Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ቀዳማይ ሕታም ለካቲት ዓም ግእዝ ዝተተርጎመሉ ግንቦት ዓም ፈረ ኣድራሻ ተርጓሚ ዐፌዮጠጩኮበርዐኮበ ኋርዩኮአ ኤንስሞስ ከብሮም ኣጓፎከፄቪፎ ከቪዞከፎርበባ ርዩከ ቤት ፍቅሪ እግዚኣብሄር ቁቴለ ወይ ዓቢ ጭንቀት ዝመጽእ ኣይግብኣንን ኢልካ ምስ እትሓስብ እዩ። ሰብ ከሳብ ሎሚ ቆይሙ ዘሎ ብምግቢ እዩ ኢልካ ትሓስብ ትኸውን ሰብ ዝቐውም ግን ብተስፋ ምኺኑ ሎሚ እግዚኣብሔር ኣርእይካ። ንስኻ ንእግዚኣብሄ እተምልኾ ሰላም ከትስእን ከለኻ እዩ። ስለዚ እተምልኾ ዘለኻ ንእግዚኣብሔር ዘይኮነስ ንሰላምካ እዩ። ልዕሊ ኩሉ ኢየሱስ ከርስቶስ ሰላም ይሃልወና። ጐይታና ውን ንዝተረበሸ ልቢ መድሃኒቱ አምነት ምኺኑ ነጊሩና ልብኹም ኣይረበሽ ብእግዚኣብሔር እመኑ ብኣይ ውን እመኑዮሃ። ንሱ ከኣ ውሽጣዊ ሰላም እዩ። ንበይኑ ዘሎ ሰብ ስለዝኾነ መከብብ ሕይወት እምበኣር እግዚኣብሔር ኣብ ከባቢና ንዘሎ ማዕበል ውን ይርኢ እዩ።
መከላኸልን ናይ ውግእ ቦታን ዘለዎ ሰራዊት ኣብ ኣብ ቅድሚኡ ዓወትን ምርኮን ኣለዎ ከምኡ ውን ኣብ ናይ ዓለም ውግእ ሜዳ ዘሎ ከርስትያን ብድሕሪኡ ከም መከላኸሊ ዝበለ ዝጽልየሉ ወገንን ከም ናይ ውግእ ዝበለ ቦታ ዘምልኸሉ ሕብረት ከም ናይ ውግእ ኣማኸርቲ ዝበለ ልምዶም ዘካፍሉ መምህራን እንተ ሃልዮም ዓወትን ምርኮን ካብኦም ዕረፍቲ ንዕኡ ይኸውን ዓወት ምሽናፍ ከኸውን ከሎ ምርኮ ድማ ተዋጋአትና ናይ ሓሳባትና ተሓባበርቲ እቲ ዕረፍቲ ድማ ንእግዚኣብሔር እንዳ ኣመስገኑ ምንባር እዩ። እዚ መጽሓፍ ከኣ ናይ እግዚኣብሔር ግብጃ እምበር ናይ ሰብ ከም ዘይኮነ ኣሚነ ኣለኹ ስለ ህዝቡ ምጽንናዕ ግዲ ዝብሎ እግዚኣብሔር ጥራይ ስለዝኾነ ሓቀኛ መጸናንዒ ከኣ ባዕሉ እግዚኣብሔር እዩ። ጉዕዞኻ ከቢድ ኮይኑ አንተ ተሰምዓካ ካብ እግዚኣብሔር ዝተዋህበካ ምኺኑ ኣይትዘንግዕ ጐይታ ዝመደበልካ ናብ ኣደናቼ ፅላማ ዝመርሓካ ናይ ፍቕሪ መንገዲ እዩ» ድሕሪ ሓጋይ ናይ ዕንባባ ወርሓት ይስዕብ እዩሞ ድሕሪ ለይቲ መዓልቲ ይምለስዩ ድሕሪ ብርቱዕ ንፋስ ውን ዓቢ ጸጥታ ይኸውን ጸጥ ብዝበለ ልቦና ኣብ ቅድሚ ፍቓድ እግዚኣብሔር ቁም ንዝመጽኣካ ኩሉ ውን ንኢየሱስ ከርስቶስ ንምምስጋን ተዓገስ እምበር በዚኦም ኣይትሸበር ተስፋ ውን ኣይትምረጽ ዝበጽሓካ መከራ ናብ አግዚኣብሔር ካብ ኣቅረበካ መከራ ዘይኮነስ መኻሪ እዩ ። እግዚኣብሔር ኣብ ዝፋኑ ኣሎ ዝብል ቃል ንኢኣማንያን ጥራይ ዘይኮነስ ንኣመንቲ ውን መልሲ እዩ። ስእላዊ መልከዕ ዘለዎ ከኸውን ብሓደ ዓቢ ናይ ቤተ ከርስትያን ኣቦ ከም ዝተመሓላለፈ መልእኸቲ ብልሳን ጳጳስ ከም ዝተነግረ ቃል እግዚኣብሔር ዝቐረበ እዩ ሞ ንኹላትና መምከሪ ንከኸውን ቀሪቡ ኣሉ ካብ ምዕራፍ ሰለስተ ጀሚሩ ዘሎ ተኸታታሊ ስእላዊ ንጥፈታት ነናይ ነፍሲ ወከፍና ጭርሖን ናይ እግዚኣብሔር ናይ ምጽንናዕ ቃላት ዝሓዙ ኢዮም ናይ መወዳእታ ከልተ ምዕራፋት ምንጪ ዕግበትናን ሰላምናን እግዚኣብሔር ምኺኑን ዘየለዉ ነገራት ሎሚ እንተ ዝህልዉ ንባዕሎም እኳ ሕቶ እምበር መልሲ ከምዘይ ኮኑ መልሱ ግን እግዚኣብሔር ጥራይ ከምዝኾነ ይነግሩ። እግዚኣብሔር ረቂቕ እዩ ስለ ዘይጭበጥ እግዚኣብሔር ገዚፍ እዩ ኣብ ኩሉ ዓለም ምሉእ ስለ ዝኾነ እግዚኣብሔር ብሩህ እዩ ጸልማት ስለ ዘይብሉ እግዚኣብሔር ሓያል እዩ ዝቃወሞ ስለ ዘይብሉ እግዚኣብሔር እሳት እዩ ብጣዕሚ ስለ ዘፍርሕ እግዚኣብሔር መካር እዩ መጻሕፍቲ ስለ ዝሃበና። እግዚኣብሔር ሓው እዩ ሰብ ስለ ዝኾነ እግዚኣብሔር ፈታዊ እዩ ናይ ውሽጡ ስለ ዝነገረና። ኣሜን መከብብ ሕይወት ምዕራፍ ሓደ ኣነ ኢየ ናይ ዓበይቲ ፍጥረት ዓለም አራኻቢ ዓቢ ዝኾንካ ዎ እግዚኣብሔር የመስግነካ ኣለኹ። ሎሚ ውን ኣብ ማእከልና ናይ እግዚኣብሔር ከብሪ ዝደሊ እንተ ሃልዩ ከምኡ ውን ናይ እግዚኣብሔር ከብሪ ንፍጡር ዝህብ ሰብ አንተ ሃልዩ መዓልቦ መዕለቢ ኣብዘይብሉ ገደል ምውዳቕና እዩ። መከብብ ሕይወት ምዕራፍ ሰለስተ ናይ ጥሜት ዘመን ፎከተምኡ ዱርጫካን ገዛ ህዝቢ ከኣ አናፈራረሰ አቲ ዓዲ ዘይማዕበለ እዩ ቅድም ውን እንተኾነ ናይ ነገስታት ገዛ ቀጽሩ ናይ ምኩራት ዝመልክዐ ውሽጡ ውን ብወርቂ ዝተለበጠ እዩ። ሓሳብ እግዚኣብሔር ግን ኣብ መወዳእታ ይጸንዕ ኣነ ዝነብሮ ንኸብሪ ሰብ ንጥቕሚ ስጋ ንኣንነት ንኸብረት ርአሶም ብዘይፈልጡ ብዙሓት ንኸኸበብ ኣይኮነን