Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convert to Pdf
  • Reading List
  • Summary
  • Audiobook
  • Search
  • Upload
  • myzon
  • Log in
  • Register
English  አማርኛ  Français  العربية  Portuguese
Book of the day

መዝሙር ዝተጻሕፈ.pdf


Advertisement
Advertisement
  • word cloud

መዝሙር ዝተጻሕፈ.pdf
  • Extraction Summary

ፒዝጀ ጄ ከ ሜዛ ጀዝዘፐደ ዝዝ ርቭሀር ብመዝሙርን ብቕኔን ብመንፈሳዊ ዜማን ንሓድሕድኩም ተዘራረቡ ንጎይታ ብልብኹም እናዜምኩምን እናዘመርኩምን ከኣ ንእግዚኣብሔር ኣቦና ስለ ኹሉ ነገር ብስም ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ኩሉ ሳዕ ኣመስግንዎ። ኣብ ማእከልኩምዶ ሓሳረ መከራ ዚጸግብ ኣሎ ይጸሊ። ሕጉስዶ ኣሎ ይዘምር። መዝሙር ብዝተፈላለየ መጽሓፍ ቅዱሳዊ መሳርሒታት ተሰንዩ ናብ እግዚኣብሔር ዝቐርብ ምስጋናን ንምእመናን ካብ ዝወሃብ ሓደ ክፋል ናይ ስብከት ኣገልግሎትን ኢዩ። መዝሙር ዓለም ክፍጠር ከሎ ዝተጀመረ ናይ መላእኸቲ ፅለታዊ መግቢ ኢዩ ራእ ። ኣብ ሓድሽ ኪዳን ድማ መድሕን ዓለም ክርስቶስ ስለ ድሕነት ደቂሰባት ክብል ርእሱ ኣሕሊፉ ቅድሚ ምሃቡ ናብ ኢየሩሳሌም ኣድጊ ተወጢሑ ኣብ ዝኣተወሉ ግዜ ህጻናት ኢየሩሳሌም ሆሳእና ኣድሕን ኮታ እናበሉ ዘቕረብዎ ምስጋና መዝሙር ኢዩ ማቴ ሉቃ ። እዚ መጽሓፍ መዝሙር ኣብ እንገብሮ መዓልታዊ ጉዕዞ ድሕነት ነፍሲ ዓቢ ኣበርክቶ ስለዘለዎ ሕጉሳት ኮይንና ካብ ልብና ዝመንጨወ መዝሙር ምስጋና ንእግዚኣብሔር ንኸነቕርብ ብጽርየት ተሓቲሙ ዝወጸ ኢዩ።

  • Cosine Similarity

ፈለገ ሰላም ቤት ሰንበት ደብረ ሣህል ቅዱስ ሚካኤል ወአቡነ አረጋዊ ለንደን ዓባይ ብሪጣንያ ሺ መእተዊ ገጽ ሓጸርቲ መዛሙር ነዋሕቲ መዛሙር መዛሙር ናይ ካብ ክርስቶስ ፍቕሪ መዛሙር ናይ ውዳሴ ማርያም መዛሙር ናይ በሰላም ንዒ ሦቄቄ መዛሙር ናይ ተዋህዶ ንጽህቲ እምነት መዛሙር ናይ መዛሙር ናይ ሆሣእና ንልዑል ጎይታና መዛሙር ናይ ህጻናት ኢየሩሳሌም መዛሙር ናይ ኣንቲ ዘበአማን መዛሙር ናይ ሰላም ለኪ መዛሙር ናይ ኣብ ጌተሰማኒ መዛሙር ናይ ኪርያላይሶን ህ መዛሙር ናይ ሓቀኛ ዝኾነት ሃይማኖትና ቆ ይ መዛሙር ናይ ኪዳነ ምሕረት መዛሙር ናይ ኣመስግኑ ንኸብሩ ዘምርሉ መመር ቀይ ንሴብሆ ለሥሳሴ ሥሥ መዛሙር ናይ ቅሺሬቐር ክብረ ቅዱሳን መዛሙር ናይ ልደታ ለማርያም ክዝምረሉ ፊ ዜህ መዛሙር ናይ ንስሓ ጎይታየ ንስኻ ሓያል ኣምላኽ ኢኻ መዛሙር ናይ ዕር ከከከሲከ ሲሲ ሺሺ ተ ተ ተ ሐረገ ወይን መዛሙር ናይ ሥላሴ ሀሀሀ ቄ ኣዘክሪ ድንግል መዛሙር ናይ ፍልሰታ መንዶ ኣሎዩ ዝኾነኖ ጎይታ መዛሙር ናይ ከነመስግኖ ዜ መዛሙር ናይ ናትና ፍቕሪ ህህ መዛሙር ናይ ዘውትር ነዚ ኹሉ ጸጋ ተዋህዶ ሃይማኖትስ ተዋህዶ ነዓ ነዓ ሚካኤል መልኣክ በጃ ዝኾነና ነዚ ጉባኤና ነ ጎሥዓ ልብየ ተዋህዶ መሠረተ ጽድቅ ጻድቃን ሕሩያን ርኢኹም እመኑ « ንሥላሴ ኣመስግኑ ነ « ኣምላኸ ተወሊዱ ገዳም ደብረ ሲና ያጋሃ ነመስግን ኩልና ንማርያም ኣዴዱና ብጹእ ውእቱ «« ለባርኮ «« ንማርያም ክንዝምር ኢና ኣነውን ክዝምር ኢየ ኢኃደገነ «ኢ እመቤትየ ማርያም ኣብ ትሕቲ እግርሽኸ ስብሐት ለአብህ ሰኣሊ ለነ »» ቅዱስ ጊዮርጊስ » አማን በአማን ኣማኑኤል ተመስገን ናይ ሥላሴ መንበር ምሕረቱ ንዘልዓለም ኢዩሞ ስለ ዘይውዳእ ምሕረቱ ጎይታየ ንስኻ ሓያል ኣምላኸ ኢኻ ፀ ከም ብዝሒ ሳህልኻ ምስጋና ንማርያም ህ ድንግል ንጽውዓኪ » ፀ ማህደረ መለኮት « ማርያም ድንግል ንጽህት ኣህዛብን ህዝብን ማርያም ድንግል ርህርህቲ ኣዴና ሚካኤል እመላእክት መኑ ከማከ ልዑል ናይ ልበይ ኩሉ ሊ ህህ ህ ህ ኦ ሚካኤል ህ«ቄሀቄ ህ« ሓይሊ ብዝሀበኒ ብክርስቶስ ደስ ይበልኪ ሀሀ እግዚኣብሄር ጓሳይናዩ ስምኪ ጸዊዐ ሃሌ ሉያ ንእግዚኣብሔር ኣመስግንዎ ቱ ኃዘናት ህዘ ፈጺሞ ሕገ ««ህ«««« ናይ ምስጋንኡ ቃል ኣነውን ክውድስ ብምስጋና ንዒ ናባይ ፊፊ ህህ ነዓ ነዓ ቅዱስ ገብራኤል ኣቦና ቅዱስ ኣረጋዊ ብጽሒ በሠረገላ ንዘምረላ««««««« ተማህጸነ ብኪንምሕጸን ብኣኺ ሚካኤል ምስካየ ሕዙናን ኣምላኽ ኣቦታትና ኣምላኸ ዝሓረዮ ቅሚካኤል ናባኻ መጻእኩ ይቕረ ክትብለለይ ንሱን ለውሃቱን በሠረገላ ወበረዲአት ቅዱሳን ኣቦታት ህህ ኣነስ ብምግባረይ ከም ብዝሒ በደለይ ነኣምን በኣብ ወነኣምን በወልድ ወነኣምን ነኣምን በመንፈስ ቅዱስ ማቴ የው የው ብሕይወት ኣጽኒሑና ብሰላም ጥዕና ኣብዚ ዘብጻሓና ሕያዋይ ጓሳና እግዚኣብሔር ይመስገን ኣሜን እግዚኣብሔር ይመስገን ኣብዚ ዘብጸሓና ንበዓላት ዘወትር እግዚኣብሔር ይመስገን ኣብዚ ዘብጽሓና እግዚኣብሔር ይመስገን ቅዱስ ዮሐንስ ዓውደ ዓመት ለባርኮ ባርኮ ዓውደ ዓመት ንዒ ማርያም ለምህረት ወሣህል ይ የው መስከረም ይ ሰሙን ራጉኤል እምሰማያት እምልዑላን ወረደ ራእ ሄኖክ ኩፋሌ ወኣንተኒ ሕጻን ነቢየ ልዑል ኣርኩ ለመርዓዊ ትሰመይ ነቢየ ልዑል ሉቃ ሚል ዮሐንስ ክቡር ነቢየ ልዑል ብእሴ ሰላም ዘንብረቱ ንብረቱ ገዳም ማቴ ፈነዎ ለዮሐንስ ምጽኣተ ዚኣሁ ዘእምቅድመ ዓለም ህላዌሁ ዓለም ዘእምቅድመ ዓለም እሳ ሚል መስቀል ብወንጌሉ ዝኣመንና እንቋዕ ንብርሃነ መስቀሉ ኣብጽሓና ቆላ መሰከረም መስቀል ሃይልነ መስቀል ጽንዕነ መስቀል ቤዛነ መድሃኒትነ ለእለ ኣመነ መዝ መስከረም በመስቀልከ ርድኣነ ወበሃይልከ ተማህጸነ መስከረም ቁላ ኣይ ይእቲ ደብረ ከርቤ ነቢያት የሀስስዋ ኣርኣያ መሰቀል ደብረ ከርቤ ከመ ትባርከነ በመስቀልከ ዘወርቅ ከመ ይኩን ቤዛ ለኩሉ ዓለም ለብሰ ስጋ ማርያም ፅብ መሰከረም መድሃኒት እጸ ህይወት ዝንቱ ውእቱ መስቀል መስቀል ኣብርሃ በከዋክብት ኣሰርገወ ሰማየ እምኩሉሰ ጸሓየ ኣርኣየ እግዚኣብሔር ወሪዶ እምመስቀሉ እምመስቀሉ ኣብርሃ ለኩሉ በመስቀሉ ወበቃሉ ኣዕበዮሙ ለኣበዊነ ሓይልነ ወጸወንነ ወሞገስነ ዝንቱ ውእቱ መስቀል ዕሌኒ ንግስት ሓሰሰት መስቀሎ ዕንባቆም ነቢይ ዘኣንከረ ግብሮ ገላ ዮምሰ ለእሊኣየ ኣበርህ በመስቀልየ መስከረም ይ ሰሙን ስደት ማርያም ወርሐ ጽጌ ረሃበ ወጽምኣ ኣዘክሪ ድንግል ረሃበ ወጽምኣ ምንዳቤ ወኃዘነ ኣዘክሪ ድንግል ሆሴ ማቴ መስከረምሕዳር ኣክሊለ ጽጌ ማርያም ቀጸላ መንግስቱ ለጊዮርጊስ ክበበ ጌራ ወርቅ ኣክሊለ ጽጌ ንወድኺ ሓኞፍኪ ንዒ ናባና ድንግል ማርያም ንዒ ንዒ ድንግል ማርያም እምነ እምነ ንዒ በሰላም ንዒ ማርያም ኣምላክነ ነዓ ነዓ በሰላም ነዓ መድሓኔ ዓለም ማርያም ሃዘነ ልቦና ታቀልል ሃዘነ ልቦና ታቀልል ማርያም ናይ ልቢ ሓዘን ተቕልልያ ናይ ልቢ ሓዘን ተቕልልያ ንጽህተ ንጹሃን ከዊና ከመ ታቦተ ዶር ዘሲና ውሰተ ቤተ መቅደስ ነበረት በድንግልና ነበረት ሲሳያ ህብስተ መና ወስቴሃኒስቴ ጽሙና ዘጸ መዝ ኣብርሂ ጽዮን ኣብርሂ ዘሓረየኪ ሰሎሞን ንጉሥ ዮሴፍ ዓረጋዊ ይጸውር ስንቀኪ ምስለ ሰሎሜ ዮሴፍ ዓረጋዊ ማቴ ሓምለ ይ ሰሙን ሰኣሊ ለነ ወልድኪ ከመ ይምሃረነ ንግስተ ሰማያት ወምድር ማርያም ድንግል ተፈጸመ ማሕሌተ ጽጌ ራኣ ሕዳር ይ ሰሙን እንተ በምድር ስረዊሃ ወበሰማይ ኣእጹቂሃ ሃረገ ወይን ድንግል ሃረገ ወይን ጽጌ ሮማን መዓዛ ቅዱሳን ጽጌ ሮማን እስከ ማዕዜኑ እግዝእትየ ውስተ ምድረ ነኪር ትሄልዊ ገሊላ እትዊ ሃገረኪ ገሊላ እትዊ ማቴ ሉቃ ሕዳርይ ሰሙን ጹና ኣልባሲሁ ለገብረ መንፈስ ቅዱስ ከመ ጹና ስሂን ዐ ኣልባሲሁ ዘሜላት ዘወረደ ውስተ ገነት ጥቅምት ይ ሰሙን ኣቡነ ዓረጋዊ እነግር ጽድቅከ ዓረጋዊ እነግር ጽድቅከ ተዓጽፈ ዓረጋዊ ሃይማኖተ ጻማ ቅዱሳን ኃበ ዓምደ ወርቅ ተጽሕፈ ስሙ ለዓረጋዊ ሲመኒ መጋቤ ሲመኒ መጋቤ ዓረጋዊ ዓረጋዊ ሲመኒ መጋቤ ጥቅምቲ ዘእምደብረ ደብረ ደናግል ኣባ ኤልያስ ዓረጋዊ ዘውገ ሙሴ ወገብረ ክርስቶስ ኣማን ዘቀደሶ መንፈስ ቅዱስ ጥቅምቲ ሚካኤል ልዑል ውእቱ ልዑለ መንበር ሚካኤል ልዑለ መንበር ዳን ይሁዳ ህዳር ይ ሰሙን ሓመልማለ ወርቅ ሚካኤል ልብሱ ዘመብረቅ ዳን ህዳር ይ ሰሙን ሚካኤል ሊቅ ልብሱ ዘመብረቅ ዓይኑ ዘርግብ ሚካኤል ሓመልማለ ወርቅ ዳን ህዳር ይ ሰሙን ኣንተኑ ሚካኤል ዘኣውረድከ መና በገዳም ዘኣውረድከ መና ዘጽ ህዳር ይ ሰሙን ቀዊምየ ቅድመ ስእልከ ሶበ ኣወትር ስኢለ በብሂለ ኦሆ ፍጡነ ኣስምኣኒ ቃለ ሚካኤል መልኣክ ዘልብሱ መብረቅ ወገብርኤል ሃመልማለ ወርቅ ተወከፍ ጸሎተነ ወስእለተነ ውስተ ኑሃ ሰማይ ውስተ ኑሃ ሰማይ ሊቀ መላእክት ተወከፍ ጸሎተነ ኣዕርግ ጸሎተነ ውሰተ ኑሃ ሰማይ ሚካኤል ሊቀ መላእክት ገብርኤል መልኣከ ብስራት ሩፋኤል ፈታሔ ማህጸን ራጉኤል መልኣከ ብርሃን ዑራኤል መልኣከ ሰላም ኣዕርግ ጸሎተነ ውስተ ኑሃ ሰማይ መዝ ማቴ ሌቃ ሚካኤል ግሩም በመንፈስ ቅዱስ ህቱም ነዓ ነዓ ማእከሌነ ቁም ሰፊሆ ክነፊሁ ሰፊሆ ክነፊሁ ክነፊሁ ይጸልል ዲቤነ ለዛቲ ነፍስ ሚካኤል ዘጸራ መንጦላዕተ ደመና ሰወራ ሚካኤል መልኣክ ሊቀ መላእክት ዘኣውረድከ መና በገዳም መልአከ ሰላምነ ሊቀ መላእክት ሚካኤል ሰአል ወጸሊ በእንቲአነ አእርግ ጸሎተነ ቅድመ መንበሩ ለመድሃኔ ዓለም ገብርኤል ገብርኤል መልኣክ ሊቀ መላእክት ዘኣብሰርካ ለማርያም ንጽህት ኣንተኑ ገብርኤል ከመ ትቀውም ቅድመ እግዚኣብሔር መልኣከ ሰላም መልኣከ ሰናይ መልኣከ ራማ መልኣከ ሰላም ኣንተኑ ገብርኤል ገብርኤል ምልኣኒ መንፈሰ ልሳን ለተናብቦ መንፈሰ ልሳን ሞጣሕተ ብርሃን ዘእትገለበቦ ሞጣሕተ ብርሃን ዳኒ ሉቃ ክንፎ ጸለላ ተፈስሂ ለድንግል ይቤላ ሉቃ ታሕሳስ ይ ሰሙን ወእንዘ ትፈትል ወርቀ ወሜላተ ኣስተርኣያ ገብርኤል ኣስተርኣያ ለማርያም ድንግል ሉቃ ታሕሳስ ይ ሰሙን ገብርኤል መልኣክ መጽኣ ወዜነዋ ለማርያም በዕንቄ ባሕርይ እንዘ ትፈትል ወርቀ ሌቃ ታሕሳስ ይ ሰሙን ኖላዊ ትጉህ ዘኢትነውም ማህበረነ እቀብ በሰላም የው ተክለ ሃይማኖት ተክለ ሃይማኖት ጸሓይ ተክለ ኣቡነ ተወከፍ ጸሎተነ ውስተ ኑሃ ሰማይ ኣባ ኣቡነ መምህርነ ኣባ ተክለ ሃይማኖት እምኣእላፍ ህሩይ ኣባ ኣቡነ ተክለ ሃይማኖት ኤር ታሕሳስ ይ ሰሙን ልደተ ክርስቶስ ኣማን በኣማን ኣማን በኣማን መንክር ስብሓተ ልደቱ ሉቃ ታሕሳስ ይ ሰሙን ውስተ ማህጸነ ድንግል ሃደረ ሃደረ ስጋ ኮነ ወተወልደ በስጋ ሰብእ ስጋ ሰብእ በስጋ ሰብእ ለዘተወልደ እምቅድስት ድንግል ምንተ ንብሎ ናስተማስሎ ለመድሃኒነ ኣርዌ ገዳምኑ ኣንበሳ ወሚመ ከራድዮን ራእ ታሕሳስ ይ ሰሙን በጎል ሰከበ በኣጽርቅት ተጠብለለ ቤዛ ኩሉ ዓለም ዮም ተወልደ ሉቃ ማቴ ይ ቆረ ታሕሳስ ይ ሰሙን ፀ መድሃኒነ ተወልደ ነዋ ይእዜኒ ለሰላም ንትልዋ መዝ ማቴ ታሕሳስ ይ ሰሙን ኢየሱስ ክርስቶስ መጽኣ ውስተ ዓለም በብርሃኑ ንኡ ናንሰሱ በጎለ እንስሳ በጎለ እንስሳ በጎለ እንስሳ ተወልደ ኣማኑኤል ኣብ መብልዒ ማል ኣብ መብልዒ ማል ተወሊዱ ኣማኑኤል ስብሓት ለእግዚኣብሔር በሰማያት ወሰላም በምድር ስምረቱ ለሰብእ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ ኣሜን ሃሌ ሉያ መዝ ሉቃታሕሳስ ይ ሰሙን በቤተ ልሔም ተወልደ ኣማኑኤል እምዘርዓ ዳዊት ተወልደ ኣማኑኤል ሜኪ ማቴ ታሕሳስ ይ ሰሙን እምሰማያት ወረደ ወእም ማርያም ተወልደ ከመ ይኩን ቤዛ ለኩሉ ዓለም ለብሰ ስጋ ማርያም የው የው ሉቃ ታሕሳስ ይ ሰሙን ካብ ሰማያት ወሪዱ ካብ ድንግል ማርያም ተወሊዱ ክኾነና በጃ ንኹሉ ዓለም ለቢሱ ስጋ ማርያም ኣንፈርዓጹ ሰብኣ ሰገል ኣምኃሆሙ ኣምጽኡ መድምመ ሠ ዛ ፋ ወወለደት ወልደ ዘበኩራ መንጦላዕት ደመና ሰወራ ማቴ ታሕሳስ ይ ሰሙን ጥምቀት ኣማን በኣማን ኣማን በኣማን መንክር ስብሓተ ጥምቀቱ ማቴኃ በእደ ዮሓንስ ተጠምቀ ኢየሱስ ናዝራዊ ሰማያዊ ሰማያዊ ኢየሱስ ናዝራዊ ወረደ ወልድ እምሰማያት ውስተ ምጥማቃት ማቴ ጥሪ ይ ሰሙን ሖረ ኢየሱስ እምገሊላ ሃበ ዮሓንስ ፈለገ ዮርዳኖስ ከመ ያጥምቆ ማቴ ጥሪ ይ ሰሙን ሃሌ ሃሌ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ ተጠምቀ ሰማያዊ በእደ መሬታዊ ኢየሱስ ሖረ ሃገረ እሴይ ዮሓንስ ኣጥመቆ በማይ ማር ጥሪጋይ ሰሙን ሃዲጎ ተስዓ ወተስዓተ ነገደ ማእከለ ባህር ማእከለ ባህር ቆመ ማእከለ ባህር ሌቃ ጥሪ ይ ሰሙን መጽኣ ቃል እምደመና ዘይብል ዝንቱ ውእቱ ወልድየ ዘኣፈቅር ዮሓንስኒ ሃሎ ያጠምቅ በሄኖን በቅሩበ ሳሌም የው ጥሪ ይ ሰሙን ውስተ ማህጸነ ድንግል ሃደረ ማህጸነ ድንግል ሰማይ ወምድር ዘኢያገምሮ ሰማይ ወምድር በማይ ተጠምቀ ማቴ ጥሪ ይ ሰሙን ወተመሰሉ ሰብኣ ኣይን ኣባግዓ ላባ ወማይ ወጥምቀት ዓባይ ወጥምቀት ዓባይ መዝ ንጥምቀት ግዜ እረፍታ ለሶልያና እምዲበ ልእልና ወረደ ወልድ ጥሪ ይ ሰሙን እንዘ ስውር እምኔነ ይእዜሰ ክሱተ ኮነ ተኣምረ ወመንክረ ገብረ መድሃኒነ በቃና ዘገሊላ ከብካብ ኮነ ማየ ረሰየ ወይነ የው ኪዳነ ምሕረት ኪዳንኪ ኮነ ኪዳነ ምሕረት ለኃጥአን ቤዛነ ለኃጥአን ተስፋነ ኪዳንኪ ኮነ ሰነ ይ ሰሙን ፀ ፋ ናይ ደናግል መመክሒት ናይ ነብያት ገዳም ኣውደኣመትና ባርኸልና ድንግል ማርያም እህተ መላእክት ትንቢተ ነብያት እሞሙ ለጻድቃን ሰኣሊ ለነ ማርያም ድንግል ሰኣሊ ለነ ምህረተ ወልድኪ ቅንኡ ለእንተ ተዓቢ ጸጋ መድሃኒት ለነፍስ መድሃኒት ለነፍስ መድሃኒት ኪዳነ ምሕረት ሰነ ይ ሰሙን ተዝካርኪ ለእመገብረ በተኣምኖ ጽኑእ በመንግሥተ ሰማይ ምስሌኪ ይነግሥ ኃጥእ ክፍልኒ ድንግል በየማን እቁም በየማን ሶበሰ ኪዳንኪ ምክንያተ ድሂን ኢነሎ ፈለገ እሳት ወደይን እምኣስጠመ ኩሎዐ ኢሰ መዝ የካቲት ይ ሰሙን እምድንግል ኣስተርኣየ ቃለ እግዚኣብሔር ኤልሳቤጥ ኮነት ኣባየ እስመ ወለደት ነቢየ ኤልሳቤጥ ወለደት ነቢይ ወለደት ነቢይ ኤልሳቤጥ ወለደት ነቢይ ምስራቀ ምስራቃት ሙጻአ ፀሐይ እግዝእትነ ዘመና ሙዳይ ዘመና ሙዳይ ማርያም ዘመና ሙዳይ የው ኪዳንኪ ኮነ ኪዳነ ምህረት ለኃጥኣን ቤዛነ ለኃጥኣን ተስፋነ ኪዳንኪ ኮነ ሃሌ ሉያ ክነፈ ርግብ በብሩር ዘግቡር ወገበዋቲሃኒ ሓመልማለ ወርቅ መሃልይ ቡርክት ኣንቲ እምኣንስት ዕጓለ ኣንበሳ በከርስኪ ጾርኪ ሌቃ መጋቢት ይ ሰሙን ኃይለ ልዑል ጸለለኪ እምኣንስት ማርያም ቤዛ ኩሉ ዓለም ማርያም ማርያም ቤዛ ብዙሃን ማርያም ተዓቢ እምኩሉ ፍጥረት ኢያውኣያ እሳተ መለኮት ሌቃ ዘጽ መጋቢት ይ ሰሙን ማርያም ተዓቢ እምኩሉ ፍጥረት ኢያውኣያ እሳተ መለኮት ሌቃ መጋቢት ኣንቲ ዘበኣማን ደመና ረከብኪ ጸጋ ግብረ ድንግል የኣቢ ክብራ ለማርያም ዘወትር ሆሣእና ሆሣእና እምርት እንተ ኣቡነ ዳዊት ቡርክት እንተ ትመጽእ መንግሥት ማቴ ሉቃ ንሆሳእና ይባእ ንጉሰ ስብሃት ይባእ ኣምላከ ምህረት መዝ ንሆሳእና ሆሣእና ኣብ ኣርያም ድሕነት ኮይኑ ንኹልና ሎሚ ኣብ ዓለምና ኣኸቢሩና ፈጣሪና ብኢየሩሳሌም ኣርህው ሆኃተ ለንጉሠ ስብሓት ዘይቤ ተሰምዓ ቃለ ቀርን ወድምጸ ይባቤ በትፍስህት ወበሃሴት ይሁቦሙ ኃይለ ወስልጣነ እምርት ዕለት በዓልነ ነያ ኣብርሃም ኣብ ዘተመነያ ዘፍ ንሆሳእና ስቕለት ኦ ጎይታና መን ኣሎ ከማኻ ንዓና ክትብል ኣብ መስቀል ተሰቐልካ ፍቅር ሰሃቦ ለወልድ ኃያል እምመንበሩ ወኣብጽሖ እስከ ለሞት የው ቀላ ይ የው እፎ ሰቀሉከ ካህናተ ይሁዳ ወሌዊ መድሃኔ ዓለም ናዝራዊ ሃሌ ሉያ ዮሴፍ ወኒቆዲሞስ ገነዝዎ ለኢየሱስ በሰንዱናት ለዘተንሥኣ እሙታን ሙታን በመንክር ኪን ትንሣኤ ኣማን በኣማን ተንሥኣ እምነ ሙታን ሉቃ ማር ክርስቶስ ተንሥኣ እሙታን በዓቢይ ኃይል ወስልጣን ክርስቶስ ተንሥአ እሙታን ኣማን በኣማን መድሃኔ ዓለም ሰበካ ትንሣኤ ኣዋልዲነ ለጽዮን ማቴ ማር በደሙ ክቡር ቤዘወነ ኣኮ በወርቅ ኃላፊ ዘተሳየጠነ ሮሜ ቆላ ግብ ወምድርኒ ትገብር ፋሲካ ተኃጺባ በደመ ክርስቶስ ዘጽ እብ ኤፌ ትንሣኤከ ለእለ ኣመነ ብርሃነከ ፈኑ ዲቤነ ትንሣኤኻ ንኣምን ኩልና ብርሃንካ ፈኑ ናባና የው ጸጋ ነሳእነ ወሕይወተ ረከብነ በኃይለ መስቀሉ ለኢየሱስ ክርስቶስ በኃይለ መስቀሉ ኪያከ እግዚኦ ነኣኩት ወንሴብሓከ እግዚኣብሔር ሮሜ ይ የው ኩሉ ግዜ ጸጋ ምሓዝና ህይወት ከኣ ረኺብና ብሓይሊ መስቀሉ ንኢየሱስ ክርስቶስ ብሓይሊ መስቀሉ ንዓኻ ንጎይታ ነመስግን ደጊምና ነመስግን እግዚኣብሔር ፋሲካ ፋሲካ ተዝካረ ትንሳኤሁ ለመድሃኒነ በዓለ እግዚኣብሔር ኩሎ ዘፈቀደ ገብረ እግዚኣብሔር በሰማይኒ ወበምድርኒ ወበባሕርኒ ወበኩሉ ቀላያት ቀላያት መዝ የው መዝ እዮ መጋቢት ይ ሰሙን ንሴብሖ ለእግዚኣብሔር ስቡሃ ዘተሰብሐ ነመስግኖ ንእግዚኣብሔር ምስጉንዩ ዝተመስገነ ነመስግኖ ንእግዚኣብሔር ኣምላኽና እዚዩ ዝደሊ ካባና እግዚኣብሔር ይትባረክ ወይትኣኩት ስሙ ቤዛ ዓለሙ ቤዛ ዘፈጠረ ለቤዛ ዓለሙ መድኃኔ ዓለም መድኃኔ ዓለም ኣድሒኑና ብዘይ ሓልፍ ቃሉ ደስ ይበለና ዕልል በሉ ኣድሒኑና ብዘይ ሓልፍ ቃሉ ኩሉ ከንቱ ከንቱ ንብረቱ እስመ ኩሉ ሃላፊ ውእቱ መድኃኔ ዓለም ኣድህነነ እስመ ኩሉ ከንቱ መድኃኔ ዓለም ክርስቶስ በቀራንዮ ስቁል በለኒ መሓርኩኪ በለኒ መሓርኩከ በእንተ ማርያም እምከ እስመ ሄር ኣልቦ እንበሌከ ቃል መድኃኔ ዓለም ክርስቶስ ኣብ ቀራንዮ ስቐል በለኒ ምሒረኪ በለኒ ምሒረካ ምእንቲ ማርያም ኣዴኻ ዋላኳ የልቦን ብቓሉ ዝምሕር ከማኻ ወኣንቲኒ ቀራንዮ መካነ ጎልጎታ ይቤ እስመ በኃቤኪ ተሰቅለ መድሃኔ ዓለም ማቴ እስመ ውእቱ ክብሮሙ ለቅዱሳን መድሃኔ ዓለም ኣሰርገዋ ለምድር ኣሰርገዋ በጽጌያት ሰላም ለዝክረ ስምከ ጥዑመ ዜና መድሃኔ ዓለም ጥዑመ ዜና መዝ መዝ እሳት ጽርሁ ማይ ጠፈሩ ደመና መንኮራኩሩ ለመድሃኔ ዓለም ዘጽ ማቴ ክብረ ታቦት ታቦት በውስቴታ ኦሪት በውስቴታ ውቱረ ይከድንዋ በወርቅ ይከድንዋዘክ እብ ውስቴታ ታቦት በውስቴታ ኦሪት በውስቴታ ይከድንዋ በወርቅ ይከድንዋ ዘጽ ለቢሶ ዳዊት ልብሰ ክብር ዘይሃይድ ዓይነ ቅድመ ታቦተ ሕግ ኃለየ ወዓዲ ዘፈነ ጽላት ዘሙሴ ጽሳላት ጽላት ዘሙሴ ጽላት ህግ ወስርኣት ይእቲ ዕጸ መድሃኒት ይእቲ ዕጸ መድሃኒት ማርያም ቅድስት ቅዱስ ጊዮርጊስ በበግማድ ስጋሁ መተሩ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሞኦሙ ለጸሩ ኢሳ ሚያዝያ ይ ሰሙን ጊዮርጊስ ኃያል መስተጋደል ገባሬ ተኣምር ኮከበ ክብር ቆላ ሚያዝያ ይ ሰሙን ልደታ ማርያም ኣማን በኣማን ተወልደት እመ ብርሃን መዝ ግንቦት ይ ሰሙ ርግብ ጻዕዳ ዘእንቄ ዳዳ ወዘጳዝዮን ማህፉዳ ተወልደት ዮም በምድረ ይሁዳ ግንቦት ይ ሰሙን ኢያቄም ወለዳ ኢያቄም ዳዊት ዘመዳ ኢያቄም ወለዳ ጣቴ ግንቦት ይ ሰሙን ኣዕይንታ ዘርግብ ኢያቄም ወለዳ ኢያቄም ወለዳ ዘርግብ ኢያቄም ወለዳ በእንተ ሓና እምኪ ወኢያቄም ኣቡኪ ማህበረነ ዮም ድንግል ባርኪ ማህበረነ ዮም ማህበረነ ዮም ባርኪ ኣላ በሩካቤ ዘበህግ እምሓና ወኢያቄም ተወለድኪ ግንቦት ይ ሰሙን ዮም ፍስሓ ኮነ በእንተ ልደታ ለማርያም እምሓና ወኢያቄም ይእቲ ከመ ትቤዙ ነብያት ወጻድቃን ኣማን ተወልደት እመብርነን ግንቦት ይ ሰሙን ማርያም ድንግል ማርያም ርህርህተ ህሊና ማርያም ለማርያም ዘምሩ መስቀሎ ለወልዳ እንዘ ትጸውሩ ተፈጸመ ሓና በወለትኪ ተስፋ ቅዱሳን ኣበውኪ ተፈጸመ ሃና በታ ጓልኪ ናይ ቅዱሳን ተስፋ ኣቦታትኪ ረ ናይ ንስሓ ንኸንሳሕ መንፈስ ቅዱስ ኣይትፈለየና ኣይትፈለየና ሓይልኻ ሃበና ብበደልና ብብዝሒ ሓጢኣትና ኣይትቀየመና ጎይታ ብምሕረትካ ሎሚ ይቕሬታ ኃበና ጎይታ ብምሕትካ ሎሚ ሎሚ ይቕሬታ ኃበና። መሰረተ ዜማ ወጠነ ያሬድ ካህን ያሬድ ያሬድ ካህን ጥዑመ ልሳን ኀበ ተሰብረ እግርከ ወኀበ ተገብረ ተዝካረ ሞትከ ህየ ይኩን ሣህል ወምህረት ህየ ይኩን ተኅይማኖት ዜና ውዳሴከ ፈጸምኩ ተክለ ኃይማኖት በለኒ ኣባ ወልድየ ተክለ ኃይማኖት ፅርገት ኣማን በኣማን መንክር ስብሓተ ዕርገቱ ዓሪጉ ብስብሓት ዓሪጉ ብዕልልታ ብስብሓት ብዕልልታ ዓሪጉ ብዕልልታ ንሞት ዝሰዓረ ናይ ሰራዊት ጎይታ ዓሪጉ ብዕልልታ ኣብ ፅርገት ኣማን በኣማን ዘቀደሶ መንፈስ ቅዱስ መንፈስ ቅዱስ ወረደ ላዕለ ሓዋርያት ተመሲሎ በነደ እሳት ግብ ዛቫ ግንቦት ይ ሰሙን ይቤሎሙ ኢየሱስ ለኣርዳኢሁ ሑሩ ወመሀሩ ለዝዓለም ወንጌለ መንግሥተ ሰማያት ኢየሱስ ንሃዋርያቱ ከምዚ ኢልዎም ኪዱ ኣስተምህሩ ንዘይኣመኑወንጌል መንግስተ ሰማያት ውእቱ ሊቆሙ ለመላእክት ለመላእክት ሊቆሙ ስሙ ሚካኤል ልብሱ ዘመብረቅ ዓይኑ ዘርግብ ሊቀ መላእክት ይሁ ራእ ሰነ ይ ሰሙን ባህራንኒ ይቤ ዘነገደ ባሕር ርኢክዎ ለሚካኤል ወስዕንኩ ጠይቆቶ ዘይቤ ዳኒ ሰነ ይ ሰሙን ዓቃቤ ለኩሉ ቅዱስ ሚካኤል ከመ ዮም ሃሎነ በሰላም ያስተራክበነ ንኹሉ ሓላዊ ቅዱስ ሚካኤል ከምዚ ሎሚ ዘለና ኩልና ንዓመታ ሰላም የጽንሓና ሰነ ይ ሰሙን ወረደ ምህረት ወረደ ምህረት ወረደ ምህረት በጸሎታ ለማርያም ሰነ ይ ሰሙን ሥላሴ ኣማን በኣማን ኣማን በኣማን መንግሥተ ሥላሴ ዘለዓለም መንግሥተ ሥላሴ ዘለዓለም ማቴ ሥላሴ በዓል በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኃይለ መስቀሉ እትመረጎዝ ሓምለ ይ ሰሙን ኩሉ ይሰግድ ለሥላሴ ኩሉ ይሰግድ ወይትቀነይ ኩሉ ለመንግስተ ሥላሴ ለሥላሴ ኩሉ ይሰግድ ሓምለ ይ ሰሙን እንዘ ይብሉ ይዜምሩ በልሳን ዘኢያረምም መንግሥተ ሥላሴ ዘለዓለም ሓምለ ይ ሰሙን ኃይልየ ሥላሴ ወጸወንየ ሥላሴ በስመ ሥላሴ እቀጠቅጥ ከይሴ ሓምለ ይ ሰሙን በሥላሴሁ ሓነፀ ጥቅማ ቤተ ማርያም ሰመየ ስማ በሥላሴሁ ሓነፀ ጥቅማ ሓምለ ይ ሰሙን ከኣዉ ደሞሙ ሰማዕታት ከኣዉ ደሞሙ ብርሃናተ ዓለም ጴጥሮስ ወጳውሎስ ኣዕማደ ቤተ ክርስቲያን ብርሃኑ ኣንትሙ ለዓለም ኣንቱሙ ኣእማደ ቤተ ክርስትያን ጣቴ ለኣናንያ ወኣዛርያ ወሚሳኤል ውእቱ ያድህነነ ወሚሳኤል ውእቱ ያድህነነ መዝ ዳኒ ሓምለ ይ ሰሙን በእንተ ኪዳኑ ለህጻን እንተ ኣቁረሮ ለነድ መሓረነ ኣኃዜ መብረቅ መሓርከነ ኣኃዜ መብረቅ ወነጎድጓድ ዘፍ ዘጽ ማር ሓምለ ይ ሰሙን ሕጻን ወእሙ ክልኤሆሙ ፈጸሙ ገድሎሙ ማር ሓምለ ይ ሰሙን ይቤላ ሕጻን ለእሙ ኢትፍርሂ እም ነበልባለ እሳት ለኣናንያ ወኣዛርያ ወሚሳኤል ዘኣድኀኖሙ ውእቱ ያድህነነ ማር ዑራኤል መልኣክ ለእዝራ ነቢይ ዘኣሰተዮ ጽዋዐ ልቦና ግብ ፁ ራእ ሓምለ ይ ሰሙን መላእክትኒ ተጋቢኦሙ ሰፍሑ ክነፊሆሙ ላዕለ ማርያም ወጸለሉ ላዕለ ማርያም መዝ ማር ነሓሰ ይ ሰሙን መራሒት መንግስተ ሰማያት ድንግል ማርያም ኣድሕንና ንዓና ደቅኺ ካብ ገሃነም ነሓሰይ ሰሙን ይዌድስዋ መላእክት ለማርያም በውስተ ውሳጤ መንጦላእት ወይብልዋ በሓኪ ማርያም ሓዳስዩ ጣዕዋ ፍልሰታ ጸቃውዕ ይውህዝ ይውህዝ እምከናፍሪሃ ዕ ሉቃስ ፍልሰታ ፅርገታ ውስተ ሰማያት ወበኣታ ወስተ ገነት ገነዝዋ ሓዋርያት ገነዝዋ በስብሓት መዝ ሉቃ ማርያም ዓረገት ናብ ሰማያት እናዓጀብዋ ናይ ሰማይ መላእክት ዓረገት ናብ ሰማያት ፍልሰታ ሞትሰ ለማዋቲ ይደሉ ሞታ ለማርያም የኣጽብ ለኩሉ ነሓሰ ይ ሰሙን ፍልሳታ መንክር ግርማ ኃይለ ልዑል ጸለላ ኣማን መላእክት ይኬልልዋ ፍልሰታ ማህደረ መለኮት ማርያም እመ ብዙኃን ጽርህ ንጽህት ትርሲተ ወልድ መለኮት ወፍቅር ሓደረ ላዕሌሃ ሓደረ ይቤላ ርግብየ ወይቤላ ሰናይትየ ማርያም ድንግል ኩሎሙ ይብልዋ በኣሕብሮ ዕጸ ጳጦስ ይእቲ እንተ በኣማን