Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
በ ኮው ር መክ ው ው መመ ይግራኣዝማቲ ገረመድህን ይትምኒት ይለምለም ይለተሱስ ይሚካአል ጎበዝ ወድ ዓመት እዩ። ፏጽቋሀዝቋ ብ ወርሒሓምለ ዓም ኸኸስዓ ኣብ ክልተተኸፍለ። ከም ባህሪኡ ናብ ትግራይ ትግርኛ ገጹ ዘብል ቋንቋ ዝፅብልል ድማ ናብ ዘይተርፍ ፋሉላዊስርዓት ምምራሕ ማለት እዩ። ንምስጋና ናይቲ ዝውፈየሉሎም ሓገዝ ድማ ኣብ ናይ መጀመርያ እዋናት ምስቲ እተወልድሉ ዓድታቶም ብዝምድና ተኣሳሲሮም ክጸንሑ ንማለት ነቲ ኣብ ኤርትራ ዝምስርትዎ ዓድታት ስም ኖይቲ ዝውለድሉ ዓድታት ከልብስዎ ዝሓሸ እዩ። ብዝተረፈ እዚ ይሓይሽ ዝበሃል ዘሉ ስርዓትናይ ማእቶት ኣገባብን ኣብ ዓድሓበሻ ጥራሕ ከይተወሰነ ኣብ ኤውሮጳ እውን ዝተራእየ እዩ። ብፍሳይ ድማ ናይ ሩስያ ሚር ጥንቁቕ ናቱ ቅዳሕ እዩ ምተባህለ።ዩ ምስ ዝበሃል እውን ናይ ተራድኦ ኣገባብ ኣወዳድባ እዩ መፍትሒኡ። ስዒቡ ዝቕጽል ጉዳይ ግብረመሬት ዝምልከት እዩ። ብዛዕባ ናይ ኢትዮጵያ ስነሕጊ ኣብ ዝጠቐስኖሉ ትሕዝቶኡንኣገባቡን ተገሊጹ እዩ። ዝፍቀድ ዋንነት መሬት ኖይ ሓባር ብምኻኑ ግብሪ እውን ብሓባር ንመጮላእ ዓዲ ዝምልከት ጉዳይ እዩ። ኣገባብ ኣጠራንፋኡ እውን ስሰሩፅ እዩ። ግብሪ ክበሃል እንከሎ ውልቀሰብ ዘይኩነ ዓዲምሉእ ብዝተወሰነሉ ገም ጋም ክኸፍሎ ዝግደድ ኖይ መሬት ቀረጽ እዩ። እዚ ድማ ንመላእ ህዝቢ ደቀባት ብኣወንታ ዝጸሉ ውሳነ ክኸውን እዩ። ዝተርፍ ብዛፅባ ግቡእ ሃገራዊኣገልግሎት እዩ። ድማምስ ማሕበራዊ ስርዓትንፖሊቲካዊ ዝምድናታትን ኩነ ምስቲ ደፋእ እናበለ ዝኸይድ ምዕባለሰላምን ግዝኣትና ጸቢብ ምትእስሳር ዘለዎ እዩ። እቲ ቀዳማይ ውዕላትቶረንስራ ንሓደ ብሞራል ዝሰነፈንጐደሎ ጥዕናንን ተባሂሉ ምቕሃሙ ዘይተርፎ ውሑድህዝቢ ንዝርከብዎም ሃገራት እዩ ተተሊሙ። ዓቢ ገድሊ እዩ። ንክትሓስቦ ዘጸይፍ ክነሱ ድማ ብመጽናዕቲ ነቲ ህዝቢ ምጽናት ዘይክኣል እዩ። ኩሩዕንመስተውዓልን ህዝቢ ስለ ዝኹነ ድማ ብዓሌታዊኣድልዎ ክምለኽ ዘይሕሰብ እዩ። ኣብ መወዳእታ ድማ ሰረሃሦ ፖምዱድጳዎ ምስቲ ኣብ ኢትዮጵያ እውን ተሓቲቱ እተፈቐደ ትካል «ኢጣልያዊ ቤተክህነት» ዘይቃዶ ስርዓት እዩ።
