Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ገ ኦቭ ነኦነ በእንተ ድንግል ማርያም እያ ኣፍ ደገ ተባሂሉ ዝተጠቕሰ ከኣ ማኅተመ ድንግልንኣ እዩ። ናይ ዓለም ክ በከበፀ ነቪከ ዕበበኗርበበፎ እኳ መጽሐፈ ብርሃን ሪሪ ። ኢሳይያስ ኣብ ማእከል ቀጽሪ ከሎ ከምዚ ዚብል ቃለ እግዚኣብሔር ሰምዐ። ቿይ ቅዱሳን ሰባት ድኅሪ ሞቶም ከም ዘማልዱ እሙን ምካ ኑ ዜርድእ ብነፍስ ሕያዋን ለባውያን ነባብያን ሰለ በከበፀ ሃቪከ ዕበበርበበዩፎ እከ መጸሐፈ ብርን ሪሪ ዝሾኑን እግዚኣብሔር ብዝኣተወሎም ቃል ኪዳንን እዩ። ውውጩ በበዩበ ነሃቪከ ርበገርበበፎ ።
እዚ ኸኣ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርሰቶስ ንሓዋርያት ዝሃቦም ሥልጣን እዩ ማቴ ማቴ ቿ ዮሓ ። ይብል እዩ ግብ ሓዋ ። ምናልባሽ ንሓዋርያትሲ ሓቂ እዩ ንካልኦት ግኖ ክህነት ኣይሃበን ዝብል ሰብ እንተ ደኣ ኣልዩ ከምዚ ከይከውንሲ ኪቶ እሞ ንኩሎም ኣሕዛብ ብሰም ኣብን ወልድን መንፈሰ ቅዱስን አናጥመቕኩም ዝኣዘዝኩኹም ኩሉ ኪሕልዉ ኮ እኖመሃርኩም ደቀ መዛሙርቲ ግበርዎም እንሆ ድማ ጓ በከበፀ ነቪከ ዕበበኗርበበፎ ኣኗ መጽሐፈ ብርሃን ሪ ክሳዕ መወዳእታ ዓለም ኩሱ መዓልቲ ምሳካትኩም አየ ኢሉ ኣሎ ማቴ ። በበዩበ ነሃቪከ ርበገርበበፎ ኳ መጽሐፈ ብርሃን ሪሪ ኣብዚ ክስተውዓል ዘለም ግናኖ እቶም ብዘመነ ኦሪት ዝነበሩ ካህናት ኃጢኣት ሕዝቢ ዘስተሥርዩ ነይሮም እንተደኣ ኮይኖም ደኣ ኣብ ምድሪ ዝኣሰርኩምዎ ኣብ ሰማይ ዝተኣስረ ይኹን ኣብ ምድሪ ዝፈታሕኩሞ ክኣ ኣብ ሰማይ ዝተፈትሐ ይኹን ተባሂሉ ብኣምናሳቫዊ ቓል ሥልጣን ዝተዋህቡ ሓዋርያት ከመይ ኢሎም ኃጢኣት ምስትሥራይ ይሰኣኖም። በከበፀ ሃቪከ ዕበበርበበዩፎ ሕ መጽሐፈ ብርሃን ሪ ነዚ ነገርዚ ኣመልኪቱውን ሓዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ ብሓደ ብኣዳም ምክንያት ሞት ኣብ ልዕሲ ኩሉ ሰብ ከምዝመጸ ሕይወት ከኣ ብሓደ ብኢየሱስ ክርስቶስ መጸ ይብል ሮሜ ኗ። አዚውን ናይ ግብጺ ቤተክርስቲያን ናይ ኤርትራ ቤተ ክርስቲያን ከም ምባል እዩ ጳፅይ ጴጥ በበዩበ ነሃቪከ ርበገርበበፎ ኤኤ መጽሐፈ ብርሃን ሪሪ ። ምፅራፍ በእንተ ታቦት ታቦት ብፍቓድ እግዚኣብሔር ክርስቲያን ናይ ኣምልቹኦቱ ምስክር ኮይኑ ንክኽነብር ዝተፈቕደ ኣብ ውሽጢ ቤተ ክርስቲያን ካብ ዝነብሩ ንዋያተ ቅዱሳት ሳዕለዋይ ደረጃ ሒዙ ዝርከብ ዝተፈልየ ክብርን ታሪክን ዘለዎ ናይ ኣምልኮተ እግዚኣብሔር ምልክት እዩ። ኖብ መልኣኽክርርሓለቓ ቤተ ግ ን በበዩበ ነሃቪከ ርበገርበበፎ እእ መጽሐፈ ብርሃን ሪሪ ፒቲ ክርስቲያን ፊላደልፊያ ኣብ ዝተላእከ መልእኽቲ መይሰግቶ ቀድመ ጳሃሪ ወደይጎምሩ መ ዳሩ ሐአፍፇረሮሎኦዎ መጺኦም ኣብ እግርኻ ወዲቐም ከም ዚሰግዱልካ ክገብሮም እየ ኣነ ከም ዘፍቅረካውን ከፍልጦም እየ ይብል ራእ ዮሓ ዘፍጥ ጣ ጓ ኢሳ ማጣ። ንኣብነት ሕዝቅኤል ንሥኣሷ እንተ ሰገደ ተመስገነ እምበር ኣይተነቕፈን ግና ንሥአእሊ ከምዝሰገደ እንሆ ትርኢት ክብሪ እቲ ምስሲ እግዚኣብሔር ከምኡ ነበረ ምስ ረኣክዎ ኸኣ ብገጸይ ን በበዩበ ነሃቪከ ርበገርበበፎ ኣኳ መጽሐፈ ብርሃን ሪሪ ወደቕኩ ሰገድኩ ይብል። እንተ ኾነ ግዳ ሰብ ክጥቀመሉን ሰብ ምስ ኣግዚኣብሔር ዝራሽበሉን ኖቱ መገዲ ኣሎ እዚ ኸኣ ምንምኳ ድኅነት ምሕረት ናይ እግዚኣብሔር እንተኮኾነ ንዓና ሥእሊ ከምዝግብኣኖ ንምንጻር እንሆ እቶም እስራኤላውያን ብተመን ክውድኡ ድኅሪ ምጽንሖም ነቲ ተመን ዝመስል ኣስራዚ ሥራሕ እሞ ንዑኡ እናረአዩ ክድኅኑ እዮም ማለቱ ንጊዚኡ እዚ ብምሰሊ ተመን ዝተሠርሐ ኣብ ዕንጨይቲ ተሰቺሉ ጊዜያዊ ድኅነት ይህብ ከምዝነበረ ምሳሌ ኮይኑ ንምጽናሕ አምበር ፍጻሚኡ ግና ወልደ እግዚኣብሔር ሥጋ ሰብ ለቢሱ ከምዚ ምስሊ ተመንመድኃኔ ዓለም ክርስቶስ ኣብ ተሰቺጀሉ አደሙ ኣፍሲሱ ንደቂ ሰብ ፍጹም ድኅነት ዝህብ ምዷቧኑ ዘረጋግጽ ምሳሌ እዩ። እሞ ያዕቆብ እኳ ኣብ በትሩ ዝሰገደሲ ንሕና ናብዚ ዶም ክርሰቶስ ዝፈሰሶን ብደም ክርስቶስ ዝተቐደሰን መስቀል እንተ ተተሳለምኖን ኖይ ጸጋ ስግደት እንተ ሰገድናን እንታይ እዩ ነውርኖ እወ ኣብዚ ኸኣ ናብቲ ጐይታ ዝተሰቕለሉ ምስጋድ ግቡእ ይኹን ምኽንያቱ ፅውር የብርህ ሕሙም የድኅን ነይሩ ነዚ ሕጂ ዝሥራሕ ዘሎ መስቀል ግና ከመይ ኢሉ ይስገደሉ ዝብል ሰብ እንተ ደኣ ኣልዩ ንሕኖውን ከምዚ አንተ ደኣ ኮይኑ እቲ ጐይታ ዝጸሓፎ ወንጌልከ ኣበይ ኣልኣሎ ኢልና ብሕቶ ክንምልሰሎም ንክእል ኢና። ዳ ይፈረምዎ ጨድድንምመሙ በበዩበ ነሃቪከ ርበገርበበፎ ኣኤ መጽሐፈ ብርሃን ፊሪ እቲ መልኣክ እግዚኣብሔር ኣብ ዙርያ እቶም ዚፈርህዎ ይሠፍር የናግፎም ከኣ ይብል። በበዩበ ነሃቪከ ርበገርበበፎ መጽሐፈ ብርሃን ሪሪ ኣምበኣር ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ንመሳእኽቲ ናይ ጸጋ ስግደት እተቕርቦ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ብዝረከበቶ መምርሒ ምቪና ተረዳእ። ርበበ ሃቪከ ርበርበበ ኳክ መጽሐፈ ብርሃን ሪሪ ምዕራፍ በእንተ ተዝካር ተዝካር ማለት መዕሪዕራ ግሄሖ ሪፉፍዕ ዝሮክ ጸ እናበልካ ስም እቲ ዝሞተ ሰብ ምዝካር ማለት እዩ ተዝካር ኪግበረሉ ዝግባእ ከኣ ሕጊ እግዚኣብሔር ቲዙ ብትእዛዝ ፀኒዑ ብምኽሪ ካህን ዝነበረ ካብ ኃጢኣት ናብ ንስሓ ዝተመልሰ እዩ እምበር ሕጊ እግዚኣብሔር አፍሪሱ ትእዛዙውን ጥሒሱ ብንስሓ ካብ ኃጢኣቲ ንዘይተመልሰ ሰብ ተዝካር ኪወጸሉ ግቡእ ኣይኮነን። ወንጌላዊ ዮሓንስውን ኃጢኣትና እንተ ተናዘዝና ንኃጢኣትና ይቕረ ኪብለልና ካብ ኩሱ ዓመጻውን ኬንጽሓና እሙንን ጻድቕን እዩ በበዩበ ነሃቪከ ርበገርበበፎ ፎፎዎም እ መጽሐፈ ብርሃን ሪሪ ፅይ ዮሓ ፅ። በከበፀ ሃቪከ ዕበበርበበዩፎ እኳ መጽሐፈ ብርሃን ሪሪ ቲፒ ምጽዋት ካብ ሞት ከም ዜድኅን ከኣ ኣብ መጽሓፈ ጦቢት ብጾም ዝተሠነየ ጸሎትን ብቕንዕና ካብ ዝረኸብካዮ ምጽዋትን ጽቡቕ እዩ ጦቢያ ቿ። ማቴ እዩ ዝብል። ግና ኣብዚ ኪስተውዓል ዘለዎም ኣብ ግብጺ እግዚኣብሔር ዘየሎ ኮይኑ ኣብ ከነዓን ግና ዘሎ ኮይኑ ኣይኮነን እንታይ ደኣሲ ግብጽ ናይ በሪካቫ ከነዓን ወይ ኢየሩሳሌም ከኣ ናይ ቤተ ክርስቲያን ምሳሌ ሰለ ዝዞሾነ እዩ። ሕጂውን እንተ ኾነ ንሽሎም ደቂ ቤተ ክርስቲያን