Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ናይ ዝብሉ ኣገደስቲ ሕቶታት መልሲ ኣብዛ መጽሓፍ ኣሎ ክቡር ኣገባቢ ከብታ ኣብ ዘሕተምክዋ ምጾታት ፍቕሪ። ኣንብበኒሞ ገባብካ ከኣ ኅገረኒ። ከተረጋግጽ ሓተተት እታ ወይዘሮ። መግሞ ክብል ስምካ። ዝሃባ ኞፍጽሪ ወሰደትሞ ብሰላም ድማ ተፈለየቶ። ዮናስ። ኣብ ገጹ ሕጉስ ስምዒት ተነበበ። ሓሳባቱ እወታዊ ኮይኑ ስለዝተሰምዖ ቅስን በለ። እሞ ሎሚ ድራርየ ክጋብዘክከ በለ ዮናስ። ግና እታ ለመጭ ልሳኑ ከም ኣመላ ተዋስኦ ኣይምገደፈትን ተዋስኦ ሓዊ ትዓብጠሉ ኮቦርታዩ በለ ብሓሳቡ። ይቕረ ይኹንኪ ፍቕሪ እምበር ቂምታ ዘሳሲ ልቢ ኣይተዓደለን። እቲ ዳዊት ዝበሎ ከተረጋግጾ ስለዝደለየትያ ከምኡ ኢላ። ዝኾነ ነቲ ዝበልክዮ ዝኸውን ገንዘብ ስለዘይነበረኒየ። ልቡ ተሃወጸት። ዮናስ ከመይ ጸኒሕካ። ፍጹም ኣይሓስቦኘ። ዋላኳ ከም ሰብ ገሰባት ኮነ ኢልካ ናይ ምንእኣስን ምቼጠዕን ባህሪ እገተነበሮ ኣብታ ልዕሊ መጠን ዘፍቕራ ሄርጫላ ግና ኣይጥቀመሉፕኘዩ። ስለቲ ዝገበርካለይ ጽቡቕ የመስግነክ። ሜርጫላ ከምኡ ከይተስምዕኒ። ይቕሬታ ዮናስ። ዘርባዕባዕ በለ። ከፍቕረካ ግን ኣይክኣልንየ። ብዝኾነ እቲ ገብዓት ቀጻሊዩ ዝመስል ንብዓት ድኻ ልቢ። ቀዲማ ተዛረበት ፄርጫላ። ኢሂ ሄርሜላ። ምስኣ ምሀላዉ ኣበሰራ ኣራም። ኩሉ ኩነታት ኣራም ጫሮን ኣዕሊልዋዩ። ብሰገክኺ ዘይኮነስ ብሰንኪ ዘይሰመረ ፍቕሪ። ዓስኺ ግና ፍሉይ ስምዒት ፈጢርክለይ። ግና ተጣዒሰ። ምስቲ ንብረት ፍቕሪ ገዲፍካለይ። ዘረብኣ ብዘይ መጠን ኣሐጐሶ። ኣራመሙይ ኩሉ ክኾነልካየ። ሓንሳብ ሓገሳብ ገብዓት ምስክር ፍቕሪ ይኸውገዩ። ድሕሪ ደቓይቕ ተዛረበት ሄርጫላ።
ናብ ዝተመደቦ ቦታ ስራሕ ክበጽሕዩ ዝህንደድ ነይሩ ካብ ኮሌጅ ምስ ተመረቐ ብኣልጐሎት ከም መምህር ኮይኑ ዩ ዝሰርሕ ጌና ኣብ ዝምህረሉ ቦታ ስለዘይበጽሐ ካብተን ኣብ ብሎኮ ዝነበራ ምኒባሳት ክሳፈር ነይርዎ። ዮናስ። ከም ባሀሪ ግና እሙንን ትሑትን ካብ ምኺን ኣይተዓግተገ ኣብ መንፈሳዊ ህይወት ዘለዎ ተገዳስነት ልዕሊ ማንም ካብ ደቂ ገዝኡዩ። ኣብ ነብሳ ዘለዋ ግዳሴ ከም ናይ መሓዙታ ኣይኮነን ካብ ኣብ ስነ ጽባቐ ኣብ ዋዛን ዳእላን ክትጸቕጥ ይሰልጠላ እታ መስሓቅን ተዋዛይትን ጓል ናይ ክፍለን ገሳያ። ተቋውምኡ ኣስምቦዐ ኣብ ልቡ ካብ ራሄል ትበልጽ ጓል የላን ዋላ ገፍቕራዊ ሕቶኡ ትገጸግ ፍቕሪ ዝኺሓሎ ተስፋ ግና ኣለዋ። ስእነት ናይ ገዛና ኣብ ኣቕሑትና ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ገጸይውን ዝርአዩ ዝመስል ከማርር ተሰምዐ ኣራም። ኣራም ተዛረበ። ኣገታ ናይ ሎሚ መዓልቲ ዘረባ የብሉገ ኢዮብ ቐዲሙ ተዛረበ ኣብ ፍሉይ ናይ ኣግርሞት ስምዒት ተወጢሑ ዝነበረዩ ዝመስል። ተዛረበ ዮናስ። ዮናስ ብቐሊሉ ክርድኣና ስለዘይክእል ብኻልእ ኣማራጺ ተፈተንናዮ ይሓይሽ ኣራም ተዛረበ እቲ ህልኸኛ ዮናስ ብቐጥታዊ ዘረባ ዝስወጦ ኣይኮነገ ዋላኳ ብዙሕ ግዜ ብዛዕባ ነብሱገ ሣብቱን እናተጃህረ ምዝራብ ከም ዘየጸብቐሉ እገተነገሩዎ ዮናስ ግና ኣብ እዝኑ ልቢ ከቐምጥ ኣይከኣለንገ። ሄፄርሜጫላ ከም ኣብ ቐትሪ ኣብ ለይቲ ውን ትደምቕ ቐንጆያ በለ ብልቡ። ከም ዮናስ ዝቐልል ሰብ ርእዩ ከም ዘይፈልጥ ርግጸኛዩ። እቲ ጽቡቕ ነገር ይሕሱ ከም ዘሎ ዘቃልዕ ሰብ ኣይነበሮገ። ግና ኣብ ዘይቦቱኡ ዝኣቱ ሓቂ ካብ ሓሶት ዘይሕሸሉ ኣጋጣሚሜታት ከም ዘለዎ ኣይትዘገግፅ ሓሳባቱ ገለጸ ኣራም። ኣብ ልቢ ሄርጫላ ናይ ፍትወት ስምዒታት ከም ዝተኸለዩ ዝሓስብ ኣይ ሰሙን ኣይ ሳልስቲ ስለዝረስዓቶ ግና ብውሽጡ ገለ ናይ ባዶነት ስምዒት ክቅገጥዎ ጀመረ። ካብ ኣራም ዮናስ ንላዕሊ ኣገዲሱኪ። መልእኽቲ ዮናስ ከም ዘብጻሓሉ ግና ርግጸኛ ዲኺ። ኣራም ብዛዕባ እቲ ሄርጫላ ዝሃበቶ መልእኽቲ ምስ ሓተቶዩ ከምኡ ክብል ተቐሲቡ። ዮናስ ግና ንትሕትንኡ ከም ጉድለት ጸብጺቡ ኣብ ልዕሊኡ ጸገም ካብ ምፍጣር ኣይቦኸረገ። ነዚ ዝተረደአ ኣራም ድማ ድሕሪ ደጊም ኣብ ጉዳይ ዮናስ ትሕትና ከም ዘየድሊ ተኣማመነ። ካብ ልቢ ሰገበደ ኣራም። እቲ ኣብ ካልእ ቦታ ደልዩ ዝሰኣኖ ኣራም ከኣ ኣብኡ ጸነሖ። ብውሽጣዊ ጸጋታት ካብ ዮናስ ከም ትበልጽ ፍለጥ ኣራም። ተግባራቱ ከም ፍኹሰት ከይጽብጸብ ኣይተሸገረገ ኣብ ውሽጡ እቲ ዝረዘነ ስምዒት ፍቕሪ ዘቐመጠ ሰብዩ ነይሩ። ሓተተ ኣራም ፄርጫላ ናይ ዮናስ ከይትኸውን ክጽዕት ኣለዎ። ተወሳኺ ዘረባ ኣስምዐ ኢዮብ ዓርኪ ዮናስ ኣይኮነገ ኢዮብ ዓርኪ ገንዘብዩ ገንዘብ ከኣ ኣብ ጁባ ዮናስዩ ዘሎ። ከም ሰብ ገሜሮገ መጀመርታ ምስ ረኣየቶ ኣይጸልኣቶገ እዚ ኣብ ትሰርሓሉ ቦታዩ ኣብ ኣስመራ ውን እገተኾነ ጫሮን ዝጽላእ ወዲ ኮይኑ ኣይረኸበቶግገ። ኣብ ቤት ራሄል። ኣብ ፍቕሪ ከመይ ኢኺ ገደቓይቅ ብዘይ ዘረባ ምስ ተጓዓዙ ሓተተ ሜሮን ደፋር ከይበሃል ስክፍታ ዓሰሎ። እሞ ከምዚ ናተይ ኣብ ፍቕሪ ዘለኺ ሰብ ኢኺ ማለትዩ። ዋላኳ ስምዒታት ፍቕሪ ካብ ልቡ ተዘይወጸ ኀገስምዒታት ፍቕሪ ዝኸውን ሃዋሁ ግና የብሉገ። ትጸልኦ ከይትኸውን ስክፍታ ኣለዎ እቲ ልክዕ ፍልልይ ኣብ ሞገጎ ናይ ሓሶትን ናይ ሓቕን ፍቕሪ ዝፈልጦ ኣይነበረገ። እቲ ገንኢዮብ ናይ ሓሶት ዝመስሎ ስምዒታት ፍቕሪ ገለ ክፋሉ ኣብ ልባ ኣሎ። ምስ ብዙሓት ከም ትቐርብ ካብ ነገረቶ ሕቶ ፍቕሪ መጽይዋ ክኸውን ከም ዝኽእል ግምት ኣለዎ። ግና ከም ናይ ሄለን ገይሩ ዘዕግቦ ኣይኮነን ዮናስ ክርድኦ ዘሎ ተኽእሎ ስሑውዩ ክሳብ ሕጂ ኣየዕለልኩወንንገ። እቲ ለውጢ ኣብ ውሽጢ ተኾይኑ ግና ፍጹም ዝፈልጦ ኣይነበሮገ። ኣብ ልዕሊ እቲ ካብ ልቡ ዘፍቕረ መድሣሃኔ ሕነ ናይ ምፍዳይ ተበጉሶ ኣብ ውሽጣ ኣሎ። እቲ ከም መወዳድርቱ ዝሓስቦ ኣራም ከም ናቱ ከም ዘይገብር ርግጸኛዩ። ዮናስ ዘረባ ክጅምር ከም ዘለዎ ይፈልጥዩ። ፍርሒ ልክዕ ከም ኣራም ጸላኢኻ ጌርካ ሕሰበ ካብ ኢዮብ ዝረኸቦ ማዕዳ ነይሩ። ከም ናይ ኣራም ስምዒት ግና ኣብ ዮናስ ኣይነበራገ። ከም ልሙድ ግና ሓሳባቱ ኣይነበረገ። ካብ ሄርሜላ ዝወጸ ናይ ግብረ መልሲ ቓላት ኣይነበረገ። ከም ኣራም ዝትሕት ወዲ ቕድሚ ሎሚ ትፈልጥ ኣይኮነትገ ኣብዛ ኩሉ ክልዕል ዝደልየላ ዓለምና ከም ኣራም ትሕትናን ኣኽብሮትን ዘለዎ ሰብ ብቀሊሉ ዝርከብ ኣይምስላገዩ። እምበር እዚ ኣብ ኣራም ዘሎ ስግኣት ንዕኡ ውን ኣየናሕሰየሉን ጽቡቕ ኣለኻ። እንተኾነ እቲ መኽንያት እንታይ ክኸውን ከም ዝኽእል ዝኾነ ኣፍልጦ የብሉገ። ግና ገለ ስክፍታ ኣብ ልዕሊ ስኒት ኣለኒ። ከመይ ዮናስ። ብኽብሪ ፍቓዳ ሓተተ ኣብ ጓል ኣኽብሮት ዘየርኢ ወዲ ካብ ጓል ፍቕሪ ክጽበ የብሉገ ዝብል መርገጺ ዝሓዘ ይመስል። ኣራም ናብ ዮናስ ቀረበ ኣብ መኪና ዮናስ ዝነበረት መን ሙኺና ምስ ፈለጠ ጻዊዒት ዮናስ ገምገታይ ምገባሩ ተፈለጦ። ሕጂ ግና ሄርጫላ ጥራይ ትፈልጦ ዮናስ ኮይኑዩ። ኣብ ልባ ቦታ ዘለዎ ኣራም ምስ ዮናስ ከይትውድእ ዝዕንቅጽ ሓይሊ ከይኑዋዩ። ዮናስ ሓወይ ኣብ ፍቕሪ የለኹገ። ኩነታት ኣራም ክሳብ ትፈልጥ ብዛዕባ ፍቕሪ ምስ ዮናስ እንተዘይተዛራረቡ ሕርይኣዩ። ኣብ ውሽጢ ሰሙን ኣራም ተዘይተመሊስዋ ዮናስ ቀዳማይ ምርጫኣ ክኸውን ከም ዝኽእል ሓሰበት። ግና ዝኾነ ይኹን ካብ ኣራም ፍቕሪ እምበር ካልእ ከምዘይትደሊ ፈለጠት። ኣብ ልዕሊ እቲ ሓጋዚኡ ኢዮብ ከምዚ ዓይነት ስምዒት ከገጸባርቕ ኣይምተገብኦገ ዮናስ ግና ብስምዒት ዝግዛእ መንእሰይዩ ነይሩ። ሄርሜላ ኣብ ኢደይ ምስ ኣተወት ዝገብረልካ ኣብ ልበይ ኣሎ። መወዳድርቱ ኣራም እምበር ጫሮን ኣይነበረገ ኣራም ፍርሑ ግሁድ ምስ ኮነ። እዚ ሓሳብ ኢዮብ ተዘይምህዞ ሕጂ ሕጉስ ኣይምኾነገ እቲ ሓጺን ካበይ ይካረዮ ብዘየገድስ ኢዮብ ኣብ ርእሲ ኣራም ናይ ሓዘን ዳስ ክተክል ጸገም የብሉገ። እሞ ድማ ኣብ መዓልቲ ጥራይ። ገለ ስምዒታት ኣብ ልዕሊ ኢዮብ ካብ ተሕድር ኣይወሓደንገ ናይ ሓሶት ዝበለቶ ፍቕሪ ገዕኣ ናይ ብሓቂዩ። ራሄል ኣብ ዕድጊ እምበር ኣብ ፍቕሪ ዘላ ከይመስለካ ብስምዒት ክምድር ተሰምዐ። ኣጋጣሚ ኣብ ገለ ተገራኸብ ጽቡቕ ነይሩ። ግና ኣብ ቕድሚ እቲ ጽቡቕ ዝገበረላ ዮናስ ሕጐስቲ መሲላ ክትዋሳእ ነይርዋ። ኢዮብ ከኣ ናይ ፍቕሪ። እዚ ቓላት ካብ ኣራም እምበር ካብ ዮናስ ክትሰምዖ ኣይትብሀግገኘያ። ሄርጫላ ብዛዕባ ኣራም እምበር ብዛዕባ ዮናስ ከም ዘይትግደስ ትርዳእያ። ኣራም ናብ ልቢ ሄርሜላ ክኣቱ እገተዘይደለየ ብዙሓት ኪሕኳሕቲ ከም ዘለውዎ ግና ክፈልጥ ኣለዎ በለች ብልባ ከመይ ኢለሞ ኣቲ ሄለን። ግና ካብ ስኒት ዝዓቢ የብሉገ። ካብ ዮናስ ኣራም ከም ዝጽብቕ ዝጠፍኦ ኣይኮነገ። ሓይሊ ኣብ ካልኦት እምበር ኣብ ሄርጫላ ከም ዘየዋጽእ ኢዮብ ነጊርዎዩ። ካብ ምስ ዮናስ ምዕላል ኣብ ዓራት ኮይና ብኣራም ምገባዕ መረጸት። መድሃኔ ኣብ ፍቕሪ ዘይኮነ ኣብ ጸወታ ከምዝነበረያ ትገልጽ። ኣብ ገጽ ኣራም ዘስተውዕሎ ዝነበረ ስምዒታት ተስፋ ከይሃቦ ኣይተረፈገ እቲ ከም ድሙ ኣብ ዓራት ተዓምጺጽካ ምውዓል ተታሓሒዝዎ ዝነበረ ዓርኩ በዚ ጉዳይ ናብ ገቡር ክምለስ ተመነየ። ተዛረበ ኣራም። ከም ዝርድኣኒ ዮናስ ሓደገኛ ሰብ ኣይኮነን። ካብ ምስ ዮናስ ዝነበሮ ዕርክነት ምሉእ ብምሉእ ከሲሩ ከም ዘይዉጸዩ ዝነግራ ነይሩ። ምስ ዮናስ ስለዝተባእሰ ሰብ የብሉገ።