Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ሃይለ ወልዳይ ዓሲምባ ኣብ ሂወተይ ነጥ መጽሓፍ ወኒነያ ኔ በመ ል ረ አ ል ርግጸኛ ኮይነ ክዛረብ ሃጠተይ መሪር ተመኩሮ ዘሕለፍኩ ኣብ እኸእል እየ። ምኸኽንያቱ ኣብ ሂወተዶ ከ ተይ ተወሃሂዱ ስለ ዝነበረን እዩ። ተዋስኣይ ንምኳን ድሌት ዘሕደረለይ ከኣ ኣብቲ ግዜ እቲ ርግጸኛ እየ ንምሳሕ ክኸይድ ከሎ ደስ ኢልዎ ሕገስ ኮይነኑ ከምዝኸደ ዘየጠራጥር ሓቂ እዩ ብዙሕ ትፈልጥ ኢኻ ስለዚ ንዓኻ ምምካር ከቢድ እዩ። እዚ ግን ጌጋ እዩ። ንሓደ ነገር ንምዝካር ምርኣይ ብጣዕሚ ኣገዳሲ እዩ። ብሕልናና ዝረኣናዮ ነገር ብሃሊሉ ኣይጠፍእን እዩ። ምስጢሮም ከይተረድኣና ብምድግጋም እንጥቀመሎም ነገራት ምስጢሮም ተረዲእና ካብ ነጽንዖም ነገራት ዝበለጸ ግዜ ይወስዱ። ይ ነቲ ነገር ምስ ዝተፈላለዩ ነገራት በብመዳዩ ምዝማድ እዩ። ብሓጺሩ ተመሳሳሊ ልምዲ ናብራ ንድሕሪት ምልስ ኢሉ ደጋጊሙ ዝሓስበሉ ሰብ እዩ። ሕራይ ነገራት ነንሓድሕዶም እነዛምድከ ከመይ ጌርና ኢና መልሱ ቀሊል እዩ። ትርጉሞም ምርዳእን ብዛዕባ እቲ ኩነታት ምሕሳብን እዩ።
ስለዚ እዚ መጽሓፍዚ ናይ ዴል ካርንጌን ምስኡ ዝሰማምዑ ሓሳባት ካብ ንጣብ መዓር ውን ወዳው ናይ ትርጉም ስራሕ እዩ። ብሓጺሩ ኣብ ሓደ ፋብሪካ ዘይቲ ፐርሰናል ተመክሮይ ከምዝገምገምክዎ ልዩ ሰባት ካብ ምስራሕ ዘይምስራሕ ሓላፊ ምምሕዳር ሽ ለይቲ ስራሕ ኣብ ዘዘራርበሉ ግዜ እቲ ዝባጸም ዓቢ ጌጋ እንታይ እዩ ኢለ ሓቲተዮ። ተዋስኣይ ንምኳን ድሌት ዘሕደረለይ ከኣ ኣብቲ ግዜ እቲ ፍሉጣት ሰራሕቲ ፊልም ዝነበሩ በዓል ጀንድሩ ዋልተር ሃም ደንኣቴክ ስቲነር ኣብ ሓጺር ግዜ ስለ ዝተፈልጡ እዩ ኣነ ውን ኣብቲ ግዜ እቲ ብዝነበረኒ ግምት እዚ ስራሕዚ ብዝቐለለ መንገዲ ፍሉጥን ውሩይን ክገብረሂ ከም ዝኸእል ስለዝገመትኩ እዩ። ኣብ ቺካጎ ኣብ ሓደ መደበር ባቡር ሓላፊ ፕረዚደንት ሮናልድ ዊልያምስ ብዛዕባ እዚ ጉዳይ እዚ ክዛረብ ከሎ ከምዚ ይብል ኣብ ሰደቓ ብዙሕ ናይ ስራሕ ወረቓቕቲ ዝኾመረ ሰብ ንግዚኡ ኣድለይቲ ዝኾኑ ጥራሕ ገዲፉ ብዝቐለሉ ምስ ዝጅምር ስርሑ ክሳለጠሉ ይኸእል። እዚ ኣሰራርሓ እዚ ከኣ ሓደ ካብቲ ልምደይ እዩ። ነዚ ዝበለ ዶክተር ሳሙኤል ንባዕሉ ብሕርቃን ብምጭናቕ ብጥሜት ዝተሳቐየ ኣብ መወዳእታ ከኣ ኣብ ሃገሩ ኣለዉ ካብ ዝበሃሌ ደረስትን ናይ ዘረባ ክእለትን ዝነበሮም ሰባት ዝበለጸ ኮይኑ ዝኸበረን ዝተሓፍረን ሰብ ክኸውን ዝበቕዐ እዩ። ምስጢር ምርድዳእ ምዕራፍ » ምስ ሰባት ንምርድዳእ ዝሕግዝ ቀንዲ ምስጢር ሓደ ሰብ ሓደ ነገር ክሰርሕ ከምዝኸእል ንምግባር ዝሕግዝ ኣብ ዓለምና ዘሎ ብልሓት ሓደ እዩ። እዚ ብልሓት እዚ እንታይ ከምዝኾነ ሓሲብካሉዶ ትፈልጥ እቲ ብልሓት ኣብ ልዕሊ ደቂ ሰብ ናይ ምስራሕ ድሌት ከም ዝህልዎም ናይ ምግባር ክእለት እዩ። ዊልያም ጀምስ ከኣ ከምዚ ይብል መብዛሕትኡ ግዜ ባህሪ ወዲ ሰብ ካብ ዝምነዮም ነገራት ፍቱው ናይ ምኳን ህርፋን እዩ። እዚ ኩሉ ግዜ ናይ ክትምስገን ምድላ ውሸጢ እ ኖም የብለይኔ መብዛሕትኡ ወዲ ሰብ ከኣ እነኮ በሀጊ ኣብ ባህሪ ናይ ሰባት ዘሎ ነገር እዩ። ብሊንገር ዝተባህለ ናይ ባንክ ሰራ ቺ ፍሉጥ ቀጋ ና ታል ሰብን ከ ሓደ ግዜ ብፖሊስ ተታሒዙ ኣብ ዝነበረሉሌ ብዙሓት ሰባት ኣብ ዝተኣከቡሉ ቦታ ዘሊሌ ብምእታዊ ዓው ኢሌሉ ኣነ ብሊንገር እየ ተ ኩም ንምዕማጽ ኣይደልይን እየ ግን ፍለጡኒ ኣነ ብሊንገር እዮ እሞ እዚ ሰብ እዚ ቀንዲ ናይ ህዝቢ ጸላኢ ክንሱ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ከመይ ከምዝኾርዕ ትርእዩዶ ኣለኹም ብካልእ መንገዲ ከኣ ሮክ ፈይለር ካብ ሃገሩ ወጻኢ ኣብ ቻይና ህዝባዊ ሆስፒታል ብምስራሕ ፍሌጥን ተደላይን ናይ ምእን ስምዒቱ የርዊ። ምስ ደቂ ሰባት ብምርድዳእ ብኸእለቱ ፍሉጥ ብምኳኑ ኣብ ዓመት ሓደ ሚልዮን ቅርሺ ዶሞዝ ዝረክብ ዝነበረ ኣቶ ቻርለስ ሽዋብ ብዛዕባ ምስጢር ክእለቱ ከምዚ ይበል ናይ ሓደ ሰብ ክእለት ንምምዕባል ነቲ ሰብ ምምስጋንን ምትብባዕን ብጣዕሚ ኣድላዩ ምኳኑ እፈልጥ ሰባት ኣብ ዝገብርዎ ናይ ስራሕ ምንቅስቓስን ምምዕባልን እቲ ቀንዲ ዓንቃፍን ጎዳእን ዝኾነ ነገር እቲ ካብቶም ብክእለቶም ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ዝርከቡ ሰባት ዝወርድ ወቐሳ እዩ። እስከ ንርአ ኣብ መንጎ ምስጋናን ከንቱውዳሰን ዘሎ ቭ እንታይ እዩ ቀሊል እዩ እቲ ሓደ ሓቀኛ ክኸውን ከሎ እቲ ሓደ ግን ካብ ሓቂ ዝረሓቐ እዩየ እቲ ሓደ ካብ መዓሙቕ ልቢ ዝነቐለ ክኸውን ከሎ እቲ ሓደ ካብ ክሳድ ንላዕሊ እዩ እቲ ሓደ ንካልኦት ንምፍታው ክኸውን ከሎ እቲ ሓደ ፈታው ነብስኻ ካብ ምኳን ዝብገስ እዩ እቲ ሓደ ኣብ ምሉእ ዓለም ዝድነቕ ጠባይ ክኸውን ከሎ እቲ ካልእ ከኣ ኣብ ምሉእ ዓለም ዝተጸልአ ጠባይዩ። ጽባሕ ሓደ ሰብ ሓደ ነገር ክገብረልካ ምስ እትደሊ ነዚ ኣብ ላዕሊ ዝተባህለ ዘክር። ሓደ ሓገዝ ክትገብር ከሎኻ ብተዘዋዋሪ መንገዲ ንስኻውን ካብቲ ሰብ ጠ ይ ነገር ስለዝነበረ እዩ የርፌሰር ሃሪ ኤቨርስትሪድ ብዛዕባ እዚ ጉዳይ እዘ ክዛረብ ከሎ ከምዚ ይብል ግብሪ ዝብገስ ካብ መሰረታዊ ድሌት አብ ናይ ገዛ ናይ ንግዲ ናይ ፖለቲካ ሰባት ሓደ ነኗ ንኸገብሩ ዝፍትኑን ጎስጓስ ዘካይዱን ንሰባት ክህቦ ዝደሊ ንእሽቶ ምኸሪ ፈለማ ብዛዕባ እቲ ነገር ሰባት ንኸስዕብዎ ህርፋንን ድሌትን ከም ዝሓድሮም