Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
መ ትአይናሎምነኀእዩእንተበሳስለ እተጋሰሳ ቅርሺ ይኸሐሳ። አቦጓልመርዓንምስ ተጸረ ትእዛዝ ፖስ አዘዘ መ ሊሹጓልእገተኸልኤ። አብምዛራግንእንተ ተሀርመት ከም ሰባትኽልስ።ሐዲጋዝኸደት ሰበይቲ።» አብ መኀኩኾጐኡ ግገ እቲ ቁፋልዓእንተሞተ። ንቤት ዚኸውኀ ዓኀገደገመል ሰብአይበቲኹን አጓቲቱ ንሰበይቲከእ ጢሒናን ሰንኪታን እንተ አእተውም። አስቲሳ ግኀ እገተ አደብደበት ቅርሺ ትለድ።ፓ ሣሄስለ መሬት እትወርስ ጓል። ስለእተፈትሔት ሰበይቲ። ዛስለ ግራት። እቲ ዝዝርዕአኦ ከእ ከምቲ ዝበልዕኦ እኽሊ አዩ አብ ዝሠለደ እኽሊ ክሳዕ ምዕጻዱ ወሪረን ዝኣተዋ እንኮኾ ምዕሮ ብሀይጓሳዝእቶከእካዕቦዐ ን ሐደሣያል። እዚ ኀግራትኒ ንሕዛእትን ንሐሰርኘ እዩ ። እቲ ዛዘርዕውን ከሪአተዋ እኀተዘርዔ እሞ አይምሕልኒ ኢሉ እንተአቤ። አብ ቅሚጡኡንአብ ዓውፍገ ከሎ ሕዊ ዘንደደ እ ዞሞብምስክርእኀተት። ንሐሰር ማሉ ኪጠሚ ንሱውኀ ኪደኪ ኢሉ ሕሐሕዊዘ ንደደ ቅርሺ ይኽሐስ ግን ብመርትዖ እንተ ተረትዔ እዩ። ብለይቲግገሰብ ቤትምስ ደቀሱ ዝሰረቐ እተ ን ዝሰረቐን መሊሹግሰሳት ቤትእርብዐ ቅርሺ ይኸኽሐስ። ስለ ሕድግቲ ሰበይቲ። ጨላበጊዕገሰበረአ ቅርሺ ይኽሕስ ቀንከአእን ዋንእ እንተሞተት ግነኘከዕበታጥጋጠጤሲ ዘጊዕከእ ጉ ሰለስተ ቅርሺ እዩ። እዚውማለት ናይ ክሳድጓልእዩ። ክብተን ማል አብ አቦ ወዲ ዝነበራ እንካብ እርባዕተ ገላዕሊ ሐገቲ እገስቶ ይቲየሃብአቦጓልነቦ ወዲ። አዐጓልኮነ እቦ ወዲ ኮነ እንክብ ክልቴኦም ዝጠለመን ዝከልዔን ሕልቂ ይዕደ ነገሩ ግን ብቁጸራ እዩ። ካብ ጉኖ ክብ ሐዊ ኀ መደረብታ ዜብሉ ነቦ እዩ። ከይጠየቐ ዝሰለመ ኖይ ፍታጦ እዩ። ሰብአይኀሰበይትን ንውልዶም ዜብልዕዎ ብልዒጎ እንተ ተፋትሑ ቅድሚ መርን እታ ሰበይቲ ከብቲእ ተበልዔ ጽብጸባተቁቢላትኺሯ» ብልዒትገ ገዝሚን ዋናኡእቦ ይኹን »። ሐው ዜብላጓል ትውረስ ገንዘብከነፆዖና ከነቃ ድራኮነ እኀተኾነግን አይትሽጥ አይትለውጥ ሀይሽየ ጥሀይልወጥ ዝሕረስኒ ቤት ዝስራሕኒ እዩ።ተመ ቅጠን አሰጋጊሩ በሕንቲ በትሪ ዘሰምበረ ፈርጊ ብቀጢን ዘሰምበረ ፈ ርጊ ሐለኀጊ ከምበትሪ እዩ ። ዘጨልገመ ኗፈርፒጊ ይፅደ ዝሐነቐ ፈርጊ ። ዐድ ክሞል። ሽንቲነጠጥብቬለእሞንዝሕመ ፈርጊ ። እንተኾነ ግገ ክረትዕ ፈጽ እመስኪሩ እንተ ሀይረትዖከምጽሑፍ ይዕደ » ። ድማመ ኘግሪፍቲ ይሔሸና እንተበሎ ይግረፍዎ » ። ኢድ ሃ እግሪፕ ዓይኒ ፍረ ነፍሏውን ጉቡዕዘጐደለ እዚአቶም ምሉዓት