Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ኣስተብህል እዚ ኣብ ጊዜ ጸገምናን እርጋንናን ኪዕንግለና እዩ ኪሐልየልና እዩ ብዚብል ሃረርታ ኸኣ ጽላሉ ዚብል ስም ይሰምይዋ። እዚ ፍጹም ዚብል ቃል ብቹዕ ምሉእ ብዚብል ትርጉሙ ከም ስም ንጥቀመሉ። ክታብ ቅዱስ ትግረ ሆንግኮንግ።
እዚ ስም እዚ ጥንታዊ ስም እዩ። እዚ ስም እዚ ህይወት ካብ ዚብል ናይ ትግርኛ ቓል ከም ዘለዎ ተወሲዱ ከም ስም ጓል ዚዝውተር መጸውዒ እዩ። ትግርኛ ስም ወዲ። ትግረ ስም ጓል። እዚ ስም እዚ ካብቲ ሓይለየሱስ ዚብል ናይ ትግርኛ ስም ወዲ ተወሲዱ ብናይ ትግረ ድምጺ ዚዝውተር ስም እዩ። ዝውቱር ናይ ትግረ ስም ወዲ። እዚ ስም እዚ ናይ ድርብ ቃላት ስም እዩ። ስም ወዲ። እዚ ስም እዚ ካብቲ መንሱር ዚብል ናይ ትግረ ቓ ከም ዘለዎ ተወሲዱ ከም ስም ወዲ ይዝውተር። እዚ ስም እዚ ካብቲ መዝገበ ዚብል ናይ ግእዝ ቃል ተወሲዱ ከም ስም ወዲ ዚዝውተር መጸውዒ እዩ። ይ ን ትግርኛ ስም ጓል። እዚ ስም እዚ ኣዝዩ ጥንታዊ እዩ ከም ማና ትግርኛ ስም ወዲ ወይ ጓል። ትግርኛ ስም ጓል። ር ል ትግርኛ ስም ወዲ። ካብቲ ምሕረት ዚብል ናይ ትግርኛ ቓል ከም ዘ ተወሲዱ ከም ስም ጓል ዚዝውተር መጸውዒ። እዚ ስም እዚ ኣብቲ ስም ዚብል ናይ ጃንቋ ትግረ ቓ እተመስረተ እዩ። ትግረ ስም ወዲ። ምዕራፍ ትግርኛ ስም ጓል። ር ትግርኛ ስም ወዲ። ካብቲ ሰመረ ዚብል ስም ትግርኛ ተወሲዱ በዚ ስምረት ዚብል ቅርጹ ዚበዝሕ ጊዜ ከም ስም ጓል ሳሕቲ ኸኣ ከም ስም ወዲ ዚዝውተር መጸውዒ። እ ትግርኛ ስም ጓል። ጣ ትግረ ስም ወዲ። ሺ ሰ ትግረ ስም ወዲ። እዚ ስም እዚ ሳሕቲ ዚስመ ስም ትግረ እዩ። እዚ ስም እዚ ጥንታዊ ስም ትግረ እዩ። ብመሰረት እዚ ትርጉም እዚ ኸኣ ከም ስም ወዲ ይዝውተር። መሰረት ናይዚ ስም እዚ እቲ ባርያ ዚብል ቃል ትግርኛ ገር እዚ ቓል እዚ ኸኣ ብናይ ዋንነት ቅርጹ ከም ስም ወዲ ይዝውተር። እዚ ስም እዚ ጥንታዊ ስም ኣወዳት እዩ ኣብቲ ባዛ ዚብል ስም ትግረ ተጸጊዑ ኸኣ ከም ስም ይዝውተር። ከም ስም ጓል ዚዝውተር ስም ትግረ። እዚ ስም እዚ ካብቲ ብርጭቆ ዚብል ናይ ትግርኛ ቓል ከም ዘለዎ ተወሲዱ ከም ስም ጓል እነዘውትሮ ቓል እዩ። ኣብቲ ብስራት ዚብል ናይ ትግርኛ ቓል ተመስሪቱ ከም ስም ወዲ ወይ ስም ጓል ዚዝውተር መጸውዒ። ብዙ ትግርኛ ስም ጓል። እዚ ስም እዚ ካብቲ ብጫ ዚብል ናይ ትግርኛ ቕጽል ተወሲዱ ከም ስም ጓል ዚዝውተር መጸውዒ እዩ። እዚ ስም እዚ ክብቲ ብጹእ ዚብል ናይ ትግርኛ ቕጽል ከም ዘለዎ ተወሲዱ ከም ስም ወዲ ዚዝውተር ቃል እዩ። ዝውቱር ስም ኣዋልድ ን ል ናይ ትግርኛ ቓል ትግርኛ ስም ወዲ ወይ ጓል። ተስፋሁን ትግርኛ ስም ወዲ እዚ ስም እዚ ካብቲ ተስፋ ይሁን ወይ ተስፋ ሁን ዚብል ናይ ኣምሓርኛ ቓላት ተወሪሱ ከም ስም ወዲ ዚዝውተር ናይ ድርብ ቃላት ስም እዩ። እዚ ስም እዚ ኣብቲ ተክል ዚብል ናይ ትግረ ቓል ተመስሪቱ ብናይ ዋንነት ቅርጹ ከም ስም ወዲ ዚዝውተር ቃል እዩ። እዚ ስም እዚ ኣብቲ ተክል ዚብል ቃል ትግረ ተመስሪቱ በዚ ተክሌ ዚብል ቅርጹ ከም ስም ወዲ ዚዝውተር መጸውዒ እዩ። እዚ ስም እዚ ካብቲ ተክሩራይ ዚብል ናይ ትግረ ቓል ከም ዘለዎ ተወሲዱ ከም ስም ወዲ ዚዝውተር መጸውዒ እዩ። እዚ ስም እዚ ኣብቲ ተክኤ ዚብል ሱር ግሲ ተመስሪቱ ከም ስም ወዲ ዚዝውተር መጸውዒ እዩ። እዚ ስም እዚ ኣብቲ ተክለ ዚብል ቃል ግእዝ ተመስሪቱ በዚ ተኽለ ዚብል ናይ ትግርኛ ቅርጹ ዚዝውተር ስም እዩ። እዚ ስም እዚ ካብቲ ተገኘ ዚብል ናይ ኣምሓርኛ ግሲ ተወሲዱ ከም ናይ ትግርኛ ስም ወዲ እተለምደ ቅቡል ስም እዩ። እዚ ስም እዚ ካብቲ ታሪክ ዚብል ቃል ትግርኛ ከም ዘለዎ ተወሲዱ ከም ስም ወዲ ዚዝውተር ቃል እዩ። እዚ ጥንታዊ ስም ትግርኛ ካብቷ ታፍላ ዚብል ናይ ትግርኛ ቓል ተወሲዱ ከም ስም ወዲ ዚዝውተር መጸውዒ እዩ። እዚ ናይ ድርብ ቃላት ስም ትግርኛ ካብቲ ትንሳኤ ክርስቶስ ዚብል ሓሳብ ተወሲዱ ከም ዘለዎ ከም ስም ወዲ ይዝውተር። እዚ ስም እዚ ዘበናዊ ስም ትግርኛ እዩ። እዚ ስም እዚ ካብቲ ተኹበ ዚብል ሱር ግሲ ፈልፊሉ በዚ ትኳቦ ዚብል ናይ ስም ቅርጹ ከም ስም ወዲ ወይ ጓል ይዝውተር። እዚ ጥንታዊ ስም ትግርኛ እዩ። እዚ ስም እዚ ካብቲ ኣርዓዶም ዚብል ስም ወዲ ወጺ ኡ ከም ስም ጓል ብጃንቋ ትግረ ዚዝውተር መጸውዒ እዩ። እዚ ስም እዚ ጥንታዊ ስም ወዲ እዩ። እዚ ስም እዚ ካብቲ አዘዘ ዚብል ናይ ትግረ ሱር ግሲ ተወሲዱ በዚ አዛዚ ዚብል ቅርጹ ከም ስም ወዲ ዚዝውተር ፍሉጥ ስም ኣወዳት እዩ። ትግርኛ ስም ወዲ ወይ ጓል። ል ናይ ጃንቋ ትግርኛ ትግርኛ ስም ወዲ ወይ ጓል። በዚ ትርጉም እዚ ኸኣ ከም ስም ወዲ ይዝውተር። ት ትግርኛ ስም ጓል። ካብቲ ኣኽሊል ዚብል ናይ ትግርኛ ቓል ከም ዘለዎ ተወሲዱ ከም ስም ወዲ ዚዝውተር መጸውዒ። እዚ ስም እዚ ካብቲ ኣዛዚ ዚብል ቃል ከም ዘለዎ ተወሲዱ ክም ስም ወዲ ዚዝውተር መጸውዒ እዩ። እዚ ስም እዚ ካብቲ ኣዝመራ ዚብል ናይ ትግርኛ ቓል ከም ዘለዎ ተወሲዱ ከም ስም ኣዋልድ ይዝውተር። ወዘተ ትግርኛ ስም ጓል። ሽ ትግርኛ ስም ጓል። እዚ ስም እዚ ካብቲ ትከመለ ዚብል ሱር ግሲ ናይ ጃንቋ ትግረ ዝፈልፈለ ጥንታዊ ስም እዩ በዚ ካምል ዚብል ቅጽሉ ኸኣ ከም ስም ወዲ ይዝውተር። እዚ ስም እዚ ኣዝዩ ጥንታዊ ስም ትግረ እዩ። ሳሕቲ ዚዝውተር ስም ሽ ትግረ ስም ወዲ። እዚ ስም እዚ ካብቲ ኮከብጅራ ዚብል ስም ኩዥ ናይ ጃንቋ ትግረ ከም ዘለዎ ተወሲዱ ከም ስም ጓል ይዝውተር። እዚ ስም እዚ ኣብቲ ወርዕሰብ ዚብል ናይ ትግረ ናይ ድርብ ቃላት ሓሳብ ተመስሪቱ ከም ስም ወዲ ይዝውተር። እዚ ስም እዚ ካብቲ ዐንጃ ዚብል ቃል ትግረ ከም ዘለዎ ተወሲዱ ከም ስም ወዲ ዚዝውተር ቃል እዩ። ሳሕቲ ዚዝውተር ስም ከ ትግረ ስም ወዲ። መሰረት ናይዚ ስም እዚ እቲ ዐውቴ ዚብል ናይ ትግረ ቓል እዩ ከም ዘለዎ ተወሲዱ ኸኣ ከም ስም ወዲ ይዝውተር። ዝ ስም ትግረ። እዚ ስም እዚ ካብቲ ዓወት ዚብል ናይ ትግርኛ ቓል ክም ዘለዎ ተወሲዱ ከም ስም ኣዋልድ ዚዝውተር መጸውዒ እዩ። ው ትግርኛ ስም ወዲ። ል ትግርኛ ስም ወዲ። እዚ ስም እዚ ካብቲ ዘውዲ ዚብል ናይ ትግርኛ ቓል ከም ዘለዎ ተወሲዱ ከም ስም ኣዋልድ ይዝውተር። እዚ ስም እዚ ካብቲ ዝናብ ዚብል ቃል ትግርኛ ክ ዘለዎ ተወሲዱ ከም ስም ወዲ እነዘውትሮ መጸውዒ እዩ። እዚ ስም እዚ ካብቲ ደባሲ ዚብል ናይ ትግርኛ ቓል ተወሲዱ በዚ ዴባስ ዚብል መስርዕ ፊዴላቱ ከም ስም ወዲ ዚዝውተር ቃል እዩ። እዚ ጥንታዊ ስም ትግረ እዩ። እዚ ስም እዚ ካብቲ ድግና ዚብል ቃል ትግረ ከም ተወሲዱ ከም ስም ወዲ ዚዝውተር ቃል እዩ። እዚ ስም እዚ ካብቲ ገብረየሱስ ዚብል ናይ ትግርኛ ስም ተወሪሱ ብናይ ትግረ ኣዴማምጻ ከም ገብሬስ ዚዝውተር ስም ወዲ። ኛ ስም ወዲ። እዚ ስም እዚ ካብቲ ገነት ዚብል ናይ ትግርኛ ቓል ዝውቱር ስም ትግረ። መሰረት እዚ ስም እዚ እቲ ገደደ ዚብል ናይ ት ሱር ግሲ እዩ ከም ዘለዎ ኸኣ ከም ስም ወዲ ይዝውተር። እዚ ስም እዚ ካብቲ ጊልያ ዚብል ቃል ትግርኛ ዘለዎ ተወሲዱ ከም ስም ወዲ ይዝውተር። እዚ ስም እዚ ክብቲ ጋልፅ ዚብል ናይ ትግረ ቓል ከም ዘለዎ ተወሲዱ ከም ስም ወዲ እንጥቀመሉ ቓል እዩ። እዚ ስም እዚ ኣብቲ ግብር ዚብል ቃል ትግረ ተመስሪቱ በዚ ግብሩ ዚብል ናይ ዋንነት ቅርጹ ከም ስም ጓል ዚዝውተር መጸውዒ እዩ። እዚ ስም እዚ ካብቲ ግዕል ዚብል ናይ ትግረ ቓል እተወስደ ስም እዩ። እዚ ስም እዚ ካብቲ ጓዕዳድ ዚብል ጥንታዊ ስም ትግርኛ ተወሪሱ ብጃንቋ ትግረ ከም ግዕዳድ እተለምደ ስም ወዲ እዩ። እዚ ስም እዚ ካብቲ ግዱል ዚብል ቃል ትግረ ከም ዘለዎ ተወሲዱ ከም ስም ወዲ ይዝውተር። እዚ ስም እዚ ካብቲ ግዳር ዚብል ቃል ትግረ ከም ዘ ተወሲዱ ከም ስም ወዲ ይዝውተር። መሰረት እዚ ስም እዚ እቲ ጣዕሚ ዚብል ናይ ትግርኛ ቓል እዩ። እዚ ስም እዚ ካብቲ ጥሉል ዚብል ናይ ጃንቋ ትግረ ቅጽል ተወሲዱ ከም ስም ወዲ ይዝውተር። እዚ ስም እዚ ካብቲ ጨዳቅ ዚብል ናይ ትግረ ቓል ተወሲዱ ከም ስም ወዲ ይዝውተር። እዚ ስም እዚ ኣብቲ ጩዋ ዚብል ናይ ትግረ ቓል ተመስሪቱ በዚ ጩዋይ ዚብል ቅርጹ ከም ስም ወዲ ዚዝውተር ቃል እዩ። እዚ ስም እዚ ካብቲ ጸሓይ ዚብል ናይ ትግርኛ ቓል ከም ዘለዎ ተወሲዱ ከም ስም ኣዋልድ ዚዝውተር መጸውዒ እዩ። እዚ ስም እዚ ካብቲ ጻማ ዚብል ናይ ትግረ ቓል ከም ዘለዎ ተወሲዱ ከም ስም ወዲ ይዝውተር። መሰረት እዚ ስም እዚ እቲ ጽላት ዚብል ናይ ትግርኛ ቓል እዩ። መሰረት እዚ ስም እዚ እቲ ጽሩይ ዚብል ናይ ትግረ ቓል እዩ። መሰረት እዚ ስም እዚ እቲ ፋና ዚብል ናይ ትግርኛ ቓል እዩ። ናይቲ ፍረ ዚብል ስም ወዲ ኣንስታይ ጾታ ኹይኑ ከም ስም ኣዋልድ ዚዝውተር ናይ ትግረ ስም። ካብቲ ፍቃር ዚብል ናይ ትግርኛ ስም ጓል ተወሪሱ በዚ ፍቅሪት ዚብል ናይ ቅብጥሮት ቅርጹ ብጃንቋ ትግረ ከም ስም ወዲ ዚዝውተር ስም። እዚ ስም እዚ ካብቲ ፍቓዱ ዚብል ናይ ትግርኛ ቓል ከም ዘለዎ ተወሲዱ ከም ስም ወዲ ወይ ጓል ዝማዕበለ ቓል እዩ። እዚ ስም እዚ ካብቲ ፍናን ዚብል ናይ ትግርኛ ቓል ከም ዘለዎ ተወሲዱ ከም ስም ወዲ ዚዝውተር ቃል እዩ። እዚ ስም እዚ ካብቲ ፈከ ዚብል ናይ ትግረ ግሲ ተበጊሱ በዚ ፍካክ ዚብል ቅርጹ ከም ስም ወዲ ዚዝውተር ልሙድ ስም ትግረ እዩ።