ክትገብር ምኸኣል እዩ። ከምዚ እንተድኣ ጌርና ኣብ ሓጺር ግዜ ብዙሓት ኣዕሩኽ ከነፍሪ ንኸእል ኢና« እቲ ሓቅነት እዚ ክኸውን ከሎ ኣነን ንስኻን ኣብ መነባብሮና ብዙሓት ሰባት ንክረኣዩ ክብሉ ላዕልን ታሕትን ክብሉ ንርኢ ርግጽ እዩ እዚ መንገዲ እዚ ዓርኪ ንምርካብ ዝጠቅም ኣይኮነን። ምስ ጆዘፈን ኣብ ዝገበሮ ናይ መወዳእታ ዘረባ ጆዘፈን ኣነ ኣብ ዓለም ጽቡቕ ዕድል ካብ ዘጋጠሞም ሰባት ሓደ እየ እንተኾነ ኣብዚ ህሞትዚ ዝተኣማመነሉ ሰብ ሓንቲ ንስኺ ጥራሕ ኢኺ ኢልዋ ነይሩ። ኣልፍሬድ ኣድሌር ዝተባህለ ዓቢ ናይ ኦስትርያ ሳይኮሎጂስት ከምዚ ይብል ኣብ ልዕሊ ሰባት ዓቢ ጉድኣት ዘስዕብ ኣብ ሂወቱ ከኣ ዓቢ ሽግር ዘጋጥሞ ንሰባት ካብ ልቡ ዘይፈቱ እዩ ናይ ሰባት ስንፍናን ውድቀትን ዝብገስውን ካብ ከምዚኦም ዓይነት ሰባት እዩ። ምዕራፍ ኣቀራርባኻ ምስ ሰባት ከመይ ይኹን ሓደ ግዜ ናይ ሓደራ ደብዳቤ ንከብጽሕ ናብ ፖስታ ቤት ከድኩኬሄ ሪጋ ሐዘ እንዳ ተጸበኹ እቲ ዝመዝንን ዝምዝግብን ዝነበረ ሰብ ሓደ ዓይነት ኣስለቻዊ ስራሕ ስለዝኾነ ከም ዝተሃከዮ ተዓዘብኩ። ኣብ ገዛ ምስ ኣተወውን ብዛዕባ እዚ ኣጋጣሚ እዚ ንሰበይቱ ከይነገራ ኣይተርፍን እዩ። ነዚ ሕጊ እዚ ምስ እንኸተል ከኣ ብዙሕ ግዜ ሽግር ዘይከጋጥመና ይኽእል እዩ። እቲ ሕጊ ኩሉ ግዜ ንካልእ ሰብ ናይ ተፈታውነት ስምዒት ከም ዝሓድሮ ግበር ፕሮፌሰር ዊልያም ጄምስ ኣብ ባህሪ ናይ ወዲ ሰብ እቲ ቀንዲ ነገር ብካልኦት ክትምስገን ዘሎ ድሌት እዩ ይብል። እዚ ስምዒት እዚ እዩ ከኣ ምንዉጪ ናይ ስልጣነን ምዕባለን። ኣብ ደቂ ተባዕትዮውን እዚ ብልሓት እዚ ይሰርሕ እዩ። ኣብ ዝኾነ ይኹን ግዜ ጽናሕ ብዛዕባ እዚ ነገር እዚ ኣነ ከረድኣካ ኢልካ ኣይትጀምር። ኣብ ዝኾነ ይኹን ግዜ ናይ ሰባት ሓሳባት ምልዋጥ ከቢድ እዩ። ከምኡ ድዩ ኣነ ዝሓስቦ ከኣ ቁሩብ ካብኡ ፍልይ ዝበለ እዩ ብርግጽ ተጋግየ ክኸውን ይኽእል እየ ብዙሕ ግዜ ከኣ ከም ሰብ መጠን ይጋገ እየ እንተኾነ ግን ኣጸቢቹ ንክርድኣኒ ነቲ ነገር ከዐርዮ ስለዝደሊ እስኪ ቀሲ ኢልና ንመርምሮ እምበኣር ከምዚ ምባል ብዙሕ ለውጢ ኣብ ምርድዳእ ከምጽእ ይኸእል እዩ። ሓደ ሰብ ኣይከውንን እዩ እንድሕር ኢሉ እቲ ዝበሎ ከኣ ካብ ልቡ እንድሕር ኮይኑ ምዝራብ ጥራይ ዘይኮነ ይቃወም ዘሎ። እዚ ምዕራፍ እዚ ባህርያዊ ሕግታት ምዝካር ከምኡውን ኣብ ስራሕካን ኣብ ውሽጢ ሕብረተሰብን ምስ ሰባት እትረዳድኣሉ መንገዲ ኣደባባይ መደረ ንምክያድ ዝሕግዝ እዩ። እዚ ግን ጌጋ እዩ። ስለዚ ብግቡእ ናይ ምዝካር ዓቢ ምስጢር ነቲ ነገር ምስ ዝተፈላለዩ ነገራት በብመዳዩ ምዝማድ እዩ። እዚ ንምግባር ከኣ ይ ነቲ ሰለስተ ባህርያዊ ሕግታት ምዝካር ኣብ ስራሕ ኣውዕሎ።