እካላት እዮም። ማልማለትጵ ንቲ ለጋፅጵቲ ረባዕ ጀ ጃዕ ሠለስተ አንስትዮ ማለት እዩ ። ድማ ንሐንቲስኒዘጐደለ ፈርፒጊ ይዕደ ንክልተስኒ ፈርጊ ኀሐንቲ እፃሃብዕ ፈርጊ ንክልተ እፃብፅ ፈርጊ ንአበአበይቶአእ። ደብተር ማለት መንግሥቲ ምስተዋበሎ እዩ። ሀዬ አስክ እለ እብ ሐዮቶም ለህ ፊና ጁ ለው ከራ ት ማር ያም ወድ እሽሐቅ ብ እምነት። ጢላ ን እብ ክእና ሐቆ ለሀዳዮም ዓመት ለደውሮ። ሐቆሃ ለወል ወድ ኖሱ ገብእ። የ ሐር ዶል ወሊዳ ክም በጽሐት አንስ ልትአከበ እታ። ግራ እለ ዓደት ለብእስ እት ቤቱ አቴ ወለቤት ክም በዲር እግል ኩሉ ትትከሰት። ከወድ ተብዐት ምን ገብእ ከነድመምን ጀሬ ፈዛ አለቡ እቱ። ሐሁ ም።
ስልማት ናብ ሕፀ ጓል ዘአቱ ክልተ ቃለበት እዝኒ ብሩ ር ሐደ መስቀል ናይ ክሳድ ብሩር ሐደ ኩይስሔዱይ ማለት እዩ ነዙ አብ ላዕሊ ተጸሒፉ ዘሎ» ናይ ሕፀ ነገራት ክሣብ መንልፒቲ መርዓ መንጎኛ እዩ ምስክሮም ። አቦ ወዲ ነቦ ጓል ብመንጎኛ ገቢሩ እ ታ ዝጠፍኤት ክብቲ ናብ ደጐዓ መሬት እንተ ደኣ ኮነ ት ክሳብ መዓል ። ዘፍረሰ ቅርሺ እዩ ። ግና ቅርጂ እዩ ። እንተ ። ዣህ እቱ ሐላዊ ምስ ዘነበ እቱ ተዘናቢ ወዲ ዓዲ እንተ ደኣ ክነ ሻቡ መዓልቲ ጥሕስ ተኪሉ እንተ ዘየውጽኤን ናብ ለይቲ ዝሐደራላ ዛሯ ቅርሺ ይክሓስ ። ካልእ ዕዳ እንተ ኮይኑ ድማ እቲ መሬት በሰላ እን ተኔሩ እሞ። ቀረብ አብ ርጐቅ ከሎ መሬት እንተ ተሸጠ ክሳብ ሠለስተ ዓመት ከምልሶ ይግብኦ እዩ ። አብ ደጐል ወይ አብ ውሽጢ ደምበ ዝዓሰለ ንሀቢ ንበዓል ቤት እዩ ዝግባእ ። አቦ ወዲ ዓንዲ ተእዚዙ አቱ ምስ መጸወዞይወፈራዓየድእን ተወጎለ እሞ አቦ ጓል ጵድባሕ ወረራ ላም ብፅራይ አቅራሽ እንተሃቦ እተቀ በሎከብ እንተ ሸጠ ወይ» እንተጥረየ ክፋትሑ ከለዉ አብ ጽብጽብ አ የአቱን እዩ ነቦ ወዲ ናዷ ላዕሉ እዩ ዝከውን ናይ ጻማኡ ። እብ። እቲ ገንዘብ ግን ነቦ ጓል እዮ ዝግባእ ። ሰብኣይ ጓል ዝግብአ ሰዲት ከሎ ነፍሱ ወይ ልኡኩ እንተ ተረፈ ፕ እሞ አቦ ጓል ክብ ጥሪቱ ወይ ዓዞ እንተ ሕረደላ ሕልቲ ናይ ደፋን ይግብአ እዩ። አርሐ ዳኛ መደርደር ግን ብዝተክሐድም ነገር ዳኛ ኮይኑከማሳ ክሮም እዩሞ አብ ዓዲ ሕጊ እንተ ወሰዶም ፈርግን መሰለስ እክልን እዩ ዳኝነቱ አብ ክልእ እንተ አማሳክ ሮም ግን ከም ሥርዓት ንጉሥ ዳኝነ ቱ ይክፈልዎ ። ነ ሰብኣይን ሰበይትን ክፋትሑ ከለዉ በኩሪ ወዲ ነዲኡ በኩሪ ጓል ነቦኣ እዮም ዝኮኑ ክልተ በሪ ምስተማቀሉ ድማ ዝዓበየ ወዲ ነቦኡ ዝንበየት ጓል