Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
እዚ ንዶራስያን ኩነ ንተርጐምቲ ኣዝዩ ኸቡር ስሙ ድማ ግኑን ነበረሞ ነፍስ ወከፍ እንስሳ ይዕበ ይንኣስ ብሰላም ኣብ ደምበኡ ይግምሰስ ንስኻ ንኹሉ ትኣልን ትሕሉን ብጻይ ናፖለዮን ። እዚአን ከአኣየን እተን ናይ መጠረሽታ ለበዋኡ ብጾት ። ሓደ እንስሳ ኸሳዕ ክንድዚ ኺድንሞር ብሓቂ ዜገርምዩ በለ ነፈኸ። ራህዋ ኣብዚ እዋንዚ ፈር ዛዕ ባዝራ ኾይና ኣብራኻ ኣብዩዋ ኣዒንታ ድማ ምጭ ፋፍ ጀሚሩ ነበረ። ኣብዚ ግዜዚ ናፖለዮን ብዕድመ ዝጸገበ ዙኩንታልን ፈረቓን ዝኽብደቱ ሓሰማ ኾይኑ ነበረ። ነፈኸ ኸኣ ኣዒንቱ ምርኣይ ክሳዕ ዚጽግሞ ኣዝዩ ኸሪሹ ነበረ ። ኣያ ጻዕዱ ጥራይ እዩ ንኹለቲ ኣብቲ ነዊሕ ዕድሚኡ ዘጓ ነፎ ነገራት ሓደ ብሓደ አጸቢቹቺ ኸም ዚዝክሮ። ኩነታት ከኣ መለሳ ኸም ዘይብሉ ኪህልዎውን ከም ዘይክእል ኣረ ጋጊጹ ዘፍሰጠ ጥሜት ጸዕሪ ጓሂ ዘይልወጡ ናይ ህይ ወት ሕግታት እዮም በሃላይ ነበረ ። ብስራሕ እንተ ሃለኹውን እንተኸፍአ እቲ ዝሰርሕዎ ንርእሶምዩ ዝነበረ ። ዮኩሎም እንስሳታት ማዕረ እዮም ዝነበሩ ። በብዕለቱ ነፈሽ ዳርጋ መብዛሕትኡ እዋን ምሳታተን የሕልፎ ነበረ። ሓድሽ መዝ ሙር ይምህ ብዚ ረን ነበረ ነዚ ድማ ብሑት ቦታ የድሊ እዩ ናይን መር ና ዥሎም እቶም እንስሳታት እናጋለቡ የቶ ነገር ረአዩሬ እንሆ ድማ እቲ ራህዋ ዝረኣ ብዳሕረዋይ መሓውሩ ዚስጉም ሓሰማ እዩ ዝነበረ ። እዚ ባዕ ለይ ንኸመሓድሮ ኸብሪ ዝስምዓኒ ሕርሻ ኸኣ ናይ ማሕበር ጥሪት እዩ። እዚውን ኪውገድዩ እቲ ቐረንቀራ ኸኣ ዛጊት ተቐቢሩ እዩ ። ዘይፈለጠ ኾይኑምበር ከመ ይሲ ኣነውን ሕጂ ንመጀመርታ እዋንየ ዘፍእሞ ዘለኹ ሕርሻ እንስሳ ዚብል ሽም ተሰሪዙ እዩ ። እቲ ዚመክኽን ዚለዋወጥን ዚመስል ዝነበረ ግን እንታይ እዩ። ካብቲ ኣዳራሽ ያዕያዕታ ዘለዎ ደሃያት ይመጽእ ነበረ ። ታዕታዕን ጠረቤዛ ምድሳችን ምፍጣ ጥን ብነድሪ ምንጽጻግን ነበረ። እንተኾነ ግን ዛጊት መን መን ምኺኑ ንምፍላይ ዘይከኣል ነበረ ።
ስለዚ ድማ ኩሎም እቶም እንስሳታት ኣይተ ሃንስ ካብቲ ስፍራ ኣዐርዩ ምስ ረሓቐ ኣብቲ ሓሰር ዚኽዘነሉ ዓቢ ሪቕ ንኺእከቡ ተሰማሚዖም ነበሩ። ዝኾነ እንስሳ ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ኣብ ቤት ኪነብር ወይ ድማ ኣብ ዓራት ኪድቅስ ክዳን ኪኸደን መስተ ኺሰቲ ትምባኾ ኹትክኸ ገንዘብ ኪትንክፍ ወይ ድማ ኢዱ ኣብ ንግድ ኬእቱ ኣይግባእን ። እተን ኣዕዋፍ ኣብ መመሕደሪ አን ሰፈራ እቶም ከብቲ ኣብኡ ኸለዉ ኣብቲ ሓሰር ተገምሰሱ ብኡንብኡ ድማ ምልእቲ ሕርሻ ኣብ ድቃስ ተዋሕጠት ። ብዙሕ ጸገማት ግዳ ኣጓኒፍዎምዩ ንኣ ብነት ኣብቲ መጠረሽታ ዓመት እቲ ኣእካል ምስ ተዓጽደ ኣብቲ ሕርሻ መሻቹጥን መዝረውን ስለ ዘይነበረ ከምቲ ናይ ዘበን እንእኒ ባዕላቶም ኪኬኺድዎን ብስትንፋሶም ገይሮም ድማ ነቲ ቡቡኞሞ ኪፈልያዎን ተገዲዶም ነይሮምእንተኾነ ግዳ እቶም ሓሰማታት ብጥበቦም መጋል ከኣ በቲ ማእለያ ኣልቦ ጐልበቱ እናሓገዙ ካብ ምግዳዕ ኣናገፍዎም። ኣብ ኣጋ መወዳእታ ኸረምቲ እቲ ኣብ ሕርሻ እንስሳ እተፈጸመ ኹነታት ወረኡ ኣብ ፍርቅታ ሃገር ተዘርግሐ ። እቶም እንስሳታት ንሓድሕዶም ከም ዚባልዑ ሓደ ነቲ ኻልእ ብዝጐሃረ ሓጺን ገይሩ ኸም ዜሳቕዮ። እዚ ድማ። ስለዚ እታ ግንጽል ከም መጠን መድፍዕ ኣብ ትሕትታ ሰንደቕ ክትትከል ኣብ ዓመት ክልተ ሳፅዕ ማለት ሓንሳእ ኣብ ጥቅምቲ ውግእ ደምበ ላም ዝወዓለሉ ሓንሳእ ኸኣ ኣብ በዓለ መንፈቕች እቲ ዕልዋ እተፈጸመሉ ዓውደ ዓመት ክትትኩስ ተመደበ ። ውርጮ ነቲ ቦታ ሊሉ ድሕሪ ምዕዛብ ኣብኡ ጠሓኒት ንፋስ ምትካል ከም ዜዋጽእ በዚ ድማ ዲናሞ ኸም ዚዘውር ተገይሩ ነታ ሕርሻ ዚኣክል ሓይሊ ኤለትሪክ ምፍልፋል ከም ዚከኣል ኣረጋገጸ ። ካብኡ ንደሓር ብዙሕ ስራሕ ስለ ዚሳለጥ እቶም እንስሳታት ኣብ ሰሙን ሰለስተ መዓልቲ ጥራይ ከም ዚዓይዩ ኣፍለጠ ። ደቅ ሰብ ሽሕኳ ኣብ ውግእ ደምበ ላም እንተ ተሳዕሩ ነታ ሕርሻ ኸም ብሓድሽ ኣብ ኢዶም ንምእታው ብዝሓሸ ሓቦ ኸም ዚህቅኑ ንኣይተ ሃንስ ናብ ቦታኡ ኸም ዚመልስዎ ኸኣ ብሩህዩ ነይሩ። ነዚ ስጐምትዚ ንምውሳድ ብቹዕ ምኸንያት ነይርዎም ንሱ ድማ ወረ ስዕረቶም ኣብ ኩሉቲ ጐደቦታት ብምውጃዑ ነቶም ኣብ ጐረባብቲ ሕርሻ ዚርከቡ እንስሳታት ከኣ ካብ ቀደም ብዝያዳ ንኺኸንቡ ስለ ዘደፋፈፎምዩ ። ውርጮ ድማ ብዙሓት ረጋቢት እናለኣኹ ኣብ መንጎቶም ኣብ ካልእ ሕርሻ ዚርከቡ እንስሳታት ናዕቢ ምልዕዓልዩ ኣተናኡ ዝነበረ ። እቶም እንስሳታት ቅድም ንናፖ ለዮን ኣዳመጽዎ ብድሕሪኡ ንውርጮ መኖም ቅኑዕ ከም ዝነበረ ንምውሳን ከኣ ሓሳባቶም ኣብ ሓደ ምርጋእ ኣገሞም ። እቶም እንስሳታት ኣብቲ ሪቕ ብዝ ተኣከቡ ውርጮ ብድድ በለ። እቲ ሓፍ ዘይብል ዕዮ ኻብ ዝባን እቶም እንስሳታት ምስ ወረደ ሕርሻ እንስሳ ኸመይ ከም እትመሓየሽ ከም ስእሊ ኸሳዕ ዚረኣዮም ብንጹር ቃላት ገለጸሎም ። ንምሸቱ ነፈኸ ነቶም ካልኦት እንስሳታት ኣብ ብሕ ቶም ናፖለዮን እታ ጠሐኒት ንፋስ ንኽትስራሕ ብሓቂ ኣይተቓወመን ። እዚ ነገርዚ ካብ ኣእምሮኦም ዝፈልፈለ ሓሳ ባት ጥራይ ከም ዝኾነ መበቂቁሉ ድማ ምናልባት እቲ ውርጮ ዚዝርግሖ ዝነበረ ሓሶት ኪኸውን ከም ዚኸእል ገለጸሎም ። ከምዚ ኸነሱ ግን ገለ ኻብቶም እንስሳታት እቶም ሓሰ ማታት ምግቦም ኣብቲ ክሽነ ምብላዕ ኣብቲ መቐበል ኣጋይሽ ድማ ምዝንጋዕ ጥራይ ከይኣኸሎም ኣብ ዓራት እውን ከም ዚድቅሱ ብዝሰምዑ ምርባሾም ኣይተረፈን ። ኣብ መወዳእታ ድን ን ጥነ እንስሳ ኣብ ዓራት ኣይደቅስ እንተ ደቀሰ ድማ ብዘይ ኣንሶላ እዩ ዚብል ዘሎ። እቶም እንስሳታት ውርጮ ኸይተረፈውን ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ገበን ኢዱ ኺጽንብር ከም ዚኸእል ብዝሰምዑ ብዘይ መጠን ሰንበዱ። ኦቶም እንስሳታት ኹሉቲ ኣብ ወጻኢ ዚነብር ከም ዜተዙረሎም እታ ጠሓኒት ንፋስ ኣብቲ ምዱብ እዋን እንተ ዘይተጠሪሻ ድማ እቶም ቀንኣት ደቅ ሰብ ከም ዚድ ሰቱን ብታሕጓስ ጭድድ ከም ዚብሉን ይፈልጡ ነበሩሞ ብዘለዎም ዓቕሚ ከም ብሓድሽ ኪነድቅዋ ፋሕተርተር በሉ። እቶም እንስሳታት ግን እቲ ነዝር ከምኡ ኸም ዘይኮነ ኣይጠፍኦምን ። ክሳዕ ሕጂ እቶም እንስሳታት ኣይተ ዊምፐር ኣብ ሰሰሙን ኣብ ዚመላለሰሉ እዋን ምስኡ ክንድቲ ርክብ ኣይነበሮምን። ንሱ ኸኣ በዚ ተጠቢሩ ኣብ ሕርሻ እንስሳ ዋሕዲ ምግቢ ዚበሃል ከም ዘየልቦ ነቶም ኣብ ግዳም ዝነ በሩ ሰባት ምውራይ ቀጸለ። ካብተን ጐረባብቲ ሕርሻ ኣብ ሓንቲአን ኣብ መዓንደር ወኻርያ ወይ ድማ ኣብ ግራት ነጨበ ተሓቢኡሎ ዚብል ጽንጽንታ ነበረ። ኣብ ፈቐዶ ኹርናዕ ኣብቲ ሪቕ ኣብቲ ደምበ ላም ኣብቲ እንዳ ደራሁ ኣብቲ ኣሕምልቲ እተዘርኦ ገደና ኣሸተተ ዳርጋ ኣብ ዙሉ ድማ ኣሰር ውርጮ ረኸበ። እዚ ኹሉ እዋን ናይ ሃንስ ሰላዩ እዩ ነይሩ። ከምቲ ውዲቶም ድማ ውርጮ ኣብቲ ጽንኩር እዋን ክን ሃድም ምልክት ኪህበናሞ እቲ ዓውደ ውግእ ኣብ ኢድ ጸላእትና ኸም ዚወድቕ ምግባርዩ ዝነበረ ። ከምኡውን ውርጮ ኻብ ነዊሕ ዓመታት ጀሜሩ ናይ ሃንስ ሰላዩ ኸም ዝነበረ ኣብ ብሕቶም ገይሩ ባዕሉ ኸም እተ አመነሎም ነገሩ። ኣየናይ ዝያዳ ኸም ዜሰንብድ ከኣ ጠፍኦም ማለት እቶም ምስ ውርጮ እተ መሻጠሩ እንስሳታት ዝፈጸምዎ ኸሕደትዶ ወይስ እቲ ኣብ ቅድሚ ዓይኖም ዝረኣይዎ ጨካን መቕጻዕቲ። መብዛሕትኡ ሕርሻ እንስሳ እቲ ኽሳዕቲ ቐንዲ ጽርግያ እተዘርግሐ መገ ሃጫ እቲ ግራት ድርቋ እቲ ዱር እቲ ራህያ እቲ ጽዑቕ ሰዊት ስርናይ ዝበቼሎ ግራውቲ እቲ ኻብ ቁንቆሩ ትኪ እናተዓኺለለ ዚወጸሉ ዝነበረ ቐይሕ ናሕሲ ኣባይቲ ኣብ ቅድሚኦም ተዘርጊሑ ተራእዮም ። ብፍሉይ ድንጋገ ናይ ብጻይ ናፖለዮን እንስሳታት ዓዲንግሊዝ ከም እተወገደት ካብ ሕጂ ንደሓር ምዝማራ ኸኣ ውጉዝ ከም ዝኾነ ኣፍለ ጦም። ምስኡ ኣተሓሒዙውን ናፖለዮን እቲ ኣብ ልዕሊ ሕርሻ እንስሳ ኺግበር ተሓሲቡሎ እተባህለ ናይ ተንኮል መጥቃዕቲ ጠሪሹ ሓቂ ኸም ዘይኮነ እቲ ፍረደረቕ ኣብ ልዕሊ እንስሳታቱ ዘርኣዮ ናይ ጭካነ ጽዋታትውን ኣዝዩ እተጋነነ ኸም ዝኾነ ኣረጋገጸሎሉም። እቲ ገለ ኻብቶም እንስሳታት ክሳዕ ሕጂ ዚዝክርዎ ኣብ እንግድዓ ውርጮ ዝነበረ በሰላውን ናፖለዮን በስናኑ ነኺሱ ዘኞሰሎ እዩ ። ሓደ ኻብቲ ንምርዳኡ ዘሸገረ ግን እቲ እቶም ሓሰማታት ኣብ ልዕሊ ሙሴ ዘርእይዎ ዝነበሩ ጠባያት እዩ። እቶም እንስሳታት እቲ ወረ ናብ ነፈኸ ንኸብጽሑ ብሓባር ናብቲ ኣዳራሽ ገጾም ጐየዩ። ብጻይ ናፖለዮን ከምዚ ዝኣመ ሰለ ሕማች ዕድል ኣብ ልዕሊ ሓደ ኣዝዩ እሙን ሰራሕ ተኛ ናይቲ ሕርሻ ምውራዱ ብዝሰምዐ ብዙሕ ከም እተጨ ነቐን ዛጊት ድማ መጋል ናብ ከተማ ዊልንድን ዚርከብ ሆስፒታል ተወሲዱ ንኺሕከም ላዕልን ታሕትን ይብለሉ ኸም ዝነበረን ነገሮም ። ዝኾነ ኾይኑ ሕማም መጋል በቲ ኣብ ዊልንድን ዚርከብ ሓኪም እንስሳ እንተ ደኣ ተፈዊሱ ካብቲ ኣብቲ ሕርሻ ኺግበረሉ ዚከኣል ዝያዳ ኸም ዜዕግብ ነፈኸ ብቐሊሉ ኣእመኖም ። እቶም ሓሰማታት ኣብቲ መሕጸብ ሰብነት ኣብ ውሽጢ ሓደ ኸብሒ አፋውስ ዝረኽብዎ ኣብ ጥር ሙስ ዝመልአ ቐይሕ ዝሕብሩ መድሃኒት ለኣኹሉ ራህዋ ኸኣ ኣብ መዓልቲ ኸልተ ሳዕ ድሕሪ ምግቢ እናስተየት ፈወሰቶ። እታ ዓረብያ ቅድሚ ሕጂ ሓደ ሓራድ ፈረስ ዚውንና ዝነበረት ደሓር ግን እቲ ሓኪም እንስሳታት ዝዓደጋያ ንሱ ድማ እቲ ናይ ቀደም ሽማ ኣይደምሰሶን ። እቶም እንስሳታት ካልእ ጠሓኒት ንፋስ ንምስ ራሕ ኣብ ሃለኸለኸ ነበሩ። እቶም ኣብ ሕርሻ እንስሳ ዚነብሩ እንስሳታት ካብቶም ኣብ ካልእ ወረዳታት ዚርከቡ እንስሳታት ዝያዳ ይዓይዩ ዝወሓደ ኸኣ ይቕለቡ እንተ በልኩ ዘጋነንኩ ኣይመስለንን ። እቲ ናይ ቐደም ጥርጣረታት ኣሎ ኢሉ ኸም ዘይግምት እንተኾነ ግዳ እቲ ዘሎ ምትእምማን ብዝያዳ መታን ኪድ ልድል ኣብዚ ቐረባ እዋን ኣብ ልምድታት ናይቲ ሕርሻ ሓድ ሓደ ለውጥታት ከም እተገብረ ነገሮም ።