Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ሄድሂነነ ላብርሃም ላሕታሚሟ ለምክታ ገምጋም መጽሓፍ መጽሓፍ ቅኔ ፍቕሪ ወይኸዓ ሞት መጃ መዕቁብ ውህሉል ዝኽሪ ኤርትራዊ ቃዝዝ ቃናዩ ሃይለ ቢዘን ኣብ ኤርትራዊ ባህሊን ያታን ዝጸንዑ ብፈትልታት ባህጊ ውሸጥናን ከዉን ደጌናን ዝተኣልሙ ኣድማሳዊ ቴማታት ፍቕሪን ከድዓትን ተስፋን ቅብጸትን ዘሰላስሉ ፈጠራዊ ጽባቐታት እዮም ኣብዛ ድርሰቱ ከኣ ብጥበብን ዕድመን ብርኸ ኢሱ ትርኑዕፅ መንነት ቅኔ ጸሓፊ ተወንዚፉ ብረቂቐ ሜላን ቅዲን ግጥሚ ረዚኑ ዝኣደኖም ፈጠራውያን ስራሓት ምስ ኣንበብቲ ዳግማይ ይራኸብ ዘሎ ተንከፍቲ መጽሓፍ ወይሸቆዓ ኣብ ቅንየት ፍቕሪ ምጾ ቃንዛታት ምፍንቓል ስደት ዝፈጠሮ ግዱድ ብሕትውና ጽምዋ ስምዒታት ባዶነትን በሰላ ስእነት ቤትን ዘተኩሩ ዓቀብቲ ኤርትራዊ እህህታ እዮም። እዞም ኣብ ዓሰርተ ምፅሪፍ ተጠርኒፎም ዘለዉ ከባቢ ዝ ዝኹኑ መበቆላውያን ግጥምታት ቀራና ሓሳባት መሰረታዊ ባህጊታትናን ስእነቶም ዝገደፈልና በሰላን ኣብ ሓደ መዓስከር ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ዝተኣስሩ ሰባት ዘንጸባርቐዎ ባህርያት ዝነግር እዩ። ካብቲ ኣቐዲሙ ዝነበረ ኣዝዩ ጨካን እዩ። ህይወት አሞ ከመይ ትኸእሉዎዶ ሩብሲ እዚ ግዜ ከመይ ይሓልፈልኩም። ገና ዓቅሉ ጸቢቡዎ ከመይ ኢሉ ኣዋርሕ ከጸንሕ ከም ዝኸእል እዩ ሓርቢቱዎ ዝነበረ። ህይወት ደኣ ተለማዳይ እዩ ሰሙን ከይጸናሕካ ኩሉ ከም ንቡር ከትወስዶ ኢኻ ሕጂ አኳ ሓቂ ዘረባ ብዙሕ ተስፋታት እዩ ዘሎ። እዚ መዓርፎ ነፈርቲ ከገፍሕ እዩ። ንስድራኣ እዩ ዝሓቶም ዝነበረ። ንእንታይይግበር ኩይኑ እዛ ቄልዓ ብዘይ ኣደኣ ቆቀሩብ ኣሸጊራትኒ አምበር ኣነስ ፍጹም ነዚ ቦታ ፈትየዮ ኣለኹ ኢሉ እናሰሓቐ ናብ ጓሉ አመልከተሉ ከምኡዩ ሚስተር ጀምስ ዝወረደካ ምቕባል እዩ። እቶም ከቢቦምዎ ዝነበሩ ከምቶም ኣቐዲሙ ኣብ ዕለታዊ ናብራኡ ዝገጥሙዎ አኳ አንተ ነበሩ ኣብ ሽዑ በጺሑስ ኣመና ደኣ ሓደሱዎ። ነዊሕ ከይጸንሐ ከኣ ከምኣቶም ኩይኑ ብዘይ ብስጭት ነቲ ዝወረዶ ከቐበሎ ይደናደን ኣዘራባኦም ድማ የቕቅንኦ። ምናልባት አዚ ጽሑፋት ንኸም ብዓል