Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ሀ ተነሽ ወይ ተለዓሊ ተንሳኢ ለ ተጣይ ተወሓቲ ጠ ሰያፍ መ ወዳ ረ ዝጠብቕ ቐለም ሰ ዝልሕልሕ ቐለም ሸ ተናባቢ ቐለም ግእዝ ትግርኛ ትጉህ ብእሲ ትጉህ ሰብኣይ ብፁእ ብእሲ ብፁዕ ሰብኣይ የዋህ ብእሲ ለዋህ ሰብኣይ መፈክር ብእሲ ተርጓሚ ሰብኣይ ረዋጺ ፈረስ ረዋጽያን አፍራስ ረዋጺት ፈረስ ረዋጽያት አፍራስ ወገናዊ ቅጽል ንሐንቲ ሰበይትን ንብዙኃትን ንሐንቲ ንብዙኃት ኤርትራዊት ኤርትራውያት ምድራዊት ምድራውያት ግብጻዊት ግብጻውያት ሥጋዊት ሥጋውያት እስራኤላዊትእስራኤላውያት መንፈሳዊት መንፈሳውያት ጓወጳ ንሐንቲ ቅድስት ቅዱሳት ጌርት ጌራት መሮ ግዲ መወኒ ደቻው ድሑታሑፍ ብቤትሰመሕመድኃኔ ዓለም።
ብዘይ ኣብ ንሕነ ኣብ ካልእ ኣይኣቱን እዩ። ንሳቶም ድማ ሀ አ በ ኣብ ማእከል ኣብ መወዳእታ ክኮኑ ከለዉ ኣብ ኩሉ ኣይጠብቁን እዮም። በባ ኣብ ቤቱ መወዳእታ ክከውን ከሎ ፍጹም ግእዝ ብዝኮነ ክልተ ተ ፊደላት ግሚ ይጠብቕ እዩ። ዝወራረሱ ቀለማት እዮም ንሳቶም ድማ ግእዝ ካዕብ ሣልስ ኃምስ ሳድስ ሳብዕ እዮም እዚኣቶም ተወረስቲ ድማ ወረስቲ እዮም ሀ ተወረስቲ ካዕብ ሣልስ ሳድስ ሳብዕ ለ ወረስቲ ግእዝ ኃምስ ሳብዕ እዮም ሳድስ ንግእዝ ክወርሶ ከሎ ተሐንፀ ቤት ዝነብረ ሐነፀ ቤተ ንካዕብ ሳብዕ ክወርሶ ከሎ ተሐንፀ ቤቱ ዝነበረ ሐነፀ ቤቶ ንሣልስ ኃምስ ክወርሶ ተቀትለ ብእሲ ዝነበረ ቀተለ ብእሴ ይብል ራብዕ ግና ምስ ገቢርን ተገብሮን ምስ ክልቲ ኡ ተፋቓሪ እዩ። ጭ ኣብ ሾብዓተ መራኅያን ኣብ ቀረባ ተባዕታይ ረባሕታ ይኣቱ እዩ። ኣብ አንተ ኪኣቱ ከሎ መወዳእታ ግሥ ሳድስ ገይሩ ኣብ ቀዳማይ ኣንቀጽ ይርከብ። አነ አብ ዚብል ኪኣቱ ከሎ ድማ ኣብ ቀዳማይ ኣንቀጽን ኣብቲ መወዳእታ ግሥን ኣብ ማእከሉን ኩ ይውስክ እዩ። ንሕነ ኣብ መሮ ግዳ መወፈ ደዴጀቻው። ጽሑፍ ብቤትሰመሕመድኃኔ ዓለም ፇጥጋፖታዎዊ ግዳጵዳ ዝሇዝያዕመናዊ ዳፇራሪያ ኸይ ኪኣቱ ከሎ ድማ ኣብ ቀዳማይ ነ ይውስክ። ኣብ ውእቱ ኪኣቱ ከሎ ኣብ ቀዳማይን ኣብ ትንቢትን እቲ ናይ ግሥ መወዳእታ ፊደል ኣይልወጥን እዩ። ኣብ ውእቶሙ ኪኣቱ ከሎ ውን ኣብ ኣርባዕተ ኣንቀጽ ናይ ግሥ መወዳእታ ፊደል ካዕብ እዩ ዚገብር ኣብ ይእቲ ኪኣቱ ከሎ ከኣ ኣብ ቀዳማይ ኣብ መወዳእታ ግሥን ኣብ ማእከሉን ተ ይውስክ ። ኣብ ቀዳማይን ኣብ ትንቢትን መወዳእታ ግሥ ኣይልውጥን እዩ። ኣብ ክልተ ኣንቀጽ ሳድስ እዩ ዝገብር። ኣብ ውእቶን ኪኣቱ ከሎ ኣብ ኣርባዕተ ኣንቀጽ ናይ ግሥ መወዳእታ ራብዕ እዩ። ኣብ ቀዳማይ ኣንቀጽ ጥራይ እዩ ዚኣቱ። ኣብ ሠለስተ ኣንቀጽ ኣይርከብን እዩ። ኪ ኣብ ረባሕታ ቀረባ ኣንስተይቲ ኣብ ገተ መራኅየን ፍጹም ከም ቀረባ ረባሕታ ተባዕታይ ከም ከ ኣገባብ እዩ ዚኣቱ። ካ ኣብ ረባሕታ ሓንቲ ሰበይቲ ኣብ ቀዳማይ ኣንቀጽ ናይ ግሥ መወዳእታ ሳድስ ገይሩ ኣብ አንተ ጥራይ ይኣቱ ኮ ኣብ ሓደ ተባዕታይ ፆታ ጥራይ እዩ ዚኣቱ። ኣተኣታትዋኡ ድማ አንተ ጊዙ ኣብ ቀዳማይ ኣንቀጽ ጥራይ እዩ። ኽ እዩ። እዚኣቶም ኃሙሽቲኦም ኣብ ዓቢይ ኣንቀጽ ኣብ ንኡስ ኣንቀጽ ኣብ ደቂቕ ይረኣዩ እዮም። ይፍለጣ ናይ ኣንቀጽ ያእምራ ዝርዝር ንናይ ቀረባ ኣንስተይቲ ናይ ርሑቕ ኪፈልጣ ከሎ ሳብዕ ተባዕታይ ዝርዝር ፈለጠኪ ራብዕ ናይ ርሑቕ አእመረኪ ሰበይቲ ኪፈልጠኪ እዩ። ናይ ኩሉ ግሚ መወዳእታ ግእዝ እዩ። ጽሑፍ ብቤትሰመሕመድኃኔ ዓለም ፇፖዎፇሃሀታዊ ግዳ ዝሇዝፅመናኖሮዊ ዳፇራረሪያ ነውረ ሰዋስው ኣብ ሰዋስው ክኸውን ዘይግብኦ ነውረ ሰዋስው መነ መን እዮም እንተበሉ እዞም ዝስዕቡ እዮም።