ነዲኣ እዮም ዝከኑ ፍትሕቲ ሰበይቲ ሰብኣያ ሐዳር ንግበር ኢሉለሚኑዋ ሕራይ ኢላ እንተ ጠለመት እቲ እተለመነትሉ ቦታ እንዳ ሰብኣያ እንተ ኮይኑ ሕልቂ እንዳቦአ እንተ ከይኑ ድማ ክልተ ሕልቂ ትክሐዕ ። ወዒሰብአያ ዘሕዐየት ሰበይቲ ድማ እቲ ገዝሚ ነቡኡ እዩ ዝግባእ ጓል ሰብእያ ዘፀየትን ጓል ሰበይቴ ዘሕዐፀየን ሥርዓቱ ከምኡ እዩ ። ሓደ ሰብኣይ ጠይ ሐንቲ ሰበይቲ ከብ ክልተ ወሊዶም ሓዲኦም እን ተሞተ እቶም ቁላዑ ገንዘብ አብኦም ወይ ገንዘብ አዲኦም ምስ ተማቀሉ ካብ ክልቲኦም አኅዋት ሐዲኦም እንተ ሞተ እቲ ሀልዊ ወላዲ እዩ ዝወር ስ እምበር ኀዉ አይወርሶን እዩ ። አብ ኡ። ሠለስተ ደያኑ ኮይኖም መሬት እንተ አማቀሉ ናይተን ዝደከሙለን መዓልቲ ካብ ክልተ ሰብ ነገር ዳኝነት ይግብኦም እዩ። መሬት ይግብአኒ እዩ ዝብል ሰብ ብዳኛ እዩ ዝምሕሀን እምበር ሐደ ጋ ክወድቅ ኣይግዛኦን እዩ ። ንሳቶም ድማ መዓርጎም ፈሪሱ ከሎ አብ ቤተ መቅደስ እንተ አተ ዉ ክልተ ቿ እዮም ዝክሕሱ ክመይ እቲ ክሕሳ ነታ ቤተ ክርስቲያን መ ባረኪኣ እዩ ዝከውን ። ናይ ፈረስ ናይ በቅሊ አድጊ ናይ ላም ሥርንቱ ከምኡ እዩ ። እቶም ወረዲ መርዓናይ አቦ ወዲ ኩነ እቶም ዓዲ ዝጸንሑ ናይ አቦ ጓል ኩነ ናይ አጽዋር ምልክት ከይሕሹ ብጽኑዕ ኩልኩል እዩ ። እዩ ዝግባእ ። ሰራቂ ናብ ቤቱ ኪሰርት ምስ ጸንሖ ብለይቲ እሞ እቲ ዋና ቤት ብድንገት ነቲ ሰራቺ ሃሪሙ እንተቐሎ ጋር እዩ ዝ ኸፍል እምበር ብሕኑቕ ኪመውት አይግብኦን እዩ ። ቤት ዝሰርሕ ሰብ ብሽማግለ ዓዲ እዩ ዝምሳሕ እምበር ብ ኢዱ መሬት ዓዲ ኪሰርሕ አይከኣሎን እዩ ። ቤት አቦኡ ኪወርስ ዝግብኦ እቲ ሕሳስ ልደ ወዲ እታ ቀዳመይቲ ሰበይቲ እዩ ። አሕዋት ዘሎዋ ጓል ቤት አቦአ ክትወርስ አይከአላን እዩ ንወዲ እዩ ዝግባእ ግና እታ ጓል ሐሚማ ተደንጊታ። ወላዲ ብመሬት ዝአክል ንሐደ ወዲ ፈትዬ ኪሀቦ ነቲ ዝ ጸልኦ ወዱ ግና ኪኸልኦ አይከአሎን እዩ ከመይ ነቲ ርስቲ ካብ አቦኡን ክብ አበሐጎኡን ክብ ጥንቲ ወላዲ እናሞተ ውሉ ድ ከኣ እናወረሰ ዝጸንሔ ርስቲ እዩ እምበር አሕጅዎ እይተ ወልይን ስለዚ ወላዲ ፈትየዮ ኢሉ ብለበዋ ርስቲ ኪተክል ን ዝጸልአ ውላዱ ከአ ርስቲ ኪነቅል አይከአሎን እዩ እሞ ናብ መሬት እተላበዎ ኩሉ ፍሩስ ይኹን ክልእ ገንዘቡ ላሙ ብዕራዩ ዘሎ ጥሪቱ ኩሉ ግና ንዝፈ ተወ ይሃብ ንዝጸልኤ ይኸላእ ። ንትሕ እተሸጠ መሬት ቅድሚ ድ ዓመት ኪምለስ አይክ ኣን እዩ ስለምንታይ እቲ ንትሕዞ መሬት ዝገዝኣ ሰብ ናይ ፍረ መሬት ኪረክብ ይግብኦ እዩ ። ናብ መሬት ሎጎ ጭዋ ንዝጠመዬ ሰብ እንኔራ አብሊዕካ ወይ ንዝጸምኤ ማይ አስቲኻ እተሸጠ መሬት ፍሩስ ይኹን ከ መይ ዝጠመዬ ሰብ መሬቱ ይሸዬዩጥ ዝፈትዎም ደቂቁ ጦይ ብዓ ልቲ ኪዳኑ ይሸዬጥ ሃይማኖቱ ይክሕድ ከምኡውን ብዙሕ ናይ ስሕተት ነገር ይግበር እዩሞ እቲ ንዝጠመየ እንጌራ ማይ አብ ሊሪክ ናይ ቅድሚ ሎሚ እተገብረ መሸጣ መሬት እንተሎ ክ ብ ሕጊ ዝወጸ መሸጣ እዩሞ ምንም እቲ ዝጠመዬ ንጸለማ እንተ ሸጠ ፍሩስ እዩ ስለዚ እቲ ርስተኛ አበቦኡ ወይ አቦ ሐጎኡ ወይ ዓሌቱ ዝሸጠሉ ብዝጠዓሞ መዓልቲ ናብ ዳኛ ከ ሲሱ ነታ መሬት ብእንጌራ ማይ ሂቦም ክብ አቡኡ ወይ አቦ ሐጉኡ ከምዝወሰዱዋ እቲ ርስተኛ ረቲዑ መሬቱ ይሰድ ። እቲ ዝምስክር ሰብ ገንዘብ ተቀቢለ እንተበለ ግና ከብ ም ስክር ትሩፍ እዩ ። ምቅማጥ ሐሰር ዝነበረ እሞ ሰብ በዚሐ ዓዲ ገፊሑ ሽማግለ ዓዲ ወጺኦሞ ንዝ ታት እዩ ዝግባእ እንተበሉዎ ንገዛ ታት ይኹን አእማኑ ግና እቲ ዝአከቦ ይውሰዶ እቲ በዓል ሐሰኗፎ አይለቅቅን ኢሉ እንተ አበዬ ፈ ይዕደ ነታ መሬት ይልቀቃ። ሪ ወራድ መርዓ መአዲ ምስ ሐሙ መአዲ ምስ መርዓ ዊ ኩሎም ሰብ ይኹኑ ክብቪኦም ዝሐልፉ እንተኣውረዴ ከምኡ ውን ብጀካ እቲ አበ ጓል ፈትዩ ዝሃበ ገዝምን ክዳው ትን በቶም ወረዲ መርዓ ገይሩ ብጥርዓንን ህውከትን ዝወሰደ ገንዘብ ምንብባር ኪኸውን መዓልቲ እተን ናብ ዳስ እተሰምያ ክዳውንቲ ብከብቲ ኹነ ብገንዘብ ኩለን አቦ ወዲ ብላዕሊ ኣይ ውሰድ ከም ገዝሚ መጠን ኩይነጌ ይመቐላ ፍትሕ እንተተ ረ ኸበ ክዳውንቲ ብላዕሊ የልብሉን እቲ ከም ሕጊ ሰብ ጥራይ መርዓ ዘውረደ ንሳቶም ድማ ብዘይጥርዓንን ክብ ዳስ እንተተሳናበቱ ከም ስሩፅ ኩሉክ ዳውንቲ እተሰፖየ ነቦ ወዲ ብላፅሉ ይኩዙን እዚ ካብ ዓም። ኩሉ ውዑል ናይ መርዓ ዝኹነ ብፊርማ ይኹን ቁጽሪ ገዝሚ ናይ ገንዘብ ማልን ናይ ቃል ኪዳንን ምስክር ዝኹኑ እዚኦም እዮም አበ ንስሐ ናይ እንዳ ጓል አበ ንስሐ ናይ እንዳ ወዒ አቦ ዳስን ጭቃ ዓድን እዮም እዞም እተሰምዩ ድ ምስክር ዝርአይዎን ዝሰምዕዎን ናብ ሰለስተ ወረቀት ይፈርሙእትን ወረቀት ናይ ውዑል ፊርማፅ ምስ አቦ ንስሐ ናይ እንዳጓል ፅ ምስ አበ ነብሷ ናይ እንዳ ወዲ ድማምስጭቃ ዓዲ ናይ እንዳጓል ይቀመጣ እንዳ ወድን እንዳ ጓልን ካብአቶምቀ ዲሖም ይውሰዱ ። ዳኛ ቂይሞም ከለዉ ሐዲኦም እንተሃረመ ፈ ይክሐስ ብላዕሊ ስለ ናብ ቅድሚ ዳኛ ዝሃረ መ ናይ ስምብራቱን መፍጋእቱን ግና ናብ ርእሷኡ ከም ሕጊ ይክሐስ ነቲ ዳኛ ድማ ፈ ይክሐስ ናይ ሰበርዳኛ። እዩ። እዩ ። ፈርጊ እተሀለ ቅርሺ እዩ። ንሕደ ስምብራት ሐደ ፈርጊ እዩ ክህሴአ ብሕሪ ሣህረምቲ አብ ክልተ ስምጡ እንተ ሰሃበረ ፈርጊ ይክሐስ ። እንተ ኸደት ናይ ሰብኣኋይ እዩ ። ዋንጫ ማለት ቅርሺ እዩ። ወትግረይ እት ዐድ ምንመ ወድ አብ ሓድግ ገብእ ቀሪም ልግባእ ማ ፈክ ማ ብፅድ ለእሉ አውድ ለቱ እት። ሐቆ እለ አብ ለሕጸን እት ለም ዕሎም ምስል ቤት አቡሁ እግል ልሕጹ ወእግል ለድሕር እት አብ ለወለት መጽእ። ወሐር እግል ቤት አብ ለወለት እግል ልግበእ እብ ስም ልባስ ክል ልባበስ አክል ቅርሽ እንዶ ትሰነነ ዶል ለሀዳይ እብ ፈኩ እግል ለቅብል እቱ እንዶ ቤለ አቅሩሽ ለ ለበብስመ ሀይቦ ከዐልብ እሉ። እብ ፈጅራ ምድር ክም ጸብሐ እት ሰላሳ ዛክር ምን ገብእ እት ስጋድ ለወለት እግል አሁ ምስል እለ ወአት ለድ ራሮም ወወአት ለመንድቅ እብ ስም አሐ ሰይፍ አብዕቡ ወአት ሀይበ። ወ ሐር ክም ቀልቡ ለስፅ ማ ዐስር ወአት ገሌሀን እብ ስም አብዕብ ማ እብ ስም ዐቢ ለቤት አብ ሕያይ ወማይት እብ ለበብስ እት ለሀይብ እግል ለአብ ለሕጻን በልሰን ወገሌሀን ዕ ዳዩ እግል ለቅልል እንዶ ቤለ እቸ አፍተሓት ጎ እሊ አብ ለሕጻን ሐድገን። ፅ ሐቆ ለመአኮት አብ ለሓጺ ማ ሀቱ ኖሱ እብ ምስ ምሳ ሕሜት ግብርነት ማ በአስ ማ ቅባ ሞላድ ለመስል ተፀ ሰ ምን ገብእ እት ሕጹ ለአሉ ሀበ ማል እንዶ ሐድገ ለሕ ጸ እግል ልጠልቅ ገብእ እሉ። ለሕጺት ፍንጌ ዐስር ወክልኤ ወዐስር ወሐምስ ዓመት እት ሀሌት ወለሕጹይ ፍንጌ ፀዐስር ወስስ ወዕስራ ወሰለስ ዓ መት እት እንቱ አቡሁ እግል ልህዴ እሉ ክም ሐዘ ምስል ገሌ ሰብ አት ለአከሙሁ እንዶ ጌሰ ሀዳይ ሀበኒ ልብሉ ደአም ሀዳይ እንደይ ሐዜ ምን ደንግር ወለሕጺት ምን ትደንግል አ ቡሃ እግል አብ ለሕጻን እት ሀዳይ ለሸፍጎ። እት ዐድ ለመርዓዊ ላተ እት ለ ጎይሳ ላሊላሊ ሌጠ እግል ለአበይቱ እግል ሰብ ለዐል ወሰብ ተሐት ሐምዶ። ፅ ገድም ወክድ ለሀዳይ ክም በጽሐት አብ ለመርዓዊ ወሀቱ ሞተ ምን ገብእ ለመርዓዊ ኖሱ እግል በቃለት ለመርዓዊ ስልቃ እንዶ አጠምጠመ ወክል ዎሮት ጽዋሩ እን ጾ ነስአ ወኖሱ ንጋረት ምን ረክብ እላ ወጥጦት ወወሻይፍ እንዶ ነስአ ምስል ሰብ ሀዳዩ ወለመሳኒት ሰምበት ንኢሽ ክም ፀይር እት ሀዳይ ዐድ ገቢለት ልትፈረር። አባጽሕት ለህዳይመ እብ እንክሮም እት ጎይላ ለዐድ እንዶ ተሓበረው ቤት አብ ለመርዓት እት ለሐምዶ ልትመየው። አንስ ለዐድ ሀዬ እት ቤት እም ለመርዓት እንዶ ተአከበያ ሰብ ለዐል ወሰብ ተሐት ለቤት አብ ለመር ዓት እት ለሐምዳ ወእግል ለመርዓዊ ወእግል ለቀሩቦ እት ልገንግራሆም ልትመየያ። ገድም አብ ለወለት እግል አብ ለሕጻን ማልከ እግል ዝክራን ልግበእ ማ እግል ብፅደት ለእላ ሃይብ እንተ ዐልብ ልብሎ። ገድም አብ ለወለት እግል አብ ለሕጻን እት አሐ ቀንጽቡ ወምስሎም ሰብ ሀዳይ ወሰብ ዐድ እግል ልዕፈው ክም ጾልደላ በጥሮ። ወምን ለሀዳይ ሰብ እንዶ ቀንጸው እት አፌት እም ለመርዓት ቀደም ዜነይ እት ለቆደያ ወሐር ለመስንየት እት ለሐፍረታ ሕፍረት ለእሉ አምጸአው ምንድቅ ሐርይ» ከለመጳኒት እት ረአስ እለ» ሕፍረት እለ ለምንድቅ ክም ሐርደው ዎሮቶም ክትፈት ግርጉማ መስል እንዶ ነስአ ምኑ ሕርበት ለአፌት ቀልዕ ከእት ቤት እም ለመርዓት እት ለተአከበያ አንስ ለክፋ። ደአም እት ልረ ፈዓ ወድቀት ምኑ ምን ገብእ ላብድ ምን እለ ወሐር እግል ኢትሕመም እንዶ ቤለው እት ለእታ ወድቀት አክን ትጸንሕ ወአባእባ ነዊድ እንዶ አምጸአው ሰለስ ዶል ለውልዎ እላ ከ ዲባ ሐሩዶ ገድም ለማዘይ እብ ድግማን ረፈዓ ወእት ቀደም ለመርዓዊ ማ እት ወኪሉ እት ድላለት ከርያ። ድ መርዓት ምን ቤት እማ ክም ትረፈዐት እሲት እብ ምዕ ሽር ዝበድ ምን ለቤት ደርባ ትፈግር ወእት ለአፌታ ግሱያም እግል ለሀለው ሰብ ቤት ለመርዓት እት ግሰቶም እንዶ ተማ ተመት ምኑ እት ለቤት ተአቴ። መርዓት ክም ጌሰት መርዓዊ ማ ለእት አከኑባ ምስል ዐባዬ ለህዳይ እንዶ ተርፈ እብ ብጣሩ ረአሱ እት ለደንን መድሐር ቤት አብ ለሐሙሁ ሐዜ ወእበእባ እግል ክል ዎ ሮት እዴሁ እት ለሀይብ ልደሐር። መርዓት ለረፉዕ ሰብ ሀዳይ ገበይ ሬመቶም ምን ገብእ እት ዐድ ደኢኮን እት ከደን ኢልትመየውባ። ወሐር ዐድ ለመርዓዊ ክም ቀርበው ምን ለበቀል መ ርዓቶም እንዶ ከረው ገሌሆም እት ልረፍዕዋ ወገሌሆም እት ልበርጆ እት ቤት ሔማ ለኣትዋ« ወሰብ ለዐድ እት ለዐሩ ወ ሕንስ እት ለዐልላ ወአዋልድ እት ልጎልያ ወከበሮ እት ልዘ ብጣ ልትከቦቶም። ሄ ገድም ለመርዓዊ እት ምግሳዩ እት እንቱ ቤት አብ ሁ ትቀንጽ እሉ ህቱ ሀዬ እደይያ ነስእ ወህታ እብ ዎርዎሮት ትድሕሮ ወትጸናብሉ። ገድም ለመርዓዊ ቀደም ሐሊብ እግል ልስቴ እት ዐድ አሐ ዐይር ወሐር እት ጸገም ማሉ ወዳሩ ገብእ። ሀዬ አንስ እት ቤታ ክም ተአከበያ እሲት ሔ ማ ወድ ንጉስ ለልቡሎ ማይ ወስንፉእ እት ቅምብር እን ዶ መልአት እግል ለዐምሳት እት ዐርቀይ ቤታ ግሲት እት እንተ ሰለስ ዶል እት ድዋር ለረአሳ ትለውልዮ እላ ከእብ ግርሃ እት ምድር ጵክፅዮ። ወእብ ነይ ለአስማይ ሀዬ አብ ለግርዝ እት ሀለ ለግ ርዝ እብ ስም ዋልደዩ ኢልትሰሜ ወለስም አብ እት አስማይ ለሒራን ኢትትሓበር ወአብ ክም ሞተመ ምን ውላዱለን ኡኾም ሌጠ እብ ስም አቡሁ ኃልዱ እግል ልስሜ ሀቱ ሌጠ ሐቃ ቡ። ወል እት ዐድ ልግባእ ማ እት ከደን ማ እት ገበይ ክል ዶል አቡሁ ሐሽም ሻሙ ላተ እት እሙ በዝሕ። ሐቆ ለፍገራትመ ሀዬ አብ ወወል እንዶ ትበአሰው እት ቀደም ለሹም ምን ልትሻከው ወል ለዕበያት አቡሁ እግል ልፍቀድ እት ልትራቱፅ እት ፎቃዩ ረፍዖ። ደአም ሀዬ መበል እት ብዕድ ኢተሀዴት ምን ገብእ እብ ኩሉ ለዳር ብእሳ ምስል ውላዳ እት ፈርዓ እግል ትም በር ሐቅ ባ። ምና ተ አብ እት ልመይት እት ረአስ ሰማዕ እግል ውላዱ እብ ነይ ዕዳዩ ልግበእ ማ እብ ለእሉ ፈዳዱ እቱ ፈኩ ማ እብ ለእሉ አውድ ማል ማ እብ መትፈዳይ ፈክ ምን ልትፋነዮም ወሀዬ መርባት ደም ምን ተሀሌ እላ እግል ለቅ ስኖ ምን ልብሎም እሊ ኩሉ ክም ሓጥጥ ወትቡት ቱ ወክም ሰል ሐቁ ለሰሉጦ። ሯ ወለሰብ ሀዬ እከለት ወስጋ ክም በልዐው እት አምእ ሶም ወእት ተክይቦም እት እንቶም እግል ሰብ ለማይት እት ልፈጉዕ ወእት ልትሃገው ወቡን ወትምባኮ እት ልሰቱ ወእት ልትሃጀከ ወሐይለት እት ለተንሱ ልትመየው። ሐቆሃ እት ዐድ ክም ፈግረው ኩሉ ለሰበ ወውላድ አሰር ለቀሽ እብ ታቦቱ እት ልገቡእ ሰለስ ዶል ቤትማርያም ከሎ ወእት ልከሎ አንስ ሀዬ ጸንዲ መገላብብ እንዶ ትገላበበ ያ ወክል ሐቴ እት ለአካና እት እንተ ለዐልላ ለጸበሓ። ክእና ሀዬ እናስ ዐቢ ጋሸይ እት እንቱ እት ዐድ አተ ምን ገብእ ከሀቱ እብ ዕንድሩ እት ልዋጤ ወእት ለሐ ምድ ምን ልትከበቶ ነሲቡ ነስእ ምኑ። ተላይ እብ ማሉ ወእብ ነፍሱ ደሐን እት ሀለ ኖሱ ልግበእ ማ እብ ለልንጉዩ ማ እብ ሐረስተይ መምብሁ ኢኣተዩ ምን ገብእ ሐሊብ ሰምበት እት ስጋዱ ታምም ቱ። ክምሰልሁ ሀዬ ተላይ እብ ህርመት ወአት ቀትለ ምን ገብእ ወለበዐላ እብ ስኑ ዐውላ ምን ኢልትፈዴ አለመ እት ፈክ ለመምብሁ ሐድጋ እሉ ጽብሕ ምድርመ እንዶ ጋነሓ ከላሊ በይደት እት እንተ ምን ኢለስአልባ በዳሃ ክም ተአመረ እት ለእግሮ ዕልብት ተ። ክእና ጋሸይ ጸዐዳ ሻንፉ እት ፀድ እንዶ አተ ከ እት መሐበር ሐቆ ትገሰ በዲር እት ዐድና አዳም ቃትልመ ምን ገብእ ኢቀቱሎ ወኢለቀቱሉ ገድም ዎሮት አሊ እናስ ሑዬ ማ ወልዬ ቃትል ቱ እት ልብል ምን መጽእ ሰብ ለ ዐድ አዜዲ ልትሳራሕ። ፅ አዳም እግል ዎሮት እብ ቅሩሽ ልግበእ ማ አብ ሕያ ይት ማ እብ ሂጋ ለአከዩ ምን ገብእ ክም ለእላ ትከበተዩ ልኩኩ እግል ለብጽሕ ቀስብ እቱ ቱ። ክእና ገድም እናስ እግል ቅሩቡ ማ እግል ጋናሁ እት ጽምበላት ማ እት ብፅደት ጠሊት ማ ጽዋር ማ አቅሩሽ ሃይቡ ገአ ምን ገብእ ሬክ ለሀያበ ኢበዴ ምኑ» ከለ ናስእ ምን ለውሕድ ማ ምን ለበዝሕ እብ ወክዱ ፈክ ለሀያብ በልስ ደአም እለ ምን ኢወዴ ለሃይበይ ከሰዩ ምን ገብእ እብ ፍትሕ ረትዕ ምኑ ከለሀያቡ ዎክ እብ ረአሱ ዎክ እብ ቅጽዑ ለቀብል እቱ ወቅጻዕ ጠሊት ስማኒ ቱ ወሀታ ምን ልባስ ሐምስ እድሃ ተ። ተፍደ እት ቤት አብ። ቤት አቡሁ ሀዬ ለሕጻን ትረድእ ወእሉ ወለጹወዩ እንይ ነስአው እት ዐዶም ለቀብሉ እቱ እት ሹሞም እንይ በጥረውቦም ለሹም ሰልፍ ኩሉ እግል ለእናስ ለጽዉይ ለረተ ዖ ወገድም እግል ለሕጻን እት አቡሁ በልሶ ር ከአብ ለሕጻን እት ሹም እንዶ በጥረ እብ ነይ ጴወ የት ወልዱ ልትራታዕ። ፅ ሰብ ገቢለት እግል ለትርቦ እት ዐድ መንላፅ ምን መጹእ እት ዎር እናስ ሐዳር አቱ። ደአም ፍርድ ክም ትፈረደ እምበል እት ነፍስ አዳም ደኢኮን ለትወጸዐ እት ፈዳ ማል ትቀጸዐ እቱ ምን ገብእ ለአዉድ ምስል ለአዳም እት ለኣውድ ለበዐል ለዐውቴ ለከሐድ እንዶ ቀርበ ገሌ እግል ማርያም ወገሌ እግል መሐ በር ወገሌ እግል ልበስ ሹም። ር ደአም ለወአት እት ከደን በና እት እንተ ድርጽ እ ማታ ምን ኢትጸንሕ ተሃገው እታ ምን ገብእ ወዎሮቶም እብ ሐሩዬቀት ምን ቀትላ ልትሳበኮ ከክልኢቶም እት ፍትሕ ልትባጠሮ። ወለፈዳ እሊ ቱ እት ክልኦት ለ ቀርና ክልኤ ወአት እት ዘነባ ወአት እት አርበዕ ለሽከነሃ እብ ጭልፍጭልፍ ሰማን ወአት እት አርባፅ ለሕንዝየታ አር በዕ ወአት እት ክልኦት ለአንፋ ክልኤ ወአት እምበል ለሰይ ጣት እት ክል ዐጽማ ወአት እት ለከልዓ ወአት እት ሞከሳ ወአት እት ሰለስ ለእትፍየታ ሰለስ ወአት ወእት ክል ሸኬና ወአት ፈዱ እት ረአስ እሊ ሀዬ ለናስአታ ክል ምኖም እት ዕፅልቦም ወአትወአት ሀይቦ ደአም ለወአት እንዶ ትሰረቀት እብ ትንቱን ሌጠ ለሴርቀያ ምን ፅቦጥ ወልትአመን ለበዐል ለወአት ሐቴ ሺሽ ወሐቴ በዐል ክልኤ ልትፈዴና ደአም ለሴርቀይ ትበረ ምን ገብእ ለበዐል ለወአት ትግረይ ምን ገብእ ምስል መምብሁ ልምሕል እታ ወሽማገለይ ምን ገብእ ምስል ሑሁ ልምሕል ከእብ ክል ገአት ክልኤ ሺሽ ወክልኤ ሰብ ክልኤታት ልትፈዷዴ። አዳም እት ከደገ ማ እት ቤት ኖሱ እብ አምር ልግ በእ ማ እብ ተርሱዕፅ እ ሳ ት ከረ ምን ገብእ ከነድመምን ጀሬ ፈዛ አለቡ እቱ።