ሥጋኡን ደሙን ኣብ ዝፍተተሉ ሶም ኣግዚኣብሔር ኣብ ዝጽወዓሉ ቃሰሷ አግዚኣብሔር ኣብ ዝንገረሉ ኣብ ከባቢ ቤተ ክርስቲያን ምቕባር እዩ ዚግባእ ኣምበር ከም እንሰሳ ኣብዝረከኸብካ ምቕባር ግቡእ ኣይኮነን። ዕ በከበፀ ነቪከ ዕበበኗርበበፎ ጐሬ ጮ መጽሐፈ ብርሃን ጐይታውን ድንግልናን ምንኩስናን ክቡር ምኳኒነ ከረድእ ምእንቲ መንግሥተ ሰማያት ኢሎም ባዕሎም እተሰልቡ ስሉባትውን ኣለዉ ይብል ማቲ ሀ ሓዋርያ ቅዱስ ጳውሎስውን ሰብ ኩሉ ከማይ ካብ ሰበይቲ ርሒቹቺ እንተ ዝነብር ምፈቶኹ ይብል ፅይ ቆሮ « ምኽንያቱ ከኣ ኪገልጽ ከሎ ሓዋርያ ቅዱስ ጳውሉስ ሰበይቲ ዘእተወ ፍቓድ ሰበይቱ ንክፍጽም ኣዬ ዚሓስብ ሰበይቲ ዘየእተወ ግና ንአግዚኣብሔር ዘሥምረሉ ሓሳብ ጥራይ እዩ ዚሓስብ ርግጽ ሓደ ሰብ እንተ ተመርዓወን ብሕጊ ሰበይቲ እንተ ኣእተወን ጽቡቕ ኣዩ ዝገብር ግና ዘይተመርዓወን ብድንግልና ዝነብርን ይበልጽ ይብል ጳይ ቆሮ ቿቋ። ልደት ጥምቀት ትንሣኤ ዕርገት ወዘተ ዝኣመሰሉ በዓላት ነክብር ግና እዞም ተጠቼሶም ዘለዉ በዓላት ካብ መጽሓፍ ቅዋዱስ ዝረኸብናዮም ኢሱ ዚምልስ ይርከብዶ ሰማይ እንተ ወዐ ሃ በከበፀ ሃቪከ ዕበበርበበዩፎ ኳኤ መጽሐፈ ብርሃን ሪ ትሕቲ ምድርውን እንተ ኣተወ መዓልቱ ወሲኑ ዝነግረሩ መጽሓፍ ቅዱስ እዩ ዝብል ሰብ ሓደ እኳ ኣይርከብን እዩ። እዚ ኸኣ እግዚኣብሔር ንሙሴ ከምዚ ኢሉ ኣዚዝዎ ስለዝነበረ እዩ። ካብ ደቂ እስራኤል ሰበይቲ እንተ ፀነሰትሞ ወዲ እንተወለደት ክሳዕ ጂ መዓልቲ ዝረኸሰት እያ ልክዕ ከምቲ ደም ኮይናቶ ዝነበረት ኣብ ሻሙናይ መዓልቲ ኸኣ ተኸሽንሽቦ ካብኡ በበዩበ ነሃቪከ ርበገርበበፎ እኤ መጽሐፈ ብርሃን ሪሪ ንደኃር ሠላሳን ሠለስተን መዓልቲ ቤተ እግዚኣብሔር ከይኣተወት ትጽናሕ እዚ ድማ ካብ ደማ ክሳዕ ትነጽሕ ማለት እዩ። ለሪጋጋ ሥጋታ ያሟጭሟም ዘሌዋ ድጃ ሰበይቲ ምስ ሰብኣይ ከምኡ ኸኣ ሰብኣይ ምስ ሰበይቲ እንተ ደቀሰ ናብ ቤተ እግዚኣብሔር ኣይእተዉ ክሳዕ ሠርኪ ርኹሳት እዮም ድኅሪኡ ግና ብማይ ይተሓፀቡ ተጠራጠርቲ ግና ደም ዘለዋ ሰበይቲ ካብ ቤተ ክርስቲያን ኣይትከልከል