Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convert to Pdf
  • Reading List
  • Summary
  • Audiobook
  • Search
  • Upload
  • myzon
  • Log in
  • Register
English  አማርኛ  Français  العربية  Portuguese
Book of the day

መጽሓፈ_ብርሃን_ዘደብረቢዘን.pdf


Advertisement
  • word cloud

መጽሓፈ_ብርሃን_ዘደብረቢዘን.pdf
  • Extraction Summary

ኃያሮይሥሙ ለጋ ለ ጋጨሙረር መ ዳላሥ ሐዳምያታ ጸፖምፖ ዳምኔታ ሩኦኦፉዴሥራ ም መደ ማሳይቴታ ፇፉዋሮ መፈ«ጎሯ ግ እዛ ንብሉይን ንሓዲሰን መራሒት እትቸሽውን መጽሓፍ ናብ ኩሎም ሕዝበ ክርስቲያን ድማ ክጥቀመሉ ምጽንሑን ዝፍለጥ እዩ። እዚውን ናትና ትእዛዝ ዘይኮነስ ናይ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ንስሻሽዥ እዩ። ካልኣይ ክፍሊ ውሉድውን ነጦጡ ምን ነዴኹምን ኣኽቢርኩም ምርዳእ ምእዛዝ ፈቓዶም ምፍጻም ግቡእኩም እዩ። ዕድሜኹም ይነውኅ ሃብትኩም ይበዝኅ ማለት እዩ። ዕድመ ሰብውን ከም ጽላሎት ተራእዩ ዝጠፍእ እዩ። ብሕጊ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርሰቲያንውን ክልኩል እዩ። ብማለት ኣትሪሩ ስለ ዝኹንን ካብዚ ከምዚ ዝበለውን ምዕ ቃብ እዩ ዘድሊ። ይኩን ደኣ እምበር ምስ ኩሉ ርን መጽሐፈ ። ኣገዳስን ትምህርቲ ክርስትና እዩ። ሀ ናይ ብሉይ ኪዳን መጻሕፍቲ መጽሐፈ ኦሪት ዘዳግም መጽሐፈ ኢያሱ መጽሐፈ መሳፍንት መጽሐፈ ሩት። ቅዱስ ያሬድ ብኣቄጻጽራ ድሜጥሮስ ብጽጵና ዓም ከባቢ ዝነበረ ሊቅ እዩ። መ ።መመመመመመው ሸመ ዝመ መመመመመዝመመመመፍ ሣመመሙ ዝመመሙመ ኒኤ መጽሐፈ ብርሃን ፈሪ ዝኾኑን እግዚኣብሔር ብዝኣተወለም ቃል ኪዳንን እዩ።

  • Cosine Similarity

እዚ ድማ ሰብ ብጸጋ ካብ እግዚኣብሔር ዝውለደሉ ብኡኡ ከኣ ኃጢኣቱ ዝሥረየሉ ማየ ገቦ እዩ። ሎሚ ግና እቲ ኅብስቲ ተለዊጡ ሥጋ መለኮት እቲ ወይኒውን ደመ መለኮት ከመይ ጌሩ ኪኸውን ይክኽእል ቀደምውን ጐይታ ንመዘከርታ ዝገበሮ እዩ እምበር ዝብል ሰብ እንተ ደኣ ሃልዩ እዚ ስሑትን ምሥጢር መጻሕፍቲ ዘይተገንዘበን ሰብ ጥራይ እዩ ኪኸውን ዚኽክእል። እዚ ኸኣ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ንሓዋርያት ዝሃቦም ሥልጣን እዩ ማቴ ማቴ ዮሓ ። ምናልባሽ ንሓዋርያትሲ ሓቂ እዩ ንካልኦት ግና ክህነት ኣይሃበን ዝብል ሰብ እንተ ደኣ ኣልዩ ከምዚ ከይከውንሲ ኪዱ እሞ ንኩሎም ኣሕዛብ ብስም ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን እናጥመቕኩም ዝኣዘዝኩኹም ኩሉ ኪሕልዉ ከኣ እናመሃርኩም ደቀ መዛሙርቲ ግበርዎም እንሆ ድማ ኣሃ ኳኪ መጽሐፈ ብርሃን ሪይሪ ክሳዕ መወዳእታ ዓለም ኩሉ መዓልቲ ምሳካትኩም እየ ኢሉ ኣሎ ማቴ ጸኋፓጋሀ። ቅዱስ ጳውሎስውን ብወገኑ ኣንታ ነዚ ነገርዚ እትሠርሕ ሰብ ካብ ፍርዲ እግዚኣብሔር ተመልኞችዴ ይመስለካ ወይሲ ነዚ ናይ እግዚኣብሔር ለውሃት ክእለቱን ትዕግሥቱን ናብ ንስሓ ከምዝመርሓካ ከይፈለጥካ ናይ ለውሃቱን ናይ ክእለቱን ናይ ትዕግሥቱን ከም ጽንዓ ትካን ከምቲ ናብ ንሰሓ ከምዘይምለስ ልብቫ ናይ እግዚኣብሔር ቅኑፅ ፍርዲ ብዝግለጸሱን ብዝቀሩጥዓሉን መዓልቲ ተጥዓ ኣብ ልዕለቫ ትእክብ ኣሉጃ ይብል። በዚ ምክንያትዚ እ መጽሐፈ ብርሃን ሪሪ ቀዳማይ ሥራሕካ ግበር እዚ እንተ ዘይኮይኑ ግና ብንስሓ እንተዘይተመሊስካ ነቲ ቐዋሚ ቐንዴልካ ካብ ሥፍራኡ ክወስዶ እየ ራእ ዮሓ ። ኤኤ መጽሐፈ ብርሃን ሪሪ ፒ ነዚ ነገርዚ ኣመልኪቱውን ሓዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ ብሓደ ብኣዳም ምክንያት ሞት ኣብ ልዕሊ ኩሉ ሰብ ከምዝመጸ ሕይወት ከኣ ብሓደ ብኢየሱስ ክርስቶስ መጸ ይብል ሮሜ ጵቋቋ። እዚውን ናይ ግብጺ ቤተክርስቲያን ኖይ ኤርትራ ቤተ ክርስቲያን ከም ምባል እዩ ጳይ ጴጥ ኣኳኳ መጽሐፈ ብርሃን ሪሪ ጊ ። ሕድውን እንተ ኾነ ስም እግዚኣብሔር ዝተጻሕፎ ብምኳኑ ማኅደር እግዚኣብሔር እዩ ኢልና ናይ ጸጋ ስግደት ንሰግደሉ እምበር ታቦት ናይ ባህርይ ኣምላኽ እዩ ኢልና ኣይንሰግድን ኢና። ተዝካር ኪግበረሉ ዝግባእ ከኣ ሕጊ እግዚኣብሔር ኋኒዙ ብትእዛዝ ዐኒዑ ብምኽሪ ካህን ዝነበረ ካብ ኃጢኣት ናብ ንስሓ ዝተመልሰ እዩ እምበር ሕጊ እግዚኣብሔር ኣፍሪሱ ትእዛዙውን ጥሒሱ ብንሰሓ ካብ ኃጢኣቱ ንዘይተመልሰ ሰብ ተዝካር ኪወጸሉ ግቡእ ኣይኮነን። ግና ክፉእ ሥራሕ ኪሠርሕ ድኅሪ ምጽንሑ ብንስሓ እንተ ደኣ ተመሊሱ ክንጽልየሉን ተዝካር ከነውጽኣሉን ብሕጊ ቤተ ክርስቲያን እዙዝ እዩ እዚ ኸኣ ዘሞተሰ አዕረፈ ወባሕቱ ግበር ተዝካሮ በግዕዘ ብሔሩ እቲ ዝሞተስ ሓደ ጊዜ ሞይቱ እዩ ነገር ግን በቲ ልማድ ሃገሩ ተዝካር ኣሓውፅኣሉ ይብል ሲራክ ወጣቿ። ዱፍ ኣ እ እ መጽሐፈ ብርሃን ሪሪ ፒፒ ምጽዋት ካብ ሞት ከም ዜድኅን ከኣ ኣብ መጽሓሪ ጦቢት ብጾም ዝተሠነየ ጸሎትን ብቕንዕና ካብ ዝረከብካዮ ምጽዋትን ጽቡቕ እዩ ጦቢያ ቿ። ወፌዖያምት ጎ ዕመ ጳኋፊጽድምመ ማቴ ካብዚ ንላዕሊ ከኣ ኣጸቢቹ ንምጽኖዕን ንፅኣ ዝሠሥዓረ ክ ሕ መጽሐፈ ብርሃን ፊሪ ዚቕጻዕን ከረድእ እምበኣርሲ ካብዘን ነኣሽቱ ትእዛዛት ሐንቲ ዘፍረሰ ከምኡውን ንሰብ ዝመሃረ ኣብ መንግሥተ ሰማያት ንእሽቶ ኪበሃል እዩ ሕጉ ሓልዩ ዚምሀር ግና ኣብ መንግሥተ ሰማያት ዓቢይ ኪበሃል እዩ ማቴ ዘ። ካልእ ይትረፍሲ ዋላ ብሓደ ድንገተኛ ሞት እንተ ሞተውን ኣብ በረኻ እንተ ተቐብረ ነቲ ኣብ በረቫ ተቐቢሩ ዝነበረ ካብቲ ዝተቐብሮ ኣፍሊስካ ኣብ ከባቢ ቤተ ክርሰቲያን ምችባር ከምዝግባእ ኪገልጽ ከሎ ከምዚ ይብል ያዕይብ ንወዱ ዮሴፍ በጃሻ ምሕረትን እምነትን ግበረለይ ምስ ኣቦታተይ ምስ ዝዓርፍ ካብ ግብጺ ተሰኪምካ ኣብ መቓብሮም ቅበረኒ ደኣ በሎ። ከምኡውን ኣብ ሥጋኡን ደሙን ኣብ ዝፍተተሉ ስም እግዚኣብሔር ኣብ ት ክርስቲያን ናይ ማኅሌት ከበሮ ምውቃዕ ከምዚግባእ ዝጽወዓሉ ቃለ እግዚኣብሔር ኣብ ዝንገረሉ ኣብ ከባቢ መዝሙር ሓዙ ከበሮውን ኣምጽኡ እቲ መዝሙር ከኣ ቤተ ክርስቲያን ምቕባር እዩ ዚግባእ እምበር ከም እንስሳ ሰ መሰንቆ ጽቡቕ ይኹን መዝ ችቋ። ማኅሌት ካብ ቅዱሳን መላእኽቲ ዝተረክበ ምሉስ እዩ እዚ ኸኣ ቅዱስ ያሬድ ብተመስጦ ካብ መሳእኽቲ ዝቐሰሞ ኪከዝውን ከሎ ቤተ መንፈሳዊ ፍረ መላእኽቲ እዩ። ስለዚ ምንኩስና ኣቡነ እንጦንስ ቅድሚኡ ዘይነበረ ንሶም ከመይ ኢሉዎሽሕኣሌ ርዕ ቃል ከለዎ ምንቃፍ ነቲ ነዓ ስዓበኒ ክድምርዎ ከኣሉ እንተ ተባዘሀለ ጐይታና ኢየሰስ ይፍለጥ እ ጐይታ ቃል ምንቃፍ ምቪቢኑ ክርሰቶስ ንሓደ ሃብታም ፍጹም ክትከውን እንተ ደኣ ድኅነት ተስፋ ዘለዎ ቆብዕ ንሸለም ዕ ጐይታውን ድንግልናን ምንኩስናን ክቡር ምካ ህሄ ከረድእ ምእንቲ መንግሥተ ሰማያት ኢሎም ባዕ እተሰልቡ ሰሉባትውን ኣለዉ ይብል ማቴ ሀ ሓዋርያ ቅዱስ ጳውሎስውን ሰብ ኩሉ ከማይ ካብ ሰበይተ ርሒቹ እንተ ዝነብር ምፈቶኹ ይብል ፅይ ቆሮ ቋ ምኽንያቱ ከኣ ኪገልጽ ከሎ ሓዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ ሰበይቲ ዘእተወ ፍቓድ ሰበይቱ ንክፍጽም እዩ ዚሓሰስብ ሰበይቲ ዘየእተወ ግና ንእግዚኣብሔር ዘሥምረሉ ሓሳብ ጥራይ እዩ ዚሓስብ ርግጽ ሓደ ሰብ እንተ ተመርዓወን ብሕጊ ሰበይቲ እንተ ኣእተወን ጽቡቕ እዩ ዝገብር ግ ዘይተመርዓወን ብድንግልና ዝነብርን ይበልጽ ይብል ጳይ። ቅድስት ኤልሳቤጥውን ሽግዲኣ እመቤትና ክትበጽሓ ኢላ ናብኣ እንተ መጸት እቲ ኣብ ማኅፀን ኤልሳቤጥ ተፀኒሱ ዝነበረ ሕፃን ተሰራሰረ ማለት ኣደ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ዝኾነት በበፀ ሃቪከ ርበባበበፎ ቀሬ እእ ወዳሐፊ ብርሃን ሪሪ ፒ ል ንን መ እቲ ኡ እ ክርስቲያን ፊላደልፊያ ኣብ ዝተላእሽ መልእኽቲ መወይፀግፉ ዋድመ ጳገሀሪ ወዖደላምሩ ዕመ ፊታ ዳፍፇርራሎዞ መጺኦም ኣብ እግርኻ ወዲቕም ከም ዚሰግዱልካ ክገብሮም እየ ኣነ ከም ዘፍቅረካውን ከፍልጦም እየ ይብል ራእ ዮሓ ዘፍጥ ጣቿ ጣ ኢሷ ጓጣሀ። ሕዝቅኤልውን ምስሲ እግዚኣብሔር ደኣ እዩ ዝበለ እምበር እግዚኣብሔር ኣይበለን። እንተ ኾነ ግዳ ሰብ ክጥቀመሉን ሰብ ምስ እግዚኣብሔር ዝራኸበሉን ናቱ መገዲ ኣሎ እዚ ኸኣ ምንምኳ ድኅነት ምሕረት ኖይ እግዚኣብሔር እንተኮነ ንዓና ሥእሲ ከምዝግብኣና ንምንጻር እንሆ እቶም እስራኤላውያን ብተመን ክውድኡ ድኅሪ ምጽንሖም ነቲ ተመን ዝመስል ኣስራዚ ሥራሕ እሞ ንዑኡ እናረአዩ ክድኅኑ እዮም ማለቱ ንጊዚኡ እዚ ብምስሊ ተመን ዝተሠርሐ ኣብ ዕንጨይቲ ተሰቺሉ ጊዜያዊ ድኅነት ይህብ ከምዝነበረ ምሳሌ ኮይኑ ንምጽናሕ እምበር ፍጻሚኡ ግና ወልደ እግዚኣብሔር ሥጋ ሰብ ለቢሱ ከምዚ ምስሊ ተመን መጅኃኔ ዓለም ክርስቶስ ኣብ መስቀል ተሰቺሉ ደሙ ኣፍሲሱ ንደቂ ሰብ ፍጹም ድኅነት ዝህብ ምኳኑ ዘረጋግጽ ምሳሌ እዩ። ክርስቶስ ዝተቐደሰን መስቀል እንተ ተተሳለምናን ናይ ጸጋ ስግደት እንተ ሰገድናን እንታይ እዩ ነውርና እወ ኣብዚ ከኣ ናብቲ ጐይታ ዝተሰቕለሉ ምስጋድ ግቡእ ይኹን ምክንያቱ ዕውር የብርህ ሕሙም የድኅን ነይሩ ነዚ ሕጂ ዝሥራሕ ዘሎ መስቀል ግና ከመይ ኢሉ ይስገደሉ ዝብል ሰብ እንተ ደኣ ኣልዩ ንሕናውን ከምዚ እንተ ደኣ ኮይኑ እቲ ጐይታ ዝጸሓፎ ወንጌልከ ኣበይ ኣሎ ኢልና ብሕቶ ክንምልሰሎም ንክእል ኢና። ብተወሳኺ ድማ ናይ ሰብ ሸግር ዘወግዱን ናብ እግዚኣብሔር ዘማልዱን ቅዱሳነ እግዚኣብሔር እዮም። ከምኡውን ቅዱስ ዳዊት መላእኽቲ ከምዘናግፉ እዩ ዳኳ ከረድእ ከሎ ይፖግዖ መጳሷያ ዴላሕዝሌሮ ውደሙ ቋኋሪቋ ይፈረዎ ዉናርኖንምመሙ በከበፀበ ህቪከ በበበበ ኣኤ መጽሐፈ ብርሃን እቲ መልኣክ እግዚኣብሔር ኣብ ዙርያ እቶም ዚፈርህዎ ይሠፍር የናግፎም ከኣ ይብል። በከበፀበ ህቪከ በበበበ እፅ መጽሐፈ ብርሃን ሪሪ እምበኣር ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ንመላእኽቲ ናይ ጸጋ ስግደት እተቕርቦ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ብዝረከበቶ መምርሒ ምኺና ተረዳእ። ትዜ አጠፈ ብርሃን ሪሪ ትሕቲ ምድርውን እንተ ኣተወ መዓልቱ ወሲኑ ዝነግረና መጽሓፍ ቅዱስ እዩ ዝብል ሰብ ሓደ እኳ ኣይርከብን እዩ። ካብ ደቂ እስራኤል ሰበይቲ እንተ ፀነሰትሞ ወዲ እንተወለደት ክሳዕ መዓልቲ ዝረኸሰት እያ ልክፅ ከምቲ ደም ኮይናቶ ዝነበረት ኣብ ሻሙናይ መዓልቲ ኸኣ ተኸንሽቦ ካብኡ ኣኬ መጽሐፈ በብርሃን ሪሪ ቲቲ ንደኃር ሠላሳን ሠለስተን መዓልቲ ቤተ እግዚኣብሔር ክይኣተወት ትጽናሕ እዚ ድማ ካብ ደማ ክሳዕ ትነጽሕ ማለት እዩ። ጳመጦ ዝዳሴፈ ይፅፀፖላዳዎ ርሉዱ ረድዕ ውጳጩ ጳኋሰያ ሥሥጀ ወይያሃያ ሥጋታሥ ያማጭፓፖ ዘሌዋ ሰበይቲ ምስ ሰብኣይ ከምኡ ኸኣ ሰብኣይ ምስ ሰበይቲ እንተ ደቀሰ ናብ ቤተ እግዚኣብሔር ኣይእተዉ ክሳዕ ሠርኪ ርኹሳት እዮም ድኅሪኡ ግና ብማይ ይተሓፀቡ ተጠራጠርቲ ግና ደም ዘለዋ ሰበይቲ ካብ ቤተ ክርስቲያን ኣይትከልከል በሃልቲ እዮም ክልክልቲ ምዉቧና ግና ኣብ መጻሕፍቲ ወያ ያ በከበፀበ ህቪከ በበበበ መ ። እዚ ዝሙት በበፀ ሃቪከ ርበባበበፎ ዛር ኳኳ መጽሐፈ ብርሃን ሪ ምፍታው እዩ ማቴ ። እንታይ ደኣ ኣብ ውሸጢ ቤተ ክርስቲያን ጸሎት ስግደት እዩ ዚግባእ። ምፅራፍ ህ በእንተ ምፅዕዳን ዘክርስቲያን ክርስቲያን ዝኮነ ኩሉ ካብ ኩሉ ኣቐዲሙ ኖይ ሥላሴ ሓድነት ሠለስተነት ምልኣት ስፍሓት ርቀት ብዚግባእ ፈሊጡ ካብ ያተ ኣካላት ወልድ ብዝተፈልየ ኣካሉ ካብ ሰማየ ሰማያት ወሪዱን ካብ ቅድስት ድንግል ማርያም ተወሊዱን ሰብ ከምዝኮነን ፈሊጡ ብጓሳ ዓ መቱውን ምእንታና ኣብ ባሕሪ ዮርዳኖስ በምዝተጠምተጉ ኣ ተጠሚቹቺ ኸኣ ምእንታና ዳጓዓ መዓልትን ዓዓ ለይትን ከም እ መጸሐፈ ዝርሃን ሪሪ ፒ ዝጾመ ምእንታና ያተ ዓመትን ድተ ወርኅን ምድረ እሰራኤል ዘይሩ ወንጌል ከም ዘስተምሃረ ብድኅሪዚውን ምሸት ኃሙስ ነቲ ኅብስትን ነቲ ወይንን ኣኽቢሩን ለዊጡን እዚ ሥጋይ እዩ እዚውን ደመይ እዩ ኢሉ ንሓዋርያት ከምዝሃቦም ብድኅርዚ ከኣ ዓርቢ ምእንቲ ደቂ ሰብ ኢሉ ካብ ኣይሁድ ዝተቐበሎ መከራን ግርፋትን ምግፋፍ ክዳኑን ብመሥማር ምሽንካሩን ኣብ ልዕሊ መስቀል