ስብሓት ለኪ ማርያም ለኣብ መርዓቱ ለወልድ ወላዲቱ ለመንፈስ ቅዱስ ታቦቱ ማርያም ድንግል ወርቅ ወብሩር ሃላፊ ውእቱ እምኩሉ ኪያኪ እፈቱ ሃበ ዘጸውኣ ስምየ ህየ ይኩን በረከትየ እንዘ ይብል ጸለየ እምደብረ ቢዘን ጸለየ ቅዱስ ፊሊልስ ደብረ ታቦር ኣማን በኣማን ተሰብሐ በደብረ ታቦር በስመ ዚኣከ ይትፌስሑ ዮም ታቦር ወኣርሞንኤም በደብር በደብረ ታቦር ሰባሕኩከ በደብር ኣሓደ ለከ ወኣሓደ ለሙሴ ወኣሓደ ለኤልያስ ንግበር ማህደረ ታቦር ወኣርሞንኤም በስመ ዚኣከ ይትፈስሑ ዮም ታቦር ወኣርሞንኤም ኃዐ ጳጉሜን ቀዋምያን ለነፍሳት እሙንቱ ሊቃናት ዑራኤል ወሩፋኤል ይትፌነዉ ለሣሀል እምኀበ ልዑል ማቴ ሄኖ ንጳጉሜ ግሩማን መላእክት ዑራኤል ወሩፋኤል ኣክናፊሆሙ ነበልባል ራእ ንጳጉሜ ዑራኤል ወሩፋኤል ኣስተምህሩ ለነ በስኢል ወበትሕትና ሃበ ውእቱ ነበልባል ኃይል ዘወትር ስብሓት ለኣምላክነ ወመድኃኒነ ወኣልኣልነ ሕሊናነ ኢሳ ማቴ ዘወትር ዘሰማየ ገብረ ሰማየ ገብረ ወምድረ ሳረረ ኣልቦ ዘይመስሎ ለኣምላክነ ዘፍ ዘወትር ዝንቱ ኩሉ ኮነ በሰማይ ወበምድር በፈቃደ እግዚኣብሔር መዝ ዘወትር ዝንቱ ኩሉ ኮነ በደብረ ገነት በፈቃደ እግዚኣብሔር ኢትግድፈነ ወኢትመንነነ ኣምላከ ሰላም ተራድኣነ እግዝእትነ እግዝእትነ ነጽሪ ኅቤነ ሰላመ ወልድኪ የኃሉ ምስሌነ መጽ ዘወትር ሃመልማላዊት ዕፀ ሙሴ ዘርእያ ሙሴ ዘርእያ በደብረ ሲና ደብረ ሲና ማሕደረ ስብሓት ንደብረ ሲና ኣይ ይእቲ ዛቲ እንተ ታስተርኢ እምርሁቅ ከመ ማህቶት ደብረ ገነት ሙሴኒ ርእያ ሃገር ቅድስት እዝራኒ ተናገራ ተናገራ ተናገራ ዘመራ ዳዊት ዘጽ ደብረ ሲና ኣፍቀርክዋ ለቤተ ክርስትያን ሃይማኖት ተዋህዶ ኣፍቀርኩዋ ዘወትር ኦ ኣንትሙ ህዝበ ክርስቲያን በከመ ተጋባእክሙ በዛቲ ዕለት ከማሁ ያስተጋብእክሙ በደብረ ጽዮን ቅድስት ወበኢዮሩሳሌም ኢዮሩሳሌም ኣግኣዚት ዘወትር ልዑል ሰምራ ዳዊት ዘመራ በቤተ መቅደስ ተወክፍዋ ያከብርዋ ለሰንበት መላእክት በሰማያት ጻድቃን በውስተ ገነት ወኩሉ ፍጥረት ዓሳት ወኣናብርት እለ ውስተ ደይን ያዕርፉ ባቲ እስመ ባቲ ኣእረፈ እምኩሉ ግብሩ ዘወትር ሰንበት ምስ ቅዱስ ሚካኤል ወገብርኤል ኣዴና ንዒ ማርያም ንዒ ባርኸና ከምቶም ኣቦታትና ኣዴና ንዒ ማርያም ዘወትር እግዚኣብሔር ይትባረክ ይትባረክ ስሙ ቤዛ ዐለሙ ቤዛ ዘፈጠረ ለቤዛ ዓለሙ ዘወትር ተቀደሲ ወንስኢ ኃይለ ኦ ቤተ እግዚኣብሔር እስመ ናሁ ንጉሥኪ መጽኣ እግዚኣብሔር ዘወትር ተማልደልና ኢያ ማርያም ቤዛዊተ ዓለም ኪዳነ ምሕረት ማርያም ኣደ ናይ ኣምላኸና ናይ ሓደራ ኣዴና ኣብ ምድሪ መስቀል ማርያም መሐበኒትናያ መሰረተ ሕይወት ማርያም ወጥንተ መድኃኒት ዘእምቀዲሙ ለወልድኪ ኣምሳለ ደሙ መዝ መዝ መሶበ ወርቅ ዘመና እግዝእትነ ማርያም ቅድስት ቅድስተ ቅዱሳን ይብልዋ ካህናት ቅድስተ ቅዱሳን ይብልዋ መሳእክት ልሁብ በመኑ በኣምሳለ መኑ ናስተማስለኪ እግዝእትየ ወላዲቴ ኦ ድንግል ምልእተ ውዳሴ ሉቃ ሉቃ በመኑ በኣምሳለ መኑ ናስተማስለኪ ፍቅርቲ ኣደ ኣማላዲት ሓዛኒትያ ኦ ድንግል ምልእተ ውዳሴ ይትፌሥሑ ጻድቃን በእግዚኣብሔር ሃሌ ሃሌ ሉያ እንዘ ይብሉ በጥዑመ ልሳን መዝሙር ኢሰ ጻድቃንሰ ኢሞቱ ኃበ እግዚኣብሔር ነገዱ በመንግሥተ ሰማይ ኣንበሮሙ በመንግሥተ ሰማይ መዝ ራእ ራእ ራእ ባርከኒ ኣባ ለወልድከ ዝኬ እስመ ልማዱ ውእቱ ለመምህር ቡራኬ ሉቃ ትክበር ነፍስየ በቅድሜከ ዮም ባርከኒ ኣባ ብእሴ መምህር ሥዝ ዛ ኦ ኣባ ቅዱስ እቀቦሙ በስምከ ወበኃይልከ እቀቦሙ ከመ ይኩኑ ኣሓደ ብነ ከማነ ከመ ይኩኑ የው ኃ ሕገ ሰብእናሁ ዓቀበ በተደንግሎ በወንጌል ዘሀሎ ፈጸመ በወንጌል ዘሀሎ ስ ይ ቆረ ኤፌ መጽኣ ዘመጽኣ እምላእሉ መርዓዊ መጽኣ ተቀበሉ ጻኡ ተቀበሉ ማቴ መጽኣ መርዓዊ ፍስሓ ለኩሉ በሰላም ጻኡ ተቀበሉ ማቴ ትዌድሶ መርዓት ወትብሎ ወልድ እኀየ ቃልከ ኣዳም ማህልየ የማኑ ተሓቁፈኒ ወጸጋሙ ታሕተ ርእስየ ትብሎ መርዓት ትብሎ መርዓት ለመርዓዊሃ መሃልየ መሃልየ ስብሓት ለእግዚኣብሔር ኪያነ ዘፈጠረ ከመ ናምልኮ ስብሓት ለማርያም እመ ኣምላክ እግዝእትነ ወመድሃኒትነ ስብሓት ለመስቀለ ክርስቶስ ዕፀ መድሃኒት ሓይልነ ወጸወንነ ያብጽሓነ ዓመ ከመ ዮም ኣሜን ዓመ ከመ ዮም እግዚኣብሔር ንዓመታ የብጽሓና ጎይታ ኣሜን ከምዚ ንዓመታ የብጽሓና ጎይታ በኣምሳለ ርግብ ወረደ መልኣክ ወረደ ወረደ ወረደ ሚካኤል መልኣክ ወረደ ገብርኤል ሩፋኤል ራይ ሰነ ይ ሰሙን ቤተ ክርስቲያንና ናይ ኣደ ፍቕሪ ኢዩ ዘለኪ ንዓና ሓጥኣን ደቅኺ ከይንጠሚ ኣብልዕና ከይንጸምእውን ኣስትይና ሕብስተ ወይኒ ኣቦና ሎሚ መግብና ኣቀድም ኣእኩቶቶ ለእግዚአብሔር በእንተ እግዚእነ ኢየሱስ ክርስቶስ ካብ ኩሉ ኣቐዲምና ንኣምላኽ ነመስግን ኣሜን ንዘለዓለም እግዚኣብሔር ይመስገን ሀበነ ሰላመከ ሰላመከ ንጸውእ ስምከ ሀበነ ሰላምከ ሰላምከ ንጸውእ ስምከ ዘኢትነውም ትጉህ ኖላዊነ ሔር ዘወትር ወዘምሩ ለስሙ ሃቡ ኣኮቴተ ለስብሐቲሁ በልዎ ለእግዚአብሔር ግሩም ግብርከ በየማና ሚካኤል መልኣክ ወበጸጋማ ገብርኤል ሐመልማለ ወርቅ ገብርኤል ስሙ ዘአምኃ ለማርያም ዘበትርጓሜሁ አምላክ ውእቱ ፈነዎ ለገብርኤል ምጽአተ ዚአሁ ይስብክ ፈነዎ ለገብርኤል ሃበነ እግዚኦ አዕይንተ አእምሮ ወትረ ኪያከ ይርአያ ወኣእዛኒነሂ ቃል ዘባህቲትከ ይስምዓ እስመ ለነ ለኃጥኣን ለእመ መሐርከነ ውእተ ኣሚረ ትሰመይ መሐሪ ወለጻድቃንሰ እምግባሮሙ ትምሕሮሙ ወትዔስዮሙ በከመ ጽድቆሙ በእንተ ፍቅረ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኬንያ ጸሎታ ስምዒ ማርያም ለሃገሪትነ ኤርትራ በዝማሬ ወበመሰንቆ ግነዩ ለእግዚአብሔር እስመ ባሕቱ አልዓለነ በብዝሐ ምሕረቱ አምላክነ አምላከ ክብር ልብኺ ለዋህዩ ዘይጭክን ርህርህተ ሕሊና ማርያም ከም ኣባ ህርያቆስ ከም ቅዱስ ኤፍሬም ተለመንና ማርያም ድንግል ኃ ኣማናዊት ኪዳን ተስፋ ናይ ኣዳም ተስፋ ናይ ሄዋን ብጸሎትኪ እንድዩ ተማሒሩ ፍጥረት ድሒኑ ፍጥረት ብጸሎትኪ እንድዩ ተማሒሩ ፍጥረት ድንግል ማርያም ናይ ድሕነት መሰረት ነፍሳተ ጻድቃን አውያን አመ ይህቡ መዓዛ ለዘምግባረ ጽድቅ ኣልብነ ይኩነነ ቤዛ ንግደትኪ ማርያም እስከ ደብረ ቁስቋም እምሎዛ ኣድህንኒ ሊተ እስመ ኀልቀ ሄር ወውህደ ሃይማኖት እምገጸ ምድር ማርያም እሙ ለፍቁር ጾም ንጹም ጾመ ወናፍቅር ቢጸነ ወንትፋቀር ንትፋቀር በበይናቲነ ዛቲ ጾም ኀዘን ለኣብዳን ወፍስሃ ለጠቢባን ዛቲ ጾም ሃሌ ሃሌ ሉያ በጾም ወበጸሎት ተመጠወ ሙሴ ኦሪተ ዐስርተ ቃላተ ዘጽ ዘጽ ግብ ግዜ ጾም ጾም ጸለትና ተቐበለልና ዘሐጉሰካ ይኹነልና ንኸይንሰዓር ሓይልኻ ሃበና ሓፊሩ ኸምለስ ሰይጣን ጸላኢና ንጾም ዘወትር ቀድሱ ጾመ ስብኩ ምህላ እስመ ይቤ ኢዩኤል ነቢይ እግዚኣብሔር ኀበነ ልሳነ ጥበብ ከመ አእምር ሕጋ ለቤተ ክርስትያን ሮሜ ሴራ ጽንዑ በተዋህዶ እምነት መሰረት ናትና ህይወት ይ ቆር ናሁ ሰናይ ወናሁ ኣዳም ሶበ ይሄልዉ ኣሃው ሕቡረ ተወከፍ ጸሎቶሙ ለኣግብርቲከ ወለኣእማቲከ እለ ጻመዉ ወመጽኡ ጽርሐ መቅደስከ ጊዮርጊስ ሰማዕት ጸሎቶም ተቐበል ንኣገልገልትኻ ነኣሽቱን ዓበይትን ብብዙሕ ድኻም ዝመጽ ናብዚ ቤት መቕደስካ ጊዮርጊስ ሰማዕት ኢየሱስ ቅዱስ ፍጹም መድኃኔ ዓለም ናይ ዓለም መድሕን ዘሰጋገረና ካብ ክብሪ ናብ ክብሪ ካብ ሰማይ ወሪዱ ኣፍቂሩና ክሳብ መቃብር እ እግዚአብሔር ኣብ ኣኃዜ ኩሉ መሀረነ እምኩሉ ዝንቱ ኦ ወልድ ዋህድ ኢየሱስ ክርስቶስ ተሰሃለነ እምኩሉ ዝንቱ ኦ ጳራቅሊጦስ መንፈስ ቅዱስ ስረይለነ ኣበሳነ ነዋሕቲ መዝሙር ካብ ክርስቶስ ፍቕሪ ካብ ክርስቶስ ፍቕሪ ዝፈልየኒ መንዩ መከራ ሽግር ስቓይ ወይከኣ ጥሜትድዩ ኣይንፈርህን ኣይንሰግእን ኣይንጠራጠርን እግዚኣብሔር ምሳና ይነብር ንዘለዓለም ገስጊስና ተንሲእና ንእቶ ብሰዓት ብደሙ መስሪቱ ካብ ሰረሓልና ቤት ድማ ኣበይ ይርከብ ከምዚ ዝበለ ቤት ሕንጻ ማይ ዮርዳኖስ እምነት መሰረት ንጽድቂ ንስዓባ ንነሳሕ ብሓቂ ፈጺምና ክንረክብ ምስ ኣምላኽና ዕርቂ ስግኡ ዘይበልዕ ደሙውን ዘይሰቲ ሕይወት ኣይረክብን ንዘልዓለም ጥንቲ ስግኡ ዝበልዕ ደሙውን ዝሰቲ ሕይወት ክረክብዩ ንዘልዓለም ጥንቲ ንእግዚኣብሔር ነፍቅሮ ብንጹህ ልብና ምስጋና ይኹኖ ናብዚ ዘብጽሓና ውዳሴ ማርያም ውዳሴ ማርያም ክደግምየ ንድንግል ኣደይ ክጽውዕየ ከም ኣባ ኤፍሬም ባርኽኒ ወድሰኒስኒ ወደይጓለይ በልኒ ኣብ ቅድሚኣ ኮይንና ንሕና ክንውድሳ ድንግል ክትመጽእያ ካብ ቤተ መቕደሳ ናይ ብርሃን መንጸፍ ኣብ እግራ ተገይሩ ኣባ ቅዱስ ኤፍሬም የመስግና ነይሩ ውዳሴ ማርያም ውዳሴ ማርያም ክደግምየ ንድንግል ኣደይ ክጽውዕ ከም ኣባ ኤፍሬም ባርኽኒ ወድሰኒስኒ ጓለይወደይ በልኒ ውዳሴ ማርያም ኣብ ህርያቆስ ምስጋና ከብጽሕ ናይ ቅዳሴ ዜማ ንልቢ ይምስጥ ልበይ ሰናይ ነገር ኣውጺኡ እናበለ ዳዊት ብ የሠ ንዓኺ ዘመረ ውዳሴ ማርያም ክደግምየ ንድንግል ኣደይ ክጽውዕየ ከም ኣባ ኤፍሬም ባርኽኒ ወድሰኒስኒ ጓለይወደይ በልኒ ውዳሴ ማርያም ናይ ንጽህናና መሰረት ኢኺሞ ንዓኺ ውዳሴ ልበይ በሪሁሎ ተፈስሒ ድንግል ኦ ቤተልሄም ወሊድክዮ ኢኺ ንመድሃኔ ዓለም ውዳሴ ማርያም ክደግምየ ንድንግል ኣደይ ክጽውዕየ ከም ኣባ ኤፍሬም ባርኽኒ ወድሰኒስኒ ጓለይወደይ በልኒ ውዳሴ ማርያም ቅዱሳን ኩላቶም ከቢቦም ንድንግል ኣባ ጊዮርጊስ ንዒ ድንግል ይብል ኣብ ናይ ወርቂ ዙፋን ኮፍ ኢልኪ ርኢዩኪ ልበይ ተሰዊሩ ድንግል ብግርማኺ ውዳሴ ማርያም ክደግምየ ንድንግል ኣደይ ክጽውዕየ ከም ኣባ ኤፍሬም ባርኽኒ ወድስኒስኒ ጓለይወደይ በልኒ በሰላም ንዒ ማርያም በሰላም ንዒ ማርያም ትናዝዝኒ ኃዘነ ልብየ በሰላም ንዒ ማርያም ምስለ ሚካኤል ወገብርኤል በሰላም ንዒ ማርያም ምስለ ሱራፌል ወኪሩቤል በሰላም ንዒ ማርያም ምስለ ዑራኤል ወሩፋኤል በሰላም ንዒ ማርያም ምስለ ኩሎሙ ቅዱሳን በሰላም ንዒ ማርያም ምስለ ወልድኪ ኣማኑኤል በሰላም ንዒ ማርያም የው ሉቃ ተዋህዶ ንጽህቲ እምነት ተዋህዶ ንጽህቲ እምነት ጎይታ ዝመስረታ ንዓና ድሕነት ኩልና ኣብኣ ዘለና ደስ ይበለና ናይ ጎይታ ሕድሪ ንኸፍጽሙ ቅዱሳን ኣቦታት ከይጠፍእ ደሙ መስዋእቲ ኮይኖም ኣጽኒሖሙልና ሕድሪ ኣለና ንኹላትና ንከባኸባ ቅድስቲ እምነትና ቅዱስ እስጢፋኖስ ሰማእት ካብቶም ቅዱሳን ኣቦታት ንተዋህዶ ክእክብ ርእዮሞ ንኸይትሰፍሕ ከልኪሎሞ ካብ ከተማ ኣውጺኦም ቀቲሎምዎ ድሕነት ለሚኑ ንዝቐትልዎ ኣይፈልጡን እዮም ኢሉ ዝገብርዎ ብሰማእትነት ኣሕሊፍዎ ንናይ ጎይታ ክብሪ ረኺብዎ ንናይ ኣይሁድ ሓሳብ በቲንዎ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሰማእት ዓለም መኒኑ ብእምነት ዙፋን ኣቡኡ ክህብዎ ንናይ ዓለም ስልጣን ንዒቕዎ ንንጉሥ ዱድያኖስ ኣሕፊርዎ ሸውዓተ ግዜ ቀቲሎሞ ከም ሓመድ ስጋኡ ኣዚሮሞ ንተዋህዶ ኪዑ ደሙ ሸውዓተ ኣኸሊል ተሸሊሙ ነገሥታት ዓለም ኣገሪሙ ሆሣእና ንልዑል ጎይታና ሆሣእና ንዘምር ኩልና ሆሣእና ንልዑል ጎይታና ሆሣእና ይኹኖ ምስጋና ሱራፌል ኪሩቤል ጸወርቲ መንበሩ ትሕትና ከርኢ ኣብ ኣድጊ ሰሪሩ ናይ ፈጣሪ ነገር ዓሚቕዩ ምስጢሩ ሆሣእና ንዘምር ሕጻናት ቆልዑ ምስ ዓበይቲ ኣቦታት ሆሣእና እንዳበሉ ደንጎላታት ብሓባር ዘሚሮም ነቲ ንጉሥ ስብሓት ሆሣእና ንዘምር ሆሣእና ብኣርያም ንወዲ ዳዊት ክፈቱሉ ማዕጾ ኣንቱም መኳንንት ክርስቶስ መጺኡ ንጉሰ ነገስት ሆሣእና ንዘምር ጽዮን ሰማያዊት ሓይልኺ ልበሲ ንጉሥኪ መጺኡ ብዙሕ ተሓጎሲ ብሃብቲ ጸጋኡ ንኹሉ ዘሰሲ ሆሣእና ንዘምር ኢየሩሳሌም ኢየሩሳሌም ሰቺላቶ ኣብ መስቀል ንመድሓኔ ዓለም ነቲ ወሃቢ ህይወት ንጉሰ ሰላም ሆሣእና