Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ቃል መስቀል መድሓኒና እዚ ኣብ ራብዓይ ከፍለ ዘመን እግዚኣብሔር ቃል ሰብ ኣብ ዝኾነሉ ግዜ ስጋ አምበር ነፍሲ ኣይተወሃሃደን ኢሉ ንዝመሃረ ናይ ኣቡሊናርዮስ ናይ መናፍቕነት ትምህርቲ ዘሕፍረ ዓቢይ ሓይሊ ቃል እዩ ። ብምባል ንኻልኦት በደሎም እንተሓዲግኩምሎም ሰማያዊ ኣቦኩም ከሓድገልኩም እየ ንኻልኦት ሓጢኣቶም እንተዘይሓዲግኩምሎም ግና ሓጢኣትኩም ኣይከሕደገልኩምን እዩ ከብል ነቲ ቃል ገለጾ። ስለዚ ንሰባት ይቅረ እንተዘይበልናሎም ንኻልኦት ዘይኮነ ንባዕልና ሕድገት ሓጢኣት ከይንረከብ ባዕልና ንኸልከል ኣሎና ማለት እዩ። ንኻልኦት ይቅረ በለሎም ኢልና ከንልምን ከሎና ግና ኀዓኻውን ይቕረ ኢለልካ ኣለኹ ዝብል ፍቕርን ምሕረትን ዝሓዘለ ድምጺ መድሓኒና ንሰምዕ። ኢሎም ይሓቱ ጎይታ ኣብ የማን ኣቦ ቆይሙ ዝተራእየሉ ዝገልጽ ከፍሊ መጽሓፍ ቅዱስ ናይ እስጢፋኖስ ቅትለት ብዳርባ አምኒ ኮል ካከዋኳ ዝነግር ግብሪ ሓዋርያት ምዕራፍ ሸውዓተ ካብ ቁጽሪ ጀሚሩ ዘሎ ታሪኸ እዩ። ብዳርባ እምኒ አናቐተልዎ ከለዉ ከኣ ልከዕ ከም ጎይታናን አምላኸናን መድሓኒናን ኢየሱስ ከርስቶስ ኦ ኣቦይ ይቕረ በለሎም ኢሉ ጸለየ። አቲ መድሓኒና ኣብ መስቀል ኮይኑ ነፍሱ ናብ አግዚኣብሔር ዘማዕቐበ ቅዱስ እስጢፋኖስ ድማ ነፍሱ ኣብ ኢድ ጎይታ ኣማዕቐበ። ኮኳ ከኳ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዝኣከል ጎይታ ካብ ዝፋኑ ሓፍ ኢሉ ዝቕበሎንበር።
ዝገብርዎ ኣይፈልጡን እዮምሞ ሕደገሎም ዝብል ናይ መጀመርታ ቃልን ኦአ ኣቦይነፍሰይ ኣብ ኢድካ ኣማዕቁባ ኣለኹ ዝብል ናይ መወዳአታ ቃልን ከልቲኡ ንናይ ባሕርይ ኣቡኡ እግዚኣብሄር ኣቦ ዝተነገረ ቃላት ምኺኑ እዩ አብዚ ንሕና ከንማሃረሉ ዝግባእ ዓቢይ ቁምነገር ኣሎ ንሱ ከኣ ናይ መጀምርታን ናይ መወዳእታን ዝርርብና ምስ ሰማያዊ ኣቦና ምስ እግዚኣብሔር ከኸውን ሕይወትና ምስኡ ጀሚሩ ምሳኡ ከውዳእ ከም ዘለዎ እዩ። ብኻልእ ኣዘራርባ ኣቦይ ዝብል ቃል ኣብ ራብዓይ ከፍለ ዘመን ናይ ኢየሱስ ከርስቶስ መለኮታዊ ባህሪ ከሒዱ ንዝምሃረ ናይ ኣርዮስ ናይ ከሕደት ወይ ናይ ነፉቄ ትምህርቲ ከውድቕ ከሎ ኣምላኸይ ዝብል ቃል ከኣ ኣብ ሓመሻይ ከፍለ ዘመን ጎይታ ፍጹም ሰብ ኣይኮነን ኢሉ ንዝመሃረ ናይ ኣውጣኪ ኑፋቄ ዘወድቕ እዩ። ጎይታ ኣብ መስቐል ኮይኑ ኣብ ልዕሊ ዝኾነ ይኹን ሰብ ኣይፈረደን። ስለዚ ኸኣ ናይ መስቀል ቃላቱ ብይቕሬታ ብምሕታት ጀመሮ ቀጺሉ አቲ ኣብ መስቀል ዝፈሰሰ ዝነበረ ከቡር ደሙ ናይ ሓጢኣት ስርየት ስርሑ ከም ዝጀመረ ፈሊጡ ድሕሪ ስርየት ሓጢኣት ዝርከብ ምርሓው ኣፍ ደገ ገነት ዝበስር ካልኣይ ቃል ተዛረበ ሎሚ ኣብ ገነት ምሳይ ከትከውን ኢኻ በሎ። ዝገብርዎ ኣይፈልጡን እዮም እሞ ሕደገሎም እዚ ቃል እዚ ኣብ ኢድ እቶም ስለኦም ዝጽልየሎም ዝነበረ ሰባት ተታሒዙ ኣብ ዝበርትዐ ስቓይን ሕማምን ከሎ ዝተዛረቦ ቃል እዩ። እዚ ናይ መስቀል ቃል እዚ ዓቢ ጥቅሚ ካብ ዝጠቐሞም ሓደ ሌንጊኖስ እዩ። አፉውን ኣይከፈተን ከምቲ ናብ መሕረዲ ዝኸብከብ በጊዕ ከምታ ኣብ ቅድሚ መቐዝታ ስቕ አትብል በጊዕ ኣፉ ኣይከፈተን ተባሂሉ ብትንቢት ተነጊርሱ እዩ ሃ ሊቃነ ካህናትን ሽማግለታት ህዝብን ከኸስዎ ከለው ድማ ሓንቲኳ ኣይመለሰን ማቴ ሦ ኢሷላጦስ ከምርምሮ ከሎ ዝነበረ ኩነታት መጽሓፍ ቅዱስ ከግለጽ ከሎ ኢየሱስ ግና እቲ ገዛኢ ኣዝዩ ከሳዕ ዝግረም ሓንቲ ቃልኳ ኣይመለሰሉን ይብል ማቴ ዎኳ ከየከቸፍኳ ሃ ሊቀ ካህናት ቀያፋውን ኣብ ልዕሊ ኢየሱስ ከርስቶስ ዝቐረበ ናይ ሓሶት መርትዖታት ድሕሪ ምስማዑ ብስቅታኡን ንዝተኸሶ ከሲ መልሲ ብዘይምሃቡን ተገሪሙ በዚ ዝኸሱኻ ዘለውስ ዋላ ሓንቴ እኳ ኣይትምልስን ምስ በሎ ኢየሱስ ግና ስቅ በለማቴ ኣብ መስቀል ከሎውን ንኻልኦት ኣድሒኑ ንርእሱ ምድሓን ዝሰኣነ ኣምላኽ እናበሉ ዘሽካዕለልሉን ዘላገጽሉን ኣዝዮም ብዙሓት እዮም ንሱ ግና መልሲ ኣይሃቦምን ወዲ ኣምላኸ እንተኾንካ አስኪ ካብ መስቀል ውረድ ኢሎም ዘላግጽሉውን ብዙሓት እዮም ነዚኦምውን ኣይመለሰሎም ብጸጋሙ ተሰቼሉ ዝነበረ ሽፍታውን እስኪ ንርእስኻን ንዓናን ኣድሕን ከብሎ ከሎ መድሓኒና ዝመረጾ ግና ስቕታ ነበረ ማቴ ። ንሱ ድማ እቲ ብየማኑ ተሰቼሉ ዝነበረ ሽፍታ እዩ። ሦ እዚ ሽፍታ አዚ ምስ መድሓኒና ከራኸብ ከሎ መድሓኒና ኣብ ከመይ ዓይነት ኩነታት ኔሩ። ከመይ ኢሉ ተቕይሩ እቲ ሽፍታ ኣብ መንግስትኻ ዘከረኒ ኢሉ ኣድሃየ ካብቲ ኣዝዩ ዘገርም ነገር ከኣ ከኣ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ካብ ዝተጠቀሱ ብዙሓት ልመናታት ኣብ ውሽጢ ሓጺር ግዜ ቅልጡፍ ዝኾነ መልሲ ዝረኸበ እንኮ ልመና ናይዚ ሽፍታ እዚ ጸሎት ምኺኑ እዩ። ፍቕሮም ኣብ መስቐል ከውዳእ ኣይፈተወን የግዳስ አዚ ሓባራዊ ርከብ እዚ ኣብ ሰማይውን ከቐጽል ፍቓዱ ኮነ ነዚ እዩ ከኣ ምሳይ ኮኳ ከኳ ዝብል ቃል ኣድላዩ ዝኾነ ንሕቶ ናይቲ ሸፍታ ብሓቂ አብለካ ኣለኩ ሎሚ ኣብ ገነት ከትከውን ኢኻ ኢሉ ጥራይ ከምልሰሉ ይኸእል ኔሩ አንተኾነ ግና ሎሚ ኣብ ገነት ምሳይ ከትከውን ኢኻ ኢሉ እይ መሊሱሉ። እዚ ሽፍታ አዚ ኣብ መወዳአታ ሕይወቱ ጥራይ ዘመስከረ ኣፈጻጽምኡ ግሩም ድንቂ ዝተባህለሉ ሰብ እዩ እዚ ሽፍታ እዚ ሓደ ከርስትያን እየ ዝብል ሰብ ብከርስቶስ ከኣምን ከማልኦም ካብ ዝግብኦ ረቋሕቲ ኣብ ውሽጢ ሓጺር እዋን ምሉአ ብምሉእ ዝፈጸመ ናይ እምነት ጅግና እዩ ሃ እዚ ሰብ እዚ ሣይታይ ዘከረኒ ምባሉ ኢየሱስ ከርስቶስ ጎይታ ምኺኑ ብልቡ ኣሚኑ ብኣፉ መስከረ ሮሜ ። ወይውን ሓደ ከርስትያን ኣብ ሕይወቱ ከገብሮም ካብ ዝግብኦ ነገራት ግን ከኣ እዚ ሽፍታ እዚ ዘይፈጸሞ እንታይ ኣሎ። ኣብቲ እዋን እቲ ኣብ ልዕሊ መድሓኒና ንዝቐረበ ከሲ ዝተቓወመ ጎይታ ከይጽረፍ ኣበርቲዑ ዝተቓወመን ደው ዝበለን እንተ ኔሩ ንሱ እቲ ብየማኑ ተሰቼሉ ዝነበረ ሽፍታ ጥራይ እዩ። ምናልባት ገለ ገለ ሰባት እቲ ብየማን ከርስቶስ ዝነበረ ሽፍታ ኣብ ኣፍደገ ሞት ኮይኑ ዋላ ሓንቲ ኣማራጺ ስለዘይነበሮ ኣብ ምድራዊ ሕይወቱ ተስፋ ስለ ዝቐረጸ ቅድሚ ሙሟት ዝነበሮ ሓደን እንኮን ኣማራጺ ወይ መንገዲ ንሱ ስለ ዝኾነ እዩ ተገዲዱ ዘከረኒ ኢሉ ኢሎም ዝሓስቡ ኣይሰኣኑን ኣሕዋት ኣሓት አቲ ብጸጋም ጎይታ ዝትሰቐለውን እኳ ኣብ ኣፍደገ ሞት እዩ ኔሩ እሞኸ ደኣ አንታይ ኮይኑ ከም ናይ ብጻዩ ዘይገበረ። ኮል ካከዋኳ እቲ ብየማን ጎይታ ዝነበረ ሽፍታ ልቦንኡ ናብ ጎይታ ከቕርብ ከሎ እቲ ብጸጋም ዝነበረ ግና ኣብታ ናይ ሞት ህሞት እውን አንተኾነት ሕልንኡ ካብ ጎይታ የርሕቕ ነበረ። ነቲ ሽፍታ ዘሓጐሶ ገነት ምእታዉ ጥራይ ዘይኮነስ ብዓቢኡ ኮዩ ከየከዋኳ ምስ ጎይታ ሓቢሩ ከነብር ምኺኑ ስለዝፈለጠ እዩ ምኸንያቱ ምስ ጎይታ ሓቢርካ ምንባር ካብ ኣብ ገነት ጥራይ ምንባር ዝበልጸ ዝያዳ ሕጎስ ኣለዎ ወይውን ኣብ ገነት ካብ ዝጸንሑና እቲ ዝዓበየን ዝበለጸን ምስ ጎይታ ምኺን እዩ። ኣብ መስቀል ኮይኑ ግልጽ ኢሉ ንታሕቲ ምስ ጠመተ ግና ኣብ አግሪ እቲ መስቀል ነዲኡ ዝኸውን ሓደ ነገር ረኸበ። ማር እዚ ቃል አዚ ጐይታናን ኣምላኸናን መድሓኒናን ኢየሱስ ከርስቶስ ንድሕነት ኩሉ ዓለም ኣብ ዕንጸይቲ መስቀል ተሰቺሉ ከሎ ዝተዛረቦ ራብዓይ ቃል እዩ። እዚ ቃል እዚ መድሓኒና ኣብ ከንዲ ኣዳም ኮይኑ ዝተዛረቦ ቃል እዩ። ኮኳ ከኳ መደሓኒና ኣብ መስቀል ከሎ እዚ ቃል ትንቢት እዚ ተፈጺሙ እዩ። እዚ ቃል እዚ ኣብ መስቐል ኣብ ግዜ ስቐለት ጥራይ ተባሂሉ ዝተርፍ ቃል ኣይኮነን ሕጂውን ጸማእኩ እናበለ ነፍሲ ወከፍና ይጽውዓና ኣሎ። ኮኳ ከኳ ፅ አ ኣቦይ ነፍሰይ ኣብ ኢድካ አማዕቁባ ኣለኹ ሉቃ እዚ ናይ መወዳእታ ቃል መስቀል መድሓኒና እዚ ኣብ ራብዓይ ከፍለ ዘመን እግዚኣብሔር ቃል ሰብ ኣብ ዝኾነሉ ግዜ ስጋ አምበር ነፍሲ ኣይተወሃሃደን ኢሉ ንዝመሃረ ናይ ኣቡሊናርዮስ ናይ መናፍቕነት ትምህርቲ ዘሕፍረ ዓቢይ ሓይሊ ቃል እዩ። አቲ ሽፍታ ጎይታ ኣብ መንግስትኻ ዘከረኒ ኢሉ ምስ ለመነ ጎይታ ድማ ሸዑ ንሸዑ ሎሚ ኣብ ገነት ምሳይ ኣሎኻ በሎ። ስለዚ ኣብ ገነት አቲ ካብ ኩሉ ዝበለጸ ምስ ጎይታ ሓቢርካ ምንባር እዩ ብሓቂ ገነት ብዘይ ጎይታ ዋላ ሓንቲ ትርጉም ኣይምሃለዋንምንጪ ሓጎስውን ኣይምኾነትን። እቲ ካብ ኩሉ ነገር ኣዝዩ ዘደንቐ ግና እቲ ኣብ ምድራዊ ሕይወቱ ምስ ጎይታ ዘይነበረ ሽፍታ ኣብ ሰማያት ምስ ጎይታ ከነብር ምሕታቱ እዩ። ዓስብኹም ከዓቢ አግዚኣብሔር ከኸብረኩም ትምነዩ ሰባት ሓደ ምስጢር ከጠቐሰልኩም ከብሪ ናይ ሊቀ ዲያቆናት አስጢፋኖስ ወልድ ዘይነብር በየማነ ኣብ ከም ዝብሎ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ኢየሱስ ከርስቶስ ኣብ የማን አግዚኣብሔር ኣቦ ተቐሚጡ ከምዘሎ ዝገልጽ ብዙሕ ጥቕስታት ኣሎ ስለዚ ከኣ ኣብ ጸሎት ሃይማኖት ወነበረ በየማነ ኣቡሁ ማለት ኣብ የማን ኣቡኡ ተቀመጠ ኢልና ንኣምንን ንደግምን ግናኸ ካብዚ ትምህርቲ አዚ ፍልይ ብዝበለ መልከዑ ንመጀመርታ ግዜ ኢየሱስ ከርስቶስ ኣብ የማን ኣቡኡ ቆይሙ ዝተራእየሉ ሓደ ከፍሊ መጽሓፍ ቅዱስ ኣሉ ብዘይካ ኣብዚ ከፍሊ እዚ ኣብ ካልእ ኣብ ዋላሓደ የልቦን።