እንዳርጋቸው ጽገ ይጠቅም ይኸውን ከምቲ ዝብልዎ ካብ ዘይተጸበይዎ ቦታ ናብ ዘይተጸበይዎ ስለ ዝተወሰዱ። አዚ መቐለ ኣሉላ ኣባ ነጋ ዓለም ዓቀፍ ኣየርፖርት ዝብል ስም ማንም ሰብ ከርድኦ ስለ ዘየጸግም ከምኡ ኢሱ እንተ ቀጸለ ጸገም ዘለዎ ኩይኑ ኣይስመዓንን። እዚ ሕጂ ቀሩብ ዶ ኾን ነቶም ኣምሓርኛ ጥራይ ከንብቡ ዝደልዩ ከጸግሞም ይኸእልምበር ንጹር ትግርኛ እዩ። ኣብቲ መጽሓፍቲ ዝሽየጠሉ ኣከባቢ ምስ በጻሕና ቋንቋታት ኣምሓርኛን ትግርኛን ዝዛረቡ መንአሰያት ዕጐጐ ኢሎም መጽኡና መጽሓፍቲ ከንገዝእ ካብ መኪና ምስ ወረድናዩ። ነተን መጽሓፍቲ ብሓገዛ ዋና መጽሓፍቲ ከንርእየን እንተ ዘይንኸእል ባዕልና ካብቲ መጻሕፍቲ ኣምሓርኛ ከንፈልዮ እንተ ንፍትን ናይ ዕረፍተና ግዜ ምተወደእ። ምስ በልናዮ እዩ ዝረኸበልና። ካልእ የብልካን ሓተትኩዎ ነተን መጽሔታት ናብ ዝነበራኦ ከም ዝመልሰን ምስ ኣረጋገጽኩ። ናይ መለስ ዜናዊ ታሪኸ ህይወት እትገልጽ ምኺና ገንጺሉሱ እናርኣየኒ ኢደይ ናብታ ብኣዳም ረታ ዝተጻሕፈት ሓፍ እትብል መጽሓፍ ሰደድኩ።
ብመንጽር ዝተገጥሙሉ ግዜ ኣብ ከልተ ከፋላት ኮይኖም ቀሪቦም ዘለዎ ግጥምታት ኣብ ቀዳማይ ከፋል ብገምጋም ካብ ከሳዕ ዝተገጥሙ ከኹኑ ከለዉ ካልኣይ ከፋል ዘቼሙ ድማ ካብ ከሳዕ ኣብ ዘሎ ግዜ ዝተገጥሙ እዮም። አብቀዳማይክፋልተሓኞፎም ዘለው ግጥምታት ትዕዝብቲን ስምዒታትን ገጣሚት ዝዓብለሎም ከኹኑ እንከለው ኣብ ካልኣይ ክፋል ዘለው ግጥምታት ድማ ብቐንዱ ተመኩሮ ገጣሚት ዝዓብለሎም ኩይኖም ካከኹ ለኹ እኩብ ግጥምታት ገእ ስይ ቤያ አ ንረኸቦም ብሓፈሽኡ ከረአ እንከሎ ጓቋጅሹ ነቲ ኣብ ዓድና ቅድም ብባዕዳውያን ገዛእቲ ሕጂ ድማ ብዝገደደ ብደቂ ሃገር ገዛእቲ ዝግበር ስርሓት ምምያ ኣብ ፍርያት ፈጠራዊ ስርሓት ዘስዓቦን ዘስዕቦ ዘሎን ፅንወት ንገለ ከፋሉ ከተርእአየናን ከተዘኻኸረናን ትኽእል መጽሓፍ እያ ዝብል አምነትኣለኒ ብፍላይ እተልዕሎም ቴማታትን ጉዳያትን ኣብ ሃረና ኣይኩነን ከትጽሕፎሲ ከትሓስቦውን ኣብ ህይወትካን መጻኢኻን ዓቢ ሳዕቤን ዘኸትሉልካ እዮም ንምዝኸኻር ዝኣከል ብዙሓት ጸሓፍቲን ፈጠራዊ ስርሓትን ስርሓቶም ኣብ ኢድ ሳንሱር ምስ ኣተወ ብንቋ በየነ ሃይለ ብጎዲም ከአለት መንቅብ ዘናድዩ መመይትን ፈረድቲን ከሳብ ምልላይ ዝስእንዎ ተሰጥዩን ተጐይሑን እዩ ዝምለሰሎም እዚ ድማ ከንደይ ከንገር ከስነድ ከዝንቶ ዝግብኦ ዛንታታት ገሊኡ ኣብ ውሽጢ ደረስቲ ኣስኪኡ ግዜኡ ዝጽበ ገሊኡ ድማ ብኢድ መመይቲ ሓሊፉ ኣይኩነንዶ ድምጺን ትጽቢትን ባህጊን ኣንበብቲ ከማልእ ድምጺ ደረስቱውን ከሕሸኹሽኹ ዘይከአል ዝተጀለሐ ፍርያት ኩይኑ ዝተረፈ ቀጽሪ የብሉን። መገሻ ኣብ አትብል ካልእ ሓጻርዛንታ እቲ ዛንታ ኣዝዩ ዝርዝራዊ ብምኺኑ ኣንጻር ግዜ ዘይከድይ ደኣ ይኹን እምበር ኣብቲ ነዊሕ ዝርዝር ኣብ መንጎ ኣብ ስደትን ውሽጢ ኤርትራን ዘሎ ናይ ኣተሓሳስባ ፍልልይ ኣብ ስእነት ቀረባት ዘሎን ምስኡ ተኣሳሲሩ ዝመጽእን ምንጽጻር የኸእል። ዋላኳ ከልቲኦም ጥራሕ እንተ ነበሩ ኣብቲ ገዛ ዓው ኢላ ከትዛረቦ ኣይደፈረትን ናብ ማዕጾ ናይቲ ሽቓሸ ጽግዕ ኢላ ብትሑት ድምጺ ተዛረበቶ ፔርየድ መጺኡኒ ኣሉ ኣብ ስራሕ ድማ ከምዚ ከማኻ ሰባት ሒዞሞ ዕድል ከሊኦምኒ ውዒሎም ዚ ዲኺ ኸኣ ሕራይ ሓንሳብ ነቲ ቄልዓሞ አኣተሲአኪ መግብዮ ከሳዕ ዝወጽእ ደሓር ኣስቤዛ ዝጐደለ ንገርኒ ከምጽእየ ነብሳ ጸሲኣ ከነሳ እቲ ቁልዓ ድማ ኣደንገጻጸሞ ናብ መደቀሲ ከፍሊ ኣተወት እቲ ከልተ ዓመት ዘይመልአ ህጻን ተበራቢሩ ከነሱ ድምጺ ኣይገበረን ብባህሪኡ ጠምዩን ረሲሑን ኣይበከን እዩ። ብዛዕባ ስራሕ ዕድላት ናይ ደገ ዲስኮታት እናዕለሉ ኣብ ከባቢ ሌቫንዳ በጽሑ ብዛዕባ ጥዕና ግንኣይተሓታተቱን ከም ልምዲ ከመይ ኣሎ ስራሕምበር ከመይ ኣለኻ ጥዕናኻ ኢሉ ዝሓትት ዳርጋ የለን ኣብ ኩርናዕ ናይ ሌቫንዳ ከበጽሑ ከለዉ እቲ ፈለማ ብዛዕባ ኣኬባ ንኸሕብሮ ዝደወለሉ ሓላፊ ረኸቦ ዝአከቡ ኣባላት ውሒዶምዎዩ ኣብ መንገዲ ኩይኑ ከጽውዖምን ከዘከሮምን ኢሱ ንግዳም ናብ ጽርግያ ወጺኡ ኣበይ ደኣደንጐኹም። ደቆም ድማ ንህዝቢ ከውክሉ ይኸእሉ ናብ ከምዚ ዝበለ ዝርዝር ዘእቱ ምኽንያት ኣብ ትሕዝቶታ ስራሕ እቶም ስድራ ብድምጺ ወወገኖም ዝፈልዩሉ ፍጻሚ ብምህላዉ እምበር ንመጐት ከጥዕም ብሃውሪ ካብ ገደና ተሸምጢጡ ዝመጽአ ሓሳብ ኣይኩነን ደቀንስትዮ ድምጺ ናይ ምሃብ ሓሳብ ምስ ቀረበ ዝነኣሰት ጓል እታ ስድራ ዝኹነ ሃና ኣቦ ልዕሊ ካልኦት ድምጺ ከህልዎ ከም ዝግባእ ትምጉት እዚ ኣባህላኣ ንኣደኣ ካብ ኣቦኣ ኣትሒታ ትርእያ ምህላዋ ንጹር ኩይኑ ነቲ ሓደ ሰብ ሓደ ድምጺ ዝብል መሰረታዊ ኣምር ደሞከራሲውን ግምት ዝህብ ኣይኩነን ኣብዚ ነስተውዕል ሓደ ዝብል ቃል ንወዲ ጥራሕ ከስምዕ የብሉን። ኣብ መዛዘሚ እዛ ተዋስኦ ከምቲ እቲ መራሒ መደብ ዝሓበሮ ደቅና ንስመዓዮም ዝብል ርእሰ ነጥቢኳ እንተ ተሃርመ ሓሳብቶም ኣባላት ስድራ ግን ዝትግበረሉ ባይታ ከይረኸበ ይተርፍ ከምብል በለ አምበር ኣይተኻዕወን ዝብል ብሂል ናይ መወዳእታ ቃላትቲ ኣቦ እየን ናይ ሓደ ካብ ደቁ መልሲ ግን ኣዚኣ ኣብ መስተዩ ስዋን ኣረቂን ጥራሕያ ትሰርሕ ዝብል እዩ አዘን ናይ መውዳአታ ብዳእላ ቀሪበን ዘለዋ ቃላት ነዚ ተስፍ ኣፍሂሙ ዝዛዝም ደራሲ ነቲ ውድዓዊ ኩነታትታ ሃገር ብግቡእ ዝተረደአ ደራሲ የብሎ። ንጽልመፈጸምታዝብልኣምርኣብዛመጽሓፍ ከረአ እንከሎ ኣብተን ዛንታታት ንዘልዓሉ ዛዕባታት መደምደምታ ተፈጢሩሎም እዩ ዝላጂደርጳሕመደዷን ሓጸርቲ ዛንታታት ደንደን ሰለሙን እንተኹነ ምስ ጻዕቂ ፍጻመታት ነቲ ዝብተንን ዝእርነብን ዝመስል ኣብ ገለውን ነቲ ዝተባህለ ቅቡል መረዳእታ ሓጺር ዛንታ ዝጠሓሰ ዝመስል ኣዘናትዋ ወሰንወሰን እናረገጸ ነቲ ፍጻመታት እናኸምከመ ናብ ሓደ ጫፍ የብጽሖን ተዓጻጺፉ ጥበብ ጽውያ የርእን ነዚ ብገለ ኣብነት ንምስናዩ እታ ኣርእስቲ ናይዚ መጽሓፍ ዝሓዘት ንጉስ ገበን አትብል ዛንታ እንተንቢብና ንኣብነት እዛ ዛንታ ብጻዕቂ ፍጻመታት ዝመልአት ኩይና ኢና ንረኸባ። ኣብ ገለኡ ከኣ ዛንታ ብመንጽረትርኢት ቀንዲ ጠባይ ከም ዝዝንቶ ብምግባር መለሳ ከፈጥረሉ ይርአ እዩ ስለዚ ኣብቲ ዛንታ ዝተመስረተሉ ድራማዊ ከባቢ ዝንገር ርእሱ ዝኸኣለ ዝተፈላለየ ዛንታታት ገበን ቀንዲ ጠባይ ስለ ዘይተርፍ ኣንባቢ ብቐሊሱ ከስዕቦ ይኽእልዩ ዝብል መረዳእታ ኣለኒ ኣብዛ ዛንታ ኣዘንታዊ እቶም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝነበሩ ኩሎም እሱራት ነናይ ገዛእ ርእሶም ዛንታታት ከም ዘለዎም ነጊሩ ከሓልፍ እናኸኣለ ከም ቅምሶ ናይ ዝተወሰኑ ገበነኛታት ዛንታ ኣዕሲሉኖሎ ኣብዚ ነጥብዚ አዩ እምበኣር ብምዕራፋት ከመቓቐል ዝኸአል ናብ ማአከላይ ልበወለድ ወይ ኖቭል ዓይነት ኣዘናትዋ ገጹ ዝኸደ ዝመስል። ኣብ መወዳአታ እቲ ቀዳማይ ኣዘንታዊ ዘበገሶ ወይ ዘትሓዘና ገኮዳይ ብዓቢኡ ድማ ኣርእስቲ ናይቲ ዛንታ ዝተዋህቦ ጐዳይ መዕለቢ ይረከብሞ ዛንታ ይዛዘም ኣብዚ ምስጥበብኣናግራዛንታኣብ ዝተኣሳሰር ነጥቢ ብረሰዶም ዝብል ኣርእስቲ ዝተዋህባ ፈላሚት ዛንታ ዛ መጽሓፍ መሳጢ ዝኹነ ጥበብ ኣናግራ ካብ ዘለወን ዛንታታት ሓንቲኩይና ከም ዝረኸብኩዋ ከገልጽ እደሊ። እተን ምዉታት ኣናጹ ከም ዝውገዳ ይግበር ከምኡውን እታ ከተማ ብሩፍታ ተስተንፍስ እንተኹነ ዶር ሪዩ በዚ ከም ዘይብቀዐ ይጥርጥርች ብዛዕባ ቅርጺ ፌራን ብኸመይ ካብ እንስሳታት ናብ ሰባት ከም ዝመሓላለፍን ዝኣከል ዘንበበ ብምኺኑገለ ዝተጠጀአ ነገር ምህላዉ ይፈልጥ ነይሩ እዩ ሻቡ ለበዳ ንኦራን ብምዮጽጻሩ እቲ ሕማም ካብ ሓደ ዜጋ ናብ ካልእ ይመሓላለፍ ራዕዲ ድማ ነፍሲወከፍ ጐደና ተዘርገሐ ነዚኣ መጽሓፍ ንምጽሓፍ ካምዩ ንነብሱ ኣብ ታሪኸ ዝተፈለልዩ ፌራታትዩ ኣጥሒሉሱዋ ብዙሓት መጽሓፍቲ ኣንቢቡ ብዛዕባቲ ብጸሊም ሞት ዝፍለጥ ኣብ ከዘ ኣብ ኤውሮጳ ሚልዮን ሰባት ዝቐዘፈ ለበዳ ብዛዕባ ፌራ ኢጣልያ ኣብ ጐላጐል ሎምባርዲን ቬኔቶን ኣብ ዓም ሰባት ዘህለቐ ብዛዕባቲ ናይ ዓቢ ፌራ ሎንዶን ከምኡውን ብዛዕባቶም ኣብ ን ን ክዘ አብ ምብራቓዊ ገማግም ቺና ንዝረከባ ከተማታት ዘባደሙ ፌራታት ኣብ መጋቢት ካምዩ ንጸሓፊ ኣንድሬ ማልሩዬ ፌራ ንሰብኣውነት እንታይ ማለት ምሽኑ ንኸርዳእ ከም ዝደሊ ነጊሩፆ ዝይንቡር ከመስል ይኸእል ይኸውንዩ ወሰኸ ንሱ። ኩናት ብርግጽ ጥርዚ ዕሸነትዩ አንተኹነ ንኸኸትም ዝዓግቶ ኣይኩነን ዜጋታት ኦራን ከም ኩሎም ኣህዛብ ዓለምዮም ሰብኣውያንዮም ብለበዳ ኣይኣምኑንዮም ነይሮም ለበዳ ሰብኣዊ መቓንየብሉን ስለዚ ሰባት እዚ ከዉን ዘይኩነ መወዳእታ ዘለዎ ሕማቐ ሕልሚዩ እናበሉ ንነብሶም ይጥብሩዋ ህዝቢ ከተማና ካብ ዝኹነ ካልእ ሰብ ንላዕሊ ገበነኛታት ኣይኩነኑ ትሑታት ምኺን ረሲዕም ኩሉ ነገር ዝከኣሎም ምኺኑ ጥራይ ይሓስቡ ነበሩ አዚ ማለት ለበዳ ከጋጥም ዘይከኣልዩ ከም ምባል እዩ ንግዶም ናይ መገሻ ምድላዋቶምን ርእይቶኦም ምሃብን ቀጺሎምዎ ነበሩ ስለምንታይሞ ብዛዕባቲ ናይ መጻኢኦም መገሻታቶምን ከትዓቶምን ተጻይ ዝኹነ ለበዳ ፌራ ከሓስቡ ንነብሶም ከም ነጻ ቄጸሩዋ አንተኹነ ፌራ ለበዳን ደርቂን ከሳብ ዝሃለወ ዋላ ሓደውን ይኹን ከቶ ነጻ ኣይኩነን ኣብ ጥርዚ ናይቲ ለበዳ ሓሙሽተ ሚኢቲ ሰባት ኣብ ሰሙን ኣብ ዝሞቱሉ ዝነበረ ግዜ ሓደ ካብቶም ልሉያት ጸላእቲ ካሙዩ ኣብታ ልብ ወለደት ዝኹነ ቀሺ ካቶርሊኽ ኣባ ፓነሉ ይቐልቀል። ኣብ ቀንዲ ኣደባባይ ኣብ ዝርከብ ካቴድራል ድማ ነታ ከተማ ስብከት ኣስመዓ ከምኡውን ነቲ ለበዳ ብሰሪ ኣበሳ ወዲሰብ ካብ ኣምላኸ ዝወረደ መቐጻዕቲዩ ብዝብል ከገልጾ ይፍትን እቲቀንዲጠባይዛመጽሓፍ ዶርሪዩ ግን እዚ ከምዚ ዓይነት ኣገባብ ኣገላልጻ ኣፈንፈኖ እቲ ለበዳ ናይ ዝኹነ ነገር መቐጻዕቲ ኣይኩነን። ከምኡ ኢልካ ምሕሳብ ዓለም ቅኑዕን ጌጋን ወይ ድማ ገለ ዓይነት ሜላ ኣለዋ ኢልካ ከም ምሕሳብዩ ከኸውን ዶር ሪዩ ሓደ ንእሽቶ ንጹህ ቄልዓ ኣብቲ ዝሰርሓሉ ሕከምና ከመውት ይዕዘብ ከምኡውን ዝተፈልየ ርድኢት ይውንን ስቓይ ብሃውሪ ከም ዝዕደል ትርጐም ዘይብሉ ቅጥዐምግባር ዘይብሉን ሓይሊ ብሱሩ ሃዚልን ካልእ ካብኡ ዝሓሸ መግለጺ ከወሃቦ ዘይከኣልን ነገር እዩ እቲ ሓኪም ኣንጻር ሞት ደኺመ ከይበለ ይሰርሕ ንስቅያት ናይቶም ኣብ ዙርያኡ ዝርከቡ ከቃልል ይፍትን መልኣኸ ግን ኣይኩንን ኣብ ሓደ ካብቶም ቀንዲ ማእከላይ ዝኹኑ መስመራት ናይታ መጽሓፍ ካምዩ ከምዚ ይብል ሉዚ ዝግበር ዘሎ ነገራት ብዛዕባ ጅግንነት ኣይኩነን ብዛዕባ ጭውነት እዩ እቲ ሓሳብ ዘስሕቕ ከመስል ይኸእልዩ አንተኹነ አቲ እንኮ ኣገባብ ቃልሲ ኣንጻርዚ ለበዳ ጭውነት ጥራሕ እዩ። በዚ መሰረት ኣብ ኩሉዚ ዛንታታት ዝውቱር ኩይኑ ቀሪቡ ዘሎ ኣብ ምግላጽ ፍጻመታት ኣብ ከንዲ ትኹረት ምግባር ናብ ውሸጢ ኩነት እቲ ሰብ ወይ ጠባይ ብኣእምሮኡ ኣቢልካ ናብቲ ሰብ ብምትኳር ዛንታ ምንጋር እዩ። ኣብ ብዙሕ ዛንታታት ከም ዝርአ ብሰባዊ መዳይ ኣቢልካ ታሪኸ ከም ዘለዎ ናይ ምንጋር ዝምባለ ይርአ እዩ። ኣብዚ መዳይዚ ደራሲ ነቲ ኣብ ዝተፈላለየ ኩነታት ዝስራሕ ስነኣእምሮ ሰብ ከርኢ ኣብ ዝገበሮ ጻዕሪ ተዓዊቱ እዩ። ንኣብነት ኣብተን ምስ ኩናት ዝተኣሳሰራ ዛንታታት ብዛዕባ እቲ ኩናት መን ምስ መን ይገጥም ኣየናይ ገጽ ናይቲ ኩናት ኢኻ ትወስድ ከም ደራሲ ብግቡእ ሓሲቡ ሰሪዑዎ እዩ ኩናት አቲ ከፍኣቱን ጭካነኡን እንታይ ከም ዝሓትት ከርኢ ኣብ ርአሲ ምኸኣሉ ካብ ኣብቲ ፍጻመን ዘወርቱን ኣብቶም ግዳያቱ ዝኹኑ ተራ ሰባት እዩ ኣተኩሩ እቲ ናይ ሰብ ውሽጢውሻጠ ኣብቲ ህይወት ዝውሕጥ ኩናት ኩነ ድሕሪ ኩናት ዝስራሕ ሰብ። ግዜ መገሻኦም መዓልታትን ዓመታትን ብዝወሰደ መጠን ኣብ ስነልቦናኦም ዝስርሕዎ ከመይ ዓይነት ከም ዝኹነ እተርኢ እያ ብተመሳሳሊ ንዛንታ ትጽቢት ጻውዒት ተለፎን እውን ብናይ ምጽባይ ኩነተኣአምሮ እዩ ነቲ ዛንታ ዝነግሮ አቶም ኣብ ጻማአም ወይውን ንኣበርከቶኦም ኣብ ቃልሲ ኣፍልጦ ከረኸቡ ምኺኖም ዝተነግሮም ኣቦ ብትጽቢት ተስፋ ከመይ ኢሎም ንኸንድኡ ዓመታት ከም ዝተጓዕዙን ዝኣረጉን ኣብ መወዳአታ ድማ ከም ዝሞቱን ይጸውየና። አዚ ማለት ከም ሓደ ዜናዊ ጸብጻብ ኩይኑ ዝቐረበ ዛንታ ፍጻመታት ኣብ ርእሲርእሲ እርይሞጽር ኢሉ ዝርዝራት ዘቕርብ ንኣስተንትኖ ዕድል ዘይህብ ድፉን ምስ ዝኸውን ንምባል እዩ። በዚ መንጽር ምስ ዝርአ እዚ መጽሓፍዚ ኣንባቢ ንኸኣቱ ኣትዩ ከግምት ከዛምድ ከተኣሳስር ከነጻጽርን ናቱ ከወስድ ዘኸአሎ ቦታ ከረከብን ርሑው እዩ ኢለ እግምግም ኣንባቢ ከመይ ኣቢሉ እዩ ናብ ሓደ ስነጽሑፋዊ ስራሕ ዝኣቱ ዝብል በዳሂ ስራሕ ሓደ ደራሲ እዩ። ካልእ ስለ ዘየሎ ዝብል ኣርእስቲ ከህቦ እንከሎ ንመጽሓፍ አኩብ ዛንታታቱ ኣንባቢ ንምሱእ እቲ መጽሓፍ ኣንቢቡ ነናይ ገዛእ ርአሱ ግምት ከወስድ ከፉት ይገድፎ ካልእ ስለ ዘየሎ ዝብል ኣርአስቲ ዝሓዘት ዛንታ ኣብ ውሽጢቲ መጽሓፍ የላን ስለዚ ኣንባቢ እንታይ እዩ ኣብ ውሸጢ ዘሉ። እንታይከ እዩ ዘየሎ ዝበሃል ዘሎ ደራሲ ምስ ጽሕፈቱ ድዩ ወይስ ካብኡ ንዝዓቢ እዩ ዝእምት ዘሎ ካብ ዝብል መባእታ ግን ከኣ እናተወሳሰበ ሕቶ ኣብ ርእሲ ሕቶ አናደርደረ ዝኸይድ ኩይኑ ይስምዓኒ። ኣብ ዛንታታትውን ምስ እንርኢ ኣብ ኩሉኳ እንተ ዘይተባህለ ኣብ ሓያለ ዛንታታት ተመሳሳሊ ጥበብ ከጥቀም ይርአ እዩ። ብዓይነት ቅብብልኣዘንተውቲ ዝንገር ዛንታ እዩ ነገርቲ ዛንታ ደራሲን ባዕሉን ገለ ካብ ኣዕሩኸቱን ኣብቲ ከዉን ዓለም እዮም ኣብ ርእሲዚ ብፍሉይነት ዝግለጸሉ ኣነጋግራ ዛንታ ድማ ዋና ናይቲ ዛንታ ዝተመከነሱ ካፊተርያ ዛንታ ተረኪቡ ከቐጽሎ ምኸኣሉ ጥራይ ዘይኩነስ ነቲዛንታ ዝቕጽለሉ ናብ ካልእ መካነዛንታ ወሲዱ ማለት ኣብ ጋዜጣ ዓምዲ ስነጥበብ ብዘውጽኦ ጽሑፍ ምኺኑ እዩ። ኣብ መደምደምታ እዚ መጽጸጽሓፍዚ ኣብ ታሪኸ ስነጽሑፍ ሓጺር ዛንታ ትግርኛ ኤርትራ ብጥበብ ኣጸሓሕፋኡ ትሕዝቶኡን ኣቀራርባኡን ናይ ገዛእርእሱ እምነኩርናዕ ዘቐምጥ ምርኡይ መጽሓፍ እዩ ኢለ አግምግም ሐጺር ዛንታ ትግርኛ ኣብ ታሪኸ ስነጽሑፍ ኤርትራ ከም ርእሱ ዝኸኣለ ጅር ኣብ መፋርቕ ታት ኣብ ግዜ ዕጥቃዊ ቃልሲ ኣብ ሜዳ ኤርትራ ብዝካየድ ዝነበረ ናይ ትርጐም ስርሓት ውድድራትን ኣስተምህሮታትን ከምኡ ድማ ኣብ ኣስመራ ኣብ መወዳእታ ታት ኣብ ዝተዋህበ ስልጠናን አዩ እናተፈልጠ ዝመጽአ አብዚ መስርሕ ዕብየቱ ድማ ብፍላይ ስርሓት ሚኪኤል በርሀን ኣንገሶም ኢሳቕን ኣብ ናይ ተነባቢ ደረጃኡ ከበጽሕ እምነ ኩርናዕ አንቢሩ አዩ። ኣብ ትራንዚት ነዊሕ ከጸንሕ ዝደሊ ሰብ ከም ዘየሎ እንፈልጦ ሓቂ እዩ። ብኽንደይ ተፍትሽ እተንመንገዲ ኣየራት ከኣ ምእማንኣብየናና ሕጂ ኣብ ወርሒ ምስተን ዝመጽኣ ነፈርቲ ሓደ ዕድል እንተ ገይርና ከኣ ከልተ ሰባት ንሰድድ ቀዳምነት ዝወሃቦም ዝሞቱ ቁቄልዓሰበይቲን ኣረግቶትን እዮም ብዝኹነ እቲ ዛንታ ነዊሕ እዩ ቀስ ኢልካ ትሰምዖ። ህይወት ደኣ ተለማዳይ እዩ ሰሙን ከይጸናሕካ ኩሉ ከም ንቡር ከትወስዶ ኢኻ ሕጂ አኳ ሓቂ ዘረባ ብዙሕ ተስፋታት እዩ ዘሎ። እዚ መዓርፎ ነፈርቲ ከገፍሕ እዩ ዝብል ዘረባታት ኣሎ አዚ እንተ ገፊሑ ናይ ስራሕ ዕድላት ከኣ ማዕረኡ ከገፍሕ እዩ። እቲ ካብ ነፋሪት ምስ ወረድካ ኣብ መዕርፎነፈርቲመቐለእትረኸቦጽሑፍከምዚ ይብል መቐለ ኣሉላ ኣባ ነጋ ዓለም ኣቀፍ ኤርፖርት ፈለማ ትግርኛ ጸኒሑ ኣምሓርኛ ደሓር ድማ እንግሊዝኛ ዋላኳ ብፊደላት ግእዝ ዝተጻሕፈ እንተኹነ ምናልባትዶ ካብ ትግርኛ ናብ ኣምሓርኛ ድሕሪኡ ድማ ናብ እንግሊዝኛ ንምስግጋር ዝተታሕዘ መደብ ኣሎ ኩይኑዩ ኢለ። ኣብ ጐደና ጅብሩኽ ወይ ድማ ኣብ ጐደና ቀጽሪ ኣብ ከባቢ ሓርማዝ ሆቴል ቅድሚ ሞሞና ሆቴል ምብጻሕካ ኣብ ሓንቲ ሊስትሮ ዝተጻሕፈ መወዓውዒ ድማ ከምዚ ይንበብ ኑየንልዩየጥርስህከምናናይዚጽቡቕቐነገሩ ኣምሓርኛን እንግሊዝኛን ደባሊቹ ምህላዉ እዩ።