Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
እዚ መረዳእታ ናይ ብዙሓት ኪኸውን ይኽእል ከመይሲ ናይ ንግስቲ ህንደኬ ተሓዝ መዝገብ እዩ ነይሩ። ቆርኔሌዎስ ድማ መንግስታዊ ስልጣን ዝነበሮ ሰብ እዩ። ሃዋርያ ጳውሎስ ብምኽንያት ወንጌል ምስባኹ ካብ ኣይሁድ ስደት ምስበጽሖ ኣብ መጋባእያ እናተመጻረየ ኸሎ ሓደ ሮማዊ ሓለቓ ሽሕ ጳውሎስ ኪግረፍ ምስኣዘዘ ዝበሎ እዩ። ኣብ ከረን ዘላ ኸተማ ኽትክወል ኣይከኣላን እዩ። እዚ ክፍሊ እዚ ኽትህብትም ምድላይ ክሳዕ ክንደይ ኣብ መፈንጥራ ከምዘእቱ ዚምህር ክፍሊ እዩ። ደድሕሪ ገንዘብ ምኻድ ብዝዕባ ኪህልዎ ዚኽእል ሓደጋ ድማ የጠንቅቕ። ገላትያ እቲ ፍረ መንፈስ ግና ፍቕሪ ሓጐስ ዕርቂ ዓቕሊ ለውሃት ሕያውነት እምነት ህድኣት ይአኽለኒ ምባል እዩ።
ክርስቶስ መንግስተይ ካብዛ ዓለም እዚኣ ኣይኮነትን እዩ ዚብል ስለዚ ቤተ ክርስትያን ኣብ ናይ ምድራዊ መንግስታት እንታይ ኣእተዋ። እቲ ሓደ ዝምድና ቤተክርስትያን ከም ኣጽናፋዊት መንፈሳዊት ኣካልን ሃገር ከም ምድራዊት ኣካልን ዚምልከት እዩ። እዚ ማለት ቤተክርስትያን ኣብ ሓንቲ ሃገር መን ፖለቲካዊ ስልጣን ይሕዝ። እዚ ኪበሃል ከሎ ግን ቤተክርስትያን ኣብ ሕብረተሰብ ኣይትዋሳእን እያ ማለት ኣይኮነን። ክርስትያናት ዜጋታትን ሃገርን እቲ ካልኣይ ሕቶ ንውልቀ ክርስትያናት ዜጋታት ሓንቲ ሃገር ዚምልከት እዩ። ክርስትያን ከም ውልቀሰብ ድማ ዜጋ ናይ ሓንቲ ሃገር እዩ። እዚ ብቐጥታ ሕቶ ዜግነት እዩ። ስለዚ ክርስትያን ኣብታ ናይ ምድሪ ሃገሩ ሕቶ ዜግነት ከልዕል መሰሉ እዩ። እዚ ብመሰረት እቲ ኣብ ላዕሊ ዝገለጽናዮ ትርጉም ፖለቲካ ኣብ ፖለቲካ ይዋስኡ ከምዘለዉ እዩ ዜርእየና። ውልቃዊ እምነትን ፖለቲካን እቲ ሳልሳይ ደረጃ ጉዳይ እምነት ክርስትናን ነገረፖለቲካን እቲ ናይ ውልቀሰባት ተሳትፎ ኣብ ፖለቲካዊ ጉዳያትን ዚምልከት እዩ። እዚ ነቲ ውልቀሰብ ዚምልከት ሕቶ እዩ። እዚ ብዛዕባ መን ኣብ ስልጣን መጸ ዚምልከት ጉዳይ እዩ። እምበኣርከ እቲ ቀንዲ ቁምነገር እቲ ኣብ ነገረ ፖለቲካ ዚዋሳእ ክርስትያን ንርእሱ ብኸመይ ዝበለ መርሆ ኪመርሕ ይግብኦ ዚብል እዩ ኪኸውን ዘለዎ። እዚ ኪበሃል ከሎ ግን ክርስትያን ኣብ ምድሪ ምንባር ክሳዕ ዘየቋረጸ ነቲ መትከላትን ሕግታትን መንግስቲ ኣምላኽ ኣብ ምድሪ ኮይኑ እዩ ዚነብሮ። እዚ ክፍሊ እዚ ክርስትያን ወደ መዝሙር ማለት ሰዓቢ ክርስቶስ ምኺኑ ዚገልጽ ክፍሊ እዩ። እዚ ክፍሊ እዚ ብንጹር ክርስትያን ከመይ ኢሉ ኣብ ምድሪ ኪመላለስ ከምዚግብኦ እዩ ዚምህረና። ኣብ ሓንቲ ሃገር ኣብነታዊ ዜጋ ዚበሃል ድማ በዚ መትከላት እዚ ምስዚመላለስ እዩ። ግናኸ እቲ መትከል ሕጂውን ኣብ ኩሉ ዚዓዩ እዩ።