ካብ ከብሪ ሰብ ናይ እግዚኣብሔር ከብሪ ካብ ጥቕሚ ስጋ ናይ ነፍሲ ዋጋ ካብ ናይ ኣንነት ከብረት ናይ መንፈስ ቅዱስ ደስታ ካብ ናይ ህዝቢ ምኸባብ ናይ ሓቂ ወገንነት ይሓይሽ አነ ናይ አግዚኣብሔር ኢየ እግዚኣብሔር ከኣ ናተይ እዩ። እምነተይ ኣምላኽ እስራኤል ሓደ እግዚኣብሔር እዩ ህይወተይ ውን ኣብ ሰማይ እዩ። ንኣከኣብ ሰበይቱ መስሓቲት ኤልዛቤል ውን ዋና ተዋሳኢት ኢያ ካብ ቃል እግዚኣብሔር ንላዕሊ ቃል ሰበይትኻ ምስማዕ ካብ ኣዳም ዝጀመረ ናይ ወዲ ምርገም እዩ በለ ናይ ቤት መንግስቲ ዋርድያ ኢድ ይነስእሉ ከም ዘለዉ ዝፈለጠ ካብ ሓሳቡ ምስ ተመልሰ እዩ። ናይ ቆልዓ ነገር እግዚኣብሔር ምስ ዝባርኸ ጥራይ እዩ። ኣብ ዘመን ኣቦታታ ንዝኾነ ኩሉ መከብብ ሕይወት ሓሰበት እግዚኣብሔር መና እናውረደ ህዝቡ ከም ዝመገበን ናይ ብዙሕ ዘመን ናይ ጥሜት ሕቶኦም ብሓንቲ መዓልቲ ከም ዝመለሰ ሓሰበትን ናቶም ኣምላኸ ኣምላኸይ እዩ። ሰብ እምበር እግዚኣብሔር ኣይልወጥን እዩ። ««ጐይታየ ኩሉ ኣብ ኩሉ ኣብ ዝደለይዎ ቦታ ምሉእ እዩ ኢለ ደስ በለኒ ናይ መጽሓፍ ምሳሌ ጥቕላል ብራና ከዘንቱ ከሎ ኣብ ምዕራፍ ቁጽሪ «እግዚኣብሔር ብመንገዲ ሓደ ሰብ ባህ እአንተበሎነቶም ጸላእቱ እኳ ምስኡ ብሰላም የንብሮም ብዝብል ቃል ተመሲጠ ድኻመይ ኩሉ ካብ ልዕለይ በነነ ንኸጽሊ ምስ ተዳለኹ ማዕጾይ ተኳሕኩሐ። ኣብ ዓለም ካብ ዘለዉ ቋንቋታት ናይ ጸጥታ ቋንቋ ንብዓት እዩ። ድምጺ ንብዓት ሰሚዑ ዝምልስ ግን እግዚኣብሔር ጥራይ እዩ መከብብ ሕይወት ናይ ኣገልጋሊ ገዛ ናይ እግዚኣብሔር ኣፌት እዩ ንዝጸሓፉ ኩሉ ይኽፈት። ናይ ሰረገላ ሕሳብ ከፊሉ ምስ ወረደ ሓንቲ ግዜ ናይ ጌንሳሬጥ ባሕሪ ኣብ ዓይኑ ቅጅል ስለ ዝበሎ ብጸጋም ናይ ገሊላ ዓድታት እናቐረጸ ናብ ናይ ፈታዊኡ ኣፌት በጽሐ ዓርኩ ውን ከም ናይ ሓንቲ መዓልቲ ሌላ ዘይኮነስ ከም ናይ ነዊሕ ግዜ ዓርኩ ኮይኑ ተቐበሉሎ እቲ ተቐባሊ ህድኣቱ ርግኣቱ ኣስተውዒሉ ምዝራቡ ብጣዕሚ እዩ ዝማርኸ። እዚ ሰብ ኣብ ሓደ ውቕቅቲ ኣብ ውሽጢ ዓለም ካብ ኩሉ ብዝበለጸ ዝተሳቐ ዩ ናይ ስጋ ድውያን ኢዮም በለ። ብናይ ደዌ ስጋ ሕከምና ዝፍለጥ ሓደ ዶክተር እግዚኣብሔር ንደቂ ሰባት ካብ ዝሃቦም ዓቢ ጸጋ ሓደ ናይ ቃንዛ ስምዒት ከም ዝስምዖም ምግባሩ እዩ በለ መከብብ ሕይወት ዘጨነቐና ኣብ ሃገር ኣሜሪካ ሓደ ናይ መጥባሕቲ ጽገና ሓኪም ምስ ወዲ ዓሰርተ ዓመት ወዱ ዓቐበት እንዳወጸ ከሎ ወዱ ሸተት ኢሉ ብምውዳቕ ዓቢ ዝኾነ ጉድኣት በጽሖ ጉድኣቱ ከቢድ ስለ ዝነበረ ኣቡኡ እቲ መጥባሕቲ ጽገና ከገብረሱ የግዲ ኮነ ወዱ ውን ነቡኡ ሓንቲ ሕቶ ሓተቶ ኣቦየ ይሕምመኒ ዶ ይኸውን። ኣብ ሃገርና ግን ናይ ሎሚ ቅድሚ መከብብ ሕይወት ዓመት ብዝተላዕለ ጥሜት ኣብ ውሸጢ ሓደ ዓመት ሓደ ሚልዮን ኢትዮጵያውያን ረጊፎም ብቐይሕ ኣሸበርቲ ዘመን ውን ናይ ብዙሓት መናእሰይ ሬሳ ኣብ ኣደባባይ ወዲቹ እዩ። እዚ ኩሉ እግዚኣብሔር ዝሃበና ናይ ቃንዛ ስሚዒት እዩ። ካብ ዝጠፍኣሉ ናይ ሓሳብ በረኻ ምልስ ብዝበለ ቁጽሪ ናይ ሰብ ከብሩ ኣእምርኡ እዩ ኣእምርኡ ዝተባላሸወ ሰብ እንታይ ከብሪ ኣለዎ ጐይታየ ብልሸው ሰብ ከይከውን ሓልወኒ ይብል ኩሉ ነገር ምስ ዘደንቐ ማሕበረ ሰብ ምንባርን ኩሉ ነገር ምስ ሓጢኣት ዝተሓሓዝ ልማድ ውሽጢ ምቕማጥ ከቢድ ምኺኑ እቲ ህውታትያ ፈሊጥቻዖ ሰብ ንነብሱ ከልቅስ ዘለዎ ብዛዕባ ሓጢኣቱ እዩ። መከራ ናይ ኣካል ምጉዳል ናይ ንብረት ምውዳቐ ናይ ፈታዊ ጥልመት ብዘይ ስሕተት ተወጊዙ ምፍላይ ጥራይ ኣይኮነን ውሽጣዊ ጉድለት ናይ መንፈስ ባዶነት ውን ዓቢ መከራ ዝኾነሉ ግዜ ኣሎ ፅለቱ መጀመርታ መዓልቲ ናይታ ሰሙን እንተኾነ ውን ነዚ ሰብ ግን ናይ ህይወቱ ፍጻሜ ዝኾነት መዓልቲ ይመስሉ ተስፍኡ ስለ ዝተሃርመ ዝኾነ ሓይሊ ዝህብ ምግቢ መከብብ ሕይወት ኣየንቀሳቕሶን። ካብ ናይ ኩሉ ግዜ ዝተፈልየ ነገር ኣይገጠሞን ይዘረብ እንተ ተባሂሉ ትማሊ ንዕኡ ናይ ዓወት መዓልቲ እዩ። ኣብ ዝሓለፈ ዘመነይ ብዝሰራሕከዎ ሓጢኣት ይግብኣኒ እዩ ብለ እዚ ናይ ምንዓቕን ጸርፍን ጽዋእ ምስ መልአ እግዚኣብሔር ከፈርደለይ እዩ ኢሉ ኣመነ በዚ ኣጨናቼ ግዜ ውን ዳዊት ኣብ መዝሙር ንዘሎ ጸሎት ዎ እግዚኣብሔር ጠቓዕተይሲ ከንደይ ኮን ይበዝሑ ኣባይ ዝለዓሉስ ብዙሓት ኢዮም ብዛዕባ ነፍሰይ ብዙሓት ኣብ ኣምላኸሲ ምድሓን የብሉን ይብሉ ኣለዉ። መከብብ ሕይወት ኣብ ሕሉፍ ታሪኸ ናይ ሰብ ህልውና ኣብ ሓደጋ ዝደርበየ ዘይምዕጋብ ታሪኸ ናብ ምጥቕላል ዝተቓረበሉ ናይ ሎሚ ዘመን ናይ ብዙሓት ነፍሲ ወጢሩ እዩ ንኹሉ ውን ናይ ናብራ ደረጃ ከይፈለየ ሃብታምን ድኻን በዓል ዝና ዝተረስዐ ዘይምዕጋብ ይማጎቶ። ምስ ዝብሉ ድማ ናይ ዕግበትኩም መልሲ ዘለዎ ሕጂ ውን ኣብ ውሽጢ ካልእ ነገርኩም እዩ» በሎም ናይ ምድሪ ገዛኢ ምኺን ንበይኑ ኣየዕግብን ናይ ሰማይ ገዛእቲ ምኺን ውን የድልየኩም በሎም ሓቀኛ ዕግበት ኣብ ቅድሜና ብዝጸንሑ ነገራት ዝተመስረተ ዘይኮነስ ሕጂ ብዝኾነ ነገር መከብብ ሕይወት እንሕጎሰሉ ትብዓት እዩ። ዙርያ ኩሉ ተረቢሹ ውሽጥና ሰላም እንተ ኾይኑ ድማ ንሱ እዩ ሰላም ማለት ዓለምን ሰላምን ኣብ ዕስራ ከፍለ ዘመን ናይ ሰብ ድኻም ዝቕንስ ሓይልን ምዕባለን ዘመን እዩ እዚ ናይ ምዕባለ ግሩምነት ብዙሕ ከይጸንሐ ኣቶሚከ ቦምብ ብምፍጣሩ ዓለም ሓደ ነገር ኣጽልኣ። ንዕኡ ምእራም ይከኣል ይኸውን እንተኾነ ዓለም ሎሚ ውን ናይ ሰላም ቆጸራ እናደለየት ኢያ ዓለም ንሰላም ዘለዋ ጽምኣት ልዑል እዩ ኣብ ዓለምና ብዙሕ ናይ ሰላም ጥቕስታት ተበቲኖም። ሓደ ፍሉጥ ደራሲ «ትካል ሕቡራት መንግስታት ካብ ዝተመስረተሉ ግዜ ጀሚሩ ብዛዕባ ሰላም ይመከር ዓለም ግን ሰላም ከትከውን ኣይከኣለትን ኣብቲ ጉባኤኦም ሓንቲ መዓልቲ ነቲ ናይ ሰላም ሓለቓ እንተዝጋብዝዎ ዓለም ሰላም ምኾነት ኔራበለ ንዓለም እግዚኣብሔር ከም ዘድልያ ካብ ምዝንጋዓ ዝተላዕለ እምነት ውን ግዜ ዝሓለፎ ኮይኑ ካብ ምርኣዩ አንጻር ዝኸውን ዘሎ እንተኾነና ከመይ ኢሉ ይገርም። ንምርባሽ ካብ ናትና ዝሓሸ ምኸንያት እንተ ነበሮም ካብ ምኸንያት ንላዕሊ ኢዮም ኔሮም ምእማኖም ከኣ ኣብ ግዜ ሰላም ጥራይ ዘይኮነስ ንኸፉእ መዓልቲ ውን ኣውዓልዖ ነብይ ዳዊት ኣብ ውሽጢ ናይ ሞት ከልል ኣትዩ ከሎ በትርኻን ምርኩስካን የጸናንዓኒ እዩ ንስኻ ምሳይ ኢኻ እሞ ብርባርባ ድነ ሞት አኳ እንተ ኸድኩ ከፉእ ኣይፈርሕን ኢየ መዝ ኣለ። ካብ ናይ ኣብ ከባቢና ዘሎ ማዕበል ንናይ ውሽጥና ማዕበል ቀዳምነት ይህብ ምኸንያቱ ሰላም ኣብ ውሸጥና እንተ ሃልዩ ኣብ ውሽጢ ሰላም ዘይብሉ ዓለም ናይ ምንባር ሓይሊ ይህበና።