ከምዚሉ እውን እቲ ዞባ ካብ ጽፍሒባሕሪ ክሳብ ሜትሮ ንላዕሊ ክሳብ በረኽቲ ሰሜን ኣብ ሰለስተ መድረኻት ይኽፈል ኣብ ታሕቲ ካብ ጽፍሒባሕሪ ክሳብ ሜ ክብ ኢሉ ዝርከብ መሬት ሞ ተባሂሉ ክስመበ እቲ ካብ ክሳብ ሜ ኣብ ሞንጎ ዝርከብ ቦታ ፍረወይኒ ዝበሞሎ ኩይኑ መይንዴፖ ዋላውን ኣብዚ እዋናትዚ ዘገዳማዊ መልክዑ እንተሓዘ ፍረወይኒ ኣብዚ ቦታዚ ተዘሪኡ ዝዓምበበንዝበርከተን ተኽሊ እዩ ነይሩ። ኣብ ንግስነት ትግራይ ብቀንዱ ድማ ኣብ ምድረ ባሕሪ ማለት ኣብ ኤርትራ ዝርከቤ። ኣብቲ እዋንቲ«ኢዮአስ» እተባህለ ንጉስ እዩ ኣብ ስልጣን ዝነበረ። ኣብ መጀመርያ እዋናት ንእስነቱ ድማ ኣገልጋሊ እዩ ዝነበረ። ነዚ ድማ ደራኺ ኩይኑ ዘቀላጠፈ ረቐሒ ቱርኪ ንባጽዕ ወሪሮም ኣብ ዝነበርሉ እዋናት ኣብ ገማግምባሕሪ ዝነብሩ ህዝብታት ኣብ ምስልምና ኣሚኖም ነቲ ብቱርኪ ኣብ ሕርጊጎ ዝቐመ ናይ «ናይባትስልጣን» ምስ ተቐበሉ ባሕረነገስታት ካብቲ ምስ ገማግምባሕሪ ዝነበሮም ምትእስሳርንዝምድናን ተነጺሎም ብምጽናሖም እውን ዓቢ ግደ ተጻዊቱ እዩ። እወ ኣብ ክንዲ መግዛእቲ ናይቶም ብ« ክኔው መረብ» ዝመጹ ኣብ ኤውሮጳ ድማ ብጌጋ ኣሕዋት ወይ ደቅ ሓደሃገር እዮም ተባሂሉ ዝእመን ዝነበረ እቲ ህዝቢ ስደት እዩ መሪጹ ። ኣብ መረብምላሽ እቲ ነዊሕ እዋን ዝጸንሐ መኩንኖዊ እንዳጸዓዛጋ ኩነ ስዒቡ ድማ ኣብዚ ናይ መወዳእታ እዋናት እዚ ቦታዚ ርእሱ ዘመሓድረሉ ዝነበረ ጊዚዜ ንባፅሉ ራእሲወለንኪአል በዓል ሃዘጋ ከምዚ ዝበለ ሰልጣን እዩ ዝነበሮም። ህዝብታት ደቅ ሻሓይ ኣብ ዓሳውርታ ኣብ መወዳእታ ድማ ደቅዓንዱ ኣብ ትግራይ እዩ መሰረታቶም። እቲ ቀዳማይ ናይ ድምበዛን እዩ። እዚ ጉልትዚ ኣብ ህልዊ እዋን ኣብ ዞባከረን እዩ ተጠችቕሊሌሉ። ዓድንፋስ እውን ኣብ መሬት እዚ ጉልትዚ እዩ ዝኣቱ። ብዘይካዚ እውን እቲ ኣብ ሞንጎ አንዳታት «ጸዓዘጋ» «ሃዘጋ» እተራእየ ናይ ሓድሕድኩኖናት ኣብዚ እዩ ዝነበረ ዓውዱ። ኣብ ዘለናዮ ክፍለዘመን ኣብ መጀመርያ እዋናት መግዛእቲኢጣልያ ምኻኑ እዩ ኣብ ድምበዛን ብውዲት ናዕቢ ቅትለት እዩ ወትሩ እቲ ናይ ምምሕዳርስልጣን ዝረጋገጽ። ኣብዚ እውን ከም እተጠቕሰ ኣብቲ ህዝቢ ናይ መበቆል ኣፈላልያ ድኣ ይሃሉምበር ካብ ነዊሕ እዋን ኣትሒዞም ፈጺሞም ተዋሃሂዶም ኣብ ቁንቀቁሃይማኖት እውን ይመ ሳሰሉ እዮም። እዚ ዝኹነሉ ምኽንያት ድማ እቲ ህዝቢ ተረዲእዎ ከም ዝጸንሐ እቲ ብመኳንንቲጸዓዘጋ ምስ ሃጺየት ዓድሓበሻ ክፍጸም ዝጸንሐ ስምምዓት ውዒሉሓዲሩ ንርእሰምምሕዳር መረብ ምላሽ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ምኺኑ ጥራሕ ዘይኩነ እቲ ንሃይሉንዘርኢ ሃይሉን ክፍቀድ እተባህለ ሓርነት ኣብ ግብሪ ምስ ዝውዕል ከምቲ ኣብ ክኔውመረብ ካብ ነዊሕ እዋን ተተኺሉ ዝጸንሐ ሓያል መስፍናዊስልጣን በዚ ወገን ዚ እውን ምትካሉ ከም ዘይተርፎ ስለ ዘይሰሓትዎ እዩ። እንጋንኣት እገላሓመስ ኣብ መወዳእታ እዋናት ናይ ዝጸንሐ ንግስነት ነቲ ከም «እንጋንኣ ዝፍለጥ መሬት ዘሪፉ ነቶም ኣብዚ ዝነበሩ ዓድታት ኣብ ሞንጎቶም ሰለስተ እተጠቕሱ ጉልቲ ተማቼልዎም እዩ ነይሩ። ህዝቢ እንጋንኣ ነቶም ኣብ ሰራየ ኣብ ጉልቲጉንደት ዝነብሩ ኩነ ነቶም ኣብ ዓይላቆሓይን ዝነብሩ ህዝብታት እዩ ዝመስል። መብዛሕትኡ ጊዜ ድማ እቲ «ይብጻሓኒቅ» ዝብል ጠለብ ኣብ ዝነበረ ድኹም ዕብለላ ናይ ዝሓለፉ ኣባሓጎታት ወይ ጨንፈር ሓደእንዳ ኣብ ልዕልቶም መንቀሊ ሞጐት ዝኹኑ መሬት ወይ ዓድታት እዩ ምርኩሳኡ ዝነበረ። እቲ መሬት ከም ሓቁ ኣብ ማይጻዕዳ እዩ ዝኣቱ። እቲ ገዳም ግን ኣብ ትሕቲ ጉልቲኩዶፈላሲ እዩ ዝነበረ። እቶም ተዳሞት ክልተዓድታት ኣብ ተኸላ እቲ ሳልሳይ ድማ ኣብ መራጉዝ እዮም ዝርከቡ። ኣብ ጥንቲ መላእ ምድሪ ማይጻዕዳ ሓደ ጉልቲ ኣብ ዝነበረሉ «ደርዓንቶ» እዩ ርእሰከተማኡ ዝነበረ። እቶም ቀዳሞት ክልተዓድታት ኣብ ተኸላ እቲ ሳልሳይ ድማ ኣብ መራጉዝ እዮም ዝርከቡቤ። እንሆ እምበኣርከስ ኣብ ሰራየ ህዝቢ እዩ ዝነበረ። ስዒሩ እዩ ኣብ ምምሕዳር ዝነበረ። ኣብ መወዳእታ እዋናት ንግስነት ሃጸይዮሃንስ እዩ ካብ ምምሕዳር ናይቲ ጉልቲ ተቐንጢጡ። ክፋሉ ኣብ ቆሓይንሕእሕቲ ካልኣይ ድማ ኣብ መራጉዝ እዩ ዝኣቱ። ሃጸይ ዘርአያቆብ ኣብ ንእስነቱ ካብ ናይ እስላምወራር ከምልጥ ኣብዚ ደብርዚ መሕብእንዑቕባን ስለ ዝረኸበከሕም ምስጋና ንደብሪማርያም ካብ ዘበርከተሉ ህያባት ሀ ምድሪ ዓይላ ከም ጉልቲ ለ እቲ ብፍላይ ከም ደብሪማርያም ዝፍለጥ ምድርን ኣብ ከባብታት ናይቲ ደብሪ ዝርከቡ ዓሰርተውክልተ ዓድታትን ሐ ካልእ መሬት ዓድታትን ኣብ ቆሓይን ዓረዛ ማይጻፅዳ ኣብ ሽረኣድያቦ እውን ከይተረፈ ክጥቀሱ ይከኣሉ። ብዝኹነ ግና ኣብ ታሪኻውንማሕበራውን ፍሉይነት ናይዚ ወረዳ እውን ከም ዝምስከር ኣብ ዝኹነ ይኹን