ምስቃሉን ሙማቱን ፈሊጡ ብሞቱ ኸኣ ተ ሸሕን ተ ሚእቲ ዘመን ብኢድ ዲያብሎስ ተታጌጊቲዞም ዝነበሩ ነፍሳት ንሱ ከም ዘድኃኖምን ብድኅሪዚውን ተ መዓልቲ ተ ለይቲ ኣብ ከርሠ መቃብር ኃዲሩ ሰንበት ፍርቂ ለይቲ መቓብር ክፈቱለይ እምኒ ፈንቅሉለይ መግነዝ ፍትሑለይ ከይበለ ባዕሱ ብገዛእ ሥልጣኑ ምትንሥኡን ጓዓ መዓልቲ መጽሓፈ ኪዳን ከም ዘስተምሃረ ፈሊጡ ብዓ መዓልቱ ኸኣ ብቅዳሴ መላአክትን ብውዳሴ ሊቃነ መሳእክትን ንሰማይ ከምዝዓረገ ካብቲ ዝዓረጎ መዓልቲ ኸኣ ብዓሥራይ መዓ ልቲ ንሓዋርያት መንፈስ ቅዱስ ከም ዝሰደደሎም እዩ ምፍላጥን ምግንዛብን የድሊ። ብድኅሪዚ ኸኣ ነዚ ዓለም ንምኅላፍ ከም ዝመጽእ ኣሚኑ ተጠሚቹ ብሕግን ሥነ ሥርዓትን ፀኒዑ ነዚ ነገርዚ ኩሉ ፈልዩ ዘይፈልጥን ሥጋኡን ደሙን ዘይቕበል ሰብ ኩሉ ክርስቲያን እዩ ክጸድቕውን እየ ክብል ሬ በበፀ ሃቪከ ርበባበበፎ ሙ እ መጽሐፈ ብርሃን ሪሪ » ቆ ቱ ኣይግብኦንዩ። እዚ ኸኣ ናይ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ትእዛዝ እዩ እምበር ንሕና ካብ ልብና ኣንቂዕኖና ዘምጻእናዮ ኣይኮነን። ፍቕሪ ናይ ኩሉ መእሠሪ እዩ። ፍቕሪ ከይኃዝካ እንተ ጾምካ እንተ ጸሌካ እንተመጽወትካ እንተሰገድካ ከንቱ እዩ ፈጺሙ ዝረብኅን ዝጠቅምን ኣይኮነን ስለዚ ምስ ዓቢይ ምስ ንእሸቶ ምሰ ሰብኣይ ምስ ሰበይቲ ምስ ኩሉ መንፈሳዊ ፍቕሪ ምኃዝ ግቡእ እዩ። መመመመመመው ሸመ ዝመ መመመመመዝመመመመፍ ሣመመሙ ዝመመሙመ ኒኤ መጽሐፈ ብርሃን ሪሪ ቋ ምምላድ ቅዱሳን ምምላድ ማለት ሓደ ኣብ ክንዲ ካልእ ወይውን ምእንቲ ካልእ ናብ እግዚአብሔር ምልማን ማለት ከይኑ እዚ ድማ ቅዱሳን ሰባትን ቅዱሳን መላእክትን ካብ እግዚኣብሔር ብዝተዋህቦም ጸጋን ብዘለዎም ኽብርን ንድኹማትን ኃጥኣንን ንዝኾኑ ደቂ ሰባት ናብ እግዚኣብሔር ወትሩ ከምዘማልዱን ከምዘተዓርቹን ምሕረትን በረኸትን ካብ እግዚኣብሔር ከምዘውህቡ ብብሉያትን ብሓዲሳትን ከምኡውን ብኣዋልድ መጻሕፍት ቤተ ክርሰቲያን ብሰፊሑ ተገሊጹ እንረክቦ ትምህርቲ እዩ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Advertisement
Bottom banner

Download options | Convert to Pdf | Reading List | Advertise on dirzon

© dirzon | Terms of Service | Privacy | About | Services | Contact