Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convert to Pdf
  • Reading List
  • Summary
  • Audiobook
  • Search
  • Upload
  • myzon
  • Log in
  • Register
English  አማርኛ  Français  العربية  Portuguese
Book of the day

ትምህርቲ_ምዝዋር_መኪና.pdf


Advertisement
  • word cloud

ትምህርቲ_ምዝዋር_መኪና.pdf
  • Extraction Summary

መስተ ሰቲኻ ምዝዋር ነብሰቅትለት እዩ። ከመይ ዓይነት ቁጠባዊ ኣመራርሓ ተሽከርከርቲ ምምራሕ ኣከባቢያዊ ሓልዮት ምፍጣር ማለት እዩ። ኣብ ዉሽጢ ክሊ ከተማ ኣብ ዝኾነ ጽርግያ ዝፍቀድ ዝለዓለ ደረተ ፍጥነት ክንደይ እዩ ሀ ናቕፋ ለ ናቕፋ ሐ ናቕፋ ዉዕል ግዱድ መድሕን ተሽከርካሪት ዝተሓተ ሕጋዊ ውዕል መድሕን ሳልሳይ ኣካል መድሕን እዩ። ልዕሊ ግቡእ ጽዕነት ተሽከርካሪትካ ይጸልዎ ሀ ሳጹን ማርሻ ለ ስርዓተ መዘወር ሐ ኣገባብ ኣመራርሓ ኣዝዩ ጸላዊ እዩ። እቲ ህጻን ኣብ ናይ ቅድሚት ናይ ግመ መብራህቲ ከምዝተወልዐ ዝሕብር መብራህቲ የርዐበ።ሀ ዱፎሀ በፀፀሪያ ዕፀጽ «ክበ ኣተሓሕዛ ስቴርሶመሪሕ ኣተሓሕዛ ስቴርሶ ብጣዕሚ ኣገዳሲ እዩ። ኣብ ነፍስወከፍ ስእሊ ኣብ ውሽጢ መስቀላውን መራኸብን ጽርግያ ካብ ዘለዋ ተሽከርከርቲ ብቕደም ተኸተል ምሕላፍ ዝግባእ ካበየነይቲ ተሽከርካሪት ጀሚሩ እዩ።

  • Cosine Similarity

ኣብ መብራህቲ ዝውልዓሉ እዋንምሸት ኣብ ንጹር ዝኾነ ክሊማ ብኣንጻር ጉዕዞኻ ስሩዕ ዋሕዚ ተሽከርከርቲ ዝመጻ ምስ ዝህልዋ ከምኡውን ደረት ሃገራዊ ፍጥነት ኣብ ተግባር ምስዝውዕል ኣየናይ መብራህቲ ክትጥቀም ይግብኣካ ሀ ነዊሕ ናይ ቅድሚት መብራህቲ ለ ናይ ጎድኒ መብራህቲ ሐ ሓጺር ናይ ቅድሚት መብራህቲ መ ናይ ግመ መብራህቲ ሐ ሓጺር ናይ ቅድሚት መብራህቲ ኣብ ከምዚ ዝበለ ናይ ትራፊክ ኩነታት ሓጺር ናይ ቅድሚት መብራህቲ ክንጥቀም ይግባእ። ኣብ ግዜ ለይቲ ተሽከርካሪትካ ኣብ ጽርግያ ዓሺግካያ ኣለኻ ንበል ኣበየናይ ቦታ ኢኻ ምልክት መብራህቲ ናይ ምዕሻግ ክትጥቀም ትግደድ ሀ ኣብ ማእከል ጽርግያ ዘየቋርጽ ሕንጻጻት ጽርግያ ኣብ ዘለወሉ ለ ደረት ፍጥነት ኣብ ሰዓት ካብ ኪሜ ንላዕሊ ምስ ዝኸውን ሐ ብቕድሜኻ ዝመጽእ ትራፊክ ምስ ዘጓንፈካ መ ኣብ ጥቓ ፌርማታ ኣውቶብስ ምስ ትህሉ ለ ደረት ፍጥነት ኣብ ሰዓት ካብ ኪሜ ንላዕሊ ምስ ዝኸውን ኣብ ግዜ ለይቲ ተሽከርካሪትካ ክትዕሽጋ ኣብ ትደልየሉናብቲ ኣንፈት ናይ ትራፊክ ብምግባር ክትዕሽግ ይግባእ። ኣብ ግዜ ለይቲ ኣብ ክልተ ዝኣንፈቱ ጽርግያ ትዕሽግ ኣለኻ ንበል ደረት ፍጥነት ድማ ኣብ ሰዓት ኪሜዩ ኣብ ከመይ ዝበለ ቦታ ተሽከርካሪትካ ክትዕሽጋ ይግብኣካ ሀ ናይ መፅሸጊ መብራህቲ ብምውላዕ ብየማናይ ሸነኸ ለ ናይ መፅሸጊ መብራህቲ ብዘይምውሳላዕ ብየማናይ ሸነኸ ሒ ናይ መዕሸጊ መብራህቲ ብምውላዕ ብጸጋማይ ሸነኸ መ ናይ መዕሸጊ መብራህቲ ብዘይምውሳላዕ ብጸጋማይ ሸነኸ ሀ ናይ መዕሸጊ መብራህቲ ብምውሳላዕ ብየማናይ ሸነኸ ኣብ ክልተ ዝኣንፈቱ ጽርግያ ኣብ ግዜ ለይቲ መብራህቲ ተሽከርካሪት ብምጥፋእ ኣንፈትካ ምስ ትራፊካዊ ምንቅስቓስ ኣብ ዘለወሉ ምስዝኸውን ደረት ፍጥነት ኣብ ሰዓት ኪሜ ወይ ትሕቲኡ ምስዝኸውን እንተወሓደ ካብ መራኸቦ ቦታ ሜትሮ ምስትርሕቕ ጥራይ ተሽከርካሪት ክትዕሽግ ትኸእል። ሞቶር ከየጥፋእካ ተሽከርካሪትካ ኣብ ጽርግያ ዓሺግካ ሓዲግካያ መዓስ ትኸይድ ሀ ካብ ሓሙሽተ ደቺቕ ንዝውሕድ ግዜ ለ ባተሪ ምስዝደክም ሐ ኣብ ሰዓት ኪሜ ኣብ ዝተመልከቶ ከባቢ መ ኣብ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን ኩነታት ኣይካኣልን እዩ መ ኣብ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን ኩነታት ኣይካኣልን እዩ ተሽከርካሪትካ ኣብ ጽርግያ ዓሽግካ ክትገድፋ ምስ እትደሊ ሞቶር ኣጥፋኣዮ ኣገደስቲ ነገራት ሓዲግካ ከምዘይከድካ ኣረጋግጽ ኩሎም መሳኹቲ ዕጸዎም መዓጹ ተሽከርካሪትካ ዕጸዎም ናይ መጠንቀቕታ ድምጺ ምስዝህልዋ ኣዳልዎ ካብ ስርቂ ክከላኸሉልካ ዝኸእሉ መሳሪሒ ተጠቐም ንኣብነት መዕጸዊ መሪሕ ዘበዐ ተሽከርካሪት ብምዕሻግካ ንኻልኦት ተጠቐምቲ ጽርግያ ጠንቂ ሓደጋ ወይ ዕንቅፋት ክኾኑ ዝኸእሉ ሰለስተ ቦታታት ኣየኖት እዮም ሀ ኣብ መእተዊ ኣፍደገ ማዕጾ ወይ ካንሸሎ ለ ኣብ ወይ ጥቓ ፌርማታ ኣውቶቡስ ሐ ኣብ እትመርሓሉ ጽርግያ መ ምልክት ኣብ ዝተገበረሉ መዐሸጊ ቦታ ሰ ኣብ ጥቓ መሳገሪ መንገዲ ባቡር ሀ ኣብ መእተዊ ኣፍደገ ማዕጾ ወይ ካንሸሎ ለ ኣብ ወይ ጥቓ ፌርማታ ኣውቶቡስ ሰ ኣብ ጥቓ መሳገሪ መንገዲ ባቡር ምዕሻግ ኣብ ዝተኸልከለሉ ቦታ ተሽከርካሪትካ ምሕዳግ ክልኩል እዩ። ራብዓይ ጥንቃቐታት ድሕነት ፍለዮፎፐሃ አዘልክርአ እዚ ክፋልዚ ዝሸፍኖ ኣርእስትታት ርሕቀት ደው ምባል ግዳማዊ ሽፋን ጽርግያ ምንሽርታት ኩነታት ኣየር ኣብ ከመይ ዝኣመሰለ ከባቢ ኢኻ ብናይ ጎድናዊ ንፋስ ብጣዕሚ ትድፋእትጽሎ ሀ ኣብ ጽብብ ዝበለ ናይ ገጠር ነጸላ ጽርግያ ለ ኣብ ቃልፅ ቦታ ዝተዘርግሐ ጽርግያ ሐ ኣብ ጽዑቕ ትራፊካዊ ምንቅስቓስ ዘለዎ ጽርግያ መ ኣብ ትኸ ዝበለ ነዊሕ ጽርግያ ለ ኣብ ቃልዕ ቦታ ዝተዘርግሐ ጽርግያ ኣብ ቃልፅ ጽርግያ ብርቱዕ ንፋስ ኣብ ዝህልወሉ እዋን ሓያል ጥንቃቐ ክውሰድ ይግባእ። ኣብ ከመይ ዝበለ ከባቢ ኢኻ ፍጥነት ተሽከርካሪትካ ትቕንስ ሀ ኣብ ጫፍ ናይ ዓቐበት ለ ተራኣይነት ድሩት ኣብ ዝኾነሉ ቦታ ሐ ኣብ መሳገሪ ኣጋር መ ኩሎም መልሲ ኢዮም መ ኩሎም መልሲ ኢዮም መራሒ ተሽከርካሪት ናብ ከተማ ዓዲ ፅዳጋ ቤት ትምህርቲ ወይ ሆስፒታል ናብ ሰንጣቺ ጽርግያ መሳገሪ ኣጋር ኩርናዕ ጸቢብ ድልድል ቢንቶ ወይ ናብ ዝለዓለ ጫፍ ናይ ዓቐብ ወይ ቹልቁል ክቐርብ እንከሎ ወይ ኣብ ጸቢብ ድልድል ጸቢብ ጥውይዋይ ጽርግያ ኣብ ዝመርሓሉ ግዜ ወይ ተራኣይነት ድሩት ኣብ ዝኾነሉ ወይ ኣብ ልዕሊ ኣጋርን ካልኦት ተጠቀምቲ ጽርግያን ፍሉይ ሓደጋ ክህሉ ኣብ ዝኸእለሉ ኩነታት ናይ ተሽከርካሪት ፍጥነት ከምዝጐድል ይገብር። ኣብ ምንታይ ኩነታት እዩ መራሒ ተሽከርካሪት ንኻልእ ኣብ ምንቅስቓስ እትርከብ ተሽከርካሪት ዘይቅድማ ሀ ኣብ ጫፍ ዓቐበት ለ ኣብ ኣንሸራታቲ ጽርግያ ሐ ኣብ ሓደ ዝኣንፈቱ ጽርግያ መለን ሐን መልሲ ኢዮም ሰ ሀን ለን መልሲ ኢዮም ሰ ሀን ለን መልሲ ኢዮም ኣብዚ ዝስዕብ ኩነታት ዝኾነ መራሒ ተሽከርካሪት ንኻልእ ኣብ ምንቅስቓስ ዘላ ተሽከርካሪት ኣይቅድምን ተራኣይነት ውሱን ወይ ናይ ምርኣይ ኩርንዑ ድሩት ወይ ዕጉት እንተኾይኑ ናብ ጫፍ ዓቐበት ወይ ቹልቁለት ድልድል ቢንቱ ገለርያ ኣንሻራታቲ ጽርግያ ወይ ኣብ ኩርናዕ ጽርግያ አንጐሎ ኣብ ዝቐርበሉ ግዜ ካብ ሰንጣቺ ጽርግያ ወይ ካብ መሳገሪ ባቡር ምድሪ ኣብ ውሽጢ ሜትሮ ርሕቀት ክስዕብ ዝጸንሐ መራሒ ተሽከርካሪት ክቕድም እንተጀሚሩ ኣብ ቅድሚኡ ኣብ ሓደ ነጸላ ጽርግያ ዘሎ መራሒ ተሽከርካሪት ካልእ ተሽከርካሪት ናይ ምቕዳም ድሌቱ ብመጠንቀቕታ እንተኣርእዩ ኣብ ኣገባብ ኣወሃህባ ምልክት መብራህቲ ሓባሪ ኣንፈት ሓደ መራሒ ተሽከርካሪት መካኒካዊ ጉድለት ኣብ ልዕሊ ተሽከርካሪቱ ብምውራዱ ኣድላይ ናይ መጠንቀቕታ ምልክት ከይገበረ ምስዝተርፍ ከም እንታይ ይዉሰድ ሀ ኣብ እዋን ሓደጋ ኣይሕተትን ለ ሕጋዊ መከላኸሊ ኣይከዉንን ሐ ብትራፊክ ፓሊስ ኣይቅጻዕን መ ኩሎም መልሲ እዩም ለ ሕጋዊ መከላኸሊ ኣይከዉንን መራሒ ተሽከርካሪት ኣብ ተሽከርካሪቱ ዘለዉ ናይ መጠንቀቕታ ሓገዛት ኩልግዜ ኣብ ጽቡቕ ናይ ምስራሕ ኩነታት ከምዘለዉ ናይ ምፍታሽ ሓላፍነት ኣለዎ። ኣብ ማእከል ናይዚ ጽርግያ እዚ እንታይ ዓይነት ተሽከርካሪት ክትረኸበካ ትጽበ ሀ ናይ ጽዕነት ተሽከርካሪት ለ ኣውቶቡስ ሐ ተሽከርካሪት መኪና