እዋን ጐይትነት ናይቲ ደብሪ ኣብ ልዕልዚ «ምድሪ ደብሪማርያም» እተባህለ መሬት ዘቂረጸሉ እዋን ኣይዝከርን። ኣብ መወዳእታ ድማ ኣድላይ ኩይኑ ክጥቀስ ዝግብኦ እቲ ግዙፍጉልቲ ዓድ ሞንጎንቲሰራየ ሓድሓደ እዋን ነቶም ዘርኢምልጋእ ዝኹኑ «በራቺት ብዝብል ናይ ሓባር መጸዋዕታ ዝፍለጡ ኣብ መራጉዝ ዝርከቡ ዓድታት ይብጽሑኒ ኢሉ ይምጐቶም እዩ። እተባህለ ንጉስ ዓድሓበሻ ይገዝኣሉ ኣብ ዝነበረ እዋን እዩ ነቢሩ መራሒ ናይ ኩሎም ኣብቲ እዋንቲ ኣብ ሓማሴን ዝነበሩ ዓድታት ምኻኑውን ይፍለጥ። ኣብ ሞንጎ ዓም ኣብ ዘሎ እዋናት ኣብ ሓማሴን እዚ ናፍጻሜታትዚ እና ተኻየደ ኣብ ኣምሓራትግራይ ጸብለልትነት ንምርግጋጽ ኣብ ሞንጎ ራእስታት ወልደስላሴ ጉግሳ ዓሊ እስባጋዲስ ደጊያትውቤ ሓያል ኖይ ስልጣን ውድድር እዩ ዝነበረ። ኣብ እምባሰላማ ምስ ኣቦኡ ተኣሲሩ ኣብ ዝነበረ እዋን እዩ ሞይቱ። ኣብ እንዳባ መጣዕ ኣብ ሓላል ከባቢታት ድባርዋ ኣብ መወዳእታ ድማ ኣብ ዓድ ተኸላይ ዓረደ። ናይ ሓዊ ብረት ኣብዚ ዓዲ ካብ ዝኣተወሉ እዋናት ኣትሒዙ እዚ ክፍለሰራዊትዚ ኣብ ትግራይ ኣብ እተኻየዱ ውግኣት ውሑድ ጊዜ እዩ ተሳቲፉ። ዮሃንስ ሃጸይ ተባሂሉ ዘውዲ ይደፍኣሉ ኣብ ዝነበረ እዋናት ኣብ ዓድሓበሻ ኩነ ብፍላይ ድማ ኣብቲ ብዝያዳ ዘገድሰና መረብምላሽ እተኻየዱ ፍጻሜታት ንምብራህ ንሱ «ሃጸይ» ተባሂሉ ዘውዲ ይደፍኣሉ ኣብ ዝነበረ እዋናት ኣብ ሞንጎ ግብጺዓድ ሓበሻን ዝነበሩ ዝምድናታት ብሓጺሩ ምግላጽ ኣድላይ ክኸውን እዩ። ኣብ ሞንጎ ዓም ኣብ ዘሎ እዋን እስማዒልፓሻ እተባህለ ሳልሳይ ውላዱ ን መሓመድዓሊ ነቲ ኣብ ህልዊእዋን ኣብ ስልጣን ዝርከብ ግብጻዊስርወ ዝመስረተ እዩ። ኣብ ሞንጎ ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ግብጻውያን ኣብ ጋሽ ዓሪዶም ፅርዲከሰላ ሃኒጾም ንህዝብታት ሓለንጋ ዓልገደን ሰብደራት ብንዓምር ግእዛዊ ወይ ኢትዮጵያዊ መበቆል ዘለዎም ህዝብታት መሊኾም ኣብ ሞንጎዚ ሓድሽ ግዝኣቶምን እቲ ኣብ ቀይሕባሕሪ ዝነበረ ጥንታዊ ዋንነት ቱርክን ዝነብሩ ህዝብታት ብዙሓት ብናትና ናይ ኢጣልያ ኖይ እዝንሞቅጽጽርን ሓላፊ ካብ እንግሊዘኛ እተተርጎመ «ሓበረታ ብዛዕባቶም ኣብ ሱዳን ቀይሕ ባሕሪ ኤኳቶር ዝርከቤ ወረዳታት ግብጺ» ዝብል ጽሑፍ አእተረኸቡ ሓበረታ። ይ ምዕራፍ ብመሰረት ናይዚ መንግስቲግብጺ ኣብ ጐላጉል ሓይለት ኣብ ሰንሒት ኣብ ሱዳን ብተወሳኺ ውን ብግሉጽ ይኹን ብሰላሕታ ኣብ ምሉእ ኣፍሪቃዊገማግም ቀይሕ ባሕሪ እተፈልጠሉ ዋንነት እምበኣርከስ ዓድሓበሻ ብግብሪ ኣብ ናይ ግብጺ ከበባ እዩ ዝነበረ ምባል ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ኣይከውንን። ሃጸይዮሃንስ ኣብ ደብርታቦር እዩ ዝነበረ። እቲ ካብ ጥንቲ ተዓቂቡ ዝጸንሐ ነጻነት መረብምላሽ ኣብ ናይ መወዳእታ እዋናት ኣብ ፋሉልነት ተስፋ ምቕራጽን ምዝምባሉ ብዘየገድስ ራእሲ ወለንኪአል ምስ ተኣስረ እዩ ህላዌኡ ኣብቂዑ። ድማ። ኣብ ካልእ ወገናት ናይዚ ጽሑፍዚ ከም እተዓዘብናዮ ኣብ ምምሕዳር ጥንታዊ ንግሰነት ኢትዮጵያ ክብሪ ናይቲ «ባሕረነጋሲ»ጋ ዝብል ሽመት ደድሕርቲ ኣብ ኣኽሱም ዝመናበሪኡ «ሃጸይ» ወይ ንጉሰነገስት እዩ ዝነበረ። እዚ ፈለግዚ ካብቲ ዝምንጭወሉ በረኸቲ ብዝወረደ ብዕሹግ መንቀራምችርሮታት ግዒዙ ሎሚ ኣብቲ ቦታቲ ኣብ ጸቢብደንደስ ተወሲኑ ኣብ ብሪቲሽሙዝኡም ዘገልግል ዝነበረ ነፍስሄር ዱዶዝረጋቻታእጽ መ ኣብ ኣስመራ ብቃሉ ከም ዝገለጸለይ ቀጺሉ እውን ባዕሉ ኣብ ዝጸሓፎ ድርሰትን እቲ ኣብ መጽሓፍቅዱስ ከም «ኦፊር» ዝጥቀስ ቦታ ኣብ ሞንጎ ወሽመጥሶፋላ ን እቲ ግርማ ዝመልኦ ምስጢራዊ ዖኖታት ዚምባብወን ከም ዝርከብ ይኣምን። ዘርኢ ናይዚ ውላድዚ እዩ ድማ ነቶም ብሓፈሻኡ ኣብ ምሉእ እዚ ዞባዚ ብፍላይ ድማ ኣብ ትግራይ ዘስሰፋሕፈሐ ናይ ኣገልገልቲ ዝበሃል ወጦለዶ ዝፈረየ። እዚ ኩይኑ ግን እቲ ልኡላዊስልጣን ወትሩ ኣብ ሰሜናዊክፍሊ ኢትዮጵያ እዩ ጸኒሑ። ኣብ ሞንጎ ዓም ኣብ ዘሎ ዓመታት ገረንፍኤል ኣብ ብሉጽ እዋናቱ እዩ ዝነበረ። እዚ እቲ ቀዳማይ ክሳራ እዩ ዝነበረ። ስርወጉግሳ ጽ ኣብ ዝሓለፈ ክፍለዘመን ኣብ «የጁ ይነብር ዝነበረ ኣብ ምስልምና ዝኣምን ሓደ ናይ ኃጋዛሕጋቓ ሓርነቱ ኣረጋጊጹ ዕቤት ምስ ደለበ ኣብ መላእቲ ንግስነት ገባርንሓዳግን ክኸውን ከኣለ። ስለ ዝኹነ ድማ እዞም ክልተመሳፍንቲ ሓድሓደ እዋናት ን መሥን ይዕብልል ክቃለሱ ኣብ ካልእ እዋን ድማ ቅውምጭቡበጥን ትሕዝቶ ዘይብሉ ውዕላት ይናጽመሥ ነበሩ እዚ ዝጐኹነሉ ምኽንያት ድማ ብሓደ ወገን ብሰንክቲ ኣብ ዓድሓበሻ ዝሰፈነ ፋሉልነት ሰልጣን መሳፍንቲሓማሴን ስለ ዝላሕለሐን በቲ ሓደ ድማ ዋላውን ግዳማዊ መልክዕ ድኣ ይሓዝምበር ቱርኪ ኣብ ባጽፅንገማግም ባሕሪ ብዝነበሮ ልኡላውነት ዘኸትሎ ዝነበረ ናይ ዘይምርግጋእ ኩነታት እዩ ዝነበረ። እቲ ኣብ ክልቲኦም እተመስረተ ፍቕርንኣኸብሮትን ድማ ሓድሕዳዊ እዩ ዝነበረ። ሹምዓዲ ኣብ ማሕበሮም ሹምጉልቲ ድማ ኣብ ማሕበር ሹምዓድታት ምምራጽ እዩ ድማ እቲ ዝነበረ ኣገባብ። ኣብ ታሪኽ ኣዚና ንድሕሪት ከይተመለስና ኣብ መወዳእታ እዋናት ንግስነት ሃጸይ ዳግማይ እያሱ ዓም ጥራሕ ምስ ንምልክከት እቲ ንተኸሊት አዝማቲኣዝማች ፁዑቕቢትን እተባህሉ ክልተኣሕዋት ተሪፉ ዝነበረ ንኡሰመሬት ዝርካቡ ኣብ መወዳእታ ኣብ ክልቲኦም ከም እተመቕለ ምጥቃስ ኣኻሊ እዩ። ኣብ ትግራይ ዝነብሩ ካልኦት ክልተኣሕዋት እውን ኣብ ባጽዕ ተኣሲሩ ተኸታሊ ራእሲ ኣሉላ እዩ ዝነበረ። እዚ ኣብ ከባቢታት ዓም እዩ ዝኹነ። ኣጭርቬ ሰፍኣ መተ ሽመትመዓርጋትን ንምርግጋጽ እተኻየዱ ውዲታት ከም ኣብነት ምቕራብን መንዩ በዓል ጣል መንከ ዘራፊ ብቕኑዕ ንምፍራድን ጭብጥታት ናይ ምጥርናፍ ክካየድ ዝግቦኦ ፅዮ ከመይ ዝኣመሰለ ምኻኑ ንምብራህ ምንምኳ እዚ ናይ ሰፍኣ ካብቶም ኣብ መረብምላሽ ዝርከቡ ኖይ ስልጣን ጽፍሕታት ለጠቕ ዝበለ ሽመትንክብርን እውን ይሃልዎ እዩ ንኣንባቢ እዚ ኣብ ሀልዊእዋንሽዑ ኣብ ሞንጎ ክልተኣባላት ሓደ እንዳ ዘሎ ምስሕሓብ ከም ኣብነት ዝቐርብ ዘሎ። » ንዓይ ደራሲ ከም ዝመስለኒ እቶም ነዚ መደብዚ ክዕወት ዝሓገዙ ረቿጃሒታት ብሓደ ወገን እቲ ኣብዚ ናይ መወዳእታ ክፍለዘመን ኣብ ዓድሓበሻ ዝሰፈነ ፋሉልነት ክኸውን እንከሎ መበገሲኡ በቲ ሓደ ድማ ምምስራት ግብጻዊመንግስቲ ኣብ ሱዳን ኩነ ኣብ ምሉእ ምዕራባዊገማግም ቀይሕ ባሕሪ እዮም ዓቢ ግደ ተጻዊቶም። እዚ ካብ ገማግም ሃገርዓረብ ዝመጸ ህዝቢ እዩ ብስብከቱ ነቲ ኣብ ህዝቢሓባብ በጅዩክ ኣብዚ ኖይ መወዳእታ እዋን ድማ ኣብ ከባቢ ከረን ዝርከቡ ህዝብታት ዘስፋሕፍሐ ሃይማኖትምስልምና ክሰራጮ ደጊፉ። ዓድ ነኻስኣድጊ ኣብ ዝበሃል ርእሰከተማ ናይዚ ወረዳ እዩ ድማ መናበሪኡ ዝነበረ። ሓማዊጉጅለ ዝበሃል ን ህዝብታትሳሆ ደንከልን ነቶም ኣብ ምብራቓዊ ወገን እምባታት ኢትዮጵያን ኣብ ገማግም ባሕሪ ድማ ካብ እምባገደም ክሳብ ራስ ዱመይራ ኣብቲ ብዶባት መግዛእቲፈረንሳ ዝውሰን መሬት ዝነብሩ ሶማል ኣብ ከባቢ ከረን ንቢለንቦጎስ ኣብ ሰሜናዊምብራቕ ድማ ኣብ ጐላጉል ባርካ ንዝነብሩ በጃ ሃደንደዋ ዘጣምር ክኸውን እንከሎ እቲ ካልኣይ ኩሻዊኖይ ኩሽ ክፋል ነቶም ኣብ ምዕራባዊ ወገናትከበሳ ዝነብሩ ህዝብታት ባርያ ባዛ ይምልከት። እዚ እዩ እቲ ወትሩ ኣብ ኣቓልቦ ህዝብታት ህልዊ ኩይኑ ኣብ ኣእምሮ ደራሲ እውን ማሕታ ስርወሳብ ዘኸትል። እዚ ድማ እቲ ጥንታዊ ህዝቢግብጺ እዩ። እቲ ዝሓለፈ ኣድንቐት ግና ኣብቶም ኣብ ዓድሓበሻ ኣብ ሂሯ ዝነብሩ ህዝብታት እውን እቲ ቅርጺ ተመሳሳሊ ምኻኑ እዩ። ተጻዋርነት ኣብ ዘድልዮም ኖይ ጻዕሪዕዮታትንኣብነት ከም ኣብ ኩናት ንዓና እውን ኢጣልያ የገልግል ኣብ ዝነበረ እዋኖት እቲ ሰማዊጉጅለ ሓይልንትብዓትን ብዝኣክል ዘመስከረ እዩ። ዑደትና ኣብ ዝፈጸምኖሉ እዋናት እቲ ዝበርትዐ ዕዮ ናይ ከምዚ ዝኣመሰለ ጥበብ ኣብ ማልድንእምባላቆን ኣብ ገማግምከበሳ ቅድሚ ወርሒ ኣቢሉ ዝጀመረ ህንጻ እዩ ዝነበረ። ኣብ ትግራይመረብምላሽን ዘሎ ኣገባብ እውን ከምኡ እዩ። ኣብ ሰራየ ንኣብነት ካብ ተዋህዶ ናብ ምሰልምና ዝኣመኑ ኣብ ሓማሴን ከኒሻ ዝኹኑ ኣብ ኣከለጉዛይ ድማ ሃይማኖትካቶሊክ እተቐበሉ ብዙሓት ኣብነት ይርከቡ። ገለን ከም ዝብልዎ ብወርሒ ሕዳር ዓም ሓድሓደ ጭብጢ ከም ዘቕርብዎ ሓበረታ ግን ብ ዓም ሠዶሥ ዳዝ እተባህለ ሃጸይ ካብ ስርወዛጌ ህዝቢ ዛጌ ከምቲ ኣብ ላስታ ኣገው ምድር ዝነበረ ህዝቢ ኣብ ክርስትና እዩ ኣማኑ ጸኒሑ ብፍታው እዩ ዝፋኑ ን ያሶጋዳምብቴሃ ኣመሓላሊፉ። ወድማርያም ኣብዚ ምድሪ ዓቢ እዩ ኣብቲ ሓደ ድማ እሙን ናይቲ ልኡል እዩ። እዩ ዝነበረ። ፍ«ማሕዳውያን» ድማ እቲ ብቁርኣን ንብመላእ ደቅሰብ ኣብ ሃይማኖት ሓደኣምላኸ ንም ምራሕ ኣብ ኖይ መወዳእታ እዋን ክመጽእ እዩ እተባህለ «ማሕዲ» ድሮ መጺኡ እዩ ኢሎም ዝኣምኑ እዮም። ብዘይካዚ ኣብ ግምት ክኣቴ ዝግቦኦ ረቐሒ እዚ ኣብ ከበሳ ክካየድ ዝጸንሐ ስብክት ኣብቲ ዓመት እከይ መግዛእቲትግራይ ብናይ ኢትዮጵያ መዝነት ፈጺሙ ተኸልኪሉ ኣብ ገለብ ዝነበረ መደበሮም ተደምሲሱ ኣብ ዝነበረሉ እዋናት እዩ ተኻይዱ። ኣብ ሓድሕዶም መርዓ ኣይዝውተርን ኣብ ዝፍጸመሉ ድማ እቲ ኣብ ተዋህዶ ዝኣምን ወገን እዩ ኣብ ናይ ካቶሊክ እምነት ዝኣቱ። መንግስቲ ድማ ናይ ንጉስ ዝበሃል እቲ ንጉስ ባዕሉ ሹም ናይ ሹማምንቲ ክኸውን ምስ ዝበቅዕ ጥራሕ እዩ። ካብዞም ኣገባባት ድማ ብፍላይ እቲ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ብኣቦኡ ምስ ዘይህሉ ድማ ብኣባልገ ዝግበረሉ ኖይ ሓዊብረትኩኖትጉራደ ህያብ ምርካብ እዩ እቲ ዝደመቐ። ንኣብነት ኣብ እዋናት ናይቲ ጊ ዓመት ዝጸንሐ መግዛእቲትግራይ ኣብ መረብምላሽ ንጉስዮሃንስ ንራእሲኣሉላ ከምዚ ዝኣመሰለ ስልጣን ፈቺድሉ ነይሩ እዩ። ካብዚ ከም እንምልከቶ እቲ ናይ ማሕላ ኣገባብ ካብቲ ኣብ ኢጣልያ ዝዝውተር እተፈለየ እዩ። ኣብ ግብሪ ግና ካልእ እዩ ነይሩ ነገሩ። ምኽንያቱ ድማ ከምቲ ኣብ ካልእ ክፍሊ ናይዚ ጽሑናዚ እተጠቕሰ ኣብቲ እዋንቲ ወረዳ ኣከለጉዛይ ሓራ እዩ ዝነበረ። እዚ ምርጫዚ ኣብ ጣዕሚ ኩነታት ኣየርከበሳ እተመርኩሰ ጥራሕ ዘይኩነ ከምቲ ኣብ መጀመርያ ክፍሊ ናይዚ ጽሑፍዚ ብፍላይ ብዛዕባ ሰራየ ኣብ እተዘርበሉ ኣብዚ ዝርከብ ስፍሓተመሬት ነቲ ጠለብ መነባብሮ ደቀተባት ዝሓቶ ኣዝዩ ጸብለል ስለ ዝብሎን እውን እዩ። ይ ዝ እተባህለ እዩ። ኣብ ትሕቲ ንግስነት ናይቲ ከም ናይ መወዳእታ ንጉሰነገስት ዝፍለጥ ሃጸይዮሃንስ ዝነበረ እዋን ኣብ ክንዳኡ ድማ ራእሲኣሉላ መረብምላሽ የመሓድረሉ ኣብ ዝነበረ ደቅኣንስትዮ እውን መሬት ክውንና ክወርሳን ተፈቕደ። እዚ ሕግዚ ግና ኣብ ሓማሴን ኣከለ ጉዛይ ከይተተግበረ ኣገባብ ዋንነትመሬት ብዝሕዞ ፍሉይ ባህሪ ኣብ ሰራየ ብፍላይ እዩ ኣብ ግብሪ ውዒሉ። እዚ ሞራላዊቀይድታት ኣብ ካልእ ቦታ ከም ንኣብነት ኣብ ትግራይ ኣይርከብን። ኣብ ሞንጎ ኣብ ዘሎ እዋኖት ከኣ ቅድሚ ሸውዓተወርሒ ምስ እትወልድ እቲ ውላድ ናይ ቀዳማይ ሓዳራ ይበሃል ብድሕርዚ ምስ ዝኸውን ድማ ኣብ ካልኣይ ሓዳራ ይኣቴቱ። ሰፍኣ እውን ኣብ ተመሳሳሊ ኩነታት እዩ ዝነበረ። ነዚ ዝውስኑ ድማ ዶ ኣብ ሓማሴን ዕዳጋጸዓዘጋ እዩ ጾ ኣብ ሰራየ ፅዳጋኩዶፈሳሲ ይ ኣብ ኣከለጉዛይ ፅዳጋሓሙስ እዮም። ኣብ ሓማሴን ኣብ ኣከለጉዛይ ። ክኸውን ድማ ኣብ ካልእ ወረዳ እዩ መናበሪኦም ዝነበረ። እቲ ብከምዚ እተገልጸ ክህነጽ ዝድለ ዘሎ» ዓዲ ካብ ከባቢኡ ተነጺሉካብ ደቀባት ክነብር ማለት ዘይኩነ ናይ ኢጣልያ ዜጋታት ኣብ ናይ ደቀባት ኣሃዱ ደቀባት እውን ኣብ ናይ ኢጣልያውያን ምጽንባር ማለት እዩ። እቲ ካልኣይ እውን ንዓና ዘይምልከት እዩ ምኽንያቱ ድማ ተወላዶ ደቀባት ኣልጀርያ ኣብ ምስልምና ዝኣመኑ እዮም።