዎ ኣንቢቡ ድማ ንሱ እውን ከም ኣቡኡ ብዓመፃ ተልዓለ። ክውጉም ግፍዒ ብብሔራዊ መጽቀጥቲ ዝግለጽ እንተዘይኸውን ነይሩ ንንጉሥን ንህዝቢ ብሃገር ጠቕሊሎም ጸግ ዮጵ የውጡውያየን ኣይምበሉን ነይሮም እቲ ብብርኪ ነገሥታት ምስ ነገሥታት ዝተጸግዑ ካህናቹቺ መነኮሳትን ኣብ ሕማቕ ኩነታት ድማ ብህዝቢ ዝግለፅ ጽልኢቅኮ ኣብ ልዕሊ ደቂቀ እስጢፋኖስ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ልፅሊ ኩሎም ተጋሩ እውን ዝነበረን ዝቐጸለን እዩየ ከም መርኣያ ናይዚ ጸሓናቲ ንህዝቢ ትግራይ ከም ህቢ ፀሪፎምዎን ኣበሳቢሶምዎን እዮም ንኣሸሓት ዘመናት ማህፀን ትግራይ ንቹሕን ጅግናን እንትፈጥር ብተቓውሞ ብፅርፈትን ዘዝተልዓለ ብምድቋስን ሓቂ ብምቕባርን ግፍዕታት እናፈጸሙ መጺኦም መኩንን ወባሕር ነጋስ ራእሲ ሥዕለ ክርስቶስ ኣብ ትግራይ ሸዩም እናሃለዉ ምትእ ትግራይ ኣብ ሓደ ዝሰመረሉ ተቓውሞ ደቂቀ እስጢፋኖስ በሕገ ኣምላክ ገድለ ኣባ አበከረዙን ፕሮፌሰር ጌታቸው ሣይሌ ዓምገጽ ሪዳርያሮመ ነ ን ሀ መ ቀ ም አጄ ቀም ርጋ ም ቱቱ ይጣን ኢትዮጵያ ገዲፋትና ኸምነንሥኦ ህዝቢ ትግራይ ተፀሪፉ ንመራሒ እተ ተቓውሞ እውን ታሪኸ ንከይዝክሮ ኢሉም ስሙን ስም ኣቡኡን ዘይፍለጥ ብዝብል ጉልባብ ኸዲኖምዖዎ ነቲ ኩነታት ክገልጽዎ ከለዉ ወበውእቱ መዋዕለ ክረምት ጸንዐ ነገረ ወረኛ ወአእመነ ዙሉ ሰብአ ትግሬ እለ አልቦመ ልበ ዘእንበለ እዝን ባሕቲቱ ትርጐኾጐም ኣብቲ እዋን ክረምቲ ነገር ወረይና ጸንዐ እዝኒ ጥራይ እምበር ልቢ ንዘይብሎም ንኩሎም ህዝቢ ትግራይ እውን ኣእመነ ኢሎም ፅርፈት ጽሒፎም እዮም ጸለመን ዐረ ትግራዋይ ምንቅስቓሳትን ብሰፊሑ ምንባሮም ልዕሊ እዚ ጽሑፍ ምርዳእ ይከኣል ኣብ ልዕሊ ደቂቀ እስጢፋኖስ ዝበጽሐ ግፍዕን ዝተፈጸመ ገበንን ፀቕጥን እውን መቐጸልታ ናይዚ ሕማቕ ታሪኸ ኮይኑ ንረኸቦ። ደቂቀ እስጢፋኖስ ቃል ንጉሥ ወሰን ኣለዎ ወሰኑት ድማ እግዚኣብሄር እዩ ይብሉ ነይሮም ንጉሥ ኣብ ገድለ አቡነ እስጢፋኖስ ዘጉገዳጉነዶ መምህር ወመኅበር ዘጉኀዳጉገዶ ደብረ ሟርያም ገዳም ዓም ገጾ ። ኣብ ሓዱሽ ኪዳን ኣካላዊ ቅስፈት ኣይፍቀድን ነዚ ክዕቅቡን ክምስክሩን እዮም ደቂቀ እስጢፋኖስ ተገፊፆም ሓደ መበገሲ ጽልኢ እውን እዚ እዩ ንመኳንንቲ እውን ብሕግን ሥርዓትን ማለቶም ካብ ቅጽዓት ሥቅያትን መድመይተትን ወፃኢ ማለቶም እዩ ከምቲ ናይ ሐሖፀይ ዘርአ ያዕቆብ ዝበለ ሩረፅ ብተኸ ቅተል ዝብል ሕጊ ኣብ ዘመነ ንግሥነት ኣክሱም ኣይነበረን እዚ ድማ ዓቕምን ሕጋው ነትን እቲ ዙፋን የርኢ ሐፀይ ዘርአ ያዕቆብ ኣብ ልዕሊ ደቲተ እስጢፋኖስ ግፍዒ ዘውረደ ሥርዓተ ሕጊ ይከበር ስለዝበሉ ርትዕን ፍትሕን ይሃሉ ኢሎም ብምትንሥኦም ኣብ ሥርዓትን ጽሑፋትን ተሠሪቱ ብሓቅን ብቅንዕናን ሓላፍነት ብዝተመልኑን መንገዲ ክልርድ ከምዘለዎ ስለዝነገርዎ ኣእዩ። ደቂቀ እስጢፋኖስ እውን ኣብ ቅድሚ መላኺ እዚ እዮም ገይሮም። ሞዝብል ኑንግዳ እግዚእ ንንጉሥ ኣይሰግድን ኢሉ እዩ ዘርአ ያዕቆብ ከም ቄሳራት እናኾነ እዩ ተጺሉ ቴሳራት ሮማ ኣብ ዘመኖም ክርስቲያን ክጭናጭፉ ክደልዩ ከለዉ ስገደለይ ዝብል ሕቶ የቕርቡ ነይሮም ስግደት ንግፍዐይናታት ነገሥታት ዝግባእ ስለዘይኮነ ድማ ብዙሓት ክርስቲያን ንሞትን ስደትን ከምዝተሳጥሑ ታሪከ ሰማዕታት ሰኒድዎ ይርከብ ደቂቀ እስጢፋኖስ እዚ እዮም ገይሮም። ገድለ ኦቡነ እስጢፋኖስ ዘጐንዳጉገዶ መምህር ዉ ማኅበር ዘጐ ገሪ ሟርያም ገዳም ም ገጽ ርዘንዳዳትስይዘድሽ ደቂቀ እስጢፋኖስ በሕገ አምላክ ገድለ አበው ወአኅው ን ት ር ደ ገጽ ሮፌሰር ጌታቸው ሣይሌ ወልታ ጽድቅ በአማን ነጸረ ዓም ገጽ ል የ ነሊ ተደራ ሹዱላቹ እቲ ንጉ ሥ መ ኣብ ሸክ ኣሐ ዝለዓለ መች ይቅ ፒካ ሃይማኖት እዩ ዝብልዎ ሐፀይ ዘርአ ያዕቆብ ን ነዚ ተጠቐመሌ ብስም ሃይማኖት ምጽላም ቀንዲ ቃላዊ ጸለመ ከበር ብቃል ዝግለፁ ዝነበሩን ንምምብርካኾም ኮነ ተባሂሉም ዝተዘርኡ ብተደጋጋሚ ኣብ ቅድሟ ሸንጎ ደብረ ብርሃን ዝተልዓሉን እኹል መልሲ ዝተውሃበሎምን ጸለመታት ብዙሓት እዮም። ኣጸላሚ ጽሑፍ ከሀከኗ ቃላዊ ጸለመ ናብ ጽሑና እናዓበየ መጺኡ እዚ ድማ ታሪኽ ሺጎምጥፋእ ዝተገብረ ልዑል ጠርዚ ሕመቕ እቶም ኣብቲ ዘመን ዝነበሩን ዳሕራይ ዝተንሥኡን ንኸብዶም ዝሓድሩ ካህናትን መነኮሳትን ዘርአ እዩ ብመሠረቱ ብዛዕባ ደቂቀ እስጢፋኖስ ዝተጽሓፉ ድርሳናት ኣብ ድልየት ሐፀይ ዘርአ ያዕቆብን ሰንሰለት ቤተ መንግሥትን ስለዝተሓፀሩ ክሳብ ውሽጢ ቤተ ሎና ኝዮስ ሥልጣን ሰገድ ገጽ መመ። ቐቹ ናዳ ማ መመ ኣቲተ ሼስጢና ኖስ ሥነሓሳባቶም ስልተ ህይወቶምን ጥበቦምን ንከይቕጽልን ካብ ፍልፍሌ ንምድራቕን ዓበይቲ ምንቅስቓሳት ተገይሮም እዮም ሐፀይ ዘርአ ያዕቆብ እዚ ንምዕዋት ከም ረ ን አስጢፋኖስና የደብረ ብርሃን ሸገጎ ግርማ ኤልያስ ዓም ገጽ ስልቲ ዝወሰዶ ተተካእቲ መነኮሳትን ካህናትን ንከይፈርዩ ክህነት ምኽልኻል እዩ ነይሩ ካብ ውሽጢ ዓዲ ሓሊፉ ኣብ ግብሂ እውን ክህነት ንከይወሃቡ ኣኸልኺሉ ክህነት ንምርካብ ኣብ ዝገብርዎ ኾጐዕዞ ግብሂ ኢየሩሳሌምን ሶርያን ብዙሓት እስጢፋኖሳውያን ኣብ ምድረ በዳ ተሪፎም እዮም ኣብ ዝኣተዉዎ እናኣተወ ዝጭፍጭፍ ዘልምዕዎም ኣትኸልቲ ዘብርስ ቕርሲ ዝዘርፍ ህላወኦም ንምጥፋእ ዘጽንት ብዝሒ ዘለዎ ሠራዊት ኣብ ትግራይ ይንቀሳቐስሰን ይቐትሎምን ነይሩ እዚ ንምጽናቶም ዝግበር ዝነበረ ምር ብራባት ዝረኣየ ህዝበ ትግራይ ድማ ደድሕሪ ደቂቀ እስጢፋኖስ ከፍቲ እናኮብኮበ ብምኻድ ኣሰር ርጋጾም ንከይርኣይን ፀላኢ ንከይሕዞምን ይሕግዞም ነይሩ ዱጦክ ሲሬ በበከከክ አሉ እስጢፋኖስ ዘጐገነዳጐገዶ መምሀር ወማኅበር ዘጉንዳጉኀኝዶ ደብረ ገሪዛን ሟርያም ገዳም ዓም ገጾ ጾሪቀ እስጢፋኖስ በሕገ ኣምላክ ገድለ ኣባ ፅዝራ ፕሮፌሰር ጌታቸው ኘይሌ ዓም ገጽ ኣም ንክጠፍእ ን ብዝኽዩ ኣብ ማእኘ ራ እናኣቐመጠ ንዓመ ታት የግንዮምዊ ሓደ ነዚ እንትገልጽ አዘዘ ይዝርውዎሙ ለለአሐዱ ው ተንባላት ከመ የሕምምዎመ በጽዓዒረ ረ መዋቅሕት። ሐፀይ ዘርአ ያዕቆብ ግና ካብ ልጓም ኣልቦ ምልክነቴ ደቂቀ እስጢፋኖስና የደብረ ብርሃን ሸኀጎ ግርማ ኤልያስ ዓም ገጽ ገድለ ቅዱስ ፌቅጦር እና ገድለ አባ በግዑ የሐይቅ ቅዱስ እስጢፋኖስ አቡነ ኢየሱስ ሞዐ ኣንድነት ገዳም ዓም ገጽ ገድለ ክርስቶስ ሠምራ ትንሣኤ ዘጉባዔ ጫተሚያ ቤት ም ገጽ ጠጩጩጩዌገዌብቄሑጉጭጭጭጭአ። ብድሕሪኡ እውን ብዙሕ መሥዋዕትነት ኽፈለት ትቀድሰነ ማርያም ዝተብሃለት ሰማዕት ኣውን በቶም ሰብኣውነት ዝበሃል ዘይፈልጡ ግፍዐኛታት ምስ ነብሳ እናሃለወት ንኣናብስት ሂቦምዋ ብኽብሪ ሰማዕትነታ ፈጺማ እያ ደቂቀ እስጢፋኖስ በሕገ አምላክ ገድለ እስጢፋኖስ ፕሮፌሰር ጌታቸው ሣይሌ እስጢፋኖስና የደብረ ብርሃን ሸገጎ ግርማ ኤልያስ ዓ ም ገጽ በኢትዮጵያ ዛሬና ትናኀትና ካሕሳይ ገብረ እግዚኣብሄር ዓም ገጽ ኣስጢፋኖስና የደብረ ብርሃን ሽንጎ ግርማ ኤልያስ ዓ ም ገጽ ኣብ ልዕሊ ዘዕቼቦም ህዝቢ ዝበጽሐ ግፍዒ ቫ ከስስ ድሕሪ ሰማዕትነት ቅዳስ እስጢፋኖስ ነዚ ዓምደ ሃይማኖት ዝኾነ ሰማዕት ኣቡኦም ይዝክሩ ነይሮም። ይብሉ እዚ ድማ ኣብ መጽሓፍ ዝርከብ ንሃይማኖተ ኣበው ዝመስል ትምህርቲ እዩ ዶል ደቂቀ እስጢፋኖስ መጻሕ ደቂቀ እስጢፋኖስ ካብ ብሉያትን ሓዲሳትን ሓሊፎም ኣዋልድ መጸሕፍቲ እውን ዝተምሃሩ ነይሮም። ካብዚ ብተወሳኺ እውን ሜገድለ አቡነ እስጢፋኖስ ዞጉንዳጉንዶ መምሀር ወማኅበር ዘጉገዳጉገዶ ደብረ ገሪዛን ማርያም ገዳም ዓም ገጽ ቂቀ እስጢፋኖስ ብሕገ አምላክ ገድለ እስጢፋኖስ ፕሮፌሰር ጌታቸው ሃይሌ ሮም ንሥገኦም ዝሓድሩ ፈ ራሓት ምንባሮም የርኢ ግ ኣባ ያዕቆብ ንሐፀይ ዓምደ ጽዮን ጳጳስ ዝብለካ ንምጌ ዘይትለምፅ ክብልዎ ከለዉ ሐፀይ ዓምደ ጽዮን እቲ ጳፅስ ብገንዘበይ ዓዲገ ዘምጻእኹዎ እዩ። ደብረ ሊባኖስ ገዳም ኣብ ሸዋ ቅድሟ ምምሥራቱ ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ደብረ ሊባኖስ ገዳም ውሩይን ብዙሕ ኣማኒ ይህውጆ ዝነበረን ብምኳኑ ነቲ ናይ ሸዋ ዳግማይ ደብረ ሊባኖስ ኢሎም ዝሰመይዎ ምጧኳኑ ሊቃውንቲ ይምስክሩ ብዝነበሩሉ ዘመን ምስ አባ ዮሐኒን ምስ ተክለ ሃይማኖት ሃዋርያን ዝቀራረቡ አቡነ ሊባኖሰ ኣብ ኤርትራ ደብረ ወርቅ ገዳሞም ስሙይ እዩ። ጾ ነ ጠሽ ይድሪራርሰን ዓም መንግሥትን ሃይማኖትን ሥርዓትን መሓውርን ንክፈላለዩ ሕገ መንግሥቲ ኣሜሪካ ደቂቀ እስጢፋኖስ በሕገ ኣምላክ ገድለ ኣባ ዕዝራ ፕሮፌሰር ጌታቸው ፃይሌ ዓጦ ና በኢትዮጵያ ዛሬና ትናንትና ካሕሳይ ገብረ እግዚኣብሄረ ዓም ገጽ ጉነ እስጢፋኖስ ዘጉንዳጐጉገዶ መምሀር ወማኅበር ዘጉገዳጉገዶ ደብረ ገሪዛን » ዓም ገጽ ርማ ዘውዴ ዓም ገጽ ደቂቀ እስጢፋኖስ መጽቀጥቲ መንግሥትታት ኣብ ልዕሊበ ክርስቲያን ንምእላይ ቤተ ክርስቲያንን ቤተ መንግሥ ትነሽ ንምፍላይ ህበ ርከህቦርርከ በበ ሰማዕትነሕ ዝተቐበሉ ከዋኸብቲ እዮም ካብ ሕጊ ሥጋዊን ሕጊ መንፈሳዊን ወፃአ ብዝኾነ መንገዲ ሰብ እናቸርደደ ዝውዕል ዝነበረ ሐዐይ ዘርአ የዕቆብ መምፅዕላይ ኢሎም ይሰምይዎ መምዕላይ ማለት ውልቀመላኺ ርርመርዕ የ ማለት ኮይኑ ፍርዲ ኣብ ድልየትን ስምዒት ጎጉሥ እምበር ኣብ ሕጊ ይሥረት ስለዘይነበረ ብሕጊ ክዳነ ክዳንን ስለዘይኸእል ተቓውሞ ኣስማፆም። ብዝመሥረትዎ ውዳበ ማሕበር ብሔረ ትግራይ ብተወከልቶም ደከ ምስ ቤተ ክርስቲያንን ቤተ መንግሥትን ይራኸቡ ነይሮም ሐፀይ ዘርአ ያዕቆብ ግና ነዚ ሥርዓት እውን እናተቻወመ ንተወከልቶም ይዋትል ነይሩ ብትእዛዝ ሐፀይ ዘርአ ያዕቆብ ብብዙሕ መከራ ኣብ ምድረ ኣረ ጨ ስጢፋኖስና የደብረ ብርሃን ሸንጎ ግርማ ኤልያስ ዓም ገጽ «ኖስ በሕገ ኣምላክ ገድለ ኣባ ዕዝራ ፕሮፌሰር ጌታቸው ሃይሌ ዓ ም ርአ ጣዊ ገድለ አበው ወአኅው ፕሮፌሰር ጌታቸው ኘይሌ ትምህርቲ ክርስትና በሪ የ ምኸትቲ ሐፀይ ዘርአ ያዕቆብ ኮሽ ናብ ሓደ ኣከቦም። ደብረ መድሓኒት ኣቡነ እንድርያስ ሴሮ መቓይሕ ች ችፅዕጋ ኡና ዓ ዚር ዲበ ቅዱሳን አብ ብርሃን ወልድ ብርሃን መንፈስ ቅዱስ ብርሃን ዝ ውእቱ ለስ ብርሃነ ሃይማኖትነ ዘኢይዴምን ዘዘልፈ የኀቱ ውስተ ልበ መሃይምናን ትርጉም ብመለኮት ብዘይወሰዝ ብዘጐደሎ ዓጹም ሓደ ሠለስተ ስማት ሓሓደ እግዚኣብሄሂር ሠለስተ ገጽ ሓደ ራእደ ሠለስተ ኣካል ሓደ ህላዊ አብ ፀሓይ ጥልድ ፀሓይ መንፈስ ቅዱስ ፀሓይ ንሱ እውን እቲ ወርትግ ዙሉ ገዜ ኣብ ልዕሊ ቅዱሳን ዘብርህ ሓደ ፀሓይ ኣቂ እዩየ ኣብ ብርሃን ጠልድ ብርሃን መንፈሳ ቅዱስ ብርሃን ንሱ እውን እቲ ወርትግ ኦቭ ልዕፅሊ ኣመንቲ ዘብርህ ዘይጽልምት ሓደ እንኮ ብርሃን ሃይማኖትና እዩ ዝብል ምስ ትምህርቲ ደቂቀ እስጢፋኖስ እዩ እዚ ድማ ትምህርቲ ቤተ ክርስቲያን እየ ከፋሌ ባሕር ምዕራፈ ቅዱሳን ቅድስት ጣራ አገድነት ገዳም ፆ እ ወ ሶ ተባሃሉ ብሐፀይ ዘርአ ም ኩይ ፍርድታት ሓደ ካብ ክህነት ነት ከይረኽቡ ምኽላእን ይርክቦ። ኣብ ሕርሲ ማርያም ማርያም ይብል ብዓብይኡ ታቦተ ጽዮን ኣብ ማእኸሉ ሓኞፉ ንድንግል ማርያም ክብሪ ይህብ ስለዚ እዚ ንደቂቀ እስጢፋኖስ ዝወሃብ ሕምየት ቅድሟ ምትንሣእ ደቂቀ እስጢፋኖስ ኮነ ድሕሪኦም ኣብ ባህሊ ክርስቲያን ትግራይ ኣይነበረን የለን እውንጎ ስም ደቂቀ እስጢፋኖስን ትግራዎትን ካብ ዘመነ ክርስትና ጀሚሩ ስም ብዙሕ ትግራዋይ ምስ መስቀልን ድንግል ማርያምን ይተኣሳሰር። በለብገድለ አቡነ ገብረ ናዝራዊ ወእምዝ ኮነ በአሐዱ እመዋዕል አባ ዳንኤል ርእየ ዓቢየ ብርሃነ እምሰማይ እንዘ ይወርድ ኀበ ቃብሩ ለብፁዕ አባ ዮሐንስ አቡሁ ለቅዱስ አብ ክቡር አባ ረ ናዝራዊ ትርጉም ካብ ዕለታት ሓደ እዋን አባ ልዑል ብርሃን ካብ ሰማይ ናብ መቓብር ኣባ ዮሐንስ ዕታች መር ተስፋ ሚካኤል ታከለ ዓም ገጽ ህ ሷ ትንሣኤ ዘጉባዔ ማተሚያ ቤት ዓም ገጽ ቡነ ገብረ ናዝራዊ አኩቴት ማተሚያ ድርጅት ዓም ገጽ ዝራ ቅክ እናሃለዉ እውን ኣብ ቅድሚ ዝቢይሽ ነ ነና ካብ ሰማይ ከምዝወረደሉም ኣብ ገድለ ኣቡነ ዕዝራ ጽሑፍ እዩ እዚ ንኣቡነ ዕዝራ ዝወረደ ብርሃን ኣብ ተኣምረ ማርያም እውን በእንተ ርደተ ብርሃነ ትንሣኤ ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዕለት ትንሣኤ ኸከትዕ ዝገጠሞ ሓደ ኢትዮጵያዊ ተጉዓዛይ ብርሃን ካብ ሰማይ ወሪዱሉ ምንባሩ ይዛረብ እቲ ኢትዮጵያዊ ኸትዕ ዝገጠሞ ምንባሩን ጉፅዞ ኣቡነ ፅዝራ ንኢየሩሳሌምን እንትገጣጠሙ እቲ ሓደ ሰብ ዝተብሃለን ብርሃን ዝወረደሉን ኣቡነ ዕዝራ ምኳኑ ንርኢ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Advertisement
Bottom banner

Download options | Convert to Pdf | Reading List | Advertise on dirzon

© dirzon | Terms of Service | Privacy | About | Services | Contact