መ ሞቶር ብሽግለታታት ሀ ናይ ጽዕነት ተሽከርካሪት ለ ኣውቶቡስ እቲ ዝለዓለ ጥርዚ ደረጃ ናይ ቢንቶ ኣብ ማእከል ናይቲ ጽርግያ እዩ። ኣብ ማእከል ናይ ሰለስተ ነጸላ ጽርግያ ዘለዎ ጽርግያ ቀስ ኢላ እትጓዓዝን ክትቅድማ እትደልን ናይ ጽዕነት ተሽከርካሪት ብድሕሪት ሸነኻ ነዚ ምልክት ምስእትርኢ ክትገብሮ ዝግባእ በሪ ሀ ብጥንቃቐ ነታ ናይ ጽዕነት ተሽከርካሪት ብምጽጋዕፅ ብሓዲኡ ሸነኸ ነጸላ ጽርግያ እሓልፍ ለ ክሳብ ነቲ ናይ ሞቶር ጽርግያ እትሓልፎ ነታ ናይ ጽዕነት ተሽከርካሪት ተኸቲለ እመሪሕ ሐ ክሳብ እታ ናይ ጽዕነት ተሽከርካሪት ደው ትብል ኣብ መንኩብ ጽርግያ ደው ኢለ እጽበይ መ ብጥንቃቐ ናብታ ናይ ጽዕነት ተሽከርካሪት ብምጽጋፅ ጸጋማይ ሸነኸ ናይታ ናይ ጽዕነት ተሽከርካሪት እሕዝ መ ብጥንቃቐ ናብታ ናይ ጽዕነት ተሽከርካሪት ብምጽጋዕ ጸጋማይ ሸነኽ ናይታ ናይ ጽዕነት ተሽከርካሪት እሕዝ እዚ ምልክት ብጸጋም ናይታ ተሽከርካሪት ክትሕዝ ከም ዘለካ ይሕብረካ። ዘለዎ ጽርግያ ዝኾነ ሓደጋ ንምውጋድ ክትገብሮ ዝግባእ ሀ ኣብ እኹል ግዜ ፍጥነተይ እቕንስ ለ ኣብ ዝኾነ ግዜ ምልዋጥ መስመር ግስጋሴ አመዓራርዮ ሐ ኣቐዲመ ዝሰማማዓኒ መስመር እመርጽ መ እቲ ጉቡእ መፈናተቲ ርሕቀት እሕሉ ሰ ብቹልጡፍ ንምሕላፍ ፍጥነተይ እውስኸ ረ ምስ ካልኦት ሞቶር ተሽከርከርቲ ተቐራሪበ ብምጓዓዝ ነዊሕ መስመር አወግድ ሓደ መልሲ ሃብ ሀ ኣብ እኹል ግዜ ፍጥነተይ እቕንስ ሐ ኣቐዲመ ዝሰማማዓኒ መስመር እመርጽ መ እቲ ጉቡእ መፈናተቲ ርሕቀት እሕሉ ኣብ ኣንጻር ኣንፈት ናይ ምንቅስቓስ ኣገባብ ዘለዎ ጽርግያ ምስ ብቕድሜኻ እትመጽእ ዘላ ትራፊክ ቀሪብካ ኮነ ከምኡውን ኣብ ጸቢብ መንገዲ ክትጓዓዝ ከሎኻ እትገብሮ ነቲ ግዝያዊ ደረት ፍጥነት ዝውስን ምልክት ተማእዘዝ ኣብ እኹል ግዜ ናብ ቁኑዕ መንገድኻ ሓዝ ካብ ቅድሜኻ ዘላ ተሽከርካሪት ዝፈሊየካ ውሑስ ርሕቀት ዓቅብ ይምለስ ኣሎ ኣብዚ ግዜዚ እንታይ ትገብር ሐ ጥሩምባ ብምንፋሕ ደው ንምባል እቕረብ ኣብ ድሕሪት ናይ ተሽከርካሪት ዝርከብ ጻዕዳ መብራህቲ ምስዝበርህ እታ ተሽከርካሪት ንድሕሪት ከም እትምለስ ዘላ እዩ ዝሕብር ህላወኻ ንምሕባር ጥሩምባኻ ብምንፋሕ ኣጠንቅቆ። ሐ ኣብ ጸጋማይ ነጸላ ጽርግያ ዘሎ ትራፊክ ደው ምባል መ ኣብ የማናይ ነጸላ ጽርግያ ዘሎ ትራፊክ ደው ምባል ኣብ ሰዓት ኪሜተር እናተጓዓዝካ ኣብ ከምዚ ንሓደጋ ዝተቓልዐ ቦታ ምስእትቃረብ እንታይ ትገብር ለ ዝነበረኒ ፍጥነት እቕንስ ንጸጋም ንምጥዋይ ዝጽበ ትራፊክ ኣብ ቅድሜኻ ደው ዝበለ ክህሉ ይኸእል ካልእ ትራፊክ ከጓንፎ ስለዝኸእል ናህሪ ንምውሳኸ ግዜ ክወስድ ይኸእል። ስለዚ እንታይ ክትገብር ይግባእ ሀ ኣብ ድሕሪት ብምጽናሕ ገለ ተሽከርከርቲ ይመጻ ከይህልዋ ምዕዛብ ለ ምእንቲ ብቅልጡፍ ክትቅልቀል ክትክእል ፍጥነት ትውስኸ ሐ ዋላውን እቲ ጽርግያ ነጻ እንተኾነ ደው ብምባል ልጓም ኢድ ምሓዝ መ ክሳብ ብንጹር ክትርኢ ትኸእል ቀስ ብምባልናብቲ ጥርዚ ጽርግያ ትወጽእ ናይ ተሽከርካሪትካ ናይ ሓደጋ መጠንቀቼ ሃዛርድ መብራህቲ ትጥቀመሉ መዓስ እዩ ሀ ተበላሽያ ምኸንያት ምዕጋት ጽርግያ ምስ ትኸውን ለ ሰብ ክጽበ ሐ ኣብ ጽርግያ ትስሓብ ዘላ መ ደሪበ ጠጠው ምስዝብል ቅድሚ ናብ ጸጋም ምጥዋይካ ስለምንታይ ኢኻ ጸጋማይ ጸግዒ ናይ ጽርግያ ትርኢ ሀ ጽርግያ ነጻ ምኳኑ ንምርግጋጽ ለ ብጎድንኻ ዝኣቱ መኪና ከይህሉ ንምርግጋጽ ሐ ዝቕድም ትራፊክ ከይህሉ ንምርግጋጽ መ ኩሎም መልሲ እዮም መ ክሳብ ብንጹር ክትርኢ ትኸእል ቀስ ብምባልናብቲ ጥርዚ ጽርግያ ትወጽእ ኣብቲ ናይ ምርኣይ ክእለትካ ዝድረተሉ መራኸቢ እንተደኣ ኣድላይ ኮይኑ ናይ ተሽከርካሪትካ ፍጥነት ብምጉዳል ደው ከተብላ ይግባእ። ኣበየናይ ካብዚኣቶም እዩ ናይ ሓደጋ መጠንቀቕታ መብራህቲ ክትጥቐም ትኸኽእል ሀ ኣብ ናይ ሞቶር ተሽከርከርቲ ዝንቀሳቐሳሉ ጽርግያ ኣብ ዝመርሓሉ ግዜ ኣብ ቅድመይ ሓደጋ ከምዘሎ ንድሕሪት ዘለዋ ተሽከርከርቲ ንምጥንቃቕ ለ ኣብ ክልተ ዝኣንፈቱ ጽርግያ ተደሪብካ ክትዕሽግ ምስ ትደሊ ሐ ሓባሪ ኣንፈትፍሬቻ ኣብ ዘይሰርሓሉ ግዜ መ ንብቕድሜኻ ትቀርበካ ትራፊክ ደው ክትብል ከምዝወጠንካ ከተጠንቕቕ ምስ ትደሊ ሀ ኣብ ናይ ሞቶር ተሽከርከርቲ ዝንቀሳቀሳሉ ጽርግያ ኣብ ዝመርሓሉ ግዜ ኣብ ቅድመይ ሓደጋ ከምዘሎ ንድሕሪት ዘለዋ ተሽከርከርቲ ንምጥንቃቕ ናይ ሓደጋ መጠንቀቕታ መብራህትታት ኣገደስቲ ናይ ድሕነት ባእታታት ኢዮም። በዓል ሞቶር ብሽግለታ ኣብ ከመይ ኩነታት ብፍሉይ ሖ ኣብ መራኸቢ ጽርግያ ኣብ ዝቐርበሉ እዋን ተነቓፊ ይኸውን ሀ እናተጓዓዘ እንከሎ ለ ኣብ ክልተ ዝኣንፈቱ ጽርግያ ሐ ኣብ መራኸቢ ጽርግያ ኣብ ዝቐርበሉ እዋን መ ኣብ ቀንዲ ናይ ሞቶር ተሽከርከርቲ ጽርግያ ኣብ መራኸቢ ጽርግያ ግጭት ክፍጠር ካብ ዝዕድሙ ነገራት ካልኦት ተጠቀምቲ ጽርግያ ንበዓል ሞቶር ብሽግለታ ብግቡእ ክሪኢዎ ብዘይምኽኣሎም እዩ። ጻ አሮ እዚ ክፋልዚ ዝሽፍኖ ኣርእስትታት ኩነታት ኣየር ኩነታት ጽርግያ እዋን ናይ መዓልቲ ፍጥነት ኣህዳእቲ ትራፊክ ኣበይኖት ካብዞም ዝስዕቡ ሰለስተ ንተሽከርካሪት ብየማን ክትቅድም ትኸእል ሀ ኣብ ሓደ ዝኣንፈቱ ጽርግያ ኣብዘለኻሉ ለ ኣብ ናይ ሞቶር ጽርግያ መውጽኢ ትጥወየሉ ቦታ እናተቓረብካ ኣብዘለኻሉ ሐ ኣብ ቅድሜኻ ዘላ ተሽከርካሪት ንጸጋም ክትጥወ ምልክት ክትገብረልካ እንከላ መ ኣብ ክልተ ዝኣንፈቱ ጽርግያ ቀስ ትብል ዘላ ተሽከርካሪት ጸጋማይ መስመር ሒዛ እናተጓዕዘት እንከላ ሰ ኣብ ህዱእ ሪጋ ትራፊካዊ ምንቅስቓስ ብጸጋማይ መስመር ዘሎ ትራፊካዊ ምንቅስቓስ ብቐስታ ክኸዱ ከለዉ ኩነታት ኣተሓሕዛ ተሽከርካሪት ሃፎነርፎ ዛልእአ ሀ ኣብ ሓደ ዝኣንፈቱ ጽርግያ ኣብዘለኻሉ ሐ ኣብ ቅድሜኻ ዘላ ተሽከርካሪት ንጸጋም ክትጥወ ምልክት ክትገብረልካ እንከላ ሰ ኣብ ህዱእ ሪጋ ትራፊካዊ ምንቅስቓስ ብጸጋማይ መስመር ነጸላ ጽርግያ ዘሎ ትራፊካዊ ምንቕስቃስ ብቐስታ ክኸዱ ከለዉ ኣብ ገለ እዋን ትራፊካዊ ምንቅስቓስ ጽዑቕ ክኸውን ይኸእል። ናይ ምርኣይ ተኸእሎ ትሑት ኣብ ዝኾነሉ ኩነታት ኣብዞም ዝስዕቡ ምቕዳም ኣይፍቀድን ኣብ መራኸቢ ጽርግያ ኣብ ኩርባመዕጸፊ ብዘይካ ኣብ ክልተ ዝኣንፈቱ ጽርግያ ኣብ ጥርዚ ናይ ድልድል ወይ ኩርባ ናይ ጽርግያ ኣብ መሳገሪ ኣጋር ኣብ ዘይተቐራረጸ ሕንጻጻት ዘለዎ ጽርግያ ተሽከርከርቲ ኣንፈተን ኣብ ዝቕይራሉ ግዜ ኣብ ዝኾነ ካልእ ዑቹር ሓደጋ ዝርከበሉ ጽርግያ ምስዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ናይ ትራፊክ ምልክት ኣየናይ ካብዞም ዝስዕቡ ናይ ምዕዶ ጽሑፋት የሰንዮ መንጓድ ጽርግያ ጽርግያ ንምቕናስ ንጥቀመሎም። እዚኣቶም ድማ ቀይሕ ኣብ የማናይ ጥርዚ ናይ ጽርግያ ጻዕዳ ኣብ መንጎ ነጸላ ጽርግያታት ሽሮዋይ ኣብ ጸጋማይ ጥርዚ ናይ ጽርግያ ኮይኑ ኣብ ክልተ ዝኣንፈቱ ጽርግያ ቀጠልያ ኣብ መንጎ ክልተ ዝኣንፈቱ ጽርግያን መውጽኢ ጽርግያን ከተረጋግጾ ዝግብኣካ ሀ ቅድሚ ምቕዳምካ ናይ ቅድሚት መብራህቲ ውልዕ ጥፍእ ምባል ለ ዝለዓለ ማርሻ ምምራጽ ሐ ቅድሚ ምቕዳምካ ነዊሕ መብራህቲ ምውላዕ መ ንኻልኦት ተጠቀምቲ ጽርግያ ንኸይትዶግሖም ምጥንቃቕ ኣተሓሕዛ ተሽከርካሪት ሃፎነርፎ ዛልእአ ብግዜ ለይቲ ተሽከርካሪት ኣብ በመሉ እዋን ነች ። ናይ ቅድሚት መብራህቲ ናይ ተሽከርካሪትካ ክትውልዖ ይግብኣካ ብዘይካ ኣብ ዝበለ እዋን ሀ ብቐረባ ኣብ ቅድሜኻ ተሽከርከርቲ ምስ ዝህልዋ ለ ፍጥነትካ ካብ ኪሜ ንታሕቲ ምስ ዝኸውን ሐ እቲ ናይ ቀንዲ ጽርግያ መብራህቲ ምስ ዝህልዎ መ ተሽከርካሪትካ ተበላሽያ ኣብ መንኩብ ጽርግያ ደው ምስትብል መ ተሽከርካሪትካ ተበላሽያ ኣብ መንኩብ ጽርግያ ደው ምስትብል ብግዜ ለይቲ ኣብ ናይ ቀንዲ ጽርግያ ናይ ቅድሚት መብራህቲ ናይ ተሽከርካሪትካ ክትውልያዖ ይግብኣካ ተሽከርካሪት ተባላሽያትካ ኣብ መንኩብ ናይ ጽርግያ ደው ምባል ናይ ግድን እንተኾይኑ ናይ ቅድሚት መብራህቲ ብምጥፋእ ናይ ጎኒ መብራህቲ ወላዓዮ። ለ ናይ ቅድሚት ናይ ግመ መብራህቲ ሐ ሓጺር ናይ ቅድሚት መብራህቲ መ ናይ ድሕሪት ናይ ግመ መብራህቲ ኣብ ጸዳፍ ቁልቁለት ኣብ ትመርሓሉ እዋን ልጓም ሀ ምርሳን ናይ ልጓም ተሽከርካሪትካ ብሃንደበት ብጽቡቕ ከምዘይሰርሕ ዘሎ ምስ ተስተብህለሉ ልሙድ ጠንቂ ናይዚ ከምዚ ዝበለ ሳዕቤን ኣብ ተሽከርካሪት ዝኸሰት ከበሮ ኩነት እዚ እንታይዩ ምበልካ ልጓም ጠጠ ኣብ ዝገጠማ ተሽከርከርቲ እዩ። ብግዜ ለይቲ ኣብ ናይ ቀንዲ ጽርግያ ትመሪሕ ኣሎኻ ካልኦት ተሽከርከርቲ ድማ ብቕድሜኻ ዱር ናይ ቅድሚት መብራህቲ ምስዝህልዋ ኣየናይ መብራህቲ ትጥቀም ኣብ ንን ጽርግያ ብግዜ ለይቲ እንተድኣ ትመሪሕ ኣሎኻ ሠ ናይ ቅድሜት መብራህቲ ግመ ካብ ቅድሜኻ ዘላ ናይ ክልተ ካልኢት ጋግ ርሓቕ ለ ነዊሕ ናይ ቅድሚት መብራህቲ ሐጺር መብራህቲ ተጠቐም ሐ ናይ ጎኒ መብራህቲ ነዊሕ ናይ ቅድሚት መብራህቲ ምጥቃም ብቕድሜኻ መ ሓጺር ናይ ቅድሚት መብራህቲ ንዝርከቡ ኣሽከርከርቲ ይደጉሕ። ኣብ ሞቶር ጽርግያ እናተጓዓዝካ ከለኻ ከተዕርፍ እንተድኣ ወሲንካ እንታይ ትገብር ሀ ኣብ መንኩብ ጽርግያ ደው እብል ለ ኣብ ኣገልግሎት ዝወሃበሉ ቦታ እኸይድ ሐ ኣብ መውጽኢ ጽርግያ እዕሽጋ መ ኣብ ማእከላይ ሕዙእ ቦታ ናይ ጽርግያ እዕሽሸጋ ሰ ኣብ ዝቅጽል መውጽኢ ካብ ሞቶር ጽርግያ ለ ኣብ ኣገልግሎት ዝወሃበሉ ቦታ እኸይድ ሰ ኣብ ዝቅጽል መውጽኢ ካብ ሞቶር ጽርግያ እወጽእ ብጀካ ኣብ እዋን ህጹጽ ረድኤትን መስርዕ ናይ ትራፊክን ወይ ደው ንኸትብል ብትራፊካዊ መብራህቲ ወይ ብትራፊክ ፖሊስ ምልክት ምስዝወሃበካ እንተዘይኮይነ ኣብ ሞቶር ጽርግያ ይኹን ኣብ መንኩብ ናይቲ ጽርግያ ደው ክትብል የብልካን። መ ናይ ሓደጋ መብራህቲ እውልዕ ኣብ ሞቶር ጽርግያ ዘሎ መንኩብ ጽርግያ ንምንታይ ይጠቅም ሀ ኣብ ህጹጽ ኩነታት ደው ክትብል ምስ ትደሊ መንኩብ ጽርግያ ደው መበሊ ኣይትጠቀመሉ። ሀ ኣብ ህጹጽ ኩነታት ደው ክትብል ምስ ትደሊ ለ ነቲ ሞቶር ጽርግያ ክትገድፎ ምስ ትደሊ ሒ ደኸምካ ንኸተፅርፍ ደው ክትብል ምስ ትደሊ መናብቲ ሞቶር ጽርግያ ክትጽምበር ምስ ትደሊ ድሕሪ ናብ ሞቶር ጽርግያ ምጽንባርካ ብቐዳምነት እንታይ ክትገብር ይግብኣካ ሀ ቀዲመ ንኸሓልፍ እፍትን መ ኣብ የማናይ ነጸላ ጽርግያ ቦታ እሕዝ ለ ከም እንደገና መስትያት ናይ ተሽከርካሪት አመዓራሪ ክሳዕ ነቲ ኣብ ሞቶር ጽርግያ ዝድለ ፍጥነት ናይ ትራፊክ ሐ ኣብ ማእከል ነጸላ ጽርግያ ቦታ እሕዝ ትዕቅብ ኣብ የማናይ መስመር ንንውሕ ዝበለ ግዜ ጽናሕ። መ ንኣውቶቡሳት ጥራይ ካብዞም ዝስዕቡ ኣርባዕተ ኣብ ሞቶር ጽርግያ ክጥቀሙ ዘይብሎም ኣየኖት እዮም ሀ ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ለ ካብ ሲሲ ጉልበት ሓይሊ ፈረስ ንላዕሊ ዘለወን ሞቶር ብሽግለታ ሐ ኣውቶቡሳት ከተማ መ ናይ ሕርሻ ትራክተራት ሰ ዓረብያ ፈረስ ረ ሰብ ብሽግለታ ሀ ትምህርቲ ምዝዋር መኪና መ ናይ ሕርሻ ትራክተር ሰ ዓረብያ ፈረስ ረ ሰብ ብሽግለታ ብተወሳኺ እዞም ዝስዕቡ ኣብ ሞቶር ጽርግያ ክጉዓዙ ኣይፍቀድን ኣጋር ትሕቲ ሲሲ ሓይሊፈረስ ዘለወን ሞቶር ብሽግለታ ብዘይ ፍቓድ ቀስ ኢለን ዝጉዓዛ ውሑዳት ተሽከርከርቲ ዘይብቹዓት ተሽከርከርቲ ሚዛነን ትሕቲ ኪግዝኾና ኣብ ሞቶር ጽርግያ ዘሎ ናይ ህጹጽ ረድኤት መፅቐቢ ቦታ እንታይ ማለት እዩ ሀ ተንቀሳቓሲ ቴሌፎን ክትጥቀም ምስ ትደሊ ደው ትብለሉ ቦታ ለ ተሽከርካሪት ምስትበላሾ ምስትደሊ ደው ትብለሉ ቦታ ሐ ንናይ ህጹጽ ኩነታት ተሽከርከርቲ ደው መበሊ ቦታ መ ኣብ ቅድሜኻ መስርፅ ናይ ትራፊክ ምስ ዝህሉሞ ክትከይድ ምስ ትደሊ ትጥቀመሉ ቦታ ወይ ረድኤት ለ ተሽከርካሪት ምስትበላሾ ወይ ረድኤት ምስትደሊ ደው ትብለሉ ቦታ ተሽከርካሪት ምስትበላሾ ወይ ረድኤት ኣብ ትደልየሉ እዋን ተሽከርካሪትካ ናብቲ መዕቐቢ ቦታ ክትዕሽጋ ፈትን። ኣብ ሞቶር ጽርግያ ተሽከርካሪት ትመሪሕ ኣለኻ ብምኽንያት ዝኾነ ናይ ሓደጋ ተኸእሎ ቀልጢፍካ ቀስ ክትብል ምስ ትደሊ እንታይ ትገብር ሀ ናይ ሓደጋ መብራህቲ እውልዕ ለ ናይ ቅድሚት መብራህቲ እውልዕ ሐ ጥሩምባ እነፍሕ መ ናይ ቅድሚት መብራህቲ ውልዕ ጥፍእ አብሎ ሀ ናይ ሓደጋ መብራህቲ እውልዕ ተወሳኺ ናይ ፍሬኖ መብራህቲ ናይ ሓደጋ መብራህቲ ምጥቃም ነቲ ብድሕሬኻ ዘሎ ትራፊክ ብቕድሜኻ ናይ ሓደጋ ኩነታት ከምዘሎ ተወሳኺ መጠንቀቕታ መልእኸቲ ይኾኖ። ሀ ኣብ ሓደ ከባቢ ንጥቀመሉ ደረት ፍጥነት ለ ኣብ ቀንዲ ጽርግያ ደው ዘይበሃሎ ሐ ናይ ገደባት መወዳእታ መ ኣብ ናይ ተሽከርከርቲ ትራፊክ ምእታው ኩልኩል እዩ ኣብ ክልተ ዝኣንፈቱ መተሓላለፊ ጐዳና ሃገራዊ ደረት ፍጥነት ናይ ገዛ ተሽከርካሪትን ሞቶር መ ኪሜ ኣብ ሰዓት ብሽግለታን ኣብ ክልተ ዝኣንፈቱ ጽርግያ ክንደይ እዩ ናይቲ ኣቲኻዮ ዘለኻ ጽርግያ ደረት ፍጥነት ክንደይ ከምዝኾነ ብዝግባእ ፍለጥ። መ ኪሜ ኣብ ሰዓት ኣብ ጽርግያ ናይ ደረት ፍጥነት ምልክት ምስ ዘይህሌ ኪሜ ኣብ ሰዓት ከም ዝኸየድ ከመይ ጌርካ ትፈልጥ ሀ ናይ ሓደጋ ምልክት ናይ ጽርግያ ሕንጻጻት ምስዝህሉ ክሳብ ካልእ ናይ ደረት ፍጥነት ምልክት ዘይተዋህበ ኣብ ለ ጽርግያ መብራህቲ ዘለዎ ጎደና ምስዝኸውን ናይ ጐዳና መብራህቲ ዘሎዎ ጽርግያ ኩሉግዜ ኪሜ ሐ ናይ ኣጋር መዕቆቢ ደሴታት ጽርግያ ቦ ሰዓት ደረት ፍጥነት ኣሎ። ተም ዝስዕቡ ኣበየናይ ኢኻ ተሽከርካሪት ክትዕሽግ ዘለካ ሀ ኣብ ሓደ ዝኣንፈቱ ጽርግያ ለ ኣብ ወይ ኣብ ጥቃ ናይ ኣዉቶቡስ መዐሸጊ ሒ ኣብ ናይ ኣጋር መገዲ ማርሻፔዲ ወይ ኣብ ናይ ትራፊክ ደሴታት መኣብ ሰንጣቺ ጽርግያ ወይ ኣብ ውሽጢ ሸውዓተ ነ ሜተር ካብ መእተዊ ናይቲ ሰንጣቺ ጽርግያ ረ ኣብ ወይ ኣብ ውሽጢ ሸውዓተ ሜተር ካብ መሳገሪ ኣጋር እዚ ትራፊካዊ ምልክትዚ እንታይ ይሕብር ሀ ዝቕጽል ጽርግያ ከምዘየለ ለ መወዳእታ ናይ ትራፊካዊ መህድኢ ዘለዎ ቦታ ሒ መወዳእታ ናይ ብነጻ ዝዕሸጎ ዞባ መ መወዳእታ ክልኩል ንምፅዕሻግ ዝብል ቦታ ሀ ኣብ ሓደ ዝኣንፈቱ ጽርግያ ኣብ ተሽከርካሪት ክዕሸጎ ዘይብሉ ቦታ ምስትዕሽግ ካልኦት ትራፊክ ንኸሓልፋኻ ካብ መስመር ክወጻ ኣለወን ማለት እዩ። ናይ ጐድኒ መብራህቲ ትጥቀመሉ ተሽከርካሪት ኣብ ጽርግያ ኸትዕሽግ ከለኻ ደረት ፍጥነት ናይቲ ጽርግያ ካብ ኪሜ ኣብ ሰዓት ንላዕሊ ምስ ዝኸውን እዩ። ኣበየኖት ሰለስተ ግድነት ደው ተብል ሀ ኣብ ግዜ ሓደጋ ዝኾነ መቁሰልቲ ወይ ዕንወት ምስ ዘጋጥም ለ ኣብ ቀይሕ ናይ ትራፊክ መብራህቲ ሐ ብትራፊክ ፖሊስ ደው ክትብል ምስ ዝሕበረካ መ ዝተቐራረጸ ድርብ ናይ ጽርግያ ሕንጻጽ ኣብ ዘለዎ መራኸቢ ጽርግያ ሰ ኣብ ፐሊካን መሳገሪ ብጫ ውልዕ ጥፍእ ዝብል መብራህቲ ምስዝህሉን ዝሰግሩ ኣጋር ምስ ዘይህልዉን ኣጋጣሚታት ተሽከርካሪትካ ሀ ኣብ ግዜ ሓደጋ ዝኾነ መቹሰልቲ ወይ ዕንወት ምስ ዘጋጥም ለ ኣብ ቀይሕ ናይ ትራፊክ መብራህቲ ሐ ብትራፊክ ፖሊስ ደው ክትብል ምስ ዝሕበረካ በዞም ዝስዕቡ ምስዝሕበረካ ግድነት ደው ክትብል ኣለካ። ንኣጠቓቕማ ጽርግያ ብዝምልከት ካብዞም ዝስዕቡ ሓቂ ዘይኮነ ኣየናይ እዩ ሀ ኣብ ጽርግያ ዘለዎ ቦታ መራሕ ተሽከርካሪት ንዕላማ ናይ ጉዕዞ ጥራይ ጽርግያ ይጥቀም ለ ንዉሱናት ዓይነት ተሽከርከርቲ ተባሂሉ ፍሉይ ዓይነት ነጸላ ጽርግያ ኣብ ዝተመደበሉ ኩነታት ናይ ገዛ መካይን ብኡኡ ክጓዓዛ ይኸእላ ሒ መራሕ ተሽከርካሪት ናይ ምርኣይ ተኸእሉኡ ምስዝፅገት ነቲ ዝጓዓዘሉ ዘሎ ነጸላ መንገዲ ኣይቅይርን መ ሓደ ጽርግያ ብናይ ትራፊክ ደሴታት ብዝተሳእለ ሕንጻጻት ወይውን ንዑኡ ብዝመስል ካልእ ንውሓት ኣብ ዝተመቕለሉ ኩነታት ነፍስወከፍ ናይታ ጽርግያ ከም ሓደ ዝኣንፈቱ ጽርግያ ይውሰድ ለ ንዉሱናት ዓይነት ተሽከርከርቲ ተባሂሉ ፍሉይ ዓይነት ነጸላ ጽርግያ ኣብ ዝተመደበሉ ኩነታት ናይ ገዛ መካይን ብኡኡ ክጎጓዛ ይኽእላ ንኣጠቓቕማ ጽርግያ እዞም ዝስዕቡ ክንክተል ይግባእ ንዉሱናት ዓይነት ተሽከርከርቲ ተባሂሉ ፍሉይ ዓይነት ነጸላ ጽርግያ ኣብ ዝተመደበሉ ኩነታት እቲ ናይ ከምዚኣ ዝኣመሰላ መራሕ ተሽከርካሪት ኣብቲ ነጸላ ጽርግያ ይጓዓዝ መራሕ ካልእ ተሽከርካሪት ግን ኣይጓዓዝን ኣብ ጽርግያ ዘለዎ ቦታ መራሕ ተሽከርካሪት ንዕላማ ናይ ጉዑዞ ጽርግያ ጥራይ ይጥቀም መራሒ ተሽከርካሪት ናይ ምርኣይ ተኸእሉኡ ምስዝዕፅገት ነቲ ዝጓዓዘሉ ዘሎ ነጸላ መገዲ ኣይቅይርን ሓደ ጽርግያ ብናይ ትራፊክ ደሴታት ብዝተሳእለ ሕንጻጻት ወይ ንዑኡ ብዝመስል ካልእ ብንውሓት ኣብ ዝተመቐለሉ ኩነታት ነፍሲወከፍ ክፋል ናይቲ ጽርግያ ከምሓደ ዝኣንፈቱ ጽርግያ ይውሰድ። ኣብዚ መራኸቢ ጽርግያዚ ደው በል ዝብል ትራፊካዊ ምልክት ምስ ኣብ ጽርግያ ዝተሓንጸጸ ናይ ደው በል ምልክት ኣሎ ስለምንታይ እዩ ናይ ደው በል ዝብል ምልክት ዘሎ ሀ ኣብቲ ቀንዲ ጽርግያ ደረት ፍጥነት ስለዘይተገደበ ለ ጽዑቕ ምንቅስቓስ ዘለዎ መራኸቢ ጽርግያ ስለዝኾነ ሒናብቲ ቀንዲ ጽርግያ ናይ ምርኣይ ተኸእሎኻ ድሩት ስለዝኾነ መ ንተኸእሎ ሓደጋ ዘጠንቅቕ ዝተሓንጸጸ መስመር ኣብቲ ቀንዲ ጽርግያ ስለዘሎ ሒናብቲ ቀንዲ ጽርግያ ናይ ምርኣይ ተኸእሎኻ ድሩት ስለዝኾነ ኣብ መራኸቢ ጽርግያ ናይ ምርኣይ ተኸእሎኻ ምስዝድረት ደው ምባል ግድነታዊ ይኸውን። ኣብ ናይ ሞቶር ጽርግያ እናመራሕካ ከሎኻ እዚ ምልክትዚ ምስትርኢ እንታይ ትገብር ሀ ነቲ ሞቶር ጽርግያ ኣብ ዝቕጽል መውጽኢ እሓድጎ ናይ ሞቶር ጽርግያ ኣብ ዝዕጸወሉ ግዜ እዚ ምልክትዚ ንርኢ። ለ ብቕልጡፍ ናብ ጸጋም እጥወ ሐ ነጸላ ጽርግያ እቕይር መናብቲ መንኩብ ናይቲ ጽርግያ እእለ ትርጉም ናይዚ ምልክት ትራፊክ እንታይ እዩ ለ መወዳእታ ናይ ሞቶር ጽርግያ ካብ ናይ ሞቶር ጽርግያ ኣብ ትወጻሉ ግዜ ካብቲ እትሓስቦ ንላዕሊ ፍጥነት ክህልወካ ስለዝኸእል መዕቀኒ ፍጥነትካ ተቐጻጸር። ሀ ንሞቶር ተሽከርከርቲ ዘይፍቀድ ለ መወዳእታ ናይ ሞቶር ጽርግያ ሐ ዝቕጽል ጽርግያ የለን መ መወዳእታ ናይ ኣውቶቡስ ነጸላ ጽርግያ ትርጉም ናይዚ ምልክት ትራፊክ እንታይ እዩ መ መወዳእታ ቀዳምነት ዘውህብ ጽርግያ እዚ ትራፊካዊ ምልክትዚ ኣብ መራኸብን መስቀላዊ ጽርግያን ተተኺሉ ዝርከብ ክኸውን ከሎ ዘመሓላልፎ ትእዛዝ ድማ ኣብ መራኸቢ ወይ መስቀላዊ ጽርግያ ምስ በጻሕካ ደው ኢልካ ጸጋም የማን ጸጋም ሪኢኻ ሕልፍ። ሀ መወዳእታ ናይ ሞቶር ጽርግያ ለ መወዳእታ ናይ ገደብ ሐ ነጸላ ጽርግያ ዝውድኣሉ መ መወዳእታ ቀዳምነት ዘውህብ ጽርግያ ኣብ ናይ ቀንዲ ጽርግያ ከለኻ ነዚ ምልክትዚ ኣብ ድሕሪት ናይ ሓንቲ ብሸነኸ የማንካ ደው ዝበለት ናይ ጽዕነት ተሽከርካሪት ምስትርኢ እንታይ ትገብር ኣብ ገለ እዋናት ጽገናታት ንጽርግያ ከይዓጸኻ ይካየድ በሪ እዩ። እብል ሐ ነታ ናይ ጽዕነት ተሽከርካሪት ብሸነኸ ጸጋማ እሓልፋ መ ነቲ ሞቶር ጽርግያ ኣብ ዝቕጽል መውጽኢ እሓድጎ ሐ ነታ ናይ ጽዕነት ተሽከርካሪት ብሸነኸ ጸጋማ እሓልፋ ኣብ ናይ ሞቶር ጽርግያ ከለኻ ኣብቲ ንስኻ ጥራይ ትጓዓዘሉ ዘለኻ ነጸላ ጽርግያ ኣብ ላዕሊ ዝተሰቐለ ቀይሕ ውልዕ ጥፍእ ዝብል መብራህቲ ምስትርኢ እንታይ ምገበርካ ሀ ክሳብ ካልእ ሓበሬታ ዝረክብ ጉዕዞይ እቕጽል ለ ግዜ ብምሕላው ናብ ካልእ ነጸላ ጽርግያ እሰግር ሒናብቲ መንኩብ ናይቲ ጽርግያ እወጽእ መ ደው ብምባል ካልእ ሓበሬታ ክሳብ ዝወሃብ እጽበ ለ ግዜ ብምሕላው ናብ ካልእ ነጸላ ጽርግያ እሰግር ኣብቲ ንስኻ ጥራይ ትጓዓዘላ ዘለኻ ነጸላ ጽርግያ ኣብ ላዕሊ ዝተሰቐለ ቀይሕ ውልዕ ጥፍእ ዝብል መብራህቲ ምስትርኢ እቲ መስመር ዕጹው ምኳኑ ይሕብር። ኣብ ናይ ሞቶር ጽርግያ እዚ ምልክትዚ እንታይ ትርጉም ኣለዎ ሀ ነቲ ሞቶር ጽርግያ ኣብ ዝቕጽል መውጽኢ ሕደጎ ለ ኩለን ተሽከርከርቲ መንኩብ ናይቲ ጽርግያ ክጥቀማ ከምዘለወን ሒ ንሸነኸ ጸጋም ኣዝዩ ዝፅጸፍ ጽርግያ ከምዘሎ መ ደው በል። ሒ ኪሜ ኣብ ሰዓት ትጓዓዘሉ መስመር መ ጥሩምባ ምግባር ዝተኸልከለ ምኳኑ ኣብ ሰለስተ ነጸላ ጽርግያ ዘለዎ ናይ ቀንዲ ጽርግያ ለ ክትቅድም ዘኽእለካ ነጸላ ጽርግ ጥቕሚ እቲ ጸጋማይ ነጸላ ጽርግያ እንታይ እዩ ዛዝ ርግያ ሽከርከር ኣብ ናይ ቀንዲ ጽርግያ ንኸትቅድም እንተዘይኮይኑ ኣብ ሀ ንናይ ጽዕነት ተሽከርከርቲ ጥራይ የማናይ ሸነኸ ናይቲ ነጸላ ጽርግያ ክትጸንሕ ኣለካ። ሀ ንብጸጋምካ ዝመጽእ ትራፊክ ቀዳምነት ሃብ ለ ካብ ጸጋም ዝመጽእ ትራፊክ ቀዳምነት ኣለዎ ሒ ቀዳምነት ናትካ ምኳኑ መ ኣብ ልዕሊ እቲ መስመር ደው በል ከምዚ ዓይነት ናይ ጽርግያ ሕንጻጽ ኣበይ ትረክብ ለ ኣብ ሓደ ዝኣንፈቱ ክብ ዝበለ ደሴት ል ኣብ ናይ ጽርግያ ክትመርሕ ከለኻ ኣብዚ ብምልክት ሽራጣት መዓረግሼቭርን ብዘይቆራረጽ መስመር ተደሪቱ ል ዘሎ ናይ ጽርግያ ምልክት መዕቐቢ ኣጋር ስለዝኹነ ዶል ተሽከርከርቲ ክኣትዉኦ ኣይግባእን። ሀ መወዳእታ ወሰናስን ናይቲ ጽርግያ ለ ናይ ሓደጋ ቦታ ኣብ ቅድሜኻ ከምዘሎ ሐ ተሽከርካሪት ዘይዕሸጎ መ ምቅዳም ዘይፍቀዶ እዚ ናይ ጽርግያ ሕንጻጽ ልክዕ ቅድሚ እንታይ ዓይነት ምልክት ትራፊክ ንረኸቦ ሲ ቅድሚ ቀዳምነት ሃብ እዚ ናይ ጽርግያ ሕንጻጽ ምስትርኢ ኣብቲ ቀንዲ ጽርግያ ንዘለዉ ትራፊክ ቀዳምነት ክትህብ ናይ ግድን ይኸውን። መራሕ ተሽከርካሪት ናይ ግድን ደው ክብል ይግባእ ብዘይካ ሀ ናይ ትራፊክ መቆጻጸሪ መብራህቲሴማፎር ናይ ደው በል ምልክት ኣብ ተርእየሉ እዋን ንየማን ክጥወ ለ ኣብ ደው መበሊ ሕንጻጽ ሐ ድሕሪ ሓደጋ መ ትራፊክ ፖሊስ ደው በል ዝብል ምልክት ምስዘመልክት ሀ ናይ ትራፊክ መቆጻጸሪ መብራህቲ ናይ ደው በል ምልክት ኣብ ተርእየሉ እዋን ንየማን ክጥወ ዝኾነ መራሕ መኪና ናይ ግድን ኣብዘን ዝስዕባ ኩነታት ደው ክብል ይግብኦ ኣብ ደው መበሊ ሕንጻጽ ሽ ቀይሕ መብራህቲ ትራፊክ ምስዝበርህን ቕድሚት ወይ ንጸጋም ክጥወ ድሕሪ ሓደጋ ትራፊክ ፖሊስ ደው በል ዝብል ምልክት ምስዘመልክተሉ ከምኡውን ኣብ መሳገሪ ህጻናት ዘለዎ ምልክት ናይ ግድን ደው ክብል ይግባእ ተሽከርካሪትካ ተበላሽያ ኣብ ትኾጐተተሉ እዋን ክትገብሮ ዘለካ ሀ ኣብ ሓደ ግዜ ካብ ሓንቲ ንላዕሊ ተሽከርካሪት ምጉታት ይከኣል ለ ብዘይካ መራሕ ተሽከርካርት ኣብታ ትኾጉተት ዘላ ካልእ ሰብ ክሳፈር ይከኣል ሐ ብዘይካ መራሕ ተሽከርካሪት ኣብታ ትኾተት ዘላ ዝኾነ ካልእ ሰብ ኣይሳፈርን መ መልሲ የለን ሐ ብዘይካ መራሕ ተሽከርካሪት ኣብታ ትጉተት ዘላ ዝኾነ ካልእ ሰብ ኣይሳፈርን መስርሕ ምጉታት ተሽከርካሪት ካብ ሜትሮ ብዘይነውሕ ብገመድ ወይ ካሾ ወይ ዱልዱል መጐተቲ ሓጺን ብጽኑዕ ብምልጋብ ይፍጸም ብተወሳኺ ኣብ ሓደ ግዜ ካብ ሓንቲ ንላዕሊ ተሽከርካሪት ምኾታትን ብዘይካ መራሕ ተሽከርካሪት ዝኾነ ካልእ ሰብ ምስፋርን ኣይፍቀድን። ናይ ሓደጋ መጠንቀቕታ መብራህቲ ሃዛርድ ካብዞም ዝስዕቡ ኣበየናይ ክልተ ኩነታት ኢኻ ትጥቀመሎም ሀ ኣብ ናይ ሞቶር ጽርግያ ብምኽንያት ኣብ ቅድሜኻ ዘሎ ሓደጋ ሃንደበት ደው ክትብል ከለኻ ለ ተሽከርካሪትካ ኣብ መንገዲ ምስትበላሸወካ ሐ ኣብ ድርብ ጻዕዳ ናይ ጽርግያ ሕንጻጽ ደው ክትብል ክትደሊ ከለኻ መ ኣብ መገዲ ኣጋር ተሽከርካሪትካ ደው ከተብላ ክትደሊ ከለኻ ሀ ኣብ ናይ ሞቶር ጽርግያ ብምኽንያት ኣብ ቅድሜኻ ዘሎ ሓደጋ ሃንደበት ደው ክትብል ከለኻ ለ ተሽከርካሪትካ ኣብ መንገዲ ምስትበላሸወካ ናይ ሓደጋ መጠንቀቕታ መብራህቲ ኣብ ዝበዝሓ ዘመናውያን ተሽከርከርትን ኣብ ገለ ውሑዳት ሞቶር ብሽግለታን ተገጢሙ ዝርከብ መብራህቲ እዩ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Advertisement
Bottom banner

Download options | Convert to Pdf | Reading List | Advertise on dirzon

© dirzon | Terms of Service | Privacy | About | Services | Contact