Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convert to Pdf
  • Reading List
  • Summary
  • Audiobook
  • Search
  • Upload
  • myzon
  • Log in
  • Register
English  አማርኛ  Français  العربية  Portuguese
Book of the day

ክልተ ዛንታታት.pdf


Advertisement
  • word cloud

ክልተ ዛንታታት.pdf
  • Extraction Summary

ክልተ ዛንታታት አውን ዶ ከንድ እዚ የዕልእ እዩ መዓዝ አዩ ኸ ምትንፋስ ጣዕሚ ሃሊይዎ ዝፈልጥ ንምንታይ እዩ ሕዚ ምትንፋስ ዘዕለኦ ንግርማይ ዘገግረመሉ ነይሩ። ሐሲብዎ ዘይኮነስ ዘይፈልጦ ሐይሊ ካብ ድሕሪት ርእሱ ነይሩ ዝደፍኦ። አቶም ኣተኣናገድቲ ከንደይ ዘገርም ሰብ ስለ ዝሪኡ ጨጎርኡ ዘሕመሞ ወይ ከዓ ካብኡ ዘይኸፍአ ነገር እዩ ዝመሰሉም። ኣብ ርእሱ ከቢድ ፈተና ከም ዘሎ ዝፈልጡ ንሱን ጌዛቸውን ጥራሕ እዮም ነይሩ። ግርማይ ካብ ውሽጡ ደፊኡ ካብ ቁዕዕሩ ወፃኢ ከኾን ይደሊ ዝነበረ ስምዒት ሓይሊ እንትሓስቦ ኣፍሪጠዎ ለካስ ኣብ ጥዕናን ዕብዳንን ዘላ ድንበር ከምዚኣ ቀጣን እያ ኢሉ ሐሲበ። ንጥበበሻኛ ሓቅን ነባነቱን እየን በይዝኡ እዚአን ከዓ ዝርከባ ኣብ ዓዲ ኣቦኻ እዩ።

  • Cosine Similarity

እታ ኣብ መንጎ ፍልጠትን ሓበሬታን ዘላ ድንበር ካብ ተግባር ወፃኢ ከትስገር እትካኣል ብስምዒታዊ ርድኢት ጥራሕ እዩ ዕምቆት ስምዒት ከትውንን ከዓ ነቲ ሓበሬታ ብጥበባዊ መንገዲ ከቐርበልካ እንተሎ ጥበብ ባናይ ምስትምቓር ልምዲ እንተደኣ ኣማዕቢልካ እዩ ሉመዓንቲ ብገዘ ነይሩ ካብ ስራሕ ባብ ገዛይ ዝተመለስኩ ኣብ ገዛ እንትበዕስ ናይ መካረዩየይ በዓል ገዛ ዝኾነ መልከዐሻ ሽማገለ ሞይቶም ነይሮም ዝበፃሕኹ። ኣነ በቲ ዝሰልጠንኩሉ ትምህርቲ ባናይ ስራሕ ልምዲ የብለይ ሕዚ ብዜሮር ዓመት ባይ ስራሕ ልምዲ ዝዕውዕዎ ሰብ እንታይ ዓይነት ናይ ህይወት ታሪኽ እዩ ከህልዎ ዝኽእል መዓዘ ትምህርቲ ጀሚርካ ክልተ ዛንታታት ወዲእኻ ማለት እዩ ዝኸውን እቲ ሕቶ። ክልተ ዛንታታት ኣመለካኽትኡ እንተደኣ ሰፊሑ ከም ኩሉ ሰብ ምስ ኮነ ገግና ድላዩ ሰብ እንተኾነ ብዛዕባ መኒኡ እውን እንተኾነ ግዲ ከም ዘይብሉ ሪኡ ለካ ዓለም ሕማቕ ዝኾነት ነዚ እዩ። ስራሕ እውን እኮ ካብ ህከያት ንላዕሊ ዘዕልእ ነገር ከኸውን ይኽእል እዩ ኣነ ከዓ ዝተሃከኹ ዝቐዐፀርክዋ ስለዝተረፈት እዩ እምበር ብቐሊሉ ሕጉስ ምኳን ይከኣለኒ እዩ። ክልተ ዛንታታት ስራሕ ንዘይብሉ ሰብ ህይወት ከመይ እያ። ሰብ ኣብ ብርኩ ኮይኑ ተመርዐውኒ ኣብ ዝብለሉ ዘመን ጠጠው ኣቢለ ተመርዐውኒ ምባል ኣሕፊሩኒ ክልተ ዛንታታት አታ ቆልዓ ንሓዳር ሃፍቲ ወሳናይ ከም ዘይኮነ ሃፍቲ ተደጋጊፍካ ብምስራሕ ከም ዝርከብ ነገረትኒ ብዛዕባ ውጥን ህይወት እንትትዛረብ ኣዲስ ኣበባ መዒአ ህይወት ከይህልወኒ ዝገበረትኒ ከተማ ብዛዕባ ምኳና ከሓስብ ጀመርኩ ንኣዲስ ኣበባ እንትብል ቅድሚ ዓሰርተ ዓመት ነታ ንኢሽተይ ናይ በረኻ ከተማ ገዲፈ እንትመፅእ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ህይወት ዝምስርት መሲልኒ ነይሩ ኣብቲ እዋን ህይወተይ ሙሉእ ንምግባር መዕሓፍን መዕቐቢ ገዛን እኹል እዩ ዝብል እምነት ኔርኒ። እዚ መፍቀራይ ብዛዕባ ፍቕሩ ጥራሕ ዝስመዖ ስምዒት ከመስለና ይኽእል እዩ ህያብ ግና ከምኡ እያ ንዝቐርባ ኩሉ ከም መፍቀራይ ዕድለሻ ገይራ ንደቓይቕ እውን እንተኾነ ንነፍሱ ነፃ እተውዕእ ከም ስማ ህያብ እያ ኣብ ስራሕ ዓለም ትሸዓንተ ዓመት ኣሕሊፋ ኣላ። ፍቕሩ ኣብ ኢዱከትኣትው እያ ክልተ ዛንታታት ኣርባዕተ ዓመታት ኣብ ዩኒቨርሲቲ ትሸዓንተ ዓመታት ኣብ ስራሕ ዓለም ፍቕሩ ግና ኣብ ኢዱ ኣይኣተወትን። ከምዚ እዩ ግዘ ንሰባት ዝቕይር ኣብ ግዘ ንእስነቱ ብሰንኪ ፍቕሪ ኣብ መዋጥር ኣቲዩ ከም ዘይነበረ ሎሚ ብግልባጡ ንፍቕሪ መሊኡ ነዊገዎ ኣሉ ከምዚ ጥራሕ ዝባኑ ኣብ ቅድሚ መስኮት ጠጠው ከም ዝበሉ ውሸጡ እውን ኣብ ቅድሚ ህሊንኡ ጥርሑ ዝተረፈ ዝተስዓረ ካብዚን ካብትን ከይኾነ ዝተረፈ ፍሹል ኮይንዎ እዩ። ኣብ ሓደ እዋን ከረምቲ ሕዚ እውን ናባይ ዶስቶየቭስኪ ካሊእ መፅሓፍ ወንጀልን ቅዕዓትን ኣብ ዘንብበሉ ገዘ ካብ መስቀል ኣደባባይ ባብ እስቴዲዮም ገዕ እንትሸግር ዘኻኸፍይ ዝነበረ ማይ እናሓየለ አእንትመፅእን ንሱ እናተወቕዐ መፅሓፉ ከድሕን ብውሽጢ ኽዳኑ ገይሩ ሒዝዎ እንትጎዬ ይዝከር ሸዑ ኣብ ትሕቲኡ ካብ ማይ ዘዕቹበሉ ብላዕሊ ድልድል ተገይሩ ዝበርር ባቡር ኣይነበረን ሽዑ መዓልቲ ነታ መንገዲ እንትሰግር ይሪኦኦ ዝነበራን ሓሊፍወን እንትኸድ ብዛዕባ ባብ ከዳኑ ዝሓብኣ መዕሓፍ ኣፍልጦ ሃሊይወን የውግዓ ዝነበራ መሲሉ ዝተሰመዖን ኣዋልድ ኣይርሰዐንን ጅንስ ስረአን ከመይ ማእገር ንማእገር ገጢመን ኢደን ኣቀቆላሊፈን ክልተ ዛንታታት ተተሓሐዘን ዓይነን ናብ መፅሓፋ ገይረን ኣፈን ነናብ እዝነን ገይረን ከም ዘውግዓ ሓደ እዋን ከዓ ቀኒዕዎ ብዕቡቕ ዋጋ ዘገልገሉ መፃሕፍቲ ኣብ ፒያሳ ገዚኡ ብፌስታል ሒዙ ብራስ መኮንን ድልድል ወሪዱ ብኣራት ኪሉ ገይሩ ናብ ድባብ መናፈሲ ኣቲዩ ኮፍ እንትብል ኣብ ጎኑ ዝነበሩ ካብ ሸውዓተ ዘይበልዑ ተምሃር ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ዝመስሉ ብዛዕባ ኣብ ገዝኦም ዘሉ ድምጺ ኣልቦ መሳርሒ የውገግዕዎ ዝነበሩ እነይ ኣብ ትሕቲ ዓራት ጎዘሞ ኣለዋ ብሰሓቕ እናተዓጀቡ ንኹሉ ነገር ምድላው ከም ዘድሊ ይዘራረቡ ነይርም። ስራሕ መፅሓፍ ግና ምስ ሰባት የራኽቦ እዩ ካብ መማህርቱ ዝረኽቦም ኣብ ሞያ ጋዜጠኝነት ይነጥፋ ዘለዉ ገዛኢን ክልተ ዛንታታት ግዛቸውን እዮም ሽሞም ብዙሕ ግዘ ተቐላሊዶምሉ እዮም። ምስ ግርማይ ንመወዳእታ ግዘ ካብ ዝራኸቡ ሰሙን ኮይንዎም ስለ ዝነበረ ኣብ ፌስቡክ ብዛዕባ ፍቕሪ ዕሒፋ እንትሪኡ ኣዚዮም እዮም ዝተገረመ ክልተ ዛንታታት ኣብ ሰሙን ውሽጢ እንታይ ዓይነት ለውጢ ኣምዊኡ እዩ ኢሉ ገዛኢ። ኣብ ሓደ እዋን ንፍቕሪ ኢሉ ተሳቼዩ እዩ ከምለሶ ኣይደልን ስለዚ ፍቕሪ ሕሾት ከም ዝኾነ ንባዕሉ ኣእሚኑ ኣስሉ ክልተ ዛንታታት ፍቕሪ ስራሕ እዩ እንትብሉ ግዛቸው ፍቕሪ መሸዋወዲ ዳምዳም ስምዒት እዩ ኢሉ እዩ ተረዲእዎ። ኢልዎ ግዛቸው ግርማይ ኣብ ሰከንዳት ውሽጢ ንገሆ ኣብ ገዝኡ ጠጠው ኢሉ ዝመፆ ትዝታ ዝሓሰቦ ሓሳባትን ባናይ ፌፊስቡከ ተኝንፋኡን አናበረሩ ሓሊፎም ስምዒቱ ከመይ ከገልፀሎም ከም ዝኽእል ምሕሳቡ ጥራሕ ስለ ዝኸበዶ ዋላ ስምዒቱ እንተገለፀሎሉም ዝረኽቦ ነገር ስለ ዘይተርኣዮ ንምንታይ ንፍቕሪ ከም ዝተገደሰ ከገልፀሉም ኣይከኣለን ልከዕ ከርስትያናዊ ፍቕሪ ብዘይ ስሰዐ ንኹሉ ማዕረ እተርእዮ ፍቕሪ ከም ዝኾና እቲ በዓል ቅነ ዝቓንየሉ ፍቕሪ እውን እንተወሪዱ ሓንሳብ ጥራሕ እዩ ዝወርድ እንተደኣ ዘይሰሚሩ ከምኡ ዝበለ ፍቕሪ ምስ ካሊእ ሰብ ዳግማይ እትሪአሉ ዕድል የብልካን እዩ ዝብል። ክልተ ዛንታታት ኣብዚ ኮፍ ኢልኩም ብፍቕሪ ትሕፍጩ ኣሉኹም እዚ እኮ ናባይ ፍቕሪ ቤተ ኣምልኮ ከበሃል ዝኽእል ገዛ እዩ ኢሉ ግርማይ ኣብቲ መንደቕ ዝቲ ገዛ ዝተሰቕሉ ነገራት ቅንዕ ኢሉ ጠሚቱ ከጥምቱ ጌርዎም ቁሩብ ሕስብ ኣቢሉ ዘረብኡ ቀዒሉ ረአዩ ሕዚ ከረድአኩም ኣይከኣለንን ግና ፍቕሪ ሒዝኒ እዩ ማለተይ ቀደሙ አውን እናሃደምከዎ እምበር ሓድሽ እውን ኣይኮነን ፍቕሪ ከም ዝሓዘኒ ምስ ኣመንኹ ምስ ኩሉ ነገር ፍቕሪ ሒዝኒ ኣሉ ኩሉ ነገር ትርጉም ከህበኒ ጀሚሩ ኣሉ ረአይዎ እስኪ አዚ ካፌ ከመይ ደስ ከም ዝብል። ሕዚ ከዓ ፍቕሪ ተስፋ ሂብዎ ኣሉ ክልተ ዛንታታት ፍቕሪ ዘይድገም እንተኾይኑ ንሓቀኛ ፍቕሪ ከረኽቦ ዝከኣሉ ካብታ ንዑዑ ዝተብሃለት ጥራሕ ከም ዝኾነ ሓሲብዖ ነዓዓ እንተዘይረኺብዋ ፍቕሪ ዝበሃል ኣብ ህይወቱ ኣይህልውን ማለት እዩ። ክልተ ዛንታታት ሜከሲኮ ኣደባባይ ማለት ከም ዝነትዐ ፍልፍል እዩ ዘፈልፍሉ ግና ማይ ዘይኮነስ ሰባት እዩ። ባብ ኣዲስ ኣበባ ምስ መዐት እያ ሃረር ባይ ፍቕሪ ከተማ እንትበሃል እንታይ ምኺኑ ዝተረደካኣ ኣብ ሃረር እውን ከም ዓለም ድላዩ ሕሾትን ምስሉይነትን እንተሃለወ ሰብ ብሰብነቱ ፍቱው እዩ ሰብ ምስ ሰብ ከፃወት ደስ እዩ ዝብሉ ሰብ ስምዒቱ ከገልዕ ኣይዕገምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ግና ከብድ ዝበለ ኣየር እዩ ዘሉ። ክልተ ዛንታታት ግርማይ ካብ ሑመራ ባብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተወሉ ዓመት ህይወት አውን ካብ ሃረር ዝኣተወትሉ እዩ ነይሩ ግርማይ ከም ህይወት ከበስል ብዙሕ እዩ ዝተርፎ ነይሩ ልምዲ ህይወቱ ኣይኮነን ካብ ህይወት ኣዚዩ ዝዐበበ ኮይኑስ ብተፈጥሮ እውን ኣዋልድ ቀዲመን እየን ዝበሰላ። ምፍቃር እዩ ዕባቐ አምበር ዕቡቕ ናትካ ንምግባር ምምናይ ፍቕሪ ኣይኮነን ፅቡቕ ምምናይ ባይ ፍቕሪ ተፃራሪ እዩ ዓርሰ ፍትወት እዩ ንዓርስኸኻ ምሕሳብ እዩ ክልተ ዛንታታት ግርማይ ከም ወትር እናተጠንቀቐ ዘይኮነስ እናጎየየ እናተዳፈአ እዩ ካልዲስ ኣቲዩ ኮፍ ዝበለ መዓዝ ከም ዝኣዘዞ ዘይተረደኦ ስፕሪስ ምስ ሓደ ብርፍዌቆ ማይ ኣምዊኡ ኣተኣናጋዲ ኮፍ ኣቢልስ ነታ ማይ ኣልዒሉ ግጥም ኣቢሉ ሰቲዩ ብምልከት ካብ ርሑቕ ከውስኸሉ ነጊርዎ። መጀመርታ ከቐርባ እንትጅምር ከምቶም ካልኦት ገዘ ኣምዒኡ ገዘ ዝወስዶ እዩ መሲልዋ ነይሩ ንሱ ግና ካብ ጎና ኣይተፈለየን ዘይትፈልጦ ሓልዮትን ከንከንን ነይሩ ዘርኣያ ፍፁም ናብ ፍቕርን ሓዳርን ከዓቢ እዩ ኢላ ኣይሓሰበቶን ነይራ ሎሚ ብዘይ ንሱ ህይወት ኣይረኣያን ግርማይ ኣብ ሜከሲኮ ክልተ ዛንታታት ጫመኣ እናባሰዕረገት ዘወር ኢሉ እንትሪኣ ሪኣቶ እያ ፈሊጡ ሰላም ከይበላ ሓሊፋ ደሓር ዘወር ኢሉ ዝረኣያ እዩ መሲልዋ። እታ ባይ ስልጠና ትካል ቢርኣ ኣብ ራስ ሆቴል እንትኾን ኣብኡ ኣብኡ መስመር ኣብ ዝርከብ ናባይ ብሄራዊ ቲያትር መናፈሻ እዮም ተጃዒርምች ግርማይ ቡንኡ ሰቲዩ ኣብ ፊስ ቡከ ምስታ ቆልዓ እናተፀሓሓፋ ባይ ህይወት ነገር እናሓሰበ ተሞቻቺዩ ኮፍ ኢሉ ኣሉ ካብዚ ወፃኢ ዘተሓሳስቦ ነገር ወስኸኒ ዝበሉ ካልኣይ ብርቆ ማይ ክልተ ዛንታታት ዘይምምዕኡ እምበር ነቲ ቆዐር ሙሉእ ንሙሉእ ረሲዕዎ ኣሉ እዛ ብፌስ ቡከ እተዛርቦ ናይ ቐደም መማህርቱ ብዛዕብኡ ዘለዋ ኣፍልጦ ኣዚዩ እዩ የግርመሉ ዘሎ ንሱ ዝረሰዖ ታሪኻት እናባዘከረት እያ አእትሓትቶ ከመይ እዚ ኹሉ ነገር ብዛዕባይ ከትፈልጥ ከኢላ ንሳ እውን ዶ ከማይ ዓይነት ከነገራ ደማሚ እናበለ እናሓሰበሉ ነይሩ ክነገራ ካብ ዝሓስብ ፀኒሑ ኣሉ ሎመዓንቲ ንህይወት ምስ ረኣያ ናይ ምንጋር ድሌቱ ኣዚዩ ወሲኹ ኣሉ ለይኩን ንሓደ ኣማተር ከዕበ ተመሊሱ ዘየግንዮ ወርቃዊ ግዚኡ ከጥፍእ ስለ ዘይደለየ ኣብቲ ገፊጠ ናይ ብሄራዊ ትያትር መናፈሲ እናተኣንገደ ዘንብብ ንሱ ጥራሕ ነይሩ ኩሉ ኣብ ዙሪኡ ዘለዉ ሰባት ዝኣዘዝዎ እናተዐበዩ ዘርከበሉም ከዓ እናተጠቀሙ የዋግዑ ነይርም። ንዑዑ ሓደ ሰዓት መዲብሉ ኣሉ ካብዚ ሓደ ሰዓት ውሸጢ ርብዑ ሓሊፋ ኣሉ ለይኩን ካብ ኤርሚያስ ካብ ዝረኸቦ ሓደ ቁም ነገር ኣጠቓቕማ ግዘ ናይ ኩሉ ነገር ወሳናይ ከም ዝኾነ እዩ ሓንቲት ደቼቓ እውን ካብ ዓላማኻ ወፃኢ ብኸንቱ ከትሓልፍ የብላን ካብ ሞት ቀዲሙ ዘሉ ሞት ማለት ግዘኻ ብኸንቱ ምብኻን እዩ ድሕሪ ሓሙሽተ ደቓይቕ ናብ ግርማይ ደዊሉ ይፅበዮ ከም ዘሉ ነጊሩ ከመፆ ሐቲትዎ። ናይማን ምስ ህይወት ፍቕሪ ሒዝዎ ነይሩ ከኾን ከም ዝኽእል ይኣምን እዩ ነይሩ ርግዐኝነት ለካስ ዕሽነት እዩ። እቶም ተካእቱ እውን ዓብዩ ከብርን ፍቕርን እዮም ዝህብዎ እቲ ንበይኑ ዘሎ ድዩ አወ ኢሉ መሊስስለ ኣርቲስትን ፀሓፋይን እዩ ቅድሚ ንስኻኸ ምውላድካ እዩ ባብ ጥበብ ዓለም ዝኣተወ ኣብዚ ከባቢ ካብ ዘለዉ ነገራት ብዕድመ ዝበልዖ እዚ ኦም ጥራሕ እዩ እዚ ኹሉ ዓመት ዘሕለፎ ህይወት ብገንዘብ ንገንዘብ ዝነበረ ይመስለካ ኢሉ መሊሱ ንድሕሪት መባዕ ኢሉ ሪእይዎ። ንስኻ ገንዘብ ረኺብካ ድሌትካ ምግባር ከም ሕጉሰኳ አንትብል ኣቋሪዕፅዎ ኣነ ንነብሰይ ምሕጋዝ እዩ ዘሕጉሰኒ ካብኡ ካልኦት እውን ንነብሶም ከሕግዙ ምሕጋዝ እዩ ዘርውየኒ ኢልዎ ክልተ ዛንታታት እቪ ፅቡቕ ኣነ ከዓ ምዕሓፍ እዩ ዘሕጉሰኒ ኢሉ መሊሱ ባብ ድሕሪቱ መናዕ ኢሉ እቲ ንበይኑ ኮፍ ዝበለ ንጥበብ እናገልገለ ዝሸምገለ ሰብኣይ ሪእይዎ ረአይ ጎበዝ ፀሓፋይ ከኾን ይኽል ሰነፍ ፀሓፋይ ከኾን ይኽእል ዋንኡ ንሱ ኣይኮነን እንትዕሕፍ ዝረኽቦ ርውየት እዩ ምንባር ከቕዕል ዝገብረኒ እዚ ከተማ ብፀላኢ እንተተወረረ እውን ዝገብር ነገር ምፅሓፍ እዩ ዝኾን ነዓይ ምዕሓፍ ማለት ልከዕ ዝናፈቐ ኣፍቃሪ ንፍቕረኝኡ ረኺቡ ከም ምሕጃፍ እዩ። ግርማይ ቀልጢፋ ገዝኡ ኣቲዩ ዝኣረገት ሞባይሉ ኣብ ቻርጀር ሰኪዑ ምስ ህያብ ምዕሕሓፍ ከሳብ ዝጅምር ሃፄዑ ሃንደፍደፍ እናበለ ባብ መንደሩ እንትበዕሕ ኣብ መእተዊ ካንቨሎ እቲ ኮንደሚንየም ኣሰፋ ሒዙ ከዋግዖ ጀሚሩ ኣሉ ምንም ከሰምዖ ድሌት ኣይነበርን ገዲፍዎ ከኸድ እንተበለ እውን ኣይሰድድን ኢልዎ ኣስሉ ብዛዕባ ኣናእሽቱ መፅሓፍ ምስራሕ ጀሚሜሚርሉ ዝነበር ወግዒ ነይሩ ዝቐዐለስሉ ክልተ ዛንታታት ግርማይ ካብቲ ወግዑ ንላዕሊ ንምንታይ ህድእ ኢሉ ምዝራብ ከም ዘይኽእል እናሓሰበ ነይሩ ዝከታተሎ ዝነበረ። ክልተ ዛንታታት ኣብ መወዳአታ ሞባይሉ ወሊዑ እንትርኢ መልእኽቲ ልኢኻትሉ ነይራ ታሕጓሱ ትኽክለሻኛ ከም ዝኾነ ርግፀዐቫና ኮይኑ እዩ ማንም ነዚ ታሕጓስ እዚ ከሕድጎ ዝኽእል ሓይሊ የለን ምፍቃር ፈሊጡ ኣሉ ካብ ሰብ ይኹን ካብ ዕሑፍ ረኺብዎ ዘይፈልጥ ነገር ኣብኡ ኮይኑ ኣሎ እዚ ከዓ ከነግራ ኣለዎ ዕራርቦ ፀሓይ ንገዝኡ ኣቲዩ እናተዐሓሓፋ ገዝኡ እንትዕልምት ኣይተፈለጦን ቀዒላ ትዕሕፈሉ ከንብብ እምበር መብራህቲ ከብርህ ኣይተገደሰን ኣብ ውሽጡ ዘሉ ብርሃን ነቲ ባይ ደገ ዘየድሊ ዝገበሮ እዩ ዝመስል። ሐደ ነገር ከነግረኪ እየ ኢሉ ጀሚሩ ከመይ ምፍጣርም እኳ ከይተፋለጡ ንሳን ንሱን ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ነበርቲ እናሃለዉ ንሳ ምስ ፍሽኽተኣ ኣብ ዝዕልየሉ ግዘ ከም ዝተርኣየቶ ነጊርዋ እንትትሰምዖ ብቹቐም ነገር ይኹን ብቐልዲ ከትወስዶ ከም ዘለዋ ኣይተረደኣን እንታይ ዓይነት ዐወታ ከምዕእ ከም ዝደለየ ኣይተረደኣን ሓደ ነገር ግን ሓቂ ነይሩ ካብ ልቡ ይዛረብ ኣሎ እንተኾይኑ ነቲ ውሽጣ ዝነበረ ሕቶ ንምንታይ ደስ ይብላ ከም ዝነበረ መልሲ ከኸውን ይኽእል ነይሩ ብኻሊእ ገዑ ገና ይሕሽዋ አውን ይህልው ይኾን። ክልተ ዛንታታት ግርማይ ኣብ ናይ ታሕጓስ ዓለም እዩ ዘሉ ኣብ ህይወት ካብ መፅሓፍን ቡንን ንላዕሊ ከይጠመተ መዒኡ እዩ ሕዚ ንፍቕሪ ኣብዛ ሓፃር መዝገቡ ወሲኽዎ ዘሉ እዚአን መዕፅሓፍ ቡን ፍቕሪ እንተሃሊየን ቅሳነት ኣሎ ቅሳነት ከዓ ንዑዑ ገነት እዩ። ነዛ ፍርሑ ግና ሓደ መዓልቲ ከጥሕሳ ከም ዘለዎ ይፈልጥ እዩ ንህያብ እትፈርስ ዘላ ሃገር ኣብ ዝረኣያ ግዘ ግርማይ ህይወት ከንደየናይ ጥዕምትን እዑብ ድንቂን ከም ዝኾነትን እዩ ይሓስብ ዘሉ ማንም እንተኾነ ሓደጋ ይመፅእ ከም ዘሉ ምርኣይ ኣይጠፍኦን ኩሉ ዝዛረቦ እዩ። ሐደ መዓልቲ ኣብ ቱሪስት ሆቴል ኮፍ ኢሉ ሓንቲት ካብ ማዕኸላይ ዕድመ ድፍእ ዘበለት ረጓድ ፈረንጂን ሓደ ኣብ ማእኸላይ ዕድመ ዘሎ ንሱ እውን ርጉድ ዝበለ ናባየይ ላፕቶፕ ቦርስኡ ኣብ ጠረጴዛ እቲ ሆቴል ኮፍ ኣቢሉ ምስ እዛ ሰበይቲ እንተውግዑ ይሰምዖም ነይሩ ናይ ብሄር ጎንዒ ኣብዛ ዓዲ ከም ዘይተርፍ ነይሩ የውግዓ ዝነበረ ሃ ኛ ከ ከበ ህዩ ይብል ነይሩ። ግርማይ እንትሪኦ ኣብ ገዑ ናይ ተበዳላይነትን ሓቀኝነትን ምስሊ ከንበብ ይፍትን ዝነበረ መሲልዖ ገርማይ ገና ነዚ ሕማቕ ዝምነ ዘሉ ናይቶም ህልኸኛታት መርኣያ ከም ዝኾነን ከምዚ ዝበሉ ሰባት ነዛ ዓዲ መዓት ከምፅኡኩላ ከም ዝኽእሉን ኣብ መወዳእታ ግና ሓቂ ምውበኣ ኣይተርፍን ኢሉ ንዓርሱ ይነገር ነይሩ ሉሚ ከዓ ፍቕሪ ሒዝዎ ኣሉ ብዛዕባ አዚ ሕማቕ ዕድል እዛ ሃገር ዝሓስበሉ ቦታ ኣብ ርእሱ የብሉን። እዚ ታሪኽ ኮይኑ ኣሎ ብዙሕ ዝተርፍ ነገር እውን ግና ኣሎ ብግዚኡ ኩሉ ከመልእ እዩ ሕዚ ኣብዛ ሃገር ዘሉ ንያታዊ ህንዐት ዝተርፎ ክልተ ዛንታታት መንፈሳዊ ህንዐት እውን ዝመልእ ሰብ የድሊ እዩ እንተኾይንሉ ባህቱ ሓቂ ሒዙ ኣብዚ ከበርከት እዩ ትምኒቱ ግርማይ እንኡን ኣብኡን እንታይ ከራኽቦም ከም ዝኸኣለ ኣይርደኦን ብዙሕ ነገርም ኣንፃራዊ እዩ ነይሩ ኣብኡ መንበባይን ዘመናውን እንትኾን እንኡ ዘይተምሃረትን ኣዚያ ባህላዊትን እያ ነይራ። ኣብዚ ዘሉ ፅባቐ ኣብ መላእ ሃገር ከጋፋሕ እዩ ካብኡ እቶም ሕማቕ ዝምነዩ ከሰዓሩ እዮም ኢሉ ነቲ ባይ ቱሪስት ሆቴል በዓል ቫንጣ ዘኪርዖ ብፍቕሪ ሰኺሩ እናሃለወ ኣዴኻ ሓሚማ ደቂሳ ኣላ ተባሂለ ወይ ዝኾነ ካብቲ መሊኡ ዝተቐፃዐር ስምዒት ዘውዕኦ ነገር ከፍጠር ይኽእል እዩ ኢሉ ፍዑም ኣይገመቶን ኣዲኡ ደሓን ትኹን ጥራሕ አምበር ካብ ገዲም ባይ ህይወት ሕድ ሕድ ሕሞት ብከንቱ ደውታ ከሕልፋ ከም ዘይግባእ ሓሲቡ እንትምለስ ንህያብ ዘለዎ ሃረርታ መፈፀምትኡ ከረከብ ከም ዝገብር ቆሪዕሉ ኣሉ እንኩ ካብ ሆስፒታል ንገዛ ተመሊሳ ነይራ ዝረኣያ። ካብ ኣሰፋ ቁሩብ ከመሃር ኣለኒ እዚ ሓሳቡ ፈላማይ ባይ ተግባር ውሳነ ከውስን ሓጊዝዎ ከሳብ ሉሚ እናደናጎዮ ዝፀንሐ ምስ ህያብ ናይ ምርኻብ ጉዳይ ምስቲ ሰናይ ጠጠው ከብል ካብ ሕሾትን ዓርሰ ፍትወትን ዝዐረየ ህይወት ከነብር ነይሩ እምነቱ ሶልዘንትሲን ኣብ ትሕቲ ጭቆና ስታሊን ከቢድ ዋጋ ዝኸፈለ ደራሲ ሩሲያ እዩ ንሱ ከመይ ንዓለም ቅኑዕ መንገዲ ነትሕዛ ንዝብል ሕቶ ዝነበሮ መልሲ ኩለና ምስ ሕሾት ብዘይምትሕብባር ዝብል ነይሩ ነዚ መልእኽቲ ወሲዱ ካብ ጠሾት ዝፀረየ ህይወት ከነብር ነይሩ ፈተንኡ። ክልተ ዛንታታት ሕዚ ፍቕሪ ማለት ሓደ ነገር ጥራሕ እዩ ህያብ እንትትዛረብ ምርኣይ ምስማዕ ማለት እዩ ፍቕሪ ማለት ምስ ህያብ ምኳን እዩ። ግርማይ ብዝኣመነሉ ጥራሕ ከም ዝኸይድ ይፈልጦ እዩ ሕዚ ከምዚ ኮይነ ክልተ ዛንታታት እንትብል እውን ይሕሽው ከም ዘየለ ርግፀኛ እዩ። እቲ ዘልኣለማዊ ወይ ባናይ ኣምላኽ ፍቕሪ ብዘይ ፍልልይ ቅድመ ኩነት ዘይብሉ ፍቕሪ እዩ እቲ ባይ ተፃይ ፆታ ግና ንዝንእዶ መሪዑ እዩ ዘፍቅር በዚ ምኽንያት ከዓ እዚ ናባይ ተፃይ ፆታ ፍቕሪ ንዓርሱ ኣብ ዕርበተ ጠልና ዘሉ ፍቕሪ እዩ ዓርሰ ፍትወት እዩ። እቲ ባይ ኣምላኽ ፍቕሪ ትእዛዝ እዩ ሓላፊነት እዩ። እቲ ባይ ተፃይ ፆታ ፍቕሪ ግና ካብ ሓላፊነት ንላዕሊ እዩ ምሱጥ እዩ ኣብ ዓሚዩቕ ስምዒት ዘአትው እዩ ሃንደበት ውስጣዊ ገነት ዝኸፍት እምበር ብድሌት ብምሕሳብ ዝመዕእ ኣይኮነን። ከስመዖ ብዝገበረቶ ፍቕሪ ተደኒቹ እዩ ብህላወኣ እውን ተደኒቹ እዩ ኣብ ልቡ ነጊሳ እያ እዚ ግና ድሕሪ እቲ ሃንደበት ብዘይጥርጥር ዝተገለፀሉ ፍቕሩ ስዒቡ ዝመፀ ኣድናቐት እዩ እምበር ቀዲሙ የደንቓ ነይሩ ኣይኮነን ናብ ፍቕሪ ዝተቐየረ። ኣድናቐት ደሓር ዝመዕእ እዩ ብሓደ ግዘ ካብ ሓደ ንላዕሊ ብሓያል ባናይ ፍቕሪ ምሳጠ ኮይንካ ምድናቕ ምሕሳብ ዕሽነት ከኸውን ይኽእል እዩ ግርማይ ዝፈልጦ ፍቕሪ ሃንደበት ዝተቐፃዐር እዩ። ነቲ ተሰሚዕኒ ዝብሉ ስምዒት ዝሽከመሉ እንግደዓ ኣይነበሮን ግዛቸው ዝፈልጦ ግርማይ ንዕለታ ጥራሕ ዝሓስብን መፅሓፍ ካብ ምርካብ ወፃኢ ካሊእ ቁም ነገር ዘሎ ዘይመስሉ እዩ ነይሩ ሕዚ ገና ካብዚ ኣዚዩ ርሒቹ ኣሉ ግዛቸው ኣፍቂረ ኣይበል አምበር ኣዚያ ስሒባቶ ክልተ ዛንታታት ዝነበረት ኣብዚ ካፌ ትሰርጠ ግርማ ሞገሳ ደስ ይብለኒ ዝብላ ጓል ንምስሓብ ዓብዩ ፃዕሪ ምግባር ጀሚሩ ነይሩ አንታይ እሞ ዋጋ ኣለዎ ንሱ ጥራሕ ኣይኮነን ባብዚ ካፊ ዝመፅእ ካብ ኣውስትራሊያ ገስጊሱ ዝመፀ ጎበዝ ካሊእ ካፌ ዘይሰኣነ እናተንቀልቐለ ባብዚኣ ኣቲዩ ነታ ቆልዓ ዓሪኹ ኣብ ሓዒር ግዘ ከም እንጀራ ጠቕሊሉ ሒዙ ባብ ዝመፆ ወሲድዋ ንግዛቸው ከም በርቂ እዩ ነይሩ ብልፍ ኢሉ ነጎድጓድ ኣስሚዑ ከም ዝጠፍኦ ሒዝዋ ጠፊኡ። ካብ ፍቕሪ ወፃኢ ኣብ ርከብ ደቂ ክልተ ዛንታታት ሰባት ሚስጥር ዝኾነ ነገር የለን ትብል ሱዛን ሶታንግ ሪእኻዮ ዶ ኢልዎ ቡኮውስኪ ንፍቕሪ ካብ ገሃነም ዝመፀ ኸልቢ እዩ ይብሎ ኢሉ ግርማይ ተሰሓሒቐም ዝሓለፉ ቁሩብ መዓልትታት ግርማይ ዝኾኖ ነገራት ኣብ ግምት እንተኣቲዮም እዚ ፍታሕ እዚ ተኣማናይነት ዘለዎ ይመስል ነዚ ፍታሕ ብሰሓቕ ኣፋኒዮምዖ ኣምብሮስ ቢርስ ከዓ ፍቕሪ ብሓዳር ዝፍወስ ዕብዳን እዩ ይብሎ ኢሉ ግዛቸው ካሊእ ሰሓቕ ተለዋዊጦም በርትራንድ ራስል ከዓ ካብ ጥንቃቐታት ኩሉ ብፍቕሪ ጥንቃቐ ምግባር ናይ ታሕጓስ ፀር እዩ ይብሎ ኢሉ ገርማይ ኣይተረደኦን ጥንቃቐ እንተዝገብር ንህያብ ኣይመደንገዕከዋን ነይረ ኢሉ እዩ ይሓስብ ዝነበረ። ኢሉ ግዛቸው ቅዕል ኣቢሉ ፓውሉ ኮልዮን ሪእኻዮ ዶ ፍቕሪ ዘይተገርሐ ሓይሊ እዩ ከንቆፃዐር እንተደኣ ፈቲንና የጥፈአና ይብሎ ኢስሉ ቢራን ዝተፈላለዩ ደረስቲ ብዛዕባ ፍቕሪ ዝበልዎን ከምዚ የጠዓዕሙ ነይርም ግርማይ ብግድኡ ጄምስ ባልድዊን ፍቕሪ ከም ንሓስቦ ጅማሮን ፍፃመን የብሉን ኩናት እዩ ዕብየት እዩ ይብሉ እንኳዕ ክልተ ዛንታታት አኳ ምስ ሕቶ ፀለምቲ ዘየተሓሓዞ ኢልዎ ነቲ ኩባት ምፃር ዝተስኣና ግርማይ ኣይሪስ መርዶከ ፍቕሪ ካባኻ ወፃኢ ንዘሎ ኣካል ኣፍልጦ ባናይ ምሃብ ከቢድ ርድኢት እዩ ትብሉ እዚ ደስ ይብል ኢሉ ግዛቸው ካብ ኩሉም ፍታሓት እዚ እዩ ዌቡጥነት ዘለዎ ዝኾነስ ኣፍልጦ ሂብዋ ኣፍልጦ ከይሃበቶ ንኣውስትራሊያ ዝተወሰደት በዓልቲ ግርማ ሞገስ ውን ኢላቶ። ነዓይ ከም ዝርደአኒ ስጋዊ ፍቕሪ ፍቓድ ኣይኮነን ግና ሃንደበት ዝቆፃፀረካ ሓይሊ እዩ ስጋዊ ፍቕሪ ብንዕፅህና ልቦና እንተሒዝናዮ ፈቓድና ይቆፃዐር እዩ ስለዚ ሓላፊነት ኣለና ኢልና ዘይኮነስ በቲ ሓይሊ ፍቕሪ ዝግናሕ ፈቓድና ብንዕህና ባይ ፍቕርና ባብ እንኾኑሉ ብርኪ የዕብየና እዩ ኢልዎ ግዛቸው ነቲ ሓሳቡ ብዙሕ ኣየድሀበሉን ነይሩ ግና ኪርከጋርድ ፍቕሪ ኣይድገም ዝበሎ ኣትሪሩ ይቃወም ዝነበሮ ኣዘኪርዎ እሞ ተዓሪቕኹም ማለት ድዩ ፍቕሪ ኣይድገምን ኢሉ ኢልካ ተፃሊአኻዮ እንዶ ኣይነበርካንሃ ኢሉ ሕዚ ድሕሪ ምዕራብ ፍቕሩ እንታይ ከም ዝብል ከሰምዖ ሓቲትዖ ብፈቓድ ዝመፀ ከሳብ ዘይኮነ ይደገም ኣይደገም መን እዩ ፈራዳይ ከኾን ኢሉ ነቲ ሕቶ ብሕቶ መሊስስ ክልተ ዛንታታት ህይወት ንግርማይ ከምዚ ደንገዝገዝ እናበለት ናብ ሰለስተ ወርሒ ከባቢ ኣቹዒራ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Advertisement
Bottom banner

Download options | Convert to Pdf | Advertise on dirzon

© dirzon | Terms of Service | Privacy | About | Services | Contact