ንዘምር ህጻናት ኢየሩሳሌም ሆሣእና ብኣርያም እናበሉ ዘመሩ ህጻናት ኢየሩሳሌም ሰላምኪ ሎሚዩ ኢየሩሳሌም ናባኺ መጺኡ ኣምላኽ ዘለዓለም ኣንቲ ቤተልሄም ናይ ዳዊት ከተማ ናይ ህዝብኺ ብርሃን መጽኣልኪ ብግርማ ሆሣእና እንዳበሉ ኣመስገንዎ ኣብ ኢየሩሳሌም ዘለዉ ህጻናት ጸወርቲ መንበሩ ኪሩቤል ሱራፌል ድሕነት ክኾነና ተሰኪሙ መስቀል ናይ ኢየሱስ ስቓይ ደናግል ርኤን እናልቀሳ ከዳ ሰዓብኦ ኩለን ሆሣእና ብኣርያም እናበሉ ዘመሩ ህጻናት ኢየሩርሳሌም ዘበኣማን ኣንቲ ዘበኣማን ረከብኪ ጸጋ ግብረ ድንግል የዐቢ ክብራ ለማርያም በሊስከ ድንግል ካባና ኣይትርሓቼቺ ናይ ክርስቶስ ልቢ ትሕትና ኣልብስና ረከብኪ ጸጋ ግብረ ድንግል የዐቢ ክብራ ለማርያም ዘበኣማን ናይ ያሬድ ጸናጽል ዘበኣማን ናይ ያዕቆብ ውዳሴ ናይ ኣባህርያቆስ ናይ ዘወትር ቅዳሴ ረከብኪ ጸጋ ግብረ ድንግል የዐቢ ክብራ ለማርያም ርህርህቲ ሕልና ዘበኣማን ናይ ሃዋርያት መጎስ ሓብቲ ናይ መላእክቲ ኣፍቅሮተ ሥሉስ ረከብኪ ጸጋ ግብረ ድንግል የዐቢ ክብራ ለማርያም ብኹሉ ፍጥረታት ዘበኣማን ዝምስገን ንሱዩ ገዛኢ ፍጥረታት ወድኺ እኳዩ ረከብኪ ጸጋ ግብረ ድንግል የዐቢ ክብራ ለማርያም ሰላም ለኪ ጽብቕቲ ርግቢት ዘበኣማን ሰላም ለኪ ንኖህ ሓመሩ ሰሎሞን ኢሉኪ ሰላም ለኪ ናይ ኣሮን በትሩ ንጽህናኺ ርእዩ ወልድ መሪጽኪ ሰላም ለኪ ንቅዱስ ዳዊት መሰንቆ መዝሙሩ ረከብኪ ጸጋ ግብረ ድንግል የዐቢ ክብራ ለማርያም ንጌዴዎን ጸምሩ ዘክርና ድንግል ዘበኣማን ንሰሎሞን መንበረ ክብሩ ንዓና ደቅኺ ንፍሬስብሃት መዝሙሩ ኣተዓርቕና ሓደ ከየትረፍኪ እመ እግዚኣብሔር ጸባኦት ሰላም ለኪ ሰላም ለኪ ሰረገላኡ ንኣሚናዳብ ረከብኪ ጸጋ ግብረ ድንግል የዐቢ ክብራ ለማርያም መና ዘለኪ ንጹህ መሶብ ብብዝሒ ሓጢኣትና ዘበኣማን ያዕቆብ ዝረኣየኪ ኣብ ሎዛ ሸለል ኣይትበልና ናይ ይስሓቅ መኣዛ ምሕረት ኣውርድልና ካብ ልዑል ጎይታና እንዘ ንሴፈዎ ለበረከትኪ ዘምስለ ኣምኃ ንሰግድ ለኪ ሰላም ለኪ ኅብስተ መና ዘእስራኤል ረከብኪ ጸጋ ግብረ ድንግል የዐቢ ክብራ ለማርያም ናይ ሰማእታት ንጹህ ኣኸሊል መሓሪትና ኢኺ ዘበኣማን እፀ ጳጦስ ዘሲና ህይወት ዘውሃብክና ናይ ኤልያስ መና እስከ ኣተዓርቕና ከይንተርፍ ወዲቕና እንዘ ንሴፈዎ ለበረከትኪ ኣንቲ ዘበኣማን ዘምስለ ኣምኃ ንሰግድ ለኪ ረከብኪ ጸጋ ግብረ ድንግል የዐቢ ክብራ ለማርያም ኣብ ጌተሰማኒ ኣብ ጌተሰማኒ ኣታኸልቲ ስፍራ ንዓና ኢሉ ጎይታ ረኸበ መከራ ኣዳምን ሄዋንን ዝሰርሕዎ ሓጢኣት ንዓና ነይሩና ከቢድ ናይ ሞት ቅጽዓት መስቀል ተሰኪሙ ረኸበ መከራ ኣይሁድ ገረፍዎ ኩሎም በብተራ ድንግል ኣይከኣለትን ንብዓታ ክትክልክል እንዳረኣየቶ ኣብ መስቀል ክስቀል ብኣምላኽነቱ እንከይ ፈረደሎም ከምዚ ኢሉ ጸለየ ኦ ኣቦይ መሓሮም ብሰፊሕ ስልጣኑ ኩሉ ዝፈጠረ ብሰብ ተገሪፉ ሞተውን ተቐብረ ኣብ መበል ሣልስቱ ብሓይሉ ተንሥኤ እናረኣይዎ ናብ ሰማይ ዓረገ ኣጽኒዕና ንሓዛ እምነት ተዋህዶና ክምለሰናዩ መታን ክወስደና ኪርያላይሶን ኣብቲ ፅፀ መስቀል ኣብቲ ኣደባባይ ኣምላሽይ ተሳቐኻ ስለይ መስቀል ኣሰኪሞም ኪርያላይሶን ኣብቲ ጎልጎታ ክገርፉ ክደፍኡ ክትከላበት ኣብቲ ዕፀ መስቀል ኣብቲ ዓቐበት ኪርያላይሶን ኣብቲ ቁልቁለት ዝባንካ ክገርፉ ንስኻ ክትጭነቕ ኣብቲ ዕፀ መስቀል ንዓኻ እናረኣያ ኣንስቲ ከልቅሳ ኣዴታት ቀሪበን ርሃጽካ ክደርዛ ኣብቲ ዕፀ መስቀል መስቀል ኣሰኪሞም ኪርያላይሶን ብዙሕ ከጋፍዑ እቲ ቀሬናዊ ስምኦን ሓጊዝዎ ኣብቲ ዕፀ መስቀል ኣብቲ ኣደባባይ ኣምላሽይ ተሳቐኻ ስለይ ሓቀኛ ዝኾነት ሃይማኖትና ሓቀኛ ዝኾነት ሃይማኖትና ብደሙ መስሪቱ ኣምላኽ ዘጽንሓልና ተዋህዶ ንጽህቲ እምነትና ንኣዳም ንሔዋን ተስፋ ዝሃበላ ኣምላኸ ካብ ማርያም ዝተወለደላ ሓንቲያ ሃይማኖት ካልአይቲ ዘይብላ ንተዋህዶ ክብሉ ቅዱሳን ኣቦታት ህይወቶም ሰዊኦም ኮይኖም ሰማእታት ኣረኪቦሙና ኣለዉ ቅድስቲ ሃይማኖት ቅዱስ ጊዮርጊስ ሊቀ ሰማእታት ህይወቱ ሰዊኡ ጸኒዑ ብእምነት ኣርኣያ ንኸኸውን ንኹሎም ፍጥረታት ንሕናውን ኩልና ከምቶም ኣቦታትና ክንጸንዕ ይግባእ በዚኣ እምነትና ምእንቲ ክንረክብ ክብሪ ካብ ኣምላኸና ሓቀኛ ዝኾነት ሃይማኖትና ብደሙ መስሪቱ ኣምላኽ ዘጽንሓልና ተዋህዶ ንጽህቲ እምነትና ኪዳነ ምህረት ድንግል ማርያም ንኤርትራ ለምንልና ምሕረት ክትረክብ ቅሳነት ኣድሕንያ ካብ ዓለም መዓት ቃል ኪዳን ዘሎኪ ድንግል ማሪያም ናይ ዘልዓለም መሓሪት ኢኺ ንፍጥረታት ዓለም ድንግል ማርያም ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ትንቢቶም ንነብያት ናይ ሃዋርያት መጎስ ኣደ ናይ ሰማእታት ድንግል ማርያም ኤፍሬም ብውዳሴ ድንግል ማርያም ንዘመስግነኪ ደመና ናይ ኤልያስ ድንግል ንስኺ ኢኺ ድንግል ማርያም መድሃኒት ምስ መጸ ሰይጣንውን ሓፈረ ናይቲ ዜና ኣብሳሪ ገብርኤል ነበረ ድንግል ማርያም ናይ ብሓቂ መልኣኸ ምኻኑ ርኢኺ ይኹነለይ ኢልኪ ቃሉ ተቐቢልኪ ድንግል ማርያም ብጽንዓት ክሓልፍ እቲ ለይቲ ግርማ ምእንታን ክንኣቱ ኣብ ጻድቃን ከተማ ድንግል ማርያም ክንለብስ ፍቕሪ ከም ሓዋርያት ከማኺ ትሕትና ጽንዓት ከም ሰማእታት ድንግል ማርያም ድንግል ማርያም ድንግል ማርያም ድንግል ማርያም ድንግል ማርያም ንኤርትራ ለምንልና ምሕረት ክትረክብ ቅሳነት ኣድሕንያ ካብ ዓለም መዓት ኣመስግኑ ንኸብሩ ዘምርሉ ዕልል በሉ ብሓባር ዘምሩ ኣመስግኑ ንኸብሩ ዘምርሉ ከም እግዚኣብሔር ኣምላኸ ፍጹም የለን በሉ ብሓጢኣት ባርነት ክንነብር ተገዚእና ካብ ገዝኡ ርሒቕና ትእዛዙ ኣፍሪስና ርእዩ ስቕ ኣይበለን ጸላእቱ ከለና ነቲ ጽቡቕ ግብሩ ይኹኖ ምስጋና ዕልል በሉ ባዕሉ ተዋሪዱ ንዓና ኣኸቢሩና ስግኡን ደሙን ብልዑ ስተዩ ኢሉና ሕያዋይ ጓሳዩ የለን ዘስኣነና ንመድሃኔ ዓለም ይብጻሓዮ ምስጋና ዕልል በሉ ህይወቱ ዝሰውአ መን ኣሎ ከም ጎይታና ንደቂ ሰብ ኢሉ ኣብ መስቀል ዝወዓለልና ፍቕሩ ዘይልካዕ መጨረሽታ የብሉን ካብ ሰማይ ወሪዱ ንዓና ከድሕን ዕልል በሉ ንስርሑ ነድንቕ ክንደሊ ዝፈትወና በቲ ዘይውዳእ ፍቕሩ በረኸት ዓዲሉና ነቲ ዘይንገር ተውህቦ ናይ ጎይታ ውዳሴኡ ነቕርብ ንዘምር ብዕልልታ ንሴብሆ ለሥላሴ ንሴብሆ ለሥላሴ ክበር ተመስገን ኣምላከ ሙሴ ድንግል ኣዴና ማርያም ንዒ ናባና ብሰላም ንሴብሆ ለሥሳሰሴ ነዓ ናባና ሚካኤል መልኣከ ምኸሩ ንልዑል ኣብ እግርኻ ይውደቕ ሳጥናኤል ንሴብሆ ለሥሳሰሴ ነዓ ናባና ገብርኤል ካብ ሓዊ ተውጽእ ካብ ነበልባል ብጽላል ኣኸናፍካ ተጽልል ንሴብሆ ለሥሳሴ ነዓ ናባና ኡራኤል ከም ቅዱስ እዝራ ሱቱኤል ጥበብ ሃበና ምስትውዓል ንሴብሆ ለሥሳሴ ነዓ ናባና ብፈረስ ጸሓይ ዘልዳ ጊዮርጊስ ገድልኻ ንስማዕ ክንፍወስ ንሴብሆ ለሥሳሴ ተክለ ሃይማኖት ቅረበና ብጸሎትካ ሓልወና ምእንታን ክንጸንዕ ብሃይማኖትና ንሴብሆ ለሥሳሴ ክብረ ቅዱሳን ክብረ ቅዱሳን ይእቲ ክብረ ቅዱሳን ሙዳየ መና ግሩም ሙዳየ መና ንቅዱሳን ክብረቶም ኢኺ ክብሪ ምስጋና ከነቕርበልኪ ናይ ህይወት መና ዝወለድክልና ዝናም ዘለኪ ናይ ኤልያስ ደመና ሙዳየ መና ግሩም ሙዳየ መና ፍቅሪ ውህበታ ትሕትና ልብሳ ጥንሲ ዘዝልል ሰላምታ ድምጻ መለኮት ወሊድኪ መለኮት ዝሓቐፍኪ ጸሓይ ከይዓርብ ከይዘመርናኪ ሙዳየ መና ግሩም ሙዳየ መና ናይ ጸሓይ ደገ ብርሃን ዝኾንኪ እቲ ዓቢ ብርሃን ርእዩ ልብኺ ኣይጽልምትንዩ እዚ ህይወትና ወድኺኳዩ ብርሃን ጸሓይና ሙዳየ መና ግሩም ሙዳየ መና ሰኣሊ ለነ ሰላም ለኪ ተማሕጸነ በኪዳንኪ ንዒ ርግብየ ምስለ ወልድኪ ሰማይ ወምድር ይዌዱስኪ ክብረ ቅዱሳን ይእቲ ክብረ ቅዱሳን ሙዳየ መና ግሩም ሙዳየ መና ክዝምረሉ ንዓይ ዘፍቀረኒ ክዝምረሉ ንዓይ ዘፍቀረኒ ሓጢኣተይ ገዲፉ ሕይወት ሂቡኒ እንተ ዘይከኣልኩ ክመልስ ውዕለታ ከመስግኖየ ይኸበር ናተይ ጎይታ ፍቕረይ ሰሓቦ ካብ ላዕላይ ሰማይ ናብ ምድሪ መጸ ኣምላኸ ኣዶናይ ዕርቃኑ ኾነ ጸጋ ከልብሰኒ ስለይ ተሰቕለ ሕይወት ክህበኒ ክዝምረሉ በጃ ኮይኑኒ ብኸቡር ደሙ ለጌዎን የለን ከይዱ ሃዲሙ ኣርዑተይ ኣምሊቹዎ ካብ ክሳደይ ኣዊጁ ጎይታ ናተይ ናጽነተይ ክዝምረሉ ንቕዱስ ቃሉ ጽሒፉ ኣብ ልበይ ሓድሽ ኪዳኑ ሂቡኒ ጎይታይ ተቐዲዱ እቲ ዕጽው መጋረጃ ጎይታ ኮይኑኒ ናይ ዘልዓለም በጃ ክዝምረሉ ስሙ ኢየሱስ ናይ ዓለም መድሕን ውዒሉ ኣብ መስቀል ሞተይ ክኸድን ካብ ውድቀተይ ኣልዒሉኒ ብኢዱ ሒዘዮ ኣለኹ ናይ ሕይወት መንገዱ ክዝምረሉ ጎይታየ ንስኻ ሓያል ኣምላኽ ኢኻ ጎይታየ ንስኻ ሓያል ኣምላኸ ኢኻ ንበይንኻ ብርሃንካን ጽላልካን የንጸባርቅ ኣሎ ብትንሳኤኻ ትንሳኤኻ ኣርኣያ ንትንሳኤና ብትንሳኤኻ ንድሕነት ተጓናጺፍና ዘመን ዘመናት ሓሊፉዘመን ኩነኒ ማእሰርቲ ናይ ድሕነት ዘመን ረጊጽና ሎሚ ወጊሑ መዓልቲ ናይ ምሕረት ዜና ሰሚዕና ብብርሃንካ ተመሪሕና ህዝብኻስ ይሳገር ኣሎ ማሕለኻ ሲኦል በቲኹ ሓሚሙ ነቲ ሕማምና ኣልዒልዋ ካብ ማእከልና ኣብ ዕጸ መስቅል ሸንኪሩ ኣርሒቅዎ ካብ ማእከልና ከዘንቱ ነቲ ውዕለቱ አእዳወይውን ከልዕለሉ ክዝምር ክቓንየሉ ካብ ውሽጠይ ሓጎስ ገንፊሉ ማርያም በዓልቲ መግደላ እታ ሓጥእ ዝነበረት ዘደንቅ ትንሳኤ ርእያ ንህዝብኻ ኣበሰረት ኣነውን ከመስግነካ ንትንሳኤኻ ከውሪ ተንሲኡ ጎይታ እናበልኩ ክዝምር ብዓቢ ክብሪ ጎይታየ ንስኻ ሓያል ኣምላኸ ኢኻ ንበይንኻ ብርሃንካን ጽላልካን የንጸባርቅ ኣሎ ብትንሳኤኻ ትንሳኤኻ ኣርኣያ ንትንሳኤና ብትንሳኤኻ ንድሕነት ተጓናጺፍና ሓረገ ወይን መሪጋ ሪ ዴጋጳ ግሃዳሕሥያ ማርም ሪ ለምሷሳምታፖ ወፍሪ ፖሪምሥ ወጋና ጨሬማሚምፖ ሓረገ ወይን ኣንቲ ማርያም ኣጸደ ወይን ኣንቲ ማርያም ትመስሊ ፊደለ ወትወልዲ ወንጌለ ወታገምሪ ነበልባለ ትመስሊ ሰማየ ወትወልዲ ሓየ ወታገምሪ ኣዶናየ ሓረገ ወይን ትመስሊ መሶበ ወትወልዲ ኮከበ ወታጸግቢ ርሁበ ትመስሊ መቅደሰ ወትወልዲ ንጉሠ ወታገምሪ መንፈስ ቅዱሰ ሓረገ ወይን ትመስሊ ጽላተ ወትወልዲ ታቦተ ወታገምሪ መለኮተ ትመስሊ ገራህተ ወትወልዲ ሰዊተ ወታጸድቂ ነፍሳተ ሓረገ ወይን ትመስሊ ደመና ወትወልዲ ኅብስተ መና ወታገምሪ ጥዒና ትመስሊ ስሂነ ወትወልዲ መድህነ ወትፌውሲ ድውያነ ሓረገ ወይን ትመስሊ ምስራቀ ወትወልዲ መብረቀ ወታለብሲ ርጉቀ ለኣብ መርኣቱ ወለወልድ ወላዲቱ ወለመንፈስ ቅዱስ ጽርሓ ቤቱ ሓረገ ወይን ስብሓት ለኪ እምዘበላዕነ ሥጋ ወልድኪ ወእምዘሰተይነ ደመ መሲሕኪ ኣግብርትኪ ወኣእማትኪ ለዓለመ ዓለም ኣሜን ኣዘክሪ ድንግል ኣዘክሪ ድንግል ኣዘክሪ ንጎይታ ሓብሪ ኣዘክሪ ንሓጥኣን ኣይኮነን ንጻድቃን ከም ዝተወልደ ኣዘክሪ ኣብ ቤተልሄም ከም ዘደቀስክዮ ኣብ መብልዕ ማል ንሓጥኣን ኣይኮነን ንጻድቃን ኣዘክሪ ድንግል በቲ ግዜ ቁሪ ኣዘክሪ ከም ዝገበሩሉ ናይ በጊዕን ላምን እስትንፋሶም ኩሉ ንሓጥኣን ኣይኮነን ንጻድቃን ኣዘክሪ ድንግል ኣብ በረኻ ግብጺ ኣዘክሪ ከም ዝተሰደድኪ ናይቲ መሬት ሃሩር እቲ ኩሉ ጸገምኪ ንሓጥኣን ኣይኮነን ንጻድቃን ኣዘክሪ ድንግል ኣብ መቓብር ጎይታ ኣዘክሪ ንብዓት ከምዘፍሰስኪ ገነት ንኸንኣቱ ንዓና ደቅኺ ንሓጥኣን ኣይኮነን ንጻድቃን መን ደሎ ዩ ዝኾነኖ ጎይታ መጋዶ ዳታጾ ፖ ኔጻኗታ ሥማኃዳራ ቃጳ ደና ድግለ ማርምሥ ምጳጳፖዳደጋያድውዖጴና ፃፅምያማ ድግልለ ማርምረርሃሥ ፈና ያሪለምናዲኖዳማልድልጳኖሏጴጳና መሳልል ኢያ ያዕቆብ ዝረኣያ ደቂሱ ከሎ ብሕልሙ ኣብሎሉሎዛ ኣፍ ደገ ሰማይ መሳገሪትና ናብ ሰማያዊ መንግስቲ ኣምላኽና መሳገሪት ኢያ ካብ ብሉይ ናብ ሓድሽ ናይ ኖህ ርግቢት ሰላም ኣበሳሪት ድምቕቲ ወርሒ ቐንጣጢት ጸልማት ንዝነበረ ኣብ ልዕሊ ደቂ ሰባት ገብርኤል መጺኡ ካብ መላእኸቲ ዝመስከረላ ኢሉ ብጽእቲ ኤልሳቤጥውን ካብ ወገን ኣንስቲ ከም ዘመስገንዋ ንሕናውን ሕጂ ከነመስግና ኢና እናበልና ብጽእቲ ኣበይ ኣለዉ ኢልና እንተ ሓቲትና ኩሎም ቅዱሳን ዘማልዱ ብኣ ዝጸሓፉ ታሪኻ ድርሳና ገነት ኢዮም ዘለዉ ኣብ ሑሞፊ ኣምላኽና ካብ በረኸቶም የካፍለና ነቶም እንምሕጸን ብቓል ኪዳና ተራዳእነታ ኣይፈለየና ነቶም ዘይኣምኑ ኣማላድነታ ኣምላኽ ክመልሶም ንጸሊ ሓቢርና መታን ከይወርሶም ሰይጣን ጸላኢና መዶ ታዶ ከነመስግኖ ዕልል ንበል ደስ ይበለና ሰናይ ተግባርዩ ኣምላኸ ፈጺሙልና ከነመስግኖ እንታይሎ ኣምላኸ ዝሰኣኖ ኣብ ገማግም ባሕሪ ንጥፍኣት ቀሪብና ሰራዊተ ፈርኦን ንሞት ከቢቡና ብማእከል ባሕሪ ብንቹጽ ሰጊርና ፅልል ንበል ሕይወትና ካብ ጥፍኣት ዝተበጀወና ብሳህሉን ምሕረቱን ዝተዓገሰና ግብርታቱ ሰናይ ርህሩህዩ ኣምላኽና ፅልል ንበል ከም ብዝሒ ሓጢኣትና ኣይፈድየናንዩ ከምቲ ኣበሳና ኣይቅየመናንዩ ንኹራ ደንጓይ ብሳህሉ ምሉእዩ ፅልል ንበል ኪሩቤል ሱራፌል ኣብ ሰማይ ዘለኹም ቅዱሳን መላእክት ኣምላኸ ዘኸበረኩም ንኣምላኸ ወድሱ ቅዱስዩ እንዳበልኩም ናትና ፍቕሪ ስሒብዎ ካብ ሰማይ ሰማያት ናብ ምድሪ ወሪዱ ንደቂ ሰባት ኢሉ ተዋሪዱ ሓጢኣት ዘይባህርዩ ብኣምላኸነቱ ንምንታይ ተሰቼቺሉ ኣብ ማእከል ሸፋቱ ናትና ፍቕሪ ስሒብዎ ተሰቼቺሉ ኣብ ቀራንዮ ጎቦ ኣዲኡ እንታይ በለት ሓኞፋ ዘዕበየት ፈቐዶ በረኻ ምስኡ ዝተሰደት እንታይ ኢዩ ገይሩ እንታይዩ በዲሉ መላእ ኣካላቱ ብገመድ ቆሲሉ ናትና ፍቕሪ ቀላያት ኩሎም ዝግዝኡሉ ንደቂ ሰባት ማይ ጸሚኡኒሉ ደምን ረሃጽን ብገጹ እናወረደ ክትበኪ ረኣያ እታ ርህርህቲ ኣደ ናትና ፍቕሪ መከራ ከይፈርሐ ዝተኸተለ ዮሓንስ በኸየ ወይለይ እናበለ ክሳዕ መወዳእታ ብትብዓት ዝሰዓቦ እነሃ ኣዴኻ ኢሉ ንዮሓንስ ሃቦ ናትና ፍቕሪ ነዚ ኹሉ ጸጋ ነዚ ኹሉ ጸጋ ዝተዓደልኪ ኣደ ንዓለም ዘድሓንኪ ንጽህት እመቤት ክብርኺ ብዙሕ እዩ ኪዳነ ምሕረት ካብ ፍጡራን ንላዕሊ ቅድስና ቃል ሰብ ዘይገልጾ ልዕልና ጊዜ ዘይስዕሮ ድንግልና ነዚ ኩሉ ጸጋ ንማንም ዘይተዋህበ ቅድስና ካብ ኩሎም መላእኸቲ ልዕልና ብነቢያት ትንቢት ድንግልና ነዚ ኩሉ ጸጋ ኣብ ልዕሊ መላእኸቲ ቅድስና ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ልዕልና ካብ ኩለን ኣንስቲ ድንግልና ነዚ ኩሉ ጸጋ ዝተዓደልኪ ኣደ ንዓለም ዘድሓንኪ ንጽህት እመቤት ክብርኺ ብዙሕ እዩ ኪዳነ ምሕረት ተዋህዶ ተዋህዶ ተዋህዶ ተዋህዶ ተዋህዶ ተዋህዶ ሃይማኖትስ ተዋህዶ ደኣ ድሕነት ስጋ ድሕነት ነብሲ ኣብኣ እምነት ተስፋ ፍቅሪ ጸኒዐን ዝነብራ ሰለስቲአን ኣይትረስዑ ተዋህዶ ኣቦይን ኣነን ሓደ ኣካል ኢና መንፈስ ቅዱስ ሳልሳይና ተዋህዶ መቅደንዮስ ወድቀ ኣርዮስ ተመሲሉ መንፈስ ቅዱስ ህጹጽ ኣካል ኢሉ ንስጥሮስ ተኣቅጸወድቀ ክልኤ ባህርይ ኢሉ ፓፓልዮን ክልተ ፊደሉ ተዋህዶ ጎይታ ዝሸመኩም ቤተ ክርስቲያኑ ክትሕልዉ ኣይትዘንግዑ ተዋህዶ ቀዳመይቲ ጥበብ እግዚኣብሔር ምፍራህ ብሓበራ ከይንሓድጋ ተዋህዶ ተዋህዶ ተዋህዶ ተዋህዶ ሃይማኖትስ ተዋህዶ ደኣ ድሕነት ስጋ ድሕነት ነብሲ ኣብኣ ነዓ ነዓ ሚካኤል መልኣክ ነዓ ነዓ ሚካኤል መልኣክ ብግዜ በዓልካ ባርኸ ጉባኤና ብሥጋን ብነፍስን ንኸትሕልወና ይመስገን ፈጣሪ ናዓኻ ዝሃበና ይ ቆሮ መናፍቃን ደንገጹ ድምጽኻ ምስ ሰምዑ ስእልኻ ከይስዕሙ እናወጹ ጠፍኡ ታቦትካ መስቀልካ ድርሳንካ ከይስዕሙ እናወጹ ጠፍኡየ መታን ክጠዓሱ መታን ክንስሑ ጎይታ ልቢ ይሃቦም ፋጺሞም ክነጽሁ ክንደይ ሰናይ እዩ ክንደይ ጽቡቕ ነይሩ ኣሕዋት ብሃይማኖት ሓቢሮም ክነብሩ ብምጽኣት መዓልቲ ምስተ ነፍሐ ቀርን ነብሲ ተንቀጥቀጠት ተኣስረ ልሳን ግብ ሃዋ ብፍርዲ መዓልቲ ጠጠው ብዝበልና ኣብ ቅድሚ ፈጣሪ ዋሕስ ክትኮነና ምግባርናን ስራሕናን ሒዝና ምስቀረብና ። ናብ መድሃኔ ዓለም በጃ ናይኩልና ማንም ንጹህ የለን ጎይታ ኣብ ቅድሜኻ ምግባርስ የብልናን ምሕረት ግን ካባኻ በጃ ዝኾነና በጃ ዝኾነና መድሃኔ ዓለም ምስጋና ይኹኖ ንዘልዓለም ብደሙ ዘርሓቐ ኣበሳ ናይ ህዝቡ ሰብ ዝኾነ ኣምላኸ ወልደ እግዚኣብሔር ቃልዩ ፅልል ንበል ንወልደ ማርያም ንመድሃኔ ዓለም ሓድሽ ቅኔ ኩላትና ንዘምር ንኸብሪ እግዚኣብሔር በጃ ዝኾነና መድሃኔ ዓለም ምስጋና ይኹኖ ንዘለዓለም ብደሙ ዘርሓቐ ኣበሳ ናይ ህዝቡ ሰብ ዝኾነ ኣምላኸ ወልደ እግዚኣብሔር ቃልዩ ንስገደሉ ንባህርይ ኣምላኸ ወልደ ኣብ ክርስቶስ ብመስቀሉ በደልና ደምሲሱ ዝሃበና ህይወት ምእንቲ ድሕነትና ንወዳ ትልምን ንቅድስቲ ኣዴና ኩልና ነመስግን ጸልማት ከይንርኢ ተስፋ ዝኾንክና ብኢድ ዮሐንስ ንዓኺ ረኺብና ሰጊድ ሰላም ንድንግል ማርያም ምልእተ ጸጋ ተወሊዱ ካብ ቅዱስ ማህጸንኪ ኣልፋ ወኦሜጋ በጃ ዝኾነና መድሃኔ ዓለም ምስጋና ይኹኖ ንዘለዓለም ብደሙ ዘርሓቐ ኣበሳ ናይ ህዝቡ ሰብ ዝኾነ ኣምላኸ ወልደ እግዚኣብሔር ቃልዩ ለምንልና ለምንልና ናይ ኣምላኸ ኣደ ድንግል ማርያም እህ ድንግል ማርያም እመ ብዙኃን ናይ ሓደራ ናይ ቃልኪዳን ናይ ኩላትና ኣደ መፍቀሪት ሰብ ኢኺ ማዕከን ለውሃት እህ ጠበቓ ጥቹዓት ልሳን ናይ ድኻታት ክብሪሎና ጸጋሎና ተስፋሎና ብልማኖኺ ካብ መዓት ናይ ሰዶም ናይ ጐመራ እህ መድሓኒት ዝሓደገልና ይመስገን ጐይታና ለምንልና ነዚ ጉባኤና ባርኮ ጐይታና ነዚ ጉባኤና ባርኮ ጎይታና ሰላም ሂብካ ፍቅሪ ሂብካ ሎሚ ንኹላትና ሰላም ናይ ኣብ ናይ ወልድ ናይ መንፈስ ቅዱስ ይሕደረና ብመስቀሉ ናይ ክርስቶስ ፍቅሪ ይሕደረና ብመስቀሉ ናይ ማርያም ክብሪ ናባኻ ክንጽሊ ብሓባር ኩላትና ኦ ጐይታና ስደደልናቲ መንፈስ ቅዱስካ ጐሥዓ ልብየ ጐሥዓ ልብየ ጥበበ ልቦና ለውዳሴከ ጥዑመ ዜና ቅዱስ ሚካኤል ኣዝ ንደቂ እስራኤል ቀደምቲ ዘውረድካሎም መና ብጥሜት ከይሞቱ ብጽምኢ ኣብ በረኻ ሲና ፀሐይ ከይኮኖም ብቀትሪ ጽላሎም ደመና ጸላም ከይኮኖም ብለይቲ ብደመና ፋና ካብ ጌጋ መገዲ ሎሚውን ናዓና ምርሓና ካብ ሐጢኣት ባርነት ሎሚውን ናዓና ኣውጽኣና እስኪ ነመስግኖ ንጎይታ ብሓባር ኩልና እንታይዶ ይጽበዩ ካባና ብዘይካ ምስጋና ሠዝ ፈዋሲ እስትንፋስካ ባህራን ስለዝተዓገሰ ንሃብታም ኣሕፊሩ ምሕረትካ ባህራን ኣሞገሰ ጦማረ መልእኸቱ ብኣፍካ ብዝተደምሰሰ መቃብር ሥሠጊሩ ባህራን ገዝኡ ወረሰ እስኪ ከምአብረሃም ኣቦና ጋሻ ተቐበሉ ሀፍ እስኪ ከም ኤልያስ ነቢይ ንኣምላኸ ቅንኡሉ እስኪ ከምያዕቆብ እስራኤል ባርኸና በሉ በረኸት ክረክብ ከኣለ ያዕቆብ ብሓይሉ እስከ ነመስግኖ ንጎይታ ብሓባር ኩልና እንታይዶ ይጽበዩ ካባና ብዘይካ ምስጋና ሠሀዝ መዝ ተዋህዶ ተዋህዶ መሠረተ ጽድቅ ተዋህዶ መሰረተ ጽድቅ ማርያም ርህርህተ ሕሊና ማርያም ርህርተ ህሊና ሚካኤል ሊቀ መላእክት ሚካኤል ሊቀ መላእክት ገብርኤል ኣብሳሬ ትስብእት ገብርኤል ኣብሳሬ ትስብእት ሩፋኤል ፈታሄ ማህጸን ሩፋኤል ፈታሄ ማህጸን ኡራኤል መልኣከ ሰላም ኡራኤል መልኣከ ሰላም ራጉኤል መልኣከ ብርሃን ራጉኤል መልኣከ ብርሃን ጊዮርጊስ ነዓ በፈረስ ጊዮርጊስ ንዓ በፈረስ እስጢፋኖስ ቀዳሜ ሰማእት እስጢፋኖስ ሊቀ ዲያቆናት ጻድቃን ሕሩያን ጻድቃን ሕሩያን ቡሩካን ትሩፋነ ምግባር እለ መነኑ ዓለመ መጠነ ዔሉ ኢሳይያስ ነቢይ ደመና ቀሊል እህ ዘአልቦ ሙስና ማርያም ድንግል ወላዲተ አምላክ ቤዛዊተ ኩሉ ዓለም ንግሥተ ሰማይ ወምድር እህ አልባቲ ሙስና ሜካኤል ወገብርኤል ሊቃነ መላእክት ሰአልያነ ምሕረት ወሣህል ለኩሉ ፍጥረት እህ አልቦሙ ሙስና ርኢኹም እመኑ ርኢኹም እመኑ ሰባት የእማን ተፈናቐሉ ኢየሱስ ብፍርቼ ለይቲ ብሓይሉ ሞት ዓወት ጌሩ ዕልልታ ንፅኡ ይግባእ ንዕኡ ይግባእ ሓይሊ ሞት ተዋሪዱ ሎሚ ሲኦልውን ተሓዋዊሱ መላእኸቲ ጻዕዳ ለቢሶም ብስራቱ ከበስሩ ተንሲኡ ኢዩ ኢየሱስ ኢሎም ንዓለም ክነግሩ ዕልልታ ንፅኡ ይግባእ ዕልልታ ንዕኡ ይግባእ ሓይሊ ሞት ተዋሪዱ ሎሚ ሲኦልውን ተሓዋዊሱ ንሥላሴ ኣመስግኑ ንሥላሴ ኣመስግኑ ናይ ምድሪ ፍጥረታት ዘምሩ ዕልል በሉ በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ምስጋና ይግባእ ንሥሉስ ቅዱስ ንዓለማት ኩሉ ዝፈጠረ ጎይታ ምስጋና ይኹኖ ክሳብ መወዳእታ ንሥላሴ ኣመስግኑ ኪሩቤል ሱራፊል ንዘመስግንዎ መላእኽቲ ኣብ ሰማይ ንዝዝምሩሉ ንሕና ደቂ ኣዳም ክንዝምረሉ ኢና ብሰማይ ብምድሪ ክንጽውዖ ኢና ንሥላሴ ኣመስግኑ እንተ ጠመኹውን ብሥላሴ እጸግብ እንተ ጸማእኩውን ብሥላሴ እረዊ ሥላሴ እምባይዮም ከቅርብ ምስጋና ንዓይ ይመርሑኒ ብጽድቂ ጎደና ኣምላኽ ተወሊዱ ኣምላክ ተወሊዱ ኣብ ቤተ እንስሳ ኣራኣያ ንምኳን ምእንታና ኢሉ ኣብ ቤተ እንስሳ ኣምላኸ ተወሊዱ ንድሕነትና ኢሉ ኣምላኸ እንተመጸ ወዲ ሰብ ገዝኡ ክዓጹ መረጸ ኣይሁድ ሊቃውንቲ ልቦም ተደፈነ ብጓሶት እንስሳ ኣምላኸ ተመስገነ ኣምላክ ተወሊዱ ንዓለም ብቓሉ ዝፈጠረ ጎይታ ተወሊዱ ኣምላኸ ኣብ ምድረ ኤፍራታ ንዓለም ብቓሉ ካብ ዝፈጠረሉ ይበልጽ ይደንቕ ናይ ኣምላኸ ልደቱ ኣምላክ ተወሊዱ ኣንቲ ቤተልሔም ዕድለኛ ኢኺ ሰማያዊ ንጉሥ ተወሊዱ ኣባኺ ንዓና መሲሉ ስጋ ተዋሂዱ ርኢናዮ ኣምላኸ ከምሰብ ተወሊዱ ኣምላኸ ተወሊዱ ኣብ ቤተ እንስሳ ኣርኣያ ንምኳን ምእንታና ኢሉ ኣብ ቤተ እንስሳ ኣምላኸ ተወሊዱ ገዳም ደብረ ሲና ተምሳል ገነት ኢኺ ገዳም ደብረ ሲና ናይ ሃይማኖት ደብሪ ቦታ ቕድስና ኣርያማዊት ኢኺ ዝዘንበልኪ መና ደብረ ሲሓት ምንጪ ክርስትና ደው ዝበለ ተምሳል ገነት ኢኺ ኣብ ህዋ መቕደሳ ገዳም ደብረሲና ኣምላኸ ዝሃነጾ ተምሳል ገነት ኢኺ ማዕጸኣ መስኮታ ገዳም ደብረሲና ኣብ ጊዜ ስደቱ ድንግል ምስ ወዳ መጺእኩም ርኣዩ ዘጽለሉላ ስፍራ ብድሕሪኡውን ተምሳል ገነት ኢኺ ዘይተፈልያ ጸጋ ገዳም ደብረሲና ምስ ቅዱሳኑ ተምሳል ገነት ኢኺ ዝተገልጸ ጎይታ ገዳም ደብረሲና ሰማዕት እስጢፋኖስ ዝቐደሰላ ተስዓቱ ቅዱሳን ድንግል ዝረኸቡላ ኣብርሃ ወኣጽብሃ ተምሳል ገነት ኢኺ ዝተጠመቐላ ገዳም ደብረሲና ብምስጢር ካብ ኣምላኸ ተምሳል ገነት ኢኺ ዝተወለድናላ ገዳም ደብረሲና ኩለን ከባቢና ካብ ዝምካሓላ ደብረሲና ኢያ ናይ ኣምልኾ ስፍራ ብቓል ኣይንገርን ተምሳል ገነት ኢኺ ዝኹሉ ምስጢራት ገዳም ደብረሲና ኣይውዳእን እዩ ተምሳል ገነት ኢኺ ዘርዚርካ ታሪኻ ገዳም ደብረሲና ርኢኹም እመኑ ደይቡ ደብረሲና በረኸት ክትረኸቡ ሰሚዕኩም ዜናኣ ኣነስ ክሽይድ ኢየ ተምሳል ገነት ኢኺ ናብዛ ቅድስት እምባ ገዳም ደብረሲና ክዝምር ንድንግል ተምሳል ገነት ኢኺ ክረክብ በረኸታ ገዳም ደብረሲና በዓልቲ ወለንሳ ሓዳጊት ኣበሳ ድንግል ማርያም እያ ናይ ኩልና ተሰፋ ነመስግን ኩልና ንማርያም ኣዴና ነመስግን ኩልና ንማርያም ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ኣደ ፈጣሪና ንጽህተ ንጹሃን ኣደ ፈጣሪና ርህርህተ ህሊና ማርያም ኣዴና ዋሕስ ናይ ህይወትና ኣምላኸ ዝሃበና ቅዱስ ገብርኤል መጺኡ ሰላም ለኪ ኢሉኪ ናይ ክርስቶስ ኣደ ድንግል ደስ ይበልኪ ካብ ኣንስቲ ኩለን ዝተባረኸኪ ኢኺ ሰማያዊ ምስጢር ዝተገለጸልኪ ንዓኺ መሪጹ ከይተፈጥረ ዓለም ብሓቂ ይመስገን ይኸበር ንዘለዓለም ንዓኺ መሪጹ ርህሩህ መድሃኔ ዓለም ብሓቂ ይመስገን ይኸበር ንዘልዓለም ብጌጋ ብፍልጠት ሓይሊኣደ ዝሰኣንኩም ንዑ ተመለሱ ማርያም ኣላትኩም ብጌጋ ብፍልጠት ድንግል ዝኸሓድኩም ንዑ ለምንዋ ደቀይ ክትብለኩም ዋሕስ ናይ ህይወትና ኣምላኽ ዝሃበና ድንግል ማርያም እያ ኣደ ናይ ነፍስና ኣደን ድንግልናን ክልቲኡ ሒዝኪ ድንግል ናትና ተስፋ ብልጽቲ እኮ ኢኺ ብጹእ ውእቱ ዘጸውአ ስምኩም ብጹእ ውእቱ ዘጸውአ ስምኩሙ ወዘገብረ ተዝካርክሙ አነ እህቦ ዕረፍተ ዘለዓለም ወአወርሶ መንግስተ ሰማይ ይቤሎሙ እግዚአብሔር ለቅዱሳን ትርጉም እግዚኣብሔር ንቅዱሳን ስምኩም ዝጸውዐን ተዝካርኩም ዝገበረን ብጹእ ኢዩ ኣነ ድማ ዕረፍቲ ዘልዓለምን መንግስተ ሰማይን ከውርሶ ኢየስ ኢልዎም ለባርኮ ለባርኮ ንዒ ለባርኮ ለባርኮ ዓውደ ዓመትነ ለባርኮ ንዒ ማርያም ድንግል ለምህረት ወሳህል ማርያም ንምብራኸ ነዓ ንምብራኽ ንምብራኸ ዓውደ ዓመትና ንምብራኸ ነዓ ሊቀ መላእክት ንምሕረት ንሳህል ሚካኤል ለባርኮ ነዓ ለባርኮ ለባርኮ ዓውደ ዓመትነ ለባርኮ ነዓ ሊቀ ሰማእት ለምህረት ወሳህል ጊዮርጊስ ንማርያም ክንዝምር ኤና ንዘልዓለም ንማርያም ክንዝምር ኢና ንዘለዓለም ዝተዓጽወት ማህደር ንዘለዓለም ህዝቅኤል ዝበላ ብሓቂ ብጽእትያ ብሓቂ ድንግል ኣብነት ጌርና « ንሕና እውን ከምኡ ብፍጹም ፍቅሪ ክንዝምር ኢና ሓላል ርግቢትያ ንዘለዓለም ሰላም ኣበሳሪት « ንናይ ጸልማት ህይወት « ብርሃን ተብርህ « ንልምን ንዓኺ ድንግል ንህይወትና « ሓደራ ድንግል ንስኺ ዋሕሰና ኣዝዩ ብዙሕዩ ንዘለዓለም ናይ ደቅኺ ፍቅሪ « ኣይውሰንንዩ « ኣይምዘንንዩ « ብኣኺ ደስይብለና « ሓጎስ ይመልኣና « ስማ እናጸዋዕና ክንዝምር ኢና ንዒ ንዒ እብል ንዘለዓለም ኣብ ምሉእ ህይወተይ ኣይትፍለየንን « ንዓይ ኣብ ጎነይያ « እጹብ እጹብ ኢሎም « ምስ ኣመስገኑኺ ንኸብራ ክገልጹ ይሓጽሮም ቃላት ኣነውን ክዝምርየ ፖውያፖሥፖርሮያፎይ ምዕጋና ፇሪ ፍይ ዳምያጩ ምሮሪሌዖዶ ሇፍይዕይ ሪ ቃሟሪ ። ንሱ ይረድኣና ኣብ ዘመን ህይወትና ምሕረቱ ንዘልዓለም ኢዩሞ እግዚኣብሔር ይመስገን ስለ ዘይውዳእ ውህበቱ ስለ ዘይውዳእ ውህበቱ እግዚኣብሔር ይመስገን ስቕ ኢሉ ኣይረኣየን ኣምላኸና ክወስድና ማዕበል ስለ ዘይውዳእ ውህበቱ እግዚኣብሔር ይመስገን ናይ ህይወት እስትንፋስ ዘርኣልና ህያዋን ክንከውን እዚ ዝገበረ ኣምላኸና ይኸበርውን ይመስገን ስለ ዘይውዳእ ውህበቱ እግዚኣብሔር ይመስገን ንንፋስ ገሲጹ ንማዕበል ደው ኣቢሉ ዘሳግር ናይ ዓለም ፈተና እንተበዝሐ ጸኒዕና ንለምን ስለ ዘይውዳእ ውህበቱ እግዚኣብሔር ይመስገን ዳግም ከይንመውት ብሞቱ ንሞት ዝሰዓረ እንምክሓሉ ትንሳኤ ሰላም ኣበሰረ ስለ ዘይውዳእ ውህበቱ እግዚኣብሔር ይመስገን ካብ ሲኦል ማእሰርቲ ፈቲሑ ነጻ ዘውጽኣና መስቀል ዝሃበ ኣምላኸና ክንዝምረሉ ኢና ስለ ዘይውዳእ ውህበቱ እግዚኣብሔር ይመስገን ጎይታየ ንስኻ ሓያል ኣምላኸ ኢኻ ጎይታየ ንስኻ ሓያል ኣምላኸ ኢኻ ንበይንኻ ብርሃንካን ጽላልካን የንጸባርቐልና ኣሎ ብትንሳኤኻ ትንሳኤኻ ኣርኣያ ንትንሳኤና ብትንሳኤኻ ንድሕነት ተጎናጺፍና ዘመን ሓሊፉ ዘመን ኩነኔ ማእሰርቲ ናይ ድሕነት ዘመን ረጊጽና ሎሚ ወጊሑ መዓልቲ ናይ ምሕረት ዜና ሰሚዕና ብብርሃንካ ተመሪሕና ህዝብኻስ ይሳገር ኣሎ ማሕለኻ ሲኦል በቲኹ ሓሚሙ ነቲ ሕማምና ኣልዒልዎ ካብ ማእከልና ኣብ ዕጸ መስቀል ሸንኪሩ ኣርሒቕዎ ካብ ማእከልና ከዘንቱ ነቲ ውዕለቱ ኣእዳወይውን ከልዕለሉ ክዝምር ክቓንየሉ ካብ ውሽጠይ ሓጎስ ገንፊሉ ማርያም በዓልቲ መግደላ እታ ሓጥእ ዝነበረት ዘደንቕ ትንሳኤ ርእያ ንህዝብኻ ኣበሰረት ኣነውን ከመስግነካ ንትንሳኤኻ ከውሪ ተንሲኡ ጎይታ እናበልኩ ክዝምር ብዓቢ ክብሪ ከም ብዝሒ ሳህልኻ ከም ብዝሒ ሳህልኻ ኣምላኸ መሓረና ከምቲ ምሕረትካውን ይቕሬታ ሃበና ኣንጽሃኒ ጎይታይ ካብ ክፉእ በደለይ ነዛ ጸልማት ዓለም ከይከውን ኣገልጋላይ ኣነስ ኣበሳይ በደለይ ፈለጥኩ ሓጢኣተይ ፈለጥኩ ፍጹም ዘድሕነኒ ምሕረትካ ኣመንኩ ንዓኻ በዲለ ክፉእውን ገበርኩ ምሕረት ለግሰለይ ቅድሜኻ ወደቕኩ ቅድሜኻ ወዲቐ ክልምን ንዓኻ ይቕሬታ ሃበኒ ምውዳቐይ ርኢኻ ሕጂ ንኸትባርኽ ስግደትናን ጸሎትናን ጎይታ ለኣኸልና ጸጋ መንፍስካ ጳራቅሊጦስካ ሕጂ ንኸትባርኽ እምነትናን ሃገርናን ጎይታ ለኣኸልና ድንግል ማርያም ቤዛዊተ ዓለም ሕጂ ንኸትባርኽኸ ሓሳብናን ጉዕዞናን ጎይታ ለኣኸልና ቅዱስ ሚካኤልን ቅዱስ ገብርኤልን ምስጋና ንማርያም ምስጋና ንማርያም ካብ ሞት ኣድሒና ብህይወት ዘንበረትና ናይ ቅዱሳን ህይወት ኣደ መድሓኒና ንዓኺ መሪጹ ከይተፈጥረ ዓለም ንዓና ንኸድሕን ርህሩህ መድሓኔዓለም ብኣኺ ኢናሞ ህይወት ዝረኸብና ምስጋና ይብጻሕኪ ማርያም ኣዴና ካብ ሰማይ ወሪዱ መድሓኔዓለም ብሓቂ ይመስገን ይኽበር ንዘልዓለም ንዘምር ኩልና ንጎይታ ፈጣሪ ክንዲ ዝሃበና ናይ ዘልዓለም ክብሪ ሓጢኣትና በዚሑ ሸኸሙ ከቢዱና ኣቃልልልናንዶ ርህርህቲ ኣዴና ተግባርና ኸፊኡ መሲልና ንዓለም ኣድሕንና ድንግል ካብ እሳተ ገሃነም ጸጋ ዝተመላእኪ ማርያም ቅድስቲ ካብ ኩለን ኣንስቲ ንስኺ ሕርይቲ ንዓና ደቅኺ ሓጢኣት ዝበዝሓና ካብ ፍቹር ወድኺ ምሕረት ለምንልና መሰረት ህይወትና ምዕራፍ ናይ ነብስና ኣምላኸ ብምውላድኪ ካብ ጸልማት ወጺእና ካብ መከራ ኣውጺኡ ዝህበና ሰላም ተወሊዱ ጎይታ ካብ ድንግል ማርያም ድንግል ንጽውዓኪ ድንግል ንጽውዓኪ ማርያም ንዒ ንብለኪ ተተዓርቕና ምስ ፈጣሪ ጎይታ ድንግል ሓደራኺ ኩንልና መኸታ በላዕ ሰብ ድሒኑ ንጽውዓኪ ብዙሕ ነፍስ ኣጥፊኡ ንዒ ንብለኪ ብኢዱ ማይ ሂቡ ንጽውዓኪ ስም ናትኪ ጸዊዑ ንዒ ንብለኪ ብሄዋን ምኸንያት ኣብ ጸልማት ነበርና ኣባኺ ሓዲሩ ብርሃኑ ሂቡና ቤትኪ ዝሃነጸ ንጽውዓኪ ተኣምርኪ ዝሰምዐ ንዒ ንብለኪ ክምሕሮየ ኢሉኪ ንጽውዓኪ ስምኪ ዝጸውዐ ንዒ ንብለኪ ገጽ ኣየምልስንዩ ናይ ኣደ ልመና ከይንጠፍእ ኢሉ ንዓኺ ሂቡና ንጽውዓኪ ንዒ ንብለኪ ንጽውዓኪ ንዒ ንብለኪ ንጽውዓኪ ንዒ ንብለኪ ንጽውዓኪ ንዒ ንብለኪ ንጽውዓኪ ንዒ ንብለኪ ንጽውዓኪ ንዒ ንብለኪ ድንግል ንጽውዓኪ ማርያም ንዒ ንብለኪ ማህደረ መለኮት ማህደረ መለኮት ኣደ ብርሃን ማርያም ስምኪ ጸዊዑ ዝሓፍር መንዩ ኣደ ኣምላኽና ፍቕራ ሰላምዩ ማህደረ ማህደረ ማህደረ ማህደረ ማህደረ ማህደረ ማህደረ መለኮት ማህደረ መለኮት ማህደረ መለኮት ማህደረ መለኮት ኣብ ቤትኪ ኮይነ ክልምን ኣደ ብርሃን ንዒ ድንግል ብናትኪ ዝማሬ ደስ ክብል ጸጋ ክህበኒ ኣማኑኤል መለኮት ኣሸብሽቡላ ንድንግል መለኮት ፍቕራ ዘለኩም ብእውነት መለኮት ክትመጽእ ኢያ ኣብ ጸሎት መለኮት ድንግል ኣዴና ሓልውና መለኮት ኣፍና ይከፈት ንምስጋና መለኮት ንዘምረላ ክትባርኸና ማህደረ መለኮት ማህደረ መለኮት ማህደረ መለኮት ማህደረ መለኮት ማህደረ መለኮት ማህደረ መለኮት መመክሒት ኢያ ናይ ኩላትና ጸዕዳ ርግቢት ናይ ሰላምና ብኸቡር ስማ ክንጽውዓ ብምንታይ እሞ ክንምስላ ካብ ኩሉ ፍጥረት ኢያ ልዒላ ብንጽህና መን ክመስላ ማርያም ድንግል ርህርህት ማርያም ድንግል ንጽህት ምልእተ ጸጋ ደስ ይበልኪ ኣደ ነፍሰይ ክሰግደልኪ ከም ኣቦታተይ የኸብሮ ኣለኹ ክቡር ስምኪ ይሰግድ ኣለኹ ኣብ ቅድሜኺ ነፍሰይ ክትነጽህ ካብ በደል ወትሩ ኣብ ቅድሜኺ ክምህለል እሱር ኮይነ ንዓለም ናጽነተይ ኢኺ ማርያም ንጉሥ ሃሴቦን ካብ ርሑቕ ናይ ጢሮስ ህዝቢ ካብ ምብራቕ መጽኡ ገስጊሶም ክሰግዱልኪ ኣደኒቕዎም ኣደነትኪ ኣነውን መጺኤ ንኸብርኺ ደው ኢለለኹ ኣብ ደገኺ ተሳዒሮምዮም ኣጨነቕትኺ ስለ ዝወደቹ ኣብ ሳእንኺ ዝዓጠቕዎ ሴፍ ሓዲጎም መሓርና ኣደዋ ይብሉኺ የእውዩለዉ ጸላእትና ወትሩ ስለ ተማልድልና የእውዩለዉ ጸላእትና ወትሩ ስለ ተማልድልና ፅጹብ ኢዩ በረከት ፍቕራ ኣረሲዑኒ ንመከራ ልበይ ይዘልል ብሃሴት ምስ ጸዋዕኩኺ ብጸሎት ኣህዛብን ህዝብን ኣህዛብን ህዝብን ዝተራኸቡልኪ መና ካብ ሰማያት ኣምላኸ ዘውረደልኪ ሰብን መላእኸትን ስብሐት ዘብጽሑኪ ናይ ቅዱሳን ህይወት ድንግል ማርያም ኢኺ ንቆጽሊ በሊዓ ሔዋን ዘምጽኣቶ ሞት ብፍረ ማህጸንኪ ተረኺቡ ህይወት ሰኣሊ ለነ ቅድስት ምሕረት ለምንልና ካብ ፍቹር ወድኺ ካብ ልዑል ኣምላኸና ኣህዛብን ህዝብን ያዕቆብ ኣብ ሎዛ ብሕልሙ ርእዩኪ ሰብን መላእኸትን ዝተራኸቡልኪ መቕረቢት ናብ ኣምላኸ ጽዮን ማርያም ኢኺ ኣማናዊት ኪዳን ጽዮን ማርያም ኢኺ ኣህዛብን ህዝብን ውዳሴ ናይ ኤፍሬም ዜማ ቅዱስ ያሬድ ምልእተ ጸጋ ልዕሊ ኹሉ ፍጥረት ብብስራት ገብርኤል ኣምላኽ ዝወለድኪ ንግሥተ ኣርያም ምስጋና ንዓኺ ኣህዛብን ህዝብን ዝተራኸቡልኪ መና ካብ ሰማያት ኣምላኸ ዘውረደልኪ ሰብን መላእኸትን ስብሐት ዘብጽሑኪ ናይ ቅዱሳን ህይወት ድንግል ማርያም ኢኺ ማርያም ድንግል ርህርህት ኣዴና ማርያም ድንግል ርህርህት ኣዴና ኣማልድና ምስ ፈጣሪና ኣይንጠራጠርን ተማልድያ ማርያም ኣዴና በቦኣ በዲኣ ብኢያቄም ብሃና ማርያም ትባርኮ ነዚ ጉባኤና ማርያም ድንግል ንኹሉ ሓጢኣትና በደልና ሓዲጋ ምሕረት ተውርደልና ብነፍሲ ብስጋ ማርያም ድንግል መሰረት ህይወትና መውጽኢት ናይ ጸሓይ ዋሕስ ኩላትናያ ብምድሪ ብሰማይ ማርያም ድንግል ሚካኤል እመላእክት መኑ ከማከ ልዑል ሜካኤል እመላእክት መኑ ከማከ ልዑል አስተምህር ለነ ሰአልናከ በአሰርቱ ወአርባዕቱ ትንብልናከ ሜካኤል እመላእክት መኑ ከማከ ልዑል ዓይኑ ዘርግብ ልብሱ ዘመብረቅ ሓመልማለ ወርቅ ሜካኤል እመላእክት መኑ ከማከ ልዑል ይሰግድ በብረኪሁ እስከ ይመጽእ ሥርየት ለኃጥኣን ሜካኤል እመላእክት መኑ ከማከ ልዑል መኑ ከማከ ክቡር መኑ ከማከ ልዑል ናይ ልበይ ኩሉ ናይ ልበይ ኩሉ ንመን ክነግር ብዘይ ብኣኺ ምስ መን ክማኸር ናይ ድኹም ሰብ መጸግዒት ኢኺ ሓዘን ጭንቀተይ ተርሕቕለይ ኢኺ ቅዱሳን ኣበው መሪጾምኺ ስለ ዝወጹ ካብ ሲኦል ሓዊ ክድሕን ኢየ ብልማኖኺ ለምንለይ ኢለ ምስ ጸዋዕኩኺ ፈታሒት ሽግረይ ኣኸሊለይ ኢኺ ኣይቅየምን ኢዩ ለዋህዩ ልብኺ ልበይ ብፍቕርኺ ተማሪኹሎ ኣብ ግዜ ሓዘነይ ይጽውዓኪሎ ዋሕሰይ ኢኺ ድንግል ኣደየ ስምኪ ጸዋዕኩ ብህጻንነተይ ኩሉ ግዜ ንዓይ ጽቡቕ ጌርክለይ እንታይሞ ክብልየ ቃላትውን ዘይብለይ ብግዜ ሓዘነይ ምርኩሰይ ኢኺ ዝደገፍክኒ ብቕልጡፍ መጺእኪ ስምኪ ንሓጥእ ዝቕድስ ኢዩ ካብ ሞት ናብ ህይወት ዝመልስ ኢዩ ኦ ሚካኤል ኦ ሚካኤል ኦ ሚካኤል ሊቀ መላእክት ኣብ ሓጢኣት ከይንወድቕ ከይንመውት ፈጣን ረድኤት ሃበና እምነት ንያዕቆብ ነገድ ንእስራኤል ሓላዊ ኢኻ ሚካኤል መልኣከ ኃይል ሚካኤል ፍቕርን ምሕረትን ዓድለና ቅዱስ ሚካኤል ኣቦና ኦ ሚካኤል ልብሰ ተክህኖ ነጸብራቓዊ ሐመልማለ ወርቅ ሚካኤል ዘሰማያዊ ሚካኤል ፍቕርን ምሕረትን ዓድለና ቅዱስ ሚካኤል ኣቦና ኦ ሚካኤል ቅድሚ ስእልኻ ምስተንበርከኸኩ ጸሎተይ ስማዕ ሚካኤል በለኒ ኣለኹ ሚካኤል ፍቕርን ምሕረትን ዓድለና ቅዱስ ሚካኤል ኣቦና ኦ ሚካኤል ቅድሚ ስእልኻ ምስተንበርከኸኩ ጸሎተይ ስማዕ ሚካኤል በለኒ ኣለኹ ሚካኤል ፍቕርን ምሕረትን ዓድለና ቅዱስ ሚካኤል ኣቦና ኦ ሚካኤል ሚካኤል ሚካኤል ሚካኤል ሚካኤል ሚካኤል ሚካኤል ሚካኤል ሚካኤል ሓይሊ ብዝህበኒ ሓይሊ ብዝህበኒ ብክርስቶስ ኩሉ ክኸእሎየ መከራ እንተመጸ ንጽቡቕዩ ክሓልፎየ ፈተና እንተመጸ ንጽቡቕዩ ክሓልፎየ ብሰንሰለት ሒዞም እንተ ደርበዩኒ መከራ ኣብዚሖም እንተ ኣጨነቹኒ ንጽቡቕ ኢዩሞ ተስፋ ክገብርየ ይኹን ዝበልካዮ ኩሉ ክኸእሎየ ትማልን ሎምን ኩሉ ግዜ ንስኻ ፍቕርኻ ኣይቅየርን ፍልልይ ዘይብልካ ንስምካ ምጽዋዕ ሞገስ እውን ኮነኒ ጸላእተይ ፈኪሮም ኣበይ ከይስዕሩኒ መከራይ ጸኒዑ ጉልበተይ ደኸመ ሓዘን ከቢቡኒ ተስፋይ እንተ ጸልመተ ነገር ይኹን ኣይኹን ክነብር ምሳኻ ዓድለኒ ፍቕሪ ጎይታይ ብጸጋኻ ካብ ሃገር ወጺኤ ኣብዚ ምስዳደይ ኣብ ዘይፈልጦ ሃገር ኣርሒቐ ምኻደይ ንጽቡቕ ኢዩሞ ኣበይ ከይከፍኣኒ ፈጺመ ከይጠፍእ ጎይታይ ሓልወኒ ደስ ይበልኪ ደስ ይበልኪ ማርያም ንጽህት ድንግል ደስ ይበልኪ ካብ ኩለን ኣንስቲ ዝተባረኸኪ ኢኺ ሰላምውን ይብለኪ ማርያም ድንግል ከምቲ ብስራታዊ ቃል ቅዱስ ገብርኤል ንዓኺ ዝተዋህበ ክልተ ድንግልና በቲ ብስጋ በቲ ብሕሊና ደስ ይበልኪ ካብ ኩለን ኣንስቲ ንጽህቲ ብምኻኳንኪ ሰማያዊ ምስጢር ዝተገለጸልኪ ናይ ልዑል ማሕደር ንምኻን በቓዕኪ ኣደ ጎይታ ማርያም ብዙሕ ደስ ይበልኪ ደስ ይበልኪ ገብርኤል ከብስራ ድንግልውን ሰሚዓ ኣብኣውን ሓደረ ናይ መለኮት ግርማ ሓቀኛ መልኣኽ ምኻኑ ፈሊጣ ይኹነለይ ኢላ ቃሉ ተቐቢላ ደስ ይበልኪ ዝተነበየላ ሕዝቅኤል ነቢይ ዝተዓጽወ ማዕጾ ኢሉ ብራእይ ኣትዩ ወጺኡ ጎይታ ብዕጽውታ እንከላ ንዘልዓለም ዓለም ትነብር ከምኡ ኢላ ደስ ይበልኪ ማርያም ክትበጽሓ ናብ ኤልሳቤጥ ከደት ኤልሳቤጥ ብሓጎስ መንፈስ ቅዱስ መልአት ኣብ ማህጸና ዘሎ ዘለለ ብታሕጓስ ድምጺ ኣደ ጎይትኡ ምስ ሰምዐ ብመንፈስ ደስ ይበልኪ ማርያም ንጽህት ድንግል ደስ ይበልኪ ካብ ኩለን ኣንስቲ ዝተባረኸኪ ኢኺ እግዚኣብሔር ጓሳይናዩ እግዚኣብሔር ጓሳይናዩ ዝጎድለና የለን ንጸላእቲ ስዒሩልናዩ ኣሕሊፉ ኣይሃበናን ንህይወትና በረኸት ጸጋ ዝዓደለና ኣማኑኤል ይኽበር ይመስገን ዝሓለወና ጸላኢ ሰናያት እንክዋግኣኒ ሰይፊ ኩናት ገይሩ ክቐራርጸኒ ስቕ ኢልካ ኣይረኣኻን ኣደንጊጸካየ ንኸብሪ በቺዐ ብኣኻ ኣቦየ እግዚኣብሔር ጓሳይናዩ እንሆ ይጓዝም ከም ኣንበሳ ሽደን ሕጂውን እንተኾነ ሰይጣን ኣይዓረፈን ብዝርጉሕ ቅልጽምካ ሎሚውን ተገለጽ ብመስቀል ክተሓዝ ብስምካ ክግሰጽ እግዚኣብሔር ጓሳይናዩ ብሓሶት ብዝሙት ብስርቂ ብሕምየት በቲ ረቂቕ ሜላ ብመናፍቕነት ዓለም ተታሒዛ ምርኮ ሰይጣን ኮይና ተለመና ጎይታ ክትርኢ ምድሓና እግዚኣብሔር ጓሳይናዩ ናይ ምድሓን ምኸንያት መንገዲ ኣሎካ ብኪዳን ቅዱሳን ብድንግል ኣዴኻ ኣብ ብዙሕ ሹመና ብውሑድ ኣሚንካ እግዚኣብሔር ጓሳይናዩ ስምኪ ጸዊዐ ስምኪ ጸዊዐ መዓስ ሓፊረ ማርያም ኢለ ኣበይ ወዲቐ ስምኪ ኢዩሞ ስንቂ ኮይንኒ እንሆ ምስጋና ተቐበልኒ ጸላኢ መጺኡ ክቓወመኒ ንብዙሕ ዘመን ከሸግረኒ ሰይጣን ማሪኹ ከሳቕየኒ ወላዲት ኣምላኽ ንሳ ኣላትኒ ናይ ለውሃት ኣደ ናይ ፍቕሪ ኣርኣያ ናይ ድኹም ዘራይ ድንግል ንሳያ ሓጥእ ኢኻ ኢላ ኣይትንዕቐንን ንዓኣ ሒዘስ ገለ ኣይከውንን ስምኪ ጸዊዐ መርዓ ምስ ኮነ ሰብ ምስ መልአ ዝቕረብ ሽሻይ ምስ ተወድአ እንታይ ከቕርብ ኢሉ ክሽገር ንዓኺ ሒዙ ግን ኣይሓፈረን ጎይታ ሰሚዑ ንልማኖኺ ባህ እናበሎ ብርህራሄኺ ነቲ ጽሩይ ማይ ብተኣምራት ወይኒ ገበሩ ብኸሃልነት ስምኪ ጸዊዐ በዓልቲ ግርማ ድንግል ኣደ ጎይታ ምኸንያት ምድሓን ናይ ኣዳም ተስፋ ሽምኪ ክጽውዕ ግዜ ሓዘነይ ምሳይ ልገቢ እምባ ጽዮን ጸግዐይ መታን ከይጠፍእ ዘኽታም ከይከውን እግዚኣብሔር ስቕ ኣይበለንን ኣምላኸ ይመስገን ዕድል ኣሎኒ ወላዲት ኣምላኸ ኣደ ኣላትኒ ስምኪ ጸዊዐ ሃሌ ሉያ ንእግዚኣብሔር ኣመስግንዎ ሃሌ ሉያ ንእግዚኣብሔር ኣመስግንዎ ንኣምላኽ እስራኤል ንእግዚኣብሔር ኣመስግንዎ ንሓያል ኣምላኽና ኣመስግንዎ ካብ ቅዱስ መቕደሱ ብግብርታት ሓይሉ ንልዑል ዕብየቱ « ሃሌ ሉያ ብድምጺ መለኸት ኣመስግንዎ ብጥዑም በገና « ብደሃይ እምብልታ « ብጥዑም መሰንቆ ሃሌ ሉያ ብናይ ቃና ኣውታር ኣመስግንዎ ብጥዑም ጸናጽል « ብድሙቕ ከበሮ ። ብግሩም ሸብሸቦ « ሃሌ ሉያ ብድርሰት ናይ ያሬድ ኣመስግንዎ ብናይ ቃል ትምህርቲ ዜማ ጸመ ድጓ « ብኣርያምን ድጓን « ሃሌ ሉያ ብጥዑም ማህሌት ኣመስግንዎ ብግሩም ዝማሜ « ብጥዑም መረግድ « ብዝማሬ ቅኔ « ህያው ዘበለ ፍጥረት ንእግዚኣብሔር የመስግን ሃሌ ሉያ ይቱ ኃዘናት ሓሙስቱ ሓዘናት ዘረከቡኪ ማርያም ሶበ ይዜከር ለይብኪ ወያስቆቁ ዓይነ ልቢ ዘቦ ከም ልማድ ናይ ኣይሁድ ናብ መቕደስ ምስ ከድኩ ኣረጋዊ ስምኦን ሽዑ ነገረኒ ከምዝመውት ወደይ እቲ ጉንዲ ወይኒ ብልቢ ሓዘንኩ ንብዓት ሰዓረኒ ሓሙስቱ ሓዘናት ክደሊ ንወደይ ለይቲ ምስ መዓልቲ ኣብራኸይ ደኸማ ስኢነን ዕረፍቲ ድሕሪ ነዊሕ ድኻም ድሕሪ ናይ ሳልስቲ ንወደይ ረኸብኩ ማእከል ሊቃውንቲ ሓሙስቱ ሓዘናት ነቲ መድሕን ኩሉ ሰማያዊ ንጉሥ ብሓሶት ከሲሶም ኣብ ቅድሚ ጴላጦስ ብዙሕ ምስ ተገርፈ ውላደይ ክርስቶስ ምእባድ ኣበኹ ካብቲ መሪር መልቀስ ሓሙስቱ ሓዘናት ኣብ ማእከል ሸፋቱ ወደይ ምስ ተሰቕለ ዮሃንስ በኸየ ወይለይ እንዳበለ ወደይ ምስ ገዓረ ተፈጸመ በለ ኣእምሮይውን ኩሉ ኣብ ሓዘን ጠሓለ ሓሙስቱ ሓዘናት ጸሓይ ኣብ ምዕራቡ ክጽልምት ክጅምር ዮሴፍ ኒቆዲሞስ ክልቲኦም ብሓባር ንወደይ ክቐብሩ ኣብ ሓድሽ መቓብር ሽዕኡ በኸኹ ልቢ ብዝመትር ሓሙስቱ ሓዘናት ብኺዳንኪ ድንግል ሎሚ ዘክርና በቲ ዝተዋህበኪ ኪዳን ካብ ጎይታና ሓምስቱ ሃዘናት ዘኪርና ነባዕና ንልምን ኦ ድንግል ብመዝሙር ምስጋና ፈጺሞ ሕገ ፈጺሞ ሕገ በዮርዳኖስ ተጠምቀ ፈጺሞ ሕገ ወኣስተርኣየ ገሃደ ንዑ ንተሓጎስ ኣብ ዮርዳኖስ ተጠምቀ መጽሓፍ ዕዳ ኣዳም ፍጥረታት ናይ ዓለም ፈጺሞ ሕገ ኣብ ዮርዳኖስ ተጠምቀ ኣዳማዊ ሓጢኣት ትንቢት ንምፍጻም መድሓኒ ናይ ዓለም ፈጺሞ ሕገ ኣብ ዮርዳኖስ ተጋህደ እግዚኣብሔር ኣብ መስከረ መንፈስ ቅዱስ ወረደ ክርስቶስውን ተራእየ ፈጺሞ ሕገ ኣብ ዮርዳኖስ ተጠምቀ ንሕናውን ኬድና ናይ ሥላሴ ውሉድ ኣስማትና ክጸሓፍ ፈጺሞ ሕገ ሠ ሠ ወ ሠ ሠ ሠ ሠ ሠ ኩላትና ሓቢርና መድሓኒ ጎይታና ንኸድምስሰልና ንዓልል ኩላትና ማያት ንምቕዳስ ፍጹም ንምድምሳስ ናይ ነቢይ ሚልክያስ ጎይታና ኢየሱስ ምስጢር ሰለስትነት ካብ ልዑል ሰማያት ብኣምሳል ርግቢት ብቹመት ደቂ ሰብ ኣርኣያ ንምኳን ክንጥመቕ ናብ ካህን ምእንቲ ክንከውን ኣብ መጽሓፈ ብርሃን ናይ ምስግንኡ ቃል ናይ ምስጋንኡ ቃል ካብኡ ይመጽእ ናይ ውዳሴ ምንጪ ካብኡ ይወጽእ ኩሉን ብእኡን ካብኡን ንዕኡን ኣሜን ስብሐት ይኹኖ ብውዳሴኡ ኣምላከ ቅዱሳን ኣሎ ምሳና እቲ ዝሃበና ናይ ጥበቡ ዜና ምስጋንኡ ነቕርብ ካብ ውሽጢ ልብና መንክር ሓያል ኣምላኽ እዩ ትጉህ ጓሳና ናይ ምስጋንኡ ኩሉ ዝመልኽ ብባህርዩ ኣይርከብን ፍጹም ከምኡ በረኸት ሂቡና ምሉእ ጸጋኡ ክብሪ ንዘልዓለም ነቕርብ ንዕኡ ናይ ምስጋንኡ ናብ ጽርሃ ኣርያም ንዑ ገስግሱ ሃሌ ሉያ ንበል ኣብ ቅዱስ መቕደሱ ኣብ ጠፈር ስልጣኑ ንሱ ነጊሱ ጎይታ ኪህበና ምሉእ ሞገሱ ናይ ምስጋንኡ ናብ ጽርሃ ኣርያም ንዑ ገስግሱ ሃሌ ሉያ ንበል ኣብ ቅዱስ መቕደሱ ኣብ ጠፈር ስልጣኑ ንሱ ነጊሱ ጎይታ ኪህበና ምሉእ ሞገሱ ናይ ምስጋንኡ ቃል ኣነውን ክውድስ ብምስጋና ንዒ ናባይ ኣነውን ክውድስ ብምስጋና ንድንግል ማርያም ብምስጋና ንዒ ናባይ ንዒ ናባይ ኣደ ጎይታይ ንዒ ናባይ ምስጋናሎኒ ገና ንድንግል ምስጋና ምስ ፍቁር ወድኺ ንዒ ናባይ ምልእተ ጸጋ ጸዋሪት መለኮት ምስ መድኃኔ ዓለም ምስ ኣዳም ምስ ሄዋን ካብ ሰባት ቀዳሞት ክትባርኸኒ ንዒ ናባይ ወላዲት ኣምላክ መልዕልተ መላእክት ኣምላኸዩኮ ተገሊጹ መሲሕ ልዕሊ ኣእምሮ ኮይኑ ድንቂ ስራሕ ንዒ ናባይ ዘደንቕ ስራሕ ዘደንቕ ኣምላኽና ሰብ ኮነ ምስ መልኣከ ምሕረት ንዒ ናባይ ዘደንቕ ስራሕ ዘይውሰን ፍጹም ተወሰነ ቅዱስ ሚካኤል ዘደንቕ ስራሕ ካብ ድንግል ተረኸበ ልደቱ ምስ መልኣከ ብስራት ዘደንቕ ስራሕ ፈጣሪ ኮነ ከም ባሮቱ ቅዱስ ገብርኤል አሃውን ከውድስ ክትባርኸኒ ንዒ ናባይ ንዒ ናባይ ፅጹብ ግሩምዩ እቲ ናትኪ ውህበት ምስ ኣቦና ኣብርሃም ንዒ ናባይ ኣደን ድንግልን ብዘይ ነውሪ ሓጢኣት ምስ ይስሓቅ ያዕቆብ ኣነስ ክምሰጥ ሕሊናይ ሰቺለ ንምስጋናኺ ፍጹም ተላዒለ ብሰናይ ተግባሮም ምስጋና ኣሎኒ ፈልፋሊ ከም ዓይኒ ማይ ዘስመሩ ኣምላኾም ምስጋና ኣሎኒ ፍቕርኺ ዘሕደረለይ ትባርክ ተበይ ምስጋና ኣሎኒ ኣብ እዝኒ ኣህዛብ ዝበጽሕ ምስ ኤፍሬም ሶ ንዒ ናባ ምስጋና ኣሎኒ በረኸተይ ዘብዝሕ ምስ ኣባ ህርያ መዊ ዒ ይ ኣነውን ክውድስ ብውዳሴን ቅዳሴን ሠ ካበይ ኮነለይ ዜናኺ ክነግር ዝሃንጹ ብመንፈስ ቅድስናኺ ብኣፈይ ክምስክር ክንትባርኽኒ ንዒ ናባይ ግንከ ኣይክእሎን በየናይ ልሳነይ ንዒ ናባይ ኣንሰ ጽሒፈ ለውዳሴኪ እም ኢኀልቀ የክ ለቀም ሶበ ኮነ ጥቀ ዝናመ ክረምት ቀለመ ወሰማይ ረቀ ሓቢርኪ ምስኣቶም ሠ ክትባርኸኒ ንዒ ናባይ ኣነውን ክውድስ ንዒ ናባይ ነዓ ነዓ ቅዱስ ገብርኤል ነዓ ነዓ ቅዱስ ገብርኤል ነዓ ነዓ ብኣማላድነትካ ርድኣና ሰማያዊ ብስራታዊ መልኣኸ ገብርኤል ዝመጻእካ ከተብስራ ንድግል ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ኣብ ኢዮር ከተማልደና ምስ እግዚኣብሔር ነዓ ነዓ ይሰማዕ ድምጽኻ ንረድኤት ንምሕረት ለምነልና ቅዱስ ገብርኤል ሊቀ መላእክት ባዕልኻ ምርሓና ብህይወት ክንጸንዕ ከማኻ ብእምነት ነዓ ነዓ ተልእኾኻ ንኣናንያ ኣዛርያ ንሚሳኤል ከተውጽኦም ካብ መጋርያ ዘድሓንካዮም ካብ ነበልባል ኣቦ ኹልና ቅዱስ ገብርኤል ነዓ ነዓ ገብርኤል ስምካ ግሩም ዘለዎ ምስጢር ርድኣና ንደቂ ሰባት ዕዮ እግዚኣብሔር ሎሚውን ገብርኤል ከም ቀደምካ ምሕረት ለምነልና ካብ ኣምላኸካ ነዓ ነዓ ኣቦና ቅዱስ ኣረጋዊ ኣቦና ቅዱስ ኣረጋዊ ዓለም ዝመነንካ ባሕታዊ ኣምሳል ኤልያስ ገዳማዊ ኣቦ ናይ እምነት ተጋዳሊ ኣኸሊል ተዓዲልካ እቲ ዘይበሊ ረዳኢ ዘኽታማት ትጉህ መምህር ፍጹም ዝቐደሶ እግዚኣብሔር ኣቦና ቅዱስ ደብርኻ ትንገር እቲ ገድልኻ ፅጹብ መንክርዩ ትሕትናኻ ገብርሄር በዓል ብዙሕ መኸሊት ኖላዊ ትጉህ ፍጡነ ረድኤት ኣቦና ቅዱስ ሕሙማት ይሓውዩ ዕዉራት ይርእዩ ብልማኖኻ ፍጹም ዝኣመኑ ለምጻማት ይነጽሁ ጸማማት ይሰምዑ ዘሚካኤል ይብሉ ኩሎም ይምሕጸኑ ኣቦና ቅዱስ ኣቡነ ኣረጋዊ ረዳኢ ነፍስና ኣብ ዘለና ኣሊና ርድኣና ስለቲ ምሕረት ድሕነት ህዝብኻ ካብ ልዑል ፈጣሪ ለምነልና ኢኻ ኣቦና ቅዱስ በሠረገላ ብጽሒ በሠረገላ ከመ ታኅድርኒ በብሔር ዘተድላ ማርያም ድንግል በሠረገላ ተስፋኡ ንኣዳም ለውሃቱ ንኣቤል ታቦት ጽድቂ ናይ ኖህ መኣዛ ናይ ይስሓቅ ስዋስው ናይ ያዕቆብ ከመ ታኅድርኒ በብሔር ዘተድላ ማርያም ድንግል በሠረገላ ናዛዚት ናይ ዮሴፍ ጽላት ሕጊ ሙሴ በትሪ ናይ ኣሮን ጸምሪ ናይ ጌዴዎን መሰንቆ ናይ ዳዊት ከመ ታኅድርኒ በብሔር ዘተድላ ማርያም ድንግል በሠረገላ ኣኸሊል ናይ ሰሎሞን መሶብ ወርቂ ኤልያስ ቀርኒ ናይ ሳሙኤል ዕጽው ማዕጾ ምብራቕ ናይ ነቢይ ሕዝቅኤል ከመ ታኅድርኒ በብሔር ዘተድላ ማርያም ድንግል በሠረገላ ጓል ኢያቄም ሃና ጸናጽል ናይ ኣሮን ናይ ዘካርያስ ሓጎስ ንጽህቲ ኣዳራሽ ናይ ነቢይ ሚልክያስ ከመ ታኅድርኒ በብሔር ዘተድላ ማርያም ድንግል በሠረገላ ዕንጸይቲ ናይ ህይወት ናይ ሲዶንዲስ ጠቢብ ፈዋሲት ኣሞሳሉ ንነቢይ ናሆም ምግባሩ ንሄኖክ ከመ ታኅድርኒ በብሔር ዘተድላ ማርያም ድንግል በሠረገላ ምስ ፍቁር ወድኺ ኣብ መርዓ ዶኬማስ ከም ዝተረኸብኪ ሎሚውን ንዒ መርዓና ባርኺ ከመ ታኅድርኒ በብሔር ዘተድላ ብጽሒ በሠረገላ ከመ ታኅድርኒ በብሔር ዘተድላ ንዘምረላ ንዘምረላ ሎሚ ንጽዮን ኣዴና ጽዮንያ ጸግዕና ኢልና እንተኣሚና ጽባሕ ኣብ ሰማያት ምስ ቅዱሳን ኢና ሃሌ ሉያ መሰረታ ካብ ቅዱሳን ኣኸራን ጽዮን ጽዮን ንበል ኩልና ምእመናን መመክሒትናያ ኣዴና ማርያም ሃሌ ሉያ ሓርዩዋዩ መሕደሪት ኸትኮኖ ንሱ ዝሓረዮ መንዩ ዝቃወሞ ንሱ ንዘኸበሮስ መንዩኸ ዘሕስሮ ሃሌ ሉያ ዝጸልኡኺ ኩሎም ይኩነኑ ልቢ ኣምላኽ ዳዊት ኢሉ ኣብ መዝምሩ የድሕነና ካብዝስ ማርያም ማርያም በሉ ሃሌ ሉያ ተማህጸነ ብኪንምሕጸን ብኣኺ ንምሕጸን ብኣኺ ንምሕጸን ብኣኺ ብቓል ኪዳንኪ ንምሕጸን ብኣኺ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ በኪዳንኪ ተማህጸነ ብኪ ናይ ትንቢት ፍጻሜ ቤተ መቕደስ ክብሪ ስጋኺ ዝኾነ ናይ ኣምላኽ መሕደሪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ በኪዳንኪ ናይ ኣዳም ሓጢኣት ፍጹም ዘይለግበኪ ንጽህተ ሕሊና ውዳሴ ንዓኺ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ በኪዳንኪ ካብ ኩለን ኣንስቲ ዝተባረኸኪ ኢኺ ብምባል ገለጾ ገብርኤል ክብርኺ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ በኪዳንኪ ኤልሳቤጥውን በለት ኣደ ጎይታይ ኢኺ ብመንፈስ ፈሊጣ ንኣምላኽ ምጽዋርኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ በኪዳንኪ ከምቲ ንዶኬማስ ማልድለይ ኢኺ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ንጎደሎይ ምልኢ ባርኸኒ ኢኺ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ በኪዳንኪ ወድኺ ጸባኦት ንዓኺ ሂቡና ብኢደ ዮሃንስ ኣደ ክትኮንና ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ በኪዳንኪ ኣነስ ብኺዳንኪ እምሕጸን ናባኺ ኣብ ግዜ ጸበባይ ረድኤረይ ኢኺ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ በኪዳንኪ ስምኪ ዝጸውዑ ካብ ፍጥረታት ኩሎም ብኺዳንኪ ምሕረት ይቕበሉ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ በኪዳንኪ ብኺዳንኪ ድንግል ነማሕጽን ኣሎና ንሃገር ኤርትራ ስላምኪ ኣውርድላ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ በኪዳንኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ተማህጸነ ብኪ ሚካኤል ምስካየ ሕዙናን ረዳኤ ምንዱብን ሜካኤል ሜካኤል ምስካየ ሕዙናን ረዳኤ ምንዱባን ዖፈ ኣርያም ሓያል ዘሰማያዊ ቀለምጺጽ ነደ እሳት ነበልባልዊ ኣጽራረይ ኣህድኣለይ ካባይ ይርሓቁ ጥንቲ ከምዘውደቕካዮም ዳግም ይውደቹ ሚካኤል ሚካኤል ሰይፈ ነበልባል ጠሊ ምሕረት ትሑዝ ኣብ ኢዱ ንህዝቡ ዝመርሐ ብርሃን ኣውሪዱ ጸላእቲ ሰናይ ተሳዒሮም ታሕቲ ዝኸዱ ብዘይ ሚካኤል መን ኣውረዶም ብሓዊ ኣንዲዱ ሚካኤል ሚካኤል ንቅድስቲ ሶስና ካብ ኢድ ረበናት ንቅዱስ ባህራን ካብ ደብዳቤ ሞት ኣፍ ኣናብስቲ ዝዓጸወሉ ንዳንኤል መልኣከ ምሕረት መልኣከ ሳህል ቅዱስ ሚካኤል ሚካኤል ሚካኤል ተንስእ ቅዱስ ሚካኤል ዳግም ርድኣና እቲ ዝተሳዕረ ዝነገሶ ዘመን ኣቲና ኣብቲ ዳሕረዋይ መለኸትካ ክትዝክረና ብጸሎት ረዲኤትካ ንእመን ኣሎና ሜካኤል ሚካኤል ምስካየ ሕዙናን ረዳኤ ምንዱባን ኣምላኸ ኣቦታትና እግዚኣብሔር ኣምላኸ ኣቦታትና እግዚኣብሔር ስሙ ይመስገን ኣምላኸ ኣቦታትና ኣይሓድገናን ስሙ ይመስገን ከምታ ትናወጽ መርከብ ኣይኮናን የሕሊፉ ዝህብውን ኣምላኸ የብልናን ብቕድሚት ድሕሪት እናተሓለና ክንዝምር ኢና ጌና ጌና ኣለና ጌና ንውዲት ሰይጣን እናሰዓርና ንኸብሪ ስሙ ደው ኢልና ኣለና ምሳና ኸላ ሓያል ቅልጽሙ ከልካሊ መንዩ ከይጽዋዕ ስሙ ኣምላኽ ኣቦታትና ድኻታት ክንመስል ዘይቁጸር ሃብትና ጥሙያት ክንመስል ድማ ብኡ ዝጸገብና ዕሩቓት ክንመስል ብኣምላኽ ዝሞቕና ሕዙናት ክንመስል ድማ ካዕበት ዝሓጎስና ብጥሜት ጽምኢ ብብዙሕ ስደት እንተተበትንና ኣብ ልዕሊ መሬት እቲ ጓሳና መዓስ ይታኸስ ንዘንቲ ዕለት ስሙ ይቀደስ ኣምላኽ ኣቦታትና ረብሻ ጸላእቲ እንተበርዐ ክሕደት ዓለውቲ ድማ እንተተሰምዐ ኣብ ጽኑዕ ከውሒ ካብ ተሰርትና ናይ መን ሓይሊ ደኣዩ ዘናውጸና ካብ ኣጽለለልና የማናይ ኢዱ ካብ ኣውረሰና ሰማያት ዓዱ ናይ ምንታይ ምርኮ ናይ ምንታይ ስቕታ ንሓያል ጎይታ ይኹን ዕልልታ ኣምላኽ ኣቦታትና ከምቲ ዝብለና ብቕዱስ ቃሉ ሰረገላ ሓዊ ድማ ብዙርያና ኹሉ ንድንግል ኣብ ማእከል ንሚካኤል ቅድሚት እናተኸበብና ድማ ብኣእላፍ መላእክት ከናባጽሓ ክሳዕ ጻት ዓለም ተዋህዶ እምነትና ትንበር ዘልዓለም መከራ ስቃይ ተወዲኡላ ጸሓይ ምስጋና ኣብሪቹላ ኣምላኽ ኣቦታትና ኣምላኸ ዝሓረዮ ካብ ኣእላፍ መላእክት ኣምላኸ ዝሓረዮ ካብ ኣእላፍ መላክት ኣኸሊል ናይ ቅዱሳን መፅዕረጊ ጸሎት ኣድሕነና ነዓ ካብቲ ጸልማት ሲኦል ሰዳዲ ሳጥናኤል ቅዱስ ሚካኤል ቅዱስ ሚካኤል ንህዝቢ እስራኤል ካብ ጭንቕን መከራን ካብ ግብጺ መራሕካ ካብ ባርነት ፈርኦን ብባሕሪ ኤርትራ ኣስገርካ ናብ ከነኣን ንዓናውን ኣድሕን ካብ ውዲት ናይ ሰይጣን ቅዱስ ሚካኤል ቅዱስ ሚካኤል ልማድካ ምሕረትዩ ምሕረት ለምነልና ብእምነት ክንጸንዕ ኣብ ግዜ ፈተና ከም ሰለስቱ ደቂቅ ከም ቅድስት ሶስና ካብ ውዲት ናይ ሰይጣን ጎይታ ከድሕነና ቅዱስ ሚካኤል ቅዱስ ሚካኤል ንጽሑፍ ናይ ባህራን ናብ ጥፍኣት ዝመርሕ ናብ ሓጎስ ለወጥካ ካብ ክፉእ ሞት መፍርሕ ናትናውን ለውጦ ንሓጢኣትና ብዙሕ ኣብ ብርሃን ክንነብር ኣብ ቤት ጎይታ ስፉሕ ቅዱስ ሚካኤል ቅዱስ ሚካኤል ካብቲ መዓሙቕ ጉድጓድ ንነቢይ ዳንኤል ብፍጹም ኣድሓንካ ካብ ኣፍ ናይ ኣናብስት ንዓናውን ኣድሕን ካብ ርጉም ዲያብሎስ ብሓባር ክንነብር ምስ ጎይታ ኢየሱስ ቅዱስ ሚካኤል ቅዱስ ሚካኤል ንልምን ኣሎና ኣብቲ ቅዱስ ቤትካ ንብዓትና ይውሕዝ ኣብ ቅድሚ ስእልኻ ሓንሳብባ ነዓ ተስፋ ድሕነት ሒዝካ ካብ ልዑል ፈጣሪ ካብ ልዑል ኣምላኸካ ቅዱስ ሚካኤል ቅዱስ ሚካኤል ለምነልና ኢኻ ኣብቲ ግዜ ምጽኣት መታን ከይንሓፍር ብግብሪ ሓጢኣት ይቕረ እንክብለልና እቲ ጎይታ ሰራዊት ብሓጎስ ክንኣቱ መንግስተ ሰማያት ቅዱስ ሚካኤል ኣምላኸ ዝሓረዮ ካብ ኣእላፍ መላእክት ኣኸሊል ናይ ቅዱሳን መፅዕረጊ ጸሎት ኣድሕነና ነዓ ካብቲ ጸልማት ሲኦል ሰዳዲ ሳጥናኤል ቅዱስ ሚካኤል ናባኻ መጻእኩ ይቕረ ክትብለለይ ናባኻ መጻእኩ ይቕረ ክትብለለይ ስምካ እናጸዋዕኩ በቲ ርኹስ ኣፈይ እነኹ እቐውም ሎሚ ኣብ ቅድሜኻ ይቕረ ክትብለለይ ብብዝሒ ምሕረትካ ዘረባ ወለደይ እቲ ጽቡቕ ምኸሮም ንኹሉ ነጸግኩ ክፍለ ካብኣቶም ግቡአይውን ሐዘ ወጻእኩ ካብ ቤቶም ቀልጢፈ ኣተኹ ናብ ሓጢኣት ዓለም ናባኻ መጻእኩ ብዘብለጭልጭ ነገር ኩሉ ተሰሓብኩ ንኹሉ ገንዘበይ ክዘሩ ጀመርኩ ናብ ግብሪ ሓጢኣት ገንዘበይ ወዳኣኩ ዝገብሮ ስኢነ ብዙሕውን ነባዕኩ ናባኻ መጻእኩ ዘዝረኣዩኒ ኩሎምውን በሉኒ እንተ ቐረብኩዎም ኩሎም ረሓቹኒ ብምሒር ዓጸቦ ዓቕለይ ጸበበኒ ክደሊ ጀመርኩ ዕሱብ ዝቆጽረኒ ናባኻ መጻእኩ ድሒር ነዊሕ ድኻም ድሕሪ ነዊሕ ኮለል ፅሱብ ተቆጸርኩ ከም ባርያ ከገልግል ምጥዓም ሰኣነኒ ብግፍዒ ብበደል ዝበልዖ ሰኣንኩ ንኸብደይ ዘዐንግል ናባኻ መጻእኩ ብሓዘንን ጣዕሳን ተመለስኩ ቤተይ ጎዩ ሰዓመኒ እቲ ርህሩህ ኣቦይ ኣነውን በልክዎ ወድኻ ክስመ ኣይበቅዕንየ ኣነ እንትርፎ ኣገልጋላይ ናባኻ መጻእኩ ኣቦይውን በለኒ ብጥዑማት ቃላት ኬድካውን ነበርካ ሓወቫኻውን ካብ ሞት ጠፊእካ ነበርካ ደሓንካ ካብ ጥፍኣት እቶ ጥራይ ወደይ ብሓጎስ ብትብዓት ናባኻ መጻእኩ ፅልል ዕልል ኢሎም መግለጺ ናይ ሓጎስ ኣብ ማእከል ኣቶኹ ምስ ዕዱማት ናብ ዳስ ደጊሞም ዓለሉ ከደኑኒ ኣልባስ ምስኦም ተጸምበርኩ ምስ ስድራ ክርስቶስ ናባኻ መጻእኩ ይቕረ ክትብለለይ ስምካ እናጸዋዕኩ በቲ ርኹስ ኣፈይ እነኹ እቐውም ሎሚ ኣብ ቅድሜኻ ይቕረ ክትብለለይ ብብዝሒ ምሕረትካ ንሱን ለውሃቱን ንሱን ለውሃቱን ዝኣምላኸና ክንደይ ይጥዕም ፍቅሩ ኣብ ህይወትና ይዓዩሎ ከም ዝናም ሰማይ የንጀርብበኖሎ ኣህዛብ ብጭንቀት ይናወጽ ፍትሒ ስኢኖም ይራገጽጹ ብጥበብ ዓለም ዘይግለጽ ምስጢር ንዓና ግና ገሊጹልና ይነብር ንሱን ለውሃቱን ሓሚምና ተስፋ ኣይቆረጽናን ሓዚንና ጽንዓት ኣይሰኣንናን ኣብ ዕለት ዕለት ዝሕልወና ለዋህ መድሓኒ ክርስቶስ ኣሎና ንሱን ለውሃቱን ክብሪ ሰማያት ባና ገነት ነጸብራቕ ምድሓን ቦታ ህይወት ስፍራ ቅዱሳን ዘልኣለማዊ ቃል ኣትዩልናዩ ክህበና ኣምላኽ ንሱን ለውሃቱን ሓሚምና ተስፋ ኣይቆረጽናን ሓዚንና ጽንዓት ኣይሰኣንናን ኣብ ዕለት ዕለት ዝሕልወና ለዋህ መድሓኒ ክርስቶስ ኣሎና ንሱን ለውሃቱን ዝኣምላኸና ክንደይ ይጥዕም ፍቅሩ ኣብ ህይወትና ይዓዩሎ ከም ዝናም ሰማይ የንጀርብበኖሎ በሠረገላ ወበረዲአት ነዓ ነዓ በሠረገላ ወበረዲአት ነዓ ነዓ ቅዱስ ሚካኤል ነዓ ምስለ ገብርኤል መዋዔ መስቴማ ቅዱስ ሚካኤል ነዓ ምስለ ሩፋኤል ነዓ በግርማ ነበልባላዊ ጸዋሬ እሳት መንበር ቅዱስ ሚካኤል መክብበ መላእክት በክቡር መስቀል ከመ ትባርክ ዮም ለማህበርነ ደብረ ሰላም ሳህል ቅድስት በሠረገላ ምሕረት በሠረገላ ምስለ ማርያም ድንግል ርግበ ገሊላ ነዓ ማእከሌነ ቁም ኦ ላእከ ተድላ በሠረገላ ልዑለ መንበር ኦ ኖላዊነ ትጉህ ዘበረዲአት ሞገሰ ምንዱባን ከመ ኣድሃንኮ ለዳንኤል ነቢይ ምስለ ሶስና እመ ቅዱሳን በብትረ መንፈስ ቅዱስ በትረ ዳሃና ለዘድኩማን ኣሃው ዘበጽሙና ዕፅቀበነ በሰላም ወበጥዒና በሠረገላ ጸሓየ ራማ ብርሃኖሙ ለጻድቃን ህብስተ ተድላ ዘእስራኤል መና በትንባሌከ እስመ ሃነጽከ ደብረ ማህደረ ስብሀት ቤተ ቅዱስና ከመ ቅዱሳን ኣበው ዘእስክንድርያ ኣግብርተ ሥሉስ ቅዱስ ወኣፎምያ ለስምከ ንዌድስ በሃሌ ሉያ በሠረገላ ወበረዲአት ነዓ ነዓ ቅዱስ ሚካኤል ነዓ ምስለ ገብርኤል መዋዔ መስቴማ ቅዱስ ሚካኤል ነዓ ምስለ ሩፋኤል ነዓ በግርማ ቅዱሳን ኣቦታት ቅዱሳን ኣቦታት ብዙሕዩ ክብሮም ብጽኑዕ ሃይማኖት ንኣምላኸ ኣስሚሮም ንብዙሕ ጸበባ ብእምነት ሰጊሮም ንብርቱዕ ጸበባ ብእምነት ሰጊሮም ናይ ሃይማኖት ኣቦ ኣብርሃም ኣቦና ከይተወላወለ ብፍጹም ሕሊና ነቲ ሓደ ወዱ ንሞት ዝወፈዮ ንሃይማኖት ተስፋ ስንቂ ብምግባርዩ ቅዱሳን ኣቦታት ኣብ መዋዕል ፈርዖን ሙሴ ምስ ተወልደ ብምድራዊ ክብሪ ርእሱ ከየልመደ ናይ ዓመጻ ሓጎስ ብእምነት ንዒቁ ምስ ህዝቡ መከራ ክቕበል መሪጹ ቅዱሳን ኣቦታት ሓዋርያ ኣቦና ቅዱስ ጳውሎስ ስለ ዝሰዓበ ኣሰር ክርስቶስ ናይ ሃይማኖት ጉያ ብዓወት ፈጺሙ ሰማያዊ ኣኸሊል ካብ ኣምላኸ ዓቲሩ ቅዱሳን ኣቦታት ንሃይማኖት ተስፋ ስንቂ ብምግባሮም ኣብ ቦታ ኣባጊዕ ዲኖ ተኸዲኖም ዓለም ንዓታቶም ዘይትበቅዕ ኮይና ኣብ ኣኸራን ሰፊሮም ኣብ ጽድቂ ጎደና ቅዱሳን ኣቦታት ምእመናን ኩላትና ዘለና ኣብ እምነት ከምቶም ዝሓለፉ ቅዱሳን ኣቦታት ጽንዓቶም ዘኪርና ዘሕለፍዎ ህይወት ኣብ ኣሰሮም ንንበር ብጽኑዕ ሃይማኖት ቅዱሳን ኣቦታት ብዙሕዩ ክብሮም ኣነስ ብምግባረይ ኣነስ ብምግባረይ ድኹም ኮይነ ኢየ ሕዘንለይ ድንግል ናባኺ መጺአ እቲ ናይ ሓዊ ባሕሪ ብዓይነይ ከይርእዮ ንቅዱስ ሚካኤል ኣሕልፎ በልዮ ኣነስ ናይ ዳዊት መሰንቆ ናይ ኤልያስ መና ናይ ናሆም መድሃኒት ንዒ ብደመና ኣነስ ክደኸመኒ ከሎ ንስኺ ኢኺ ሓይለይ ናይ ልበይ መጽንዒት ረዳኢት ምርኩሰይ ኣነስ እነብዕ ኣለኹ ኣብ ቅድሜኺ ኮይነ እልምነኪ ድንግል በደለይ ኣሚነ ኣነስ ዘይውዳእ ምሕረት ኣብ ወድኺ ኣሎ ነቲ ዝኣመነኪ ሰላምኪ ሃብዮ ኣነስ ከም ብዝሒ በደለይ ከም ብዝሒ በደለይ እንተ ኮይኑ ቕጽዓተይ ኣይውዳእን ኢዩ ተዘርዚሩ ሓጢኣተይ ኣይውዳእን ኢዩ ተነጊሩ ሓጢኣተይ ክምለስ እንዳበልኩ እብል ሎሚ ጽባሕ ዘመነይ ወዲኤ ብዘይ ገለ ስራሕ ከም ብዝሐ እንታይ ክምልስ ኢየ ዝጽውዓሉ ዕለት ኣይሰርሕን ኢዩ ሽዑ ኣውያት ንብዓት ከም ብዝሐ መሓሪ ኢኻሞ ንዝበደሉኻ ይቕረ በሃሊ ኢኻ እንተለመኑኻ ይቕረ በለኒሞ ክረክብ ጸጋኻ ከም ብዝሐ ዓመጸኛ ልበይ ድሕሪት ከይመልሰኒ ብመላእኽትኻ ጎይታይ ሓልወኒ ኣብ ዳግማይ ምጻኣትካ ጎይታይ ዘክረኒ ከም ብዝሐ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Advertisement
Bottom banner

Download options | Convert to Pdf | Reading List | Advertise on dirzon

© dirzon | Terms of Service | Privacy | About | Services | Contact