በሃልቲ እዮም ክልክልቲ ምጂጺና ግና ኣብ መጻሕፍቲ በበዩበ ነሃቪከ ርበገርበበፎ እ መጽሐፈ ብርሃን ሪፊ ተጻሒፉ ኣሎ። እዚ ዝሙት በበዩበ ነሃቪከ ርበገርበበፎ መጽሐፈ ብርሃን ሪ ምፍታው እዩ ማቴ ። ናይ ዓለም ክ በከበፀ ነቪከ ዕበበኗርበበፎ ኒኬ መጽሐፈ ብርሃን ሪሪ ብርሃን። ከምኡውን ናይ እግዚኣብሔር ንእግዚኣብሔር ናይ ንጉሥ ኸኣ በከበፀ ነቪከ ዕበበኗርበበፎ እክ መጽሐፈ ብርሃን ሪሪ ንንጉሥ ሃቡ እዩ ዚብል ሪሁ ዌረሪ ጭሣር ወላጳ ግሂዳ ጨሌረሮ ኋግጄዳገዜቬሌጨሮያ ማቴ ሸ ሮሜ ሟ። ምፅራፍ ህ በእንተ ምዕዳን ዘክርስቲያን ክርስቲያን ዝኮነ ኩሉ ካብ ኩሉ ኣቐዲሙ ናይ ሥላሴ ሓድነት ሠለስተነትራ ምልኣት ስፍሓት ርቀት ብዚግባእ ፈሊጡ ካብ ድተ ኣካላት ወልድ ብዝተፈልየ ኣካሉ ካብ ሰማየ ሰማያት ወሪዱን ካብ ጭቐጭድስት ድንግል ማርያም ተወሊዱን ሰብ ከምዝኮነን ፈሊጡ ብሳ ዓ መቱውን ምእንታና ኣብ ባሕሪ ዮርዳኖስ ከምዝተጠምቀ ተጠሚቹ ኸኣ ምእንታና ማዓ መዓልትን ማዓ ለይትን ከም በበዘቨከ ኒበበ ኳፌ ኒኢ መጽሐፈ ብርሃን ዝጾመ ምእንታና ደተ ዓመትን ተ ወርኅን ምድረ እስራኤል ዘይሩ ወንጌል ከም ዘስተምሃረ ብድኅሪዚውን ምሸት ኃሙስ ነቲ ኅብስትን ነቲ ወይንን ኣክቢሩን ለዊጡን እዚ ሥጋይ እዩ እዚውን ደመይ እዩ ኢሉ ንሓዋርያት ከምዝሃቦም ብድኅርዚ ከኣ ዓርቢ ምእንቲ ደቂ ሰብ ኢሉ ካብ ኣይሁድ ዝተቐበሎ መከራን ግርፋትን ምግፋፍ ክዳኑን ብመሥማር ምሽንካሩን ኣብ ልዕሊ መስቀል ምስቃሉን ሙማቱን ፈሊጡ ብሞቱ ኸኣ ድደተ ሸሕን ተ ሚእቲ ዘመን ብኢድ ዲያብሎስ ተታጎጊኮዞም ዝነበሩ ነፍሳት ንሱ ከም ዘድኃኖምን ብድኅሪዚውን ደተ »መዓልቲ ጅተ ለይቲ ኣብ ከርሠ መቃብር ኃዲሩ ሰንበት ፍርቂ ለይቲ መቓብር ክፈቱለይ እምኒ ፈንቅሉለይ መግነዝ ፍትሑለይ ከይበለ ባዕሉ ብገዛእ ሥልጣኑ ምትንሥኡን ጓዓ መዓልቲ መጽሓፈ ኪዳን ከም ዘስተምፃሃረፈ ፈሊጡ ብቋጓዓ መዓልቱ ኸኣ ብቕዳሴ መላእኽትን ብውዳሴ ሊቃነ መላእክትን ንሰማይ ክምዝዓረገ ካብቲ ዝዓረጎ መዓልቲ ኸኣ ብዓሥራይ መዓ ልቲ ንሓዋርያት መንፈስ ቅዱስ ከም ዝሰደደሎም እዩ ምፍላጥን ምግንዛብን የድሊ። ብድኅሪዚ ኸኣ ነዚ ዓለም ንምኅላፍ ከም ዝመጽእ ኣሚኑ ተጠሚቹ ብሕግን ሥነ ሥርዓትን ፀኒዑ ነዚ ነገርዚ ኩሉ ፈልዬ ዘይፈልጥን ሥጋኡን ደሙን ዘይቕበል ሰብ ኩሉ ክርስቲያን እዩ ክጸድቕውን እየ ክብል በበዩበ ነሃቪከ ርበገርበበፎ እ መጽሐፈ ብርሃን ሪሪ ኣይግብኦንዩ። እዚ ኸኣ ናይ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ትእዛዝ እዩ እምበር ንሕና ካብ ልብና ኣንቂዕፅና ዘምጻእናዮ ኣይኮነን። በበዩበ ነሃቪከ ርበገርበበፎ ኳኤ መጽሐፈ ብርሃን ሪሪ ዐ ብድኅርዚ ንጐይታ ዓለም ክርስቶስ ዚግባእ ሥርዓት ኩሉ ፍቕርን ትሕትናን ምግባር ይግባእ ፍቕሪ እንተ ደኣ ዘየልዩ ክንጸድቕ ኢኖ መንግሥተ ሰማያት ክንኣቱ ኢና ማለት ፈጺሙ ኣይከኣልንዩ። የይቲ መልእኽተ ዮሐንስ ድ መልእኽተ ያዕቆብ መልእክተ ይሁዳ ራእየ ዮሐንስ ናይ ሥርዓት መጻሕፍቲ መጽሐፈ ሥርዓተ ጽዮን መጽሐፈ ትእዛዝ መጽሐፈ ግጽው መጽሐፈ ኣብጥሊስ ፅይ መጽሐፈ ኪዳን ይ መጽሐፈ ኪዳን ቀሌምንጦስ ዲድስቅልያ ሁ ሇህ ሎሙ ነዛ ም ሟ ሎ በበዩበ ነሃቪከ ርበገርበበፎ ኪኪ መጽሐፈ ብርሃን ሪሪ ጠቕላላ ናይ ሓዲስ ኪዳን መጻሕፍቲ ወድ ክሾኑ ከለዉ ጠቕላላ ናይ ብሉይን ሐዲስን ኪዳን መጻሕፍቲ ኸኣ እዮም። በበ ሃቨከ ርበባበበ ኳኤ መጽሐፈ ብርሃን ቋ ምምሳድ ቅዱሳን ቻፐምላድ ማለት ሓደ ኣብ ክንዲ ካልእ ወይውን ምእንቲ ካልእ ናብ እግዚአብሔር ምልማን ማለት ኮይኑ እዚ ድማ ቅዱሳን ሰባትን ቅዱሳን መላእክትን ካብ እግዚኣብሔር ብዝተዋህቦም ጸጋን ብዘለዎም ኽብርን ንድኹማትን ኃጥኣንን ንዝኾኑ ደቂ ሰባት ሩብ ኣግዚኣብሔር ወትሩ ከምዘማልዱን ከምዘተዓርቹኞን ምሕረትን በረኸትን ካብ እግዚኣብሔር ከምዘውህሀቡ ብብሉያትን ብሓዲሳትን ከምኡውን ብኣዋልድ መጻሕፍት ቤተ ክርስቲያን ብሰፊሑ ተገሊጹ እንረክቦ ትምህርቲ እዩ። ነ በከበፀ ነቪከ ዕበበኗርበበፎ ኳኤ መጽሐፈ ብርሃን ሪሪ አግዚኣብሔር ከኣ ኣብ ሰዶም ኣብ ማእከል ኣታ ከተማ ኃምሳ ጻድቃን እንተ ረኸብኩላስ ንብዘላ እታ ቦታ ምእንታኦም ኢለ ክንሕፋ እየ በለ።